ጠኒሰ ኢለ አዕቢደዮ 😂
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
- #tigray #tigraynews #tigrignamusic
TigraiMediaHouse HagereTigrayሃገረትግራይ TigraiTv DimtsiWeyanetelevision #TSTAPP Ethio360Media SyeEntertainment EthioForumኢትዮፎረም SeifuONEBS #KyanaEntertainment #sebleentertainment VenusMusic #Merkebbonitua #kokebmediaኮኾብሚዲያ #MicrophoneMedia #Jstudio #BANAINFOTAINMENT #LihamMelody #ESATtv #EthiopiaአዳኙካሜራAdagnuCamera #SEMAYENT #Hopemusicethiopia #EthioInfo #Omn #NeshneshTv #Raiena #TEFETAWITALKSHOW #HabeshaBroadcast #TMH #ethiopia #Ethiopia #merkebbonitua #hopemusicethiopia #ethiopia #ethiopian #ethiopiannews #tigrainews #eritrea #eritrean #Assena #ATVasena #EthiopianslnSaudiArabia #kramat #EthiopianNationalDialogue #Ethiopiaprevails #Sergegna #Wegoch #GEBEYANU #Debretsion #Gebremichael #AbiyAhmedAli #OlusegunObasanjo #JoeBiden #UAE #USAID #Eskinder #Nega #EthiopianPolitics #EthiopianDagDaylogue #GERD #Xne #7LN #አባይ #ግድብ #የአማራልዩሃይል #TDF #ነጭሀውስ #ሶማሌፋሚን #ፋኖ #ENDF #አፋር #ሶማሌ #ኤርትራ #ወልወጋ #ቶክሾው #ኢትዮጵያውያንሙስሊሞች #Ethiopian #Orthodox #ኢሳያስ #አፈወርቂ #ሻይ #ቡና #የኢትዮጵያፖለቲካ #እናትፓርቲ #የብልፅግናፓርቲ #የነፃነትእናየእኩልነትፓርቲ #የኢትዮጵያዜጎችለማህበራዊፍትህ #SolomonShumiye #ZehabeshaOfficial #FanaTV #ArtTVWorld #ZehabeshaOfficial #EBC #ጌታቸውረዳ #ኦላ #አቤልብርሃኑ #ወይዘሮ #ባልደራስ #ብርቱካን #ሚደቅሳ #አሚናመሀመድ #የተባበሩትመንግስታት #UNSC #Ethiopia #asharamedia #mido #fetaDaileynews #tigraynews #tigrai_tv #tmhtigraymediahouse #tigray_media_house #tigray_tv #tigray_music #hagere_tigray #tigray_news #tigray_music_2022 #dw_tv_tigray #tmhtigraymediahousenewstoday #tigray_war #tigraymusic_2021 #tigraymediahousetoday #tigrayvoice #tigraytvnewstoday #tmhtigraymediahousetoday #tigray_song #tigray_tiktok #tmh_tv_tigray #tmhtigraymediahouselive #cyberpower_of_tigray #microphone_media_tigray #dw_tigray_tv #tigray_news_today #dimtsi_weyane #tigray_tv #tigray_media #tdf_tigray #tigray_comedy #tigray_music_new #tigray_online #newtigraymusic2022 #zena_tigrigna #menfesawi_film #tigrigna_orthodox #ethiopian_music_tigrigna #tigrigna_mezmur_orthodox #voa_tigrigna #kbzena_tigrigna #tigrigna_classical #music_collection #tigrigna #ethiopian_tigrigna_music #xelot_orthodox_tigrigna #fidelat_tigrigna #newtigrignamusic2022thisweek #guayla_tigrigna #tigrigna_alphabets #tigrigna_mezmur_protestant #orthodox_film_tigrigna #jesus_film_tigrigna #tselot_tigrigna #happybirthdaysongtigrigna #mexhaf_kidus_tigrigna #jesus_tigrigna_movie #music_tigrigna #bible_tigrigna #mezmur_tigrigna #orthodox_eritrea #pope_shenouda_tigrigna #bibleaudio_tigrigna #tigrigna_bible_audio #bible_tigrigna_audio #tigrigna_music #shrektigrignafullmovie #mezmurorthodoxethiopia #ethiopia #ethiopianews #gmntvethiopia #emsethiopiamediaservice #yeethiopialijochtv #ethiopiacountry #unitedethiopia #ebstvethiopia #markwiensethiopia #inspireethiopia #tolosaethiopia #myviewsonnewsethiopia #ethiopiavlog #gmmtvethiopia #ethiopiatimeandyear #ethiopiamediaservice #ethiopiamusic #ethiopialijochtv #songs #begenamezmur #orthodoxethiopia #ethiopianewstoday #classicalmusicethiopia #ethiopia7yearsbehind #gmntvethiopianew #ethiopiaorthodoxsmezmur #teddyafroethiopia #ethiopiawar #musicethiopia #tiktokethiopia #eritreamezmur #catholiceritrea #picoceritrea #eritreamusic #eritrea #eritreamovie #tvsenederitrea #aanmediaeritrea #solomediaeritrea #eritreacountry #filmeritrea2022 #eritreashikor #eritreafilm #mezmurorthodoxeritrea2021 #sibketorthodoxeritrea #eritrea #vlog #jstudio #eritrea #dehayeritrea #mezmurorthodoxeritrea2022 #zeysharawiteritrea #tadieritrea #eritreacomedy#dimtsihafash #eritreamezmur #orthodoxeritrea #berekettikue #asmaraeritrea #eritreatoday #filmeritrea2021#eritreatv #መረጃቲቪአዲስወቅታዊጉዳይ #music #drama #ebstv #gereemuncomedyfilm #merejatv #ኢትዮፎረም #ዲጅታልወያነ #asena #dw #tplf #TDF #Filmmovie #tigrai #tigray #tigrignasong #ተከታታይድራማ #ፊልም #ሙዚቃ #ክሊፕ #donkeytube Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri -TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asenaa@hopemusicethiopia @ethioforum @UnitedEthiopiaHUMANITY @OfficialEthioinfo @spacex237 @ethio360media2 @comedianeshetu @zaramedianetwork @AbelBirhanu @Adagnucamera @fetadailyanalysis @AddisFact @fetadailynews9708 @MinewShewaTube @MikoMikee @mikishow @Microphonemedia @KuluMedia @jstudio1 @ruftamedia @tigraynews24 @TigraiTv @TigraiMediaHouse @tigraionline @habeshabroadcast @HagereTigray @DimtsiWeyaneTV @dehaymeneseyat5852 @LazaRecords @abrelohd @LihamMelody @AdmasMusic @ellarecords @SEMAYENT @seifuonebs2712 @SyeEntertainment @gereemunentertainment @ATVasena @ATAMedia @Hericho @kokobmedianetwork
ያዓኪ 50k ኣብፅሕሎም ተጋሩዋይ ናጀራ ሰባት እየም ደሞ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም በርትዑ❤❤❤❤
ማሬ❤ላኣየለ ሰብ ግበረኒ ናይ እንጀራ ሰብ አየ😂
ኢሺ
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@@EyerusTsegay-yz7wtደምርኒ ተገደሰኪ🎉❤
@@EyerusTsegay-yz7wt ገይረ ኣለኩ ንዓይም ግበረለይ
እዚ ብራንኪ እዩ ግን ሓቂ ዋላ ተኾነ ከምኡ ክትብል ኣይነበረካይ አነ ክምኣ ኣጋጥማትኒ ጠንሰ እለ ነግሮዮ ንስብኣየይ ንምንታይ ጠንስኪ እሉኒ ተስፋ አቁርፅኒ 😢😢ዋላ እካ ኣብዘይ ሰዓቱ ይኩን ኣምየን እልካ ትቅበሎ ኣለካ ንሕና ደቂ ኣነስትዮ ካብ ወዲ ተስፋ ተቆር ፅ ና ሕማቅ ውሳነ እና ንውስን ደሓር ኣብ ጣዕ ሳ ንነብር 😢😢15:56
ኣይ ኣብዚ አኒአክን ኣጉል ፃድቃትለ
@@ዉዉዋታይ ማለትኪ እዩ ከምኡ ክብል ኣይነበሮን ኮእያ ኢላ
@@ዉዉዋ ናይ ባዓልኪ ማንነት ስለ ትነግርና ዘለኪ ናመስገንና ኢና ማዓረይ🙄
❤
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
አሕዋተይ አይትፍረድ ከይፍረደካ እዩ ማለት ድክነት ሩጉም እዩ ውላዶ ፆሊኡ ይመስለኩም ግን ስአኖ እዩ ከሙኡ ዘቡሎሙሎ አሕዋተይ
ግንሰ ኣነ ግርም ዝብለንሰ ክገብሩ ዘይሓፍሩሰ ቆልዓ የፍርሖም😅😅😅
😂😂ይገርመኪ እዩ ጋለይ😂😂
😂😂😂😂😂
ደምራኒ አሕዋተይ
😅😅😅😅
😂😂😂😂😂😂😂
ኣነ ማዓዝየ ዝወልዶ ስደት ነውሕኒ
