ቅተላ ኢሎምኒ? አይውዕሎን ፈጣሪ አሎ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.พ. 2025
  • ዓምዶም ገብረሂወት ገብረገርግሰ
    amdom gbrhiwer gebregergs
    ትውፊት ሚድያ
    ፍሎት ሚድያ
    tmh mediya
    ጆነሳይድ ትግራይ
    ርኢዮት ሚድያ

ความคิดเห็น • 578

  • @SalamHabshi
    @SalamHabshi 2 หลายเดือนก่อน +350

    ይታሓገዝ ትብሉ ላይክ

    • @SdKn-z2b
      @SdKn-z2b 2 หลายเดือนก่อน +1

      ደምሩኒ

    • @asuTeklay-y6h
      @asuTeklay-y6h 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@SdKn-z2bደምረኒ

    • @SalamHabshi
      @SalamHabshi 2 หลายเดือนก่อน

      @@SdKn-z2b ገይረ

    • @SalamHabshi
      @SalamHabshi 2 หลายเดือนก่อน

      @@asuTeklay-y6h ገይረ

    • @BUUdla
      @BUUdla 2 หลายเดือนก่อน

      ንዒ ንዳመር ❤❤❤​@@SdKn-z2b

  • @Vip-p5f
    @Vip-p5f 2 หลายเดือนก่อน +157

    ኣጆካ ዓዶመይ ኣብ ጎድንካ ኣለና ሓፍትካ ኤትራዊት

    • @freweynidesta
      @freweynidesta 2 หลายเดือนก่อน

      🥰🥰🥰🥰🙏👍

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-r7c
      @MesiTubeመሲዩቱብ-r7c 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@freweynidestaደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @ዓደይወለላ21
      @ዓደይወለላ21 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤

    • @WsKn-o1e
      @WsKn-o1e 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤

    • @akberettsegay7712
      @akberettsegay7712 2 หลายเดือนก่อน +1

      የክብርኪ ክብርቲ ሓፍትና❤🙏

  • @ዕባይ-ዓጋመ
    @ዕባይ-ዓጋመ 2 หลายเดือนก่อน +58

    ቅተላ ዝብልኒ ዘለዉ ነዓይ ፀላእተይ እዮም። ብሓቂ በሊሕ መንእሰይ❤😢

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 2 หลายเดือนก่อน +184

    ዩቴብ ክፈት ዝሓወይ😢😊😊❤❤

    • @haftomtesfay3112
      @haftomtesfay3112 2 หลายเดือนก่อน

      ናይ ሱዑዲ ፍቅሪ እስካብ ግዜ ሹሩጣ

    • @ኣፅቢ
      @ኣፅቢ 2 หลายเดือนก่อน +1

      @haftomtesfay3112 ኣብ ሱዑዲ ጥራሕ ኣይኾነይ በጃኻ ጥቅመኛ ዝበዝሖ ጊዜ

    • @sariYOUTUbe-u6k
      @sariYOUTUbe-u6k 2 หลายเดือนก่อน

      ​ኩሉ ሓደ አይኮነን እግዚአብሔር ይመስገን አለና ንዓመታት ብፍቅሪ ንፅበ ።​@@haftomtesfay3112

    • @FreTube12
      @FreTube12 2 หลายเดือนก่อน

      @@ኣፅቢ ደምርኒ

    • @SdKn-z2b
      @SdKn-z2b 2 หลายเดือนก่อน

      ደምረኒ

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 2 หลายเดือนก่อน +131

    ኣጆካ ዓንዶም በርትዕ ኣብጎንካ ኣለና ቴለፎንካ እንተ ተትገድፈልና ጽቡቅ ነይሩ❤️🇪🇷❤️

    • @SdSe-p8v
      @SdSe-p8v 2 หลายเดือนก่อน +2

      ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @sabai12167
      @sabai12167 2 หลายเดือนก่อน +5

      ኣቅሚጡልኪ ኣሎ ኣብ እስክሪን ማዓረይ የክብርኪ🙏

    • @BereketTsegai-g9b
      @BereketTsegai-g9b 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኤርትራውያን ለሓስሓስ ግደፍዎ

