#ስውእ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 242

  • @ormooapss442
    @ormooapss442 9 หลายเดือนก่อน +12

    ነፈስህ በአፀደ ገነት በሰማእታት በቅዱሳን እቅፍ ያኑረህ የኑራችሁ ጅግና ስወአት ተጋሩን😭😭💔😭💔

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti 9 หลายเดือนก่อน +8

    *_መዓረይ ጅግና ዘይነብረላ ዓለም ነብስካ ብሰላም ትዕረፍ😢😢😢_*

  • @Mebrahti
    @Mebrahti 9 หลายเดือนก่อน +8

    ጅግና ሓወይ ንኡስ ብሰላም ዕረፍ💔😢
    ክብርን ሞጎስን ንስለና ዝሓለፉ ጀጋኑ ስውኣትና✊

  • @Azmera-cc6vy
    @Azmera-cc6vy 9 หลายเดือนก่อน +4

    አታ ጅግና መዓረይ ነብስኻ አብ ገነት የንብርካ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ❤❤❤❤😭😭😭😭

  • @danyhdanyh-lq7ne
    @danyhdanyh-lq7ne 9 หลายเดือนก่อน +4

    ነገሰይ ሓወይ ተዛካሪ ኣብልብና ኢካ ወድነይ😭 ኣብሕቅፉ ቅዱሳን የንብርካ ብሰላም ዕረፍ💔🖤😭

  • @user-gz3mx7ew7y
    @user-gz3mx7ew7y 9 หลายเดือนก่อน +3

    ወድነዋይ💔ጎይታ ዓቅሊ በቃ ተፈላሊና ምስ ናፍቆትና ኣብ ሕቅፊ ቅዱሳን የንብርካ ለዋህ ሓወይ ኩሉ ጊዘ ኣብ ልብና ኢካ😢

  • @KalayGebreslase-fl8xu
    @KalayGebreslase-fl8xu 9 หลายเดือนก่อน +1

    ነገሰይ ጅግና ካብ ኾነስ ኣብ ሕቅፈ ቁዱሳን የንብርኻ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

  • @4egegfhrhye89
    @4egegfhrhye89 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ግነት የንብርካ ፈጣሪ ጅግና ሓውና 😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔

  • @user-vw6rq1bv9w
    @user-vw6rq1bv9w 9 หลายเดือนก่อน +1

    ነገሰይ ጅግና ወድነይ እግዚአብሔር ኣምላክ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ💔💔💔😭😭😭

  • @FfFf-wg2dx
    @FfFf-wg2dx 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ገነት የንብርኻ ነገስ ሓወይ ወድነይ ዓኽኽኽኽኽኽ ኣቤ ሓወይ ንጉሰይ ገዲፍኹምና ኸይድኹም ዓኽኽኽኽኽኽኽኽ😢😢😢😢😢😢

  • @assass8589
    @assass8589 9 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋን ስማእተትና
    ወዲ ዓደይ ብጅግነትካ ከርዐ 😢
    ቃል ስውእትና አይዕብርን 😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @HhdHhhd-p7x
    @HhdHhhd-p7x 15 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ታርክ ይስርሕ እ ም በር ኣይነብርን 😢😢❤❤❤

  • @gueshgeber-mariam1211
    @gueshgeber-mariam1211 9 หลายเดือนก่อน +9

    Proud of you our Tigrean heroes Rest in Peace !!!

  • @user-mv9jz3qs5n
    @user-mv9jz3qs5n 9 หลายเดือนก่อน +3

    ንኡስይ መንግስተ ስማይ የዋርስካ ጀግና ሓውና 😭😭💔💔💔

  • @teklebrhanmezgebe2712
    @teklebrhanmezgebe2712 9 หลายเดือนก่อน +1

    ክብርን ምፕገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

  • @sooqusabya6078
    @sooqusabya6078 9 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም ዕረፍ ንኡሰይ ክብርን ሞጎስን ንስዉኣት ጀጋኑና 😭😭😭😭

