ኣጥኒሰ By Dawit Eyob - Alpha Video Production - New Eritrean Movie 2021
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
- ኣጥኒሰ By Dawit Eyob - Alpha Video Production - New Eritrean Movie 2021
Like 💚, Share ❤️ and Subscribe 💙
#EritreanMovie #EritreanMusic #EritreanComedy
Copyright ©️ FILFL Entertainment 2021
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. New Eritrean Movie 2021
ንዳዊትን ን ማሙሽን ዝፈቱ እስከ ላይክ ይርገጽ ደቂ ኤረይ
Nay ka subscribe
Habwo eske ya jemea
@@ስምኪጸዊዐማዓስሓፊረ ]]]]]]
ረግፀ አለኹ🇪🇷🐏🍴🍴🍽🐏🐏🇪🇷❌
❤❤❤
ክክክክክ ካብ ትጅምር ክሳብ ትውድእ ሳሕቅ መይተ ዳዊተይ ሽኮርር ኣይትጥፍኣና 🤣🤣🤣🤣
🤣🤣😂 it is so funny
🤣🤣🤣
wawwwwwwwwwwwwwwww
dwitem
ዳዊት እዮብ ካብዚ ጸልማት ዝኾነ ስደት ካብ ጭንቀት ናጻ ጌርካ ተሳልየና ኣለኻ ሞ የቀኒየልና ኣጆኻ እግሪ እግርኻ ከይድና ኩሉ ከነማላኣልካ ኢና ዳዊተይ 💕🙏🇪🇷
ያ ጀምዓ ዛ ቻነል ሓዳሽ እያ ትመስል ብ ሳብስክራይብ Like ነተባብዓዮም ይሕዋት ❤❤
Wedi Afer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yaa it's a new channel and let's give them subscribe like 👍and share 😀
ዋው በጣም የተመቼኝ የኤርትራዊያን የወገኖቼ ኮሚዲ ይመቻችሁ
ዳዊተይ ናይ ብሓቂ ተዛናግዓና ኣለካ ሞ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
Samito subscribe aytrsi zi arkey
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣዘናጋዒ ኮሜዲ። ካብ ክእረም ዘለዎ ነገራት: ኣብ ካሜራ ኣቀዳድሓ (ውሽጢ ገዛ) ሕብሪ ኣስተኻኽሉ። ብተወሳኺ ብእንግሊዝ ዝጸሓፍኩሞ 2-3 ናይ ፊደላት ጌጋ ኣሎ (Entertainment & Reserved ዝብል)። ቅድሚ ኣብ ዩቲዩብ ፖስት ምግባር ጌጋታት ከይህልው ቁጽጽር ምግባር ኣድላይ ኢዩ።
ዳ ፋብሪካ ያ ኣትያ ክብሎም አየ ወተጦ ተትኮነለይ መሓሸ ዋርድያ ገዲፈ ኣጣል ክሸይጥ ምወዓልኩ
ንዓይ እውን ብሰሓቕ እያ ቀቲላትኒ እታ ኣባሃህላ።😂😂😂😂
ኣቱም ስድራና የሕዋትና ክንደይ ትምቅሩን ኢኹም ኣስሒቕኩሙና🌹🇪🇷🌹
❤
❤
ሽሮ ዓደይ እንበር ናፊቀ ኣነስ ፡ ኣዴታትና ዕድመን ጥዕናን ያሃበን ።
Amen
Waww gelet dawit konjo meshaq nabahaqi
amen 3
Ndawit ten nmagnetn zfetu eske yrgexeni yeak 🤣😂😂😂😂😂
ደቂ ኤረና ንፉዓት ኢኩም ኣጆኩም ሳብስክራብ ግበሩለይ በጃኩም 2022 ።
ሰላም ደቂ ዛ ሓላል ሃገር ክበሩለይ እስከ
ቀጺለ በታ ዓቅመይ ንእሽተይ የበርክት ኣለኹ ሞ
ምትብባዕኩም ኣይፍለየኒ ኣቲኹም ኣብዛ ቻነለይ ክትፍረጁ ትኽእሉ ኢኹም መትብባዕኩም ጥራይ ኣይፈለየኒ የሕዋተይ።❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ጌረልካ ሳብስክራይ ዝዓርከይ ኣጆኻ ❤❤
ጌርናልካ ኣለና ወድታ ሓላል መሬት
ጌርናልካ ኣለና ወድታ ሓላል መሬት
ዳዊት መሕረር ፍዘረይ ኮይኑ ይስመዓኒ ክዛረቡ መዓት ምስ ፍዙ 😁
kkkkk gezasimo set ela
እዋይይይ ምስኪነይቲ ( ኣደ ) ሰበይቲ ዓድና ፣😥 ኣደይ ተራእያትኒ
ተሻቂለ እንድየ ኣታ ኣቦ ታኾንካ ትሻቀል
