ኣብ ዓዲግራት ኣይቀነዐንን!! እንታይ እዩ??

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • #breytigrigndrama #habesha #brey #comedy #duet #ethioforumኢትዮፎረም #ብረይ #ebs #subscribe #tigrignadrama ##ንገርዋ #kaltigrignadrama #ቃል_ድራማ #Ngerwadrama #ንገርዋ_ድራማ ‪@LeleEnt‬ ‪@wendwa7710‬ ‪@gereemunentertainment‬ ‪@WazaHagereseb-‬ ‪@FatFlamingoscantfly‬

ความคิดเห็น • 306

  • @wendwa7710
    @wendwa7710  2 วันที่ผ่านมา +55

    ፍቱዋት ተኸታተልትን ቤተሰብን ሓደ ሓደ ኢንተርቴይመንት ነዚ ቪድዮ ብትዕግስቲ ክሳብ መወዳእታ ብምርኣይን ሓሳብ እቶም ናይ ፅባሕ ሰብ ተስፋ ተዋሳእቲ ብምስማዕን ብዝኸኣልናዮ ብሞራልን ርኢቶን ክንድግፎም/ ክትድግፍዎም ብትሕትናን ብፍቕርን ንምሕፀን!!!
    በብዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ ቤተሰብና❤❤!!
    ሓደ ሓደ ኢንተርቴይመንት

    • @amennasr3191
      @amennasr3191 2 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤

    • @freweynidesta
      @freweynidesta วันที่ผ่านมา

      ናይ መሓዙትካ ቻነል ኣቀምጠልና ክንሪኦ ቤተሰብ ክንከውን🎉🎉🎉❤❤

    • @mmhmd6043
      @mmhmd6043 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤

  • @dasnaentertainment
    @dasnaentertainment 2 วันที่ผ่านมา +8

    እንኳዕ ሰላም መፃኹም🥰
    ብስም #መስቀል #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩ ኣሕዋተይ🙏❤️

  • @TrehsGelase
    @TrehsGelase 2 วันที่ผ่านมา +8

    ውይ ተጋሩዋይ እዞም ከምዚኦም ዝበሉ ዝጠፍኡ ዘለው ውልዶ ስነ ጥበባውያን ብዝተከኣለ መጠን ናብ መዮም ክምለሱ ሓቢርና ጥበብ ክነዐቢ ተስፋ ይገብር ንሎመዓንቲ ግን ንሮቢ ሃፍትሽ ስለ ዘምፃእኩምልና ብጣዕሚ የቀንየልና እዘን ኣሕዋትናለ ኣከዳድናክን ቀፅላሉ ❤❤

  • @HgLifeÃ
    @HgLifeà2 วันที่ผ่านมา +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ዞም ኣሕዋተይ ኣጆኹም ብዝተኻኣለኩም ገቢዝኩም ስርሑ ምስ ናይ እግዛብሄር ሓይሊ ኩሉ ኣብ ዝብፃሕ ክትበፅሑ ኢኹም በርቱዑ ብቻ 🙏❤

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 2 วันที่ผ่านมา +8

    ኣነስ 💘ክፈትዎም ኣፍቲ ዕፅዋይ😢 ኽባይ 😊ደጋጊመ ይሪኣ ነይረ ዛንገርዋ እትብል ብጣዕሚይ ልገርም ጥበብ እዩ ዘለዎም ተጋርዋይ ኣጆም ንበሎም #ዩተብ ይኽፈቱ ከነተባባዓዮም❤🎉🎉

  • @GffxxHggh
    @GffxxHggh 2 วันที่ผ่านมา +2

    ሳብስክራይብ regiskumni hlefu 🙏

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 2 วันที่ผ่านมา +7

    ገና አሕዋተይ ምስ ይቅርታ እብር መንፈሳዊ ዓይነት ናሓዘ ተተሰሩሑ ከመ ሕቶ ዛኣመሰለ

  • @SfgGgh-h3k
    @SfgGgh-h3k 2 วันที่ผ่านมา +6

    ብጣዕሚ ፅቡቅ አካዳድናክን ዘን አሕዋተይ ቀፅላሉ ምዕርጋተይ❤❤❤

  • @KhanKhan-vn5md
    @KhanKhan-vn5md วันที่ผ่านมา +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @ተመሰንኣምላኸይሰለቲዝገበ
    @ተመሰንኣምላኸይሰለቲዝገበ 2 วันที่ผ่านมา +7

