ክፋል 2፡ ኣብ ውሽጢውን ቃልሲ፤ ኣብ ደገውን ቃልሲ፤ መፂኹም ፊት ልፊት ተኸራኸሩ - ምስ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • ክፋል 1፡ • ክፋል 1፡ ህልው ኩነታት ትግራይ -...
    ክፋል 2፡
    ህወሓት ከም ናይ ውልቀ ሰባት (ናይ 4 ሰባት?) PLC?
    ብማእኸላይ ኮሚቴ ዝወረዱ ኣቦ ወንበር ህወሓትን ስግዓት መራሕቲ ስራዊትን
    “ጉጀለ ይሁዳ” ሰነድ
    ብሽምግልና ዝተቋረፀዶ ብሽምግልና ዝተዓፀወ ከይዲ ማእከላይ ኮሚቴ
    ኽግምገም ዘይድለ ኹናትን፡ ናብ ኹናት ዘእተወና ኩነታትን
    ናይ 1993 ገምጋም ንሎሚ ዘበን?
    ንገበነኛታት ናብ ሕጊ ልምንታይ ዘየቅረብኩም
    መፂኹም ፊት ለፊት ተኸራኸሩ
    ከጥፈአና ዝኽእል ዕማም ከባብያዊነት ቤት ፅሕፈት
    ኣብ ትግራይ ዘለዉ ደለይቲ ኩናት?

ความคิดเห็น • 157

  • @musiearegay765
    @musiearegay765 หลายเดือนก่อน +26

    ብጣዕሚ ተባዕን እዋናውን ሓበሬታ፡ ክተባባዕ ይግባእ። ህዝቢ ትግራይ ሓበሬታ እናዓፈንካን እናዳናገርካን ምግዛእ ከብቅዕ ኣለዎ ሎሚ።

  • @yohanneswabreha859
    @yohanneswabreha859 หลายเดือนก่อน +10

    Excellent interview. Thank you Mr. Redae Halefom for the depth explanation. Thank you professor Getachew too.

  • @AbrBer
    @AbrBer หลายเดือนก่อน +12

    Dear Redae Halefom.
    Very good job.
    Thanks.

  • @kahsuberhanugebreslasie7299
    @kahsuberhanugebreslasie7299 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ ተባዕን እዋናውን ሓበሬታ

  • @Abraham-zy7df
    @Abraham-zy7df หลายเดือนก่อน +15

    Ato Redae Halefom is courageous, eloquent ,trustworthy and a seasoned politician. Redae Halefom not only has eloquently explained everything , but also made everything clear.

  • @Halefom-qk5pc
    @Halefom-qk5pc หลายเดือนก่อน +4

    ዋው!!! ብጣዕሚ ፅቡቅ መብራህርሂ።

  • @fsahafsaha2151
    @fsahafsaha2151 หลายเดือนก่อน +19

    ረዳኢ ሓለፎም ፅቡቅ ኢኻ ሽግር ትግራይ ገሊፅኻዮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 หลายเดือนก่อน +8

    ናይ በሐቂ ተባዕ ህዝባዊ ኢካ ረዳኢ ሐለፎም ካብ ግዜ አምበጣ ጀሚርካ አብ ስራሕይ ህውከትይ ምህላይካ ንፈልጦ ኢና ብዝኮነ ቀጽለሉ አጆኻ

  • @haileberhe-dn4kx
    @haileberhe-dn4kx หลายเดือนก่อน +8

    ረዳኢ ሓሎፎም ይመችካ እቲ ሓቂ ኢካ ትዛረብ ዘለካ ግን ሓደ ነገር ክትርድኦ ዝግበካ ዉልቀ ሰባት ፈሊካ ውቃዕ እዛ ከም ከባብያውነት ገርካ ዘቀመጥካያ አብ ዝሓለፈ ቃለ መሕተካ ግን አስተካክላ ልክዕ ከምታ ሐጂ ተቀምጣ ዘለካ 👍

  • @KidaneWeldu-lz8xm
    @KidaneWeldu-lz8xm หลายเดือนก่อน +9

    ተስፋ ዘለዎ መራሒ ኣንታ ጅግና

  • @brhanegmedhin5188
    @brhanegmedhin5188 หลายเดือนก่อน +1

    thank you for your clear interview. I accept the ideas you raise and we have to fight strongly because it is against our survival.

  • @seyoumberihun6351
    @seyoumberihun6351 หลายเดือนก่อน +8

    Truth is with you brother. Fight them and we understand it isn't an easy fight.

    • @wediofla3230
      @wediofla3230 หลายเดือนก่อน

      Whom do you want him to fight? His and his party's priority should be the removal of Abiy ahmed. If Abiy is removed, Tigray would reclaim its territory, including the once occupied by Sawa th.ugs within 24 hours.

