What ever his religion and role in the church, he is Tigrian and should contribute what he can both in politics, economy, social, etc. We need a multidisciplinary and talented people in Tigray.
Definition of a Genius: extraordinary intellectual power especially as manifested in creative activity, a person endowed with extraordinary mental superiority, a person with a very high IQ. Efrem indeed is a genius! People endowed with such a powerful poetic brain and blessed with the ability to compose with out any preparation are rare. This kid is a rarity and big thanks to those of you (Wushatena Media& Awet Wodaj) who gave him a platform and an opportunity to introduce himself to the world. What makes this kid unique and separates him from the crowd is not only his improvisation skills, but also his fluency and literacy in our ancient Tigrean language "Geez." This kid is a gem and we must support him so that he can transform the literature of Tigrai! እምበር ወዲ ሚእቲ ስድሳ!
ኣቤት ኣቤት ግጥሚ ኣቤት ጥበብ ትምህርቲ ዋላ ንፉዕዩ ኣቤት ኣምላክ ጽቡቅ ጥበብ ዓዲሉካ
ድያቆን ሓወይ አብቲ ናይ እግዚአብሔር ቃል ድአ ጽናዕ እምበር ፖለቲካ ማለት ነፍሓይቶ እዩ እቲ ዘይሓልፍ ቃል እግዚአብሔር ይሕሸካ ከም አነ ሰላምካ ይብዛሕ
saba teklay አዎ ልክ ነሽ ቃለ እግዚአብሔር የሚመስል የለምና እግዚአብሔር አምላክ እስከ ፍፃሜው በቤቱ ያፅናን
ጸገም የብሉን ንክልቲኡ ኣማል ኣዪ ኣጆካ እዩ ዝበሃል
@@desalegebreyohanes8616 aytgage kubur haw poletikan haimanotun bhade kkeyd aykeln eu
What ever his religion and role in the church, he is Tigrian and should contribute what he can both in politics, economy, social, etc. We need a multidisciplinary and talented people in Tigray.
Saba Teklay
እንጀራ እዝጊ ብልዒ ዘይ ኣነስ ከምናትኪ የ ሓሳበይ
ዲያቆን ኤፍረም ኣብ ቋንቋ ግእዝ ፅዑቅ መፅናዕቲ ተዝገብር ሞ ግእዝ ንዝሓዞ ጥቁሉል ሃፍቲ ናብ ትግራይ ልምዓት ተዝውዕል ከመይ ምተሓጎስኩ
Haki
ይገርም' ዩ! ተኣምራታዊ ሊቅ ድኾነ ሓው ድያቆን፣ ዕድለኛ ኢካ፣ ኣምላኽ ክንድዚ ጥበብ ዓዲሉካ ኣሎ'ሞ፣ ነቲ ተፍጥራውን፣ ፈጠራውን ክእለትካ ኣብ መዓልኡ ክተብጽሖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብል ይፈቱ። ኣደናቂ መምህር ሙሉእ'የ።
በስምኣብ ዝገርም ጥበብ ፀጋን ውህብቶ ቃላት ሓጺሩኒ ብምንታይ ከምዝገሎፆ።
ዳግማዊ ማህሌታይ ቅዱስ ያሬድ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ ከምዚኦም ዝበሉ ክትርኢ ትግራይና ዘክሩዕ ዘሕብን ብሓቂ
ኤፋር ዶ ክብለካ እታ ንኡሰይ
ዕድመኻ ንእሽተይ
ጥበብኻ ሰማይ
ንኩሉ እድኻ ኣዝንተዎይ
ከማኻ የለን ኻላይ
ከማኻ የለን ተዋሃባይ
ጥበብ ኣለኻ ተቀድሑ ዘይውዳ ባሕሪ
ንኹሉ ኣዘኻሪ
ንሰላም ፈጣሪ
ንፍትሒ ዘማሪ
ንጽላእቲ ኣባራሪ
ፀዎዒ ንፍቅሪ
ንዕረ ሽግር ኣዕዋሪ
መስተውዓሊ እድኻ ከም ንስሪ
በለ ኣጀኻ ቐጽሎ እኻ
ዘይተ ብርበረ ጥበብ ኣለኻ
ከይተ ቆርጾ እኻ
ኩሉ ስለ ስለኻ
ብፍላይ ኣብታ ናይ ክህነትካ
ቐንዲ ኣተኹር እኻ
ንሱ ስለ ዝኮነ ሂወትካ
haweka tesfom kab diaspora England from Eritrea .
