ዉፉይ ግን ክንድዚ ዝሕመ ዘሎ ናይ ድሓን ድዩ፧

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 105

  • @hailuweld
    @hailuweld 2 หลายเดือนก่อน +19

    ኣቱም ሰባት ውፉይ ኩሉ ዘረብኡ ኣብቲ እንኮ ጸላኢ እዩ። እዞም ቆሎ ጥጥቆ ክትዛረቡ ግዜ ተጥፍኡ ኩሉ ሓይልኩም ናብ ጸላኢ ዘይተድህቡ ውፉይ ነታ ደም ኣብኡ ዝሰተት ሃገር ህዝባ ብሕጊን ብፍትሒ ክነብር ዝቃለስ ዘሎ ተባዕ በዓል መትከል እዩ። ከምኡ ድከሙ ከም ኡ ስርሑ በጃኩም ንኩሉ ተዓዘቦ ነቲ ሰናይ ስዓቦ

    • @user-cw2yi3ne8x
      @user-cw2yi3ne8x 2 หลายเดือนก่อน

      ብራቮ ሃብቶም ኒዓይ መቸም ዚብሎም ኢልካለይ ንፉዕ ከምኡልኩም ባዕሊኹም ቀልሲዎ ቃልሲኹም ኣቱም መን ኢሰያት ቲሪኢዎም ኣለኹም ሓይሉ በርቲዑ ኣምላኽ ይሓግዝኩም

    • @teamemedhanie3669
      @teamemedhanie3669 2 หลายเดือนก่อน

      You are absolutely right dear brother but, unfortunately those people they have their own problems and they don’t have any ideas

  • @hidatteklom2411
    @hidatteklom2411 2 หลายเดือนก่อน +6

    ብሐቂ ቅንኢ ዓይነት እዩ ዝመስል ምኽንያት ክዛረቡ ከለው ይዓፍሩን ይንህሩን ስለዚ ገለ ውሽጦም ዝርብሽ አለዎም.

  • @user-vw9oz8dw2m
    @user-vw9oz8dw2m 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዉፉይ ከምዚ ኢሎም ዝቕዎምዎ ብምርካቡ በሊሕ መራሒ እዩ ንሱ ክምልስሎም የብሉን ንጉስ ሃለስላሴ ካበሉዎ ይግበረሉ ኣሜን ኣምላኽ ጽላሉ የብረሉ 💞💚💞💚

  • @FHaile-yf4ub
    @FHaile-yf4ub 2 หลายเดือนก่อน +3

    You are a young talented and brave brother! Ajoka👏🏽👏🏽👏🏽

  • @teumberhe4355
    @teumberhe4355 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ኩብር ሓው ሃብቶም ኩሉ ተቅርቦ ደስ ይብለን ንሓቂ ሓቂ ንሓሶት ሓሶት ብምባል እቲ ዘሎ ብግልጺ ተቀሚጦ ተባዕ መንእሰይ ኣጂካ ቀጽሎ እዛም ሰባት ብሓቂ ተቃለሰቲ እዮ ም እለ ኣይኣምንን ሓይሎም ሚንእኣስን ትዕቢትን ብደዖን እዩ ሰለዚ ግምት እንተዘይ ሃብናዮም ኣብቲ ዝህቡና ኣጀንዳ ኾለል እንተዘይበልና ዝሓሸ ኮይኑ እሰምዕኒ

  • @aronberhane6179
    @aronberhane6179 2 หลายเดือนก่อน +2

    great explanation well done this pont

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 2 หลายเดือนก่อน +6

    WUFUY JIGNA EYU👌👌👌👌👌

    • @teamemedhanie3669
      @teamemedhanie3669 2 หลายเดือนก่อน

      💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙

  • @Tusfai
    @Tusfai 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣፍ ምልኣት ልቢ ይዛረብ ውፉይ ሱቅ ተበለ ጽቡቅ እዩ ዝዛረቦ ብጉዳይ ጸላኢ ጥራዩ ዝዛረብ ንኩልኩም ብስሙ ክትነብሩ ጌሩኩም ከም ውፉይ ጌርኩም ሽም ኣምላክ ተትጽውዑ ዓለም ብምልእታ ሰላም ምኮነት ንውፉይ ዘክስሶ ወላሓንቲ ኣይርኣኩን ዉሕዉሕ ኣቢልወም ከም ኣክላባት 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️👍♥️

  • @elsabeyene4548
    @elsabeyene4548 2 หลายเดือนก่อน +3

    I really admire you young man.