    • @seyoumberihun6351
      @seyoumberihun6351 หลายเดือนก่อน

      @@wediofla3230 Tigray and Tegaru can't live peacefully as long as one is trying to suppress and undermine the other. Tigray has never been fair and equal to everyone of us.
      How many Tegarus do you think have left Tigray because of systematic discrimination and labeling ( like banda) by Tplf cadres? Countless.
      As long as this unfairness, dictatorship and backwardness is existing in Tigray, one can't harmonise and convince Tegarus to fight against other enemies( the likes of Abiy Ahmed)

    • @RingAliok-yo2pc
      @RingAliok-yo2pc 21 วันที่ผ่านมา

      ረዳኢ ሐለፎም እት ትብሎ ዘለኻ ሐሳብ ትክክል እዩ እት ዓቢይ አፋላላይ አብ ግዝያዊ መንግሰትና አብ ህወሐት ቤት ፅሕፍት ዘሎ ክዋዳደር ዘይኽእል ዓቅም አለዎም ምክንያቱ እት ግዚያዊ መንግሰት ብትክክል ብትምህርት ዝግጅት ኾነ በብ ቅዓት ካዓ እዚኦም እዮም ዝሐሹ ትግራይ ዘሻግሩ እዚኦም፣

  • @berhedessalegn1772
    @berhedessalegn1772 หลายเดือนก่อน +1

    Great job, Prof. Gech, for inviting this young and vibrant leader. This initiative is essential for making a difference in the political arena. It is crucial that we engage in constructive discussions and come together to address our differences. Tigray needs visionary leaders who prioritize the greater good over arrogance.

  • @haftunigus3207
    @haftunigus3207 หลายเดือนก่อน +6

    ትግራይ ሓንቲን ፀባብን እያ:: ኣለም ገብረዋህድ ተለኣአኽቱ ኣዋፊሩ ንናይ ሓደ ኸባቢ ህዝቢ ብዘይ ፈልይ ነውራም ዝኾኑ ፀለመታት እናገበረ መሊሱ ብኸባብያውነት ይኸስስ:: ዓዲ 3 ስታይል! ኣነ ዘሕዝነኒ መጫወቲ ዓብዪ ሓመድ ምዃኖም እዩ::

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe หลายเดือนก่อน +3

    ፅቡቅ ቃለመሕተት እዩ 👍👍👍👍👍

  • @HagosAli-ik2ut
    @HagosAli-ik2ut 27 วันที่ผ่านมา

    ያቐንየልና ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም እት ሓቂ ስለ ዘጋወሕኻዮ።

  • @atc9663
    @atc9663 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you for being honest!!❤

  • @peacewinn8887
    @peacewinn8887 หลายเดือนก่อน +1

    ዝምልከተኩም ጉዱሳት ተጋሩ ፓለቲከኛታትን ምሁራትን ነዚ ተፈጥሩ ዘሎ ኣበ መረሕትና ብጣዕሚ ህዝብን ክልልን ስለ ዝጎድእ ሕጂ ኩሉ ከምቲ ዝሓለፈ ቃልሲ ኩሉ ንሓቅን ንህቢን ዝጠቅም ንቅድሚት ካብዚ ፅንተት ከድሕነና ከውፃአናን ዝኽእል መረሕቲ የድሉና ስለዚ ካብ ጉጅላዊን ቁሸታዊን ወፅእና ንሓቂ ንረባረብ❤❤❤❤❤

  • @Abraham-zy7df
    @Abraham-zy7df หลายเดือนก่อน +7

    ጉድ ነው፣ ጉድና ውኅ እያደር ይጠራል እንደሚባለው ነው ነገሩ።

  • @SamKiros-c9r
    @SamKiros-c9r หลายเดือนก่อน

    Redaey; thank you for being transparent and eloquently describing the situation as you see it. Those who accuse you of kebabiawinet obviously do not understand the nature of federal state. A thorough discussion on this matter is timely.

  • @pj6930
    @pj6930 หลายเดือนก่อน +6

    ጌቾ የቀንየልና እቶም ሕቶታት ብግልፂ ስለትሓቶም ንህዝቢ ብልርዶኦን ትግርኛ ዝኾነ ሕቶ እዩ ቀፅለሉ።አይተ ርዳኢ ው የቀኒየልና ንዝሃብክምና መብርሂ ፀገማት ትግራ አበይ ምዃኑ ብግልፂ ተርድእና ኣሎ።ህዋሓት ንህዝቢ ዘይጠቅም እዩ።ዘይጠቅም ጥራሕ ዘይኮነስ መጥፍእን ብባዓልና ኽንጠፍአሉ ዝኸፍት ዕድል እዩ ዘሎ።ጊዛዊ መንግስቲ ልዕሊ ህዋሓት እዩ ዝግባእ አደብ ኸትሕዞም ተዘይክእሉ ስልጣኑ ክለቅቅ አለወ።ኩሎም ህዋሓት ከለውስ ቱባአሶም አብ ሞንጎኦ ተሎ ነዝህዝቢ ታይ ግበር ይብልወ አለው😢 ንስልጣን ዶ ህዝቢ ተቀትል እኻ💔

  • @AlemuKassie
    @AlemuKassie หลายเดือนก่อน

    Hats off! Redae tge difference is crystal clear.
    ምስረብሓ ህዝቢን ሃገርን ዝወገን ረብሓን ስልጣንን ጸቢብ ጉጅለ ታርፉአት ክገብር ተዓጢቑ ዝተልዓለ ሓይሊን ንርኢ ኣለና፡።
    ኣጆኹም በርትዑ።

  • @FrehiwotGcherkos
    @FrehiwotGcherkos 4 วันที่ผ่านมา

    umd "በርትኡ

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 หลายเดือนก่อน +1

    ንምንታይ ኢና ተጋሩ ፈረሓት እባ፣ሕጂ ዉን ንኣርባዕተ ዘይረብሑ ሰባት ተባሂሉ ህዝብና ክጠፍእ የብሉን።

  • @atc9663
    @atc9663 หลายเดือนก่อน

    Thank you for your courage Ato redaae. You are helping Tigray and the people, we need more of you!!!!!!!!!

