ቑ2 - ብወልፊ ደርፊ ዝተለኽፈ ዮናስ ዘዓድዋ - ወዲ ኣስማሪኖ!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 334

  • @jerryappmedia-8504
    @jerryappmedia-8504 5 ปีที่แล้ว +364

    ን ሙሉየ እታ ኣብይ ዝወሰዳ ሽልማት ትግበኦ እያ ትብሉ እስኪ! ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀግናየ❤

    • @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ
      @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ 5 ปีที่แล้ว +7

      ሽልማት ዘይ ኮነስ ካሊእ እዋን ይግቦእ እዩ።ሐዚ ዉን ይግቦአይ ፈረቃይ ❤❤

    • @samer8063
      @samer8063 5 ปีที่แล้ว +4

      አቤት ናይ ሰይጣን ነገር እንዳውም ወልፍ ናብ መዝሙር ተትቅየር ብሓቂ ድምፁ ደሓን እዩ ናትና ዝገርም ከምዝይ ዝበለሰብ ልጥቅምና ምቅላል ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ሙሉ ሓወይ

    • @wainywini5832
      @wainywini5832 5 ปีที่แล้ว +1

      ♥️♥️♥️♥️👍

    • @elsabethelilta5121
      @elsabethelilta5121 5 ปีที่แล้ว +1

      1000%

    • @ልሊጋልደራ
      @ልሊጋልደራ 5 ปีที่แล้ว +5

      ዓለማዊ ሽልማት ምንም አይዓብሶልን እቲ ዘይቁንቁን፡ዘይምርትን፡ዘይነቅዝን መንግስተ ስማይሽልማት እዩዞሖሾ

  • @abadieri8870
    @abadieri8870 5 ปีที่แล้ว +111

    እቲ ኩሉ ዝሪኢ ኣምላክ ንሓውና ምሉእ ምሕረት ንታሓጋጊዝቱን መምህር ሙለይን ድማ ዕድመን ጥዕናን ቅሳኔት

  • @ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ
    @ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ 5 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ሙሉ ሓወይ ዓብይ ሰብ እግዚአብሔ ፃማካ ክህበካ እዩ ንሓውና ውን ምሕረት የውርደሉ 💓💓💓💓

  • @ኩሉወዮኩሉወዮ
    @ኩሉወዮኩሉወዮ 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ማዓረይ ማንጨለት እስከ አሕፅቡዎ እግዚአብሔር ዝሰአኖ የብሉን

  • @ጽዮንአክሱም
    @ጽዮንአክሱም 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ሓውና ክንደይ ንብዓት ከም ዝሓሰስካ እርኢ እከታተል የና ቀጽለሉ በርትዕ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመኻ ዕድመ ማቱሣላ ይግበረልካ አሜን 3

  • @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
    @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 5 ปีที่แล้ว +28

    ሙሉየ አቦ ዱኹማትን ፅጉማትን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንመላእ ተኸታተልቲ መደቡ ሙሉ ሃለስላሰ ዉሻጠና ሚድያ ቡሩክ ባሕቲ ለካቲት ይግበረልኩ ዕድመን ጥዕናንይሃብኩም ዝተመነኻዮ ፍፃሜ ይሃብካ ዮናስ መግስቱ ማዓረይ

  • @eyerusmokonen9493
    @eyerusmokonen9493 5 ปีที่แล้ว +17

    መምህር ሙሉ ቃላት ይሓፅረና እዩ ንዓካ

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 2 ปีที่แล้ว

    ሙሉ ሓውና ብሓቂ መስተወዐል መንእሰይ
    ሓውና ዮናስ ሙሉእ ምሕረት የወርድልካ ወለላይ

  • @khalilmakhlouta2133
    @khalilmakhlouta2133 5 ปีที่แล้ว +30

    ሙሉ ሓወይ ሓቦኛ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኩን ሰላም ንደቅ ትግራይ ዓደይ ማዓርይ ብፅሕተይ ሓማቕ ኣይረአየለይ

