ዋው ህድም 70 ካሬ ኣብ ውቅሮ ብሕሳር ዋጋ!!ዋጋ ባዶ መሬት ኣብ ውቕሮ ፅብቅ ኣሎ መስከረም-6-2017

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 43

  • @Phillysiye24
    @Phillysiye24 3 หลายเดือนก่อน

    እቲ ቪዶ ኣብ ሓደ ባታ ጥራሕ ኩይኑ ኣይርደአናን ዘሎ

  • @Phillysiye24
    @Phillysiye24 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብዚ ናይ ቅድሚት ስእሊ እቲ ዝሓተትክኪ ቦታ ኣሎ 140 ካረ ኣብ መቀለ ኣብ ከባቢ በርሃነ ኣካደሙ ሓቲተ ነይረ ግና ቪዶ ኣይ ገበርክሎን ግበርሎ እባ ኣብ google maps ደኣ ኣብዚ ኩይነ ወላ ይርዮ እዩ please video gberilu zihafitey

  • @abalbe7349
    @abalbe7349 4 หลายเดือนก่อน +1

    የቅንየለይ ዝሓፍተይ ሰሰናዩ ናዓኪ ❤

  • @ggybgh2567
    @ggybgh2567 4 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ብድዮ ውቅሮ ኣይከነን❤❤🎉

    • @SmretSmret-in4ot
      @SmretSmret-in4ot 4 หลายเดือนก่อน +2

      እወ ኣይኮነን

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c 4 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ዉቅሮ ግን ሰማይ እዩ ዋጋ😮

  • @LovelyCobra-xp8yi
    @LovelyCobra-xp8yi 4 หลายเดือนก่อน

    ኣብ መዘዉለ 140 ካሬ ዝገዝእ ተልዩ ኣማፅእለይ

    • @Ngsti123
      @Ngsti123 4 หลายเดือนก่อน

      መዘውለ ኣበይ እዩ

  • @Mhret-h8n
    @Mhret-h8n 4 หลายเดือนก่อน

    Meselchwit btami eiki texslei zerebaki yehtsryo 😊

  • @ህያብ-ሠ8ጠ
    @ህያብ-ሠ8ጠ 4 หลายเดือนก่อน +2

    ታእክን ኮለል ትብላ ቁርፅ ዘይተብላ😂

  • @GenetAnbaye
    @GenetAnbaye 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሃለዉሐለወ ጥራሕ

  • @VxhdGdgdh
    @VxhdGdgdh 4 หลายเดือนก่อน

    🎉❤❤❤

  • @Mare-qb9xr
    @Mare-qb9xr 4 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉🎉

  • @Mare-qb9xr
    @Mare-qb9xr 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሱሮሕ መቀለ ወይ ውቁሮ 70 ካሬ ጠይቅለይ ኩሉ ግዜ ይፅሕፍልኪ🤨 ዘይትምልስለይ

  • @Mhret-h8n
    @Mhret-h8n 4 หลายเดือนก่อน

    😮

  • @andertawit
    @andertawit 4 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ኩሓ ጠይቅለይ መሬት😊😢

  • @hdbd9547
    @hdbd9547 4 หลายเดือนก่อน

    Ntkmki ktbli ember nseb elki tgebryo Helen hasawit ndolar able zeytble lekbat wahid eleki aleku

  • @NiguseDesta-f8o
    @NiguseDesta-f8o 4 หลายเดือนก่อน

    Niguse Desta

  • @selamgebreHappy9183
    @selamgebreHappy9183 4 หลายเดือนก่อน

    ብርኪ 200 ካሬ ነፃ ብታ ክንደይ ኣሎ❤❤❤🎉

    • @Helenhelen-l5d
      @Helenhelen-l5d 4 หลายเดือนก่อน

      ናፃ ቦታ እታይ ማለትዩ

  • @Heufrfzgfdr
    @Heufrfzgfdr 4 หลายเดือนก่อน +2

    ወይኒ ሓፍተይ 70ካሬ ብማሕበር ዝእተ ኣሎ ድዩ መንግስቲ ከ ምዕዳል ሜርየት ና70 ካሬ ጀሚሩ😊

    • @Heufrfzgfdr
      @Heufrfzgfdr 4 หลายเดือนก่อน

      ወይኒ መልሲ እባ🙄🙌

    • @Helenhelen-l5d
      @Helenhelen-l5d 4 หลายเดือนก่อน

      ብማሕበርባ ከመይ እዩ የዋፅእ ዶ 5, ሚእቲ ሽሕ ኢልኒ ሓደ ደላላይ ኣነ ዝፈልጦ የብለይን ብዛዕባ ገዛ ግን ክገዝእ ይደሊለኩ ትፈልጥዮ ተልኪ ገለ በልኒ እስኪ ናይ ማሕበር ክትብሊ ስለዝረኣኩኪ እየ ፅሕፈልኪ መዓረይ

    • @Helenhelen-l5d
      @Helenhelen-l5d 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@Heufrfzgfdrወይ ስልኪ ንቀያየርሞ ዘይፈልጦ ክተፍልጥኒ መዓረይ ምድውዋል ፅቡቅዩ ክገዝእ ይሓስብለኩ ግን ኣፍልጦ የብለይን

  • @ኣቤየተዋህዶልጅ
    @ኣቤየተዋህዶልጅ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ትፃረፉ ሰባት ግን😊

