ዝገርም ፕራንኽ ን ሮዚ ብና ቀደም ኣፍቃሪተይ ኣዳናጊፀያ 😁🙆
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 ธ.ค. 2024
- #tigray #tigraynews #tigrignamusic
TigraiMediaHouse HagereTigrayሃገረትግራይ TigraiTv DimtsiWeyanetelevision #TSTAPP Ethio360Media SyeEntertainment EthioForumኢትዮፎረም SeifuONEBS #KyanaEntertainment #sebleentertainment VenusMusic #Merkebbonitua #kokebmediaኮኾብሚዲያ #MicrophoneMedia #Jstudio #BANAINFOTAINMENT #LihamMelody #ESATtv #EthiopiaአዳኙካሜራAdagnuCamera #SEMAYENT #Hopemusicethiopia #EthioInfo #Omn #NeshneshTv #Raiena #TEFETAWITALKSHOW #HabeshaBroadcast #TMH #ethiopia #Ethiopia #merkebbonitua #hopemusicethiopia #ethiopia #ethiopian #ethiopiannews #tigrainews #eritrea #eritrean #Assena #ATVasena #EthiopianslnSaudiArabia #kramat #EthiopianNationalDialogue #Ethiopiaprevails #Sergegna #Wegoch #GEBEYANU #Debretsion #Gebremichael #AbiyAhmedAli #OlusegunObasanjo #JoeBiden #UAE #USAID #Eskinder #Nega #EthiopianPolitics #EthiopianDagDaylogue #GERD #Xne #7LN #አባይ #ግድብ #የአማራልዩሃይል #TDF #ነጭሀውስ #ሶማሌፋሚን #ፋኖ #ENDF #አፋር #ሶማሌ #ኤርትራ #ወልወጋ #ቶክሾው #ኢትዮጵያውያንሙስሊሞች #Ethiopian #Orthodox #ኢሳያስ #አፈወርቂ #ሻይ #ቡና #የኢትዮጵያፖለቲካ #እናትፓርቲ #የብልፅግናፓርቲ #የነፃነትእናየእኩልነትፓርቲ #የኢትዮጵያዜጎችለማህበራዊፍትህ #SolomonShumiye #ZehabeshaOfficial #FanaTV #ArtTVWorld #ZehabeshaOfficial #EBC #ጌታቸውረዳ #ኦላ #አቤልብርሃኑ #ወይዘሮ #ባልደራስ #ብርቱካን #ሚደቅሳ #አሚናመሀመድ #የተባበሩትመንግስታት #UNSC #Ethiopia #asharamedia #mido #fetaDaileynews #tigraynews #tigrai_tv #tmhtigraymediahouse #tigray_media_house #tigray_tv #tigray_music #hagere_tigray #tigray_news #tigray_music_2022 #dw_tv_tigray #tmhtigraymediahousenewstoday #tigray_war #tigraymusic_2021 #tigraymediahousetoday #tigrayvoice #tigraytvnewstoday #tmhtigraymediahousetoday #tigray_song #tigray_tiktok #tmh_tv_tigray #tmhtigraymediahouselive #cyberpower_of_tigray #microphone_media_tigray #dw_tigray_tv #tigray_news_today #dimtsi_weyane #tigray_tv #tigray_media #tdf_tigray #tigray_comedy #tigray_music_new #tigray_online #newtigraymusic2022 #zena_tigrigna #menfesawi_film #tigrigna_orthodox #ethiopian_music_tigrigna #tigrigna_mezmur_orthodox #voa_tigrigna #kbzena_tigrigna #tigrigna_classical #music_collection #tigrigna #ethiopian_tigrigna_music #xelot_orthodox_tigrigna #fidelat_tigrigna #newtigrignamusic2022thisweek #guayla_tigrigna #tigrigna_alphabets #tigrigna_mezmur_protestant #orthodox_film_tigrigna #jesus_film_tigrigna #tselot_tigrigna #happybirthdaysongtigrigna #mexhaf_kidus_tigrigna #jesus_tigrigna_movie #music_tigrigna #bible_tigrigna #mezmur_tigrigna #orthodox_eritrea #pope_shenouda_tigrigna #bibleaudio_tigrigna #tigrigna_bible_audio #bible_tigrigna_audio #tigrigna_music #shrektigrignafullmovie #mezmurorthodoxethiopia #ethiopia #ethiopianews #gmntvethiopia #emsethiopiamediaservice #yeethiopialijochtv #ethiopiacountry #unitedethiopia #ebstvethiopia #markwiensethiopia #inspireethiopia #tolosaethiopia #myviewsonnewsethiopia #ethiopiavlog #gmmtvethiopia #ethiopiatimeandyear #ethiopiamediaservice #ethiopiamusic #ethiopialijochtv #songs #begenamezmur #orthodoxethiopia #ethiopianewstoday #classicalmusicethiopia #ethiopia7yearsbehind #gmntvethiopianew #ethiopiaorthodoxsmezmur #teddyafroethiopia #ethiopiawar #musicethiopia #tiktokethiopia #eritreamezmur #catholiceritrea #picoceritrea #eritreamusic #eritrea #eritreamovie #tvsenederitrea #aanmediaeritrea #solomediaeritrea #eritreacountry #filmeritrea2022 #eritreashikor #eritreafilm #mezmurorthodoxeritrea2021 #sibketorthodoxeritrea #eritrea #vlog #jstudio #eritrea #dehayeritrea #mezmurorthodoxeritrea2022 #zeysharawiteritrea #tadieritrea #eritreacomedy#dimtsihafash #eritreamezmur #orthodoxeritrea #berekettikue #asmaraeritrea #eritreatoday #filmeritrea2021#eritreatv #መረጃቲቪአዲስወቅታዊጉዳይ #music #drama #ebstv #gereemuncomedyfilm #merejatv #ኢትዮፎረም #ዲጅታልወያነ #asena #dw #tplf #TDF #Filmmovie #tigrai #tigray #tigrignasong #ተከታታይድራማ #ፊልም #ሙዚቃ #ክሊፕ #donkeytube Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri -TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asenaa@hopemusicethiopia @ethioforum @UnitedEthiopiaHUMANITY @OfficialEthioinfo @spacex237 @ethio360media2 @comedianeshetu @zaramedianetwork @AbelBirhanu @Adagnucamera @fetadailyanalysis @AddisFact @fetadailynews9708 @MinewShewaTube @MikoMikee @mikishow @Microponemedia @KuluMedia @jstudio1 @ruftamedia @tigraynews24 @TigraiTv @TigraiMediaHouse @tigraionline @habeshabroadcast @HagereTigray @DimtsiWeyaneTV @dehaymeneseyat5852 @LazaRecords @abrelohd @LihamMelody @AdmasMusic @ellarecords @SEMAYENT @seifuonebs2712 @SyeEntertainment @gereemunentertainment @ATVasena @ATAMedia @Hericho @kokobmedianetwork #eritrea #tigray #smile #ethiopia #tigray #music #youtuber #vlog #tigrignamusic #habesha #ትግራይ
ናይ ሮዚ ትዕግስቲ ዝድነቅ እዩ ።እና ሳብስክራይብ ምብግባር ዝሐሸ ስራሕ ሖዞም ንክመፁ ተሓባበርዎም
GZ habesha media መደብ ፍቁራት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
bale weltay 🙏♥
❤❤❤❤
ኩሉ ፅብቅ እዩ እሕዋተይ ፀርፍ ግን ግደፉ ወድዛ ጓልዛ ፅብቅ ኣይኮነን ካብኡ በርቱዑ ተጋሩዋይ ኣሕዋትና ንበራታትዕ ❤❤❤
Eshi ኽብረተይ ♥🙏
ሮዚዬ ትዕግስተኛ እያ🥺💜ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ💜ተጋሩ ኣሕዋተይ ነተባበዐዮም😊🥰
🙏♥♥♥
ኣነ ተትኾን ግን ብቱ ጥርሙዝ እየ ርእሳ ክብላ ነይረ 🤣🤣ሮዚ ትዕግስተኛ እያ ብዝኾነ ደስ ይብል❤❤❤
😍ዋው ሮዚዬ ብእውነት ትፍለ እያ ዓቅሊ መሊኡ ❤❤ ቀፅልሉ 👏
ሬዛ ትግዕስቲ ተዓድልካ❤ ሬዝየይ ሽኮር ክሉ ዝዓደላ💋💋💋
ደምርኒ🎉🎉