Wwwwew🥀🥀🥀👍👍👍
ዋውውውው tesfo ደቂ ትግርኛ aytekalkumun ጎቦዛት
አሰኒ ማዓረይ 💕💕💕💕❤❤❤❤❤❤❤❤❤የቀንየልና 💕💕💕💕
ይበል ግጥሚ ዝሓወይ
Wowwwwww aseyyyy
*ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ድያዉቆን ሓወይ*
*ኣብታ መንፈሳዊካ ፅናዕ መዝሙር ዘምር* *ኣይዞካ* ቃፅለሉ*
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዲያቆን ሓውና ኣብታ መንፈሳዊ ፅናዕ ኣይጆካ
ናይ ባሓቂ ታኣምር እዩ እግዚአብሄር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ኣብ እምነትካ የፅንዕካ መዓረይ መዝሙር ሕዝካ ክትመፀና ብተስፈ ንፅበ ኣጀካ ኣብ ጎንካ ኣለና❤💛🤲🤲🤲
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓዉና ድያቆን እዋይ ጥበብ ተዓዲልካ❤️ ዓይኒ ፀላኢካ ይደፈን
ድያቆን ኤፍሬም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝበለጸን ናይ ዘልኣለምን መንገዲ ኣምላክ እዩ ናይ እግዚኣብሄር መንገዲ ይሕሸካ ቀዳስን ዘማርን ኩነልና ኣብዛ መደናገሪት ዝኮነት ዓለም ኣይትእቶ
ውይይይይይይይይይይይ ኣይከኣልኩን ተሓቢነ ነቢዐ ኩሉ ሕውስውስ ኢሉኒ ኡዙይስ ካብ ትግራይና 💞 ዝፈጣሪ ጡዑም 💞እምብር ቁዱስ ያሬድ ኢካ ሙቁር እስከ ጢዕና ይሃብካ
እዋው ጎበዝ ናይ በቤተክርስቲያን ቀፅለሉ ዓለም መታለልት እያ አብ ሃይማኖትኳ ቀፅል።
እዚ ድያቆን ብእግዛብሄር ዝተሓርየ እዩ ግብርና ከፊኡስ ክምህረና ናብ መገዲ የማናይ ክመርሓና እዩ ሞ ኩሉና ጸሎት ንግበር ግዜ ክምልሰልና ድያቆን ኤፍረም ከኣ ናይ ዓለም ነገር ከየታልለካ ጸኒዕካ መንገድካ ሓዝ
ዲያቆነይ ብጣዕሚ ዘገርም ኢዩ
ዲያቆነይ ናዓኻ መድረኽ ናይ ሰነ-ጥበብ ዘይ ኮነስ መድረኽ ናይ ቤተ ክርስትያን ኢዩ ዘድልየካ ዓለም ከይ ተዳናግረካ ኣይዞ ዲያቆነይ።
ትክክል ዘሓወይ ዓብይ ናይ ቅኔ እና ዝማሬ ከም ቅዱስ ያርየድ ክኸውን ንምነ 💕💕💕ናይ እግዚአብሔር ፀጋኡ የብዘሐሉ 👏👏👏
Ketsl eadmen teanan yhabka dyakonka keytekarts
ብትክክክክክል እግዚአብሔር አቤቱ የፅነዓዮ
Tyyyfiuu
ብትክክል
ዳቄን ሓውና ብጃኻ አብ ሃይማኖት ካ አትኩር
ዓለምን ፍትወታን ሓላፊ እዩ በቲ ዘይሓልፍ ቃል አምላክ ታሪክ ስራሕ
እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሓልካ
ኮሎ ትግራዋይ ሓደራኮም ደግፍዎ ናይ ብሓቂ ተኣምራት እዮ።
