🔴 ፉሉይ ዕላል ምስ ንጉስ ድሮን " ካብ ጓስነት እየ ናብ ምህዞ ኣትየ " ዓፋር ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 358

  • @yahwanfeysel2348
    @yahwanfeysel2348 6 หลายเดือนก่อน +33

    ሰብ ሃፍቲ ክትነቕሑ ይግባእ ሃፍትኩም ምስ ፈጠራ ክትገብርዎ ይግባእ እቶም ናይ ዓለምና ሃፋትም ብፈጠራ እዮም በፂሕምዎ ።መንግስቲ እውን ካብ ናይ ቱርኪ መንግስቲ ክመሃር አለዎ

    • @kassayehagos3467
      @kassayehagos3467 5 หลายเดือนก่อน +2

      ur adress?

    • @gerekidanwelaywelay9734
      @gerekidanwelaywelay9734 2 หลายเดือนก่อน

      ኤእኤ​@@kassayehagos3467

    • @gerekidanwelaywelay9734
      @gerekidanwelaywelay9734 2 หลายเดือนก่อน

      ኣ ኣብኡ ኣረ ብኣኣ መኢ መኢ መኢ መኢ መኢ መኢ መኢ መኢ መኢ ኢና ኣኣኣኣኣ

    • @gerekidanwelaywelay9734
      @gerekidanwelaywelay9734 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@kassayehagos3467መኢ መኢ መኢ መኢ መጻኢ ኤረትራ ኢኣኣኢኣኣኢ ኤኢኣኣኤኢኣኤኢኢኣ

  • @Yaredtube23
    @Yaredtube23 6 หลายเดือนก่อน +50

    ኣታ እዚ ሰብ ንሓግዞ በጃኹም ተጋሩ❤

    • @dyykejtkj
      @dyykejtkj 3 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ሓሳብ ጅግና እዩ 🥰🥰🥰🥰❤️💛💊💊

  • @Yaredtube23
    @Yaredtube23 6 หลายเดือนก่อน +32

    ንዝኣ ተንቡ ኹልኹም ደቂ ዓደይ ከይቲሓልፉኒ ደምሩኒ💙🙏ንቲሓጋገዝ ፕልስ ሓብርና ንዕበ💙

    • @GgHh-dw8by
      @GgHh-dw8by 5 หลายเดือนก่อน +1

      አለና መዓረይ👏❤❤🎉🎉

    • @Yaredtube23
      @Yaredtube23 5 หลายเดือนก่อน

      @@GgHh-dw8by ❤❤❤

  • @selam801
    @selam801 6 หลายเดือนก่อน +16

    ዋው ዝገርም ብቅዓት እዩ ተጋሩኮ አሰፊሒና ተሓሲብናሉ ብኹሉ ነገርና ጻዕራማት፤ጀጋኑ፤ተሰፉዋት etc. ኢና so ሸር like ሳብሰክራይብ ናገበርና ንዕብዮም❤😊

    • @loyalbelieve6954
      @loyalbelieve6954 5 หลายเดือนก่อน

      Mis dhurat koinkum too bad now is to be HAGER

  • @awaditv6632
    @awaditv6632 6 หลายเดือนก่อน +29

    Unique show...ዓዲ ንምልዋጥ ዝሰርሕ ዘሎ ሚድያ ኾይኑ ረኺበዮ ቐፅልሉ❤

  • @mashomashosara8047
    @mashomashosara8047 6 หลายเดือนก่อน +21

    ዋውውው ኣብዚ መደብ ዝቀርቡ ቡሉፃት ተጋሩ❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 6 หลายเดือนก่อน +2

      ❤❤❤ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @wezefGalTewahdo
    @wezefGalTewahdo 6 หลายเดือนก่อน +7

    ተስፋ ትግራይና ዝገርም ጥበብ ብቅዓት እዩ ክብር ሓውና ጎብዘልና ከማኩም ዝበለ እዩ ከዚ ንትግራይና ዘድልያ ❤❤❤

  • @halefomselemun6946
    @halefomselemun6946 6 หลายเดือนก่อน +8

    ዝገርም ብቕዓት እዩ ዕድመን
    ጥዕናይ ይሃብኻ

  • @ethiopiawitabraha330
    @ethiopiawitabraha330 6 หลายเดือนก่อน +6

    ጀግና ወደይ ቀፅለሉ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን❤❤❤

  • @gebreselassiegebrubeshay2838
    @gebreselassiegebrubeshay2838 6 หลายเดือนก่อน +7