  • @estifanostsemere3585
    @estifanostsemere3585 2 หลายเดือนก่อน

    ፍትሐዊ ኢኻ ብሐቂ ድሕሪት አይትበል።

  • @hidatteklom2411
    @hidatteklom2411 2 หลายเดือนก่อน +4

    መቸም አብዛ ሰዓት እዚአ ውፉይ እዩ ብቅዓት ዘለዎ.

    • @teamemedhanie3669
      @teamemedhanie3669 2 หลายเดือนก่อน

      Yes absolutely you are right he’s the best at this time

  • @user-ee1gn6zh6s
    @user-ee1gn6zh6s 2 หลายเดือนก่อน

    የአቐንየልና ብጣዕሚ ጽብቕቲ ግጥሚ።

  • @habtomtewolde2730
    @habtomtewolde2730 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሓቂ ምስክርነት

  • @KeseteKidane-eo5dd
    @KeseteKidane-eo5dd 2 หลายเดือนก่อน

    ንፉዕ፡ብጣዕሚ፡ጽቡቅ መደብ ደስዝብል

  • @nomoredictator7172
    @nomoredictator7172 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሃብቶም ኩል ግዜ ይከታተለካ እንደየ ካብቶም አለውና ንብሎም 1 ኢካ እሞ አጆካ ብፍላይ ግጥምታትካን ትህትናካን አጆካ ቀጽሎ አነ ናተይ ወኪለ ክዛረብ አብ ጎንካ አለኩ 💙💙💙💙💙💙

  • @muluefrezgi-xd2is
    @muluefrezgi-xd2is 2 หลายเดือนก่อน +5

    ሑቡሽ ሓሳድ ኣየ ኸየ !

  • @fishalehadera56
    @fishalehadera56 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሃብቶም፡ ሓደ ካብቶም ዘይሻራውያን ተባዕ ኤርትራዊ፡ ኣገናዕ።

  • @berhaneZewede
    @berhaneZewede 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሃብቶም ውፉይ ነዚኦም ክምልስ ግዜ የብሉን።

  • @oneday5636
    @oneday5636 2 หลายเดือนก่อน +2

    Well said

  • @estifanostsemere3585
    @estifanostsemere3585 2 หลายเดือนก่อน

    ቀጽሎ ዝሐወይ ብጣዕሚ ንፉዕ አቅራቢ ኢኻ ዝስማዕ ዘረባ አሎካ።

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 หลายเดือนก่อน +3

    Hnuk antay yewxae Afra wekarusahl nebihn kterfa ein kulu AB edna eu weyke felkat tfeltom eyom aklabat sahl korakur agdef❤

  • @MeazaCzestochowa-uc9jm
    @MeazaCzestochowa-uc9jm 2 หลายเดือนก่อน

    Medebkum giethiye mehellefi aytgberru wela kabhu nlaeli yshelem hadega themseth aikonen .wufuy adey marim mstom embaba meneseyat bkinata tishefnkum..kiselto ena nmne maranatha amen.

  • @user-hb6ri4mb1i
    @user-hb6ri4mb1i 2 หลายเดือนก่อน

    ጹቡቅ መልሰ አበሳ አዝኦም ጣይታ እዮም አይመርሑ አይምርሑ ዓቀፍት እዩም።

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 2 หลายเดือนก่อน +1

    Tsegem alewom ezom sebat

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 2 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome Wolodoy media

  • @semretberhane175
    @semretberhane175 2 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍

  • @FHaile-yf4ub
    @FHaile-yf4ub 2 หลายเดือนก่อน

    Admire your analysis. You are brave. Glad you are pointing the things that need to be improved.