ኮሎ ትግራዋይ ሓደራኮም ደግፍዎ ናይ ብሓቂ ተኣምራት እዩ ::
ኣታ ጅግና ውዲ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጅካ ቅፅልሉ ዛሓውይ♥♥♥
ዕሸለይ ሸዊት እግዚአብሔር ዝሃበካ ጥበብ ሓደራ ማዓርይ ቤተክርስትያንካ ዘምሃረትካ ንበር አቤታ ዛረሳሕ ዓለም ከተታልልካ ፀግው የብዛሓልካ ………
ኹሉ ዝዛረቦ ግጥሚ
ኣነ ተደኒቀ ብጣዕሚ
ክደግሞ እዩ ነቲ ዝሓለፈ ዓሚ
ዝዛረቦ ልክዕ ጠስሚ
የቀንየልና ዲያቆን ኤፍሬም ንኡሽተይ ያሬድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ስላም ዲያቆን ኢፍረም ሓወይ እግዚአብሄር አምላከ ከም ጥበብኛ ስለምን አብ ቤት አምላክ ዕድመካ የብልዮ ከም ቅዱስ ያሬድ ድማ ብዜማ ቤተክርስትያ ቅኔ ንአምላክ ክተመስግኖ እመ አምላክ ባዕላ ትደግፍካ ግን ሓደነ ነገር ክትስሕቶ ዘይግበራካ ናይ ዓለማዊ እንድሕር ከይድካ መንፈሳዊ ሂወ ት ክትደክም ኢካ ንዓካ ከምዙይ ኣይጠቅመካን ምክንያቱ አምላክ ብዕላማ እዩ ጥበብ ዝዕድለካ ስለዚ አብ ዓለማዊ ትኩረት ኣይትግበር ክትጋገ ኢካ አብ ትግራይ ዓድና ዘሎ ፀገም ማህሌታዉ ቅዱስ ያሬን ንደርፊ ከም ዝተፈጠረ እትም ዝነግሩና ብፍላይ እቶም ደረፍቲ ኣንሕናውን ናቶም ተከቲልና ኮይና በቃ ቅዱስ ያሬድ ናይ ደርግ ምካኑ እና ንፈልጥ ግን አምላክ ይመስገን አብ ስደት ወፂእና ስለሃይማኖትና ስለዝፈለጥና ከምዙይ ንርኢ ከለና ንሓዝን ስለዚ ዝሓወይ አብ ዓለማዊ ኣይትክድ ተክእልካ ካብ ግእዝ ናብ ትግርኛ ቀይርካ ኣህትም ካልኣይ መዝሙር ዘሚርካ ንዓናውን በረከትካ መካፈልካና ስለዚ ሓደራ ሙሉየይ እዚይ ቆልዓ ምስቶ ደረፍቲ ከይተተሓሕዝዎ ግጥም ግጥመልና ስለዝብልዎ ናብ ዓለማዊ ከይከይድ ንስካውን በዓቅምካ ምኮሮ ሙሉየይ ሓንቲ ጥቅሲ ክህበኩ ፍቅር ገንዘብ ስር ኩሉ ሓጥያት እዩ ይብለና ብገንዘብና ናብ ሓጥያት ስለንኣቱው በ
Bravo amlak edmen tenan yehabka deacon hawey ab guday agolglot betekrstyan atekrka srah asbka kab amlak iyu
ድያቆን ሓወይ በዚ እግዚአብሔር ሂብካ ዘሎ ፀጋ ሰማያዊ ሃገርካን ሰማያዊ ንጉሥን ብያሬዳዊ ዜማ እንተተመስግነሉ ክንደይ ይጥዕም
ኩቡር ድያቆን ኢፍረም ኣሰር ቅዱስ የረድ የትሕዛ ቃል ኣምላክ ንከተስምዓና ሓደ ማዓልቲ ኪንጽበየካ ኢና
ካብኡ ከኣ መዝሙር ንክትዝምር በርትዕ ዓለም መታለሊት እያ እሞ ከይተታልለካ ሓደራ ክብለካ ይደሊ ዝሓወይ
Alem Entay dya tibil keytrekbeni kea Abey ala?
