ጓል ኣንስተይቲ ቃላ ትቅይር፣ ግን ኣይትሕሱን’ያ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • #eritreamovie2023 #akliluhabtemichael #eritreamovie #aklilu

ความคิดเห็น • 157

  • @user-yu5sh6ds8w
    @user-yu5sh6ds8w 7 หลายเดือนก่อน +15

    መምህረይ እታ ኣብ ሞንጎ ተእትዋ ሳሓቅ 😊 ኬፍ ኣለዋ !

  • @MihretAmlak3043
    @MihretAmlak3043 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣነ ጓል ኣነስተይቲ እየ ግን ብሓቂ ባሕሪና ገሊጽካዮ

  • @amareshtadesse7212
    @amareshtadesse7212 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ኩቡር ሓዊ ኩሉ ኣባይ ዘሎ ገሊጽካዮ ግን ደቂ ተባእትዮ ዝበዝሑ ኣይርዱኡሉናን አነ ንነብሰይ ይሓታ ሞ መልሲ ይስእነሉ 🎉🎉🎉🎉

  • @user-ys7gq6gn9w
    @user-ys7gq6gn9w 7 หลายเดือนก่อน +4

    😂😂 እሞ ጻዕሪ ናብራስ ምስ ጓል ምንባር ዩ

  • @fruit5920
    @fruit5920 7 หลายเดือนก่อน +3

    ወይ ጉድ ክእለቱን ጥበቡን ይግለጸልና ፈጣሪ ኢዩ ዝበሃል! ንስኻድማ የቐንየልና ብዙሕ ትምህረና ኣለኻ እሞ ቀጽሎ ዝሓወይ❤

  • @danielmulugeta9442
    @danielmulugeta9442 2 หลายเดือนก่อน

    Aklilu ኣዝማሪኖ ገለ ኣይነት ትምህርቲ ኣንበሳ ጅግና ቡዙሕ ነገር ተማሂረ ካባኴ god bless you 👏👏👏👍👍👍

  • @afewerkiablel4064
    @afewerkiablel4064 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውውውው መምህረይ ኣኪለ ብጣዕሚ ቡሉጽ ከም ኩሉ ግዜ ትምህርቲ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ !!!

  • @user-xq3nl8ds5u
    @user-xq3nl8ds5u 7 หลายเดือนก่อน +5

    ቀጺሎ ሓደ ናትካ ጥራይ አየ ዘለኩ ኣብዚ ግዘ መሃሪ ዩ።

  • @user-kh7vx1qv9q
    @user-kh7vx1qv9q 6 หลายเดือนก่อน +1

    🩵🩵🩵🙏🐬🐬🐬 መምህር ብልቢ ኢና ነመስግነካ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ጥዕናን ሓጎስን ይምነየልካ

  • @maryamey99
    @maryamey99 7 หลายเดือนก่อน +7

    Your wife is very lucky 🥲

    • @kA-uc1xz
      @kA-uc1xz 2 หลายเดือนก่อน

      Ane sebeytey bzu gize tikeyayer koyna mudey tebelashiwo

  • @mihretshimay655
    @mihretshimay655 7 หลายเดือนก่อน +3

    እዋይ ናብ እንቃቕሖ ዶ ሓቀይ ኣጽሪኻና😃 ሙድ ዝቕየረሉ ግዜ ምናልባት ኣብ ወርሒ ሓንሳብ፡ ኣብ እዋን ናይ ኣደታትና ክመጻና ከሎ ክኸውን ይኽእልዩ። ካልእ እዋን ግን ዝኾነ mental issue እንተዘይ ሃልዩ ከምዚ ዝበልካዮ ዓይነት ክብን ለጠቕን ክህሉ ኣይግባእን። ተዘይኮይኑስ ምሳና ዝተፈጥረ bipolar disorder ኣለና ማለትዩ ዝኸዉን ዘሎ እሞ ሕሰበላ ዳኣ። ነቶም ኣወዳት ከኣ ዘይጽወር ከይተጽሮምሲ፡ እዚ ዝበልካዮ normal ኣይኮን።

    • @MA-bf7yp
      @MA-bf7yp 7 หลายเดือนก่อน +1

      kemzi zbelkyo eyu ritoy ane wn.