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 9 หลายเดือนก่อน +1

    ልብና ተሰይሩ ግንካ ካአ ጀግና ታሪክ ይስርሕ አብር አይንበር አዪ ክብርን ሞጎስን ንኩቡራት ጀጋኑ ስዋአትና 😭😭😭😭😭😭😭😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔💔

  • @igguter5564
    @igguter5564 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ወድ ሓፍተቦዋይ መንግስቲ ሰማያት የዋርስካ ኣብ ሕቅፊ ቁድሳን የንብርካ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-ik7vx5hb1w
    @user-ik7vx5hb1w 9 หลายเดือนก่อน +3

    ሓወይ ክብረይ ማእገረይ ነብስካ ብሰላም ትዕረፍ 😭

  • @galtgiray9595
    @galtgiray9595 9 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ዝኩሉ ጅግንነትኩም ሰምዐ እዩ ዘንበዐኒ ዘሎ ንኡሰይ ብሰላም ዕረፍ😢ክብርን መጎስን እንኮ ዘይትትካእ ሂወት ዝከፈሉልና ጀጋኑ ስውኣትና 😢

  • @user-rx5bi8qp5x
    @user-rx5bi8qp5x 9 หลายเดือนก่อน

    ብሰላሞ ዕረፍ ንኡሰይ💔😢
    ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰማኣታትና

  • @jafeerrani5730
    @jafeerrani5730 9 หลายเดือนก่อน +1

    ክብር ሞጎስ ንጀጋኑ ና💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @haftomngus9512
    @haftomngus9512 9 หลายเดือนก่อน

    ጅግና.ተጋዳላይ ነገሰ.መንግስተ ሰማይ.የዋርሶካ

  • @GzzhhmzohZhcifbo
    @GzzhhmzohZhcifbo 2 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም ዕረፍ ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እንበር ኣይነብር😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @titiberihu
    @titiberihu 9 หลายเดือนก่อน

    ጅግንነካ ምስ ባዓልካ እያ ተፈጢራ ካብ ቆልዓካ ሰብ ዘዛረብካ ኢካ ጅግና ምኳንካ ሐዚ የኮናን ንፈልጠካ ደቂ ከባቢካ። ጅግና ወዲ ጅግና ኢካ "ነብስካ ምስ ቅዱሳን መላእክት ክተመስግን ትንበር ነገስ ሓወይ "እዚ ናትካ መስዋእቲ ክቡርን ብእግዚአብሔር ዘንድ ዘጽድቅን እዩ
    ከመይስ ዓደይን አደይን አይትድፈርን ኢልካ ኢካ ተሰዊእካ ብሰላም ዕረፍ መዓረይ

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ምእንታና ሂወቶም ንዝኸፈሉ ጀጋኑና💔💔

  • @user-ml6bk5bk4k
    @user-ml6bk5bk4k 6 หลายเดือนก่อน

    ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና✊✊✊

  • @AlemqDesu
    @AlemqDesu 2 หลายเดือนก่อน

    ብስላም ዕረፍ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @abielsolomon6322
    @abielsolomon6322 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግናና ኣምላክ ኣብ ገነት ይቀበለካ

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv 9 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም ዕረፍ ጅግና ተጋዳላይ ነገስ ሓወይ ኡፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢

  • @TDF16
    @TDF16 9 หลายเดือนก่อน

    ማዓረይ ኣኽኽኽ 😢😢 ንብሎ ጠፍኣና እኮ ዞም ዕሸላት አሕዋተይ ሕልምና እዚ አይነበረን 😢😢 መርዓኹም እንበር ሕማቕኩም አይነበረን ትምኒት ህዝብኹምን ወለድኹምን 😢😢 ታይሞ ኽንብል ብዘይ ነፍሲ ይምሓር

  • @user-ml6bk5bk4k
    @user-ml6bk5bk4k 6 หลายเดือนก่อน

    ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና🙏💔😭😭😭😭😭

  • @eddf9976
    @eddf9976 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግናታሪክ ይሰርሕ
    እምር ኣነቢርን ኣብ ገነት ያንቢርኻ