27 ዓመት ገረ ከይወለድኩ እለ ይጭነቅ😢እዝ ካዓ ውላድ ፀልኡ😁ከምዝከማይዶ ኣለክን 27 ገረክን ዘይ ወለድክን እስኪ ተስፋ
ክገበር ኣለና በላኒ በጀክን😢
ኣለና❤
ኣነ ኣለኩ 27 ገና ኣወለድኩን ኣብ ስደት ኣለኩ😢😢😢 ኣምላክ ስደትና የሕፅረና 🙏🙏🙏
ኣነ ኣለኩ ግን እተን 30ገይረን ዘይወለዳ እናርአኩ ይፅናዕናዕ
@@Fufyf-q2gane temesgan gal 16amet keleku welide hji wedi 9kynuley 🙏🏿❤️
❤ኣጆኪ ወለለይ መድሃኒኣለም ብሰላም ንዓድኪ ይምለስኪ ካብኡ ሓዳርኪ ዉላድኪ ❤ይፍጠረልኪ
ሕቶ እለኒ ንምታይ እዩም ጠኒስ ተሊካዮም ዝድንግፁ አወዳት😂
እዋይ ዉሉድ ስኢኑ ማይፀሎት ዝንከራተት ሰብ ከምዘሎስ ትፈልዶ😭 የኔ ማር ዛጓል ገይራ ተሕዝን ሓቂ ተዝኮን ከ ከምኡ ድዩ ክብል ማርያምን ዉሽጥካ ክንደየናይ ከምዝስበር ኣነ የለኩሉንያ ምሳይ ድማ ደቂሳ ኮይና ኣነ ክህልወልካ 🤗🤗🤗
ኣይ ጆቲዬ ተጨኒቁ😢 ተልኮን ኣሜን ኢሉ ክቅበል ነይሩ እዩ ግን ድማ ሓቁ እዩ ሮዚም ተምሃሪት እያ በዛላይ ቆልዓ ምዉላድ እካ ፀጋ ተኮነ 1ቆልዓ ልክዓቢ ብጣዕሚ ብዙሕ ነገር እዩ ዘድልዮ ከም ዝተረድኣኒይ🙏😊
ተእርግና ዲኪያ ምእራግካ ማኣዝ ቃርዩካዋ ተመስገን እዩ ዝባሃል 🙏♥️
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤
@@EyerusaliemTH-camእየሩሳሌምገይረልኪ እየ ደምርኒ ተገድሰኪ❤
@@EyerusaliemTH-camእየሩሳሌምደምርኒ 🙏❤ተገድሰኪ❤
ናይ ብሓቂ ተልኾን ለ ድዩ በቃ ሃምዚ ትብላ ነይርኻ ባዕላ ድያ ጠኒሳቶ ባ ኾይና🤔
የኔ ማር ኣሕዚንኒ ምውልድ ኣይፀላኢ ወድኖ ብንኡሱ ዝወለደይ ብጋሓቱ ዝገስገሰይ ለርክቦ የብሉይ ወለድና ውልድ ከትፀልእ ካብ ሀዚ ❤❤ሮዝየይ የኔ ቆንጆ ናትኪ ቲፎዞ እየ ❤😊ቀፂሊ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏😍
ንሕና ሓሚምና ምስ ንወልዶ ንሶም ይጨንቆም ይገርም እዩ እኮ 😂
ደምርኒ🎉
ደምርኒ ዝያዳይ
@@tsegatsega238 እሺኒ
ብሓቂ ዋእእእእ 😢
ዳይበር ከቢሩ እዩ😂😂
ዋይ ጉድ ዘይ ሓፍረያ ሞይተነዋ ኣቀቡሩና በሉ ወለድናስ🤔🤔ለለስኻስ ገራሚ ኣኻ ምግባርን ምድያብን ዘይ ሓደግኻስ ጠንሲ ትብላስ ንምንታይ ትብላ ኣነ ተትኮን ገንበርኻ ብለኻ ነይረ እየ በእውነት ሞራላ ሰይርኻያ 🤔አብዚ ዕድመናያ ሳልሳይ ቀርኒ ድኻ ተውፅ ደሊኻ ዝሮ ውልድ ኣይ ፅላእን ውሉድ ውህብቶ እግዚአብሔር እዩ ሓስብኻሉ ደማ ኣይ ኮነን ዝውለድ ስራሕ ገይርኻዮስ ክንደይ ከዓ መአዘ ኢና ንወልዶ ናበሉ ሃረር ይብለዉ አብዚለ።
Jote aytdengts😂😂😂😂❤❤❤
ደምርኒ ተገድሰካ አፍም 🙏❤
Desta kemzi yekoney yebeley dyu ere jote😂😂😂😂😂😂😂
ጥንስ ሓስብካ ዝመፅ የኾነይ ጆት ኣይትጋገ😢
ዘስሐቀኒ ነገር ደማ የትጠቀምኽይ ድኺ መዳሓኒት ያ😂
ደምርኒ ማዓረይ
ይገርም እዩ ኮ በቲ መዳሓንት ታይ ከምዝፍጠርከ ይፈልጥዎ ድዮም ገረምቲ
ናማን ካምኮነከ ከ ካምኡ ዶ ይባሃል እዩ ውህብቶ አምላክ አይኮነን ድዩ😮
😂😂😂