  • @Mereb78
    @Mereb78 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዉፉይ ክጥንቀ ቐሉ ነገራት ኣሎ። ልቦና ይድሊ እዩ። ዘኸፍእ ነገራት እምቢ ክብል ኣለዎ። ኣኼባ መሪሕካ ማለት መራሒ ሃገር በቒዕካ ማለት ኣይኮነን። መራሒ ሃገር ይፈጥር እምበር ንባዕሉ ክፍጠር ጉጉይ እዩ።

  • @cellam1960
    @cellam1960 2 หลายเดือนก่อน

    ደንበ ዕግርግር ነብሱኹም አይተሕስሙ ናይ ፍትሒ አገባብ ቃልሲ የብልኩምን ነብስኹም ቤተሰብኩም ተአለኹም ይሐይሽ ተምጽእዎ ፍረ የለን

  • @mary-mary714
    @mary-mary714 2 หลายเดือนก่อน +2

    Ezieom tiblom zeleka sebat gn ab hasab aykonun kizarebu amsiyom jemirom kisab ziwdieu xerfi. Slezi niska kea haki fred neta betri ab maekel aytihaza

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 2 หลายเดือนก่อน +1

    መራሒ ክምረጽ ወይ ክህነጽ ይኽእል እዩ ።
    ኣብ ዲሞክራሲ መራሒ ክምረጽ ይከኣል ፤ ኣብ ቃልሲ ድማ ክህነጽ ይከኣል ።

  • @tedrostewelde287
    @tedrostewelde287 2 หลายเดือนก่อน +2

    Bravo❤❤❤❤

  • @FHaile-yf4ub
    @FHaile-yf4ub 2 หลายเดือนก่อน +2

    Wow, Nice job.

  • @shishaymehreteab3042
    @shishaymehreteab3042 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለሂወት የስመኣልና ሓውና ወለዶና ቀጽሎ

  • @raheltsehaye1852
    @raheltsehaye1852 2 หลายเดือนก่อน +2

    Wufuy jegena eyuuuu ❤❤❤

  • @tesfaymeles4614
    @tesfaymeles4614 2 หลายเดือนก่อน +1

    ትዛረቦ፡ዘለኻ፡ብሩህ፡መጻኢ፡እየ፡ክትብል፡ኣየደፍርን።

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቁዋም በይኑ ኣይሰርሂን፡ አንታይ ዳኣ ብሂዝቢ ክኽበብን ክኽብር ኣሎው።

  • @DesA12346
    @DesA12346 2 หลายเดือนก่อน

    እቲ ጌግኦም ንኩሉ ሰልጠነ ኢልዎ ዝብልዎ ከም ናይ ውፉይ ገይሮም ይዛረቡ ነይሮም ካልኣይ በቲ ናይ ሰልጠነ ጌጋ ዝብልዎ ኮላይ ነቶም ናይውፉይ ሰዓብቲ ኣልጊቦም ይሃርምዎም ነይሮም ። ግን ናቲ ኩሉ ኣልጊቦም ዝቅጥቅጥዎ ዝነበሩ ግብረመልሲ ክጻወሩዎ ዓቅሚ የብሎምን ድሮ ክበክዩ ጀሚሮም: ወይ ኣይዛረቡ ወይ ከኣ ንዝመጾም ግብረመልሲ ዓቅሊ ገይሮም ይጸበይዎ። እዚ እንተዘይኪኢሎም ግን ኣብዚ ሜድያ ክቅጽሉ ዘለዎም ተክእሎ ከም ተቃለስቲ ጸቢብ እዩ ። ኣብላዕሊ ኣለኹ ዝብል ሰብ ኣብታሕቲ ወሪዱ ክምልስ እንተጀሚሩ ኣብታሕቲ ብዙሕ ሰብ ስለ ዘሎ ብዙሕ ግብረመልሲ እዩ ዝመጾ ። ኣብታሕቲ ኬንካ ክትጻወሮ ድማ ኣይከኣልን እዩ😢

  • @mhretkesetemichael6115
    @mhretkesetemichael6115 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wufuy yxer alo abey emo nsu merihna ade Wufuy eyu nezi Menesey tesfa zhabom mkinyatu Hgdef nezom neashtu wolodo nay Hmamey sim kihbo Wufuy gn nay Emamey elwom tesfa zhabom eyu !!!!!!!!!!! slezi astewul Menesey haqafka aleli 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-sv6kw3gy5n
    @user-sv6kw3gy5n 2 หลายเดือนก่อน

    Tigage alecha....tehayaso alecha

  • @FHaile-yf4ub
    @FHaile-yf4ub 2 หลายเดือนก่อน +1

    Like your voice especially reading ….