  • @welday232
    @welday232 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓፈሻ ሕወሓት ንረብሓኡ ዝቃለስ ውድብ እዩ ደቆም ብረሃፅ ህዝቢ ኣብ ወፃኢ እነምሀሩ ይርከቡ

  • @tesfayKiros-bs5si
    @tesfayKiros-bs5si 18 วันที่ผ่านมา

    ግርም መብራህረሂ

  • @BiniamAraya-cm2qe
    @BiniamAraya-cm2qe หลายเดือนก่อน

    You are right redi halefom

  • @Solgeb
    @Solgeb หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደፋር ተባዕ ገለጻ ክድገፍ ዘለዎ ኢዩ

  • @DanielKahsu-c5h
    @DanielKahsu-c5h หลายเดือนก่อน +6

    ረዳኢ ሓለፎም ብትኽክል ገሊፅካዮ አለኻ 70 እንደርታ አብጎንኻ አሎ ቀፅለሉ

    • @GoiteomTeklay
      @GoiteomTeklay หลายเดือนก่อน

      ኩሉ ትግራዋይ ኣብ ጎኑ ኣሎ።

  • @temesgen-j9v
    @temesgen-j9v 24 วันที่ผ่านมา

    Perfect explanation # this is fact

  • @fsahafsaha2151
    @fsahafsaha2151 หลายเดือนก่อน +14

    ኣለም ገብረዋህድ ፥ፈትለወርቅ፥ደብረፅንተት ....እዚኦም ክሕነቑ ዮም ዘለዎም።

    • @lemlemasmelash2764
      @lemlemasmelash2764 หลายเดือนก่อน

      I pray you aren’t from Tigray I am sorry to say that is pure evil

    • @almazadamu9175
      @almazadamu9175 หลายเดือนก่อน

      እታ ዕሱብ ባዕለግ ስረቅቴ ክሕነቅ ዘለውም ፀግዕትኛታት ኻሕደማት ኽም ረዳእ ሐለፍም ዝበለ ባንዳ ንኽብዱ ዘሐደር እዩ

    • @almazadamu9175
      @almazadamu9175 หลายเดือนก่อน

      እታ ዕሱብ ባዕለግ ስረቅቴ ክሕነቅ ዘለውም ፀግዕትኛታት ኻሕደማት ኽም ረዳእ ሐለፍም ዝበለ ባንዳ ንኽብዱ ዘሐደር እዩ

    • @almazadamu9175
      @almazadamu9175 หลายเดือนก่อน

      ረዳእ ብኻባቤውነት ተሸሜምኻ ህዝብ ትግራይ ክትብትን ትኽደዘለኻ ንዐኻ ዘይምጥን ህዝብ ትግራይ ንዐኻ ዘለው ኽብረተ ዛውረደ መሕፍሪ ንፀላእ እሕልፊ ዘለው ስራሕኻ ያውፅእኻ ሜዴ ሔዝኻ ስለዝለፍልፍኻ ህዝብ ትግራይ መን ክብ መን ይፍልጥ እዩ እግዚአብሔር ምስ ባዕል ሐቅ ይኹን ብጥዕሜ ታሕዝን ፍጥረት ኢካ ክባቤውነት ካባኻ ኢና ንርእ ዘለና

    • @saliem88
      @saliem88 หลายเดือนก่อน

      ሸቐቕ ዘይትብል ንባዕልካ

  • @asmeromembaye419
    @asmeromembaye419 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ብድሮን ተደሚራ

  • @Yosf-i8k
    @Yosf-i8k 29 วันที่ผ่านมา

    ኣይተ ሓለፎም ቃልካ ንህዝብን ንሓቅን ከምዛ ዘለኻያ ኩን

  • @girma6195
    @girma6195 หลายเดือนก่อน +2

    great

  • @MelesHailu-x5u
    @MelesHailu-x5u หลายเดือนก่อน

    Thanks UMD media

  • @alemayotadele7390
    @alemayotadele7390 หลายเดือนก่อน

    great redae halfom

  • @fsahafsaha2151
    @fsahafsaha2151 หลายเดือนก่อน +6

    ረዳኢ ልክ ኣለካ 100% ምሳካ ይሰማማዕ ❤❤❤❤

  • @welday232
    @welday232 หลายเดือนก่อน +3

    አብነት አብ ዞባ ደቡብ ኣብ ሕድሕድ ወረዳ 12 ካብኔ ኣውወን ኩሎም ደቂቲ ዞባ ኣይኮኑን ን27 ዓመት ፀኒሑ እዩ

    • @aaabbb-xx1tq
      @aaabbb-xx1tq หลายเดือนก่อน

      እንታይ እዩሞ ዞባ ማእኸል ድማ 80% መማሓደርታ ደቂ ራያን እንደርታን ዘይሮም። ሓደ ሰብ ኣብ ዓዱ ክምደብ ብዝምድና ሙስና ስለዝሰርሕ ናይግድን ኣብ ገዝኡ ክምደብ የብሉን።