    • @frtunagebregergs5182
      @frtunagebregergs5182 2 หลายเดือนก่อน +4

      ሰይጣን ይልሓሰካ ርኩስ​@@BereketTsegai-g9b

    • @ቅዱስሚካኤለይ
      @ቅዱስሚካኤለይ 2 หลายเดือนก่อน +1

      ዓምዶም ኢልኪ ፌስቡክ ሕተትዮ

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 2 หลายเดือนก่อน +1

    ክቡር ሓው በሊሕ ኢካ ናብ ሕማቅ ዝመርሑ ጸላእቲ እምበር ፈተውቲ ኣይኮኑን ቅተላ ኢሎም ምስ ፈጣሪ ውን ከባእሱካ ኣምላክ ኣሎ ዓባይ ዘረባ እያ ኣጆካ ዓቢ ትምህርቲ እዩ 💐💐💐💐💐💐💐

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 2 หลายเดือนก่อน +71

    ኢቶብ ክፍት ዓምደሞይ ብኡ ክንሕግዘካ ኢካ ጎይታዋይ ❤❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

    • @SdKn-z2b
      @SdKn-z2b 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

    • @FreTube12
      @FreTube12 2 หลายเดือนก่อน

      @@SdKn-z2b እሺ

    • @Namanyoutube27
      @Namanyoutube27 2 หลายเดือนก่อน +1

      ንደማመር ኣሕዋተይ

    • @FreTube12
      @FreTube12 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@Namanyoutube27 እሺ መልሲ

  • @brule461
    @brule461 2 หลายเดือนก่อน +7

    ለባም ትግራዋይ ኣንዊሑ ዝትልም ናይ ጀጋኑ ጅግና ። ፈጣሪ ክሕግዘካዩ

  • @نينبتنينبتبت
    @نينبتنينبتبت 2 หลายเดือนก่อน +20

    አጀካ ዓምደምይ ጅግና ጠንካራ ሰብ ኢካም ዞም ቅተላ ዝብሉ ሰባት ግን ልቦና ይሃቦም

  • @MebrihitTubeመብሪሂትዩቱብ
    @MebrihitTubeመብሪሂትዩቱብ 2 หลายเดือนก่อน +29

    ብጣዕሚ ፍርሓት እግዚኣብሔር ዘለካ መንእሰይ ኢካሞ ፈጣሪ ዕፅፊ ተዓፃፀፍ ገይሩ ይፍጠረልካ ካሕሳ ክህበካ እዩ ፈጣሪ ንፅቡቅካ እዩ ኣይዘካ❤❤❤

  • @sabai12167
    @sabai12167 2 หลายเดือนก่อน +14

    ዓምዶመይ ጠንካራን በሊሕን መንእሰይ ቅተላ ዝብሉኒ ፀላእተይ እዮም::✅

  • @Biniseluቢኒሰሉ
    @Biniseluቢኒሰሉ 2 หลายเดือนก่อน +23

    ኣጆካ ዓምዶም ሓወይ 💪

  • @Mhretmhret21
    @Mhretmhret21 2 หลายเดือนก่อน +34

    ዓሞዳሞይ ኣነ ክመርዕዉካ ካብ ቅደም እየ ዝፍተዉካ ስብይቲ ምስ ርኣኩ እየ ትሶፊ ቆሪፅ እንብር ናይ ስራሕ ዝልካ ጥንካራ ኢካ ዝስርሕ ዉዲ በጣዕሚ እዩ ዝመስጥኒ

    • @GggfddfyHhi
      @GggfddfyHhi 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤

    • @MeryeM-js1us
      @MeryeM-js1us 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

    • @Tyty112-ij7qm
      @Tyty112-ij7qm 2 หลายเดือนก่อน +2

      ሓዳር ስእነ ድዩባ ኣለኪ ኮኑ🤔

    • @TsgieMezgebe
      @TsgieMezgebe 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@Tyty112-ij7qm ወላ ኣነ እዉን እኮ እየን ዘገርማለይ ተን ከምዚ ኢለን ዝፅሕፋ ሐዚስ መኣዝ ሓዳር ትኮነኒ ስኢነ በላ 😊