  • @user-mj1rn4tx8y
    @user-mj1rn4tx8y 9 หลายเดือนก่อน +1

    የኻአልኩን ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ዝኩሉ ጅግንነት ምልስ ኢልኻ ተትሪኦ ንኡሰይ ዓሕሕሕሕሕሕ😭😭💔

  • @user-cu4rs6xc4z
    @user-cu4rs6xc4z 9 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ

  • @saramm8772
    @saramm8772 9 หลายเดือนก่อน +1

    ነገስይ ብሰላም ዕረፍ ዝሓወይ😢😢😢

  • @samigebre7828
    @samigebre7828 4 หลายเดือนก่อน

    እህምምም ጅግነትኩም ማ ዓለም ኣመስከረ ኩርዓትና ኢኩም

  • @yfyfmfhftu892
    @yfyfmfhftu892 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሕሕሕ ታሪኮም ከትሰምዕ ከለካ ወሳካ ትነብዕ አሕዋተይ አምላከ ብሰላም የዕረፍኩም

  • @milashmilash3881
    @milashmilash3881 9 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እምበር ኣይነብርን

  • @Tit567
    @Tit567 9 หลายเดือนก่อน +1

    ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ ነገሰይ😭

  • @hailemaryamgebru165
    @hailemaryamgebru165 9 หลายเดือนก่อน +2

    ጀጋኑና ቅያኩም ተነጊሩ ዘይውዳእ ብሰላም ዕረፉ

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147 9 หลายเดือนก่อน

    ንኡሰይ ኣብ ሕቁፍ ቅዱሳን የንብርኻ ጅግናና😢

  • @fretesfa6121
    @fretesfa6121 9 หลายเดือนก่อน +1

    Mengiste semayat yewariselna hawey mearey jeganuna ab ab genet neberu 😭😭😭😭😭💔💔💔💔🙏🙏🙏

  • @ababatasfay3036
    @ababatasfay3036 9 หลายเดือนก่อน +1

    ገነት ይፅናሕኻ😢😢😊

  • @hdhgdhh
    @hdhgdhh 9 หลายเดือนก่อน +2

    ነገስ ሓወይ ብሰላም ዕረፍ💔💔💔🙏

  • @mebratgebreyesus7200
    @mebratgebreyesus7200 9 หลายเดือนก่อน +1

    አህህህ ሰላም ዕረፈልና ንኡሰይ ጀግናናና!!

  • @Slam773
    @Slam773 8 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና 😭😭😭😭

  • @Tigray122
    @Tigray122 9 หลายเดือนก่อน

    እህህህ 💔💔💔💔😭😭😭ነብስኩም ይምሓርኩም ኩቡራት ወርቃውያን ጀጋኑና 💎💎💎💎❤️❤️❤️💛💛💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @user-wq4ch9zh8z
    @user-wq4ch9zh8z 6 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ሓወይ ኣብ ገነት የንብርካ ነገሰይይ😢😢😢😢😢😢😢

  • @dudy8366
    @dudy8366 9 หลายเดือนก่อน

    ስማእታት ንህዝብካ ኮይንካ ጅግና ኩሊግዝየ ኣብልብና ሒነ ዝተዳፈረት ሓፍትካ ብግፊኢ ዝተቃተለ ሓውካ ኣቦካ እንካ ቤተክርስትያንካ መሳግድካ ውዘተ ብጅግነት ሒነፈዲካ ካምሽምኣ መኪካ ከም ሽምኣ ኣብሪህካልና ክብርን ሞጎስን ንኩልኩም ስዋኣትና ንሓቂ ኢኩም ጠጦው እልኩም እሞ ኣብኣጸደገነት የንቡርኩም ሕድርኩም ንከይንጠልም ኣምላክ ይሓግዘና