  • @habeshachannel139
    @habeshachannel139 5 ปีที่แล้ว +1

    ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ዮኒ
    ግን ኣስመራ ክሳብ ሰላም ኮይኑ አቶም ትፈልቶም መተኣቢትካ ካብ ስደት ዝለሱ ከይቲ ሰዱዎ ምክንያቱ እቶም እሱ ዝፈልቶም ፈቆዶ ስደት ከርተት ኢዮም ዝብሉ ደለዉ ምስ ሰኣኖም ጸቅጢ ከይ ገብረሉ ኣስመራ ህጻዉንቲ ቆዑ ዓበይቲ ኣረጉቶት ሒዛ እያ እያ ተሪፋ ስለዚ ቀሪባ እያ ክትወጊሕ ቁሩብ ዓቅሊ ዮኒ ኣዝማሪኖ ኣሕሕሕሕሕ ነዓኻ ዘይቲ ኮዉን ሲደት ግን ኣጆኻ ቀሪባ እያ ደቂ ኤረይ ከኣ ፈተውቲ ሰብ ኢና Love u deki Eriiiiiiyyyyy shekakurrrrrrrr

  • @Adonay_Dvora143
    @Adonay_Dvora143 5 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሄር ይሓግዝካ መምህረይይይይይ
    ዮኒየ ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረቱ ይልኣኸልካ🙏🙏

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 5 ปีที่แล้ว +18

    የናስ ሐወይ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ

    • @mee1226
      @mee1226 4 ปีที่แล้ว

      ዮናስ ሓውይ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @tkuewediadwa7463
    @tkuewediadwa7463 5 ปีที่แล้ว +31

    ዮንየ አጆካ ዝሐወይ አብጎንካ አለኩ መታቢትካ ቴዲ ቲፎ እየ ብደንቢ ይፈልጠኒ እዩ

  • @kbromabatie2192
    @kbromabatie2192 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ዓቢ ዓስቢ ክትረክብ ኢኻ መ/ምህር ሙሉ ፈጣሪ ይሓግዝ

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 5 ปีที่แล้ว +8

    መምህር ሙሉ ሓውይ ከመይ አለካ እመቤት ድንግል ማርያም ትሓልካ
    ዮናስ ሓውይ ምሕረት ይውራደልካ

  • @elsabethelilta5121
    @elsabethelilta5121 5 ปีที่แล้ว +18

    እውይ በጃኩም ኣስመራ ዉሰድዎ ብዙሕ ናፍቆት ኣለዎ ኩሉ ህዝቢ ክቅበሎዩ ኣጆኻ ዮኒ ሓውና ኣምላኽ ይሓግዝካ ቪቫ ኣዝማሪኖ

    • @nejuswit8862
      @nejuswit8862 5 ปีที่แล้ว +1

      Ewe nay bahaki nay asmera nafkot enihewo azerarbue

    • @tigryhager2033
      @tigryhager2033 5 ปีที่แล้ว

      kkkkkkk

    • @alexamine7178
      @alexamine7178 4 ปีที่แล้ว

      Tembolu Tay Asmra Asmra Tebulu notom abu zelew zeytamoms melskum kethmemewo amlak yemhro zaytblu

  • @AY-bi1cj
    @AY-bi1cj 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ ወ/ሮ ሐዳስ እዝኩሉ መልክዕኪ እዋይ ዓለም ጨናዒት ዬናስ አጆካ ቀጽሎ ደርፊ thanks wushatena Media

  • @ጓልትግራይጓልቶምጀጋ-ዐ2ቈ
    @ጓልትግራይጓልቶምጀጋ-ዐ2ቈ 5 ปีที่แล้ว +12

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ሙሉ

  • @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
    @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 5 ปีที่แล้ว +3

    ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ መዓረየይ ንመ/ር ሙሉየይ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ

  • @wediakeletigray4017
    @wediakeletigray4017 2 ปีที่แล้ว

    😍❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍ዮንስ ሓወይ ፈጣሪ mesaka yekun 😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍ከዳንምህረት ጸልኣላ ተበረልካ ዘሕኣወይ 😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍😍👍👍👍👍👍