  • @user-hb6ri4mb1i
    @user-hb6ri4mb1i 2 หลายเดือนก่อน +1

    እተ ጸረፍዎ ዊን መልሽልም አይፈልጥ እሰሰርሕ አሐሎ ግደፍዎ አሰተዉዕል ዓንቀፍቱ አይትኹኑ ።

  • @weldaygebru2777
    @weldaygebru2777 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ሓው
    ዳርጋ ብዙሕ ኢየ መደብካ ዝከታተሎ ሓደ ሓደ ግዜ ግን ላንጋ ላንጋ ኢኻ ኣብዛ ናይ ሎሚ መደብካ ንኣብነት ተስፍኦም ተስፋይ ሰማር ኣብዛ ሕጂ እዋን ትፍኦም ዘልምጹ ኢዮም ናቶም ክልተ ኣብዑር ክሳብ ሕጂ ሓሳብ ኣልቦ ኢዮም ስድታትን ድስፕሊን ኣልቦ ኢዮም ተፍኦም በላዒ ትፍኡ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ኣብ ሕማቅ ኣብ ዝወደቀሉ ተሓጊዙ ኢዩ
    ኣብ ውፉይ ንምጻእ ክሳብ ሕጂ ሕማቅ ኣይሰማዕክሉን ሓሳቡ ክሳብ ዘተረዳኣካ ዓቅሊ ክትገብር ኢዩ ዘለካ ብሩህ መጻኢ እንተኾንካ ነቶም ደሃይ ዘይብሎም መራሕቲ ብሩህ መጻኢ ግበር ውፉይ ይሰርሕ ኣሎ ክተተባብዖ ጥራይ ኢዩ ዘለካ ዝመስለኒ ዮዲት ብዙሕ ተዓዚብናያ ኢና ሕጂ ግን ሚዛና ይጎድለኒ ኣሎ ዮናስ ከም ውፉይ ትብል ኣሎኻ ንብሩህ መጻኢ ዋጋ ዘኽፈላ ዮናስ ቀናእ ደይ ኮነን ዮናስ እኮ ኣብ ብሩህ መጻኢ ተሓቢኡ ኢዩ ዝነብር ምስ ኩሉ ረሳሕ ቃላቱ ስለዚ ዎሎደይ ፕሮዳክሽን ንጻዕዳ ጻዕዳ ንጸሊም ጸሊም ክትብል ኣሎካ ኣብ መጀመርታኻ ኣዚየ ሰንቢደ ደሓር ቅሩብ ንጽር ዝበለ ሓሳብ ሂብካ ከምኡ ቀጽሎ ክብለካ እፈቱ ሎሚ ንቅድሚት ዝወስደና እምበር ኣብ ጥራሕ መዓኮሪ ሃለውለው ዝብልስ ግዜና መወድኢ ጥራይ ኢዩ ሰሰናዩ በርትዕ

  • @user-ee1gn6zh6s
    @user-ee1gn6zh6s 2 หลายเดือนก่อน

    ለባም ዘረባ ተዛሪብካ ብዛዕባ ዉፉይን ካልኦትን።

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588 2 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ዲኣ ንዉፉይ ክልኪሞ ኢዩ በዚ ዝኮዶ ዘሎ

  • @user-kd1co9cv2w
    @user-kd1co9cv2w 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጸቡቅ ዘረባ መንእሰይ

  • @berihbahabolom1639
    @berihbahabolom1639 2 หลายเดือนก่อน

    እዛ ወዲ መድያታት ውጹዓትን ዑቡሳትን ንኽተዕኑ እንዲያ ዳኣ መጺኣ

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 2 หลายเดือนก่อน

    Entay Rieto aleka Tesfaom dea

  • @zaidkifleyesus2196
    @zaidkifleyesus2196 2 หลายเดือนก่อน

    Xbuq ridiet aleka qexilo, qunue seb xegie nebsu kikewin alow.

  • @emanuelkifle1848
    @emanuelkifle1848 2 หลายเดือนก่อน

    Nice bro I like your idea 100

  • @sebletesfay3165
    @sebletesfay3165 2 หลายเดือนก่อน +1

    You should focus on hgdf instead of individuals .so sad.

