ክፋል 1፡ ህልው ኩነታት ትግራይ - ብምጥልላፍን ብምስንኻልን ዝጠፍአ ግዘ - ምስ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
  • ተመዛበልቲ ምምላስ እስካብሀዚ ንምንታይ ደንጉዩ?
    ኣፈላላያት ቤት ፅሕፈትን ህወሓትን ግዝያዊ ምምሕዳርን?
    “ግዝያዊ ምምሕዳር ኣይሰርሕን” ከብል ዝሰርሕ ቤት ፅሕፈት
    ምምሕዳር ልምንታይ ከምዝድለ ዘይሰርሐ?
    ዘሎ ፀገም ንምንታይ ኣቀዲምኩም ንህዝቢ ዘይተናገርኩም?
    ካልኦትን

ความคิดเห็น • 233

  • @teamearedom267
    @teamearedom267 หลายเดือนก่อน +4

    ረዳኢ ማለት ፅኑዕ ተቓላሳይ እዩ

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 29 วันที่ผ่านมา

      አንታ ውዲ ቡሽቲ ባንዳ ከዳዕ ናይ አብይ ቡሽቲ ኮንዶም

  • @AbrBer
    @AbrBer หลายเดือนก่อน +4

    Good job Redae Halefom
    Thank you very much.

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 29 วันที่ผ่านมา

      ቡሽቲ

    • @AbrBer
      @AbrBer 21 วันที่ผ่านมา

      @@danielgebremedhin403 You has dirty mind!
      Anyway you are not from Tigray::

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 หลายเดือนก่อน +3

    ጅግና ወዲ ህዝብ ንሐቅነትካ ብጣዕሚ የመስግነካ ቀጽለሉ

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 29 วันที่ผ่านมา

      አንታ ውዲዛ ሻርሙጣ ባንዳ ውዲ ዓጣሪት

  • @senaymichealay7453
    @senaymichealay7453 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Reda'e! ሓቀኛ ወዲ ህዝቢ

  • @dargohaftu4836
    @dargohaftu4836 หลายเดือนก่อน +2

    I appreciate your way explanation and keep it up Wedy Halefom

  • @BrhanuTadele
    @BrhanuTadele หลายเดือนก่อน +2

    ለውጢ ግድን እዩ።

  • @NigistiFerede
    @NigistiFerede หลายเดือนก่อน +1

    Thanks prof. Getachew for having Redaie

  • @HaileKidanemariam
    @HaileKidanemariam หลายเดือนก่อน +5

    You have raised a very important topic. Please also invite perspectives from the other side.I would prefer Amanuel Assefa

  • @user-vs8oy6xq9d
    @user-vs8oy6xq9d 27 วันที่ผ่านมา

    ንፍተው ንፅላእ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዘየድሊ ጉጅለ እዩ።

  • @zuryashkassa4177
    @zuryashkassa4177 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you UMD .👍🙏

  • @AlemuKassie
    @AlemuKassie หลายเดือนก่อน +1

    ብራቮ አይተ ረዳኢ ሓለፎም።
    እታ ዓባይ ዓወት ህዝቢ ኩላ ነገር እናጸረየትሉ ምምጽኣ እያ።
    መን ምስ ህዝቡ ወጊኑ ከምዘሎን መን መንበሩን ረብሕኡን ረብሓ ጉጅልኡን ከውሕስ ይረባረብ ከምዘሎ ግልጺ እዩ።
    ኣይዞኹም በርትዑ!

  • @kesatebrhanhaile3730
    @kesatebrhanhaile3730 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋዳላይ ረዳኢ ሓለፎም ከምዚ ዝበለ ህሊና ዘለዎ ጅግና ምኻኑ ኣይፈለጥኩን ጸኒሐ። ዓፈና ጉጅለ ቤ/ጽ ሕወሓት ብግልጺ ንህዝቡ ስለ ዘፍለጠ ዓብይ ክብርን ምስገና ይግበኦ። ቤ/ጽ ሕወሓት (ኣደመ) ሰባሪ ጻሕሉ ምካኑ ኣጋሊጽዎ ኣሎ።

  • @Job-oi5fi
    @Job-oi5fi 24 วันที่ผ่านมา

    ከባብያውነት መሐብኢ ሕመቅን መወፃፅኢ ስልጣን ኣይኹን

  • @fsahafsaha2151
    @fsahafsaha2151 หลายเดือนก่อน +5

    መሓውር ደብረፅንተት፥ኣለም ፥መጀርኖ ....ክሕነቑ ዩ ዝግባእ። በርትዑ ግምት

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 หลายเดือนก่อน

      አሌት አይትፍለዩ እዙይ ናይአልዮት ጉዳይ አይኮነን ናይ ጥቅመኛታት ውልቀ ሰባት እዩ መን ድል ረዳኢ ሓለፎም ህውሃትዶ አይነበረን እንታይ ተረኽበ ኸዚ ሕጠው ቀጠው

    • @goesaroundcomesaround
      @goesaroundcomesaround หลายเดือนก่อน +1

      ዕሱባት ናይ አብይ ክትፅረጉ ኢኹም. በላዐቲ ሸይጥቲ ዓድኹም ንሰልጣን ኢልኩም ከሓድቲ ናይ አብይ strategy copy and past
      አብይ ጌታቸው አሰርፉ እናበለ ህዝቢ ትግራይ ጨፍጪፉ same strategy you're doing blood sicker 🙄
      ህወሓት እተተነቒፉን ተወጊዳን ቁ1 ሰዲ መልሓሱ ህዝብና ናብ ሓደጋ ዘእተወ እናተፃረፈ. 1 ሚሊዬን ዘወደእ ጌታቸዉ ረዳ ይሕተትን ይንቀልን 🙄

    • @fsahafsaha2151
      @fsahafsaha2151 หลายเดือนก่อน

      @@goesaroundcomesaround 🤑🤑

    • @aaabbb-xx1tq
      @aaabbb-xx1tq หลายเดือนก่อน

      ዝፀዋዕኻዮም ድምፆም ሰሚዕናዮም ኣይንፈልጥን። ሓዘቑቲ ፈላለይቲ ህዝብን ግምት እምበር። ብዛዕባ ምሕናቕ ግን ፋፊ እካ ብነፃ ተሰዲዱ ክሕነቅ እንተኾይኒ ንኒፋፊ ዝሰደዱ ባዓል ግምት እዮም

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 29 วันที่ผ่านมา

      አንታ ውዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ውዲዛ ድርባይ ውዲ ቡሽቲ ወዲዛ ዓጣሪት ድርባይ ወዲ ዓባይ ጋሕባ ቡሽቲ

  • @berhanearegawi-vo2si
    @berhanearegawi-vo2si หลายเดือนก่อน +4

    ህወሕት ሸኺሚ ህዚቢ ትግራይ!