  • @ውፉይየንሃገረይ
    @ውፉይየንሃገረይ 5 ปีที่แล้ว

    ሉዑል ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ዮኒ ሓወይ

  • @aill8641
    @aill8641 5 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የዉርደልካ ዮናስ ሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @ክብርለእግዚአብሔር
    @ክብርለእግዚአብሔር 5 ปีที่แล้ว +18

    የናሰ መሉእ ምሕረት የዉርድካ ሓውና ሙሉ ዕድመን ጥዕና ይሃባካ

  • @ብሪዕባይገጠርብሪዕባይገጠ
    @ብሪዕባይገጠርብሪዕባይገጠ 5 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ ሃይለስላሴ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ምንም መግለፂ ቃላት የብለይን ካብ ምስጋና ንላዕሊ የቕንየልና።

  • @hagosberhe3664
    @hagosberhe3664 5 ปีที่แล้ว +7

    ዮኒ ሓውና ምሉእ ምሕረት የውርደልካ መምህረይ ከኣ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @hintsatewelde4886
    @hintsatewelde4886 5 ปีที่แล้ว +33

    መምህር ምሉ እመነኒ በዚ ትሰርሖ ዘለኻ ልዕሌኻ ቀሲኑ ዝሓድር ከመዘይለ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ሞንጎናን፡ ኣብ ሞንጎ ተጋሩ ምንም ፍልልይ ከምዘየለ ድማ ጭቡጥ ዝኾነ መረጋገጺ ኢዩ ዘለና ኣብ ሽግርን መከራን ብሓንሳብ ክንሰግራ ኢና እዛ ጨናዊት ዓለም።

  • @hyuu8968
    @hyuu8968 5 ปีที่แล้ว +1

    ሙሉየ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ኣታ ለዋህ ወድቶም ጀጋኑ ታጋሩ

  • @zafuhabesha2954
    @zafuhabesha2954 5 ปีที่แล้ว +3

    መዓረይ ምሕረት የወርደልካ መፅብዓኻ የ ስምረልካ።መ/ም ሙሉ ኣምላኽ ኣብ ጉዕዞኻ ፅላሉን ብርሃኑን ይሃብካ።

  • @abubesherseyidfereje5423
    @abubesherseyidfereje5423 5 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ ሃይለስላስ ትገብርላኻዪ ስራሕ ብጣዕም ፅብቕ ፍጣር ይኽፈልኻ

  • @ጋልትግራይእየ
    @ጋልትግራይእየ 5 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቅድስት ድንግል ማርያም ምሳካ ትኩን ኣቦ ፅጉማት ኢካሞ

  • @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ
    @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ 5 ปีที่แล้ว +6

    ኣሕሕ ዓለም ደርሆ ንገሊኡ ትወልደሉ ንገሊኡ ትሓርአሉ: ኣምላኽ ምሉእ ምሕረቱ ይልኣኸልካ ንወላዲትካ ይርአ ፈጣሪ ኣደ ትረኽቦ ኣደራዕ መን ይረኽቦ ኣደ ሓላል ኣጆኺ ዮናስ ክሓዊ እዩ ብሓይሊ ኣምላኽ:: መምህር ሙሉ ድማ ኩሉ ግዜ ይከታተለካ እየ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ብትገብሮ ኩሉ ሰብ ከይፈላለኻ ቅድሚ ሕጂ ውን 2 ካብ ኤርትራ ዝመጻ ስደተኛታት ሓገዝ ናይ ሕክምና ጌርካለን ኔርካ ኣብዚ ግዜዚ ከምዚ ናትካ ደኺመ ከይበለ ጽቡቅ ዝገብር ውሑድ እዩ እሞ ከማኻ የብዝሓልና ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ:: ኤርትራዊ 🇪🇷 ካብ ጀርመን::

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +2

      6 ኤርትራውያን ኣሕዋትና ግና እዚ ውሑድ ስለዝኾነ ካብዚ ንላዕሊ ክንሰርሕ ብጣዕሚ ሓገዝ ዘድልዮም ኣሕዋትና ኣብ ከባቢና እንተሃልዮም ሓበሬታ ተወከሱና።

    • @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ
      @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ 5 ปีที่แล้ว +4

