ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስምዓና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
መሕረትን ቸርነተነ ናይ ጎይታናን መድሀኒናን እዪሱስ ኩሩስቶስ ምስ ኩላትና ይኩን ናየቦና አብነጽአምላ ናይ ኩሎም ጻድቃናት አቦታትና ጾሎቶምን በረከተምን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ተሳተፍቲ በረከት ይግበረና
እካዕ ብሰላም መጻካ ድያቆን ሓወይ Sher belwo yehwwt
ጾሎቶምን ረዱኦቶምን ናይ ኣቡነ ብጻኣምላክ ኣይፈለየና ኣሕዋተየ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የሰማዓልና ናይ ገዳም ጋብላ ኢየሰስ ክርስቶስ በረክቱ ኣይፈለየና በረክት ጸሎትም ናይ ኣቡነ ብጻኣምላክ ኣይፈለየና ሓዉና ዲያቆናን ኪኣ ናይ ኣገሊግሎት ርክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
amen amen amen qile hiwat ysemalen amlak ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን በረከት ገዳማትና ምሳና ይኩን ቃለ ሂወት የስምዓልና ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ደስ ዘብል እዩ ጋዜጠኛ ዲያቆን ዳት ንፉዕ ቀጽሎ ገዳማት ሃገርና ኤርትራ ተላልየና ዘለካ ክብሪ ይሃብካ በዓል ገዳም ኣቡነ እንቆብርሃን ደቂ ሽሓይ፡ ኣቡነ ኣብየ እግዚእ ደቀምሓረ ማይ ዕዳጋ፡ ኣቡነ ብሩክ ኣምላክ መራጉዝን ከባቢ ሕንብርትን(2) ገዳማት፡ ኣቡነ ሊባኖስ ሃም፡ መስቀል ጉናጉና ሰንዓፈ፡ ዝኣመሰሉ ክተምጽኡልና ብትሕትና ንሓትት
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸሎትም በረኾቶምን ናይ ኣቦና የካፍለና ❤❤❤❤❤
ክቡር ሓው ድያቆን ዳት ኣምላከ ብጹእ ኣምላኽ በረኸቱ የብዝሓልካ የቀኔልና በርውከት ናይ ኣቦታትና ይኽፈለና❤🎉🎉።
ናይ በሓቂ ደስ ዘብል ድያቆን ሓውና ኸካ ደኪመ ከይ በልካ ነዚ በረከት ተኻፈልቲ ስለ ዝገበርካና ኣቤቱ የጽንዕካ በረኸቶም ረደአቶም ናይ ኣቦና ይሕደረና ።
ብጣዕሚ ደስ ዘብል እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ሓውና ድያቆን በረኸር ቅዱሳን ይሕደርካ።በረኸት ቅዱስ ኣቦና ምስ ኩልና ይኹን
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዓና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏
ኣብ ኩሉ ትኸድዎ ኣመላኽ ጻማኹም ይኽፈልኩ ብኹሉ እትገብርዎ ዕጉባት ኢና በጃኻ ብስም እግዚአብሔር ታሪኽ ገዳም ደብረ ቁሶቋም ኣምጽኣልና😮ዠ
ኣብዚ ክፉእ ዘመን ፡ ቅዱስ ስፍራ ካብ ምርካብ ዝዓቢ ጸጋ የለን! እግዚኣብሄር ኣምላክ ስለ ኩሉ ውዕለታቱ ይኽበር ይመስገን!! በረኸት ናይዞም ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና! ነዞም ኣብዚ ዓሪቡ ዘሎ ምዕራባዊ ዓለም እንነብር የሕዋትኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና! ናብዛ ቅድስቲ ስፍራ ሃገረ ቅዱሳን ተመሊስና ስፍራ ቅዱሳን ንሳለመሉን ንባረኸሉን ይበለና እግዚኣብሄር ኣምላክ!! ኣሜን
በረከት እዚ ገዳማት ይሕደረና ኣባታት ግርህና ነይርዎም ሳላ ግርህነቶም እንጌራ ይበልዑ ነይሮም መሬት ተሓሪሳ ሐራይ ትብሎም ነይራ መወዳእታ ቃል እዞም ኣቦ ዝበልዎያሞ ግርሃት ንኹን ከም ኣቦታትና
Egzaebiher Yemesgen sile kulu Neger amen amen amen 🙏 🙌 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት ጸሎቶም በርኽቶሙ ይሕደረልና❤❤❤❤❤❤