  • @sebilomo2510
    @sebilomo2510 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብዛ ወዲ ዝበሎ ቃል ኣይቅይርን እዩ ዝበልካዮ ፈጺመ ኣይሰማማዕን እየ, ከም ኣቦ ደቀይ ቃሉ ዝቐያይር ገጢምኒ ኣይፈልጥን ፈጺሙ ኣብ ቃሉ ኣይጸንዕን ሎሚ ተሰማሚዕካ ዝወሰንካዮ ዓቢ ነገር ምስ ካልኦት ተዘራሪቡ የፍርሶ ብኣንጻሩ ዌዜር ንዕኡ ጽቡቕ ጌራ ትገልጾ እያ ጸላኢና ቃሉ ይዕጸፍ😢

    • @user-nr7ev1ow6e
      @user-nr7ev1ow6e 7 หลายเดือนก่อน +1

      በዓል ቤትኪ ፍርቂ ሃርሞኑ ናይ ጓል ይከውን። Lol kkkk

    • @solianagebrehiwet2029
      @solianagebrehiwet2029 7 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂​@@user-nr7ev1ow6e

  • @mylovelyfamilygg4000
    @mylovelyfamilygg4000 7 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ባህሪ ክከውን ዝገብረኒ ኣፍቃሪየይ ኢዩ። ምክንያቱ ካባይ ሓገዝ ምስዝደሊ ወይ ምስዝናፍቀኒ የቀባጥረለይ ዓቀኑ ዝሓለፈ ሓልዮት ብዘረባ ይውድሰኒ። ናፊቀካ ኣብ ዝብሎ ግን ብሓቂ! ኢሉ ይሓተኒ ዋላ ኣነ ኣብ ክንዲ ምባል። ኣብ ውሽጢ 6 ወርሒ ክንምርዖ ኢና ኢሉ ዝኣተዎ ቃል 3ይ ዓመትና ቀሪብና። ብዙሕ መብጽዓታት ተዛሪቡ ክሳብ ሕጂ ግን ኣይረኣኩን። ኢልካኒ ኔርካ ምስ ዝብሎሞ ሓንሳብ ኣይበልኩኽን ግዚኡ ኣይኣከለን ብላብላ ኣብ ቆይቂ ንኣቱ። ከምዚ ኣይትግበር ወይ ጽቡቅ ኣይኮነን ኢለ ምስ ዝብሎ ክብረቱ ዝተተንከፈ መሲልዎ ተሌፎኑ ኣብ እዝነይ ይዓጽዋ።
    ምሕረት የውርደላና እንበር እዛ ኣንስቲ ኤውሮፓ እንዳተባሃለ ካኣ መርዚ ዝኮነት ዘረባ ኣላቶም።

  • @user-jq2tz7ej8e
    @user-jq2tz7ej8e 7 หลายเดือนก่อน +1

    Nay behaqi memehr thanks bro❤

  • @user-kh7vx1qv9q
    @user-kh7vx1qv9q 6 หลายเดือนก่อน

    ዋዘኛ ዓርኪ ኣለኒ ኣዋልድ ኣብ ገነት እየን ዝነብራ ዘለዋ ኣበሃህልኡ መርዚ ክንኩልስ ከለና ኣይትከውንን እያ ክንብል ኔሩና ካልእ ሄዋን ምፈጠረልና ኔሩ ፈጣሪ ዓዋናት ኢና ዝኮነ ኮይኑ እዩ ጥራይ ንሓግዘን መን ይፈልጥ ናብ ገነት ይመልሳና ይኮና ኢሉ ብዙሕ እዩ ተንቲኑለይ ስሒቀዮ ሓሊፈ ግን ሓነት ኣለወ ዋዝኡ 🙏🙏🙏

  • @obgergo3541
    @obgergo3541 7 หลายเดือนก่อน +1

    wow akile great lecture keep teaching our people, we need more lessons like this!