    ይቅርታ ናይ ሓዱጉ መሰቀል ግን ቀይራ
    ትክክለኛ መሰቀል ኣይኮነን❤❤❤❤️❤️😘😘😍😍🥰🥰

    • @LlIk-f5r
      @LlIk-f5r 2 วันที่ผ่านมา

      እነ እውን ክናገር እለ ነይር 😢❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 2 วันที่ผ่านมา +5

    ዋው ደስ በሃሊ ብሓዱሽ ስራሕ ብሓባር ክትመጹ ተስፋ ይገብር ሽላ ዓይነይ ለባመይ ♥️♥️♥️

  • @kirosteklehaimanotsinke4259
    @kirosteklehaimanotsinke4259 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኣነ እዛ ንገርዋ ዝብል ድራማ ሎሚ እየ ሪአያ እሞ ብጣዕሚ ደስ በሃሊት እያ። ኮይኑ ግና ድራማ ክስራሕ እንከሎ ዕድመ ተዋሳእቲ ኣብ ግምት ክኣቲ ኣለዎ። እቶም ተዋሳእቲ ኣፍቲ ዕድመ ንናይ ተቃራኒ ፆታ ፍቅሪ ይበፅሑ ድዮም። ንቀፃላይ ሂወቶም ዝእምትሉ ኣብ ትምህርቲ ዝነጥፍሉ እዋንን ፍቅሮም ምስ ደፍተሮም ኮይኑ እንተዝኾን ብጣዕሚ ፅቡቅ ነይሩ። ንኣብነት ሕራይ ምስ በለትኒ እንታይ እየ ክገብር ዝብል ሕቶ ኣይምቀረበን ነይሩ። እንተ ከይዲ ትወና ግና ብጣዕሚ ደስ ይብል።
    ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ሂብዎም ኣብ ቀፃሊ ፅቡቅ ስረሓውቲ ሰሪሖም ናብ ህዝቦም ዝቀርቡ ይግበሮም።

  • @rehan222-l1h
    @rehan222-l1h 2 วันที่ผ่านมา +4

    ትስኣየ ትግራና

  • @ሳሌም
    @ሳሌም 2 วันที่ผ่านมา +5

    oh my goodness! ናይዚኦም ቆልዑ ዳሃይ ክረክብ ንዘይ ሓተትክዎ ሰብ የለን ብጣዕሚ thank you ፈንድም ሓዉና ማራ ይፈርሕ ኔረ ምስዚ ዝነበረ ኲነታት ናይ ዓድና ኲናት ገለ ኾይኖም ከይኮኑ ማራ ይፈርሕ ኔረ ብሂወት ስለ ዘለዉ ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ ተመስገን ኣምላኽ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ደቂ ዓደይ 🙏ኣጆኹም በርትዑ ፈንድም ካኣ ሓደራ ኣብ ጎኖም ኹን ኢኻ ማለተይ ንስኻ ዳሓን ኢኻ ሕጂ ምስ ብዙሓት አዉን ርክብ ኣለካ ኢዩ አዚኦም ቆልዑ ኽዓብዩ ንስኹም ለ ኣብ ጎኖም ኹኑ ዝገርም ነገር ሓደ ሰብ አንድዩ ኣብ tik tok 3ተ ደቂቅ ቆሪጹ ፖስት ኢሉዎም አቲ ንገርዋ ዝብል ፊልም ሹዑስ ልዕሊ 5ተ ሚእቲ ሽሕ ኢዩ ሪኡዎ ኣብ tik tok ብጣዕሚ ኢዮም ደስ ክብሉ ማዓት ሰብ ፍትው ኢዩ ኣቢሉዎም ብዝኾነ ኣምላኽ ኣካክቦ ይፍጠረልኹም አንተ አዚኦም ቆልዑት ኢኹም ዶ ገለ ዝብሉ ኻብ ስራሕኩም ኸዕንቅፍኹም ዝጽዕሩ ግን ናምበር ቴሌፎኖም ንደሊ ኢና ልከዖም ክነስምዖም ብዘይ ምኽንያት አኮ ኣይኮናን ድሕሪት ንተርፍ ዘለና ከምዝን ወዲ ከምዝን ዕንቅፋት አሞ ካኣ ብናይ ባዕልኻ ሰብ ክኸዉን ኸሎ ኣዝዩ ኢዩ ዘሕዝን ብዝኾነ ብዙሕ ክብል ምደለኹ ግን ጺሒፍካ ኣይዉዳአን ኢዩ አምበር........................ ♥️🙏