Thanks God bless you dekie Eritrean 🇪🇷 💕 🙏 ambsa 🇪🇷 🙏 🙌 👏 idmen tianin yihabime dekie Eritrean Amen 🇪🇷 God bless 🙌 🙏 Eritrean Amen 🙏
Nay behaki kale hiwet yesmalena Diakon hawey Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka xilotom ayfelejena 🙏🙏🙏✝️✝️✝️♥️
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሰይይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
Asey egzabihair gebari teamir eyu nauau zkebdo yelen btsami des dbil mskirinet ajokum abotatina tselotkumin bereketkumin yhderena Amen Amen Amen quale hiwet yesmaelina
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kubur hawey Egziabiher diniki eyu nay kudusan bereketom xolotom ayefeleyena
በረከቶም ይህደረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Nay behaki kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu Yebezhalkum abotatey 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️
በረኸትን ረዲኤትን ገዳማት ኤርትራ የካፍለና ልዑል እግዝኣቢሄር ኣምላክ ይክበርን ይመስገን ድያቆን ሓወይ ጽቡቅ ፕሮግራም ቀጽሎ በርትዕ ቀጺለ እዛም ኣቦታት ገዳም ኢዮስ ዝብል ንመጀመሪያ ሰምዕና ሓግዝ ከም ዘድልዮም ሰብ ዓዓቅሙ ክሕግዝ ምእንቲ ግን ተሌፍን ወይ ክሕግዙሉ ዝኽእሉ ምፍጣር ከም'ቶም ካሎኦት ገዳማት ኤርትራ ምስ ሰናይ ኣኽብሮት
እዋይ ከመይ ተዓዊትልኩም: እግዚአብሔር ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም: ነቶም ሀረር እንብል ድማ በረከት ናይ ቅዱሳን ምሳና ክህልው ጎይታ ኩሉ ዓለም ፍቃዱ:: በጃኩም አብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤
ስም ጎይታናን መድሃኒናን የሱስ ክርስቶስ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን።ክብረት የሃበልና ክቡራት የሕዋትና እግዚአቢሔር ጻማኹም ይኽፈልኩም።ንዓና ድማ በረኸት ክንካፈል እግዚአቢሔር ይሓግዘና።❤❤❤
Amen (3) kale hiqet yesmealna xelotomn bereketomn nay abotat godemawian mskuluna hzbe krstian ykun ab xelotkum zekurna
Amennn ❤Amennn ! Amennn!❤Behaqi qalehiwet yesmealna Tsegeu yebzahalka Hawna D.DatBereketom nay Qidusan ykfelena redietMedhanina Amlakinan Eyessus Christos mhret ykfelena
Amen 🙏 kalehiwet yesmaelna xegeun bereketun yebzhalkum bereketun rediatomn nay kulom kudusan yhderena kkbrin msganan amlkotinnsgdetin ngoytanan mdhaninan eyesus krustos ykun
Amen Amen Amen kibru ysfah nmedhina Alem nbebetachin kidsti dingil edmekum ybarek abotatinan yhwatinan ab tsolotkum zekuruna.