  • @bereketberihu3041
    @bereketberihu3041 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣስልጦ ይሃብካ ኣኪለ ክቡር ሓው

  • @mariamey511
    @mariamey511 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks bro edmen tieanan yhabka,fetari

  • @abessamaria4155
    @abessamaria4155 7 หลายเดือนก่อน

    Via zehawey Bel Kemze natka aynet Beleh sebay yefterelna ember kemaka sebay ketrekebse kebed Eue thank you kexelo❤🎉

  • @astertesfe5701
    @astertesfe5701 7 หลายเดือนก่อน +2

    Ane tekhetatelitka eye bithami eye ka zemesgineka eti fililiyatna kemzi gerka bi mistimharka thank u ❤

  • @marsshadsh
    @marsshadsh 7 หลายเดือนก่อน +6

    ኣዝዩ ደስ ዝብል ትምህርቲ የቐንየልና ኣኪለ ሓውና

    • @kidisty.woldez6974
      @kidisty.woldez6974 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰብኣይ ይኹን ጓል ኣንስተይቲ. እቲ ዕርክነት ጥራይ እኹል ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ. ናይ ውልቂ ትጽቢት /ትምኒት አብ ሂወትካ ውን ክህሉ ይኽእል ኢዩ :ስለዚ እቲ ሓሳብ ወዲ ሰብ ካብ ደቒቓ. ሰዓት ክላዋወጥ ይኽእል :ስለዚ ይፈትወካ ኢየ እንተ በለት, ግን ናይ ውልቃ ሂወት ውን ኣለዋ, ሂወታ ንስኻ ጥራይ ኣይኮንካን ንስኻ ነቲ ሂወታ መመላእታ ኢኻ ::ፈትያትኒ እያ ሞ ሂወታ complet ኢዩ ማለት ኣይኮነን ::

    • @meargmehari1142
      @meargmehari1142 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@kidisty.woldez6974 tsbuk aleki zhaftey brkti

  • @heavenlygod5950
    @heavenlygod5950 7 หลายเดือนก่อน +1

    Happy wife happy life 😅

  • @riseandshine1221
    @riseandshine1221 7 หลายเดือนก่อน +4

    ካብ ቪድዮታትካ ብዙሕ ይነሃር እየ፡
    እንተ ናይ ሎሚ ግን ኣይግድን ብዓል ቤተይ ጠባዩ መትሓዚ ስኢነሉ ኣለኹ፡ ዘረባ ሰብ ሰሚዑ ኣነ ዘይበልክዎ ንናይ ሰብ ይኣምን ፡ ነዚ ከምዚ ዝበለ ሰብ ከመይ እንተገበርካ ይሓይሽ ምኽር ደልየ😢

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 7 หลายเดือนก่อน +1

      Meary niseki megdi haqi hazi wuelu haderu nab mesmeru kimiles eu ele yiamin🙏🙏🙏

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 7 หลายเดือนก่อน

      ፍትሕዬ ነዚ ደኣ ሰበይቱ ኣካሉ ገዲፉስ ንኻልእ ይሰምዕ ወይለከ ጉድ።

    • @eri_space8713
      @eri_space8713 7 หลายเดือนก่อน

      insecure koynu slezelo Seamyo,hqofyo,Aziki kemtefqriyon kem teamniyon ngeriyo.Ezi nay seb kea Axebabq abilki kab kemu aynet sne mgbar k𝚎𝚖𝚣𝚎𝚑𝚛𝚚𝚎𝚔𝚒 𝚗𝚐𝚎𝚛𝚒𝚘
      .𝙺𝚑𝚐𝚣𝚎𝚔𝚒 𝚎𝚢𝚞 𝚚𝚊𝚕𝚊𝚝𝚔𝚒 𝚕𝚖𝚕𝚖 𝚣𝚋𝚎𝚕𝚎 𝚐𝚋𝚎𝚛𝚢𝚘