ሮዝዋይ ባዓልቲ ዓቅሊ❤
ብጣዕሚ እየ ለፈትየኩም❤ፅቡቃተይ
ፕራንክኹም ፅቡቅ ነይሩ ግንሲ ወድዛ ጓልዛ ኣይትባሃሉ ኣይተፅልኡ 🙄ዓቅሊ ግን ብዓልቲ ገዛኻ❤❤❤
🙏♥
❤❤❤❤❤❤
ኣብየት ትዕግስቲ ቀፁሉሉ ፅሩያት 👌❤❤❤
ሮዚዋይ ኣሕዚናትኒ ኣጀኪ ልቃሕኪ መለሲ ክፅበየኪ ከማኣ ገይረኪ ኣብክዮ ልኡ እዉን ብዘተረፈ ብጣዕሚ ኢኩም ደሰ ትብሉ ❤❤ልሮዚ ክዓ ጠብራ ኣብ እግራ ሳዓማ ክንዲ ዘናደድካያ😂
Eshi ኽብረተይ 🙏♥
ደቂ ዓደይ ማዓረይ ቀፅልሉ ደስ ልብል እዩ ግን ዓብዪ ክተስታካክልዎ ዘለኩም ነገር ወድዛ ጋልዛ ዝብል ነገራት ኣስታካክሉ ሕማቅ ትምርቲ እዩ እና ኣጀኩም ኣሕዋተይ❤❤
ሮዚ ትዕግስተኛ እያ❤😂
ካሜራ ግን ያቀጥቅጥሎ
Achgari bota eyu thabeu eyu zelo wellay gobez eyu lzam 🙏♥
ዋይ ሮዚየ መዓረይ ዓቅሊ መሊኡ ሂቡኪ ዛምበተይ ብጣዕሚ እዪ ደስ ዝብል ዛ ጋል ለ ጎበዝ እያ ቢኒ ግን ጽፍዒት 😢ዋይይይ 😅😅😅
ኽብረተይ 🙏♥♥😁😁
ኽብረተይ ♥🙏
ኣይ ታእዩ ዝይ ገትገት ቢንያም ተረጋጋዕ ሮዝግን ዓቅላም
ፕራንክ ዋላ ይኩን ግን እቲ ፀርፊ ኣሰቃቂ ጓልዛ ወድዛ ዋኣ ኣሕዋተይ ቃላትኩም ትዛረብዎ ናፈለጥኩም
ብዝተረፈ ይመችኩም ደቂ ዓደይ🙏🥰
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉
እወ ሓቅኪ ብስሩ የካኣልዎይ እጭ ታይ ኣምፆኦ ፀርፍ ፖራንክ ከምዚ ኣይኮነን
ዋው 5 ባዕለይ ብዝኮነ ቃፅልሉ❤
ክብረተይ 🙏♥
ሮዝየ ጠባያ ሰናይ በሓቂ❤🎉🎉🎉
ትዕግስቲ ሮዚ100%❤እንተ መልሓስኩም ግን ማሓረኒ ኣደብ ግበርሉ ብፍላይ ዝሓደ ወዲ ወድዛ ጋልዛ ኣይብሃሊ ነውሪ ታይ ዝገበራ ወለዲ እየን ብዝተረፈ ካሜራኩምለ ኣስተኻኹሉ።
ደምርኒ🎉🎉🎉
አረ ዙ በዓል ፀሊም ናላዕሊ 2 ጊዜ ከይተስርሕዎ ስዲ በዓለገ ታዩ ዙ መልሓሱ ደመይ ኣፍሊሑለይ ፅቡቅ ስራሕ ኔሩ ንሱ ግን ኣበላሽዩዎ እዩ ምንም ክንሰምዐን ኣይከኣልናን ንሱ ኣብ መንጎ ናኣተየ ቅድሚ ስርሑ ከመይ ክቭል ከም ዘለዎ ንገርዎ ባዕ😏 ዙ ሰመያዊ ዝገበረ ማራ ኣድኒቀዮ ይግልግሎም ገለ ናዙ ሓደ ግን ንዕኡ ፕራንክ ዝተገበረ እዩ ዝመስል ሮዚተይ ግን waw ♥️
ዋው ደስ ዝብል ፃንሒት ነይሩ ሰዓትና ሓሊና ካኣ መፂና❤🙏
ኽብረተይ 🙏♥
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ❤❤❤ቀፁልሉ ኣጀክም በርቱዑ ከምዚ ዓይነት መዘነግዒ 2ይ ጌዜ ንፅበ ❤❤❤
Eshi kbrtay ♥🙏
ተስተካከሉ በልዮም ቲፀርፍ ታይ ኣምፆኦ ፓራንክ ወላ ይኩን ፀርፍ ወግድዎ
በዓልቲ ቀያሕ አያ ተከሱተ🤣🤣🤣🤣 ሙቁራተይ❤❤❤❤
ብሉፃት ኢኩም ግን ኣብ ፕራንክ ወድዛ ጋልዛ ኣይትብሃሃሉ ደቂ ጉድ ባሕሪ ብዝኾነ ቀፅሉሉ ኣድናቂትኩም እየ ደቂ ዓደይ 💗💗💗💗💗🙏
Eshi ኽብረተይ ♥🙏
ኣብየት ትዕግሰቲ ሮዚ ተዓዲላ🥰
ናይ ሮዚ ትዕግስቲ ኣድኒቀኪ እንተ ፕራንክክኩም ግን ደስ ኣይብልን ጀሚርኩም ክሳብ ትዉድኡ ንኣዴታትኩም እናተፃረፍኩም ተኣረሙሉ ኣሕዋተይ ብዝተረፈ ይፈትየኩም እየ ተጋሩዋይ
ኣሰፉ ስለ ልረአክዋ ደስ ኢልንይ ክፍትዎ ነበርኩ ❤❤ ሮዝለ ሽኮረይ ትዕግስተ ኩሉ ሙሉእ💜