  • @saliem88
    @saliem88 หลายเดือนก่อน

    ሙሁራት ተባሂልኩ ምህሮኩም ኣብ ወረቀት ዝሰፈረ ውዱቃት ብሓፁር ብጥቅምን ዝሓስቡ ይሕዝን ድሁላት።

  • @welday232
    @welday232 หลายเดือนก่อน +1

    ሕወሓት ስልጣን ስለዝሓዙ ኣነ ዝበልኩዋ ትኹን እነዳበለ ሒዝና ጠፊኡ ኣብ ዘጥፈኡዎ ዘይሕተቱ መላእኽቲ ድዮም ኣጥፊእኹም እንተይልካም ባንዳ: ዘይትግረዋይ :ሓዊ ከይትህብዎ ከመይሓዲርካ ውዒልካ ከይትብልዎ ኣግልልዎ ዓዱ ገዲፋ ከምዝጠፍእ ግበርዎ እንዳበለ ይጉስጉስ

  • @MebrahtomBeyene
    @MebrahtomBeyene หลายเดือนก่อน

    Anbesa abgonka alena wetatt jegna eka redae halefom

  • @welday232
    @welday232 หลายเดือนก่อน +1

    ሕወሓት ኣብቲ ፈለማ ስልጣን ክሕዝ ንህዝቢ ደጋፊ መሲሉ ኣቦይ : አደይ : ሓወይ : ሓፍተይ እናበለ ደም ትግራይ ሰትዩ ናብ ስልጣን ዘደየበ ዝብኢ ህዝቢ ትግራየ እዩ

  • @welday232
    @welday232 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ትግራይ ዝፍፀም ገበን ኢድ ሕወሓት እንተሃልይዎ ፖሊስ ከፅርዮ ኣይኽእልን ምኽንያቱ ፖሊስ ምስ ህዝቢ ኮይኑ እቲ ዝተፈፀመ ገበን ከፅሪ እንትጅምር እቲ ህዝቢ ንከይእከብ ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ገዛኢ መደብ ኣሎ ብምባል ይዕነቅፍ ሰነዳት የጠፋፍእ

  • @GumaFeniqel
    @GumaFeniqel หลายเดือนก่อน

    በሎም ወዲሕንግድ እታሓቂ እዛው ይኣ።

  • @user-tw3pg5ls5p
    @user-tw3pg5ls5p 22 วันที่ผ่านมา

    ትክክል

  • @assaylemlem6939
    @assaylemlem6939 หลายเดือนก่อน

    ረዳኢ❤❤❤❤

  • @enatgebregiorgis9420
    @enatgebregiorgis9420 หลายเดือนก่อน +2

    ግልፅ ብዝኮነ መረዳእታ ስለ ተገልፀ የመስግን ግን ህዝቢ አብቲ ርእሱ ዘሎ መከራ ከይአክሎ እዚ ና Tplf ዝነቀፀ አተሃሳስባ ጊዜ እናባከኑ ህዝቢ ይጉዳአሎ ናብ ቀልብኩም ተመለሱ ሰላም ህሰቡ

  • @GrtachewKiros
    @GrtachewKiros หลายเดือนก่อน

    ብኹሉኹም ሐፏርና እና ምኽንያቱ የዉሀንስ መንጋግ ዝትዛረቦ ሐቁ እዮ ማለት እዮ ንህዝብ ትግራይ እልና አይተቃለሰናይ ንባአልና እንበር ዝበሎ ሐቁ እዮ

  • @Anonymous-iy2ew
    @Anonymous-iy2ew 22 วันที่ผ่านมา

    It is so sad that Debretsion is going down in history as a leader who divided Tegaru!

  • @KaleabHagazi
    @KaleabHagazi หลายเดือนก่อน

    ያዕስ

  • @NegaAraya
    @NegaAraya 29 วันที่ผ่านมา

    ረዳኢ ንምታይእዩ ከባቢ ከባቢ ዘብዝሕ ከምሕማቅ እዝአ ህዝቢንህዝቢ ስሚዒታዊ ንምግባር ዛዓለመት አበህላ እያ አፋላላይኩም አብኣዳራሽኩም ዳአግበርዋ ፅግዕፅግዕ ናብ ከባቢነት አይተብዝሕ ከማኻ ከባቢነት ዝጠቅስ ተሳተፊ በፍፀምየለን እና አደብ የሃሉ ህዝብና አብርእሲ መከራኡ ዓድዋ ራያ እናበልካ ትላዓል ለይባ አበህላ እያ እሞ ንእለያ ሰላም ሃቡና በጃኹም

  • @BlanchG-yy9ml
    @BlanchG-yy9ml หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ከቀድም አለዎ ቀፅልሉ

  • @user-cp1sv2bq1h
    @user-cp1sv2bq1h หลายเดือนก่อน +2

    ሰማዕ ጉድካ ትግራዋይ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሃዲመን ተንቤን በረካ ልበስበሳ ሳላ እቲ ሩሁሩሁ ህዝቢ በዲሎምኒ ኢሉ ለይተቀየመ ደቁ መሪቁ ባዕልውን ሰበይቱ ደጀን ገይሩ ካብ ሞት ለትረፋም ደብረፂዩን ፋትለወርቅ ኣለም ን ...ሓዝውን ህዝቢን ትማሊ ልተፈጠረት ህውሓት ሓደ ሓሲቦም ራብዓይ ጆኖሳይድ ከወድእዎ እከ ሸይጣን እላጠንጠኑ ይውዕሉ ይሓድሩ መንእሰይ ትግራይ ተልዓል ስውኣት ኣህዋትካ እዘን ዝተደፈራ ኣሓትካ እነታትካ እቶም ከይማሃሩ ዝተዓፀው ዕሸላት ኣሻሓት ህፃናት ትግራይ ካብዚ ዝቀኣሰ ስቃይ ከይመፅእ ስውዓት መስዋእቶም ደመ ከልቢ ከይኮኑ ይኣክለኩም በለልና ለዛም ኣብዚ ዘብፁሑና ውላድ ሸያጥን ዳያስፓራ ኣብ ጥራሕ ጅቡኡ ልፋሳሕ ህዝብካ ብውሽጢ እላሞተ ታይ ትገብር ኣለካ ይኣክል ኢልካ ልህዝብካ ታይ ኮንካ ለይትቃለስ ኣታ 80% ጨ ??? ብገመድ ኣይትጎተት ብርእስካ ???