  • @EliasTokla-io2uj
    @EliasTokla-io2uj 2 หลายเดือนก่อน

    Lezayi eka nsika

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche1335 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ነሩ ገሩ ካአ ሰልጠነ ጥራሕ እዩ ዝብል ክክክክክ

  • @mhretabasgodom5689
    @mhretabasgodom5689 2 หลายเดือนก่อน

    ላለካ ኒ ዉፋይን ሰልጠንን ዝጸሎም ሰብ የለን ናኣዘብካ ኣለና

  • @kiros123
    @kiros123 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንታይ መስለካ ኩቡር ሓዉ ን መራሒ ምንቃፍ ንቡር እዩ፡ ንዉፍይ ኣይትንቀፍዎ ንሱ በታ ዓቕሙን ዝመስሎን ይከይድ ኣሎ እንተኺልኩም ከምቲ ናቱ ስርሑ ትብል ዘለኻስ ናይ በሓቂ ዲኻ ከምዚ ኢኻ ትሓስብ፡ን መራሒ ደኣ ትነቅፎ እምበር ሓመዱ ንላዕሊ ትገብሮ፡
    ን ኣብነት ሲ ንተጋሩስ ንደብረጺየን ኣይትንቀፍዎ ወላ ናብ ገደል የእትወኩም ትብሎም ነርካ ማለት እዩ።
    በዚ ኣተሓሳስባኻ ናብ ጥፍኣት ኣንዳ መራሓካ ዘይ ነቀፍካዮ ደኣ ምሰጥፈኣካ ክትዛረብ ማለት ዱ፡
    ካልእ ኣብነት ን ሓደ ሃያሲ ደፍስ፡ ንባዕልኻ ቅድም ግጥሚ ግጠም ክንብሎ ማለት እዩ በዚ ናትካ ሎጅክ፡ ምናልባት ን ዉፉይ ዝመረጺ ሰብ የለን መራሒ ኣይኮነን ትብል ተኾንካ ከ፡ ዉፉይ ዝገብሮ ዘሎ ከም መራሒ እዩ ዝንቀሳቐስ ዘሎ ቡዙሓስ ደቂ ኣውራጂኡ ዪስዕብዎ ኣለዉ ንሱ ከኣ ከም መራሒ ኢዩ ዝእክቦም ዘሎ ምስቶም ዓሌታውያን ከኣ ክስሕቅ ይውዕል ኣሎ ስለዚ ዉፉይ ዕሌታዊ እዩ ዓሌታዊ ከኣ ህዝቢ ክመርሕ ዘይኮነ ህዝቢ እዩ ከባልዕ ዝኽእል፡
    መተሓሳሰቢ ፡ጸቢብነት ድሕሪ ግዜ ነብስኻ እዩ ዘጥፋካ፡እዞም ኣከለጉዛይ እና በሃልቲ ኒሕና ጥራይ ኢና ንመርሕ ዝብል ሓሳብ እንተሓሊኩም ምስ ግዜ ከምዛ ን ህዝቢ ትግራይ ዘጋጠመቶ ጆነሳይድ እያ ከትጋጥመኩም ምኽንያቱ ብተደጋጋሚ ጽልኢ ኣብ ልዕሌኹም ክስበኽ እዩ ጽልኢ ናትኩም ኣብ የእምረኡ ዝኸዘነ ወለዶ ከኣ ሓደ ግዜ ከጥፍኣኩም እዩ እዚ ሎጅክ እዩ ኣብ ዓለም ዝተራእየ እዩ ፡ኣብ ርዋንዳ ፡ኣብ ትግራይ፡ ብሓፈሻ ዉሑዳን ብዘይ ዲመክራሲያዊ ኣካይዳ ክመርሑ ምስ ዝጸንሑ ድሕሪ ግዜ ኣብ ልዕሊኦም ጆነሳይድ እዩ ዝፍጸም፡እቶም ኣፍልጦ ዘለዎም ከምበዓል ሲራክ፡ሰምሃር፡ተስፋይ፡ዮናስ ከኣ ፖለቲካ ስለ ዝርደኦም ሕጂ ዓገብ ይብሉ ኣለው።

