ሓዋላ፡ ዘይትመልእ ዒላ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
  • #eritreamovie2023 #aklilu #eritreamovie #akliluhabtemichael #tigrignamusic

ความคิดเห็น • 99

  • @teklitalem4211
    @teklitalem4211 8 หลายเดือนก่อน +4

    መርሓባ መምህር ኣኪለ ሰላም ወ ሰናይ ዓቢ ትምህርቲ ኢካ ትህበና ዘለካ ብነጻ ከም ናይ ኩሉ ግዜ ኣነ መግለጺ የብለይ ኣባካ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ መስ ኩሎም ስድራካ ን መሳርሕትካን የ ዝበልኩም።ርሑስ ኣውደኣመት።❤❤❤

  • @peacetoallofus7428
    @peacetoallofus7428 8 หลายเดือนก่อน +15

    Akile we need part 1 through part 10 on this topic. Everyone is crying about this issue. Please take this very seriously. Thank you.

    • @agape6011
      @agape6011 8 หลายเดือนก่อน +2

      I can’t agree more😢😢😢😢😢😢

    • @selamnkulu9908
      @selamnkulu9908 8 หลายเดือนก่อน +1

      ​​@@agape6011
      Texebayi hawala dika/ diki. Bhawala Eko kindey hadara eyu tebetinu zelo. Sdray metan kihgz nfalele endatebahle kindey hadar fah elu alo.
      Mexaie deqna yxlmt alo.

  • @fyoriwoldesilase9966
    @fyoriwoldesilase9966 8 หลายเดือนก่อน +13

    ዘለናዬ ሂወት ኣብ ሺግር ኣዉዲቅና ዘሎ ኣካያይዳ ብልክዕ ገሊጽካዬ የቀንየልና

  • @ngusefrem5104
    @ngusefrem5104 8 หลายเดือนก่อน +9

    ሓዋላ ደው ይበል! ንሓዋላ ዝኾነ ምኽንያት ክትረኽበሉ ኣይክኣልን እዩ።ናይ ምትሕግጋዝ ክቡር ባህሊ ኣለና ብዝብል ምስምስ ናብ ልመና ወይ ምጽወታ ባህሊ እዩ ዝምዕብል ዘሎ ምባል ይቀልል ኣብዚ ሕጂ እዋን።ብዝተረፈ ኣዚና ነመስግን ሕብረተ-ሰብና ኣረኣእያኡ ክሳብ ዝቅይር ከይተሓላልካ ክትደጋሞ እዚ ኣርእስቲ ንላቦ።

    • @NobelDebesay
      @NobelDebesay 7 หลายเดือนก่อน

      ቅኑዕ ዘይትዛረብ፡ምንስልባት ንስኻ ዘለኻዮ ባይታ ካሎትቭዘይረኽብዎ ክኾኑ ይኽእሉ!!

  • @kisanetamine7137
    @kisanetamine7137 8 หลายเดือนก่อน +2

    Ewayyy Akile hawey bleke zelenayo hiwet gelixkayo bsenki hawla bzuh hadar ybten alo. Bzkone xbuk tmrti eyu ab lbna yhdro bbzhi awedat yehwatna eyom zemxun Kab hadarrom zserkun slezi kuluna nmharelu. Ruhus awdeamat halalatey ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @senayf9536
    @senayf9536 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም, ሓዋላ ዘምጾኦ ጸገም ሓዳር ኣብ ኢሮጳ ናብ ዜሮ ወሪዱ, ብጣዕሚ ዝሕዝን'ዩ ጸገምና ዝርደኣልና ሲኢና ኣብ ሕማቕ ኢና ንነብር ዘለና። ይቀኔልና።

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 8 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ኢና ነመስገን ኹቡር መምህርና ብጣዕሚ ዝሃስየናን ንድሕሪት ዝመልስናን ዘሎ ኣርእስቲ እዩ ክብርት ይሃበልና 🎉🎉♥️♥️♥️♥️

  • @user-mz8pk5mh4u
    @user-mz8pk5mh4u 8 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ በሕቂ ኩቡር ሓዉ ዓቢ ትምህርትን መልአክትን ዩ ወረ ገለ ገለ የሕዋትስ ነዚአን ኢልካ ትሰድድ/ዲ ዝብሉን ዝጻረፉን ኣለዉ ብጣዓሚ ዩ ዝገርም