    • @FilmawitNatey
      @FilmawitNatey 2 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@Tyty112-ij7qmአይምልከተከይ ጠዉለቅ ስለዝተጠለመ ኣብጎኑ ክትኮን ደልያምበር

  • @ሊሊ-ዀ1ዐ
    @ሊሊ-ዀ1ዐ 2 หลายเดือนก่อน

    ፀላኢካ ይንባዕ ማዓረይ ኣጆካ ጠንካራ ኢካ ዝሓወይ😢

  • @mussiemehari5482
    @mussiemehari5482 2 หลายเดือนก่อน +11

    ኣጆኻ ሓወይ፡እግዝኣብሄር ንጽቡቕካ ክገብሮ እዩ።ብዘይ ምኽንያት ኣይኮነን።እመነኒ ብፍጹም ሰላማ ሃዲሙ ሂወታ ምሉእ ክባላሾ ምዃኑ።ፈጣሪ ትም ኢሉ ኣይክርእየካን እዩ።ርሃጽካ ሓዊ ኮይኑ ክበልዓ እዩ።ንብዓትካን ጓህኻን ድማ ናብ ሓጎስ ክቕየር እዩ።መዛኑኻ መሕከሚሚ ስኢኖም ሓግዙና ይብሉ ኣለዉ።መዛኑኻን ኣሕዋትካን ትማሊ ንህዝቦምን ሃገሮምን ሂወቶም ስኢኖም እዮም።ንስኻ ግን ምስ ምሉእ ጥዕናኻ ኣለኻ።ስለዚ ጽባሕ ካልእ መዓልቲ እያ።ነዛ ሰብ ድማ ካብ ልብኻ ኣውጻኣያ።

    • @SdKn-z2b
      @SdKn-z2b 2 หลายเดือนก่อน

      ደምሩኒ

  • @dfdg480
    @dfdg480 2 หลายเดือนก่อน +17

    ኣረ ንሓግዞ 😢😢

  • @kmmh883
    @kmmh883 2 หลายเดือนก่อน +19

    ኣጆኻ ዓምዶም ዓርከይ ገንዘብ መፃኢ ከያዲ ዩ ጥዕና ብቻ ይሃብኻ❤

  • @OmoHaben
    @OmoHaben 2 หลายเดือนก่อน +15

    ብሓቂ ሓያል ኢካ እግዛብሔር ካብ ኩፉእ ሓሳብ ይሓሊካ ዝሓወይ

  • @Kfkftaznabfikri
    @Kfkftaznabfikri 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተጸጊዕኩም ንሕማቅ ትመርሑ ዘለኩም ናይ ብሓቂ ትሕዝኑ ሓፍትኩም ኣደኩም ተትኮን ነይራ ከምኣ ኢልኩም ኣይመተዛረብኩምን
    ንመን ኢኩም ኣብ ጸልማት ከትንብሩ ንባዕልኩም ኣብ ትደልይዎ ሃገርን ብርሃንን እናነበርኩም ንካልእ ኣብ ጸልማት ክትሽምሙ ትደልዩ ተደሊኩም
    ሓግዝዎ እንተዘይደልኩም ከኣ ኣፍኩም ሓዙ
    ዓንዶመይ ሓወይ ኣጆካ ኩሉ ፈጣሪ ኣሎ