    • @riseandshine1221
      @riseandshine1221 7 หลายเดือนก่อน

      @@semharkahsay1946 ከፈትሖ እንተ ዝደሊ ደኣ ምዓስ ምኽሪ ምሓተትኩ ኔር ፡

  • @maranata2803
    @maranata2803 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you aklilu kemzia ab hangol gaul ansteyti atika kulu ftft abilkayo bhaqi nsu u eti haqi eti hormon natna u etiom ezi haqi gedifom kale zzarebu gn u must accept this reality thank you 🙏 alot bless u

  • @amanuelluaul2161
    @amanuelluaul2161 7 หลายเดือนก่อน +1

    ከም ናይ ኩሉ ግዝየ❤❤❤❤ ቡሉጽ

  • @zargo33
    @zargo33 7 หลายเดือนก่อน +1

    Kemzi tekonen nay bhaki hadar
    etref😂😂😂

  • @Fretadese
    @Fretadese 7 หลายเดือนก่อน +2

    Selam selam kubur hawna akile bteami eyu des zebel kulu ethbena tmhrt.Thank you kea sele kulu tgebro. ane hade kabtom adnaqika eye qexlo 🙏💙

  • @milushmey8397
    @milushmey8397 6 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና ኣቶ ኣኽሊሉ ❤👏

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 7 หลายเดือนก่อน

    አጆኻ ከምአ እያ ። እታ ዘረባ ምቕያር ግዝያዊ ወይ ቀዋሚት ሓሶት ክትከውን ትኽእል እንድያ ... እያ ።

  • @kb1956
    @kb1956 7 หลายเดือนก่อน +1

    😂 ብጣሚ ዝገርምን ዘስህቅን እዩ ግና ሃቂ እዩ፡ ጽቡቅ መግለጺ ኢኻ ረኺብካሉ😂

  • @user-kh8me1pg5p
    @user-kh8me1pg5p 7 หลายเดือนก่อน +2

    We need more like you🇪🇷...10Q 🙏🏼

  • @semharabay6296
    @semharabay6296 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you akila hawey nay confidence gela belana

  • @fanaazbaha4077
    @fanaazbaha4077 7 หลายเดือนก่อน +8

    ኩቡር መምህር ኣክሊል your the best teacher 👏🏽👏🏽👏🏽 I wish I new you before 40 years 🤔 !! 😊

  • @user-qn2vq4rv3p
    @user-qn2vq4rv3p 7 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤ኩቡር ሓውና እንካዕ ብሰላም መፃእኻ

  • @merhawwit
    @merhawwit 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤yesmalna Egzaebiher Edmen Tienan yebzahalka

  • @user-zm7kz5eu7p
    @user-zm7kz5eu7p 7 หลายเดือนก่อน +1

    ata anes eza single mekany ne xebuqy eya meslni eza feqri keyatkwa ferhya

  • @lme5630
    @lme5630 4 หลายเดือนก่อน

    ንፉዕ ኢካ ኣዲቀካ ባህሪና ኣጸቢቅካ ፈሊጥካያ ኣለካ እታ ናይ ኣወዳት ክኣ ኩሉ ጊዜ ተገርመኒ እያ ወላ ጌጋ ናቱ ከሎ ይቅረታ ተጋግየ ከይብል ጋል መገዲ ዩ ዝምጽእ ብኮሙኡ ምስ በዓል ቤተይ ቡዙሕ ኢና ነዘራረብ ስለምንታይ ጌጋካ ዘይትኣምነሉ እንተ ኢልካዮ ኣይቅበሎን መሉሱ ዩ ዝቃጸል😂

  • @lovleytigraye
    @lovleytigraye 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሓቂ አድናቂካን ተከታታሊካን እየ ቀፅለሉ

  • @user-lc5fz9ht4c
    @user-lc5fz9ht4c 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you alike hawey 100%

  • @user-ie5gv8fv6p
    @user-ie5gv8fv6p 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MahariTesfay-po1dr
    @MahariTesfay-po1dr 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Aklle salisayen wezer kampan gaul hade eyom