    • @awetabrham4438
      @awetabrham4438 8 หลายเดือนก่อน

      Mleso zeytblo kkk

  • @user-ic7vk1nc9o
    @user-ic7vk1nc9o 8 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ብሓቂ ኣገዳሲት ኣርእስቲ ኢያ ኣክሊሉ ሓውና ኩሉ ግዜ ዝሓስቦ ዝነበርኩን ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝነበርኩሉ ግዜ ዘተሃሳስበንን ዝነበረ። እንተ ተኻኢሉ ወሲኽካን ኣዕሙቕካን ተዛረበላ። ምኽንያቱ ናይ ኤውሮፓ ወይ ኣሜሪቻ ናይ ስራሕ ዓለም ይደባለቐካ ኢዩ። ብጣዕሚ የቕንየልና። ቀጽሎ ኢኻ።

    • @tarikhadgu4413
      @tarikhadgu4413 8 หลายเดือนก่อน +2

      Ewe haku Ali ezi hawuna aklilu bejaka ezi Aristi alilkayo zeleka agdesi eu entekilka kalay kifal giberelna eti nabra aziyu Ana kebdena yemexi alo hiwet Europa Amrican Kem qedem aykonen bitami senamrawi xeqti gerilna alo

  • @tomasm5507
    @tomasm5507 8 หลายเดือนก่อน +1

    Ab leli ezi zgeletskayo abi mkri Akile hawna , Esher aflto zelewo Seb kab Etotu 10% NEGZIABHER feliu ms zhb eti 90 % demozu genzebu bselam ms kulu kmhaderlu ykiel selamu kizerg zkiel bgenzeb mknyat dma walahade ayhlun , gele kabti bzuh tkmi nay Esher malet iyu Egziabher Selamun Mhretun yhabena .

  • @abrhamzemichael9749
    @abrhamzemichael9749 8 หลายเดือนก่อน +6

    ናይ ሕልመይ ወዲ ኢኻ ንስኻ ብሓቂ። እቲ ንዓለም ከበርክተላ ኢለ ዝሓስቦ ዝነበርኩ ብዓጸፌታ ጌርካ ኣበርኪትካላ ንዓና ውን ወሲኽካልና ነቲ ዝጎደለና።

  • @meksebmebrahtu5828
    @meksebmebrahtu5828 8 หลายเดือนก่อน +7

    Ane zgeremeni aklilu hawey hade hawna si adiu abzi Europa amxiuwa n3 werhi kab mealttat hade mealti kab maschn seldi kewxe kab godena riato nweda nadien mstemlset seldi sddlna elato nsu ka mama ane hji ybleyn hansab texebyuni iluwa adiu ka kabti mendeq zeytewxe binam wedey mendeqkum ferisu du ilato 😅😅😅😂😂😂 slezi kab mendeq awxieka tsdlom wy zmeslom

    • @user-ws4fq7oz4m
      @user-ws4fq7oz4m 8 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

    • @yonatantesfalem8383
      @yonatantesfalem8383 8 หลายเดือนก่อน

      ክክክክክክ ምዓጣይ ቆሲለ ብሰሓቅ ዝፈትዎ ዓርከይ ቢንያም'ዩ ስሙ ክሰደሉየ

  • @Nataniya22
    @Nataniya22 8 หลายเดือนก่อน +6

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ.መን ክሰምዓካ ወላ ነጊርካዮም.ትሕሱ እዮ ዝመስሎም.ሓዲኡ ምውሳን ይሓይሽ ወይ ሂወትካ ገዲፍካ ንዕኦም ምልዋጥ ወይ ከኣ ንነብስኻ ምልዋጥ እዩ.እንበር ኩሉኻ ሂወትካ ኣብ ጭንቀትን ሰንፈላል ኮይኑ.ብፍላይ ኣብ ሓዳር ካንካ.ብሰንኪ እዚ ነገር እዚ ክንደይ ሓዳር ሕንፍሽፍሽ ኣቲዋ እዩ.እሞ ከምኡ እንዳ በልካ ሰዲድካ ከኣ ብዛዕባ ሂወትካ ዘየገድሶም.እንዳ ገበርካ እንታይ ጌርካልና ይብሉኻ ምስጋና ዘይብሉ.ቆልዑ ተሌሙኻ እሞ ካምፓኒ እዮም ዝሓስብዋም.ብጣዕሚ ከቢድ እዮ ኣምላኽ ደኣ ስደትና ይሕጽረርና እንበር.