@@moses9882 ብመንፈሳዊ መንገዲ ቀፅል ንምባል እዪ
@@moses9882
ዓለም ደኣ ዕበድ ዝለል ኣመንዝር ትብል መንገዲ ህይወት ከይትረክባ ትገብር
ዓለም ኣብ ኩላ ኣላ ኣብ ቤተክርስትያን ጥራሕ እያ ዘየላ
ሓላላ
@@aaaaa8193 ሰላም
ድያቆነ ሓውና ናይዚ ዓለም ነገር ኩሉ ሓላፊ'ዪ ሞ ከየዳናግረካ ። ምስ አግዚኣቢሀር ኣምላክ ይሕሽካ ኣብ ቤቱ ይሕሽካ ንሱ አዩ ሂወት ናይ ዓለም ከየዕሽወካ በጃካ። ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
ዋው ብጣዕሚ ጎቦዝ ግን ናይ ክህነት ትምህርቲካ ቀፅል ጎቦዝ ሊቅ ክትከውን ይመነየካ
Ketslelu zhawey aser kdus yared ktktel tesfa ngebr
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብ መዝሙር ርገፅ ንፉዕ ቆልዓ ኢካ 🙏🙏💛💝 እተን ግጥሚ ትግርኛ ፈረስ ዓሶ & ሓደጋ ብጣዕሚ የ ኣነ ውን ዝዝክረን thank You
ዕድመን ጥዕናን ሃብካ ፈጣሪ
ራህዊ ጓል ትግራይ wall ane ab Tigrigna mexif nera kenbba eye zwiel nere
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ድያቆን ሓውና ፀጉኡን ጥበቡን ይዓድልካ.ኣይዞካ ጎብዝ
ድያቆነይ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን የሃብካ እሞ ምስ ዚ ኩሉ ተውህቦካ ብፍላይ ኣብ መንፈሳዊ ኣዚካ ክትግደስ ኣለካ ምስ እዚ ኩሉ ተውህቦካ
ናይ ባሓቂ ዘሐጉስ ኣጀኻ ኑፉዕ ብፍላይ ካብ ዱቁና ድሕር ከይትብል ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
ድያቆን ሓወይ ኣቦታት ክምስሉ ክምዚ ይብሉ ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ካም ዝብሉ ካም ቅዱስ ኤፍሮም ይበልክም ብውዳሰ ማርያም ዝተቃነኽም ክኑ ኣምላክ ጸጋ ይብዝሓልክም ከኮብ ናይ ቤተክርስትያን ይበልክም ፈጣሪ
ብጣዕሚ ፅቡቅ ፀጋ ካብ እግዚአብሔር ዝተውሃብካዮ አለካ ንዙይ እውን እግዚአብሔር ይመስገን ድያቆን ሓውና አብ ቅድስት ቤተክርስትያን ይሓሸካ
ናይ ያሬድ መንፈስ ቅዱስ ይወስከልካ ናይ በሓቂ ኣምላኽ
ዝገለጸሉ ኣብ ትምርቲ መንፈሳዊ በርትእ ኣምላኽ ይሓግዝካ.