  • @eumungueush7209
    @eumungueush7209 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኤርትራዊያን ኣይመርሑ ኣይ ምርሑ ኣይመርጹ ኣይምረጹ ኣይተረድኦን ቅንኣት ሕሰዳ ቂምታ ትዕቢት ተዋሪሰሞ

  • @sirakessayas3686
    @sirakessayas3686 2 หลายเดือนก่อน

    Ata nska eritrawei mukanka bkemey nfeltt entay yu eti melhaska abey dika abeika

  • @simonm.7755
    @simonm.7755 2 หลายเดือนก่อน

    Bravo ሃብቶም። ኣነውን ከምናትካ ርእይቶ ኣለኒ። ብዛዕባ ውፉይ ክመርጽዎ ኢዮም/ መራሒ ክገብርዎ ደልዮም/ ካባ ጌሮሙሉ ዝብሉስ መን መሪጽዎ? እንትይ ኣምጽኦ እዚ ኹሉ? ኣነስ ብጣዕሚ ሓዝነ።

  • @mhretkesetemichael6115
    @mhretkesetemichael6115 2 หลายเดือนก่อน

    Ezi Awuraja mbal gdefu bejakum nwulke seb zbelwo aytdgemo bzaeba Wufuy tray reayu nsu hanti Eritrea yqales alo

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 2 หลายเดือนก่อน

    Ezi zblwo zelew kemti zbehal Werqin Hatsinn Tetsarifens Hatsin Nwerqi Ati Merat elata Mknyatu Tserfi senatla eziaom kea hmam zelewom tserfi sle zseanlu eyom emo ( konto hasab Eu ) zlewom

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 2 หลายเดือนก่อน

    Rgumat hzbi ayserhu ayasrhu kem wedi mobae kenxilom asadidom abzey himamu zebxhuwo hji kea nWufuy eway zeyhalfela hager weriduwo eseyas 😭😭😭😭

  • @asmaratube6646
    @asmaratube6646 2 หลายเดือนก่อน

    ዝኾነ ሰብ ንውፉይ ከም'ዚ ኢሉ ተጻሪፉ ኢሉ ሺዲዮ ዘምጽኣልና ሰብ የለን።ስለ'ዚ ብዛዕባ ውፉይ ብዙሕ ትዛረቡ ሰባት ዓገብ ክብለኩም እፈቱ።

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde1815 2 หลายเดือนก่อน

    Eritreawi ayele afle ayserh.aysrh.hsdna mliewom eyu kndi wfuy zmexe seb yelon ktqalesu gday zetbhesu dqurna ab Eritreawi .mas ikum ktmaharu 35 amet hade senay kgezakum zeteqawemkums nhade wfuy ktqawemu ktargu ikum mhret yewrdelkum etom hasadat

  • @berihbahabolom1639
    @berihbahabolom1639 2 หลายเดือนก่อน

    እውይ እዛ ወዲ ኣጀንዳኪ ፍሉጥ

  • @sebletesfay3165
    @sebletesfay3165 2 หลายเดือนก่อน

    Why did you wait till know you should ask him instead of keep saying that you have a question repeatedly.

  • @letehaimanothaile1642
    @letehaimanothaile1642 2 หลายเดือนก่อน

    Aytgage habtom wfuy Kab meda zabi mis hizbi yrakeb alo eti bzuh hto yhatwo ymls wn alo

  • @hiwetghebreab8159
    @hiwetghebreab8159 2 หลายเดือนก่อน

    💯💯💯✌️

  • @tsigabberhe2387
    @tsigabberhe2387 2 หลายเดือนก่อน

    ንዉፉይ ናይ ሃለውሎው ዘዝበልዎ መጺእኻ ሃለውለው በል ማለትካ ብዙሕ ዕላማ ናይዞም ሰባት እዚኣቶም ከም ዘይተረዳእካዮም እዩ ዘመልክት።
    ክትፈልጥ ኣብ ዝኾነ ናይ ህልኽን ቅንኢ ዝፈጠሮ ስሚዒትን ማኣዲ ፉጹም ዉፉይ ክሳተፍ ኣይግብኦን እዩ። ንሱ ዘይኮነ ናባኣቶም ክምለስ ንሳቶም ሰሪሖም ከርክብዎ ማዕዳ ሃቦም። ንሱ እዩ እቲ ሓቂ።