  • @mhrettesfazgi7124
    @mhrettesfazgi7124 8 หลายเดือนก่อน

    Kemaka ybzah, very useful and interesting. Thank you.

  • @mizanokbagergis6370
    @mizanokbagergis6370 8 หลายเดือนก่อน

    Bitaemi des zibil melakti Egziabher yibarika ♥️🙏🏿💕🙏🏿💕💕

  • @tsegaygoytom8339
    @tsegaygoytom8339 8 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ትምህርቲ ዩ።"ንሓንሳብ ኢና ንዓቢ"
    ንሕና ከም ሕብረተ -ሰብ ጽቡቕ ባህልን ናይ ስራሕን ልምዲ ካ አንተ ሃለወና ፡ከምቲ ዝበልካዮ ፡አቲ ገንዘባዊ ምትሕግጋዝ ኣብ ዓለም ክንህደንን ንሞት ክንቃላዕን ውን ጌሩና ዩ።
    ንሕና ኣብ 2015 ብሊብያ ክንመጽአ ከለና፡ኤርትራዊ 1800 ዶላር ክኸፍል ከሎ፡ሓደ ኢትዮጵያዊ 600-800 ዶላር ይኸፍል ኔሩ።አቲ ምኽንያት ንሕና ካብኦም ስለ ዝበጽና ኣይ ኮናን ግን ይተሓጋገዙ ዮም ስለ ዝብሉና ጥራይ ዮም ክንድኡ ዘኽፍሉና።
    ሕጂ ድማ አቲ ሽግርና ይቕጽል ኣሎ።አቲ ምትሕግጋዝና ክኣ ደው ኣይ በለን።ሰብ ምስ ጠዓሞን ረኸበን ጥራይ ዩ ክሕግዝ ዝኽአል።
    ካብኡ ሓሊፉ ውን ኣብ ማስ ሜድያ አንዳ ወጻኻ ኣደይ ክስቶ ሓሚማ ኣቦይ ክስቶ ተጸልአዎብውንዳ በልካ ደቂ 80-90 ዓመት ኣብ ዓራት ሰሰቂልካ ሓግዙ ስለ ኣምላኽ አንዳ ተባህለ ህዝብና ካብ ስቃይ ናብ መከራ ዘሕፎ ዘሎ።
    ስለዚ ጽቡቕ ትምህርቲ ቀጽሎ ።ንህዝብና ክኣ ኣብ ልብና የሕድሮ።
    ሰናይ ዓመት ይግበረና ኣሜን!
    ካብኡ ሓሊፉ ውን ኣብ ናብራናን ቤተ ሰብናን ባአስን ጽልአን ይፈጥረልና ኣሎ።

  • @user-ey2bu7ut1f
    @user-ey2bu7ut1f 5 หลายเดือนก่อน

    በሓቂ ዘሎ ክነታት ተዛሪበካ

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 8 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ከምይ ገርካ ከምይተምጽኦ ኣይርድእዃን እዮም

  • @miratek3254
    @miratek3254 8 หลายเดือนก่อน

    Thanx akile good advice

  • @awethayelom1762
    @awethayelom1762 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you so much as always Akil hawuna .❤❤❤❤

  • @amanuelluaul2161
    @amanuelluaul2161 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @temeikeshi
    @temeikeshi 8 หลายเดือนก่อน +2

    Kulu hali EU bsehak moyte bflay AB camp kelewu msdad yjimru ms belka hanti kabom kemu ygebr niere . Kiray geza, nay bus , mebul mobil nakan n dekikan ayneberen sherfi subuk beka miljoner zkonka EU zmesleka dehar gin abti system msateka btami kebid hiwet EU zhlf kulu ab dege zelo . Thanks bror .