  • @saragezaw4834
    @saragezaw4834 7 หลายเดือนก่อน

    ኣይሞተን ጀግና 😢😢😢😢ዕዩ

  • @user-vw6rq1bv9w
    @user-vw6rq1bv9w 9 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም ዕረፍ ወዲ ሓፍቲ ኮሪዐ ብጅግነንትካ ሓዚና ብሞትካ💔💔😭😭

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጓይታዋይ ብጅግንነትካ ኮሪዐልካ😭😢😢😢

  • @DyHd-hb2lm
    @DyHd-hb2lm 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ገነት የንበርካ ነገሰዋይ😢😢😢

  • @ggcd322
    @ggcd322 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሓወይ ብሰላም ዕረፍ😢😢😢😭😭😭😭

  • @rosak5384
    @rosak5384 9 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ❤️💛

  • @SamsungA-xe4sq
    @SamsungA-xe4sq 6 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም ዕረፍ ጂግና 😢

  • @user-ni2ck4gn3f
    @user-ni2ck4gn3f 7 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢 ኑኡሰይ ጅግና

  • @user-mj1rn4tx8y
    @user-mj1rn4tx8y 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዓለም ጅግና ዘይነብረላ ዋይ😭😭💔

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti 9 หลายเดือนก่อน +1

    *_ኣሕሕሕሕ ኣጋ ምውግሑ እዩ ዝፀልመቶም ጀጋኒና😢😢😢_*

  • @user-py1wk2tt4h
    @user-py1wk2tt4h 8 หลายเดือนก่อน

    ንጉሰይ ከምቲ ጅግንነትካ ተትምለሰለይ ታይ ነይርዎ ጎይታዋይ ኣሕሕሕሕ ዕድለይ ድዩ ረጉም ኾይኑ ዋይ ዋይሰሰሸ😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @dudg7196
    @dudg7196 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና ታይሪክ ይሰርሕ እምበር ኣይነብርን

  • @user-fd1cm6ho9s
    @user-fd1cm6ho9s 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ኑኡስ ብሰላም ዕረፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @HiwetWedikeshe-cp6xj
    @HiwetWedikeshe-cp6xj 8 หลายเดือนก่อน

    መንግሰተ ሰማይ የዋርሰካ ነጻ አሰይ😢😢😢

  • @LjhY-ex9jx
    @LjhY-ex9jx 9 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ገነት የንብርካ ንኡሰይ😭😭😭😭

  • @alulaabanega9008
    @alulaabanega9008 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብሰላም ዕረፍ ጅግናና😭😭

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብሰላም ዕረፍ ጎይታዋይ😢

  • @sarasa1683
    @sarasa1683 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብሰላም ዕረፍ ንእሰይ 😢😢😢

  • @saragezaw4834
    @saragezaw4834 9 หลายเดือนก่อน +1

    እታይሞ ክብል ጀግንነት ናይ ወለድካ እዩ እኳዕ ናተይ ኮንካ ናይ ሰላም እረፍቲ ልጀጋኑና😢

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo2314 9 หลายเดือนก่อน +1

    ታሪክ ለዘላለም ነፍስሕ በገነት ትሁን

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 9 หลายเดือนก่อน

    ጀግና ተጋዳላይ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ

  • @tigray8511
    @tigray8511 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብሰላም ዕረፈ😭😭😭😭😭🙏

  • @user-mm4xf7ff8v
    @user-mm4xf7ff8v 9 หลายเดือนก่อน +1

    እፍፍፍ ማዓረይ ጅግና ዘይነብረላ 🥺💔🥺😢😢

  • @user-gi3gk9dd9y
    @user-gi3gk9dd9y หลายเดือนก่อน

    ነጋስዋይ😢😢

  • @user-jj6mh7bk5u
    @user-jj6mh7bk5u 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይይይ ዓደይ ክንደይ ጀግና ኢኹ ወሰደኺ 😭😭😭