      Wushatena Media ክብረት ይሃብካ ኣኽቢርካ ዝመለስካለይ ክቡር ሓወይ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ክንሕብረካ ኢና ንፈልጦ ዘበለ: ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ 😊

  • @abebahafetayadejudam2950
    @abebahafetayadejudam2950 5 ปีที่แล้ว +3

    የኒ ሓወይ ኣምላክ ባዕሉ ምሕረቱ ይልኣከልካ ንመምህር ሙሉ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩፉእ ኣይትርከብ

  • @bahlbimebrahtom8760
    @bahlbimebrahtom8760 5 ปีที่แล้ว +1

    ዮናስ ብጣዕሚ ዓሚቅ ስሚዒት ኣለዎ ኣብ ሙዚቃ ተስፋ ይገብር ሓደ ማዓልቲ ጥዕናኡ ተማሓይሹ ኣብ መድረኽ ክሪኦ

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 5 ปีที่แล้ว +2

    ሓወይ ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ

  • @kndahaftitesfay9066
    @kndahaftitesfay9066 5 ปีที่แล้ว +20

    በጃኹም ጸበል ውሰድዎ ላብ አባ ዮሀንስ

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
    @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 5 ปีที่แล้ว +5

    ዮኒ ሓወይ ምሉእ ጥዕና ይምነየልካ የኔ ጅግና 🙏🙏🙏💖 መምህር ሙሉ ክዓ ሰናይ ምግባር ንባዕልካ ዩ ሞ ብጣዕሚ ኢካ በሊሕ ዕድመካ ይንዋሕ 🙏💛💗

  • @missyoumom8697
    @missyoumom8697 5 ปีที่แล้ว +1

    መምህረይ በዓል ሙሉእ ሕልና ንዮናስ ድማ እግዚኣብሄር ባዕሉ ምሕረት የውርደሉ

  • @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
    @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 5 ปีที่แล้ว +17

    መምህርይ ቅኑዕ ስብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ሚልካናጓልትግራይ
    @ሚልካናጓልትግራይ 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ዮናስ ምስኪን ብፍላይ ናይ ወላዲቱ ከሕዝንካ ሃየ ብዘለና ንሓግዝ

  • @ካናባናኢንተርተይመንት
    @ካናባናኢንተርተይመንት 5 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ከማካ ይብዝሑ ን ዮናስ ከኣ ጥዕና ክረክብ ናይ ኩላትና ሓገዝ ኣይፈለዮ ፡፡

  • @embaykahsay8141
    @embaykahsay8141 5 ปีที่แล้ว +3

    I LOVE you so MUCH Thank you yeni hawey amlak yhagzka Ajeka bartE kab wedi Eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @lave9644
    @lave9644 5 ปีที่แล้ว +1

    የናሰይ ኣምላክ ምሉእ ምሕረትካ የሪአና መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብውላድካ ተሃጎስ

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 5 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሓቂ ኣድኒቀካ ኣቅራቢ አዚ መደብ ገብሪ ሰናይ

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 5 ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ መሊኡ ምሕረት የውርደሉ መምህር ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ኣቦ ዉፅዓት።

  • @pilot5737
    @pilot5737 5 ปีที่แล้ว +8

    እስኪ ንደታት ኤሬ ዕድመን ጥዕናን ዝምነ
    ገፅ ስድራና የርኤና ደቂ ዓደይ መዓረይ

  • @selamdalyselamfi4084
    @selamdalyselamfi4084 5 ปีที่แล้ว +1

    ዓሕሕሕሕሕ ኣደይ ኩሉ እየ እንታይ
    እሞ ኣጀኪ እግዝኣብሔር ኣምላክ
    ኣቦይ ንምሉእ ምሕረት እግበረሉ
    መምህሪ ምሉ ሓወይ ኪኣ ኣጀካ
    ቅድሚ ሕጂ ምስ ወድካ
    ተዛራሪበ ነረ ብዛዕባ እዚ
    ሓዉና ዮናስ
    ብተግባሪ ከኑ ኪኣ
    ረክበዮ ክንዕወት ኢና
    ኣነ ኤርትራዊ እየ
    ኣጀና ንታሓጋገዚ