  • @GgGg-jh2xk
    @GgGg-jh2xk 2 วันที่ผ่านมา +4

    ደስ ባሃሊ ሽላዋ እንኳዕ ስላም እርከበኩም ብስላምከዓ ይአከክብኩም❤❤

  • @Azmra-ye6bd
    @Azmra-ye6bd 2 วันที่ผ่านมา +6

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ብሰላም ሙፁና🙏🙏

  • @ተመሰንኣምላኸይሰለቲዝገበ
    @ተመሰንኣምላኸይሰለቲዝገበ 2 วันที่ผ่านมา +7

    ይቅርታ ናይ ሓዱጉ መሰቀል ግን ቀይራ
    ትክክለኛ መሰቀል ኣይኮነን❤❤❤❤️❤️😘😘😍😍🥰🥰

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal1881 2 วันที่ผ่านมา +5

    እዛ ንገርዋ ትብል ድራም ክሳብ ሎሚ ደጋጊመ እየ ዝሪኣ ብጣዕሚ መስሓቂት እያ😂😂 ግን ኣቃሪፅኩምዋ😊 ግን ድሓን እንካዕ ኩልኩም ድሓን ኮንኩም ጥራሕ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Haregte
    @Haregte 2 วันที่ผ่านมา +5

    ናይ ማሂ ግን ኣብዙይ ዘይተቀሙጥዎ ኣልሽካ ኣይርከብን???

  • @Ggff-m5r
    @Ggff-m5r 2 วันที่ผ่านมา +6

    ካሓሲተይ ብረይ ምዕርግ ኢልክን ከምሕረልክን❤❤❤❤❤❤

  • @bestebeste5137
    @bestebeste5137 วันที่ผ่านมา +2

    ዓዲግራተይ I miss you ❤❤❤❤

  • @ዉዉዋ
    @ዉዉዋ 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኦአዚ ቆሎዓ ጎቢዙ

  • @ተመሰንኣምላኸይሰለቲዝገበ
    @ተመሰንኣምላኸይሰለቲዝገበ 2 วันที่ผ่านมา +5

    ይቅርታ ናይ ሓዱጉ መሰቀል ግን ቀይራ
    ትክክለኛ መሰቀል ኣይኮነን❤❤❤❤️❤️😘😘😍😍🥰🥰

  • @medhin8187
    @medhin8187 2 วันที่ผ่านมา +6

    ጽቡቕ ገይርኻ ሽላ ዓይነይ❤

  • @aotali8812
    @aotali8812 2 วันที่ผ่านมา +5

    ከሓሲት ለካ ሽኮርያ ቁሩብ ርጉድ ተትብል❤

  • @Haregte
    @Haregte 2 วันที่ผ่านมา +3

    ወልዋሎ ጥራሕ እየ ዝፈልጥ መናፈሻ 🥰🥰 ፅቡቅ ጌርኻ ሽላ 🥰🙏

  • @nazretgebre9932
    @nazretgebre9932 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንዕኩም ዝከውን ግዜ የምፅእልኩም ትግራይ ዕደይ ስላምኪ ይመልስልኪ አሜን አሜን ❤️💛

  • @AdDf-u5f
    @AdDf-u5f 2 วันที่ผ่านมา +4

    ኽንደይ ዘይረኣኽዎም ኮመዲታት እዮም እንየው😮❤❤❤❤

  • @slamhslamh-vp3fn
    @slamhslamh-vp3fn 2 วันที่ผ่านมา +2

    ተጋሩዋይይ💖💖💖💖💖💖💖

  • @tsehaytsehay3161
    @tsehaytsehay3161 2 วันที่ผ่านมา +3

    welcome ❤❤❤❤❤❤❤

  • @GolWejerat
    @GolWejerat วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @bestebeste5137
    @bestebeste5137 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰይ ንፉዓት ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ ❤❤❤