ዋውው ድያቆነይ ተባረክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ እዚ ኩሉ ግዜ ኣበይ ነይርካ እግዝኣብሔር መርፅካ እዩ እሞ ዓለማዊ ከየታልለካ ዝሓወይ ኣብ እምነትካ ገብዝ
ኡነት ኣይከነን ብቃለይ ብወረቀት ፅሕፈ እውን ኣይምካኣልክዎ።
እግዚአብሔር ያሓልካ ክብሩ ድያቆን ሓውና ቸሩ መድህኒዓለም ያሓልካ ክብሩ ሓወይ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ውህብቶ እዩ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ዲያቆን ሓውና ኣጆኻ በርትዕ ምሳኻ ኣለና።
ብጣዕሚ ንፉዕ ድያቆን ግን ናይ ዓለም ጥበብ ከየትከይድ ብመንፈሳዊ ጥበብ ቀፅል እግዚአብሔር ፀጋኡ የብዘሐልካ
ድያቆን ሓወይ በጃኻ በርትዕ ዓለም እናሳሓቀት እያ ተታልለካ እሞ ኣብ ሃይማኖትካ በርትዕ ኣብ መዝሙርን እውን እግዚአብሔር ይባርኻ ዕድመ ጥዕና ያሃብኻ
👍👍👍👍👌👌👌🙏🙏🙏
ዳግማይ ያረድ እነሆ ተወሊዱ
ኣበይ ኣይትበሉ ትግራይዩ ዓዱ
ልሳነ ግእዝ ትግርኛ ዝዓውዱ
ብግጥሚ ብቕኔ ዝዛረብ ኣዋዲዱ
ክንደይከ ይጥዕም ባሕረልሳኑ
ኣፉ ምስከፈተ ዘይስሕት ሚዛኑ
ሻነ በሉለይ ኣለኹምዶ ደያኑ
ክሳዱ ከቅንዕ ከይከይድ ደኒኑ
መንነቱ...
ወዲቶም ሓሰብቲ መሃዝቲ
ጸረብቲ ነደቕቲ ሓወልቲ ተኸልቲ
ወድቶም ቑጽሪ ወፊደል ፈጠርቲ
ሰብ ታሪኽ ሰብ ጉልቲ ሰብ ርስቲ
ዘሐብን ባህሊ መንነት ወነንቲ
ሎሚ ዛቑናይ ብርሃን በሪ
ጽባሕ ቀሺ ዓጣን ደብሪ
ዋሕዚ ተውህቦኻ ወትሩ ክዛሪ
አይፈለየካ ጽላል ናይ ፈጣሪ።
* ብኣኻ አዝየ ተሓቢነ!
ኤርትራዊ ኣቦኻ!
የቀንየልና ዛሓወይ ወዲ ኤሬ ፃዕዳ
Kbret yhabelna kbur abona
ክብረት ይሃበልና ኩቡር ኣቦና
ኣቤት ጥበብ ኣምላክ ዓዲሉካ
ኣሰይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ዳግማዊ ቅዱስ ያሬድ
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
በትክክል
ተስፋ ይገብር 🙏
ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ እሞ ግና ፖለቲካ ናይ ዓማፂ ሰራቂ ሓሳዊ ካሓዲ መታለሊ ወዘተ እዩ ስለዚ አድላዩ አይኮነን መምህር ሙሉ ሓደራ አብፅሓለይ።
ብሓቂ መምህር ሙሉ ሓውና አብፀሐልና
ተኣምር እዩ ትግራይ ክንደይ ጥበብ እዩ ዘለዋ ገና ኣሎውና ዝውለዱን ዝተወለዱን ሕፃናት ልዓድና ዘዕብይዎ ኣዘኪ ትግራይ ልቅድሚት መርሒ
ናይ በሓቂ ጸጋ እግዚኣብሄር ልኡል'ዩ
ይትባረክ ኣምላከ ኣበዊነ ዲያቆን ኤፍረም ኩሉ ናይ ዓለም ነገር ኮንቱ ውእቱ 'ዩ ስለዚ ኣብታ መንገዲ ሓቅን ሂወትን ዝኾነት ኦርቶዶክሳዊት እምነት ኣበርቲዕካ ክትጽዕር የማክረካ ናይ መጻኢ መምህር ቂነ ኮንካ ክርእየካ ደልየ ኣሎኩ ኣምላክ እድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ።
ፀግኡ የብዘሐልካ ሐወይ
ዋውውውውውው እግዚኣብሄር ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ብሉፅ
ፍሉይ ተውህቦ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤
ኣምላክ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አብዓብይ ደረጃ የብፅሕካ ፅሩይ ሓበን ዓዲ