  • @rahawatuemay2699
    @rahawatuemay2699 5 ปีที่แล้ว +2

    ወላዲተ አምላክ ምሉእ ምሕረት ተውርደልካ ዮናስ ሓወይ ማንጨለት እውን ውሰድዎ ሓደራ

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ አብ ኣምላክ ዝወደቀ ኣይሓፍርን

  • @ጋልመቐለ-ኀ3ጸ
    @ጋልመቐለ-ኀ3ጸ 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣብት ህርመት ክራር ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት የውረደልካ ኩቡር ሓውና ውሻጠ ምድያና ድማ ናዓኹም ዝኸውን ቃላት ይሓፅረኒ ዓስብኹምካብ ኣምላኽ ረኽብዎ ናይ ብሓቂ ፈትውቲ ህዝቦም ሑቡናትና ባኣኹም ናትና ምኻንኩም ።

  • @frehiwetgebretsadkan
    @frehiwetgebretsadkan 5 ปีที่แล้ว

    መምህረይ ሓላል ሰብ ዕድመኻ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልካ ፈጣሪ.

  • @cirocblunt4380
    @cirocblunt4380 5 ปีที่แล้ว +2

    Wedi gezabanda yonas.
    Man its crazy to see you after all these years and i hope one day to see you in Asmara.

  • @ትግራይ-ቀ3ቘ
    @ትግራይ-ቀ3ቘ 5 ปีที่แล้ว

    ዋዉዉዉ ብጣዕሚ ጎበዝ

  • @eyesusnazrawi609
    @eyesusnazrawi609 5 ปีที่แล้ว

    ያ እዛ ሜድያ ምፍልላይ የብላን ማራ ጽቡቅ ስራሕ

  • @abrhamtesfay7545
    @abrhamtesfay7545 5 ปีที่แล้ว

    B qedamnet nahawna amlak mhret yewredelu .kemzi gerkum smietatu terediekum ehin mhin mBalkum kea btami smart sebat ikum so God blees u alle my people keep up🤙

  • @Traditionell
    @Traditionell 5 ปีที่แล้ว +7

    ሓንቲ ማዓልቲ ሓዊካ ክርእይርካ ስድራካ ትኣልየሉ ግዝየ ይምነይልካ ዮኒ ሓወይ ፡ መ/ምሙሉእ ምስ መሳርሕትካ ክብሪ ይሃብካ ኣምላኽ

  • @سارهمحمد-ت1د
    @سارهمحمد-ت1د 5 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ምሕረት የውርደካ ዝሓወይ ናብዝነበርካዮ ኣምላክ ይምለስካ

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 5 ปีที่แล้ว

    በመጀመርያ መምህር ሙሉዋይ ዕድመን ጥናን ይሃበለይ ዮኒየይ እውን ሙሉእ ጥዕና ንክህበካ ተስፋ ይግበር ንህዝቢ ትግራይ እውን መልካም ናይ 11የካቲት ይግበረልና ተጋሩዋኒ💋❤❤💘💘💘

  • @አስቱጋልዞምወየንቲ
    @አስቱጋልዞምወየንቲ 5 ปีที่แล้ว

    ክብረት ይሃበልና ሓውና መምህር ምሉ

  • @mikomeles305
    @mikomeles305 5 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣድኒቀኩም
    ቀጽልዎ!!!!

  • @ልሊጋልደራ
    @ልሊጋልደራ 5 ปีที่แล้ว

    ብርኩን ቁድስንመ/ር ዓስብካ ካብ እግዚአብሄር ርኮብ ።የናስ ሓውና ድማ ሙሉእ ምሕረት የውረደልካ ዮኔየ ከም ትምሓር እምነት አለኒ ግን ደርፍ ንዮው ቦሎ ብመዝምር ዘምርካ ፈጣርካ ንክተመስግን ተስፋ ይግብር