  • @tsgabangesom5715
    @tsgabangesom5715 8 หลายเดือนก่อน

    ግድን ክዝረበሉ ዝግብኦ ኣርእስቲ ዩ፡ ጽቡቅ ጌርካ ተንቲንካ'ዮ ኣለኻ፡ የቀንየልና።

  • @berhaneabraha3599
    @berhaneabraha3599 8 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ናይ ሕዋላ መግለጺ
    ሰብ ካብ ሕዋላ ዝጽበ ጥራይ እንተ ኮይኑ ሓንጎሉ ባዕሉ ይዕምቶ "ህኩይ ማይ ድራሩ"
    ኣነ ግን ዘገርመኒ ኩሉ ሰብ ኣብ ወጻኢ ዘሎ ሕዋላ ይገብር ኢዩ ።ግን ነቲ ሕዋላ ትገብረሉ ዝነበርካ ሰብ ከም ኣጋጣሚ ብቢዝነስ ኣሻሓት ከፊልካ ኣብቲ ዘለኻዮ ቦታ (ወጻኢ) ተውጾኦ እሞ ገንዘቡ ቀርቂሩ ምሳኻ ይባኣስ ።
    ሕዋላ ትሕውለሉ፡ንወጻኢ ኣውጺእካዩ ሰ
    ከም ዋላ ሓንቲ ዘይገበርካሉ ይሪኡ።
    "ዘይኩሩምትኻ ሕጻ ቆርጥመሉ"
    ንቅልል ዝበለ ማይ ብኬሪ ከማን ኣየቀብለካን ኢዮ።ሽግር ረኺቡ ኣብ ወጻኢ ዝቅመጥ ብተቀበልቲ።
    ጽቡቅ ጌርካ ኣስፊሕካያ ኢኻ
    ወይልኻ ከይ ሰራሕካ ተምባሁቅ ሕዋላ ላላላላላ

  • @simonmussie86
    @simonmussie86 8 หลายเดือนก่อน +1

    Sahen bani jemerna abze tum adi kone akile bsenke hawala

  • @Mewarsti123
    @Mewarsti123 8 หลายเดือนก่อน +15

    ሓውልካሎም ዝሑጎሱልካ እንተዝኾኑ እኮ ደሓን ነሩ, ሎሚ ግን ገንዘበይ ውጺ ነገር ሒዝኪ ምጺ ኮይኑ, ብላዕሊ ኮይኖም እንታይ ድኣ ኣውሕድካዮ ይብሉኻ 😜😢😂

    • @astertesfe5701
      @astertesfe5701 8 หลายเดือนก่อน +2

      Nay behaqi

    • @biba8566
      @biba8566 8 หลายเดือนก่อน +1

      Nay bahaqi 😢😢😢😢

    • @Nataniya22
      @Nataniya22 8 หลายเดือนก่อน +1

      Akkk ab kulu seb hade eba eyu.tethgosun tetemsgonka dea nska eko eti sedadi selam mrekebe.sedidkas mliska tchinek mleso kea alo.

    • @Mewarsti123
      @Mewarsti123 8 หลายเดือนก่อน

      @@Nataniya22 ነታ ትሰደሎም ዘለኻ ገንዘብ ብኸመይ ረኺብካያ ኣይፈልጡን እዮም, ንግሆ ካብ ጥዑም ድቃስካ ተስእካ ብቑርን ሳሕታን ንስራሕ ተጋዒዝካ ለፍዕካ ብድኻም ዘግ ኢልካ ገዛኻ ተመሊስካ. ውሒዱ ጎዲሉ ክብሉኻ ኸለዉ. ተሰዲድካ ሰሪሕካ ፈትኖ ጥራይ ኢኻ ትብሎ. ደቅሰባት ባህርና ተበለጽቲ ኢና. ንሱ ዘይገብራ ብናይ ካልእ ገንዘብን ሂወትን እዩ ክጻወት ዝደሊ (ዘይ ስንኻ ጨው ቆርጥመሉ እዩ ነገሩ