  • @MullerH.
    @MullerH. หลายเดือนก่อน +1

    Beware of the Gang of Four.

  • @abrahamlijalem-y3h
    @abrahamlijalem-y3h หลายเดือนก่อน +1

    ገምጋም መከተ ንማአከላይ ኮሚቴ ጥራሕ ዝግደፍ አይኮነን ናይ መላእ ህዝቢ መስዋትእቲ ዝተከፈሎ እዩ
    ካብ ceteral comand ጀሚሩ ክግምገም አለዎ

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem หลายเดือนก่อน

    To have any party evaluation, you have to be committed member, not working with genociders.

  • @adonay7097
    @adonay7097 หลายเดือนก่อน +1

    አደዳ ፀላዕቲ ጌርኩሞ ህዝብና፡ መንክዓት፡፡

  • @firawuadhana2213
    @firawuadhana2213 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤

  • @asefudesta441
    @asefudesta441 หลายเดือนก่อน

    በጣም ታሳዝናላችሁ: ያሳፍራል: ሁላችሁ መዉረድ:አለባችሁ: አሁንም አንተ ሕዉሐት አይደለሕም:ብትባል አያንስሕም: ምስጥር እያወጣሕ: አብረሕዉ የተጋደልሕዉን: እዚ መጠሕ :ለትግራይ ሕዠብ ሳይሆን ለጠላት አሳልፈሕ ትሰጣለሕ:ጌታቸዉ ረዳ መዉረድ አለበት:: ጌታቸዉረዳ ለአመራር አይመችም አይበቃም: ጌታቸዉ :ወጦየሚናገረዉነገር እንደ ብልጽግና: ነዉ የሚናገረዉ!!!!! አንተ ማነሕ እና ነዉ :አሁን ምስጢር ምታወጣዉ:!!!!!!!!

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay1586 หลายเดือนก่อน

    እስኪ ዓሻ ሕቶ ክሓትት ንትግራዎት፡ ኣቦ መንበር ብማእከላይ ኮሚቴ ተገምጊሙ ዉረድ ዝብል ዉሳኔ ተዋሂብዎ፡ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ብምጥፋእ ዝተገምገመን ካብ ቦታ ኡን ሓላፍነቱን ዝተኣለየ ዓለም ገብረህዉከት ፡ ብሽማግለታት ኣብ ቦታኦም ይጽንሑ ልካ ወሲንካ ምዉጻእስ ናይ ጣቋ ዶ ይኸዉን?!?! ካብዞም ሰባት እንታይ ትጽበዩ ኣለኹም ተጋሩ፡ ዉዱእ ነገር ኢዩ፡ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆል ኢዩ ነገሩ። ዉሳኔ ብዝኾነ ተኣምር ብሽምግልና ክቕልበስ ኣይነበሮን ኣይግበኣም ከኣ፡ እዚስ ስራሕ ቖልዑ ኢዩ። ገና ካብዚ ዝከፍኣ ክንጽበ ኢና፡ መጠፋፍኢ ኩሉ ግዜ መጠፋፍኢ ኢዩ፡ ኣመል ምስ መግነዝ እኳ ተባሂሉ ኢዩ ብ ኣቦዋት፡ ካብ ዓለም ደኣ እንታይ ክንጽበ!!!?

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 หลายเดือนก่อน

    መሕዝንቴ

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj หลายเดือนก่อน

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo หลายเดือนก่อน

    አቶ ረደኢ ተኸከል አኻ ሕዋሕተ አበ ለዕሊ ህዘቢ ዘጨፈረ ዘሎ መሸረኸታ ጀነራላተ አሚና አያ ነሰም ተገረይ ኸተሰረቀ አዋለደ ከዐመፃ ኸቀተላ መሬተ አተወረረ ሃፈቲ ዓደ ነወፃአ አተኸደ ሓፃወን አተፃዓነ አናፀዕኑ አናፈረረሑ ሰበ አፈ ኸሕዘ ዘገበሩ ባሓደ ኸኖም መኸሮም ዘመፀአ የለን አጀኺ ሕወሕተ አናበሉ አዮም ዘፈፅሙዎ

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem หลายเดือนก่อน

    On government and party separation: Traitor genocide profiteers no political philosophers.