    • @getachewworku6450
      @getachewworku6450 หลายเดือนก่อน

      ድርባይ ርእሲ ሕዝካንህዋህት ክትነቅፍ ኣይትክእልን

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 หลายเดือนก่อน +1

    ናብዚ ኩነታት ክንበፅሕ ዝኸኣልና ሓደ ሕጊን ፍትሕን ተሓታታይነትን ስለዘየለን እቶም መራሕቲ ኤእዳዎም ብደም ዝጠልቀየን ኢዩ።ካልኣይ ከም ማሕበረ ሰብ ዝወደቕናን መራሕትና ስለዘይንነቅፍን ዝወረድናን ፈራሓትን ስለዝኾና ኢዩ።

  • @user-vs8oy6xq9d
    @user-vs8oy6xq9d 27 วันที่ผ่านมา

    ካብዙይ ኮመንት ዝዕዘቦ ነገር ኣሎ!! ህወሓት ሓጥያተኛ አይኮነን!!

  • @berhanehabte1338
    @berhanehabte1338 หลายเดือนก่อน

  • @surafielnegash6380
    @surafielnegash6380 หลายเดือนก่อน

    ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ

  • @aaabbb-xx1tq
    @aaabbb-xx1tq หลายเดือนก่อน +3

    በየናይ ውዕል እዩ 40% መሬት ትግራይ ኣይምለስን ዝብል?

  • @genigebre2752
    @genigebre2752 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ህዝበይ ሱሙዑሰቲ ውዕሊ ፐርቶርያ ዳኣ ኣበይ ኣሎ ንህዋሓት ምምዝጋብ ኣብዩው መሬት ትግራይ ናብ ግዝኣቱ ተይተመለሰ ናኣብዩ ዕላማ ኢኩም ተሳኩዕ ዘለኩም ኡሱራት ኣይተፈቱሑ ታይ ማዓቱ እዩ😢😢😢

  • @letina_gualT
    @letina_gualT หลายเดือนก่อน +1

    ትግራዋ ብምዃኑ ተፈናቂሉ አምሓራይ ኮይኑ ይምለስ አሎ ።

  • @GslaseKebedee
    @GslaseKebedee หลายเดือนก่อน +3

    አታጅግና አጀኻ

  • @abrahatesfay9591
    @abrahatesfay9591 หลายเดือนก่อน +1

    የቀኒልና MD media ከምዙይ ዓይነት ሐበረታታት ናብ ህዝብ ምውፃእ ብጣዕም ፅቡቕ:: ካብቲ ሓደ ጉጅለውን ኣምፃኣልና እኻ

  • @aaabbb-xx1tq
    @aaabbb-xx1tq หลายเดือนก่อน +2

    በየናይ ውዕል እዩ እቶም ተፈናቐልቲ ናብ ሓረድቶም ዝምለሱ ዘለዉ?

  • @user-je5px4yv3z
    @user-je5px4yv3z หลายเดือนก่อน +2

    Redae jigna eka haki timinmin ember aytibitekin

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i หลายเดือนก่อน +5

    ህውሓት ዝባሃል ናይ ዕሰለ ስብስብ ናብ ሕጋ ዓለም እዩ ክቀሪብ ዘለዎ እዚ ጆኖሳይደር😐

    • @selamawitgidey2708
      @selamawitgidey2708 หลายเดือนก่อน

      መን ትበሃል እባ when you trying to shift and blame TPLF when the actual actors of genocide are roaming around. TPLF will be responsible for their misdeeds but not genocide as they also are victims. Don't even try to confuse and take advantage of the sitiation...,

    • @user-bg5ck4mj9i
      @user-bg5ck4mj9i หลายเดือนก่อน

      @@selamawitgidey2708 መጀመርያ ምሰ ቋንቋኻ ታዓረቅ እግሊዚኛ ምዚራብ ናይ ንቂሓት ከይመስለካ ምክንያቱ ብናይ ኣደኻ ቋንቋ ትኾሪዕ ኣለካ ዳሒራይ ካሎኦት እንተ ወስኪካሉ ጡዑም እዩ።

    • @user-mb2kx9ch8n
      @user-mb2kx9ch8n หลายเดือนก่อน +1

      ህወሓት ማለት ለይባ ለይባ ለይባ ተጎጃሊ ምጥቕቓዕ። ምጽልላም ዘለዎ። ደካማ ጎኒ ዝበዝሖ ዝብል ይገልጾ

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 29 วันที่ผ่านมา

      አንቲ ጋልዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ጋልዛ ጋሕባ ድርባይ ጋልዛ ሻርሙጣ ተረፍ ዓረብ አንቲ ጋልዛ ጋሕባ ቡሽቲ

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 29 วันที่ผ่านมา

      @@user-mb2kx9ch8nአንታ ውዲዛ ቡሽቲ ናይ ጣልያን ቦርኮ ውዲዛ ድርባ ናይ ጣልያን ተረፍ

  • @user-og4ux4nq7e
    @user-og4ux4nq7e หลายเดือนก่อน +1

    ሬድየ ወዲ ህዝቢ

  • @yonifetan9119
    @yonifetan9119 หลายเดือนก่อน +3

    ብግልፅስ መሬትና ተሓሪጁ እዩ ዘሎ።ብሕገ መንግስቲ እንተተባሂሉ ንምንታይ ህዝቢ ናብ ዝነበሮ መረበቱ እንትምለስ ስለምንታይ ምስ መሪሕነቱ ማለት ብተጋሩ ዘይመሓደር? ቅድሚ ኲናት ናብ ዝነበሮ ይመለስ ማለት ብፌዴራል ይመሓደር ማለት ድዩ?