ሰመረ ሓወይ እኮ ኣብ 9 ወርሒ ኢዩ ዘጥንስ ሕጂ ግን ኣብ ዓመትን ሰሙንን ኢዩ ኣጥኒሱ ዋይይይይ ሞሲባ ዓሰል ፋሚሊሊሊ ቪቫ ኣስሚረይ ክክክክ
Kkkkkkk eway moyte Dawit arkey ata mekeyef habaibna ... 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritreyn alekumdo kemzi natey tkyefu kkkkkk
ዳዊት ድሕሪ ማይናስን ስዙኒኖን ኣርሓ ኮሜዲ ኢኻ፡ሞኽባዕቲ ከኣ ንጉስ ዩ
ሞክባዕቲ ገጹ ክረኣየኒ ይስሕቅ
ማይናስ ሃጠው ቀጠው ሲ ምስዚኦም ክትሰርዖ
ኣታ ክንደይ ትደፍር ንዳዊትስ ምስ ማይናስ
Dhri suzinino bel maynas halaw da entay gebaray eyu
ማይናስ ከም ኮመድያን ተሓስብዎ ኢዩ ዝገርመኒ ፡ ቆሎ ጥጥቆ ።፡ጭርጭር ጸወታ ዘቅርብ ሰብ ሲ ምስ ቁምነገረኛታት ን መሃርትን ኮመድያን ከተወዳድርዎ።
ካብ ዱባይ ዶ ካብ ድባርዋ ክትመጽእ ክክክክ
ክክክክክ ሞይተ ስሓቅ ዳዊት ሽኮር ናይ ብሓቂ ኮሚድያን
Ane keman
Kkkkkkkkkk
Hhhhhhhhhh
Kiiiiiiiiiiiiiiiiiiiiii
@@gaema9673 እንካዕ ኣሰይ ታሓጎስካ ብሩክ ሓወይ
@@fithawighile7727
Thankful kebur hawey
Alem nabe sehak tekayerlena
Egzabehir melu selam n fekren yekeyerlena
@@fithawighile7727 y
ኣንቱም ሰባት እንታይ ኢኩም ትከኑ ኣለኩም። ኣንሕና ኣብ europa ኣዋልድ ስእና ንሶም ከ ኣብ ኤርትራ ሓደ ሰብ ሰለስተ ኣንስቲ የጥንስ እዋይይ ። ዳዊታ ያክ እስከ like ይጠውቅ። ደቂ ኤረይ
ክክክክ ኣታ አዚ ባኮ ኬፍ ኣለዎ ጸሓቅ ቀቲሉኒ ዓሻ ምኻን ከጸብቀሉ ክክክክክ
ኣብ ኣስመራ ዘየጥነስካዩ ሰብ የለን 2ተ ሰባት ተሪፎም ኣነን ኣዴኻን ሃየ ሞኩር ፈትን🤣😂🤣😂🤣😂 ክክክክክክክክክክክክክ
Welcome deki Eri xaeda much love 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🌹🌹❤️❤️
ኡይይይይ! ሓቀኛ ታሪኽ ካበይ ረኪብዋ? ክክክክክክክክክ
ልክዕ እኳ ኢዩ ኣምጺእዋ። 😂😂😂😂
ኣታ ዚ ዳዊት ሲ መሐጎስ ናይ ብሓቂ ይበል ስራሕ
Don't forget subscribe bro
ጉሓፍ ትብል ሕማቕ ቃል ግደፍዎ ኢኹም።
😂😂🤣🤣🤣ehi
ዳዊቶም እመን ኣይትእመን ናትካ ኮመድይ እንተዘይ ርእየ ድቃስ ኣይወደንን እዩ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና you are the best
ናይ ብሓቂ ዘየቋርጽ ሰሓቕ ኣስሒቑኩምና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ነቲ ቀላይ ከኣ የጥንሶ 😂😂😂😂😂😂
እዚ ድራማ ትኽክል እዩ ስድራና ቀስ እሎም ክንዲ ዘረድኡና ዓው ዓው እንዳ በሉ መሊሶም ይብድሉኻ ወዲኻ ተበዲሉ ቀስ እሎም ክንዲ ዘረድኡኻ ብኡዱእ መንፈስ ልክዕ ከምዲ ዳዊት ዝገብሮ ዘሎ እዮም ዝገብሩ ዳዊት እኳ ንዓና ንኽምህር ህድኣት ዘየብላ ኮሜዲ ኮይና ብኸምዚ እየ ንዳዊት ዘይፈትዎ ኩሉ ግዜ ጭቅጭቅ ኮይኑ ዘረቡኡ ጭንቀት ይገብረለይ ላይክ ካብ ማሃብ ግን ዓዲ ኣይውዕልን እየ እታ ዘይበረህትለይ ካኣ ግልጺ ኮይነ ይጽሕፈሉ ኣምላኽ ምስ ኩሉና ይኹን ጌጋ ተሊኒ ካኣ ኣርሙኒ ንዳዊት ጌጋ ተሊዎ ውን ኣርምዎ መታን ክብርትዕ።
Betsab nekun do
@@Melodi2022 ናይ ምንታይ ቤተሰብ
@@Melodi2022 እሺ ገረልካ ኣለኹ።
ኣብ ኣስመራ ኣነን ኣዲኻን ተሪፉና ዘይ ኣጠነስካና😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂
Hhhhhhhhh
🤣🤣 neta qelay dima yetinisa wediki 🤣
ጺቡቅ ኾሜድ ዳውት ሓዊና። ግን ጋሓፍ ድርባይ ድብላ ቓላት ተኣረመለን?