  • @lmelemgalwegrat1039
    @lmelemgalwegrat1039 2 หลายเดือนก่อน +27

    ዩቱብ ይኽፈት ጠንካራ ለባም ሓላል ፈቃር መርኤያ መንእሰይ ኣይዜኻ ማኛዋ 💞💞💞💞💞💞

  • @YemuntazEnat
    @YemuntazEnat 2 หลายเดือนก่อน +16

    ኣጀካ ሐወይ አነ ግን ዝገርመኒ ሲ ንምንቲይ ኢዩ የዋህ ስብ ኩሉ ጊዜ ዝብደል😢

  • @HsBd-m9y
    @HsBd-m9y 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነ እውን ብስድራይ ተጠሊመ እየ ተስፋ ከይቆረፅኩ ተመሊሰ ንስደት ከይደ ሐዚ እግዛኣብሄር ይመስገን ንስኻ ካዓ ተመሊስካ ንስደት ኪድ ሰሪሒኻ ስረኻ ኣርእያ ተስፋ ከይትቆርፅ ኣይዞኻ

  • @HiwiGerezhr
    @HiwiGerezhr 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀካ ሐወይ አነ ግን ዝገርመኒ ሲ ንምንቲይ ኢዩ የዋህ ስብ ኩሉ ጊዜ ዝብደል😢😢

  • @Fkr6134
    @Fkr6134 2 หลายเดือนก่อน +5

    ባሓቂ ጎቦዝ ዝበደለካ ስብ በሊፅካን ጥንኪርካን እንተርኢካዮ ካቡኡ ዛዓቢ በቀል የለን በቀል ናይ ኣምላክ እዩ❤

  • @AbadiHagos-r3v
    @AbadiHagos-r3v 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጀካ ዓምዶም ሓወይ💪

  • @mili1821
    @mili1821 2 หลายเดือนก่อน +11

    ድምፂ ኣስተካኩልዎ ይርብሸካ ፂፅ ዝብል ነገር ኣሎ እና ኣጆካ ዓምዶም ሓወይ 😢❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

  • @NgstiGebremedhn-h1p
    @NgstiGebremedhn-h1p 2 หลายเดือนก่อน

    ኦ ኣምላከይ ነቶም ከም ዓንዶሞይ ዘበሉ ለባማት ኣሕዋትና ብዕጽፊ ደብሶም ነቶም ልቦም ኣዕዊሮም ንጥፋኣት ዝጎያ ኣእጋሮም ኣእሙሮኦም ክፈተሎም🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 2 หลายเดือนก่อน +9

    እግዚአብሔር ይሓዝካ ዓምደሞይ ቅርሺ ሓለፋይ እዩ ጥዕና ተሂቡካ ተጥርዮ ኢካ

  • @Nura-u4f
    @Nura-u4f หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ ዝሓወይ ምቅታል ኣይኮነይ ንፈጣሪ አሕሊፍካ ሃባ እዋይ እዛካሕዳም😂ኣሕዋት ኣወዳት ኣብላይ ድያ 😂ከዳዕዕዕ😂 ጨካን እያብሓቂ❤ዓምዶም ኣጆካዝሓወይ ኣብ ሂውት ፈተናብዙሕ እዩ እምድማ ተስዲትካ ዘጥረካዮ ንግዝየው ክሐጉሳ እዩ ንድሓርግንግን ከናስሓእዩ❤ብዚርእስካ ከይድንን ፈተና እዩሓወይ መዓረይ ብልዕሊኣ ክትኮን ንምነነነ❤❤❤

  • @YohannesWeldaselase
    @YohannesWeldaselase 2 หลายเดือนก่อน +2

    አጆካ ብፃይ መምህር ሓዳር
    ጀግና ኢካ

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ 2 หลายเดือนก่อน +3

    ባዕሉ የኮነይ ኣነ ትልሰርሖ ነበረ ዝኩሉ ገደልን በረከባን ቱረሃፁ እዩ ዝረአየኒ 😢ሓዊተይ ኣጆካ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዓምደምይ

    • @HyabHabesha1
      @HyabHabesha1 2 หลายเดือนก่อน

      እሱ እዩ እቲ ዝገርም ናይ ስዑዲ ፀሓይ ሓንቲ ማዓልቲ እኳ ከመይ ትገብረካ😢😢😢😢😢

  • @UrdRee
    @UrdRee 2 หลายเดือนก่อน

    አጀካ ዓምደሞይ ለባመይ ❤❤

  • @sdcvsc36
    @sdcvsc36 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኤህ ንብዓቱ ይፍረድኪ ዛርግምቲ አረሜን እግዚከቢሔር ናይ ስራሕኺ ይሃብኪ