  • @beyenawahid
    @beyenawahid หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ዉሽጥና ብዘሎ ናይ ቁሩባት ሰሳዕን ህረፍ ሰልጣን ተፀሚድናስ ንኽባቢና ምምዕዳው ተሳኢኑና አብዚ እዋን እዚይ ትግራይ ሳኣን አርሒቁ ዝሪኢን ካብ መጻኢ ሓደጋ ዝከለኽልን መሪሕነት ኣብ ከቢድ ናይ ሃለዋት ወጥሪ ትርከብብ። ኣብ ከምዚይ ዝበል ኩነታት ዉሽጢ ኮይንና አብ ከባቢናን እንታይ ዪግበር ከምዘሎን እንታይ ይሕሰብ ከምዘሎን ኣይነቅልበሉን ዘለና። እዚይ ኻኣ ቁሩባት መሪሕነት ውድብ ንዝኾነ ይኹን ነገር ዘሕደርዎ ካብ መጠን ዝሓለፈ ሰሳዕን ህረፍን ዉልቀ ድልየታቱ ንምርዋይ ክንደየናይ ርሕቀት ኬዱ ንማሕበረሰቡዉን እንተይቀረየ ኣሕሊፉካ ንበላዒ ምሃብ እስካብ ምኻድ ዝወስዶ ምዃኑ ሩሑቅ እንተይከድና ካብናይ ዓርስና ናይ ቀረባ ድሕሪ ጸነተ ዘጋጠመ ናይ መራሕቲ ውድብ ሰሳዕን መንከማይነትን ሽጣራን ምግንዝብ ይካኣል።ነገር ግን ከምዚይ ዝበለ ከይዲ ሂዎት ካብ መሰረቱ ጽቡቅ አካይዳ ስለዘይኮነ፣ ህይወትን ናብራን ማሕበረሰብ ኣብከምዚ ዝመሰለ ኩነታት ዉሽጢ ኮይኑ ንነዊሕ ግዘ ክቅጽል ኣይካኦኣሎን። ከምዘለኹዎ ኮይነወ ክቅፅል ይኸእል ኢየ ኢሉ እንተሓንገደኳ ማሕውራቱ ኩሉ ስለዝብስብስ ሮማዕ ኢሉ ይፈርስ። ስለዚይ ማሕበረሰብ ክለወጥ ድማ ናይግድን ይኸዉን። ብተመሳሳሊዉን ሕድሕድ ኣባል እቲ ማሕበረሰብ ካኣ ንምልዋጥ ድልዊ ኮይኑ ክርከብ ናይግድን ይኸዉን። ለውጢ ዘይስታ ኣናግድ ማሕበረሰብ ዕጻ ዕድሎቱ ምብስባስን ምብራስን ስለዝኽዉን፣ እዚ ዘማለኸቶ ቀንዲ ጉዳይ ኩሉ አባል እቲ ማሕበረሰብ ንኽልወጥ ምፅዓር ከምዘሎዎ ብምርዳእ ለውጢ ከምፅእን ዓርሱዉን ክልወጥ ግድን ዝኾነሉ ኩነታት ምፍጣር ግድን ይብለለና::

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw6680 หลายเดือนก่อน

    Jeganu ❤❤❤

  • @yoseafberhereda8387
    @yoseafberhereda8387 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤Redai Halefom jegna eleka aleku dengika gin❤❤❤❤

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem หลายเดือนก่อน

    Redae Halefom sounds a traitor caught red handed.

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 หลายเดือนก่อน

    ረብሓ ዘየብሉ ዘተ ብዝኾነ ፕ/ት ጌታቸው ረዳ ኢልካ ምጽዋኣኦኻዉን ጌጋ እዩ ግዚያዊ ምምህዻር ፕሬዝዳንት ኢልካ ጸወዓዮ።

  • @Alemakahsay
    @Alemakahsay หลายเดือนก่อน

    ሕቶ ንኣይተ ረዳኢ ሓለፎም:ቅድሚ ሐዚ ህወሓት ፈትሓዊት ነይራ እሎም ዶ የምኑ? እንተዘይ ነይራ ኸ ንምታይ ክተዐሪዩዎ ዘይፈተንኩም? ሐዚ ትግብሩዎ ተቓውሞ ኣብ ርእስኹም ምስ በጽሐ ድዩ ወይ ብሓቂ ንህዝቢ ሓልዮም ኣሳታፍን ፍትሓዊን ስርዓት ክተክሉ ስለዝደለዩ?

  • @habtomtadesse9726
    @habtomtadesse9726 หลายเดือนก่อน +1

    ምስ ለያቡ ምርድዳእ ዶ የሕሽ ትብሉ ተኮይንኩም ንባዕልኩም ተሓባበርቲ እኹም ማለት እዩ

  • @misginagebremedhin7762
    @misginagebremedhin7762 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕ ደብለ ሰታንዳር እዩ ዝምድያ እዙይ

  • @asefudesta441
    @asefudesta441 หลายเดือนก่อน

    ሕዉሐትን!አሁን እያፈረስከዉ አይደለምን? ጌታቸዉ ከወረደ አንተም ስለምትወርድ ነዉ :ሚስጥር የምታወጣዉ:: አሁን ለትግራይ የሚያስብ ማንም የለም: መቸ ጌታቸዉ ረዳ ሒዶ ሱዳን ያሉትን የትግራይ ሕዝብ የጠየቀ? በየቀኑ ወደ አዲስአበባ እየተመላለሰ :😢

  • @lemlemasmelash2764
    @lemlemasmelash2764 หลายเดือนก่อน +1

    I believe you are trying to find a fall guy

  • @MisgunReda
    @MisgunReda หลายเดือนก่อน

    ወ.ሮ ፈትለ ን ኣለምን ኣብዝኣ ይቅረቡ

  • @getachewworku6450
    @getachewworku6450 หลายเดือนก่อน

    ድርባይ በሎ

  • @RingAliok-yo2pc
    @RingAliok-yo2pc 21 วันที่ผ่านมา

    አታ ሀዝብ ትግራይ ብምንታይ እኻ ትመሪፆ ህዝብ ትግራይ አብ ውግእ 130 ዓመት ገይሩ ንመጀሪያ ግዜ ብበዝሕ ህዝብ ትግራይ ንመጀመርያ ግዜ ቡዙሕ ህዝብ ተወደአ ብገብረፅዮን ወይም ብገቦረ ዕክሊል ግዜ እዮ፣ሰለዚ አብ ህወሐት ቤትፅሕፈት ዘለው አፋላላዮም ዓቅም እዮ፣ሐስና ካላወርድኖም በሰተቀር ሰልጣን አይረኽብን እሎም እዮ፣