    He is so talented man... Let's assist him

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv 6 หลายเดือนก่อน +6

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤ ቀፅለሉ ኣጆኻ ታሪኽ ስራሕ ንህዝብኻን ንዓድኻን መርኣያ ኩን

  • @sisayt1041
    @sisayt1041 6 หลายเดือนก่อน +7

    ብጣዕሚ ጅግና🙏🙏 ምስ ይቕሬታ ሕቶ ምሕታት እንተተኻኢሉ :-እታ ድሮን ብስልኪ ትሰርሕ እንተኾይና ስልኪ ኣብ ዘይሰርሓሉ ኣጋጣሚ ካልእ ኣማራፂ እንታይ ይህሉ ይኸውን? የቛንየለይ

  • @zarahiwet1
    @zarahiwet1 6 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ።
    ፍሉያት ናይ ምዕባለ በሪ ዝኸፍቱ ተጋሩ።

  • @tegakasayi1569
    @tegakasayi1569 6 หลายเดือนก่อน +6

    አንቱሙ ተጋሩ ንሓግዞ ህዋ በፂሕና ክንመፅእ በጃኹሙ ሪከርድ ንስበረራ

  • @scienceine
    @scienceine 6 หลายเดือนก่อน +8

    ሰምዕካ ዘይምና ብቕዓት❤❤❤

  • @haftutsegay7358
    @haftutsegay7358 6 หลายเดือนก่อน +6

    Wow what a talent we proud of you!!
    King of innovation.

  • @sophiaali3933
    @sophiaali3933 6 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ደስ ይብል ዕንቋዕ እነይ ደቅና ኾንኩም ታኣምር ሰራሕቲ እኹም ደቅና ነዞም ከም እዚኦም ዝበሉ ማሃዝቲ ደቅና ብዕቱብ ክሕገዙ ኣለዎም ናይ ኹልና ፀገም እዩ ዝቃለል ዘሎ ብውሕድ ከም ኣንበጣ ዝመሰለ እኳ ብቀሊሉ ክትቆፃፀር ትኽዕል እሞ ኹሉ ኣቕልቦ ይግበረሉ

  • @abebaviard60
    @abebaviard60 6 หลายเดือนก่อน +3

    አቶም ፀላእትና ኸይወሰዱልና አብ አዱ ኸሰርሕ ንሓግዞ በዛኻትኩም ❤❤❤❤

  • @user-ej5zr6wh8n
    @user-ej5zr6wh8n 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኩሉ ትግራዋይ ክድግፎ እንትዝክእል ለዉጢ፡ምመፀ ነይሩ
    ድያስፖራ ምእንት ትግራይ ክትሕግዝዎ ይምነ ዋይ ዓቅሚ ማስኣን ምፅጋሙ ካልኣይ ያሬድ በልዎ ንንጉስ ድሮን ባዓል ብሩህ ኣእሙሮ ሓለዋ ይገበሮ ዘም እኩያት ከይረክብዎ ኣትምተጋሩ ሸለል ኣይት በሉ ፅባሕ ከይንስእኖ ስግእት ኣለኒ ተጋሩ ሸለል ባሃልቲ ኢና ምስኮነ ዋይ ኣነ ዋጋ የብሉን ❤❤

  • @dyykejtkj
    @dyykejtkj 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቤት ትግረዋይ ማለት እኮ በሊሕ ጅግና ❤️❤️❤️💛💛💊💊💊💊

  • @tseguwellemariam7346
    @tseguwellemariam7346 5 หลายเดือนก่อน

    So good. It's good innovation. May God be with him& do some thing good to his country.

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 5 หลายเดือนก่อน +1

    Unique show, keep going the good job .