  • @ተመስገንአምላኬ-ቀ8ጐ
    @ተመስገንአምላኬ-ቀ8ጐ วันที่ผ่านมา +2

    ደስ ክብላ ዘን ቆልዑ ካብ ሕሩጭ ነፃ😍

  • @tsgieTsegay
    @tsgieTsegay 2 วันที่ผ่านมา +6

    ሽላዋይ ወዲ ዓድግራት ድካ❤❤

  • @ኣፅበታይሁራሰለስተ
    @ኣፅበታይሁራሰለስተ 2 วันที่ผ่านมา +5

    ዋይ ዝቆልዓማ ካምኣ ኢሉ እዩ ዘሎ

  • @yaredwelday6792
    @yaredwelday6792 2 วันที่ผ่านมา +5

    ዓጋመ ዓደይ ተናፋቅት

  • @GooklGookl-y5f
    @GooklGookl-y5f 2 วันที่ผ่านมา +4

    ሮቢ መሕረር ካብ ትምህርቲ ጀሚሩ እዩ ሮቢተይ ዳኣ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @bestebeste5137
    @bestebeste5137 วันที่ผ่านมา +4

    ይትዮቦም ታይ ይብል ንገርዋ ❤❤❤❤

  • @MsganMsgi
    @MsganMsgi 2 วันที่ผ่านมา +2

    በሩየ በጠዐመ አየ ዘፉቀረከ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rehan222-l1h
    @rehan222-l1h 2 วันที่ผ่านมา +2

    ምፅልና

  • @Selam-c4w
    @Selam-c4w 2 วันที่ผ่านมา +6

    ተገሩ ዎይ subscribe ገበረለይ ❤

    • @AbiAlem-e7y
      @AbiAlem-e7y 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማአረይ❤❤❤❤❤

    • @ማርታጓልራያ
      @ማርታጓልራያ 2 วันที่ผ่านมา

      ገይረኪ መልሲ

    • @Selam-c4w
      @Selam-c4w 2 วันที่ผ่านมา

      @@ማርታጓልራያ ገረልክ እነሄኩ ማዓረይ

  • @betihagos4216
    @betihagos4216 2 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤ deki adeyyy❤❤❤adgratey mobekelay❤❤❤

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha3845 2 วันที่ผ่านมา +3

    So interesting program, keep doing great!

  • @salams9924
    @salams9924 วันที่ผ่านมา +1

    Ere ketslulu deki adey ymechekum🙏💛🎉

  • @kadejahqqql
    @kadejahqqql วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb 2 วันที่ผ่านมา +2

    Tegaruwani fetew eye zeblekumen zednekkumen berteuu👍👍👍👍👍👍

  • @FycgXhu
    @FycgXhu วันที่ผ่านมา +1

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ኣጀኹም ቀፅሉሉ❤❤

  • @عايشالمزمومي
    @عايشالمزمومي 2 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Haregte
    @Haregte 2 วันที่ผ่านมา +3

    ብሰላም ምፁ ግን ሕደጉ እንዶ እዛ እትንን ምባል😥😥 ክስታይ ከመይ የፀግመልኹም?

  • @KidanHadgu
    @KidanHadgu วันที่ผ่านมา +2

    እረ ብፃይ ሽላ፦ጥኑሳት ዝብል ናበይ ከደ👋

  • @kirosteklehaimanotsinke4259
    @kirosteklehaimanotsinke4259 2 วันที่ผ่านมา +4

    ንስኻትኩም ንትንሳኤ ኪነ ጥበብ ትግራይ ትገብርዎ ዘለኹም ቃልሲ ክብሪ ይግበአኩም። ኣብ ድራማ መስሓግ ኣብ ሳሪሃ ማሪሃ ዕድመንፆታን ዘይፈሊ ከምዘይኮነን ከይዱ ከይዱ እውን ኣፍቲ እኩይ ተግባር ዝሳተፍ ኩሉ ናይ ኢዱ ከምዘይስእን ፅቡቅ ተምህርቲ ሂብኩም ሓሊፍኩም ኢኹም።
    ኣብ ድራማ ብረይ ድማ ፍቅሪ ማሕበረሰብ ገጠር እንታይ ከምዝመስል ፥ ንፍቅሪ ዝግበር መስዋእቲ፤ ዋጋ ምሕዝነት፥ ኣርኢኹምና ትቅፅሉ ኣለኹምን።
    ራሄል እንኳዕ ዘይምሞተት፤ እቲ ዶራማ ኣይምማዕረገን፤ ናይ ብረይ (ማህሌት) ዓቅሊ (ትዕግስቲ) ብጣዕሚ ዝዶነቅ እዩ። ስየ (ፋንደም) ንብረይ ዘለዎ ፍቅሪ ዝድነቅ እዩ። መንፀገባ ከም ስማ ኣፍቲ ድራማ ዘይትፅገብ (ውፅእ ዝበለት ጎርዞ ገጠር) ተዋሳኢት እያ፤ ወልዳይ (ወደያ ገ/ማርያም) ንእሽተይ ዕሹው ዝበለ ፀርዖ ገጠር ብሓፈሻ ኩሉኹም ደስ በሃልቲ ኢኹም።
    1.ሓደራ ሰየን ወልዳይን ንብረይን መንፀግባን ከይትጠልሙ። በተለይ ወልዳይ እዛ ቆልዓ ከተማ ከይትሽውደካ።
    2.ብረይ ትምህርቲ ከይተቋርፂ፤ ድሕሪ ምምራቅኪ ሓደራ ንስየ ኣይተምሃርካን ከይትብልዮ።
    3.ከሓሲት(ራሄል) ድማ ፈጣሪ ንዓኺ ዝኾን ይሃብኪ፤ ሰየ ናይ ብረይ እዩ። ብዙሕ ሰውነትኪ ኣይትጉድኢ።
    ደስ በሃልቲ ኢኹም በርትዑ!!!!