  • @user-yj1wh9kz2v
    @user-yj1wh9kz2v 9 หลายเดือนก่อน

    ወዲሓፍትቦይ ኣብ ገነት የንብረካ ጎይታዋይ😥😥😥

  • @tigray5422
    @tigray5422 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብሰላም ዕረፍ ወዲ ሓፍቲ😢😢😥😥😥

  • @kdsankds2141
    @kdsankds2141 9 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ሓወይ ብሰላም ዕረፍ😢😢😢😢😢😢

  • @abuali.7209
    @abuali.7209 9 หลายเดือนก่อน

    ነብስኻ ኣብ ኣፀደ ገነት ያንብራ 😭😭😭

  • @kalayugereziher-es5lv
    @kalayugereziher-es5lv 9 หลายเดือนก่อน

    ንጉሰይ ብጅግንነትካ ኮሪዕና ብመስዋእትካ ብጣዕሚ ሓዚንና ጎይታ ጅግንነት ብሰላም ዕረፍ 💔😭😭😭😭

  • @GebreWelde-sl7cy
    @GebreWelde-sl7cy 9 หลายเดือนก่อน

    ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማኣታትና

  • @user-kt7pb8fq8q
    @user-kt7pb8fq8q 9 หลายเดือนก่อน +1

    ነገሰይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ 💔

  • @radaatsd982
    @radaatsd982 9 หลายเดือนก่อน +2

    ጀግና ሓወይ በሰላም ዕርፍ

  • @user-rc6gq3ed6g
    @user-rc6gq3ed6g 9 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም ዕረፍ ጀግናዋ😭💔💔

  • @melatgeltdf8653
    @melatgeltdf8653 9 หลายเดือนก่อน +1

    ነገሰይ በሰላም ዕረፍ😢💔🖤💔😭😭

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 9 หลายเดือนก่อน

    ብስላም ትዕረፍ ነበሰካ ጀግናዋይ😢

  • @user-ri2vm8ru2w
    @user-ri2vm8ru2w 9 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም ዕረፍ😭😭

  • @user-py1wk2tt4h
    @user-py1wk2tt4h 9 หลายเดือนก่อน +2

    ወድነይ 💔😭😭

  • @user-ik7vx5hb1w
    @user-ik7vx5hb1w 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሓወይ ማእገረይ😭😭😭😭😭

  • @HdG-ul8ur
    @HdG-ul8ur 9 หลายเดือนก่อน +1

    ነገስ ሓወይ በሰላም ዕረፍ

  • @sameradescreen5938
    @sameradescreen5938 9 หลายเดือนก่อน

    ብሰላም ዕረፍ ወደነይ 😭😭😭😭😭

  • @user-iv1dl5zh5b
    @user-iv1dl5zh5b 3 หลายเดือนก่อน

    ቡፆተይ 😢😢😢😢😢😢😢

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 9 หลายเดือนก่อน

    Ak. Uaye Aeeeee. Hsbae ☝️😢🙏😢😢😢😢😢🌿❤️💐

  • @tgraweyt
    @tgraweyt 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብሰላም ዕረፉ ኣሕሕ😭😭😭😭😭💔

  • @e.t.777
    @e.t.777 9 หลายเดือนก่อน +1

    ንኡሰይይይ 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔

  • @axmawit21
    @axmawit21 9 หลายเดือนก่อน

    Mearey bselam eref💔😭

  • @user-xh4dl7wf3h
    @user-xh4dl7wf3h 9 หลายเดือนก่อน +2

    ጎታዋይ መንግስት ሰማይ የዋርስካ 😭
    እግዚኣብሄር ኣምላክ 🤲
    ፅንዓት ይሃብኩም ለመላእ ቤቴሰብ ይምነ

  • @user-zq3vj4to4o
    @user-zq3vj4to4o 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግናየ💔😭😭😭😭

  • @user-hk4xk3sw4d
    @user-hk4xk3sw4d 9 หลายเดือนก่อน

    Ah😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-uq6nv2qd2p
    @user-uq6nv2qd2p หลายเดือนก่อน

    Agokumi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