Meron I appreciate for the civilized communication media you created. No matter where the stand of the debater is, Meron has respectfully gave everyone a chance. Semhar is too good to debate with Michael, because he is no where close to her. I believe his brain stooped working after 1994 when he was called to go to Sawa. Ghidey is a just person but he needs to control his emotions. But please identify who to call to this media from the supporters of the totalitarian regime in Eritrea. But keep it up, Meron, the visionary young man.
She is so smart and we need more people like her
ብጣዕሚ ጽቡቅ ክትዕ፡ ኩላቶም ተቃውምንቲን ደገፍትን ከምዚ ኢሎም ብትዕግስቲ እንተዝካትዑ ቀደም መፍትሒ ምተረኽበ።
سححقايو
❤❤❤❤
نببحقابمشطراي
Michael,Great analysis and humble .
Wow Mickey I feel your pain.i feel sorry for them They are not going to get it Eritrea WAYMOT 🇪🇷 💯
Meron I appreciate for the civilized communication media you created. No matter where the stand of the debater is, Meron has respectfully gave everyone a chance. Semhar is too good to debate with Michael, because he is no where close to her. I believe his brain stooped working after 1994 when he was called to go to Sawa. Ghidey is a just person but he needs to control his emotions. But please identify who to call to this media from the supporters of the totalitarian regime in Eritrea. But keep it up, Meron, the visionary young man.
ብጣዕሚ ጀግና ሰምሃር። እሾኽ ብበላሓ ትፍጠር ዝባሃል ❤
S thanks kulukum semhar bravo
Semhar very mature and excellent discussion keep up the good response and input you provided to the meeting
ምስጋና የቅርብ ።እህዎት
Semar sister thank you so much 💚💚💚💚💚💚🗝️👍🏿
ሰላም ሜሮን አነ 79 ዕድመይ፡እዛ ቃል ተረድኡካ ትደጋገም ከይተዛረብካ ተረድኡካ ዘሕዝን ዓገብ ዝብል ተሳኡኑሐደራኻ ጠጠው አብላ ፡ ትም ጥዑም፡
Hawi Henek EriPM ymesil
Mickey I am proud of you.🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Knowledge is Experience everything else is information""
Semhar ur so smart, semie axegbekin.
አንበሳ ጓልአንበሳ ዋእሮ ሰምሀረይ ጥእና ይሀብኪ አጆኺ
ሜሪ ዓርከይ እታ ዝሓሸት ናይ ክትዕ መደብ ነይራ : : በጃኻ ሜሪ ዓርከይ እዚኣ ከም ምሕጽንታ ከቅርበልካ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ብስል ዝበሉ ሰባት እንተተቅርበልና ደስ ምበለ ነይሩ: : ምስናይ ኣኽብሮት ዝዓርከይ የቀንየለይ
ሰምሃሪኖ ደስ ዝብል ስነ ሓሳብ ቀጽልዮ ብዙሕ ካባኺ ንምሃር
ሰምሃረይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ❤❤❤❤
ሰምሃር ብጣ ዕ ሚ ንፍ ዕ ቲ ጽቡቅ መግለጺ ከማኺ የብዝሐ የን እዚ. ሜሮን ዝ ብሃል ግን ተቃዋሚ ድ ዩ ዒ ንክላሎ መትከል የብሉን
Anit hawina ab hagerna bijeka iseyas segem yelen
ሰምሃር ሽኮር💝💝💝
Semehar Smart seb eti haqi kulu gelixato🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ሚኪ ወዲ ማአዶ አንታይ ኮለል ትብል ትክኢልካ ዘይትዛረብ ፡ዓደቦካ በሪሱ ከሎ ቅሩብ ለውጢ የድልየና ኣሎ በል ፡ሶ ሜሪ ቀጽሎ ኣጆካ።
ሰምሃር እዞም ሰባት ናዓኺ ዝምጡኑ ሰባት ኣይኮኑን
semihar and meron xbuk hasab alekum eritrawi ab adu keynebr zitekelkele bi mengsi eritrea ember bnay dege xilwa aykonen
ሰምሃር ስማርት ዕድመ የሃብኪ
😂😂😂
Kkk kemi geru tekebiliwom ziresegogu meles entay hasibuuuuuu
Semhar, the little you know. Keep it for it your self. You are disrespectful person I have seen.