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna breketomn redetomn ayfeleyena🙏🙏🙏
አሜን (3)❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቃል ሂወት የሰምዓልና ኪቡር ሃውና🎉🎉🎉
Amen amen amen qale hiwet yesmalna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክቡር ሓውና ስለቲ ተቅርበልና ደለኻ መንፈሳዊ ፕሮግራም ካብ አግዚኣብሄር ርኸቦ, አዞም ኣቦታት ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ሓገዝ ይደልዩ ከምዘለዉ ይዛረቡ ኣለዉ, ስለምንታይ ግን ተሌፎኖም ደይገደፍካልና? ነዓና ዊን ብዙሕ ደስ ምበለና, ዓቅምና አንተሓገዝናዮም, ናይዞም ክልተ ገዳማትናን ኣብዚ ግደፈልና,ናይቶም ብሕጂ አተቅርበልና ክቡራት ገዳማትናን ዊን ተሌፎን ኣይትረስዕ, ክብርን ምስጋናን ንዘለኣለም ምስ አግዚኣብሄር ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን እስቲፋኖስ ካብ ስዊዝ
ሰላም ንዓኻ ሓወይ ኣብ ዝሓለፈ ሓጺር ቪድዮ ሰሪሕናሎም ስለዝነበረና'የ ዘይጸሓፍኩ ኣብዛ ቻነል ኣሎካ
Aseey bereketomin amaladinetomin mis kulina hizbekirstiyan yikun ❤
Kalehiwet..yesmalna. amen. Amen. Amen
❤❤❤❤kal hiwet ysmlina amen Amen Amen
እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ኩቡር ሓውና ዲያቆን።
እንዳ ጻድቅ አቡነ ፍቂጦር (ኣባ ፍጡር)ን ማይ ቅዱስን ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ እምኒ ሓይሊ ዓዲ ንፋስ ክኣ ኣምጽኡልና ኢኩም❤።
Kale hiwet yesmalna bereketu iyegadfina❤❤❤🎉🎉🎉
Amen Amen amen 🙏 ❤...!
Quale hiwet yesmaelina abotatinan yhwatinan edmekum ybarik
Thanks more yehawatey amlak xaerkum yre amen
Amien bereketom yhderena❤❤❤❤❤
Xelotomn rediatomn ayfeleyena. Nskum dma kemzi gierkum ms gedamatna telaluyna zelekum yehwat xega yebzehalkum. Ajokum berteu .
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna dyakon hawna abxelotka zekurna egziabher amlak xegu yebzahalka
Selamkum yibzah Diakon hawey nay behaki btgebro zeleka azinana August ena
Amen Amen Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤
Enkae dehan mexaka hawey ednem tenann nklom mesarhtkum
Amen kbur haw xelot kdusan ms kulna ykun amlak yhalka dyakon
Qalehiwet yesmealna xegiu yebzahalka dyaqon hawna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂
AMEN AMEN LORD AMEN
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ኣደጎልቦ ዝባሃል ቦታ ካብ ማይምነ ናይ ክልተ ሳዓት ይከውን አዩ ብጣዓሚ ዓቡይ ገዳም አዩ ዝካኣለኩም እንተ ኮይኑ ዘይትዝርግሕልና .ንዝተፋላለየ ሕማም ዝፍውስ እዩ እሞ ኩሉ ሰብ ምእንቲ ክሓዊ .
Amen amen amen
Egzabhair yimesgen God bless you guys
aseyyy btamey zehegus amlak tegau yebzhalkum fetarei bereket nay abona ayfeleyena🙏🙏🙏❤
Amen qal hiwet yesmealna egziabher amlak
Bereket nay abune mutsablak bereketn teredanetn yhderena. Bmntay knrekbeka nkeil hawey ye telefon ke?
Enkuae dehan mexaekum❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕኮት እንተይ ዩ፡
ዕኮይ ተናኻሲ እንስሳ'ዩ
❤❤❤
Amen amen amen 🙏🏽 🙏🏽🙏🏽🙏🏽 How can we contact you brother?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
amlak abzkedkayo ytsnahka berketkum yagdefena
What is the phone # please? Or previous video?