  • @user-xt4wy7xe2b
    @user-xt4wy7xe2b 7 หลายเดือนก่อน +1

    At he understands enough 😘

    • @user-xt4wy7xe2b
      @user-xt4wy7xe2b 7 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂🎉

  • @redaebemnet6062
    @redaebemnet6062 7 หลายเดือนก่อน +1

    Akile yaho behaki gelixkayen 100/% haki

  • @user-qt1wz7en2b
    @user-qt1wz7en2b 6 หลายเดือนก่อน

    جزاكالله الخير دراسه مهمه ❤

  • @SoniaYonas-ck1dp
    @SoniaYonas-ck1dp 7 หลายเดือนก่อน

    Thank you akile edmen tenan yhabka God bless you.

  • @yoditandat692
    @yoditandat692 7 หลายเดือนก่อน +1

    Aziu tsbuk tmhrti u thank you when u laugh I laugh 😂

  • @godislove8937
    @godislove8937 7 หลายเดือนก่อน

    ዋይ አነስ ሞደይ ምስተቀየረ ቁጽሪ ዝኹርዮ ነገርስ መሓረኒ ፍቅረይ😢

  • @meargmehari1142
    @meargmehari1142 7 หลายเดือนก่อน +1

    So we are like south & north pole of magnet 😊😊

  • @user-lh9lg9qy2u
    @user-lh9lg9qy2u 7 หลายเดือนก่อน

    Very good advice, i appreciate you. Happy New year, and stay healthy. 👍👍👍

  • @merhawwit
    @merhawwit 7 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen 🥰 🥰 🥰 ❤

  • @mnasiesemere5840
    @mnasiesemere5840 7 หลายเดือนก่อน

    Thank you akile keep going forward ❤❤❤

  • @sifusifu6623
    @sifusifu6623 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you 🙏🏾

  • @sabamisghina7076
    @sabamisghina7076 5 หลายเดือนก่อน

    We are more emotional creatures 😢

  • @user-bu9nt4ii9u
    @user-bu9nt4ii9u 7 หลายเดือนก่อน

    Aklilu hwey azi tblo zleka ksemo xenhe Abu hdary gn ati bahri tqeyayrna ena zlena mara zchenq gizye 🤣💔

  • @habtemariamzerom8940
    @habtemariamzerom8940 7 หลายเดือนก่อน +1

    Geleka ember nafqky❤😂🎉

  • @mlaetdesta85
    @mlaetdesta85 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ እኘካ ትናገር❤

  • @user-du3lc7to8d
    @user-du3lc7to8d 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thankyou❤❤

  • @fanaazbaha4077
    @fanaazbaha4077 7 หลายเดือนก่อน +1

    👌🏾Absolutely right ✅

  • @merhawiteklay2359
    @merhawiteklay2359 7 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ስራሕ እዩ እሞ ቀጽሎ ሓውና

  • @astertesfe5701
    @astertesfe5701 7 หลายเดือนก่อน +1

    Absolut richtig 👍

  • @helenkidane5423
    @helenkidane5423 7 หลายเดือนก่อน

    ዋው ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ 🎉🎉🎉🎉 ክኽክክክክክ

  • @habenamanuel1015
    @habenamanuel1015 7 หลายเดือนก่อน

    Thank you for Yr motivation 🙌🙏

  • @selamdawit8323
    @selamdawit8323 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks ❤❤

  • @user-dm2is6of7o
    @user-dm2is6of7o 7 หลายเดือนก่อน +1

    በዐል ቤተይ ይብለኒ 😂ON /Off 😂naw I understand what he means Thankyou ❤

  • @negasihedgu9625
    @negasihedgu9625 7 หลายเดือนก่อน

    Bhaki des abahahla you nueshtey aya Robel kidane amlak xegau yebzhalka.