  • @ሊሊChannel
    @ሊሊChannel 2 วันที่ผ่านมา +6

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ🥰🥰🥰

    • @AbiAlem-e7y
      @AbiAlem-e7y 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ማአረይ

    • @ማርታጓልራያ
      @ማርታጓልራያ 2 วันที่ผ่านมา

      ገይረኪ መልሲ

    • @ሊሊChannel
      @ሊሊChannel 2 วันที่ผ่านมา +1

      @@ማርታጓልራያ እሺ ማዓረይ🥰

  • @SalamSalam-r8m9s
    @SalamSalam-r8m9s วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 2 วันที่ผ่านมา +2

    ሓድጉ ሐዝውን ለዋህ እዩ ከምታ ኣብቃልዝሰራሕካያስ ሃፍቶምለ ከምኡ እዩ ዝመስል❤

  • @BASHAYTUBE
    @BASHAYTUBE 2 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤ deki eney

  • @aaaall7364
    @aaaall7364 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @helenhelen792
    @helenhelen792 วันที่ผ่านมา +1

    ሸላየ የኔ ጆግና

  • @freweynidesta
    @freweynidesta วันที่ผ่านมา +1

    ዓጋመ ዓደይ ናፍቆተይ 🥰🥰🥰🥰

  • @SalamSalam-r8m9s
    @SalamSalam-r8m9s วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AdDf-u5f
    @AdDf-u5f 2 วันที่ผ่านมา +3

    ይመቸኹም ተጋሩዋኒ🎉

  • @ጋልዚጅግናተጋዳላይትግራወ
    @ጋልዚጅግናተጋዳላይትግራወ 2 วันที่ผ่านมา +5

    ተጋርዋይ ፅሩያት❤

    • @AbiAlem-e7y
      @AbiAlem-e7y 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማአረይ

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hddhhddhhdhdj9757
    @hddhhddhhdhdj9757 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GgDdd-n4t
    @GgDdd-n4t วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

  • @zhrazhra72
    @zhrazhra72 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Kebi-kq2du3zu6d
    @Kebi-kq2du3zu6d วันที่ผ่านมา +1

    ብፃይ ሽላ💯👌❤🎉❤

  • @Samri16
    @Samri16 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤

  • @Mqnay
    @Mqnay 2 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስየ ክቡር ሓው

  • @RaSs-n7j
    @RaSs-n7j 2 วันที่ผ่านมา +3

    ተጋሩዋይ ❤

  • @alambrhane9305
    @alambrhane9305 2 วันที่ผ่านมา +2

    Bitaemi zinafekuwom metieom temesgen enkuae Dehan metakum jeganuway ♥️💛

  • @salmasalma-en2ef
    @salmasalma-en2ef 2 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤

  • @hgggg7143
    @hgggg7143 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩዋይ❤ ፅሩያት ሰስኑልና

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 2 วันที่ผ่านมา +3

    ተጋሩዋይ ሓላላት ይመቸኩም❤💛❤

  • @MolayJan
    @MolayJan 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SabiyaJaddd
    @SabiyaJaddd 2 วันที่ผ่านมา +5

    ጥኑሳት,ባ,ልቀቁልና

    • @AbiAlem-e7y
      @AbiAlem-e7y 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደምሩኒ አሕዋተይ

  • @GebrhiotLual
    @GebrhiotLual วันที่ผ่านมา +1

    ፀረይት❤❤❤

  • @JfId-u9f
    @JfId-u9f 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @FiriHadad
    @FiriHadad 2 วันที่ผ่านมา +4