ዳሓን ኣጆኻ ውላድ ፀሊኡ ዘይኮነስ ናብ ምድያ ዘይወፅእ ዝዛራረብዎ ዘረባ ኣሎ ሲጀመር እውን ካብ ዜሮ ተላዒሉ ከምኡ ኣይብላን ለዛውሞ ጠንካራ ዩ ነፃነት ኣለዋ ትመሃርያ፣ ሓቢርና ንዕበ ንሰራሕ ኣይበላን ንሱዩ ሓላፍነት ተሰኪሙዎ ዘሎ በዛላይውን ንባዕላ ሓልዩ እዩ እየ ዝብል ብናተይ ኣመላካክታ🌿 ትምህርታ ጨሪሻ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በፂሓ ዳሓር ክተሐግሶን እንድያ ግን ኣብቲ ውሽጢ ሓዳርን፣ ትምህርትን ዘሎ ሕልክላካት ፈተና ግን ከቢድ ዩ ክሳብ ፍረ ፃምኣ ትረክብ ! በዝሒ ውላድ ምውላድካ ወላድ ኣየብለካን ዩ ዋላ ሓደ ይኩን ብሰነሰርዓት ሓላፍነት ተሰኪምካ ክተዕብዬ ከለካ ዩ ተመሰገን እንካዕ ወ ለድኩ እትብል ወሊድካ ውላድካ ፀጊምዎ ጠምዩ ክትርኢ ከለካ ብጠዓሚዩ ልቢ ዝሰብር ወሊድካ ጠዓም ይብሉ ወለድና! ውላድ ምዕባይ ከቢድዩ ግዜ ኩነታትውን ብጠዓሚዩ ከቢድ እኒሄ
ብሓፂሩ ውላድ ፀሊኡ ዘይኮነሰ ኩነታት ሪኡ እዩ።ፀገሞ ይህልዎም ኣብውሸጦም ንደገ ዘይወፅእ ኣብ ክልቲኦም ዝቀሪ
ብዝኮነ በርትዑ ኣጆኹም😘👏
ናይ ጆቲ ኣናጋግራ ዘስሕቀኩም👍❤️🤣
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
@@EyerusaliemTH-camእየሩሳሌም እሺ
ኣነ ኣይትጠቅመኪይ ዲኪ መዳሕንት ያ ያጆት😂
ከምኡ ትብላ የነበረካይ ተጠኒሳ ታይ ትገብር ዋላ መድሓኒት ላተጠቀምካ ምጥናስ የጋጥም እዩ ቆልዓ ህያብ እዝጋብሄር እዩ
ታእዩባ ዉላድ ፀጋ እዩ ዉላድ ፀጋ እዩ ትብሉ ንሱስ ፀሊአ ዶ ኢልኩምዩ ግን ንሪኦለናኮ ቱናይ ዓድና ናብራ ከምትሕግዝዎስ😏
ወይለይ ወይለይ ውላድ ውህብቶ ፈጣሪ ድሕሪ ሓዳር ምግባር ሕቶ ዕድመ ጆቲ እቲ ዝዉለድ ህፃን ከይቅየመካ ከይደለካኒ ተወሊደ ኢሉ 😂😂😂😂
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
ደምርኒ ተገድሰኪ❤🎉
@@merhawitmuaz1619 👍👍👍👍❤❤❤
ደሚረኪ እየ ፅብቅተይ
እናተሳረርኩም ዳኢ ክትጠንሱ ኢኩም እንበር😁😁
ሰብ ኮሜንት ተረጋግዓ ለባም ለባም ኣትፃወታ ዉሉድ ዝፀልእ ሰብ የለን ነንሮ ከቢድ እዩ ደሞ ሕንጦ ስለ ዘለዎ እበር😮
Ezi wedi gn komu ay behaln ente koynu si ztesemaeka ab wshtka gerka ajoki ktbla aleka
ኣነስ ለይሓልፈለይ ክንደይ ተጋሩሲ ፈለማ ክሪኦም ከለኹ ኤሪ ይመስሉኒ ኮሜንት እንጀራ እዝጊ ብልዑ 😊
ዝሓወይ ኣብሰደት ዘለና ማዓዝ ኢና ንወልድ ናበልናስ 😭ንምንታይ ህያብ ፈጣሪ ዪ😢😢😢😢
ደምርኒ ዝያዳይ🤲
የሓዝን😢
😢😢😢😢 ብሓቂ😌
@@letshabrha6005 ኣጀኪ ዓይነይ
🙏ብውሽጢ አስከ ንራከብ
እሞ ሰድት ምምልአ ኣቢይኪ ዲዩ ዘይከድኪ ተወልዲ ንሰሞ ለ ምምላኣ ኣቢይዮም ይኮን እንቀይ😊
ዝፈትውኹ እሕዋት ላይክ ለሮዚ ምቅርቲ❤❤❤❤❤
አቲ ዛም አወዳት ድቃስ ዘይብልና ከም ዘይሐደርናስ ጠኒሰ ምስ በልካያም ገፁም ይቅይሩ ጉን ብጥዓሚ እያም ዝገርሙ
ቆልዑ ኢና ዘለናያ ቆልዓ እንተኮይንካ ንምንታይ ቁልዕነትካ ወዲእካ ዘይትምርዖ ትርጉም መርዓ ፈሊጥካ ምምርዓው እኮ ብልሕነት እዩ ሱቅ ጥዑም
ህዚ ግን ብምድጋመይ ብጣዕሚ ተሓጉሰ ድሮ እካ ጎቢዞምለይ ዋላ ደአ አብ ስደት ልኹን መሕፅናንዕየይ ኮይኖም እተ ንሱ ግን ሓደ ጊዜ ልበይ ሴርዎ ለዓመታት አለኹ😢😢😢😢😢😢😢
ካብዚ ዝዓቢ ሰርፕራይዝ ኣሎ ድዩ ኮይኑ እዚ ድዩ ሰርፕራይዝ ይብሎ ደጋጊሙ 😮 ክትገብሩ ዘይሓፈርኩም ጥንሲ ክብሃል ከሎ ይሃድሙ ተገሪመ እየ ብዝኮን ህፃን ውህብቶ እዩ ኣየፍርሕኩም ኣወዳት