  • @musieasefa9159
    @musieasefa9159 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ ጅግና በዓል ብሩህ ኣእምሮ ኣጆዃ ፈጣሪ ይሓግዝካ እንተ መንግሽቲ ትግራይ ኮነ ሙሁራት ኢና በሃልቲ ግን ይድፋእኹም።

  • @Weditembien-to8bd
    @Weditembien-to8bd 6 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውውውውውው❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 ተጋሩ ኣበይ ኣለኹም ሕጂ

  • @user-dx5pq7ly4h
    @user-dx5pq7ly4h 5 หลายเดือนก่อน +1

    ንጉሰ አብ ክባን ዕፅዋን በሓባር ነይርና ሰእሊ ከም ዝክእል ጥራሕ የሰነግረኒ ነይሩ ብጣዕሚ እዪ ዝገርም

  • @abebaviard60
    @abebaviard60 6 หลายเดือนก่อน +2

    ጎበዝ ጅግና ወዲ አድና ቀፅል ንአድኻ ታሪኽ ሰራሕ❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍

    • @solomongherie2840
      @solomongherie2840 5 หลายเดือนก่อน

      Nihagzo beĺu tegaru nihagzo tray ekul aykonen goffund awxelu aqmna nihigz

  • @mulugidena-ro6ip
    @mulugidena-ro6ip 6 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ጥበብ ኣለካ ኣምላክ ይምስገን እንካዕ ኩላትና ሐደ ለይኮንና ንዓኻቱም ትመስል ጀጋኑን ጠንካራታትን ክእለትን ዝሃበኩም ፈጣረ ይመስገን ደስ እልን የመና ተሓጉሰምኽንያቱ ዓደይትኸብር እያ ሙሉእ ይግበረልኻ ጅግና ኣምላክ ይሓልኻ

  • @user-ei4kp7jr8j
    @user-ei4kp7jr8j 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕም ፅቡቕ ቀፅለሉ ፈጣሪ ምሰኣኻ ይኹን

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147 6 หลายเดือนก่อน +3

    ቀፅለሉ ወዲ ትግራይ❤❤

  • @n24hmedia47
    @n24hmedia47 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ብራቮ ጅግና ወዲ ትግራይ ከማካ ዝበሉ እምበር ብሕሉፍ ታርክ ዝኮርዕን ዝፍኩርን ኣየድልየናን❤❤❤

  • @user-jj9wb3km5t
    @user-jj9wb3km5t 6 หลายเดือนก่อน +2

    ህዝቢ ትግራይ መረሕቲ ሓሚቆሞ እንበር ኣዝዩ ሓያል ህዝቢ ኢዩ

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 6 หลายเดือนก่อน +2

    Great job 👏

  • @berhanekidane8604
    @berhanekidane8604 6 หลายเดือนก่อน +3

    ድሮን የድልየና ተለይኮነይስ ናይ ግድን የድልየና ከምዚኦም ዝበሉ ንፉዓት መንግስቲ ክሕግዞም ይግባእ።

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 6 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 3 หลายเดือนก่อน

    ንሐግዞ ንንጉሰ አነ ውን ብዓቕመይ 😊 so exciting 😁👍

  • @DenemeDeneme-db8fi
    @DenemeDeneme-db8fi 6 หลายเดือนก่อน +2

    ያቀንየልና ጣእምእናናሜስጊን ካምአካልበሉ ፈጣር ያቢዚሓልና እዲሜን ጥእናን ይሀበልና አሜን❤❤❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 6 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤ ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @user-ks7vk1ck1h
    @user-ks7vk1ck1h 6 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ

  • @maymayorecordsandentertain5523
    @maymayorecordsandentertain5523 6 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you unique show

  • @mulugebre6918
    @mulugebre6918 6 หลายเดือนก่อน +1

    I’m so proud of you tigraWeniy ❤❤❤❤❤

  • @KflomGs
    @KflomGs 26 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኻ ዝሓወይ ቀፅል
    ንዓኻ ምሕጋዝ ማለት ናፍቲ ዝዓበየ ምዕባለን ገናናነትን ትግራይ ንምብፃሕ ዓብዩ ቃልስን ውፍይነትን ምብርካት ማለት እዩ ።
    ንሓገዝ ቃል ይኣቱ ።

  • @berhanekidane8604
    @berhanekidane8604 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኸምዚ ሚድያ እዩ ላድልየና ሕወሓት ጸረተጋሩ ኣነካ ልፈልጦም ክንደይ ሙሁራት ነይሮም ግን ብስንኪ ሕማቕ ምሕደራ ትግራይ ዓዶም ለቒቖም ወፂኦም እዮም

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 6 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤ ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @user-xv2tx1gn7z
    @user-xv2tx1gn7z หลายเดือนก่อน

    ተመሰገን

  • @ghmn-eq9vi
    @ghmn-eq9vi 2 หลายเดือนก่อน

    ጂግና ወጀረታይ ጥበብ ኣብ ልዕል❤❤ ጥበብ ይዓዲለካ እግዚብሔር❤❤ኣምላክ❤❤❤❤ ❤❤❤

  • @user-vo4us5cf9y
    @user-vo4us5cf9y 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጅግና ቀፅለሉ❤❤❤