    • @eriman276
      @eriman276 8 หลายเดือนก่อน +1

      Emo nmtay tsedlom. Block belyom kerdom metan

  • @nebyatberih225
    @nebyatberih225 8 หลายเดือนก่อน

    Btami blux hasab aleka thank you

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 8 หลายเดือนก่อน +4

    አቲ ጸገም መጀምርታ ምስ ኣተዉ eroupe america canada ተጸሚሞም ትምህርቲ degree ወይ ዲፕሎም ክትግበር ኣለካ ዘሓሸ ኣታዊ ኽትግበር ትጀመር ሽዑ ምስ ደልደልካ ነብሰካ ሰድራ ትሕግዝ ሓዳር ውን ትግበር. ኣባና ኣብ ኤርትራውያን ግን አትው አልካ ኣብ camp ኮንካ ምሕዋል ወይ ድማ ኣብ ናይ ፋብሪካ ናይ ጉልበት ሰራሕ ወይ ጸሬት አንዳ ሰራሕካ ምሳዳድ ትጀመር ሸዑ ድሓር ጥር አልካ ከድካ መርዓ ምግባር ኣብ ዘይደሊ ለቓሕ ምእታው ተልቕሕካ መኪና ምግዛእ ኣቁሑት ገዛ ምቅያር ኩሉ ግዜ ኣብ ድኽነት የንበርካ. ተላቃቅሕካ ኣሕዋትካ ምምጻእ አዚ ኩሉ ኽርዳልካ ዝኽእል የለን....... ብፍላይ ዘይተደለየ ቡዙሕ ገንዘብ ምሳዳድ ዘይትደለየ ገንዘብ ምስ ኣልመድካዮም ኩሉ ተጸበይቲ ናትካ ዩኾና ምስጋና የለን
    ኣብ ሓዳር ሸገር ዘመጸኦ ሳዕቤን ቡዙሕ አዩ ቡዙሕ ሓዳራት ተፋትሑ ተናቃኒቁ ኣሎን.

  • @rutamengstu5299
    @rutamengstu5299 8 หลายเดือนก่อน +1

    GBU Akile hawey 🙏🙏❤

  • @Freeworld-k8r
    @Freeworld-k8r 8 หลายเดือนก่อน +3

    ንኣብነት ኣብ ኤርትራ ሓዋላ ክትስድድ 80% ካብቲ ትሰዶ እቲ ሽፍታ ስርዓት ኢዩ ዘወስዶ ፡ዝተረፈ 20% ጥራሕ ኢዩ ስድራና ዝወሃቦም

  • @tesib3910
    @tesib3910 8 หลายเดือนก่อน

    Thank you Akliu

  • @hubinateyhubinatey6309
    @hubinateyhubinatey6309 8 หลายเดือนก่อน

    Wwwww betmi xebek temherti thank you ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-pr8lr6nf4e
    @user-pr8lr6nf4e 8 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ቀጽሎ ኣክሊኩ ሓውና

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 8 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቅ ሓሳብ👍
    እወ ብግብሪ ዝተሞኮርናላ ኢያ።

  • @AmanuelBrhane
    @AmanuelBrhane 8 หลายเดือนก่อน

    Hawela do belka nkedad fisto ktimeli mftan ele eya zgelxo so thanks for understanding bro 👍👍👍👍👍

  • @mariameymezmurey
    @mariameymezmurey 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሓዋል ግን ንምንታይ ክሳብ ክንድኡ ብ negetive ጥራይ ክግለጽ ተደልዩ ብዙሓት ነተን ዝመጽኦም ቑሩብ ቑራቦ ገንዘብ ብከመይ ከምዝመጻ ተርዲኦም ብዝግባእ manage ብምግባር ትርፊ ረኪቦም ተማሂሮም ቡዙሕ ፍልጠት ዝሓዙ ማለት ከስርሖም ዘክእል ሞያ ንጽባሕ ዝሓዙ ኣዝዮም ቡዙሓት ኣለው ስለዚ ነቶም ንግዚኦ እናተሓወሉ ግን ከኣ ንመጻኢ መንገዲ ኣብ ምጽራግ ዘለው ሰባት ውን ኣብነት ተኮኑ credit ንሃቦም ዝያዳ ኣብቲ negetive ባህርያት ጥራይ focus ኣይንግበር

  • @rahelshemendi4082
    @rahelshemendi4082 8 หลายเดือนก่อน

    Entay k amaraxi alo elikayo akile hawey❤ Ruhus awedamt 🎉

  • @MahariTesfay-po1dr
    @MahariTesfay-po1dr 8 หลายเดือนก่อน

    Thank you

  • @semharabraha4047
    @semharabraha4047 8 หลายเดือนก่อน

    Nay bahakiy memhar eakia thankis

  • @mussiemebrahtu2865
    @mussiemebrahtu2865 7 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሓውና፡ ጽቡቅ ምዝኽኻር እዩ። ህዝብና ናይ ፊናንሳዊ ትምህርቲ ማህይምነት ዘመቻ የድልዮ እዩ ። ዕሙቅ ትምህርቲ እንተዳኣ ኣሉይካ ብዛዕባ ምምሕዳር ኣታውን ወጻእን ቪድዮ እንተትገብር ጽቡቅ ኔሩ ። ንኣብነት ከምዚ 50/30/20 ዝብልዎ ሜላታት ።