  • @tecleberhanmengistu2300
    @tecleberhanmengistu2300 2 หลายเดือนก่อน

    ወለድና ክምስላ ከለዋሲ"ተጽግበኒ ቅጫሲ ኣሞቅልኣ ከላ ይፈልጣ" ይብል: መሲልካ እንታይ ኣምጺእካ ንዝብል ሕቶ ካብ ዓይኒ ህዝቢ ዘምልጥ የለን ስለዝኾነ ኢዩ ከኣ ኣብ ልዕሊ በየነ ገረዝጊሄር (ውፉይ) ኣብ ኢሮጳ እናነበረ ብዋርድያ ክንቀሳቀስን መንእሰያት ናይ ኣምልኾት ምልክት ስእሉ ኣብ ካናተራ ኣብ ኣፍልቦም ጠቂዖም ክኸዱን ገብ ዘይበለ ናይ ስልጣን ድኣምበር ናይ ፍትሒ ጽምኢ የብሉን::እንተኾነ ናይ (ዉፉይ) ንሱ ጥራይ ኣይኮነን ንሓደ ፍትሒ ከምጽኣልካ ይቃለስ ኣለኹ እትብሎ ሕብረተሰብ ኣዕኑድ ባህሉን ስነምግባሩን ዓነውነው ኣቢልካ እናፍረስካ ታሪኹን ክብርታቱን እናዘናጠልካን ነቶም ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ብሓባር ተቃሊሶም ዋጋ ዝኸፈሉ ኣህዛብ ምስ ጋኖት ኣሻሪኻ እናበታተንካን ዝመጽእ ፍትሒ የለን::
    ሃብቶም ዳርጋ ሓያል ገረ ኣለኹ ካብ ዝከታተለካ ኣብ ጉድለታትን ገጋታትን ኢዩ ኢልካ ኣብ ዝኣመንካሉ ኣብ ኝንቃፍንናይ ምእራም ተበግሶ ምውሳድን ብዘይ ኣፈላላይ ፖለቲካዊ መርገጹ ብዘየገድስ እሞ ኣጆኻ በርትዕ ቀጽሎ ::

  • @yoseifberhane4754
    @yoseifberhane4754 2 หลายเดือนก่อน

    ❤😂💯👍

  • @user-tf5pw5mr6t
    @user-tf5pw5mr6t 2 หลายเดือนก่อน

    ብዛዕባ ወዲ ንጉስ ጽቡቅ ገምጊምካያ ኣለካ ኣብ ዝኣምነሉ ውደባ ክይርነፍ ኣለዎ እንተ ብዛዕባ ሰማርን ተስፋይን ግን ንዕንወት ሕብረተሰብ ተበጊሶም ዘለዉ ኮይኖም ኢዮም ዝስሙዑኒ ።

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 2 หลายเดือนก่อน

    💙💚💙

  • @estif03
    @estif03 2 หลายเดือนก่อน +1

    ውፍይ እንተ መሊሱ ኣብደረጀኦም ክወርድ እዩ ስለዚ ክምልስ የቡሉን

  • @habtamumanchesterawi1833
    @habtamumanchesterawi1833 2 หลายเดือนก่อน

    ፈራሕ ኣይትኩን😁😭

  • @FHaile-yf4ub
    @FHaile-yf4ub 2 หลายเดือนก่อน

    Keep it up….

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 หลายเดือนก่อน

    Manatu sahl tfeltun EU hitarkum

  • @user-sh8gh9gd2t
    @user-sh8gh9gd2t 2 หลายเดือนก่อน

    ግን ሃብትየካ ውፍይ ኣባል ብርህ መፃኢ ዶኦ ኣይ ኮን ንምታይ ብርህ መፃኢ ኣልዒሎም ዘይ ዛረቡ ሕብኡ ኣጆዳ ኣሎዎም ኢለ ኢየ ዝኣምን