  • @wejerat
    @wejerat 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቀፅለሉ ጅግና ❤

  • @user-bf4nc4ud5m
    @user-bf4nc4ud5m 4 หลายเดือนก่อน

    ጅጋና ወጀርታይ❤

  • @AzebyouTube
    @AzebyouTube 5 หลายเดือนก่อน

    ቀፅልሉ ከምዚ ዝበሉ ተስፋ ትግራይና ኣምፅኡልና ❤️❤️

  • @user-jy7zy1rd5b
    @user-jy7zy1rd5b 4 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሓይ ጅግና ሓውና

  • @fayaz3598
    @fayaz3598 6 หลายเดือนก่อน +2

    ተዓዲልኺ ትግራይ ህንደይ ሰብ ሞያ እዮም እኒአውኺ❤

  • @samialehaylay
    @samialehaylay 6 หลายเดือนก่อน +5

    ይመስለኒ ከምዚ ዓይነት ሚድያ እዩ ዓድና ዝልዉጣ

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 6 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤ ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @AmanAman-jj2gc
    @AmanAman-jj2gc 3 หลายเดือนก่อน

    ንብረልና ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏

  • @abebeh.8145
    @abebeh.8145 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዳያስፐራ ተጋሩ ኣብ ካምዚኦም ልበሉ ፈጠራታት ክነዕቢ እንበስት ክንገብር ይግባእ ፃዕርና ልሰልጠነት ትግራይ ንምርኣይ!

  • @musicverse504
    @musicverse504 4 หลายเดือนก่อน

    Wow ligerim fetera eyu ketsilelu,ena man le yochika harif show..keep it up!

  • @user-us1gp1if4i
    @user-us1gp1if4i 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሙሉ ጢዕና ዕድሜ ይሓብካ ዎ።ክብለካ ዝድሊ እንካብዓይኒ ሓሳዳት የድህንካ።ንህይወትካ እናተጠንቀቅካ ነትስራህትኻ ዝፃበኦ ውህዳት ኣይዃኑን።ሓደራኻ ዝሓወይ።።

  • @BerheGbremskelDebessu
    @BerheGbremskelDebessu 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ሓሪፍ እዩ ተጋሩ ኣብዚ ምህዞ ኢንvስትመንት ግበሩ

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 6 หลายเดือนก่อน

    Talent - Tigray seb alewa. Amazing talent

  • @gebrunrayo738
    @gebrunrayo738 6 หลายเดือนก่อน

    God bless brother you amazing person

  • @GideyAbraha-i8j
    @GideyAbraha-i8j หลายเดือนก่อน

    ጀግና ዘሐወይ❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 6 หลายเดือนก่อน +1

    😮ዋውውው ብጣዓሚ ፅቡቅ በርትዕ ❤❤❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 6 หลายเดือนก่อน +2

      ❤❤❤❤ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin4849 6 หลายเดือนก่อน

    መንግስቲ ፉሉይ ሓለዋ ይግበረሉ፣ባጀት ይመድበሉ፣ሓገዝቲ እውን ከምኡ።ብዓል ሀፍቲ ተጋሩ ብፍሉይ ነዚ ፕሮጀክት ይከታየሉ።

  • @user-ks5ei4uf3h
    @user-ks5ei4uf3h 6 หลายเดือนก่อน +2

    Brabo zhawey ❤❤❤ niakum entrei tesfana ylimlim

  • @user-vs2nt4fz6o
    @user-vs2nt4fz6o 2 หลายเดือนก่อน

    በጣም ጎበዝ ነህ ግን ወደ ሚዲያ ከማምጣት የተሻለ ነገር እንዲሰራ ቢደረግ

  • @user-tg9uc6pd6n
    @user-tg9uc6pd6n 5 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዘሐጉስ ስራሕ እዩ በሪ ዝኸፈተ ኣፍደገ በሪ መድረኽ ንምዕባለ ንትግራይ ዝሰርሕ መንእሰይ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @tsgurade1672
    @tsgurade1672 6 หลายเดือนก่อน

