ቑ2- ዳግም ዝጠጠዐት ሂወት እንዳቦይ ገ/ገርግስ በየነ!!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
  • እታ ብጥምየት፣ ዕርቃን፣ ስእነት ጥዒና ሚሒር ሰንሰን ዝበለት ስድራ እንዳቦይ ገ/ገርግስ በየነ ብሳላኹም ሂወት ዘሪኣ፣ ጥምየት ጠፊኡ፣ ዕርቃን ተወጊዱ፣ ጥዒና ተመሊሱ እንሆ በረከት በዚሑ በረከትኩም ይብዛሕ!!!
    ርሑስ በዓል ፋሲጋ (ፋሺጋ)!!!
    • 2 - ልግሲ ክዳውንቲ ካብ ጀርመን(...

ความคิดเห็น • 875

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሸ7ዠ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሸ7ዠ 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣታ ክንደይ ደስ ክብል ኢድኩም ዝትሓውሱ ዘለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ገንዘብኩም ናብራኩም ይባርከልኩም ። ሙሉ ሓወይ ቃላት ይሓፅረኒ እዩ ሰላምካ ይብዘሐልና ክብር ሓወይ

  • @ተመስገንኣምላኬተዋህዶንዘ
    @ተመስገንኣምላኬተዋህዶንዘ 5 ปีที่แล้ว +26

    ኤርትራዊያን ኣሕዋትና እግዜብሄር ፅንዕ የርግጽክም ዓድናም ሰለም፡ፍቅር የብዘሕልና

  • @ኣቤቱንፁህልብንፍጠርልኝ
    @ኣቤቱንፁህልብንፍጠርልኝ 5 ปีที่แล้ว +303

    በጃኩም ኣሕዋተይ ተሓባቢርና ንሙሉ፡መኪና ንግዝአሉ ከም፡ከም፡ኣምላክ ፍቃድ

  • @frewoiniakalu7757
    @frewoiniakalu7757 5 ปีที่แล้ว +49

    ኤርትራዊት የ መጺኤ ዉን ክረኽበካ ክፍትን የ
    ኣምላኽ ይሓግዝካ

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +1

      ብጣዕሚ ደስ ይብለና ክብርቲ ሓፍትና!!! የቐንየለይ!!!

    • @kuflomtesifamrym7163
      @kuflomtesifamrym7163 5 ปีที่แล้ว

      Aytesekefi baley hezeki keked eye edmen tenan terah yahabena haftena

    • @biniyamwolday6126
      @biniyamwolday6126 5 ปีที่แล้ว

      Fetikyo dki gal eri Ane kelekulki

    • @biniyamwolday2677
      @biniyamwolday2677 4 ปีที่แล้ว

      @Azeb Haile Gebremedhn Azu shikor kef elna wey btelefon teneall kemey xbuk neyru mllay hmaq aykenen 🥰

  • @lloveyoutigrai4476
    @lloveyoutigrai4476 5 ปีที่แล้ว +103

    ንውሃቢ ይሃቦ እዩሞ ሙሉ ሓወይ ክዓ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +6

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም!!!

  • @aslihabesha1076
    @aslihabesha1076 5 ปีที่แล้ว +261

    ናይ ኤርትራውያን ኣህዋትናስ ኣብ ዘለክምዎ ኣምላክ ይሃሊኩም
    እግዛብሄር ይሃበልና

    • @j4l472
      @j4l472 5 ปีที่แล้ว +2

      Amen yehbiru Asli haftna

    • @ሰብኣውነት-ይበልጽ
      @ሰብኣውነት-ይበልጽ 5 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen

    • @merhawitesfagergsh5871
      @merhawitesfagergsh5871 5 ปีที่แล้ว +1

      Amen (3) asli

    • @Gh-sj7yf
      @Gh-sj7yf 5 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +12

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም!!!

  • @Mm-hy3fk
    @Mm-hy3fk 5 ปีที่แล้ว +30

    መምህር መግለፂ ኣልቦ ዝብል እስኪ ላይክ ይሃበኒ

    • @mulumulu3028
      @mulumulu3028 5 ปีที่แล้ว +1

      መምህር ሙሉ ትገብሮ ዘለኻ ብጣዕሚ ዓብይ ኢዩ ፡እዚ ኩሉ ሳላኻ ኢዩ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @lemlemlemlem9503
    @lemlemlemlem9503 5 ปีที่แล้ว +64

    እዋይ አታ እስካስ ሽህ ዓመት የንብርካ መምህረይ ርሁስ ፍሲጋ ምስ ሙሉእ ስድራቤትካ ይምነየልካ ልልትገብሮ ኩሉ ስራህትካ አምላክ ይክፈልካ ባእሉ

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +1

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም!!!