    • @aaabbb-xx1tq
      @aaabbb-xx1tq หลายเดือนก่อน

      መሬት ኣህጊሩ እዩ እኮ ጅግና ክመስል ዝዛረብ ዘሎ።

    • @Ivyblac
      @Ivyblac หลายเดือนก่อน

      ብወረ ቀሊል እዩ! ሰረለምንታይ ዳኣ ዘይትምልስዎ ዝኩሉ ዝሳቀ ዘሎ ህዝቢ

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 หลายเดือนก่อน

    ዝሓሸ ኣማራፂ ዘሓዘ የለን በለ ረዳኢ
    ካብዚ ሕዚ ዘለናዮስ ዘይሕሽ ሃሊዩ

  • @JonNati
    @JonNati หลายเดือนก่อน +6

    ህዝቢ ትግራይ ብኣብዝሓ እቲ ሽግር ተረዲኡዎ ኢዩ ሰባት ንስልጣኖም እምበር ንህዝቢ ደንታ ዘይብሎም ምዃኖም በደምቢ ተረዲኡና ኢዩ እቲ ስርቅን ሃንግን ሰብ ምቅታልን እዉን ካብ ናታቶም ኢድ ወጻኢ ኣይኮነን

  • @SalihMohammed-ht6mk
    @SalihMohammed-ht6mk หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ዕላልን ነጥብታትን እዮም : ካብ ቤ/ጽሕፈት ህወሓት ድማ ዘሎ ኩነታት መብሪሂ ንምሃብ ሓደ ኣባል ጋሻ ጌርካ ዓድሞ ። ናይ ክልቲኡ ዘሎ ውጥጥ መበገሲኡ ኮነ ሓቃውነቱ ኣበይ ከም ዘሎን :ህዝቢ እውን ካብ ናይ ፕሮፖጋንዳ ምድንጋራት ምደሓነ ! 🙏

  • @selamselam2569
    @selamselam2569 หลายเดือนก่อน +6

    ንምንታይ ኢኹም ጉባኤ ፈርሕኩም ግምት ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም
    እቶም 1023 ድዮም ንውልቀ ስብእኖምን ስልጣኖምን ዝቃለሱ ዘለው ወይስ እቶም 07 እዮም ሕሰቡ ግን ህዝቢ ይዕዘበኩም አሎ እዩ

    • @user-bc8hn4cn2d
      @user-bc8hn4cn2d หลายเดือนก่อน

      10+1

    • @teamearedom267
      @teamearedom267 หลายเดือนก่อน

      ካበይ ዝመፀ 1023 ብ 7 እዩ?

    • @user-mb2kx9ch8n
      @user-mb2kx9ch8n หลายเดือนก่อน

      ኣታ ይርድአኩም ዶ ኣሎ ገና ናብ ስልጣን ከይመጹ ስዒርና እንዳበሉ ንናይ ደቂ ውድቦም ሰባት ይፍርጁ ኣለዉ ስለዚ ዞም ጉጅለ ኣለም ፈራጂ ምዃኑ ሪኢና ኣለና ይገርም ቶም ጉጅለ ኣለም ግን ክዛረቡ ከለዉ ንጹሃት ይመስሉ

  • @dassshdfg698
    @dassshdfg698 หลายเดือนก่อน +2

    ትግራይ ኣብ ኢድ ገይታቸውን ረዳኢ ኣትያ መሕዘኒ 😢ኣነ ብወገነይ ንደብሪፅ እየ ዝድግፍ ደብሪፅ king tigray😍

    • @user-mb2kx9ch8n
      @user-mb2kx9ch8n หลายเดือนก่อน

      ምድጋፍ መን ከሊኡካ ደጋፊ ባላ

    • @user-mb2kx9ch8n
      @user-mb2kx9ch8n หลายเดือนก่อน

      ዓንዲ ነገር እኻ

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 29 วันที่ผ่านมา

      @@user-mb2kx9ch8nአንታ ውዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ

    • @tigraycom21
      @tigraycom21 20 วันที่ผ่านมา

      ደም ህዝቢ ሰቲኹም አይፀገብኩምን ማለት እዩ

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 20 วันที่ผ่านมา

      @@tigraycom21 አንታ ውዲዛ ዓጣሪት ደም ህዝቢ ባ ምስ ፀላኢ ኮንካ ሰቲካዮ ወዲዛ ድርባይ ቡሽቲ ፍንፍን ወዲ ዓጣሪት ቦርኮ

  • @TizitaMekete
    @TizitaMekete หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @aaabbb-xx1tq
    @aaabbb-xx1tq หลายเดือนก่อน +3

    ጠያቂ ገፁ ወዝብወዝ ኮይና ኣቤት ምስ ኣማንኤል ኣሰፋ ዝነበረ ቃለ መሕተት ዝነበርካ ኣሿኽ ገፅ ህልም ኢሉ ጠፊኡ።

    • @girmayabreha44
      @girmayabreha44 หลายเดือนก่อน +1

      ኣይፈለጥካዮን ሞ

  • @Mikigb-ye7nw
    @Mikigb-ye7nw หลายเดือนก่อน +1

    ግምት ተመዛበልቲ ኣብ ምምላስ ብዝተፈላለዩ ኣካላት ዕንቅፋት እናገጠሞ መፂኡ እዩ ንቐፃሊ ኸ እዚዓንቃፊ ሓይሊ ኸምኡ እንተቐፂሉ ግምት ብሱሩ ስጉምቲ ንምውሳድ ዓቕሚ ኣለዎ ዶ ብስሩ ግምት ስኒ ኣለዎዶ?

  • @coystemam4171
    @coystemam4171 หลายเดือนก่อน

    halewlew deqi pp..aby ahmed

    • @user-sw9wf6qj2e
      @user-sw9wf6qj2e หลายเดือนก่อน

      በቃ ሓቂ ንዝተዛረበ ብሓንቲ ጊዜ አፀልም ውይይይይ አየ ካድረታት ናይ ህዝቢ ደም ናሰተኩም የሕዝን እዩ።

  • @HT-hg8fl
    @HT-hg8fl หลายเดือนก่อน +2

    ጋዜጠኛ ወገንነት ኣለካ ወይ ናይ ግምት ትፎዞ ኢካ ማለት ኣንጻር እቲ ሓደ ወገን ኢካ ::

    • @aaabbb-xx1tq
      @aaabbb-xx1tq หลายเดือนก่อน

      ፍሉጥ

    • @AlemuKassie
      @AlemuKassie หลายเดือนก่อน

      😂😂😂
      ሓቂ መራር እያ።

    • @AlemuKassie
      @AlemuKassie หลายเดือนก่อน

      ​@@aaabbb-xx1tq😂😂😂😂
      ከመይ ማለት?