Semhar kabeten belahti btami aye zfetwa kulu tzarebo zereba mara bslti seb aya ❤
Bright Semhar teach him if he is prepared to listen.
Semhar abay seb zeythlel lebam bealti hlna smart teqalasit haftey thank you. Kemaki yibzeha . God bless you❤❤❤
ኣዝየ ይሓዝን ሚኪ ደጋፊ ኮንካ ክትምጉት
Semu jegna haftena!
ስላም ስላም ይሕዋት።ሚክ ሓደ ካብቶም ኢንዳስመዑ ዝጸመሙ ኢዩ። ብዝኮነ ኣብ ቀጻል ምስትዋዓል ከድልየና ኢዩ።❤❤❤❤❤❤❤❤
@@Bisheleibrahim-hz9jn 😍❤️
ሜሮን ምዕቡል ኣገባብ፡ ኩሉኹም ብምክብባር ሓሳብኩም ምሃብ ዝንአድ እዩ።ቀጽልዎ ።
ባይቶ ዘለወን ሀገራት ነቲ አባል ባይቶ ክስማዕ አይረአን ሰምሀር ሰምዖም ብርእሶም እዮም እቶም ላዕለዋይ አካል ዝፍጽምዎ በጃኪ
ጎበዝ ሜሪ
Merone 🇪🇷🦁👍
Miki hawna halowlew ika tbil zeleka
Kwamn ay konen zedlizelo lewti bmedartu srat hemasen ktdrbe alwo❤
ብራቮ ሰምሃር ጋለይ ትኩርቲ ኢኺ መአረምታኺ ብጣዕሚ ጹቡቅ ፣፣
Semhar,
Great narrative from your end! Would you please contact me if you can?
Semhar sei bravissima sei colta mifa piacere tanto. Forza continui così ❤💙🌹🌹🌹🌹💖💖💖
ሰምሀር ብስነስርዓት ዝዓበኺ ብስልቲ ቅንዕቲ ኃያል ተቃላሲት ኢኺ ! ብአኺ ንኾርዕን ንሕበንን።
Bravo semhar befletet tezarbi
Why there is no parlama in Eritrea
ሰስምዑ እንዶ አይትሸገሪ ሐንቲ ነገር እንዶ ይብጻሐያ ኩላ ሰብ ስቅ አይብሉን መንእሰያት
ኣነ ዝገርመኒ ምስ ከምዚ ሚኪ ዝበሃል እቲ ኩቦ ጥሒሉ እቲ እምኒ ጸለል ኢሉ ዝብል ህልከኛ ኮለል ከብለኩም ከተፍቅድሉ 😠
ሜሮን ኣብ እምኒ ማይ ኣይተፍስስ ምኽንያቱ እንዳፈልጡ እዮም ምኽንያቱ ኣብ ገጹ ይንበብ ኣሎ ውሽጡ ከምዘይኣምነሉ ግን ብናጽነት ሓሳቦም ክገልጹ ኣይፍቀኦምን እዩ ኣብ እንዳ ህግደፍ
ሜሮን ሓወይ መጀመርታ ሰላም
ንሓንቲ ሃገር ንነዊሕ እዋን ከንብራ ዝኽእል: ሕግን ሕጋውነትን እዩ:: ኤርትራ ግን ብኸምዝ ዝመርሓ ዘሎ ኣካይዳ: ሕጂ ጥዕም ሕማቅ ኢና ንርኢ ዘለና: ብሕጂ ዝመጽ ሕማቅ ግን : ድኸፍኤ ሕማቅ ናይ ሕማቅ ክንርእን ክንሰምዕን ኢና:: ጸባ ከይሓቆንካዮ ልኻይ ኣይየውጽኣልካን እዩ: ንሕማቅ'ውን ሕማቅ ስለትገብርን ትሓስብን ኢኻ ሕማቅ ተምጽኦ::
እዚ ሜሮን ዝበሃል መርገጺ የብሉን ሓደ ለባ ኢዩ ምስ ከዳ ዓ ት ኢዩ ዝ ደናገጽ ኣብ ዝበጽ ሖ የብሉን ክ ዋረድ ኢዩ.