Beret nay abona butsue Amlak ykfelena
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉አሜኃ❤❤አሜኀ❤አሟኀ❤❤
ጸሎቶምን ረድኤቶምን አቡነ ብጹእ አምላክ አይፈለየና። ኻውና ብተወሳኺ ስዕሊ ናይ ክርስቶስ አብ ገዳማት ክትኸይድ ከለኻ ልቢ ዘለዎ ሰዕሊ ተሪዒኻ ንገርሮም ናይ ተዋሕዶ አይኮነን ናይ ካቶሊክ ሃይማኖት እዪ። ትርጉም ናይዛ ስዕሊ ናይ ሰብ ልብ ዘለዎ ሰብ እዪ እምበር ክርስቶስ አምላክ አይኾነን ዝብል ትርጉም አለዎ ብተወሳኺ ብፀጋ እምበር ሰብ እዪ ዝብል ትርጉም አለዎ ስለዚህ ድማ እስኻ ግዴኻ ክትገብር ብዛዕባ ስዕልታት ናይ ተዋሕዶ መፅናዕቲ ግበር የቀንየለይ።
ኢየሱስ ጋብላ በረኸቱን ምሕረቱን ኣይፈለየና በራቕት ዓደይ ኢዚ ገዳመ ኢየሱስ ኣብ መሪየት ቆሓይን ይርከብ ንኡስ ዞባ ዓዲ ኻላ ኢዳበልኩም ትሽፍጥዎ ኣለኹም ህዝቢ ቆሓይን በታ ዝዓቕሙ ክሳብ ሕጅ ዝሓለዎን ዝዓቀቦን ኢዩ ስለዝ ቅንዕና ኣኽብሮት ናይት ከባቢን ይሃልኹም የቐንየለይ
Amen Amen Amen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስምዓና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
መሕረትን ቸርነተነ ናይ ጎይታናን መድሀኒናን እዪሱስ ኩሩስቶስ ምስ ኩላትና ይኩን ናየቦና አብነጽአምላ ናይ ኩሎም ጻድቃናት አቦታትና ጾሎቶምን በረከተምን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ተሳተፍቲ በረከት ይግበረና
እካዕ ብሰላም መጻካ ድያቆን ሓወይ Sher belwo yehwwt
ጾሎቶምን ረዱኦቶምን ናይ ኣቡነ ብጻኣምላክ ኣይፈለየና ኣሕዋተየ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የሰማዓልና ናይ ገዳም ጋብላ ኢየሰስ ክርስቶስ በረክቱ ኣይፈለየና በረክት ጸሎትም ናይ ኣቡነ ብጻኣምላክ ኣይፈለየና ሓዉና ዲያቆናን ኪኣ ናይ ኣገሊግሎት ርክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
amen amen amen qile hiwat ysemalen amlak ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን በረከት ገዳማትና ምሳና ይኩን ቃለ ሂወት የስምዓልና ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ደስ ዘብል እዩ ጋዜጠኛ ዲያቆን ዳት ንፉዕ ቀጽሎ ገዳማት ሃገርና ኤርትራ ተላልየና ዘለካ ክብሪ ይሃብካ በዓል ገዳም ኣቡነ እንቆብርሃን ደቂ ሽሓይ፡ ኣቡነ ኣብየ እግዚእ ደቀምሓረ ማይ ዕዳጋ፡ ኣቡነ ብሩክ ኣምላክ መራጉዝን ከባቢ ሕንብርትን(2) ገዳማት፡ ኣቡነ ሊባኖስ ሃም፡ መስቀል ጉናጉና ሰንዓፈ፡ ዝኣመሰሉ ክተምጽኡልና ብትሕትና ንሓትት
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስምዓልና
ጸሎትም በረኾቶምን ናይ ኣቦና የካፍለና ❤❤❤❤❤
ክቡር ሓው ድያቆን ዳት ኣምላከ ብጹእ ኣምላኽ በረኸቱ የብዝሓልካ የቀኔልና በርውከት ናይ ኣቦታትና ይኽፈለና❤🎉🎉።
ናይ በሓቂ ደስ ዘብል ድያቆን ሓውና ኸካ ደኪመ ከይ በልካ ነዚ በረከት ተኻፈልቲ ስለ ዝገበርካና ኣቤቱ የጽንዕካ በረኸቶም ረደአቶም ናይ ኣቦና ይሕደረና ።
ብጣዕሚ ደስ ዘብል እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ሓውና ድያቆን በረኸር ቅዱሳን ይሕደርካ።
በረኸት ቅዱስ ኣቦና ምስ ኩልና ይኹን
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዓና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏
ኣብ ኩሉ ትኸድዎ ኣመላኽ ጻማኹም ይኽፈልኩ ብኹሉ እትገብርዎ ዕጉባት ኢና በጃኻ ብስም እግዚአብሔር ታሪኽ ገዳም ደብረ ቁሶቋም ኣምጽኣልና😮ዠ
ኣብዚ ክፉእ ዘመን ፡ ቅዱስ ስፍራ ካብ ምርካብ ዝዓቢ ጸጋ የለን! እግዚኣብሄር ኣምላክ ስለ ኩሉ ውዕለታቱ ይኽበር ይመስገን!!