  • @adhanettekeste2267
    @adhanettekeste2267 8 หลายเดือนก่อน

    Aye neskas anqa natna konka ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Solvlove495
    @Solvlove495 8 หลายเดือนก่อน +1

    Ata abzi Uganda zelewu mensayat kichikunu ,etom awedat ab bar yetfwo eti hawala eten awald kea ab cosmetics 💄 ere dengxilom nezem ahwatkum mesta alo xbah

  • @Heru737
    @Heru737 8 หลายเดือนก่อน

    Selam aklilu bqedamnet selam neaka ykun ,qexile aklilu hawey hagezka ydeli aleku mo please

  • @medhanatekie4901
    @medhanatekie4901 8 หลายเดือนก่อน

    Yeakil hawala Akkile

  • @tarikhadgu4413
    @tarikhadgu4413 8 หลายเดือนก่อน +1

    Aklilu Support guys❤❤❤

  • @selamawitemeka9989
    @selamawitemeka9989 8 หลายเดือนก่อน

    Ja xbuk alka GBU ❤❤❤

  • @user-ig7ur4ld7e
    @user-ig7ur4ld7e 8 หลายเดือนก่อน

    Aye aklilu hawena!!!!hawelazesedu nenabru nequee ayshgerun ,dekom memhari aysheguarum eyom abe hader wn sheger aymxenyu sheger zelo nesdray teray ybela befelay awald nesdenn sedrenn deldelaen etom awedat gn nesderom leli 8 amet teqemitom kilo bun nsedrom zeyblu alewu selzi hawala aykonen aykonn sheger zelo nesdray teray yebala wald hgi ny europe& america ashadenewn waedat sedrom kmyzekeru ykonu alew seli awald awald betami batami nedqen enty mexaee yexenha alwwa endiii btami kebdyu!!!! Weladi tzyregeme weshtu ehhh entyelu abe welden eyu kxenh!!!!pls newal eritrea ageb belelnaa hgi ashadenwen sebutn xeqten sedrom kmzy zkru yegbera alewa!!!!hadera ageb belelna!!!

  • @user-kd8gh8re4v
    @user-kd8gh8re4v 8 หลายเดือนก่อน

    Bulox tmhrti hibkana akile hawey

  • @Naniblack-gn3iz
    @Naniblack-gn3iz 8 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉👍👍

  • @Selamfrom2022-ur3hz
    @Selamfrom2022-ur3hz 8 หลายเดือนก่อน +1

    Ata rekibkaya ta nay lbey

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ኣኪለ ሓውይ ካብ ልቢ እየ ዘመስግን ንትህበና ትምህርቲ ብምቅጻል ብዛባ መረት ወይ ገዛ ኣብ ዩጋንዳ ከመይ ገይርካ ትገዝእ ኣፍልጦ እንተለካ ሓበረታ ክትሰርሓልና ብዝያዳ ኣብ ነውሕ ስለ ዝገበረካ ሓበረታ ይህልወካ ካብ ምባል እየ ብውልቀይ ዝኣከብዎ ኣሎ ግን ኣካሊ ኮይኑ ስለ ዘይተሰማዓኒ እሞ ንትገብረልና ምትሕብባር የመስግን 🙏🙏🙏

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 8 หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂😂
    nay haki memhr part tow gbrela😅😅😅

  • @meksebmebrahtu5828
    @meksebmebrahtu5828 8 หลายเดือนก่อน

    Behaqi zetmele ila uyyyyyyyyyy eway ane huqeyyy

  • @faniabraha1697
    @faniabraha1697 8 หลายเดือนก่อน

    ኣኽሊሉ ብተመሓላልፎ መልእኽቲ መቸም ንዝርደኦ ሰብ ዓቢ መልእኽቲ እዩ እሞ ቀጽሎ

  • @habenbrhane5852
    @habenbrhane5852 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉

  • @hakibrhan
    @hakibrhan 8 หลายเดือนก่อน

    Hakka zhawey

  • @user-xq3nl8ds5u
    @user-xq3nl8ds5u 8 หลายเดือนก่อน +1

    Ab africa zolos zibezihe miqibal tiray eyom zifeltu.