    ስየን ብረይን ይጣሞሩ ትብሉ ላይክ❤❤

    • @ميري-ح4د
      @ميري-ح4د 2 วันที่ผ่านมา

      ስየ እኮ ብዓል ሓዳር ሓደ ዝወለደ እዩ ምዓረይ

    • @alutigraweti6819
      @alutigraweti6819 2 วันที่ผ่านมา

      ተሰዱተም ምሽ ኢሉ

    • @KidanHadgu
      @KidanHadgu วันที่ผ่านมา

      @ኣብ ዝኮነ​ ቃለ መሕተት ሰሚዐዮ ገና እየ ኢሉ!ብዝኮነ ኣቦ እንተኮይኑ ደስ ዝብል እዩ!ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም 🎉

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጎቦዙ ዘም ናይና ጀግኑ🥰

  • @ማርታጓልራያ
    @ማርታጓልራያ 2 วันที่ผ่านมา +3

    ተጋሩዋኒ ሰሱንለይ❤❤❤❤

  • @zefanhadara2486
    @zefanhadara2486 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @strongwoman366
    @strongwoman366 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HermelaHermela-k3k
    @HermelaHermela-k3k 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 2 วันที่ผ่านมา +2

    ፅቡቃተይ❤❤🎉🎉🎉

  • @hhddgxgy7955
    @hhddgxgy7955 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Birtukan476
    @Birtukan476 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MdMd-so9gw
    @MdMd-so9gw วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ZzA-h4p
    @ZzA-h4p 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ትግራይ-ቘ7ኘ
    @ትግራይ-ቘ7ኘ วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @ንግስቲትግራወይቲ
    @ንግስቲትግራወይቲ 2 วันที่ผ่านมา +3

    ብረይ ብ ለለ ኣፅሚምክና ባእ😂😂

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 2 วันที่ผ่านมา +2

    ሓዱጉ ሽኮር

  • @GffxxHggh
    @GffxxHggh 2 วันที่ผ่านมา +9

    ያ ሳብስክራይብ ግበሩልና 🙏

    • @AbiAlem-e7y
      @AbiAlem-e7y 2 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማአረይ

    • @ማርታጓልራያ
      @ማርታጓልራያ 2 วันที่ผ่านมา

      ገይረኪ መልሲ

    • @ማርታጓልራያ
      @ማርታጓልራያ 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@AbiAlem-e7yደምረኪ መልሲ

    • @AbiAlem-e7y
      @AbiAlem-e7y 2 วันที่ผ่านมา

      @@ማርታጓልራያ መሊሰ ማአረይ❤❤❤❤❤

    • @AbiAlem-e7y
      @AbiAlem-e7y 2 วันที่ผ่านมา +1

      @@ማርታጓልራያ መሊሰ ማአረይ😘❤

  • @ቲቲጓልውቅሮ
    @ቲቲጓልውቅሮ 2 วันที่ผ่านมา +2

    ዋው❤❤🥰

  • @ጓልሰብዓ
    @ጓልሰብዓ 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ውይ ጎይታዋኒ ጎቢዙ ❤❤❤

  • @meriyyyyyyyy
    @meriyyyyyyyy วันที่ผ่านมา +1

    ቅርሺ ድኣ ኣነ ምሃብኹም ናይሮቢ ረ 100ኣላትኒ😂

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አብዚ ንስነትኩም ብዙሕ ወርቂ ስራሕቲ ሰሪሕኩም እኮም ንቅድሚት ድማ ናይ ትግራይና ሆሊዉድ (አኹስማዊ ዉድ ) ኮይንኩም ምስ ዓሐማት ትግራይና ባህላን ቋንቋኣን ብሔራዊ ኽብራን አብ ዝዓበየ ፀፍሒ ከምተብፅሕዋ አሚና አቀረባ ተጋሩ ሰሜንን ደቡብን ሓቢሮም ተአምር ከምዝሰርሑ ካብ ሐይዚ ፈሊጥኩም ተዳለዉ ??🤝👏🥰🤩👌✍️✌️💪✊🤗✌️✌️✌️

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 2 วันที่ผ่านมา +3

    ንገርዋ ኣይትዘንግዑና በሉ

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ วันที่ผ่านมา

    ተጋሩዋይ ጽሩያት ❤❤❤❤(((

  • @yosieftesfayesus
    @yosieftesfayesus 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    brey shkorr and syeway (shla)❤❤❤❤

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