የብልናን ፡ንሕና እውን ከማኹም በተካት ኢና ......🤣
😅😅😅😅😄KEF alekum dawit tin mesarihtun
I can't stop laughing this funny ,it is humorous 💯🇪🇷 keep the good work.
Entay tibel weday
@@DBthegreat3 mthazu seinka haqey 😂😂
Ezi bako zbehal character hizu zelo seb bhaqi comedian yu. Zbelexe comedian i love him
ዳዊት ሕማም ርእሲ! እቲ ማትሪክ ዶ ብጥንሲ ክንፍትነካ ኣርባዕተ ከተምጽእ ኢልካ ኣሎ? እዋይ ቆሲልና ኮ።
crone
The best comedy ever 🇪🇷🤣🤣🤣🇪🇷
ክክክክክክክኮኮኮ አዋይ ዳዊት ሰመረ ኢለ ክትሰምረለይ'ሲ መስማር ጌርካ ርእሰይ
Meron don't forget subscribe
ዳዊት ያከ ባእእእ ኣጸሊልካኒ እኮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኣነ ነዴኻ ኣጥኒሰ እንታይ ረኺበ... ኬፍ ዘለዋ ኮሜዲይ... ኣብ ስደት ኣብ ኬንያ ኣብ ጸልማት በይነይ ኮይነ ርኤያ ኣብ ዓደይ ዘለኹ መሲልኒ tx ዳዊት
Ajoka hawey.
Ajoka marey
እዋይ መሑጉሳት ደቂ ኤረይ ሽኩራት ኩም ናይ ሉሚ ስሒቀ አይፈልጥን ኡይትሳአኑ
Kkkkkkk
እዞም እንዳ በርሀ ሲ ከሓጉሱኻ ፡ ኣጆኹም እስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ክክክክክክክክክ ጸርፊ ንበዓልቲ ቤትካ ነውሪ ዋእ ብፍላይ ድርባይ ኣይባሃልን
Welcome dawit eyob 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍👍🙏🙏🙏🙏
Habibi abdela subscribe amelay ma tensa ya sahbi
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍💚
ኣክላባት ይጠዋዉይኪ ክክክክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ
Eway Eway entaway hagereseb eyu neta video introduction serihila "Entertinment" elka english alo diu
Ewy ezi bako zbehal keheguseni , i love him.
Kkkkkk Bako is getting more funnier than Ma'endu these days.