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 4 หลายเดือนก่อน

    _ብማርያምከ ባ አብ ወቅሮ 150&170ወይከዓ 200 ባዶ ባታ ረአየለይ ከገዘአ እየ ዋ_

    • @HelpmeMyGod-k9c
      @HelpmeMyGod-k9c 4 หลายเดือนก่อน +1

      150 ካሬ ኣሎ ዝሸወጥ ኣብ ከተማ ዉቅሮ ሕጋዊ ናይ ሊዝ እዩ ትደልይይ ተኮንኪ

    • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 4 หลายเดือนก่อน

      @@HelpmeMyGod-k9c _ሊዝ እቲ ብምንግሰቲ ዘሰራሕ ድዩ ይቅረታ እንበረ ባዕለይ ዝሰርሖ አምፅአለይ ምሰ ይቅረታ_

    • @HelpmeMyGod-k9c
      @HelpmeMyGod-k9c 4 หลายเดือนก่อน

      ኖኖ ናይ ማሕበር እዩ ብመንግስቲ ዝስራሕ ምበር ናይ ሊዝከምዝደለካዮ እዩ እቲ ቦታ ዳመድሃኒኣለም ትሕቲኡ ወገን እዩ ጥዑይ ቦታ እዩ ሓፍተይ ገዚኣቶ ነይራ ንሞንበሪኣ ኢላ ግን ናብ ካልእ ሃገር ክትከድ ደልያ ገዲፋቶ ሓቂ ዘረባ ገንዘብ ግን ክባር እዩ ዋላ ንሳ ብክባር እያ ገዚኣቶ ገንዘብ ዕዳ ኣለዎ እዩ ዓቅሚ ተልዩኪ ግን ጠቅሊልኪ ምክፋል ትክእሊ ኢኪ ዝያዳይ ኣነ ክገዝኦ ደለየ ነይረ ዘይዓቅመይ ኮይኑ ኣብ ስዑዲ ሰለ ዘለኩ ገዲፈዮ ኣይዎፆን ኢለ ክብረተይ እምበር ደላሊት ኣይኮንኩን ❤ ​@@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 4 หลายเดือนก่อน

      @@HelpmeMyGod-k9c እወዶ ኣነ እወን አብ ሰዕዲ እየ ግን ሊዝ ንስካ ከም ዘደለካዮ አይስራሓ የመሰለኒ ማለተይ አብ መንደረካ ዘሎ ማዓረ ገይርካ እዩ ዝሰረሕ ሰማዓ ግን ዓቅመይ ሰለ ዘፈለጥ እየ እንብረ ደሳ ማበለኒ ብዘይ ሊዝ እንድሕረ ትፈልጣ ግን ፀገመ የብሉን ካብ 2.3ሚልየን ንትሕታ እየ ዝደላ

    • @HelpmeMyGod-k9c
      @HelpmeMyGod-k9c 4 หลายเดือนก่อน +1

      @@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ ዝያዳይ ብከሙዙይ እኳ ኣብ ዉቅሮ 150ካሬ ንላዕሊ ሕጋዊ ቦታ ትረክቢ ኢኪ ኢለ ኣይኣምንን ግን ተረኪብኪ ይፈጠረልኪ ዝያዳይ እና ይቅናዕኪ ኣጆና 🥰👏

  • @robaltesfatesfa4045
    @robaltesfatesfa4045 4 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ን70 ካሬሰ 7000 ሰዓት ዩቱብ ሕፅር ዝበለ እዩ ፅቡቅ

  • @ኣቤየተዋህዶልጅ
    @ኣቤየተዋህዶልጅ 4 หลายเดือนก่อน

    እሺ ስልኪ ናይቲ ደላሊ አቐምጥልና አጉላዕ ልፈልጥ ተኾይኑ

    • @Helenhelen-l5d
      @Helenhelen-l5d 4 หลายเดือนก่อน

      ስልኪ ግን ዘይተቀምጢ

  • @FutsumTube4236
    @FutsumTube4236 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉ሳብሰክራይበ ግበሩለይ ተጋሩ ኣሕዋተይ❤

  • @GenetAnbaye
    @GenetAnbaye 4 หลายเดือนก่อน +1

    አንታይ እዩ ማ አቅርብኪ

    • @SmretSmret-in4ot
      @SmretSmret-in4ot 4 หลายเดือนก่อน

      ዋጋ ዶ ኣይኮኔክን ትደልዪ ዋጋ ነጊረኪ ነኹ

  • @Mhret-h8n
    @Mhret-h8n 4 หลายเดือนก่อน

    Btami eiki teselchwi kndey eiki tlflfi

  • @Askalgremay
    @Askalgremay 4 หลายเดือนก่อน

    ርሲሚንቶ ክንደይ ኣሎ

  • @Mhret-h8n
    @Mhret-h8n 4 หลายเดือนก่อน

    Metsliat

  • @Hanigualhagretigray
    @Hanigualhagretigray 4 หลายเดือนก่อน

    Menem eyu eko zeyrdaka zerbaki terena bota kale eti bota ketekrbyu nerki video ketesrhe telki bealu eti bota kekwin alewu

  • @Mhret-h8n
    @Mhret-h8n 4 หลายเดือนก่อน +2

    Meselchwit btami eiki texslei zerebaki yehtsryo 😊