  • @user-nd8hf7lw5p
    @user-nd8hf7lw5p หลายเดือนก่อน +3

    #ግምት ባዕሎም እዮም ጉዳይ ትግራይ ብሞጎንኘት ኣመሪካን ሕብረት ኣፍሪቃን ዝነበረ ናብ ኣቢ ኣረኪቦሞ

    • @ghidaydesta5870
      @ghidaydesta5870 หลายเดือนก่อน

      I think it is people like you

    • @AlemuKassie
      @AlemuKassie หลายเดือนก่อน

      ሓሶት።

  • @assaylemlem6939
    @assaylemlem6939 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @tesfayewoldemihret1034
    @tesfayewoldemihret1034 หลายเดือนก่อน

    ተፈናቃዮች እንዳይመለሱና ችግር ላይ እንዲወድቁ ያደረገው " እኛ ሳንሆን፣ጊምት ሳይሆን " ሌላኛው ወገን ነው በማለት ለጠፋው ጊዜ ሌላውን ተጠያቂ ለማድረግ እየተላላጠ ነው ረዳኢ ሓለፎም። ረዳኢ ሓለፎም ፣ እንደሰማነው ከሆነ በብዙ ጥፋቶች በፓርቲው በጣም የተገመገመ ሰው መሆኑን ይነገራል።

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍👍👍

  • @rasalula1140
    @rasalula1140 หลายเดือนก่อน +1

    ጉጅለ ዓድዋ ካብ ስልጥን ክእለዪ አለዎም

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 29 วันที่ผ่านมา

      አንታ ውዲዛ ዓጣሪት ኮንዶም ጣልያን አቦካን እነካን ብጣልያን ተቦሺቶም ውዲዛ ቡሽቲ ድርባይ ውዲ ዓጣሪት

  • @assaylemlem6939
    @assaylemlem6939 หลายเดือนก่อน

    Redae halefom ajoka🙏🙏🙏❤❤🙏🙏🙏

  • @WdasseTube
    @WdasseTube หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉

  • @user-bd8ep5qk2x
    @user-bd8ep5qk2x หลายเดือนก่อน

    ጀግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-oi7ce4zo6t
    @user-oi7ce4zo6t หลายเดือนก่อน

    ጎበዝን ፈላጥን ሓታታይ እዚ ኢዩ ሓቂ ዘለዎ ሕቶ የቐንየለይ

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 หลายเดือนก่อน +1

    አብታ ታሕቲ ዝፀሓፍኩዋ ሪኢቶይ ዘይወሰኽኩላ ግን አብ ፖሊት ቢሮ ኣባል ካብዝኾኑ ሰባት አብቲ ቅድሚ ዂይናት አብዝነበረ ገምጋም 3 ገዛዶ 4 ገዛ ሰሪቀ ገዚአ እየ ኢሉ ዓርሰ ነቀፌታ ጌሩ still ፖሊት ቢሮ ኮይኑ ዝቅፅሌ ዘሎ ሰብ እንታይ ይገብር ከምዘሎን ብስሩኸ ንምንታይ እዩ (ይትረፍሞ ፖሊት ቢሮ ) ከመይ አባል ህወሓት ተጋዳላይ ኮይኑ ይቅፅሌ ከምዘሎ ህዝቢ ትግራይ ግርምምም ኢሌዎስ ይሓርር ከምዘሎ እቲ ጉባኤተኛ ክርድኦ አለዎ .

  • @user-ou1xk6lg9t
    @user-ou1xk6lg9t หลายเดือนก่อน

    wushetam tdfayidelehum

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 หลายเดือนก่อน

    ኣበይ ኣሎ ውዕል ፕሪቶሪያ?
    ኣበይ ኣሎ ወሑስ ምምለስ ተመዛበልቲ, ኣበይ ኣሎ ምምላስ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ, ኣበይ ኣሎ ተሓታትነት , ኣበይ ኣሎ ሕውየት , ኣበይ ኣሎ ድሕንነት ትግራዋይ ምሕላው, ኣበይ ኣሎ ደገ ሓይልታት ምውፃእ, ????????

  • @hagosFikadu-e7e
    @hagosFikadu-e7e หลายเดือนก่อน

    The best of kings new

  • @assaylemlem6939
    @assaylemlem6939 หลายเดือนก่อน

    ወረስቲ ዑና መጥፋእቲ ትግራይ!!!

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 29 วันที่ผ่านมา

      አንታ ውዲዛ ዓጣሪት ዲቃላ ቡሽቲ አብኡ ዘይፈልጥ ከመይ ጌርካ ክትወረስ አንታ ውዲ ዓጣሪት

  • @user-fh4in7bt5u
    @user-fh4in7bt5u หลายเดือนก่อน

    የመና ትእግስቲ እውን መጥቅኢ እዩ ወያነ አስተውእሉ።

  • @user-gh1lt6nv7n
    @user-gh1lt6nv7n หลายเดือนก่อน +3

    ረዳኢ ብኸምዚ ደረጃ ድኹም ፀቢብን ምኻኑ ኣይፈለጥኩን ነይረ።

    • @kesatebrhanhaile3730
      @kesatebrhanhaile3730 หลายเดือนก่อน +1

      እወዶ። ተጋዳላይ ረዳኢ ሓለፎም ከምዚ ዝበለ ጅግና ምኻኑ ኣይፈለጥኩን ጸኒሐ። ዓፈና ጉጅለ ቤ/ጽ ሕወሓት ብግልጺ ንህዝቡ ስለ ዘፍለጠ ዓብይ ክብርን ምስገና ይግበኦ።።

    • @walkthewalktalkthetalk6371
      @walkthewalktalkthetalk6371 หลายเดือนก่อน

      ሓቅን ትምክሕትን ጉጅለ እንክሊልን ስለዘፍሸለ ፀቢብ ትብልዎ፤ ትምከሕቲ ሊሂቃን አምሓራ እንተፍሽል ግን ጅግናኹም ነይሩ። ትምክሕቲ ካብ ሽዋ ይምፃእ ካብ አድዋ ትምክሕቲ እዩ፤ እኳደአስ ካብ ናተይ ሓወይ ትብሎ እንትመፅእ ሚሒር የሕርቕን የቖጥዕን።