    Grazie dio per fortuna che sono molto felice ditgry😊😊😊

  • @LciGalkeshi
    @LciGalkeshi 5 หลายเดือนก่อน

    ኣነበሳ❤❤❤❤ ጅግና❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @RobelOg
    @RobelOg หลายเดือนก่อน

    Wawwww zarkey ayzoka gobz bejakum nhagzo eziy wedi deki adey

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 6 หลายเดือนก่อน

    ብጣእሚ ጎቦዝ ጀግና ኢኻ በርትእ ግና ድማ እቶም ለይድግፍኻ ሰባትም ተስማሚእኹም ተሀባባቢርኩም ልምእባይ መኩሩ ለትግራይና ኩላትኩም ጀጋኑና ኢእኹም ምትህብባር እትሀሊዩ እቢየት አሎካሊእ ድማ ልዞም ፀላእትና እላተጠንቀቅኩም ካማኻትኩም ዝበለ ተሪኦም አይኖም ደም እዩ ዝመልእ ተጠንቀቁ

  • @yohanneswabreha859
    @yohanneswabreha859 6 หลายเดือนก่อน

    Amazing job. Keep up the good work.

  • @user-wd1oz4ru4z
    @user-wd1oz4ru4z 6 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕነን ይሃብካ ንጉሰይ ቀፅለሎ ዝሓወይ

  • @tsegaymekonne
    @tsegaymekonne 6 หลายเดือนก่อน

    ብምንም ዓይነት ቓላት ብቕዓቱ ክግለፅ ዘይኽእል ❤
    እኒ ብዓል ንጉስ ብቕዓቱን ምህዞታቱን ክትርእይ ከለኻ ናይ ትግራይ ዕቤት ኣበይ ኸምዝበፅሕ ዘሐጉስ ተስፋ ዝህበካ ምሃዚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዝሓወይ ገና ዓለም ዘንዕቕን ዘደምምን ስራሕ ኸምትሰርሕ 100% ርግጠኛ እየ!

  • @dfsdxzdfingfgfdxsding5640
    @dfsdxzdfingfgfdxsding5640 3 หลายเดือนก่อน

    ❤ዋዉ ጅግና ብጣዕሚ ቀፅለሉ

  • @UseNot-lr3wx
    @UseNot-lr3wx 6 หลายเดือนก่อน

    ጀግና

  • @user-cl9ns8uv6t
    @user-cl9ns8uv6t 6 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ቃዳማካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 💞💥👏👏👏

  • @tigray824
    @tigray824 5 หลายเดือนก่อน

    Amazing!!
    I hope more blutsati menaisey aselitinu kemu buzuhati yfetir.

  • @user-mb5sg9cz9q
    @user-mb5sg9cz9q 5 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብ እዚ ብብብጣዕሚ ድጋፍ የድልዮ ኩላትና ከምኡ ክንከውን ክንፅዕር ግዴታና እዩ እሞ ሰብ ሃፍቲ ሓግዙልና

  • @r-hgman3651
    @r-hgman3651 5 หลายเดือนก่อน

    I am so proud of you young man. You are a huge asset, a capital to Tigray and Ethiopia. Unfortunately you belong to a restless country and a regime that cannot see your incredible abilities. Your work can be made a public investment where the citizens can provide money to buy shares to harvest dividends later when the Company is in production and sales.
    Meantime be careful not to lose your prototypes and noble ideas to those who would definitely wish to steal them. You have already mentioned that you had experienced loss of some of your work.

  • @wolderufael
    @wolderufael 2 หลายเดือนก่อน

    እንበሳ። እጆኻ።

  • @NigusTesfay-pq5ff
    @NigusTesfay-pq5ff 5 หลายเดือนก่อน

    u r hero!!!

  • @YemaneHailay-dr9on
    @YemaneHailay-dr9on 3 หลายเดือนก่อน

    Wow smart capitain

  • @Arayaberhe-mm2sw
    @Arayaberhe-mm2sw 6 หลายเดือนก่อน

    I proud of you!