ድያቆን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣር💒💒🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ተባረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!🙏🙏
ድያቆን ሓወይ ኣነ ክመክረካ ዝደሊ አዚ ኩሉ ጸጋ ካብ አግዚኣብሄር ዝተውሃብካዮ። ኣብቲ ናይ እግዚኣብሄር ጽናዕ። ፓለቲካ ማለት ነፍሓቶይ አዩ። ምስቲ ኩሉ ጸጋኻ እቲ ዘይሓልፍ ቃል እግዚኣብሄር ይሕሸካ። መንፈሳዊ ግትሚ እንዳገጠምካ ንእግዚኣብሄር ኣመስግኖ። ናይ ዓለማዊ ነገር ኩሉ ሓላፋይ እዩ። ናይ እግዚኣብሄር ቃል ግን ኣይሓልፍን እዩ ኩሉ ግዜ ኣሎ ል።
ሰላምካ የብዘሓል ድያቆን ሓወይ
ዋው ብጣዕሚ ዝገርም ክእለት እዩ ዓዲልካ እሞ ሓደራ ሓደራ ዝሓወይ ብመንፈሳዊ ሂወትካ በርትዕ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዲያቆነይ በዓል መሉእ ጥበብን ፀጋን!! የቀንየልና መ/ር ሙሉ ሓወና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
መምህረ ጥበብ ናይ በሓቂ በሊሕ
ዲያቆን ኤፍሬም ዕድመ ጥዕና ይሃቦ ፈጣሪ ብሰላም ይንበረልና ታኣር መቸም ንምግላፅ ከቢድ እዩ
ኣብቲ መንፈሳዊ ክብርትዕ ግበርዎ ደቂ ዓዲ 🙏🙏
ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ኣታ ጀግና 👏👏👏
ብሓቂ,አግዚኣቢሔር,የክብረለይ,ክቡር,ሓወይ,,ግን ሓወይ,ዓለም,መታለሊት,እያም,ቃለእግዚኣቢሔር,ተትቅፅል,ደስምበለና,ኣሰር,ቅዱሳት,ናተንስዕብ,ደስምበለና,እግዚኣቢሔር,ወሲኩ,ጥበቡይግለፀልካ,እመብርሃን,ትሓሉካ,ኣጆካ,ብኣምላክ,ዝኣመነ,የለን,ዝሓፈረ
Definition of a Genius: extraordinary intellectual power especially as manifested in creative activity, a person endowed with extraordinary mental superiority, a person with a very high IQ. Efrem indeed is a genius!
People endowed with such a powerful poetic brain and blessed with the ability to compose with out any preparation are rare. This kid is a rarity and big thanks to those of you (Wushatena Media& Awet Wodaj) who gave him a platform and an opportunity to introduce himself to the world.
What makes this kid unique and separates him from the crowd is not only his improvisation skills, but also his fluency and literacy in our ancient Tigrean language "Geez." This kid is a gem and we must support him so that he can transform the literature of Tigrai! እምበር ወዲ ሚእቲ ስድሳ!