    • @user-bc8hn4cn2d
      @user-bc8hn4cn2d หลายเดือนก่อน

      Tekalasay silesikone telalaki kalee diley denkoro

    • @tigraycom21
      @tigraycom21 20 วันที่ผ่านมา

      ጉጅለ ብደብረፅዮን ዝፀመመ እዝኒ ከመይ ገይሩ እዚ ሓሳብ ክርድአኪ

  • @solomonnegash9391
    @solomonnegash9391 หลายเดือนก่อน +1

    UMD መንጎኛ ኣይኮንን ንሓደ ጉጅለ(ናይ ጌታቸው) ወጊኑ ዝሰርሕ እዩ።
    መረኣያ: ሙሉ ምሕደራ ከይምለስ እኒ ጌታቸው እዮም ኮነ ኢሎም ሰሪሖሞ።ንምንታ እንተተባሂሉ መደራደርቲ ኣካላት ኣየድሉይናን ኢሎም ምስ ኣብይ ተማኺሮም ስለ ዝሰናበቱ። ድሕሪኡ ትግራይ ጠያቒት / ለማኒት ኣብይ ድማ ፈቓዲ ከም ዝኾን ጌሮሞ። እዚ UMD ክትሓቱ ኣይተደልዩን ምኽንያቱ ወገንተኛ ስለ ዝኾንኩም።

    • @aaabbb-xx1tq
      @aaabbb-xx1tq หลายเดือนก่อน

      ጎጠኛ እዩ።

  • @Berekettesfaye05
    @Berekettesfaye05 หลายเดือนก่อน +1

    ክንዲዙይ ናይ ሓሳብ ኣፈላላይ እንተሃልዩኩም ፣ ኣብ ሓደ ውዳበ ኮዊንኩም ክትቅፅሉ ኣይትኽእሉን። ሕወሓት ግን ናይ ኣባላታ እያ። ኣፈላላይኩም ንዝሰምዐ ግን ፣ ጉባኤ ናይ ግድን እዩ።

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc หลายเดือนก่อน +1

    Sad! Who ever did this, there is no justification whatsoever. In clear terms it is a crime against the people who are in dire situation. I do think those politicians in Tigray should know that the ordinary people know what is good and bad than the self appointed politicians. Tigray will never subjugated again by old guards. Before it is too late they should look other peaceful alternatives. Otherwise people will throw them out like a trash.

  • @user-se8xo8bh9z
    @user-se8xo8bh9z หลายเดือนก่อน

    Great man redae Halfom

  • @tomastom-bj6qp
    @tomastom-bj6qp หลายเดือนก่อน

    ከም ትግራዋይ ኮይኑ ድዩ ዘሓስብ ወይስ ናብ ቀበሌ እዩ ከውርደና ዘሓስብ ብደምቢ ጠይቆ ከም ናይ ኮምኒኬሽን ሓላፋ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ አብ ሶወሻል ሚድያ ፖስት ዝገብርዎም ነገራት ሓድነት ትግራይ ዝብትን ኮኑ ስለተረዳአኒ ዩ

  • @asgedomtekie1738
    @asgedomtekie1738 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ትግራይ ሕፍረት ዘይስምዖም ኣዝዮም ብዙሓት መራሕቲ ኣለዉ። ን6ተ ወርሒ ዝተመርፀ ግዜያዊ ምምሕዳር ናብ 2ተ ዓመት ገፁ እናከደ እዩ። ጉባኤ ህወሓት እንተኮነ'ውን ኣብ ስልጣን መታን ክፀንሑ ጉባኤ ኣይተስምዑና እናበሉ ነዚ ሓያል ውዳቤ ዘለዎ ሻዕብያ ክገጥሙ ዘይሕሰብ እዩ።

  • @girmayabreha44
    @girmayabreha44 หลายเดือนก่อน

    Really apreciated!

  • @DelinaMF19
    @DelinaMF19 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ትፋናቓሊ ምምላሱስ ጨለ ነበሩ ግን ምስትመለሰ ሓደጋ ከይበጽሖ በወጭፍ ደኩም ወይስ በጸሎት ትሕልይዎ አብ መቐለ ኮፍ ኢልካ ደቡብ ትግራይ፤ ጸለምቲይዋይ ምዕራብ ትግራይይ ካማሓድር እየ ማለት አብ ኢ/ያ ዘሎ ትግራዋይ እውን አነ እየ ዘመሓድሮ ክም ማለት ይቑጸር፡፡ ውዕሊ ፕሪቶርያ ናብ ውዕሊ ውጫለ ቀይርኩምዋ ካብዚ ንላዕሊ ክሬዲት………??? ኩሉኩም መራሕቲ ትግራይ ናብ ውነኹም ተመለሱ፡፡ ፡፡ ፡፡

  • @user-dq2iu1bv8e
    @user-dq2iu1bv8e หลายเดือนก่อน

    Up with the Truth of Redae halefom his side.

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 หลายเดือนก่อน

    ወረርቲ ኣብ ገዘኦም እንዳሃለው ንይምሰል ተመዛበልቲ ተመሊሶም
    ደጊሞም ይመዘበሉ ኣለው ።
    እርዳታ ተፈንፊኖም ክሓፍሩ ይግበር ኣሎ።

  • @LuelSequar
    @LuelSequar หลายเดือนก่อน +1

    አየ ረዳኢ ሐለፎም ባአከ ከምዘኮራዕና አሕፊርካና ናይ ጎጥ አክቲቨሰት ኮይንካ ትቐሪ

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 หลายเดือนก่อน

    ንኻልእ ምሽንዳው ይብል ....
    ንባዕሉ ንኻሊእ እንዳሸንደወ።
    ዕንይንይ በለ
    ዕንክሊል!
    እታ ቀንዲ ስሕተትናይ ጌታቸው ረዳ እያ ባንዳ ባንዳ ተብል ዘላ እያ።
    ብእደ ወነኑ ኣብ አአ ከይዱ ምፍራም
    ዘይመትከላዊ ኣካይዳታት ምኻድ እዩ።
    ካብኡ ናብ ጌታቸው ዘሓበረ ሓቢሩ በታ ተባሃለት ሽም ይፅዋዕ።