ክገብር ዘይሕፍሮ ክወልዱ ዘሕፍሮም ታይ ጉዶም ገረምቲ እኩም 😂❤❤
ውልድ ፅቡቅ እዩ አነ ጋል16ናሃለኩ ወሊደ ኣሽዑ ይሓፍር ነረ ካብኡ ነት ስባኣይ ገፅካ ከርአካ ኢለዮ ብድሕሪኡ ግን ትምርተይ ቀፂለ 10ወዲቀ ናብ ስደት መፂአ ከዝ ግን ብጣዓሚ እየ ዝሕጓስ እና ውልድ መሐጎሲ እዩ
ሰብ ክደይ ውላድ ሲኢኑ ክደይ ይካራተት አነ ካልአይ ልምታ ትጠንሲ ኢሉ ልበይ ሰይርኒ ነይሩ ካብኡ ሓዲገዮም ስደት መፂኤ ምስ ጎቦዙ ግን እንኳዕ ተወለድኩም ይብሎም አነ ግን ካብኡ ልድሓር ልበይ ተሴሩ ዝነበረኒ ፍቅሪ ልባዕሉ ጠፊኡ😢😢😢😢😢😢 ናይ አምላክ ውህብቶ ተመስገን ኢልካ እዩ ዝቅበል አይትጋገ😢😢😢😢
ጀቱ ግን ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ ነይረ ከዚ ግን ብጣዓሚ እየ ተናድደ ምኩናቱ ድንከት የፍጠር ይክእል እዩ ኣሜን ኢልካ ምቅባል እዩ 🙏
ደምርኒ ዝያዳይ🤲
ብርግፅ ኢኮነሚ እንድዩ ዘዛርብ ግን ኮን እንተኢላትካ ግን ኮሙኡ ክትብል ኣይነበረካን
ቆልዓ ብዕድሉ ይዓቢ ትብል ሰብ ኸዓ ንመንታይ ዳኣ ሰብ ወሊዱ ፀጊምዎ ፍቖደኡ ለመናን ኸርተትን ማዕረ ዝድብርያኦም ንምንታይ ዳኣ ዕድል ዘየዕብዮም ዕድል ዝባሃል ምስ ሰለካ ኣናፃፂርኻ እዩ ዋኣይ ሰብ ፍቆዶ ስደትን ዓዲ ማቱን ኸርተት እናበለ ዕድል ዘዕብየኻ እነተትኸውን ዓድና መተቀመጥና ዊ ጉደፉና ግን እዚ ኣጉል ኣታሓሳስባ ሰለ ዝተሰመዐኒ እየ ይቅረታ ሓፍቱኹም ኻብ ስደት😢❤
ኣብዘይ ዘለኹም ፃድቅ ፃድቅ ትፃወቱ በዚ ናይ ሀዚ ንሮ እሞ ካዓ ተምሃሪት እያ ጋሎም ካዓ ንእሽተይ እያ ዋኣ ኽተዕብይሎም ዲኹም እባ ኣብዚ መፅኹም ሃለውለው ትብሉ ዘለውዎ እኾ ባዕሎም እዮም ዝፈልጥዎ ኻብኡ ኻዓ ሰደት ኾይንና ቆልዓ ማኣዝ እንወልድ ትብላስ መን ዳኣ ኸሊእኽን እታ ንሮኽን ስለ ዝፈለጥኽናኣ እበር ዋኣ ሰብ ናይ ባዕሉ ዘይራኣየስ ለባም ለባም ይጫወት መጀመርታ ኣብ ነብስኹም ኾይንኹም ፈትንዎ ሐጂ እሞ ኻዓ ኣብ ትግራይ ኣይካኣልን ኣትን ኣብ ስደት ዶ ኽንድዙይ ዕድመ ገይረ ገለ መለ እትብላ ኺዳ እንደሞ ውለዳ መን ዶ ሒዝኽን እዩ እነጀራኽን ኽተዕብያ እበር መንዶ ሒዝኽን እዩ ዋኣይ ኣምሰሉ ዝኾነ ሕብረተሰብ😎😎😎
ኣብዚ ዕድመና ክትብል ተይኮነስ ቅርሺ ስለዘይብልና ምባል ይሐይሽ
Well❤️❤️❤️❤️🥰ግን በጃኹም መልሲ ሃቡና ትምርቲ ክትብሉ ኲሉ ጊዜ ይሰምዕ ግን ናይ ምንታይ ኢዩ ማለተይ ኣይወደአትን ድያ ኾይና 🙏መልሲ ንጽበ ኣለና 🥰❤️
ዋ ኣወዳት ትባሃሉ ማርያምን ደመይ ጠጠው እልኒ ኣብናታ ቦታ ኮይነ ርአዮስ ከናድድ ይቅርታ ሕተታ ብስሩ ኣይባሃልይ ብሓቂ ትዝኾን ከ ከምኡ ድኻ ትብል ገና ቆልዑ እና ገለ በርትዕኻ ትሰርሕ ወጣት እንድኻ ንኣዋልድ ሰነ ልቦና ዝጎድኣ ነገር ተልዩ ጠንሰ እላቶ ዋ ካብ መን ማዓዝ ዝብሉ ጥራጣሬታት እዩ እና ካብ ሐዚ ተስተኻኸል ውላድ እውን ውህብቶ ፈጣሪ እዩ ዋላ ተተጠቀመት ረስዓቱ ሓንቲ ማዓልቲ ተዘልላ ትጠንስ ትኽእል እያ ።ማዓረይ ከፍእኒ እዩ ምስ በልክዮ 😢
ጋል ትረክቦ 😢
@@Abi-bj8qv ይገርመኪ እዩ ንሳ ብትሸከሞስ 🙄
😢😢😢
ዋይ በስማኣም ታይ እንዮዎ ፀገም ብጌጋ እወን ኮ ክትጠንስ ትክኢል ኢካ ግን ንስካ ሕማቅ ትገብር ውሽጥካ ከም ውሽጥካሲ ፀገም የብሉን ዘይትብላ ውላድ ሃፍቲ ተፈጥሮ ህያብ ናይ ፈጣሪ እዩ ማዓረይ