002519 63490841
ማዓረይ አግዚአብሔር ብጥበቡ የዕቢካ
ወይተኣምር ህያብ እግዚኣብሄር ዘደንቕ ኢዪ ኣጆኻ በርትዕ ንፉዕ ድያቖን ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ይሃብካያ
እግዜአብሔር አምላክ ዕደም ጤዕና ይሃብካ ጀግና ወደ ትግራይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ድያቆን ሓወይ ።ኣምላክ ጥበቡ የብዝሓልካ። ግን ናይዚ ዓለም ነገር ከየታሊለካ ።ብዙሓት ኣለዉ ኣብ ፖለቲካ ዝሰርሑ ንዖም ግደፈሎም።ንስካ ግን ኣብ ሃይማኖት ጥራይ ተገደስ።
ዲያቆን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ እቲ ሒዝካዮ ዘለኻ ቀጽለሉ እሞ ግን ( አለሙኒ ሃላፊ ፍትወቱኒ ሃላፊ እስመ ኩሉ ሃላፊ ውእቱ ) ስለዝኾነ ኣብቲ ናይ ቤተ ክህነት ክትቕጽለሉ ብትሕትና ይላበወካ ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሓደራ ድያቆን ወደይ ንስኻ ተካኢ ማህሌታይ ቅዱስ ያሬድ ኢኻ ካብ ኣምላኽ ዝተላኣኽካ ኢኻ ስለዚ ኣብ ሃይማኖትካ ኣተኩር ናይ ዓለም ኩሉ ኮንቶ እዩ።
ፖለቲካ እናተዛረበስ ቅዱስ ያሬድ ኣይትበሉ በጃኩም ናይ ሃገር ፖለቲካ ድዩ ዝመርሕ ነይሩ ሕሰበሉ ሰበይ
Tkikl
አሰይይይይ እግዚአብሔር አምላክ አብዚሑ ምሽጥሩን ጥበቡን ይግለፀልካ ወዲ ትግራይ ጅግና
አሰነ ዝሓወይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘሓወይ የዕብየለይ ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይመሓርካ ማዓረይ 💕💕❤❤❤💕💕❤❤❤💕💕❤❤❤❤💕💕💕💕💕❤❤❤❤❤💕💕💕❤❤ መምህር ሙሉ ሓወይ ብጣዕሚ ንመስገን 👏👏👏👏
ሄልዳና ጓል ትግራይ ዋሕሎ ናፍቆት ትግራይ በጃኺ ኢለኪ ፕሮፋይልኪ ጎሓፍዬ
@@tngtn3977 😎😎😎😭💔💔💔💔💔💔💔💔 እሺ እንታይ ፀገም አለዎ ማዓረይ ኢትዮጵያዊ አይኮንካን (ክን ) ዲኻ
Nay dergi bandera aykonen diyu? Weyis tedemarit eiki?
ወይ በጣዕም ዝገርም ነገር አይ አይዛካ ዲቆነ ኤፍራም ሓወይ ዕድም ጥዕና ይህብካ በርቱዕ በሃይማኖትካ
መ/ር ሙሉ ለዘላለም ያኑርልይ አታ ጀግና
ናይ እግዚአብሔር። ትወህቦ መንክር እዮ ።እግዚአብሔር ስምካ ይመስገን።ንፍዕ አምላኽ የዕቢኻ ።
ታዕወት ዛሓወይ ናይ ባሓቂ ስነልበናዊ ዝከነ መንፈሳዊን ፐለትካን ብስለትካ መደንቅ ኣጅኻ ካብ ሓውካ ኢርትራዊ አየ።
You are great Poet.amlak ybarkka.eritrea and tigray felalayi yeblnan one love agazian.memhir mlue god bless you
ድያቆን ሓወይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ቃላት ሓፂርኒ ንምግላፅ 🙏💗
WE Love you Deki Tigray 💛❤️ WE are really From one Baba and Mama Deki Hade Akal 🇪🇷
ሰላም መ/ር ሙሉ ሃ/ላሴ ናይ ዲያቆን ኤፍሬም ቃላት የብለይን መግለፂ ፈጣሪ ዕድመ ጥዕና ይሃቦ ብሰላም ይንበረልና
ብሓቂ እ/ብሄር ንጹህ ሓንጎል ሂብዎ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ድያቆን ሓውና
Egzeabher yebka betam zegrem you are Kedos yared metkat 🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
ብጣዕሚ ከይድነቅክዎ ከሓልፍ ዘይደሊ ጀግና ቆልዕ ቀፅለሉ ፡፡
First I would like to say thanks for wushatena Meadia to show us the young and talent Efrem and then I wish God bless him.