Wedey harimuni elka ktmexe eka
Entay kbriuna eziom kerebrubna eiom 😂😂😂😂🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Dawita mara meshak comedy ....gn xerfi aytebzh...krub bezihu..bflay nsebeytka ktxerfa keleka
እዚ ባኮ ዝብልዎ ኣብ ክንደይ ፍልም ርኤዮ ኣለኩ ብሓንቲ ገጻ ባህሪ ጥራይ ዩ"ዝዋሳእ።
Commedian endyom beti gexebahri eyu zxhfo dawit bkemeu eyu zdegagemeka zelo
@@dehabnegash2586 kef kihbeni me'at iyu😍😍
Please we need Part 2 😂😂😂😂😂😂😂
ዳዊት መሕረርር ንዓኻ ክንደሊ ኮ ፍቖዶ ቻነላት ክንኮልል ከፊኢና ሕማምም ደኣ ይብሃል
Newuram zereba....ezi comedy aykonen feximu ..... 👎👎👎👎👎👎
EYOb hawey keff Zeybal comedy entay weredka eyoba you never sansured or disscased with someone hopefully u learned Temeles kemtee nefetweka just as your brother
መጽልኢ ዝኾነ ኮሜድያን ሃታፊ ጨበርበር ዝኾነ ኮሜዲ
Kkkkk gebel yetemtmka
Dawit shkor edmen tinan yhabka aned kulu srhatka des eyu zbleni
ጸርፊ ተብዝሖ ኣለኻ። ቁሩብ ኣማሓይሽ በርሀ።
ወሰደ ዳዊት እዮብ ብዓል ስረ
Hhhhhhh
Kkkkkkkk
Kiiiiiiiiiiiiiii
Kef zelwa comedy
Egzabehir edeman teanan yehabekum deki eri shekorinatatttt
Semere Jgna 4 Amxiu Definwa Super hatric serihu kkkkkk
ኣነ ከማን ኣጥኒሰ ኣለኹ በርሀ
ኣቲ ዳወት በጃካ ከምዚ ኣይነት ዘረባ ግደፎ ከምታ ዝፈትወካ ከይ ጸላኣካ።
Well come dawitey mesarhutun love u deqi erey
Welcome dawit iyob
Very funny I can’t stop laughing 😂 god bless you all ❤️
ገሬ እሙን ናብ በረኻ.... ብስንኪ ሻዓብያ ሰይጣን።
አድናቒ ዳውት እየ ሙሉ ጥዕና ለአኻ
ugum kidi meda
ምን የረገል አማርኛ ብሆን ነበረ ።።።።
one of the best comedy in Eritrea funny 😂😂😂😂
ዓጥኒስካ ድዪ ናዓካ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ክክክክ ዳዊት ኣስሊ ብስሓቅ ወዲኢኒ
እንድዕላዴኺ ንሰበይትኻ?
ያ እዚ ባኮ ናይ ብሐቒ እዩ ጥራሑ ባኮ ክክክ
ክክክክክክ ሳሓቕ ወድእኩምና ናይሎምስ ንበይና እያ ብሳሓቕ ሰብ ካይመውት ቁሩብ እቲ መስሓቕ ነክይሉ ብሳሓቕ መይተ ነረ ካላኣይ ክትሰርሑ ኮለኹም ካይ ውዳኣኩም እቲ መስሓቕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰሓቕ ሓርምና ዝነበረ ብኹነተት ዓድና ኣስሕቕኩምና
ዳዊት ኣስሊ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ቐጽሎ
Xerfi bezihwo ezi film
Tuff belwo🤤 🤣🤣
ዳዊት ጋለንስተይቲ ነክብር ጸርፊ ንጋለንስተይቲ ጽቡቕ ኣይኮነን ካባካ ዝመሃር መንእሰያት ስለ ዘለዉ ጽቡቕ ንምሃሮም ዳዊት ሓውና
dawit ane ente meyte besenekeka eu 😂😂😅😅🤣🤣🤣🤣😭😭😭😭
ዳዊት ዝፈቱ እሰከ ላይክ ይርገጽ
እዛ ኮመዲ እዚኣ ጽንዓት ዮሃንስ (ባኮ) እዩ ደሪስዋ፣ ዳዊት ድማ ኣላይ ናይታ ፊልም እዩ። ካብ ኣጸሓሕፋ ናይዛ youtube ካብዛ ኮመንት ግን ናይ ዳዊት ዝመሰለትና ብዙሓት ኢና።
😂😂😂😂😂😂😂 ትጠንስ አይማስልትንን
በርሀ ገዛ ዘጥንሱ ጥራይ መሊእካያ
በጣም ነው ደስ የሚለው ዳዊትማ ጥርስ አያስከድንም ይመችህ
ማራ ጽብቅቲ movi😂😂😂😂
Kkkkkk ዎጦጦ ተትኮነለይ ምሓሰኒ ዋርዲያይ ገዲፈ ኣጣል ከማን ክሸይጥ ምወዓልኩ መሕጎል
Kkkkk dawita asli btami eye zfetwo srahka.
THIS MAN IS AN ANGRY BEAST.HEIS VERY ABUSIVE TO HIS WIFE.THIS IS NOT ACCEPTABLE IN 2021.I DON'T LIKE THIS SHOW.
ጡፍ በልዎ😂😂😂😂😂
Ata ezi bako zbahal hhhh mehgol 😂
Always funny Dawit Eyob good job keep going
😂😂😂😂😂 ezi kulu xerfi wialus semere zbelkuka eko hasab lbey ketsmreley eu abet abet eda berhe aytseanu
Ashiqkana Dawitom nebsi aytsean edme yhabka habibi 😂😂😂😂😂😂
ግበል ይጠምጠምካ በዚ መልሓስ እዚ ድኣ ናዓይ ከማን መጥነስካኒ/ 🤣😂ዳዊት መሕጎል 🇪🇷
Miskn sebeyti trekbo aye ado😭
Bixerfi eko wedi'ewa , gumama zikone Seb. Mehrek☹️