ደስ ባሃልቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ክትጥምት ከላስ ናብ ካሜራ ትጥምት ዘላ ትመስል
ደምርኒ🎉🎉🎉
ፁቡቅ ነይሩ ዋ እንድዕላዲኪ እንድዕላዲካ ዝብል ነገር ኣስተካክሉ አሕዋት ብዝተረፈ ኣድናቂትኩም እየ✍️
እሺ ኽብረተይ 🙏♥
ገና ጀመርቲ ስለ ዝኮኑ ቀስ ናበሉ ከስታካኩሉ እዮም ዶሞ ንፋዓት እዮም ናተመልኮትም ሪኢቶ በደብምቢ እዮሞ ዝሪኡ
ቀደመይቲ እየ ኣይትራገፁ ቅስ በሉ😂❤❤
ኽብረተይ 🙏♥
ክፈትወኩም ኣነስ ቀፅልሉ ❤❤❤❤
ጋሻ እየ ልገዛኹም ትቅበሉኒ ድኹም❤😊
ዋላ ኣነ ጋሻ እየ😂😂
ደምርኒ መልሲ
@@LeatishLeatishደሚረኪ ደምረኪ
Welcome ደቅኖ ተናፊቅኩም እንኳዕ ብሰላም መፃኹሙልና❤❤🥰🥰🥰
Natay hawey 🙏♥
ሮዚየ ፅብቅቲ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣብየት ትዕግሰቲ ሮዚ 100%👌❤
ታጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ከመዚ ዓይነት ቅልደታት ሸር ገበሩ ኣሕዋተይ ቡዙሕ ሰብ ምእንታነ ክካታትልኩም❤❤🎉🎉🎉🎉 ሶ ሰበይትካ ትዕግሰትኛ እያ😂😂😂😂😂
Eshi ኽብረተይ ♥🙏
❤❤❤❤❤ ውይ ዓቅሊ ጎብዚ ዓቅሊ ፅብቅ አዩ👍
ጓልዛ ወድዛ ኣብዚሕኩም ደቂ ዓደይ😮ሶ ይመቸኩም❤❤❤❤
❤❤❤❤❤ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ሩዙየ ጋል ክላሰይ መልስ ክፅብየኪ እየ😅😊❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣቤት ትዕግስቲ ሮዚ ፅብቅቲ 😘😘😘
ሳልሰይቲ ባዕለይ ደቅውቅሮይ ቀፅልሉ❤❤❤
ኽብረተይ ♥🙏
ተጋርዋይ በድንግል ማርያም ስም ደምሩኒ
demirki demrni😊
😒በድንግል ኢለኻስ 😢
ደሚረኪ ደምርኒ
@@ጋልትግራይሓላል-በ4ከደሚረኪ መልሲ
@@ንግሰቲጓልተዋህዶደምርኒ ከሚረኪ ዝሓፍተይ
ብጣዕሚ ፈትዮዮ እየ ግን በጃኩሙ ካብ ሕማቅ ቃላት ተጠንቀቁ አዶ ዝሓውስ ፀርፍታት እንዩ😮😮
ዝተኣሰረ ስንኻ እየ ክፈትሐልካ ያ ኣረ ይመችያ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ብጣዕሚ ዘሰቅቀካ ፀርፍታት ብኡነት ኣማሓይሹ 😢😢😢
ብነይ ለመፀኒ ኣይፎቲይ ወዲዛ ጓልዛ ኣይተበሉ በለኮነ ይፎትየኹም እየ ደቂ ሪመይ ❤😊
Eshi ኽብረተይ 🙏♥
ከሚራ የቀጥቅጥ ኣሎ ሙቁራተይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣቤት ተዕግሰት ወላይ❤❤❤❤❤😢😢
❤❤❤❤❤ ዝገርም እዩ ደቂ ዓበይቲ ቀፅልሉ
Eshi kbrtay 🙏♥
ዛም ዋዓጋት እየ ናረአኩ ነይረ😂😂ኣነ
ተጋሩ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ትዕግስት 100/100❤
ዛ ብራንክ ትገብር ተሞችያትኒ❤❤❤❤❤❤❤
👍ቀደመይቲ ንከይቅደም ተደፊአ ነይረ😅❤️😘😍
ኽብረተይ 🙏♥
ዙ ፀጋ ዋላ ፀጉ ዙ ፀርፉ ክቀፈካ ኡኡ😂
ንሱኩም ለ ጀምሩኩም 😂😂ይመችኩም❤
ሬዛ ትግዕሰቲ ተዓድልካ ❤ሬዝየይ❤❤❤
ይመችኪ ሮዚ ፅብቅቲ❤❤❤❤❤
ዚ በዓል ሰማያዊ ፎቲየዪ ክሞት😌