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 หลายเดือนก่อน

    ስርዓት ምፍራስ ኢልኩም እንዳተቃለስኩምስ ኣሕንከኲልኩምና።
    ስርዓቱ እንትተፍርሰሉ ደኣ ይቃመካ እምበር ታይ ደኣ ክገብር ህዝቢ።

  • @selamselam2569
    @selamselam2569 หลายเดือนก่อน +2

    ህወሓት ክትጠፍኡ ዝደልዩ ሰባት ብቀጥታ ናይ ብልፅግና ስነሓሳብ ዘለዎም ኣለው ።እዚኦም ክኣ ግምትን ተላኣኣክቶምን እዮም ነዚ ስነሓሳብ እዚ ክንጽየፎ እምበር ኣይትድግፎን! ህወሓት ኪኖ ደብረፅየንን ጌታቸውን እዩ።
    ሕውሓት ነብስውከፍ ትግራዋይ መስዋእቲ ዝክፈለሉ ውድብ እዩ ።

    • @Wediraya983
      @Wediraya983 หลายเดือนก่อน

      ንህዝቢ እምበይ ንሕዋሓት መስዋእቲ ዝኸፈለ ትግራዋይ የለን እንፅሕፎም ነገራት ነስተውዕል ክቡር ሓውና

    • @kalayuoabrahahashnege7525
      @kalayuoabrahahashnege7525 หลายเดือนก่อน

      የይ መን ኢካ ናይ አፍልጦ ፀገም ተልዩካ ብቓዕ
      ንሕውሓት ኢሉ መስዋእቲ ዝኸፈለ ወይ ዝተጋደለ የለን
      ህዝቢ ትግራይን ህውሓትን ሓደ አይኮኑን

  • @user-jd1ew9gu8l
    @user-jd1ew9gu8l หลายเดือนก่อน

    ግምት ንለውጣ❤❤❤❤❤❤

  • @negasiberhe9513
    @negasiberhe9513 หลายเดือนก่อน +1

    ኣት ረዳኢ ን50ዓመት ዝተኾመረ ካድረ ብኸመይ ገርኩም ኢኹም ናብ ስርዓት እተምፅእዎ ኣብ ሓደ ዓመት ፍፁም ኣይኾውንን እግዚኣብሄር የሐግዝኩም እንበር ምንም ክግበር ኣይከኣልን ወይ ደሞ ከምቲ ዝተለመደ ነቲ ካድረ ነቲህዝቢ ከምድላይኩም ግበርዎ ኢልካ ከምታ መለስ ዝገብራ ዝነበረ ህዝቢ ትግራይ ን27ዓመት ናይ ካድረ ንብረት ገይሩ ኣብ ኣዲስኣበባኡ ኮፍኢሉ ዘሕለፎ ኣብ5ዓመት ተመሪፀ እየ እናበለ ዘመሓድር ዝነበረ ከምኣ አይተ ጌታቸውን ኣብ መቀለ ኮፍ ኢሎም ምምሕዳር ኣለዎም ነቲ ካድረ ኣረኪቦም እቲ ህዝቢ መንግስቲ ኣይፈልጥን ብኻድረ እናተቀጥቀጠ እዩ ዝመሓደር ነይሩ ጦርነት ክመፅእ እቲ ካድረ ኣብ ገዝኡ ኮፍ ውላድካ ሃብ እናበለ ምንባር እዩ ለሚዱ እቲ ካድረ ባዕሉ መሲኪሩ እኒሆ ቅድሚ ጦርነት ሓደምልዮን ካድረ ኣለና ይበሃል ነይሩ ድሕሪ ጦርነት ሓደ ምልዮን ካድረ እንሄና ይብሉ ኣለዉ ኣብ ትግራይ መስዋእቲ ዝተኸፈለ ድማ ሓደምልዮን ከመይ እዩ ትነገር

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 หลายเดือนก่อน +2

    ዝኸበርኩም ሰብ ዓቕሚ ሙሁራት ሰበ ስልጣናትን ፖለቲከኛታትን ካልኦት ትግራይ 360 ዲግሪ ኣብ ክባን ዕጽዋን ህዝብኹምን መሬትኩም ናብ ንቡር ከተመልሱን ህዝቢ ብሰላሕታ ዛጊት ኣብ ምሟትን ምግስቛልን እንዳ ሃለወ ብስልጣን ወገነይ ወገንካ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ኩነታት ዕንክሊል ካብ ምባልን ታሕጓስ ዕስለ ወረትን ካብ ምዃን ምራቕኩም ውሒጥኩም ባርባዕተ ማእዝናትን ሓሲብኩም ዘሎ ጸገማት ከምቲ ናይ ቀደምኩም ብውሽጥኹም ብምዝታይ ብምፍታሕ ህብኹምን መሬትኩምን ኣውሕሱ ድሓር ከይትጣዓሱን ዋጋ ከትኸፍሉን ዝብል ርኢቶ ኣለኒ። ዓወት ንውጹዕን ዘይብርከኽን ህዝቢ ትግራይ

  • @aaabbb-xx1tq
    @aaabbb-xx1tq หลายเดือนก่อน +1

    ረዳኢ ሓለፎም ሕፍረት ዝብሃል ነገር የብሉን። ህዝቢ ናብ መፅነቲኡ ሰዲዱ በዚ ክኾርዕ ይደሊ ኣሎ። 40% መሬት ትግራይ ኣህጊሩ ህዝቢ ናብ ሕረድቱ ምስዳድ ብሰላሕታዊ ፅንተት ተሓተቲ ኢኹም።

  • @user-nd8hf7lw5p
    @user-nd8hf7lw5p หลายเดือนก่อน +2

    ከም ዝመስለኒ ጋዜጤኛ ጎጤኛ ብከባብያውነት ኣጥቂዓካ ኣሎ!!😢😢😢😢 ወይ ትግራይ

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 หลายเดือนก่อน

    ዘረብኡ ሓቂ ይመስል ግን ብተፃራሪኡ ዘሎ ሓቂ የመዝን
    Question to UMD
    Is the situation in Tigray going in the way you want? if not why ? What was your contribution ? and what is your next action?

  • @tdf-ng2bj
    @tdf-ng2bj หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ምምላስ ፅቡቕ ኮይኑ ፣ ቀፂሉ ክህሉ ዝኽእል ግዝኣት ትግራይ ምርግጋፅ ሓላፍነት ክትወስድሉ ኢኹም። Even you still don't know what the ultimate result would be.