  • @RingAliok-yo2pc
    @RingAliok-yo2pc 21 วันที่ผ่านมา

    ረዳኢ ሐለፎም ብትክሊል ብቁዕ ምዃንካ አነ ዝፈልጦ ንስኻ አብ ኢህወደግ እና ሃለኻ ናይ በረከት ስሚዖን ምክትል እናሃለኻ እየ ዝፈልጠካ ደኩተር አቢይ አሕመድ ጠቅላይ ሚንሰተር ምሰ ኾነ ናብ ትግራይ ምሰ ተመለሰ ካዓ ናይ ደቡብ ዞን አማሐዳሪ ኾይኑ ብትክክል ካዓ ይመርሕ ነይሩ በዚ መሰረት ካ ዓ ተሰሩሕ ዘይፈልጥ ረዳኢ ሐለፎም ምሰ ተሸመ ብ2 ዓመት ቡዙሕ ተሰሪሑ አበጣ አብ ዝመፀአሉ ግዜ እውን መስ ህዝቡ ኸይኑ የጥፍእ ነይሩ አነ ዘይርሰዖ አብት በረኻ ኾይኑ ሐንት ጋዜጠኛ እንታይ እላ ሐቲታቶ ንስኻ አብ ራያ ምሰ መፃእኻ ብዙሕ ሕቶ ተመልሱ እላቶ እት ዝመለሰላ አነ አብ ራያ ተወልደ ዝዓበኹ እየ እንታይ ፀገም ከም ዘሎ ናረአኹ ሰለ ዝዓበኩ እት ፀገም ብቀደም ተከተል ምፍታሕ ቀሊል እዮ ብዝብል መልስሎ ሰለዚ ትክክል መልሰ ህብዋ በይዛኹም ህዝብ ትግራይ ጌታቸው ረዳና ረዳእ ሐለፎም ብጣዕሜ ብቅዓት ዘለዎም ሰባት እዮም አታ ደላይ ለውጥ ህዝብ ትግራይ እዞም ሰባት ምሰ ማሐዝቶም ትግራይ ክልውጡ እዮም ንሐግዞም

  • @soloak2067
    @soloak2067 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ሰብኣይ ሓቂ ይዛረብ ምህላዉ ይፍለጥ ኣጆዄ

  • @HaftomGgiorgis
    @HaftomGgiorgis 22 วันที่ผ่านมา

    ክላ ሃዳሚ

  • @dawitdawit7055
    @dawitdawit7055 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኹም እዞም ኔትወርካውያን ኣብቂዕሎም እዩ።

  • @BlanchG-yy9ml
    @BlanchG-yy9ml หลายเดือนก่อน

    አረ ሕወሓት ዝበሃል ኩጎሓፍ አለዎ

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem หลายเดือนก่อน +1

    You are a traitor, if TPLF a PLC get out and join Prosperity Party.

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj หลายเดือนก่อน

    አይዛኻ ትባ አብ ጎንኻ አለና ቦሎም ጀጊና አብ ጎኒኻ ኣለና

  • @tdf-ng2bj
    @tdf-ng2bj หลายเดือนก่อน

    TDF ትኽክል እዮም ነይሮም። ምኽንያቱ 18/17 ድምፂ abnormal እዩ ኣብ ህወሓት። እዚ ከዓ እቲ ዝተስዓረ ጉጅለ ናብ ካሊእ ጉዳይ ከይኸይድ ስለዝሰግኡ እዩ።

  • @AdonayTeklay-o3h
    @AdonayTeklay-o3h หลายเดือนก่อน

    ወይ ረዳኢ በይዛ ህዝቢ እናበልናካ ፀረ ህዝቢ ትመሰል አለካ በየነ በኩሩ ምሰኛ እዩ እንታይ ዩ ናብኡ ዘፅገዐካ አረበጃኻ አያም በል

  • @wediofla3230
    @wediofla3230 หลายเดือนก่อน

    The priority of TPLF and all opposition parties in Tigray should be the removal of Abiy Ahmed. As long as Abiy is around, the people of Tigray will continue to suffer. In a few months, forget democracy there will be nothing to eat in Tigray due to his disastrous economic policy, gen..ocidal agenda and personal priorities.