  • @macksyou3743
    @macksyou3743 5 หลายเดือนก่อน

    ይበል ቐፅለሉ እምበር ንጉስ::

  • @SamrawitFekede-mj6pc
    @SamrawitFekede-mj6pc 3 หลายเดือนก่อน

    ድንግል ማርያም ምስወዳ ሓላውትኻ ትኹን ንጉስ እምበር ነጉስ

  • @user-pi5fn5dl7i
    @user-pi5fn5dl7i 25 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ተጋሩ ዘሎ ርእሲ ዘስተውዕለሉ መንግስቲ ዘይረከበ በጃኩም ሓለዋ ግበሩሎም ነዞም ሰባት

  • @user-jc9qv2yp1g
    @user-jc9qv2yp1g 5 หลายเดือนก่อน

    ተስፋ ትግራይ ቀፅለሉ

  • @menkemtsnat708
    @menkemtsnat708 6 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ሓውና ናይ ገንዘብ ጸጠጥታ ውሕስነት ንነብሱ ካብ ምንቀኛታት መካላካሊ ጋርዲን ሽጉጥን መንግስቲ ትግራይ ክዕድሎ ኣለዎ ምክንያቱ ንትግራይ ብዘለዎ ክእለት ናይ ተክኖለጂ ምስ ዓለማት ከራኽባ ይኽእል እዩ።
    ስለዚ ብገንዘብን ሞራልን ንሓግዞ ብዝበለጸ ንክሰርሕ ❤❤❤

  • @StudioWediChwa
    @StudioWediChwa 5 หลายเดือนก่อน +1

    መጀመርያ መራሕቲ ዘይገበርዎ መፍትሒ ምምሃዝኻ ብጣዕሚ ጅግና ኢካ
    1 ሲኪሪት ፓወር ኢዩ ጥልቅ ዝበለ ዝርርዝ ኣየድልን ኢዩ
    2) ውሕነትኻ ተጥንቀቅ መክንያቱ ኣዋርቅ ይፍተኑ ብሂወት ኢዮም ።

  • @weldayhadush3357
    @weldayhadush3357 9 วันที่ผ่านมา

    ኣቱም ሰባት እዚ ሰብ ብሓቂ ክሕገዝ ዘለዎ እዩ

  • @genigebre2752
    @genigebre2752 5 หลายเดือนก่อน

    ተመሰገን ኣምላክ ፅድፊ ይፈጥር መዳያይቦ ይፈጥር ዝባሃል ሓቂ ትግራይ ዘምኩሎም ፅላኦቲ ተከቢባ ሎሚ ካኣ መፍትሒ ርኪብናሉ

  • @user-eb8wq3fw1y
    @user-eb8wq3fw1y 5 หลายเดือนก่อน

    ሓቂ ድዩ? ዝገርም ዓይነት ፈጠራ እግዚኣብሄር ኣእሙሮኻ ይክፈተልካ ንካልኦት ከምትምህር ድማ ብዓል ሙሉእ ተስፋ ሃግረ ትግራይ

  • @user-hu1pq7zp4b
    @user-hu1pq7zp4b 6 หลายเดือนก่อน

    Good job ❤❤❤God bless you 🙏

  • @user-bs4so1ju7c
    @user-bs4so1ju7c 6 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ ቀፅለሉ ክተባባዕ ዝግቦኦ ኽእለት❤❤❤❤❤

  • @Adu2002Ta
    @Adu2002Ta 6 หลายเดือนก่อน

    ዕደመን ጥዕናን ከማኻን ናዓኻን ይኹን ቀፅለሉ

  • @user-gj8ex4rp4x
    @user-gj8ex4rp4x 5 หลายเดือนก่อน

    ወጀሪታይ ጀጋና❤

  • @user-hj5mt4bd6l
    @user-hj5mt4bd6l 5 หลายเดือนก่อน

    በርትዕ

  • @kfytfer6883
    @kfytfer6883 6 หลายเดือนก่อน

    አበሳ ፈጣሪ ይሐግዝካ ንዚይን ንካልኦትን መንግስቲ ክድግፎ ይግባእ

  • @mom12127
    @mom12127 6 หลายเดือนก่อน

    Proud of u

  • @AderaGEgiziabiher
    @AderaGEgiziabiher 6 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ቡሉፅ

  • @user-wx3og4yk2g
    @user-wx3og4yk2g 5 หลายเดือนก่อน

    Ayeka gobz mengsti hagzwo❤❤❤nzihawnaka

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv 6 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ

  • @bg9694
    @bg9694 6 หลายเดือนก่อน

    Great job brother

  • @yorsalaemgerensae3648
    @yorsalaemgerensae3648 6 หลายเดือนก่อน

    ባንኪ ኣካውንቱ ተትጽሕፎ ጽቡቅ ኔሩ ክሕገዝ ዝግብኦ እዩ ናይ ብሓቂ በሊሕ ሰብ።