  • @zebibsudan4989
    @zebibsudan4989 5 ปีที่แล้ว +1

    የናስ ሓወይ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ

  • @jerryappmedia-8504
    @jerryappmedia-8504 5 ปีที่แล้ว +25

    ዮኒየ ጀግና ዲሒንካ ስራሓትካ ብሃንቀውታ ንጽበ ❤

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 5 ปีที่แล้ว +14

    ሙሉ ሐወይ ዕድመ ይሀብካ

  • @Rahel248
    @Rahel248 5 ปีที่แล้ว

    Memher muleye hawena amlak ybarkeka kemaka zbelu enet zbzhwus kndey tsbuk neyru 💋❤️💋❤️❤️🙏🙏🙏🙏

  • @atakltitafere5687
    @atakltitafere5687 5 ปีที่แล้ว

    የናስ ሓውና ምሉእ ምሕረት ይሃብካ

  • @xigewini7426
    @xigewini7426 5 ปีที่แล้ว

    Kubur memhir Igziabiher yibarika🙏🏾💖
    Yonas hawna kea mexaika yexebkelka🙏🏾
    Thank you all🙏🏾

  • @dearmom2633
    @dearmom2633 5 ปีที่แล้ว +3

    Yoni ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ መኣረይ

  • @yoni_12-21
    @yoni_12-21 5 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ምሉእ ጥዕና ይሃብካ ዮናስ ሓውና

  • @dnglmariamadey7468
    @dnglmariamadey7468 5 ปีที่แล้ว +32

    ብቀዳምነት ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደሉ ናይ ቀደም ኣእምሩኡ ይምለሰሉ፡ ብምቅጻል ኣብ እንዳ ( ቅድስቲ ኣርሴማ ) ማጮሎት የሕጽብዎ ንእለት ክሓዊ ኢዩ ቅድስቲ ኣርሴማ ምስኡ ትኹን

    • @dnglmariamadey7468
      @dnglmariamadey7468 5 ปีที่แล้ว +1

      @ere tigray ፡ ያ ናይ ብሓቂ ምኽንያቱ ከምኡ መበልየይ ክሳብ ዓይኖም ሲእኖም ዓዊሮም ዝነበሩ ሰባት ዓይኖም ረኺቦም ብርሃን ዝርኣዩ ስለ ዘለዉ ኢየ ብድፍረት ከምኡ ኢለ ፡ ስለ ዚ እፍዚኣብሄር ኣምላኽና ኣብ ቅዱሳኑ ሓዲሩ ብዙሕ ስለ ዝሰርሕ ሕጂ ድማ ንሓውና ኣብ ርእሲ እዛ ቅድስቲ ኣዴና ቅድስቲ ኣርሴማ ሓዲሩ ክምሕሮ ኢዩ ዝብል ተስፋ ኣለኒ፡ ብቅድሳኑ ዝኣመነ ድማ ድሌቱ ዝስእን የለን ፡

    • @Abelabiti
      @Abelabiti 5 ปีที่แล้ว

      msaka alku hawey do kebleka haftey abi emnto alni kedst arsema mhretu kmtleklu

  • @Seb15
    @Seb15 5 ปีที่แล้ว +1

    ዮንሴ ወዲ ጥዕና ይሃብካ ዝሓወይ 👍🙏 መ/ር ሙሌ ክብረት ይሃብካ ክቡር ሰብ❤️👍🙏

  • @tseqaygoeay6871
    @tseqaygoeay6871 5 ปีที่แล้ว

    ሙሉው ሓወይ እግዚአብሔር ዕድመነ ጥዕናን ያሃብካ

  • @mulgetamisgina4858
    @mulgetamisgina4858 5 ปีที่แล้ว +21

    ውላድ ውን ክወልድ ከም ዘለዎ ንዕኡ እትኸውን ሓንቲ ክትረኽብሉ ምኽንያቱ እዛ ዓለም ውላድ ዩ መኽሰባ

  • @weynigualtegrayselehulumne4670
    @weynigualtegrayselehulumne4670 4 ปีที่แล้ว

    Muluye amlak edmen tenan yehabka 😘😘😘😘

  • @በስምህልጠራጌቱ
    @በስምህልጠራጌቱ 5 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ ካልቢ እናመስገን

  • @betusolomon2693
    @betusolomon2693 5 ปีที่แล้ว +5

    Love❤❤ yonye mulue mhret yewrdelka kemzmesleni burtue nafkot alewo nay asmera neabasmera entezbesh des mbelo buzkone yekenyelna mulue hawena from🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samrawitmeles2645
    @samrawitmeles2645 4 ปีที่แล้ว

    Amilak misakum yikun 🙏🏽🥰❤️

  • @alemyoubube
    @alemyoubube 5 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ይሓግዝኩም መምህረይ

  • @asmarashikor2764
    @asmarashikor2764 5 ปีที่แล้ว +2

    May God pour his peace and mercy on him. God bless you.