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 หลายเดือนก่อน

    Radi atum EU anaxu dea antay tmrhe tray kem kelbi tnabhe❤

  • @tsigabberhe2387
    @tsigabberhe2387 2 หลายเดือนก่อน

    መሚድያኹም ኣለኩም ተሃናኾቱ ምባልካ ንዓኻ ምባልካ ጌጋ ትብል ኣለኻ። ምኽንያቱ ከም ተቓላሳይ ካብቲ ምትህኑኻት እቲ ቃልሲ እንታይ ይኸስብ? ከም ባዓል ሚድያ ዘለዎም ጌጋታት ኣሪሞም ናብ ሓደ ንኽመጹ ብዓቕምኻ ክትምዕድ ይግባኣካ።

  • @user-cw2yi3ne8x
    @user-cw2yi3ne8x 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሞ ኣንታ ሃብቶም ዮናስ አኮ ይጺሕፍ አቲ ዚጺሕፎ ኣይደገፊዎን ይቃወምዎ ከመይ ገርካ ዉፉይ ዋላሓደ ዘይበለ ልቢ ዝልቡ ሱቅ ኢሉ ስርሑ ይሰርሕ ኣሎ ከመይልካ ማዕረ ክራኣይ ይካኣል አምበር ዉፉይ አንተተጋገየ ኣይኮነን ኒሱ ምዚኩሉ ዚሰትሖ ዘሎ ካልአ አካ ይጋገ ዝሰርሐ ኢዩኮ ዝጋገ ግን ከሙኡ ኣይኮነን ዘሎ ኣብ ሊዕሊኡ

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 2 หลายเดือนก่อน

    Tebeka mengo mengo
    Nigega gega mbal entay xegem
    Men eyu merahi gerwo
    Entay euu tihzto ke

  • @mebrattesfaye179
    @mebrattesfaye179 2 หลายเดือนก่อน

    Who are you?

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 2 หลายเดือนก่อน +1

    ANE KEMAKA KEZAB SEB RIEYE AYFELITIN. KULO GHIZYE NAY MASTIKA KURKUR IKA. WUFUY SEB YENIQIH ALO SILEZI NATU GUDAY EYU KITIBIL KELEKA LEKBAT IKA👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 2 หลายเดือนก่อน

    Kulu giziye zereba kitqomil, eski bi hgdf tezareb😎😎😎

  • @ghebrehadgu3479
    @ghebrehadgu3479 2 หลายเดือนก่อน

    Articulate!!

  • @kibromsweden2756
    @kibromsweden2756 2 หลายเดือนก่อน

    ርአይቶ ኣይትሃቡ ኢያ ተስምዕ አዛ ርአይቶኻ ,ግድን ዲዩ ክትውደብ ዘለካ ርእይቶ ክትህብ ?

  • @hailetesfu2092
    @hailetesfu2092 2 หลายเดือนก่อน

    እዛ ሚድያ ንባዕልካ ጥራይ ኪትዛረበላ ድኻ ከፊትካያ በል ገደፍናካ እንታይ ኪንሰምዓልካ ።

  • @luwam436
    @luwam436 2 หลายเดือนก่อน

    Ata awna antay himak eyu geyru wufuy wufuy ziblu habirna nikales sile zibele aziom ab TH-cam metsiom bijeka tserfi antay geberti eyom neti waga zikefil zelo zeygedfwo antay geberti eyom

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste2461 2 หลายเดือนก่อน

    Xsbuk hasab eka hibka ntewesaki gn bwegeney sgab hji welahanti gega ayrekebkulun nwufuy sukilka mnkaf kea hatyatyu semar hjs wala 100 kab 100 knue yhalu wufuy knnekfo meselnayu ybl neru wey shgr 😂😂😂

  • @teklehailu6924
    @teklehailu6924 2 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ቆልዓ ድሓን ዲኻ ሰልጠነስ ንሱ ዝበሎ እዮም መልሲ ሂቦሞ ትብል ትጋገ ኣለኻ መጀመርያ ንሶም እዮም ንውፉይን ኒሰልጠነን ኣልዒሎም ዝምንጭትዎም ዝነበሩ ያዓኺ ፈሊጥካ ተዛረብ እቧእ!!

  • @zewdishiko
    @zewdishiko 2 หลายเดือนก่อน

    You are jealousies, hasadat budatat kenaat eiyom.

  • @miribaba1476
    @miribaba1476 2 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