እንተይ ዓበናያ ተይዓበካ ደኣ መን ሓዳር ግበር ኢልካ
Kemzi aybahaln gin wlad nay fetari whbto eyu
እግርካ ምስቃል ዘይሓድካስ ጥንሲ ከደንግፀካ😂😂
😂😂😂ኣየ ኮመንት
ማርያምን ኣብ ቅድሜካ ተዝፀንሐካሞ ፃል ተብሎ ደንጎላ ዝኮነ ወዲ ንባዕላ ዘይጨነቓስ ንዑኡ ከቢድዎ ውልድ ሲኢኒ ዝንካራተት ከም ዘሎ ይፈልጥ ዶ ይኮን ታዓዚብናካ 😢
😂😂😂😂😂
Roziway naseb aytsimie zhaftey liaki hasibulki eyu tmehari eki zelekya ab natu bota konki emo hsebyo esu kaliay nwled telbleki entay mbelki normal eyu deki adey
ዋይጋል ትረክቦ ሐዚ ላማን ተዝኮን ከመይአዩ ልበለ በስመኣብ ልባካ ይሰብር
ኣየ አወዳት ብኡነት አብክንዳኣ ደመይ ጠጠው ኢልኒ ማዓረይ 😢ብትክክል ተዝከውን እውንስ ዘይተሓጎስካላ ውላድ እኮ ውህብቶ እ/ር እዩ ናዕሉ እዩ ሒዙ ዝወለድ ዋ ተጋጠመ እውን አሜን ኢልካ ምቅባል እዩ ጆቲ
ደምርኒ ማዓረይ
ዋይ ገራሚ ክንዲ ተመስገን ፋራ ሃዛው
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ታይ ኮይንካ ትኩሪ ሰብኣይ ዉን ደሊክን ጭሕሚዉን ፀሊእክን😢 ደስክብሎ እዩ ኢለ ሓሲበ ኔሩ
ከይትኣእርግዮ😂😂😂😂❤❤❤😂😂
ኣይ ጆቲ ንምንታይ ኢካ ገን ደንጊፅካ
ብቆልዓካ ዝወለድካዮ ዉንድን ብንግሆካ ዝሰርሒካዮ ሰራሕን እናሐደረ የሕጉሰካ ዝበሃል ምሰላ ኣሎ እና ክትዳናገፅ ኣይነበረካን ዉለዱ ብዝዙ ተባዝሑ ደሞ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም❤❤❤
ብሓቂ😢
ካመይ ድያ ዛሓዳር ናሓሰብካ ድዩ ልጥነስ😮😮😅😅😅
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
ለይጋነ ያ
እንቃዕ ብሰላም መፃኩም ሙቁራተይ ፍትው እየ ዘብለኩም❤❤❤❤❤ለኣኩም ክሪኢ ከለኩስ ሕጉስ እየ ዝብል ፅሩያተይ
ይገርማል አታ ወልዱ የተፀላእ ተመሰገነያ ብዕዱሉ አዩ ዝባፅሕ😂😂
ቀጼልዎ❤❤❤❤❤❤❤
ሙጭዋቲ❤❤❤❤❤❤
እብርያ በካይ በካይ ጥራይ ክገብር ዘይ ሓፈረስ ጠንሰ እላቶ ክሓርቅ ከፅለእካ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
ለይጋነ እኮ ኢሉ jotiመሕረር😅😅
😁😁😁መይተ
ሰብ ኮሞንት ኣይትፅልእዎ ንጆቲ ሓቁ እዩ ሓደ ቆልዓ ምዕባይ እውን ብዝስዓት ከቢድ እዩ
ናይ መተርኣስ ጉዳይ ግን😅
ወለይ ንዓባ ታይ እሞ ክገብር ተመሪዕካያ ክተእርግና ዲኪ እያ 😂😂😂😂😂
ዋይ እዝስ ንበይኑ እዩ😔😔
ምቅራት
አረ jote ተጋጊኻ
ኣሕዚነኒ😢❤
ሙቁራት ደቅዉቕሮ❤❤❤❤❤❤❤
ትብን ድዩ ያ😅
Nkulukum halyu eyu kdekmo kelo hseblu mkrtey❤
ስኻ ድኻ ትጠንሶ ትሓርሶ ንሳ ዘይከበዳስ ንስኻ ከብድካ ገራሚ😂😂😂😂🥰🥰🥰🥰
መዓረይ ተጨኒቁ😢 ቆልዓ ናባዕሉ ሒዙዩ ዝዉለድ ዜይምጭናቅ ተመስገን ምባልዩ
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
በርትዑልና ሸኾራናታት🎉🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂ተመስገን 😂😂😂 መዓረይ
ደምርኒ ተገድሰኪ🙏❤😍
ሓቁ እዩ ብዘይ መደብ ከቢድ እዩ እሞ ናብራ ከቢዱ