  • @dhery3171
    @dhery3171 5 ปีที่แล้ว +1

    ዮነስይ እግዚአብሔር ምሕረት የውረደልካ እንታይ ይስኣኖ እግዚአብሔር መምህረይ ምሉእ ጥዕና ዕድመ ይሃብካ

  • @smerleyhasabey8251
    @smerleyhasabey8251 5 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ አድመን ተኢና ይሃብካ

  • @luulhaile7156
    @luulhaile7156 5 ปีที่แล้ว

    God Job guys i from Eritrea we love ethiopa tgray ❤

  • @eritruth5252
    @eritruth5252 5 ปีที่แล้ว +3

    ዮኒ ሓወይ መን ከማኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ

  • @yiki7528
    @yiki7528 5 ปีที่แล้ว +1

    Yeni hawna Amlak mulue mhret ygberelka from Eritrea

  • @dearmom2633
    @dearmom2633 5 ปีที่แล้ว +9

    ሳቢ ሳቢና ኣንቢዕካኒ ዮኒ ሓወይ

  • @er2531
    @er2531 5 ปีที่แล้ว

    *thanks demsi weyane love you i'm from* 🇪🇷👈

  • @ክኾነለይአዩወዲትግሪኛ
    @ክኾነለይአዩወዲትግሪኛ 5 ปีที่แล้ว +5

    ትግራይ ትግሪኛ ይዓምብብ ካብ ሴሜን ትግራይ ኢሪትራየ መምህር ሙልየ ታንክስ

    • @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ
      @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ 5 ปีที่แล้ว +1

      ክኾነለይ አዩ ወዲ ትግሪኛ ዘረባኻ ኣማሓይሽ ኤርትራ ርእሳ ዝኸኣለት ሃገር እያ ከም ጎረባብትን ከም ሓደ ቃንቃናን ተኸባቢርና ንኺድ: ኤርትራ ሃገር እያ ትግራይ ግን ክልል ኮይና ኣካል ናይ ኢትዮጵያ እያ እዚ ወድሓንካ::

    • @E1991.
      @E1991. 5 ปีที่แล้ว +1

      ክኾነለይ አዩ ወዲ ትግሪኛ Watch your mouth think before you comment what you are saying is ilegal & crime offence, ERITREA HAGER heya mes kilelat nay Ethio zerakeb yebelan period::

    • @ክኾነለይአዩወዲትግሪኛ
      @ክኾነለይአዩወዲትግሪኛ 5 ปีที่แล้ว

      @@E1991. etom tezarbti tigrigna mes Tegaru yehwat ina neskum jebrti wey tigre gelemele entkonkum
      Mes tegaru zerakb yeblnan ktblu teklu ekum guhaft eritrwnet menent zimslom denakur hzbi misakum miftary betami eu zehzneni telamat kahdti menentom
      Ekum deki tigrigna entekonkum

    • @E1991.
      @E1991. 5 ปีที่แล้ว +1

      ክኾነለይ አዩ ወዲ ትግሪኛ Sedenetka mes kaleh gibero xerfi heya akmeka mish yerdaka denkoro::

    • @ክኾነለይአዩወዲትግሪኛ
      @ክኾነለይአዩወዲትግሪኛ 5 ปีที่แล้ว

      @@E1991. ኪደ ማሃይም መንነትን ዜግኔትን ክትፈሊ ዘይትኽአልሲ ናዓይ ሓፍሓፍ ትብለለይ ተማሃር ኣንብብ

  • @muchalove4984
    @muchalove4984 4 ปีที่แล้ว

    Poleticaly free spirit real human being yonas mengistu God bless your heart real personality people we have too learn from yonas God bless your heart Teacher and Giddy miles and who try too help yonas become healthy God bless you All