  • @semirasli2728
    @semirasli2728 7 หลายเดือนก่อน

    ሓዋላ ሰብ ኣልሚሱ

  • @fortunaghebrezghiamenkibri4460
    @fortunaghebrezghiamenkibri4460 8 หลายเดือนก่อน +5

    selam akhlilu ni teqrbo melikhti timhrti yketatelo ye aziu miharin fewasin naybi haqi ye zesniqeka eziea gina aygdn kab hawela mibals ni biealat elka genzeb aytetfu ente tikhewn mimerexku bi mrnfes bi aemro nebel mibelku ne xaedu kinmesl yeblna ember ni sdraka mihwal si sherhi u

  • @hbber5548
    @hbber5548 8 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ኡጋንዳ ንዘሎ ሰብ ካብታ ዘላትካ እንተዘይሰዲድካሉ ይመውት ኣለኹ ዩ ዝብለካ ንሙዃኑ ብዘይ ሓዋላ ክነብር ይኽእል ድዩ?

  • @Freeworld-k8r
    @Freeworld-k8r 8 หลายเดือนก่อน

    ኣኪለ ጽቡቅ ሓሳብ እንድዩ ግን ፡ጠንቂ ወይ Cause ክትዛረብ ኣለካ እምበር ሳዕቤን ምዝራብ ኣገዳሲ ኣይኮነን

  • @danm1829
    @danm1829 7 หลายเดือนก่อน

    ሰብ መጀመሪያ ንነብሱ ክነብር አለዎ፡ አብ አውድአመትን ፍሉይ አጋጣሚታትን ጥራይ ዓቕምና ንሓግዝ። ንዘናጋዕ vacation ንኪድ ንቡር ሂወት ንንበር

  • @maranata2383
    @maranata2383 7 หลายเดือนก่อน

    Tewaridna endina be hawala dea 😂😂😂

  • @kahsayaregay9856
    @kahsayaregay9856 8 หลายเดือนก่อน

    ወድዓዊትን መሃሪትን መደብ እያ ::

  • @meronmiryam3684
    @meronmiryam3684 8 หลายเดือนก่อน +1

    Eway hawala do belka ane beflay keselel krub terfeniy alo erefty zey belu hiwet koynu tewaredna entay kemnegeber eko tefena 😢

    • @seha8422
      @seha8422 8 หลายเดือนก่อน

      ezias natey ya 😢😢😢😢😢😢

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 8 หลายเดือนก่อน +4

      ገንዘብካ ከሲርካስ ሕይወትካ ከኣ ክትክስር ኣጆካ ብርትዕ ኣን ኣብ ጀርመን ይነብር ብዘይ ካ እቲ ሕምም ኩሉ ሰብ ዝኮነ ሓዋል ንሓወይ ፕሮሰስ ክገብረሉ ዝጀመርክዎ ገንዘብ 13ሽሕ ይሮ ሓደ ሰብ ኣዳናጊሩኒ ብዙሕ ሽግር ኣሕሊፈ ኣመለሰለይን ውን ብዙሕ ይጭነቅ ነይረ ሕጂ ግን ኣምላክ ይመስገን ረሲዐዮ ሰሪሐ ከምጸኦ ኢየ ኢለ ውራይ ስረሐይ ይገብር ኣሎኩ።

  • @user-cj2ws1iu5f
    @user-cj2ws1iu5f 8 หลายเดือนก่อน

    Nay bahaqi xbuq hasab eyu qexlo

  • @jonnyl9119
    @jonnyl9119 8 หลายเดือนก่อน

    Kendi tenki nay hadar xegem koynwo delo ab EU esu u😢

  • @temeikeshi
    @temeikeshi 8 หลายเดือนก่อน +1

    Ab Europe n Amerika ms atewu kabzi dea ab Africa yhaysh ybluka akili dima yxbbu kimaharu yeshegrom shiu Rasist eyom enabelka nrieska mtlal ykewin . Abey kemzklne processom felitom msti Hager zsemamae tmhrti kiwesdu entezxenhu zbelexe EU. Mbelku .