ሚሮን ኩሉ ነገረካ በታሄዋክ አኻ ተዛረብ ከልተ ለቢ ሒዘካ ኣይትኺድ. ኩሉ ገዝይ በስሜኣት መዘራብ ዋጋ የበሉን ካብ ሰባት ሓሳብ ወስዴኻ ሓሳበካ ኣማኤበሎ
ኤርትራ ክትሐዊን ክትድበስን እንተኾይኑ !ከም በዓል ሰምሀር ይብዛሐልና።
ሰምሀር ዕድመን ጥዕና ን ይሀብኺ።
ኤሜሪካ ዋላ ከም ሃገር ይእመኑልና ኣብ ርእሰምርኮሳ ንኸይንኣምንን እቲ ዝደልይዎ ንግዳዊ ሽርክነት 75%/25% ክኸውን ኣለዎ ኢሎም ኢዮም ዝእዝዙ እንፈገና ኣብ ሃይማኖትን ተመሳሳሊ ጾታ ምምርዓውን ዝብል ጸቕጢ ስለዘርእዩ ኢዩ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ኤመሪካ ርሒቑ:
Ezi meron lekbat eyu
ንእሰያስ ለውጢ ክገብረልካ ምሕሳብ ፖለቲካዊ ዕሸልነት ኢዩ
ሰምሃር ጽቡቕ ተንተና
Gaztasenfelal tenbar EU awurn denkoro EU neru ay tewldkumn nhna ena znebrnaio ay theswu anberkumn znebru wey znebrna htetu ktfeltu❤
Hayal dona
እንታይ ማለት እዩ ሀገር ክትህሎ የብላን ድዩ ትዘረባኩም ሀገራት ክስገደሎም አለዎ አነ ናጽነትካ ዘይደልዩ ሀገራት አለው
Semhar malet belah 💪🏿💪🏿💪🏿
ሰምሃር ዋዕሮ
እዚ ሚኪ ዝበሃል ወዲ ብዙሕ አይፈተክዎን ብሕልና ዝተረትዓ ሐሳብ ክፈሊ አይከአለን ለባም ለባም ክመስል እዩ ዝሐስብ ደሎ።
እዚ ሜሮን ንስራዓት ሸፋቱ ድዪ ኡሱራ ይፈቱሑ ዝብል ሕቶ ቁኑዑ ድዪ?
ሰምሃር ንፍዕቲ ኣስምዕዮም እዞም ባራዩ ጠዋያት እንድዮም ኣበይ እኳ ከይርድኦም 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Tekxaxrat enber hansa ela mexa si wa
Semhar bravooooooo
እዚ ሜሮን መትከል ዘይብሉ ኮለለ ስድነት ዘረባ እዩ ጥራይ እዩ
ጽላኢ ኣለና አንተ ኢልካ ጽላኢ ዘይብላ ሃገር የላን. ኣርብዓተ ነጥቢ
Sudan is each other we are different country with ethiopia
Ata entay Aynet degafay eu mister colol
Miki jigna,
ትንፈር ኣይትንፈር ጠል እያ: ዝዓይነቱ ኣዘራርብኡ ሚኪ::
ሰምሃር ብጣዕሚ በላሕ ሃገራዊት
መንእሰይ። እቲ ዝገርም ምስዚ
100 ዓመት ድሒሩ ዘሎ ብትዕግስቲ
ከተረድእን መልሓሱ ንኽሕይኽን
ምግባር ቀሊል ኣይኮነን'ሞ
ቀጽልዮ ።🙏🙏🙏🙏🙏
ንስካሰ ዘይሕጋዊ እንዲካ አብ መሰል ዘለዎ ሃገር መጺካ እምኒ ትድርቢ ናብ አቦካን አደካን እትሃር ሃላዉ
ናይ ስዳን አልካ ክትሕት ከለካ ሱዳን ናይ ዊሽጦም አዩ ናይ ኤርትራ ግን ቢዊልቂ አዩ
This guy is not ready for debate where he’s coming from. He need to understand the politics well
Good job guys thank you Semhar well said
Semharey nfeti jigna
❤❤❤❤❤nice 👌
Barayo hgdef haqi zqbel aimoro yeblomin which is sad
ሃገራዊ ኣገልግሎት አብ 1991 እዩ ተጠኑሱ እንተ ትብል እዛ ፎንጎጽ ሰማሃር እንምበር ታአውጁ ምባላ ገሪሙኒ፣ ዳሓር አብ google አሎ ትብል አላ አብ ጉጉል መንዩ የእቲዎ? እዛ ሰበይቲ ቁሩብ ሰኽራ አላ
Ethiopia ኪሚታ ናሂና አብ ዊጊኢ ኢ ናሀሊው ፒሪሊማ ሲሪሖም ደው አየቢሎን አይቢላን
Kab iseyas ziabi igeda yelen
ህዝቢ ተኽቢርካ ክቡር ኢኻ
ሰምሃር you're trying to get mistakes.. You make it as a big deal.