እሰይ ዝሓወይ ደስስስስስ ክትብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ መ/ም ሙሉየ ካዓ ክብርት ይሃበና
ሰላም ናዓኻ ዲ ኤፍሮም ሓወይ ፡ ዝያዳ እግዚኣብሔር ኣድህብ ።
ብሓቂ ሓውና ቅዱስ ያረድ ክትኮኦ እካ ዝበለካ ብሓቂ እዩ
🤗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ajoka qetsilo zhawey mule hawna ka tsgua ybzihalka ግጥሚ ናይ መዝሙር ክሰርሓልና ይክእል ድዩ
ክንሓተልኩም ኣሕዋት!!
እስይ ማረዓይ
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን. የሃብካ ደስ ክብል ብጣዕሚ ቃፅለሉ
Wowww ፉሉይ ተውህቦዪ
በጃኹም ኣብ ድምጺ ወያነ ኣቅርብዎ
ፉሉይ ሰብ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!!!!!!!
እዚ ደኣ ገጣሚ ዘይኮነ ባዕሉ ግጥምን ቅኔን እዩ እግዚአብሔር ፀግኡን ጥበቡን የብዘሐልካ
ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኩርዓት ተጋሩ
ዋውውውው እታይ ዝበለ ፍሉይ ትዕድልቲ ዝተዓደለ ቆልዓ ። ዕድመን፡ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ።
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ♥♥
አብርሀም፣ምናሴ፣ያዕቆብ በምን በምን ከንቱ ውዳቂ ቅኔ ነው ልጁ የተንቤን አገው ነው ይቀረዋል
አታ ወ ታይ ክመፀና ድሕርሊ ገዛኢ አበራ እፍፍፍፍፍ ኾሪዐልካ ዝሓወይ መዓረይ
ትግራዋይነት ማለት ክቡር እዩ💛💛❤❤❤❤
ቅዱስ ያሬድ ተተኪእልና የፅብዬ ፀጋካ የብዝሐዬ
ትግራይ ዓደይ ተስፋ ኣለኪ❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💊💊💊💊💊💊
My God!!! Genius one in a million 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
❤❤❤
ድግረም እዩ
አብ መንፈስ ህወትካ ፅናዕ ሓዋይ ዓለም ባዶ ናት🙏🇪🇹
እግዚአብሔር አምላክ ጥበብ ይብዘሐልካ ዛሓወይ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኦውውው በፈጣሪ ስም ኣበይ ድኣ ነይሩ ክሳብ ሐጂ ፣እዋይ ኩሉመናኡ ግጥሚ 💗💗💗🌼🌼እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ይሃቦ
ብትኽክል ሰብ ኢዩ ሰብ ኣጆኹም ተጋሩ ሎሚ የሕዋትና ጽባሕ የሕዋትና
ዋዋዋዋ ዲያቆን ሓወይ ሓደራካ አብ መንፈሳዊ ቀፅል ትግራይ ዓድና መንፈሳውያን የድልይዋ አለው እሞ ዳግማዊ ያሬድ ክትከውን ይምነየልካ
እዋይ ዝገርም እዩ ከምዚ ኣብ ምሉእ ዕድመይ ርአ ኣይ ፈልጥን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 💞💞
It's marvelous. ኣጆኻ ወዲ ትግራይ ኣደይ ሃገረይ
እሰይ እግዚአብሔር ፀጋኡ ያብዝሐልኻ እዝሓወይ ምንም ቃል ይብለይ 💘💘💘💘❤❤❤🇪🇹🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍👍👍