በረኸት ናይዞም ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና! ነዞም ኣብዚ ዓሪቡ ዘሎ ምዕራባዊ ዓለም እንነብር የሕዋትኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና! ናብዛ ቅድስቲ ስፍራ ሃገረ ቅዱሳን ተመሊስና ስፍራ ቅዱሳን ንሳለመሉን ንባረኸሉን ይበለና እግዚኣብሄር ኣምላክ!! ኣሜን
በረከት እዚ ገዳማት ይሕደረና ኣባታት ግርህና ነይርዎም ሳላ ግርህነቶም እንጌራ ይበልዑ ነይሮም መሬት ተሓሪሳ ሐራይ ትብሎም ነይራ መወዳእታ ቃል እዞም ኣቦ ዝበልዎያሞ ግርሃት ንኹን ከም ኣቦታትና
Egzaebiher Yemesgen sile kulu Neger amen amen amen 🙏 🙌 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት ጸሎቶም በርኽቶሙ ይሕደረልና❤❤❤❤❤❤
Thanks God bless you dekie Eritrean 🇪🇷 💕 🙏 ambsa 🇪🇷 🙏 🙌 👏 idmen tianin yihabime dekie Eritrean Amen 🇪🇷 God bless 🙌 🙏 Eritrean Amen 🙏
Nay behaki kale hiwet yesmalena Diakon hawey Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka xilotom ayfelejena 🙏🙏🙏✝️✝️✝️♥️
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሰይይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
Asey egzabihair gebari teamir eyu nauau zkebdo yelen btsami des dbil mskirinet ajokum abotatina tselotkumin bereketkumin yhderena Amen Amen Amen quale hiwet yesmaelina
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kubur hawey Egziabiher diniki eyu nay kudusan bereketom xolotom ayefeleyena
በረከቶም ይህደረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Nay behaki kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu Yebezhalkum abotatey 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️
በረኸትን ረዲኤትን ገዳማት ኤርትራ የካፍለና ልዑል እግዝኣቢሄር ኣምላክ ይክበርን ይመስገን ድያቆን ሓወይ ጽቡቅ ፕሮግራም ቀጽሎ በርትዕ ቀጺለ እዛም ኣቦታት ገዳም ኢዮስ ዝብል ንመጀመሪያ ሰምዕና ሓግዝ ከም ዘድልዮም ሰብ ዓዓቅሙ ክሕግዝ ምእንቲ ግን ተሌፍን ወይ ክሕግዙሉ ዝኽእሉ ምፍጣር ከም'ቶም ካሎኦት ገዳማት ኤርትራ ምስ ሰናይ ኣኽብሮት
እዋይ ከመይ ተዓዊትልኩም: እግዚአብሔር ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም: ነቶም ሀረር እንብል ድማ በረከት ናይ ቅዱሳን ምሳና ክህልው ጎይታ ኩሉ ዓለም ፍቃዱ:: በጃኩም አብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤
ስም ጎይታናን መድሃኒናን የሱስ ክርስቶስ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
ክብረት የሃበልና ክቡራት የሕዋትና እግዚአቢሔር ጻማኹም ይኽፈልኩም።
ንዓና ድማ በረኸት ክንካፈል እግዚአቢሔር ይሓግዘና።❤❤❤
Amen (3) kale hiqet yesmealna xelotomn bereketomn nay abotat godemawian mskuluna hzbe krstian ykun ab xelotkum zekurna
Amennn ❤Amennn ! Amennn!❤
Behaqi qalehiwet yesmealna
Tsegeu yebzahalka Hawna D.Dat
Bereketom nay Qidusan ykfelena rediet
Medhanina Amlakinan Eyessus Christos mhret ykfelena
Amen 🙏 kalehiwet yesmaelna xegeun bereketun yebzhalkum bereketun rediatomn nay kulom kudusan yhderena kkbrin msganan amlkotinnsgdetin ngoytanan mdhaninan eyesus krustos ykun
Amen Amen Amen kibru ysfah nmedhina Alem nbebetachin kidsti dingil edmekum ybarek abotatinan yhwatinan ab tsolotkum zekuruna.