  • @temesgengoyta5367
    @temesgengoyta5367 5 ปีที่แล้ว

    Mulu nay behaki b wuladka tehagos from eri😍😘😍

  • @tesfitbokretsion231
    @tesfitbokretsion231 3 ปีที่แล้ว

    bhaki hayl eka edem yahbka egziabiher

  • @samirobi8158
    @samirobi8158 5 ปีที่แล้ว

    eriterawiyan yehwatena kea tnx ajokum abe godnukum alena tnx

  • @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ
    @ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ 5 ปีที่แล้ว +1

    ዮኒ ሓወይ ድሕሪ 10 ዓመት ብመዳ መምህር ሙሉ ረኪበካ ምስግና ንልዑል ፈጣሪ ይኮኖ ኮምኡ ውን መምህር ሙሉ ቃላት የብለይን ኣምስጊነ ንመጋኒ ክንህበካ ቀጻሊ ናብ ኣዲስ ሳበባ ናብ መምህር ግርማ ተዝከይድ ትዝበለጸ ነይሩ

  • @Bitaniya12
    @Bitaniya12 4 ปีที่แล้ว

    Asmera tmti ane ms tegaru eye abye ab asmara btami zfetwom metabitey ab zelekumo selam ymne ❤️❤️

  • @mussoliniroma7875
    @mussoliniroma7875 5 ปีที่แล้ว

    Haderakum nezom xgumat sebat melemeni/mesarhi titkemlom keythlwu. Bzterefe xbuk medeb god bless you Asmarino!!

  • @yonasmelake8670
    @yonasmelake8670 5 ปีที่แล้ว +1

    Mhret yewrdelka hawey marey

  • @sebleyohans6707
    @sebleyohans6707 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ለዊጢ ንምርኣይ የብቅዓና ንፈጣሪ ዝስኣኖ የለን ጠዋሪ ኣዲኡ ይግበሮ እቲ ቦታ ደስ ክብል የቀንየለና ሙሉ ለምለም ርገጽ

  • @alembrhane6325
    @alembrhane6325 5 ปีที่แล้ว

    Yoni hawika kenrieka Amlak yehagez, memher dema thanks

  • @riempetroskahsay5169
    @riempetroskahsay5169 4 ปีที่แล้ว

    ዮናስ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ፡ኣስመራኻ ተመሊስካ ኒሕና ድማ ዓድዋና ንዛወረሉ ግዘ ቀረባ ኢዩ ሞ ፡የሕዋት ኩናት ክንደይ ክሳራ ከምዘለዎ ኢሞ ኻኣ የሕዋት ክንባኣስ ከለና ኢዩ ኢቲ ዝዓበየ ጸገም ሰላም ወሰናይ ንቡሙሉኡ ህዝቢ ትግራይን አረትራ ፍቅርና ክንመልስ ንቃለስ ሓደራ የሕዋት ።

  • @Noahasmera694
    @Noahasmera694 5 ปีที่แล้ว

    Eza weladitom des ktbleka bhaqi selam amlak naki brkti ade 😘🙏

  • @teklemahari9821
    @teklemahari9821 5 ปีที่แล้ว

    ቅድሚ ከሉ አብ ማጨሎት ፍተንዎ ።ንየናስ ከአ ከማይ ይምነየሉ አምላክ ከምቲ ቅልሕ ዝበላና ቅልሕ ይቦሎ።አደ የናስ ከም ስንባደ አደይ ከም ሓጎስ አደይ ይምነየልክን።ሕማም ናይ የእምሮ ንዕድመካን ምስ ጸቅጢ ሕብረተሰብ ባይታ የብጽሓካ።

  • @johnhawikbrom
    @johnhawikbrom 5 ปีที่แล้ว +1

    I hope hade malti gexka kri mulue haweyy Bzi tgebro zeleka Amlak asbka khbeka iyu God bless you 🙏🙏

  • @mikitsegai8507
    @mikitsegai8507 5 ปีที่แล้ว

    Yoni hawey amlak edmen tenan yehabka tanks yehwat kab hawekum eritrea