ጵብቅ ኣዩ ግን ጰርፍ ኣይተብዙሑ ወዲዛ ጋልዛ ኣይትበሉ ክልእይ ነገር ጆተ አማርኛ ኣይትናገር ዋየ ኩሉ ግዜ ኣየ ዝጳሓፈልካ ግን ለውጣ ዝብሃል የለን ሶ ትግርኛ ተናገር 😮😅😅
Kab kazi aydgmn haftey natey 🙏♥
ክትረግእ ግን ሮዛ❤❤❤❤❤😊
ሮዚ😂 #ትዕግስቲ መሊኡ ፈሲሱ😂ኣነ ዳኣ ዘየክእለኒ ብቲ #ገዛዝ ርእሳ #ምጨፍለቅክዋ ነይረ😂😂😂😂
😂
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ❤❤❤❤
ኣረ ኣትድገሙን😂😂😂
ሽኮረይ ሮዚዬ😘😘😘
ክብረተይ 🙏♥
ፅቡቃት ኣሕዋተይ ቀፅልሉ❤🙏 ግን አይትፃረፉ ብፍላይ ጓልዛ ኢልካ ፅርፊ ብጣዕሚ እየ ዘፅልእ ዋላ ልፕራንክ ይኩን ክተሰተካክሉ ተሰፍ ይገብር😉🙏
ተጋሩዋይ ሸርርርር ግበርሎም አዕብይወም♥️❤
Way roziye mokshe aneki.akli ketslulu ❤❤❤ mukrat
ኽብረተይ ♥🙏
ዞም ኣሕዋተይ ቀፁልሉ በርቱዑ በዘሕ ነገር ኢና ንፀበ ክብኹም❤
ኽብረተይ ♥🙏
ብራክ አብ ሓዳርኩም መዘዝ ከይ ኣምፀኣልኩም ተጠንቀቁ።
ቤዛኩም ግን ወድዛ እድዕላዲካ ዝብል ቃላት ኣጥፍእዎ 😢😢😢
ካሜራ ማን ለማጅ ድዩ ኣስተካክሉ ታይ እዩ ለወዛውዞ ዘሎ♥️🙏
ለ ዛም ብጣዕሚ እዩ ጓበዝ ተሓቢኡ አዩ ልቀርፅ ዘሎ ሓፍተይ ❤🙏
ኣጆኩም ጎብዙ
ኣነስክንድዚ ዓቅሊዘይምገበርኩ 😂
Ajokum des bhali ketslulu❤❤❤
ሮዛ ትዕግስቲ መሊኡ ፈሲሱ ኣነ ምከንኩ ርእሳ ክጨዳ ነይረ እየ ሓሪቀ ማለት ዩ ዛጋል ውን ብጣዕሚ ያ ጎቦዝ
Wuy wuy na rozi tiegsta Keyednekku ayhalfi❤❤
ኽብረተይ ❤❤🙏🙏
ዋይ ሮዚ ማኣረይ😢
ኽብረተይ ❤🙏
ኣሰፉ ሃይላይ ድያ ዛቃይሕ ዝገበረት መልሱለይ እባ ሽኮራት😮
Ewa wellay
🙏♥
ምስክነይቲ ፎዛዋይ ኣሕዚናትኒ ሕነኪ ፍደይ የኔ ቆንጆ😢❤
Eshi wellay 🙏♥
Eshi marey 🙏♥
ሮዚዋይ ትዕግስቲ🥺🥰
Gerelkum aleku bishim rozi ina sebaya ka leki ni hawey yemesil kab hawika Eritrawi Eye ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደምሩን ድኣነለ ደቅኖዋ❤❤
ዋውውው ትዕግስቲ ሮዚተይ❤
ሮዚ ቆንጆ
ታይዴኪ አይበሃልን እነታት አይትፅረፍ
Ketslu joteye harif srah ❤❤❤❤
Eshi ክብረተይ ♥🙏
ናተፂረፈትስ ኣናድዳትኒ😮😮😂
ሮዚዬ የኔ እንቆ የኔ ትግስተኛ ❤❤❤❤😢😮
ሕኑኡ ያ ዘይፈድስ ወዲ ኣድጊ ረዚ በገራሚ ገይርኪ ንጆተይ ኘራንክ ክትገብርዮ ንፅበ ዶሞ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም መርአያ ይትቦራት ፉቁራት ክትኮኑ ተስፍ ይገብር ውቅሮ መፂኦ ክረክበኩም ካዓ ተስፋ ኣለኒ ኣድናቂትኩም ካብ ኣጉላዕ ጣብያ ሞሳኑ ደቂ መሳኑ ተሊክን ላይክ ናገበርክን ሕለፋ ፅሩያተይ❤❤🎉
ታኣዩ ሕዉስዉስ ልበለ ድምፂ
ኣቤት ተዕግስቲ ዛወለላይ❤
Deki rimey ketslulu ❤❤
ጓልዛ&ወድዛ ፀርፊ ነውሪ pless
ፅሩያት ❤❤❤❤❤❤🎉
ግን መልሓስኩም ክረስሕ እንታይ እነኪ እንታይ እነካ እናበልካስ ፅዋታ🤔
ከምዚኣ የላን 😂
ፅብቃት ❤❤ሮዚ ትዕግስቲ ተዓድልኪ❤❤
ሮዚዋዬ ወለላ❤❤
ካሜራ ግን ፅቡቁ ገይአኪም ቀረፁ