ሓንኳል ግዜ! ሓዊ ዘሳውር እምበር ዝዓርቕን ዘቀራርብን ስኢንና! - New Eritrean Video - 21 November 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 21

  • @aziebukbay5653
    @aziebukbay5653 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣለዉና ባ ሕልና ዘለዎም ክብሪ ይሃብካ ብሩኽ ሓወይ መግለጺ ሲኢነልካ ልቦናኻ ቀጽሎ እዚ ብሉጽ ልቦናኻ❤

  • @alexandertedros9373
    @alexandertedros9373 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ብሉጽ ሓሳብ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ብቅኑዕ ሕልናን ብቅኑዕ ፍርድን ኣእምሮና ክከይድ ኣሎና ብሉጽ መደብ ቀጽሎ ክቡር ሓወይ ❤❤❤❤

  • @ለለለ
    @ለለለ 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትክክል ገሊፅካዮ ምስጉን ሓወይ

  • @SuziAbrham-x6k
    @SuziAbrham-x6k 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Thank you msgun!! ንኣይዳ እንታይ ከም ዘጋጠማ ከይፈለጠ ሰብ ጸሪፍዋ ኣዋሪድዋ። ዋላ እተተጋገየት ክንድዚ ጸርፊ ኣይግባእን እዩ። ኣይትፍረድ ከይትፍረድ እዩ ነገሩ። ብዝሓቂ ምሕረት የውርደልና። በዚ ዘጋጠማ ሓዚና። ኩነተ የእምሮኣ ክሃስያ ዝክእል በደል ተበዲላ እያ።

  • @Natsinet-ul8ft
    @Natsinet-ul8ft 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Nay behaki lebam seb hade terekibka ❤❤❤😊

  • @senaitsiyum9194
    @senaitsiyum9194 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Adeka iye zkewun lebam zereba god blessyou

  • @Tsigegebrehiwet-b1q
    @Tsigegebrehiwet-b1q 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ በሓቂ ሓወይ❤❤

  • @misganahiyabu8599
    @misganahiyabu8599 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nay bhkiy haftey natey 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @beilulghide3450
    @beilulghide3450 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘረባ እዩ ንዝርድኦ ሲ

  • @tsegaykidane2110
    @tsegaykidane2110 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ክቡር ሓውና👍

  • @marthatsehaye8176
    @marthatsehaye8176 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you brother 💯💯💯🦁🦁

  • @BeyeneAndeBayu
    @BeyeneAndeBayu 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Higi enda ba do belika ahaa garin galin gerka ewe dem yidikis neru kab biridiet bisimiet nizarebin nikeyidin bezihina bizikone kubur hawu kexilo ajoka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HaniNatey-s7w
    @HaniNatey-s7w 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ይበል ተግሳጽ እንጅነር ሙስጉን

  • @edeng.kesete3747
    @edeng.kesete3747 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Well said Misgun hawey.

  • @YafuTekle-o1z
    @YafuTekle-o1z 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yes ❤

  • @merhawiteweldemedhin9845
    @merhawiteweldemedhin9845 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኩሉ እዚ ዝበልካዮ ቁኑዕ እዩ። ኣብዛ ናይ ኣይዳ ግን ዝገበሮቶ ኣብ ማስሜዳታት ወጺካ ኣነ ኣይተዓወትኩን እሞ ንምንታይ ንሳ ትዕወት ኢላካ ዘረባ ኣሎ እንተኮነ ንሳ ኣይተዓወተትን ብናይ ሲኒት ምተሓጎሰት እዚ ሕስድና እዩ

  • @LetshAndu
    @LetshAndu 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @hiritimehanisho5162
    @hiritimehanisho5162 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @syumnelo4525
    @syumnelo4525 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Ygerm eyu kemzi natika kibli kenye nezi anfetu zesihatwo kab mjemerta tekatatileyo beshir zbhal wedi sewra eyo etomi kedamot nezi nger hay zsededwo

  • @adhanetzerehannes6937
    @adhanetzerehannes6937 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Well said Misguan

  • @lidyafikadu2026
    @lidyafikadu2026 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