  • @RingAliok-yo2pc
    @RingAliok-yo2pc 21 วันที่ผ่านมา

    እዞም ሰባት እዚኦም እባከቹ አቶም 4 ሰበት በዛይኹም ካብ ስልጣን ባዕልኩም ዘወር በሉ ምክንያቱ ህዝብ ፀልእኩም እዮ ብፉሉይ ግን አለም ገብረ ዋህድ ዝባሃል ናይ ዲውለስ መንፈሰ ዘለዎ ሰብ ሰለ ዝኾነ ከብ ካብ ለማዓልት ጀምሩ ክውገድ አለበት ሀዝብ ትግራይ በሰል እኻ አብ ሰብሐት ነጋ ጉጅለ ክትውሰን አይኽእልን አነ ዝገርመኒ እዞም ሰባት እዞኦም ብምንታይ እኻ ትመርፆም ፉሉይት ክእለት ዘለዎም ቶኮል ጥራሕ እዮ፣

  • @user-xs1di6lo3v
    @user-xs1di6lo3v 28 วันที่ผ่านมา

    ቦቅባቃ እዚ ኹሉ ኣብ ኣመራርሓ እናሃለኻ እንታይ ትገብር ኔርካ
    ህውሓት ናይ ሰባት ውዳበ እዩ ከማኻ ብኸባቢነታዊ ዝሓሰብ ኣይኮነን
    ኣብ ህወሓት ኣነ እየ ዝብል ልሙድ ኣይኮነን ፋሉልነት ከማኻ የብሉን ኣብ መድረኽ ዝሙጉት እምበር ናብ ሚድያ እናጎየየ እናመወለ ዝሕሱ ኣባል ክህልዎ ዘይነበረ እዩ ዝፀነሐ ፀገም እንተኾይኑ ኣበይ ኔርካ?

  • @mikytekle8814
    @mikytekle8814 หลายเดือนก่อน

    You guys are truly bandas. When you give your secrets to wedi abadi zemu and wedi raya. That makes you guys working to aby Ahmed

  • @AlemHailu-xc1hm
    @AlemHailu-xc1hm หลายเดือนก่อน

    አንቱም ሰብ ሪእኹም እንተይኮነስ አስተውኢልኩም ሰሚእኩም እንተይኮነስ አድሚፅኩም ተዛረቡ

  • @user-xt4gu4qx2n
    @user-xt4gu4qx2n หลายเดือนก่อน

    Hizbna shstkumo hasawe redar

  • @yohannesabebe3088
    @yohannesabebe3088 หลายเดือนก่อน

    ክሊትኩም ሌያቡ ኢኩም እዚሰብአይ አውራጃዊ እዩ

  • @user-re5hv9nz3d
    @user-re5hv9nz3d หลายเดือนก่อน +1

    ጥዕና ይሃበለይ ኣይተ#### ረዳኢ ሓለፎም### ድቃሰይ ስኢነ ኹሉ ቃለመጠይቅካ ሰሚዔዯ ###ሕወሓት እኮ በኣኻን ጉጅለኻን ኣይተሃነፀትን ባዕልኻ ###ኸባባዊ ኢኻ### መሕፈሪ ኢኻ ማ.ኮ.ቴ ሕወሓት ናይኒ ተጋ.ኣታኽልቲ ቀፀላ እያ እኮ ኣይትጀሃር ኣይትፈክረልና

  • @Mojo1132
    @Mojo1132 หลายเดือนก่อน

    1993 tedegima nai media afena ato Redaie DW Tgtv berakh, etc kulen tekotsatsireka tsadikan , getachew, nesekha 😂 meles mese ameharu koyenu ahewatu kihidu media afinu ne hezbi tigrai zebtseho saebien millions tigrayans mesewati kefilu hezim bale halefomatat dema media afinu ne abiy Ahmed zehadere kalot endatseleme nenebesu meleakh .😂😂

  • @Mojo1132
    @Mojo1132 หลายเดือนก่อน

    alem gebrewaheden etom be deki raya tselem be tifozo 😂 selezekone selementai ab media keribom hasabom zeyegeltsu? Haki ente halikum. Aweraja teblu nesekhum eko be rayanet ikum 😂😂❤

  • @tesfaysemere2533
    @tesfaysemere2533 หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው ናይዛ መጉት እዝኣ ህዝቢ ግልፂ ክኾነሉን ገምግሙ ዝጠቅምዎ መራሕቲ ክፈልይ ምእንታን ካብቶም ኣርባዕተ ሰባት ዝበሃሉ ተኽእልካ ኣርባዕቶም ተዘይ ኽእልካ ድማ ካብ ፈትለን ኣለምን ሓደኦም ተተቅርቦም እና ናይዚ መልሲ ተዝህብሉ በሃላይ እየ

    • @UMDMedia
      @UMDMedia  หลายเดือนก่อน

      already asked and waiting for reply.... "“Selam Aiyte Amanuel,
      I had a conversation with Aiyte Redae Halefom. I would like to bring in one of the following whose names are mentioned in the interview to respond and answer questions. 1) Dr Debretsion 2) W/o Fetlework 3) Aiyte Alem Gebrewahid. The public understandly is also asking to hear the other side of the story. Please let me know. Thanks”
      T."

  • @Tigray11266
    @Tigray11266 หลายเดือนก่อน

    ከይቁንፅልኻ ተጠንቀቅ

  • @TekaHailu
    @TekaHailu หลายเดือนก่อน

    *ወይ ጣጣ..."ባልበላም ጭሬ ልበትነዉ "አለ.. ♥️አቶ 🇪🇹ልደቱ 🤔... ብሐደ ኢድ ሃመይ ጌርኻ ይጣቓዕ🤷‍♂️አይካ ተቓዋሚ ኣይካ ውሽጢ እንድሕር ለይትደጋገፍኹም?👉ኹልኻ ጠፋኢ ኢኻ። ካብ ኣብይ👹 አይተምልጥይ🤷‍♂️ ወይ ምስ ኣምሓራ🇪🇹 ሃም ብደርጊ ግዜ ሰሚርኻ ስርዓት አወግዱ* 🤷‍♂️