  • @lovleytigraye
    @lovleytigraye หลายเดือนก่อน

    ናይ ህዋሓት ማሊያ ተከዲኑ ንህዋሓት ከጥቅዕ ከፍርስ አይካአልን እንተደሊዮ ድርጅቱ ገይሩ ይቃወም ፊት ንፊት ናይ ፕሪቶሪያ ውዕል ሓንሺሹ ተመዛበልቲ ከይመለሰ በበይን መራል እዮ ግዚያዊ መንግስቲ ክከውን እዚ ናይ አብይ ስራሕ ፈፃሚ እዮ አብይ ኢሃደግ መሲሉ ኢሂደግ አፍሪሱ ጌታቸውን ጉጅሉኡን ህዋሓት መሲሎም ህዋሓት ከፍሩሱ አይንፈቅድን ትግራይ ንባንዳ ቦታ የብላን

  • @AAA-kc7jj
    @AAA-kc7jj หลายเดือนก่อน +1

    ጌታቸው ብዙሕ ጊዜ መጏቲ ሕቶ ብምህታት ትፍለጥ ከድሊየካ
    ምስ ረዳኢ ግን ተዓዚበ
    ህዝቢ ምስተመለሰ ምርጫ ይግበር ዝብል ገሊፁልና
    1) ፅንሰት ዝበፅሖ ህዝቢ ከመይ እዩ ክመርፅ ዝኸእል: ክትሓቶ ይግበኣካ ኔሩ
    2) ረዳኢ ሕውሓት ኣባል ድዩ ውይስ?

    • @aaabbb-xx1tq
      @aaabbb-xx1tq หลายเดือนก่อน

      እዚ ኣንደኛ ጎጠኛ እኮ እዩ እዚ ሓታቲ ጋዜጠኛ እካ ኣይኮነን።

  • @user-vs8oy6xq9d
    @user-vs8oy6xq9d 27 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ጎንኻ ኣለና!!!

  • @kingdomofaxum6891
    @kingdomofaxum6891 หลายเดือนก่อน

    አብ ትግራይ ሕድሕድ መስራቤትን ትካላት ግልጋሎትን ጉቦ ሳዕሪሩ አሎ ዝኾነ መንግስታዊ ግልጋሎት ክትረክብ ግድን ጉቦ ክትኸፍል ከምዘለካ እዩ ብግልፅ ዝንገረካ እዚ ግዝያዊ ምምሕዳር ከመይ እዩ ዝርኦ ?ፕ/ር እዚአ ሕተተልና።

  • @sagaas6052
    @sagaas6052 หลายเดือนก่อน

    ብ ግዝየዊ ምምሕዳር ትረጉም ዘይ የብሉ ተላላቺ

  • @user-bc8hn4cn2d
    @user-bc8hn4cn2d หลายเดือนก่อน

    Our leader

  • @user-rl7pp6ij2i
    @user-rl7pp6ij2i หลายเดือนก่อน

    መጀምርያ ቅድሜይ መሬትን ተፋናቀልቲ ምምላስ ህወሐት ክተጥፉኡ ትሰርሑ ነይርኩም ቅጥፈት እዩ እትዛረቦ ዘለኻ

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው ከምታ ንአማኑኤል አሰፋ ዝሓተትካዮ ንረዳኢ አጥቢቅካ ዘይትሓቶ ንአብነት ውዕል ፕሪቶርያ ምሕደራ ትግራይ ምሉእ ብምሉእ ምምላስዩ ነይሩ እዚአ ንምንተይ ዘይትሓቶ

  • @BrhanuTadele
    @BrhanuTadele หลายเดือนก่อน

    Comment

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 หลายเดือนก่อน

    ረዳኢ ሓለፎም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘኽብረካን ኔረ ሐዚ ግን አካይዳኻ ካባኻ ዘይፅበዬ ግናይ አካይዳ ይርኤልካ አለኹ ብዙሓት ተጋሩ ከምታ ከማይ ዝነበሮም ዓሚቅ ፍቅርን ክብርን ግን ክስሞዖም ተዓዚበ አለኹሞ አስተኻኽል still we love you .

    • @abrhahaftu8182
      @abrhahaftu8182 หลายเดือนก่อน

      እንታይ እዩ ገይሩ ንምንታይ እኹም ካብ ዓሌት ወፅእኹም ከም ትግራዋይ ዘይትሓስቡ?

  • @letina_gualT
    @letina_gualT หลายเดือนก่อน

    ምሕደራ ዘየብሉ ህዝቢ ንዝብኢ አሕሊፉ ሂብዎ አሎ ገታቾዉ መሕፈሪ መራሒ

    • @user-rl7pp6ij2i
      @user-rl7pp6ij2i หลายเดือนก่อน

      ሐቂ ንፖለቲካ ትርፌ ህዝቢ ድሕንነት ዘይብሉ ይሰድዎ አለው

  • @GebreWeld-h8f
    @GebreWeld-h8f หลายเดือนก่อน +2

    ቁሸታውያን።አይንደልን።

  • @senaymehretab6143
    @senaymehretab6143 15 วันที่ผ่านมา

    ናይ ትግራይ መራሕቲ ናይ ምጥልላፍ ሴራ እዩ ስርሖም ሃሶት ከም ሜላ እዮም አማዕቢሎሞ ኩሎም ይሕሱዉ ከም ብህሊ አብ ትግራይ ሰብ ንምጥቃዕ ይሕስዉ ብዘይ ፍሪሕ ስለዚ እዚ ባህሊ እዚ ስጋብ ዘይተአረመ ንህዝቢ ትግራይ ብሓሶት ናብ ጥፍአት ከእትዉዎ ቀሊል እዩ፡እቲ ህዝቢውን ናቶም ሪኡ ይሑሱ እዩ ስለዚ ሰላም ብሓቂ ብጭብጢ ብፍትሕ እዩ ዝመጽእ

  • @kidusgebre7796
    @kidusgebre7796 หลายเดือนก่อน

    Professor ab 60 mealti eko sle temzabelti kunetat ayewgaenan aytemayetinan tebahilu neyru hezi entay yblu alewu

  • @genigebre2752
    @genigebre2752 หลายเดือนก่อน

    ኣቤት ሰንፍና ለለካኣ ንዙይሰ ላተጎተቱ ኣዮም ዝምልሱውም ዘለዉ

  • @AmanGere-pm5hs
    @AmanGere-pm5hs หลายเดือนก่อน

    ገቼ ከመይ ትውዕል።
    1 ረዳኢ ሐለፎም አብ መጨረሻ ጉባኤ ንምንታ ህዝቢ መሸጎጢ ይገብር አሎ?
    2 እዙይ ዓመትን 8 ወርሒን ህወሐትገምገማት እናካየደ ፀኒሑ ረዳኢ ውን እናአመነ ብሐደ እናወሰነ መፅዩ።ንምንታይ ሐዚ ተፈናቀላይ ምኽንያት ንምንታይ ኮነ ?
    3 ዝኾነ ናይ ሕወሐት ሕገ ደንቢ ምክታዕ ምውሳን ምጥርናፍ እዩ።ብውሳነ ሐፋሽ ትምራሕ ዶ?