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna breketomn redetomn ayfeleyena🙏🙏🙏
አሜን (3)❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቃል ሂወት የሰምዓልና ኪቡር ሃውና🎉🎉🎉
Amen amen amen qale hiwet yesmalna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክቡር ሓውና ስለቲ ተቅርበልና ደለኻ መንፈሳዊ ፕሮግራም ካብ አግዚኣብሄር ርኸቦ, አዞም ኣቦታት ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ሓገዝ ይደልዩ ከምዘለዉ ይዛረቡ ኣለዉ, ስለምንታይ ግን ተሌፎኖም ደይገደፍካልና? ነዓና ዊን ብዙሕ ደስ ምበለና, ዓቅምና አንተሓገዝናዮም, ናይዞም ክልተ ገዳማትናን ኣብዚ ግደፈልና,ናይቶም ብሕጂ አተቅርበልና ክቡራት ገዳማትናን ዊን ተሌፎን ኣይትረስዕ,
ክብርን ምስጋናን ንዘለኣለም ምስ አግዚኣብሄር ይኹን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እስቲፋኖስ ካብ ስዊዝ
ሰላም ንዓኻ ሓወይ ኣብ ዝሓለፈ ሓጺር ቪድዮ ሰሪሕናሎም ስለዝነበረና'የ ዘይጸሓፍኩ ኣብዛ ቻነል ኣሎካ
Aseey bereketomin amaladinetomin mis kulina hizbekirstiyan yikun ❤
Kalehiwet..yesmalna. amen. Amen. Amen
❤❤❤❤kal hiwet ysmlina amen Amen Amen
እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ኩቡር ሓውና ዲያቆን።
እንዳ ጻድቅ አቡነ ፍቂጦር (ኣባ ፍጡር)ን ማይ ቅዱስን ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ እምኒ ሓይሊ ዓዲ ንፋስ ክኣ ኣምጽኡልና ኢኩም❤።
Kale hiwet yesmalna bereketu iyegadfina❤❤❤🎉🎉🎉
Amen Amen amen 🙏 ❤...!
Quale hiwet yesmaelina abotatinan yhwatinan edmekum ybarik
Thanks more yehawatey amlak xaerkum yre amen
Amien bereketom yhderena❤❤❤❤❤
Xelotomn rediatomn ayfeleyena. Nskum dma kemzi gierkum ms gedamatna telaluyna zelekum yehwat xega yebzehalkum. Ajokum berteu .
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna dyakon hawna abxelotka zekurna egziabher amlak xegu yebzahalka
Selamkum yibzah Diakon hawey nay behaki btgebro zeleka azinana August ena
Amen Amen Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤
Enkae dehan mexaka hawey ednem tenann nklom mesarhtkum
Amen kbur haw xelot kdusan ms kulna ykun amlak yhalka dyakon
Qalehiwet yesmealna xegiu yebzahalka dyaqon hawna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂
AMEN AMEN LORD AMEN
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ኣደጎልቦ ዝባሃል ቦታ ካብ ማይምነ ናይ ክልተ ሳዓት ይከውን አዩ ብጣዓሚ ዓቡይ ገዳም አዩ ዝካኣለኩም እንተ ኮይኑ ዘይትዝርግሕልና .ንዝተፋላለየ ሕማም ዝፍውስ እዩ እሞ ኩሉ ሰብ ምእንቲ ክሓዊ .
Amen amen amen
Egzabhair yimesgen God bless you guys
aseyyy btamey zehegus amlak tegau yebzhalkum fetarei bereket nay abona ayfeleyena🙏🙏🙏❤
Amen qal hiwet yesmealna egziabher amlak
Bereket nay abune mutsablak bereketn teredanetn yhderena. Bmntay knrekbeka nkeil hawey ye telefon ke?
Enkuae dehan mexaekum❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕኮት እንተይ ዩ፡
ዕኮይ ተናኻሲ እንስሳ'ዩ
❤❤❤
Amen amen amen 🙏🏽 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
How can we contact you brother?