  • @ኹሉብግዝይኡክኸውንእዩ
    @ኹሉብግዝይኡክኸውንእዩ 2 หลายเดือนก่อน

    ጎይታዋይ ፈጣር ይሓግዝኻ ኣይዘኻ ዝሓወይ

  • @አስልጓልወጀራት
    @አስልጓልወጀራት 2 หลายเดือนก่อน +3

    አጆኻ ወድነይ እግዚአብሔር አምላክ አለካ አብ ጎድንኻ ኹሉ ግዜ እንቶስ ናሳስ ናይ እዳ ትረኽባ እያ😢😢😢😢

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ🥰❤❤

  • @ቲቲቲቲ-ሐ5ጠ
    @ቲቲቲቲ-ሐ5ጠ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ገይታወይ አሕዝንነ ማርያምን አጀኽ ወድነይ❤🎉

  • @sghfferfff154
    @sghfferfff154 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣጆካ መዓረይ ብኣምላክ ትፍደዮ እያ😢😢

  • @ይርዱ
    @ይርዱ 2 หลายเดือนก่อน +1

    የዋህ ሰብ ኩሉ ግዜ እዩ ዝጉዳእ ዓምዶመይ ጠንካራ ኢኻ ፈጣሪ ድኻምኻ ይክሓስኻ አጆኻ መዓረይ❤❤❤❤😢😢

  • @JdjhfDbvd-fl6vb
    @JdjhfDbvd-fl6vb 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኻ ዝሓወይ ፀላኢካ ይንባዕ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ZeydeGmedhenn
    @ZeydeGmedhenn 2 หลายเดือนก่อน

    ምዓረይ 😢😢😢😢

  • @nrhrb3886
    @nrhrb3886 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዓምዶመይ ኣጀካ ዝሓወይ ጠንካራ ኢካ ኣምላክ ይፍርዳ😢😢😢😢

  • @freweynidesta
    @freweynidesta 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆካ ዓምዶም ሓውና ፈጣሪ ኣሎ እመነኒ ፈጣሪ ዕፅፊ ገይሩ ክምልሰልካ እዩ ንስካ ግና ሕማቅ ክትገብር ንዝደፋፉኡካ ከይትሰምዖም ንስካ ጅግና ፃዕራም ለባም በተለይ ንእትገብሮ ክብሪ ኣብ ጓል ኣንስተይቲ ብሓቂ ዕድመን ጥዕና ን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏ገባሪ ሕማቅ ብፈጣሪ ይርኮቦ

  • @AlguEldu
    @AlguEldu 2 หลายเดือนก่อน

    Ajoka zhawey ab godinkea alna ❤❤❤

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 2 หลายเดือนก่อน

    ማዓረይ ድአ ደላይን ተደላይን ዘይራኸብ 😢😢😢😢

  • @Amutube25
    @Amutube25 2 หลายเดือนก่อน +5

    እግዚኣብሔር ንኩላተና ሓቀኛ ፍቅሪ ያዓድልና😢

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 2 หลายเดือนก่อน +14

    ኣጆኻ ጎይታዋይ youtub ክፈቱሉ ዓንዶሞይ 😔❤

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 2 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ኣርሱዋይ❤🎉🙏

    • @Arsulove-ke6xd
      @Arsulove-ke6xd 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@ሜሪጓልዓጋመ-ጸ ቅድም ኣትሒዘ ጌረልኪ ሜርየ ♥️

  • @DtEy-ki7cx
    @DtEy-ki7cx 2 หลายเดือนก่อน +3

    መስካኡ ዳኢ ከውርደልኪ ዮኮን ረሳሕ ኣጆካ ዓንዶመይ😢😢😢😢

  • @AlmazDawit-jy1wc
    @AlmazDawit-jy1wc 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ ዝሓወይ ኣምላኽ ኣሚንካ ስለ ዝገበርካዮ ኣምላኽ ዘይርኣኻዮ ክፈጥረልካ እዩ