  • @DanielSiyoum
    @DanielSiyoum 7 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ኣስተምህሮ💯✅

  • @mahdereteklay4918
    @mahdereteklay4918 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @selamtewelde3563
    @selamtewelde3563 7 หลายเดือนก่อน

    Nkrdeaka zdeleye nxur u nsom gn nhna nblom aba kela nska zbelkayo kea beka kemta ab aresti zela wesidoma alewu eti zbelkayo ab wshti krdaka zftn whud u bzkone thank you

  • @rutamengstu5299
    @rutamengstu5299 7 หลายเดือนก่อน

    Enkae biselam mexaeka kubur Memhrey GBU 🙏🙏❤

  • @user-gd2qr8ct6z
    @user-gd2qr8ct6z 7 หลายเดือนก่อน

    Thanks 🙏 nay bhaki eka gelixkani n sebayey kof abile asmiayo gerimwo yfelteki key kewin eluni 😂 kab kulu eti ab mongo tshqa shaq mara ashikatna

    • @milushmey8397
      @milushmey8397 6 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

  • @tsegahagos3268
    @tsegahagos3268 7 หลายเดือนก่อน +1

    Waaaw perfect 😊🙏🙏🙏❤️

  • @user-ty2lt6uu3v
    @user-ty2lt6uu3v 7 หลายเดือนก่อน

    Abzia gen xebti zelwo yehswa iyen ::

  • @hubinateyhubinatey6309
    @hubinateyhubinatey6309 7 หลายเดือนก่อน

    Lemnti nay lebey rekbkni thank you memhrey❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂

  • @oneworld4850
    @oneworld4850 7 หลายเดือนก่อน

    Akile btaemi abi timhirti eka tihb zeleka, ti kendi ztemeharkwo ab mengo gualn wedn zelo nay bahri flily eu,ay haka endiya za seb dea tenqi fitih tikewn dela dea😂

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 7 หลายเดือนก่อน

    ነዓ ደኣ ኣኪለ ነዞን ደቂ ኣዳም ዝውድስ ከኣ ኣምጻሎም ደሓር ከኣ ሓሪቆም ከይጅፍዑና😅።

    • @BeriyGalmama
      @BeriyGalmama 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሞይተ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-fz6jo4ei4o
    @user-fz6jo4ei4o 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @samueltesfazgai5591
    @samueltesfazgai5591 7 หลายเดือนก่อน

    Waw bitami xbuk agedasi dibelexe timhrti u
    #nekefeta kihbeka
    " bitami xbuk serious zikone timhrti einahabika seb ab simiet atiyu einasemaaka kelo bisenki sihaka hasabak tihlifo zeleka timhrtika yiferso kemu wun kab tegedasinet kabaka yiwexi sile zelo aza ab mongo sihak (Don't laughing, okay.) Gidefa please serious eirtreawiyan memharan yediluyuna alewu nisika bulux hibreteseb kitikiyir tikiel akmi aleka thank you

    • @zebibtesfay7954
      @zebibtesfay7954 7 หลายเดือนก่อน +4

      😂ane kaa dess ybleni eti sehaku ayeselchun iu eti tmrtu kaa normal nwsedo abey yrkeb fshk enda bel zmehr

  • @tedihayelom9066
    @tedihayelom9066 7 หลายเดือนก่อน

    መምህር ዋእ ቃላት ምቅይያር ሓሶት ዘይኮነን ?😅

  • @user-zt6up2cg1v
    @user-zt6up2cg1v 7 หลายเดือนก่อน

    ስለምንታይ ሽጋራ እናሰተዩ ኣብ መንገዲ ከም ፋሽን ይረአ ኣሎ ፡ እዚኣ ኣስፊሕካ እባ ግለጸሎም

  • @yorsamore
    @yorsamore 7 หลายเดือนก่อน

    Yes in deed bro, I read the book man from the mars woman from the Venus by dr,gray!👌👌👌👌👌👌👌👌👌

  • @ghenettesfalem269
    @ghenettesfalem269 7 หลายเดือนก่อน

    Thanks good job

  • @Hadas2109
    @Hadas2109 7 หลายเดือนก่อน

    100 ካብ 100 ኣኪለ ሓወይ

  • @weinimengsteab6678
    @weinimengsteab6678 6 หลายเดือนก่อน

    Jegna eka nsika ridue Anaeska zey cone moral zelowo never zzixibik kindey you neti xibuk bxiku zey gelxu zey edniku kindly yo bsul hasab you Gb memhre