  • @zeritamare6392
    @zeritamare6392 8 หลายเดือนก่อน

    Bulux seb bulux hasab eyu zeqrib

  • @h.klearnchannel8490
    @h.klearnchannel8490 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ኢስራኤል ዝነብር መንእሰይ እዩ ከፊእዎ ዘሎ ። እንታይ ኤሮጳ ትብል😢

    • @Nataniya22
      @Nataniya22 8 หลายเดือนก่อน +2

      Hawey kulatna hade eba.abzi zelo seb ewun kab zeyblu eyu.zsedd Kulu chinket eyu.amlak dea selamu yewurdelna enber.nsdraka tray tetkewun keman dehan eyu yhwatka betesebka ezi kulu eyu xegem.

  • @berakidebesay3799
    @berakidebesay3799 8 หลายเดือนก่อน +3

    Bro ንነብስካ ከየደልደለ ክሰደ ፈትዩ ዘይኮነስ ተገዲዱ እዩ ኮ ንስካ ኣቃሊልካ ትርኦ ኣለካ መስለኒ ንኣብነት ክልተ ኣሕዋት ኣብ ኣፍሪቃ እንተለካ እሞ ቤተ ሰብካ ንሓደ ብፕሮሱስ እንተ ኣእቴዮምካ ንስካ ድማ ምስ ኣተካ ነቲ ዝተረፈ ሓውካ ክትሰደሉን ፕሮሱስ ክትገብሮሉን ጉዱድ ኢካ መን እዩ ሞ ክሰደሉ እተሓሰብካዮ ኣብ ከብዲ ጽጉብ የለን ጥሙይ ድዮም ዝብሉ ከምኡ ጌርካያ

    • @peacetoallofus7428
      @peacetoallofus7428 8 หลายเดือนก่อน +3

      Aklilu Entay yu zbl zelo bkemzi agebab si ayewaxenan eyu ab newih gzi kedakmenan ketfeanan trah eyu bhali eyu. Neabnet eti kedamay haweka ms wexe nebsu adeldilu 5-6 amet xbuk tmrti entezmhar niru nbel Emo neakan nsdra kab ab mexai knd mntay lewti kemxelka ekl. Ezi natkum gn hade etew keybele nabti hade eti hade kemeu ezi agebab teketilka ktmhar aytkl nebska ketebi aytkl. Tetehahizka mdrbay eya. Neabnet Ane zrio temokro kekafleka Hundawyan temaharo nab america Australia Europe bbzhi eyom masters degree wey doctorate kmharu zmexu. Eti ne tmrti zedlyom genzeb kab weledomn mekrebomn geza sheytom telekihomn 2 amet yemhrwom. Bdhri ezi 2 amet gn demozom Betaemi laeli eyu kebabi nay hade seb ab 3-4 amet zkfelo eyom ab hanti amet zetewuwo. Bdhriu keltifom netom eda ykefluwen Emo ne sdreom kea kabti zneberom geza nlaeli xbuk geza geziom xbuk genzeb yhbwom. Eti ztemahre kea zhashe Hiwet haliwo ne 20-30 amet yserh Emo Abi lewti ekewn abti biteseb. Abana gn sk ilka zeytekem seldi da tekefelka darga b trhu zeaynetu barya konka kab mnbar si xmm ilka gele Abi neger kum nger entezgeber Emo eti ebit/ lewti kea Abi mkone eyu zbl zelo koynu tesemieni zelo aklilu.

    • @tesfit2518
      @tesfit2518 8 หลายเดือนก่อน +2

      ኣተረዳእኻዮን ማለት ሃወይ መምህር ዝብል ዘሎ ንጉሆ ንጉሆ ኣትስደደሉ ንሱ ምኽንይቱ እንድሕር ወርሕ ከይኣኸለ ትሰድሉ እንተኮንካ ንሓውኻ ተሃስዮ ኣለካ ኣብ ክንድ ዝማራመር ዝሓስብ ዝማሃርን ከምዝዘይ ሓስብን ትገብሮ ኣለኻ ክንደይ ንርኢ ዘለና ክዳውንቶም ብሰርሓነታት ዝሕጽቡ ቡዝሓት ኣለው ንልተ ሰብ ይሕዋት እተልኹም ኣብ ደገ ብስምምዕ ዝደዱ እዩ ዝብል ዘሎ ምኽንያቱ ሰፍ ክትገብር ኣለካ

  • @amanuelluaul2161
    @amanuelluaul2161 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @missfreedom2143
    @missfreedom2143 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @suzisuzam5162
    @suzisuzam5162 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