  • @HmAn-r3q
    @HmAn-r3q 2 หลายเดือนก่อน

    ፀላኢኻ ይንባዕ ኣይዞኻ ኣምላኽ ይሓግዝካ

  • @ድንግልማርያምእናቴ-በ7ገ
    @ድንግልማርያምእናቴ-በ7ገ 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣይዞካ ዝሓወይ ብኣምላክ ትፍደዮ እያ ጠንካራ ኩን ብቻ🙏😢

  • @kalu546
    @kalu546 2 หลายเดือนก่อน +1

    አጆኻ ዓምዶመይ ይቱፕለ ክፈት ካልእ ስራሕለ ዋላ ተለቂሕኻ ጀምር ጠንኪርኻ ብክልተ እግርኻ ጠጠው ኢልካ ተቐይርካ ክተርእያ አለካ ስጉምትኻ በቀልኻ ብምልዋጥኻ ግበሮ አጆኻ❤

  • @SaraSedd-m8t
    @SaraSedd-m8t 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሕዋተይ እደይ እኽይ እልና ናሓግዞ ኣብመላእ ዓለም ዘሎ ነሓግዞ ዞምናተይ❤❤❤❤

  • @GalGerye-em2fp
    @GalGerye-em2fp 2 หลายเดือนก่อน +4

    ፀላኢካ ይንባዕ ሓዊተይ😢

  • @tko4438
    @tko4438 2 หลายเดือนก่อน

    እሕሕሕሕሕ ወድነይ ማዓረይ😢😢😢
    ደማ ጀግና የኻ እዚ ሓዉይ❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @meri11-r1n
    @meri11-r1n 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ አዩ ዘሕዝን ግን ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ መዓረይ 🙏🙏🙏

    • @FreTube12
      @FreTube12 2 หลายเดือนก่อน

      @@meri11-r1n ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓርይ

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ ዓምደመይ እግዚአብሔር አምላክ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ😢❤❤❤

  • @علياحمد-ج5ح1ح
    @علياحمد-ج5ح1ح 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ተጋግያ ሕስርቲ

  • @ጋልማርያምኪሓ-ሠ3ሠ
    @ጋልማርያምኪሓ-ሠ3ሠ 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ ዝሓወይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ❤❤❤❤

  • @fotofoto378
    @fotofoto378 2 หลายเดือนก่อน +4

    ፍጣሪ ምስትውዓልን ልቦናን ይዕድለና ንኹላትና ደቂ ሰባት 💔💔💔💔

    • @FreTube12
      @FreTube12 2 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጀካ ዝሓወይ ኣምላክ ይሓግዝካ😢

  • @IBI-n4w
    @IBI-n4w 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጀካ በርትዕ ጠንካራ እካ ዝሓወይ❤❤❤❤

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 2 หลายเดือนก่อน +1

    አጆካ ተረጋገዕ ዝሓወይ ጥዕና ጥራይ❤

  • @MLATKESHI
    @MLATKESHI 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ ፈጣሪ ምስ ዉፁዕ እዩ ጠጠዉ ዝብል ስለዚ ኣይዞዃ💚

  • @DestaGeberzher
    @DestaGeberzher 2 หลายเดือนก่อน

    ፈጣሪ ንዓኻ ዝሓዞ ኣሎ ኣጆኻ ዓርኩ

  • @hiyabhabtom2406
    @hiyabhabtom2406 2 หลายเดือนก่อน

    Be Hiwet kela Amlk kebid hamam geru yeskiya rgmti zukonet gual 🙏🏿

  • @سقى-ع1ي
    @سقى-ع1ي 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀኻ እዝሓወይ ፈጣሪ ተይበለዐቲ ኣብ ጓዛ ንእስነታ ይዉሰዳ😢😢😢

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 2 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢❤❤❤አጀግ ዓምዶመይ ማዓረይ ጠንካሪ ፈጣሪ ኣሎ ዝሓወይ❤❤