  • @user-qd3lb7ii8z
    @user-qd3lb7ii8z 7 หลายเดือนก่อน

    ኣይክእሎን የ ኣነ እዚ 😅😅😅😅😂

  • @hdhjsjns
    @hdhjsjns 7 หลายเดือนก่อน

    Akile kemza endalka eya tibla elkaya😂😂😢😢😅

  • @user-tl2ds9rs5n
    @user-tl2ds9rs5n 7 หลายเดือนก่อน

    xbuk srah

  • @user-kq7pr4io4c
    @user-kq7pr4io4c 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @egzabiherymesgen3789
    @egzabiherymesgen3789 7 หลายเดือนก่อน

    Btami ❤

  • @maedn8592
    @maedn8592 7 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂sport ktgebri keleki waw, akile mehgol

  • @akberetkidun2243
    @akberetkidun2243 7 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @siemtesfay412
    @siemtesfay412 7 หลายเดือนก่อน

    Bezeba business, self development gedfkayo meslni

  • @NeemaMender-dw9wj
    @NeemaMender-dw9wj 7 หลายเดือนก่อน

    Well come nifuc memhr

  • @FeruzMakele-cg3ix
    @FeruzMakele-cg3ix 7 หลายเดือนก่อน

    Amlak ybarka

  • @senaitasmelash7157
    @senaitasmelash7157 7 หลายเดือนก่อน

    Kubur hawey awedat keman kem sat zlewawetu alewu ms menyu quxrom

  • @tsehaytekle7332
    @tsehaytekle7332 7 หลายเดือนก่อน

    Deszbl tmhrtiy bro

  • @LidyaSium-cr5bz
    @LidyaSium-cr5bz 7 หลายเดือนก่อน +2

    ያ' ኣኪለ ሃሲኻና ፡ ከም ኩነታት ኣየር ኢያ ትቀያየር ኢልካና😂😂😂

    • @LidyaSium-cr5bz
      @LidyaSium-cr5bz 7 หลายเดือนก่อน +2

      ፍላስፋ ኣኪለ ማራ ሽኮር ሳሓቕካ ካኣ ኬፍ ዘለዎ፡ ናዓይ እኮ ማራ እንዲኻ ትረኽበኒ ዘለኻ❤❤❤

    • @user-zt6up2cg1v
      @user-zt6up2cg1v 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@LidyaSium-cr5bz ክክክ ይርከብክን እምበር ኣትኪኽናና እንዲኽን

    • @azebogubamichael7082
      @azebogubamichael7082 7 หลายเดือนก่อน +1

      ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣስተምህሮ ኣብቲ ገለኡስ ንነብሰይ ይረኽባ ጌጋይ ተረዲኤ ውን ይእረም።
      ኣብቲ ገሊኡ ውን ኣሰራርሓና ይገርመኒ ኢዩ።
      ሓቅኻ ምሕሳው ሲ ኣብ መብዛሕትኡ ኣይንሕሱን ኢና ።በዓላ ብሓይሎም ብኢዶም ክኣ ይሰሃሉና።
      የግዳስ ምኽኒት ነብዝሕ"መኽኒት ከምሰበይቲ ግርማ ከምለይቲ"ይበሃል።
      የቀንየልና።

  • @eritreanloveentertainment1229
    @eritreanloveentertainment1229 7 หลายเดือนก่อน

    Really

  • @mhretbelay4451
    @mhretbelay4451 7 หลายเดือนก่อน

    Amen🙏🏾

  • @mebrakghebreweldi9650
    @mebrakghebreweldi9650 7 หลายเดือนก่อน

    I don’t know how to respond to this kind of explanations. You should know that you are offending many of us. Remember the history of Eritrean women please? Why don’t you invite women to your program and let them express themselves? there are so many billionaire companies run by women. Don’t you think that you are misleading your followers?