  • @selemonkahasu1189
    @selemonkahasu1189 หลายเดือนก่อน

    They are talking about the problem but there is no solution??

  • @AbrahaleyHadush
    @AbrahaleyHadush หลายเดือนก่อน

    Hero!! Who fight for truth!!!

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 หลายเดือนก่อน

    PPዝድ ግምት
    Look UMD! reverse your feeling and act towards to the trueth.
    ኣይከኣልናን እንዳበሉ ኣብ ስልጣን ምፅናሕ ምድላይ እንታይ ይበሃል።
    ግምት ህዝባዊ ኣይኮነን ስለ ህዝቢ commitment የብሉን ምስለነ ሽሞት ኮይኑ። .

  • @danielhailemariam5971
    @danielhailemariam5971 หลายเดือนก่อน +1

    እንታይ ዝብልዎ ሽንቲ ዝኮነ ወዲ እዩ እዚ ወደይ። በቃ ጸገማትካ externalize ብምግባር ንሻዕብያ ተንዕቁ። ቀሚሽ ኣደይ የዐንቂፉኒ። እንታይ ክትገብሩ ዲኩም ኣብቲ ስልጣን ተቐሚጥኩም? ዘዐንቅፈኩም ኣካል ስጉምቲ ዘይትወስዱሉ? ሽንታማት።
    ጌታቸው ግን ዋላ ምንም challenge ኣይትገብሮን ዘለኻ። ናይ እየየ ሚድያ ገይርካያ።

  • @aaabbb-xx1tq
    @aaabbb-xx1tq หลายเดือนก่อน

    ጉጅለ ግምት ህወሓት እየ እናበልካ ምሽፋጥ ጠጠው ኣብሉ ናይ ፓርቲኹም ስም ኣፋልጡ።

  • @hundesahundesa2479
    @hundesahundesa2479 หลายเดือนก่อน

    አነ ገሪማትኒ ዘላ
    አብ ግዚያዊ መንግስቲ ዘለው ይኹኑ፣ ካብ ግዚያዊ መንግስቲ ወጻኢ ዘለው ኩሎም አብ ሕወሐት ዘለው እቲ ዝተፈናቐለ ህዝቢ፣ እቲ ቅድም ዝነበረ ምሕደራ፣ እቲ ቅድም ዝነበረ ጸጥታ ንኽንምለስ ኢና ንደሊ ካብ ተባህለ።እዚ ንኽኸውን ዘይደሊይ የለን ካብ ተባህለ። እዚ ንኸይኸውን ዝኽልክል ዘሎ አብይ አሕመድ እዩ ካብ ተባህለ።
    ንምንታይ ድአ ኢኹም እሞ "አብይ አሕመድ" እዩ ዕንቅፋት ዝፈጥር ዘሎ ኢልኩም ንሙሉእ ህዝቢ ትግራይ (አብ ወጻኢ አብ ዓዲ ዘሎ) ብቑሉዕ ነጊርኩም
    መላእ ህዝቢ ትግራይ አብ ልሀለየ ይሀሊ አብ ልዕሊ አብይ አሕመድ ብማሕበረሰብ ዓለም ጸቕጢ ኽግበር ሰላማዊ ቃልሲ ኽገብር ዘይትጉስጉሱ።
    ካብ"መኔና ጽቡቕ ገይሩ ን አብይ አሕመድ ይደንን አሎ ኢልኩም ነንሕድሕድኩም ትወዳደሩ ትወቓቐሱን። ንህዝቢ ትኸፋፍሉን።

  • @dadid9182
    @dadid9182 หลายเดือนก่อน +1

    ረዳኢ በትሪ አብ ኢድኹም ተበን አብ እግርኹም ታየኹም ትሕልይለኹም ? ወዲ ሰብ እኮ assertive እንድሕር ደይኾነ ዓዲ ምሕደራ የለይ።

  • @GarbelHilla
    @GarbelHilla หลายเดือนก่อน +1

    ባለ አራት ነጥብ ።እንደው አንተ አሁን ስልጣን ይገባል በእውነት እንነጋገር ከተባለ 😂😂😂🤧

    • @AlemuKassie
      @AlemuKassie หลายเดือนก่อน

      ስልጣን ድኣ ንመን ትግባእ ነይራ በይዛኻ? 😂
      -ንሰረቕቲ፥ ንጸረ ህዝቢ፥ ንልሙሳት፥ ንብቓሬዛ ተማረኽትን ሓሻኽሮምን?
      ስልጣን ናብ ኢድ ህዝቫውያንን ረብሓ ህዝቦም ናብ ዘቐድሙን ዝምብል ኢላ ኣላ።
      ዝኾነ ጸሊም ተኣምር እንድሕር ዘይተፈጥረ ድህሪ ሕዚ ስልጣን ናብ ጨካናትን ለማሳትን ጸረ ህዝቢ ሓይልታት ናይ ምምላሳ ዕድል ትሕቲ 30% እዩ።
      ከምቲ መዋቲ ፈረስ ዝገብረን ናይ መወዳእታ ምርግሓት ፋሕጠርጠር፥ ጻሕተርተር ምባል ንቡር እዩ።
      ካብዚኣ ሓሊፋ ግን ረብሓ ውልቀኻን ጸቢብ ጉጅለኻን ካብ ረብሓ ህዝቢ ኣቕውዲምካ ዝግበር ጉዕዞ መዋረዲን ዋጋ ዘኽፍልን እዩ።