    • @FreTube12
      @FreTube12 2 หลายเดือนก่อน

      @@berekechtadese2084 ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓርይ

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሄር አምላክ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ ፍጣረ ምሰ ወፁዕ እዩ ጠጠዉ ዝብል ሰለዚ ኣይዞኻ ዝሓወይ ማዓረይ

  • @mulurom3315
    @mulurom3315 หลายเดือนก่อน

    አጆካ ዝሓወይ😢😢😢🙏☝️

  • @fjgfjfg1826
    @fjgfjfg1826 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጀካ ዝሓወይ ማዓረይ እመብርሃን ባዕላ ታሓሊካ ጎይታዋይ ባዓል ንፁህ ሕልና😥💔

  • @kgc975teheshmahariytewahdo8
    @kgc975teheshmahariytewahdo8 2 หลายเดือนก่อน

    ኣዮካ መዓረይ ጥዕና ጥራሕ ብቻ እምበር ፅባሕ ንጎሆ ክተጥርዮ ኢካ አዮካ😢👏❤️❤️❤️

  • @yordanosgrmay-u1o
    @yordanosgrmay-u1o 2 หลายเดือนก่อน

    አጆኻ ዐንዶም ሐወይ ሰብ የግፍዕካ ንስኻ አይተግፍዕ ባዓል ክፍእ ባአምላ እዮ ዝፍደዮ❤❤❤

  • @knowing9461
    @knowing9461 2 หลายเดือนก่อน +2

    አዬዃ ዝሐወይ እግያብሔር ክክሕሰካ እዩ ዝበለጸ ክበካ እዩ እንኳ በዳላይ አይኮንካ ፀልይ ብቻ

  • @Zewtek
    @Zewtek 2 หลายเดือนก่อน

    Andom wedey ajokahiwetkemaueya amlakkhgzekaeyu ❤❤❤❤❤

  • @SelamYamene-2716
    @SelamYamene-2716 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ ዓምዶምይ ሓውና ፈጣሪ አሎ እመነኒ ፈጣሪ ዕፅፊ ገይሩ ክምልሰልካ እዩ ንሰካ ግና እቲ ናብ ሕማቅ ክትገብር ንዝደፈፈኡካ ከይትሰምዖም ንሰካ ጅግና ፅዕራም ለባም በተለይ ንእትገብሮ ክብሪ ኣብ ጓል እንሰተይቲ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏😍😥ገበሪ ሕማቅ ብፍጣሪ ይርኮቦ🙏😥

  • @Tbebtube7
    @Tbebtube7 หลายเดือนก่อน

    ዓንዶም ዓርከይ ኣይዞካ ዩቱብ ቻናል ከፊትካ ኣለካ ጎብዝ ፅቡቅ ስራሕ ዩ ፅቡቅ። እዝጋቢሄር ይሓግዝካ።

  • @SelamHadgi
    @SelamHadgi 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ለባም ሰብ አጀካ ዝሓወይ💔

  • @Desta-z5e
    @Desta-z5e 2 หลายเดือนก่อน +1

    አጀካ ዛሓወይ ንስካ መንም ጌጋ ይበልካይ ንስብይትካ ዘይአምንካ ለምን ታአም ፈጣሪ ዕፅፊ ገይሩ ክበካ እዩ ❤❤❤

  • @Mariam-to9jk
    @Mariam-to9jk 2 หลายเดือนก่อน

    አጆካ ዓምዶም ሓወይ

  • @sltan467
    @sltan467 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢❤❤❤❤አጀካ ዓምደሞይ

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael1399 2 หลายเดือนก่อน +9

    አጆካ ሓወይ ነተይ አብ ጎድንካ አለናኀ ሓፍትኻ ኤረትራዊት❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉😂🎉😂

  • @MahletTadele-g6y
    @MahletTadele-g6y 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ኣጀካ ዝሓወይ ሓላፋይ እዩ

  • @ትግረይ
    @ትግረይ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጀካ ዝሓወይ 💕🙏💕❤️😥

  • @fgfggff6632
    @fgfggff6632 2 หลายเดือนก่อน

    ማንም የቆመ ቢመስለው እንዳይወድቅ ይጠንቀቅ !!!