ኮሜንት ግን ዋይ ንሮ አዩ እኮ እምበር ቆልዓ ፀልእ ኣይኮንንንን ይመስለን 🙏
በሰመአብ ከማኡ አይባሃለን ዘሓውይ ወሉድ ኩሉ አይርክብን እንተአጋጠሚ እንታይ ፀገመ አለዉ 😢😢
ዋይ ሓዳር ሕዝካስ ቆልዓ ትፀልእ😮😮😮እሞ በበንኩም ደቅሱ ሆ😮😮😮😮😮
ብልክዕ ትመካኪርካ እዩ ጽቡቅ ኮይኑ ግን እንተ አጋጢሙ ምርግጋዕ እዩ ምክንያቱ እሳም ፍተያ አይኮነትን ብዝዓበየ ድሞ ንሳ እያ ተሓሞ ስለዚ አጆኪ ውህብቶ ፈጣሪ እዩ ክትብላ ነይርካ
ተመስገን ልበይ ኣሙሊቅክያ😂😂😂
ጠኒሰ ምስ በሎቶ መጀመርታ ዘይ በከየስ ፕራክ ምስ በሎቶ ናብ ብኽያት ያ ኣየ ኣወዳት 😂🙄
😂😂🤣🤣
ዋይ በስምኣም ኣታ ሓወይ ኣብክንዲ ዕልል ኢልካ ትሕጎስሰ ከምዚ ክትብል ነዉሪ እዩ😢 ክንደይድያ ዘላ ውሉድ ስኢና ፈቀዶ ትንከራተት😢ለለስ ኣወዳት ትቡሃሉሲ ክትገብሩ ዘይትሓፍሩስ ውሉድ ክብሃል ሰማይ ይፈርሰኩም😢ምዓረይ ኣሕዚንክኒ ኣብክዳኪ ደመይ ጠጠዉ ኢሉኒ😢❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@@SmretTube ገይረልኪ
@@ትግራወይቲደምርኒ ተገድሰኪ🙏😍
@@merhawitmuaz1619 ደሚረኪ
እንታይ ዕልል ክብል ዳኣ ቆላዓ እኮ ብመደብ ኢኻ ክትወልዶ ዘለካ።
ተመስገንያ ሆ በርግጥ ኣብዘይ ፕሮግራምካ ቆልዓ ዝዓክል ከቢድ እኳ እንተኮይኑ ብዘይ ፍላጥ እንተተፈጢሩ እንኳን ምቅባል ፅቡቅ እዩ ደቂ ኣንስትዮ ብጣዕሚ እዩ ዝከብደና😌
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
መድሓኒትኪ ኣውፂእኪ ዉለዲ ብቆልዓኪ ዕደመኪ ተጠቀምሉ ሲስ ክንዲ ኣብ ስደት ዘለና🎉❤
ብሓቂ❤
ጆቲ ግን ታይ ኣበይ ኣለዎ ጌጋ ሰብ ኮሞንት ቆልዑ ሰለ ዘለና ሕዚ ቆልዓ ኣይድልየናን ምባል ታይ ችግር ኣለዎ መካበዶ😊❤
ኣነ ምዓዝ እየ ዝወልድ ዕድመይ ከይድኒ ኢለ ይጭነቅ ንስካ ድማ ተግርም ኢካ😅
ኣጆና😢
ሓንት ግዘባ ሕደጉ ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉🎉🎉
ገረልኪ ኣለኹ ዛሓፍተይ ❤
❤❤❤❤
ወይ ንምን እና ንአምን😢
ብቆልዓካ ምውላድ ፅቡቅ እዩ ውለዱ
ደምርኒ ፅጋበይ🤲
ዋይ ጥራሕንሰበይትኻ ምሕፋቕ ደኻ ትደሊ ውላድውን ግድንዩ እንድሕር ኾነ አሜን እዩ ዝበሃል 🙏
Gerami😂😂
እዋይ 😂😂😂😂 ኣስሒቅኒ እዛ ልቡ 90% በጺሓ ፡ ህርመት ልቡ ዓቅንክያ እንዶ ትኾኑ ምገረመኪ ነይሩ😅😅።
ብዝኾነ ወላ እኮ እቲ ኩሉ ጸገም ናይ ደቂ ኣንስትዮ ክንሱ ግን ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ርእሲ ርእሲ ምውላድ ኣይንፈቱን እና፡ ግን ውላድ ንጸልእ እና ማለተይ ግን ኣይኮንኩን፡ ብዝኾነ ኣጆካ ስሓበይ እዛ ሰበይትካ ከኣ ከይትስንብድ!።
ብጣዕሚ ኢኻግን ተፀልእ😢እንካዕብራንክ ኾነ😮
😢😢
እኮ😮😂😂😂
ንዓ ዘይከበዳስ ንዓካ ገራሚ
ኣይትሰብድ ሓወይ ንሚጣ ሓዋ እዩ ዝኾና❤❤
ኣብ ሰደት ዘለናለ ማዓዝ ኢና ንዉልድ ንብለናሰ ጃኪየይ ካባካ ዘይንፅብዮ ነገር 🥺
እመ ብርሃነይ ውላድ እኮ ውህብቶ እግዚኣብሄር እዩ ኣነስ ብጣዓሚ ፈሪሐ ኣወዳት ከምዚ ድዩም እባ እንታይ እዩም ኣብ ውላድ ክበፅሑ ከለዉ ዝቅየሩ😢
ደምርኒ ማዓረይ ተገድሰኪ🙏❤😍
እዙይ ድዩ ኢልካ ምስ ደቀስኻስ ሰሓቅ ቀቲልካኒ😂😂
ቆልዓ ፀልኡ ዘይኮነስ ኑሮ ዉድነት ሓይልዎ ክኾን ኣጆኻ እ/ር ክሕግዘኩም እዩ