Semhar, if I were you I wouldn’t come with comments, about people’s English skills . You came to make a big deal of the words that gentleman used.
Bravo Miki Eritrea First ❤❤❤❤❤❤❤ abei emo
Indeed Eritrea us first ❤
ሜሮን ሕንቁቕ መቓልስቶም ሓቲቶም ዘይተመለሰሎም ንዓኻ ክሰምዑኻ ክክክ።
Nskin izen hade klte belahti dia mehariom imber brisom zeykonu bsimit tegaru bzmeharwom iyom znqesaqesu
እዞም ተቅመርቲ ዝባሃሉ ትርጉም የብሎም ኩነታት ዓዶም ዝይፈልጡ ብዛዕባ ኩነታት ትግራይ ኢኩም ትፈልጡ ስለዚ እንታይ ይገብር ህዝቢ ኤርትራ ንዑኡ ይምልከት ትም በሉ ለቅማጻት
ስቅ ኢልኩም ወይ መማሐየሸ አምጽኡ ሰምሀር እስማርት ነቶም ካሎኦት ምድናቅ አነ ሜሮን ንከታተሎ ንፉዕ እዩ እዚሐደ አይፈልጦን ግን ኩሉኩም ሐልዮት ሕዝብን ሀገርን ኢኩም ዘለኩም ምርድዳእ
ኗይ.6.ወርሒ.አብሰራዊት.ዝነበሩ.አዪም.ነይሮም
Degafi hegdef adgi
😂😂😂👎👎
@@sarajoh313 mekan dergi dekilu zegdfekum abey reshi kehelwekum dik amnezratat xomaket
@@erhjkbት ስድነት ጸርፊ ኣብ ገዛኻ ገዲፍካ ብሓሳብ መልሲ ሃብ ክቡር
ተልሜዴን ፖሎቲካ
መሮን ፐጅካ tiktok ታግ ግበረልኖ
እስክ ዶ ሕልና አለክ ድዩ ናዓክ እየ ሰመሃር
ንሰክ ድአ ኩሉ ግዜምሰተጋገክ ኢንዲክ ለክባጥ
አታዚ ደንቆሮ ባርያ አይርድኦንዩ ዚ ባርያ
❤❤🌹🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ክትዕ ምስ ሰናይ ኣኽብሮት ኩሉኹም የሐዋት በጃኻትኩም ህድእልኩም ተኻትዑ
ሰምሀር ሽኮር እስከ ማሀርልና ነዞም የዋሀት ደቂ ኤረይ። 🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙👍👍
ከማኺ ዝበለ ኣብ ኤርትራ ቦታ የብሉን ክም ብዓል ሚኪ መዳናገሪ ጥራሕ እዮም መልኦም
ርእስኹም ብልክዕ እዚኣ እንተኾይኑ ትሕዝትኣ ኣይቅየመልኩምንየ ። ተደሊልኩም ዝመጻኹም ከይትኾኑ ግን ይጥርጥር ።
ብእገዳን ብወራርን ብዓሎቅን ሃገር እንዳተጨፍጨፈትስ ፡ ተራእይኩም ቁዋምዶ
ዲሞክራሲዶ ኢልኩም ትሓቱ ? ኣንጻር ተጻባእቲ ሃገር ኣወንዚፍኩም ንነቃዓት ሃሰው እንዳበልኩም ኣብርእሲ ጸገሙ ብዓይኒ ተበላጽነትን ሸለልትነትን ትገብርዎ ዘለኹም ዋጋ ከኽፍለኩም እዩ ። ገለ ከየበርከትካ ክትሓትት እንታይ ይምልከተካ ?
Hasawi meronnnnnn