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 2 หลายเดือนก่อน +2

    ንሓግዞይ ዶ ብዓቅምና 🌹❤😥

  • @wghdvbccx1282
    @wghdvbccx1282 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጀካ ዓምዶም ሓወይ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን

  • @HdhddhhdAldbhd
    @HdhddhhdAldbhd 2 หลายเดือนก่อน +4

    አጀካ መዓረይ

  • @MERILEGESE
    @MERILEGESE 2 หลายเดือนก่อน

    የዋህሰብኩሉግዜእዩዝጉዳእ
    ጊንኣጃካዝሓወይ💔💔😢😢

  • @AfariAfari-ql7it
    @AfariAfari-ql7it 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኻ ዓምዶመይ ጠንካራ የኻ ወድኖ❤❤❤❤❤❤

  • @ffff8192
    @ffff8192 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀካ ኣምላክ ይሓግዘካ❤

  • @FhGj-sk3yv
    @FhGj-sk3yv 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጅኻ ወድነዋይ እግዛብሄር 💒ኣሎ ምሳኻ😢😢🙏🙏🙏👏👏❤❤❤❤💙💙💙❤❤😍😍😍😍😍😍😘😘

  • @ቲቲሓፍቲ
    @ቲቲሓፍቲ 2 หลายเดือนก่อน +1

    አጆካ ዝሓወይ ዋይ ግዜ

  • @bbv2877
    @bbv2877 2 หลายเดือนก่อน +2

    አጆካ ዓምዶመይ😢

  • @ስመይተዋህዳውስጠይባዶ
    @ስመይተዋህዳውስጠይባዶ 2 หลายเดือนก่อน

    ዓንደም ሓወይ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን
    ኣይዘካ ዛሓውይ።ለባም ሰብ ከስራ ❤
    ንሓፍትና ደሞ እግዚአብሔር ልበና ያሃባ ናብ ልቦናኣ እመብርሃን ትመልሰላ

  • @sariYOUTUbe-u6k
    @sariYOUTUbe-u6k 2 หลายเดือนก่อน +6

    ጅግና ኢካ ደሞ ቅተላ ዝብሉ ፀላእተይ እዮም ብሓቂ በሊሕን ፅኑዑን ❤

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-r7c
      @MesiTubeመሲዩቱብ-r7c 2 หลายเดือนก่อน

      ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @freweynidesta
      @freweynidesta 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤👍

    • @Ab-channel-x4w
      @Ab-channel-x4w 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@MesiTubeመሲዩቱብ-r7cእሹመልሲ

  • @sariYOUTUbe-u6k
    @sariYOUTUbe-u6k 2 หลายเดือนก่อน +1

    አጆካ ዓምዶም ሓወይ የኔ ካርታታ ኡፍ 😢

  • @WezamAdahane
    @WezamAdahane 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆካ ዓምዶመይ ግን ናይ ባዕልካ ዮቴብ ክፈት ጠንካራ ጅግና ኢካ ዓምዶመይ🎉🎉🎉❤

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 2 หลายเดือนก่อน

      ናዓይ ውን ደምርኒ ወዛመይ ናተይ❤🥰🙏

    • @WezamAdahane
      @WezamAdahane 2 หลายเดือนก่อน +1

      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ ደሜረኪ ኣለኩ ታናሼዋኒ ናዓኪ ዘይኮነ ልምን❤❤😘

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 2 หลายเดือนก่อน

      @@WezamAdahane የቀንየለይ ዛምቤተይ🥰💜

  • @aass1998
    @aass1998 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆካ ዓምዶመይ ኩላትና ንሓጉዞ ኣሕዋተይ😢😢❤❤

  • @Namanyoutube27
    @Namanyoutube27 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ ዝሓወይ እግዚአብሔር ባዕሉ ይሓግዝካ

  • @Tsige-zn7re
    @Tsige-zn7re 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣጀካ መዓረይ❤❤😢😢😢