    • @sambereketab4294
      @sambereketab4294 5 ปีที่แล้ว

      ኣታ ቡሩክ ሃውና አድመ ቴና ይሃብካ ኣምላክ ንህና ኢሪትራውያን አቲዮፒያን ይህዋት ኢናሞ ብህጂ ዝመጽ ዘበን ጊዘ ትስፍው ዝኮነ ህውነትና በሪሂ ዝመጽሉ ዘሎ አዩ ዝመስል ኢሞ ብህጂ ብህውነት ከይንዝንጊ ብዝያዳ ትግራይ አሪትራን ሃደህዝቢ አዩ ቡሙሉ አቶፒያን አሪትራን ፍክርን ሂውነት ካብ አዝጋብሂር አዩ አሞ አዝጋቢሂር ኣምላክ ፍክርን ሂውነትን የውርደልና ኣመኢን

    • @askilgernsa1906
      @askilgernsa1906 5 ปีที่แล้ว

      መጅመርታ ንስከ በኣምላክ ጽማካ ተፍድ

  • @AlAl-yq9bv
    @AlAl-yq9bv 4 ปีที่แล้ว +1

    መ/ር ሙሉ ሓወይ አምላክ አብ ዝከድካዮ ዕሸክ አይውጋእካ ሕማቅ አይትርከብ ብደቅካን ብናብራካን እንዳታ ሓጎስካ ንበር

  • @ናይኩርስቶስባርያ
    @ናይኩርስቶስባርያ 5 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ናይ ሓውና ሙሉ ስነምግበር ብቃል ተገሊፁ አይውዳእን እግዚአብሔር ብዘለካዮ እመብርህን ትሓልካ

  • @zafuhabesha3678
    @zafuhabesha3678 5 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣቢሀር መሊኡ ይምሓርካ ሓወይ ንመ/ር ሙሉ ሓውና ዓስብካ ካብ እግዚኣቢሀር ርኽቦ ናይ ኩሉ ግዜ ምርቓይ ኢዩ።

  • @lugasakrya2612
    @lugasakrya2612 5 ปีที่แล้ว +20

    ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓው ጋዜጠኛ ንዓና ኤርትራውያን ዘመስገንካና እምበር ንሕና ብዙሕ ክንሕግዝ ምኸኣልና ግን ኣብ ሞንጎና ብሰንኪ ህግደፍ ፍቕሪ ሲኢና ንርከብ ምሳኹም ክንተሓጋገዝ ኣዙዮ ሰናይ ኢዩ የሕዋት ስለዝኾና ።ግን ናትና ፍቕሪ ምዕራይ ኣብዩና ስለዘሎ ብዙሕ ኣይትሕመዩና

  • @rshanrshan2161
    @rshanrshan2161 5 ปีที่แล้ว +32

    አቱም ዲስ ላይክ ትገብሩ ዘላኩም ፅሉላት ኢኩም ናይ ባሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ናይ እድኩም እይትሳኣኑ እንተ ሙሉ ሓውና ግን አጀካ ዝሓወይ

    • @በጃኪይድፈአኒትግራይ
      @በጃኪይድፈአኒትግራይ 5 ปีที่แล้ว

      ዘይፍላጦም ከይኮኑ ኣነ ዘይፈልጣ እናሃለኩ ኣብ ክልቲኡ ይህብ ነይረ ኣብ ላይክ ኣብ ዲስ ላይክ እዉን

    • @timararyat2597
      @timararyat2597 5 ปีที่แล้ว

      እቶም ዲስላይክ ዝገበሩ ግዳፎም ኣምሓሩ ኢዮም::

    • @rshanrshan2161
      @rshanrshan2161 5 ปีที่แล้ว

      @@timararyat2597 ይመስሉ ዳ ሎምስ

  • @bariatventertainment657
    @bariatventertainment657 5 ปีที่แล้ว +26

    መምህር ምሉእ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልካ ብእግዛእቢሄር ድማ ተፈደዮ።

  • @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
    @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉየይ መግለፂ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ንሓውና ከዓ ምሉእ ምሕረት ያውርደልካ ፈጣሪ

  • @dfdf851
    @dfdf851 4 ปีที่แล้ว +1

    ኢርትራዉያን ተጋሩን ፈተዉቲ ተጋሩነ የቀኒየልና

  • @haymihawzenhaymi7891
    @haymihawzenhaymi7891 5 ปีที่แล้ว +17

    እሰይይይይይይይ ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላኽ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኻ ሓውና መሊኡ ፈውሰ ምሕረቱ ይልኣከልኻ
    ሙሉ ሓውና ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንኩሉኩም ገበርቲ ሰናይ ሓገዝ ኣምላኽ ኢድኩም የስፈሐልኩም ገዛኡም የምልአልኩም

  • @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ
    @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ 5 ปีที่แล้ว +17

    ንኣመንቲ ክርስትና ርሑስ በዓል ፋሲጋ ይግበረልና በዓሉ ናይ ሰላም ናይ ጥዕናን ናይ ፍቅሪ ይግበረልና ከምዚ ንዓመታ ከኣ ኣምላክ ብሰላም የጽንሐና እቲ ልዑል ፈጣሪ ኩሉ ዓለም

    • @merrygebremichael8702
      @merrygebremichael8702 5 ปีที่แล้ว +1

      እግዚአብሔር እንታይ ይሳኣኖ መ/ር ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @eritreamnbar8872
    @eritreamnbar8872 5 ปีที่แล้ว +7

    From Eritrea 🇪🇷 Aseyyy enkae kemza belkum ❤️❤️hagoskum hagesna hazenkum hazena eyu .bflay nezi medeb ktedalwu ztsearkum asbkum kab amlak eyu ❤️❤️❤️

  • @አብርሃገብረስላሴ
    @አብርሃገብረስላሴ 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ድስስስ ይብል መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ሰላምካ ይብዘሓዮ

  • @geremedhinasfaasfa6738
    @geremedhinasfaasfa6738 5 ปีที่แล้ว +46

    ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ ሙሉ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

    • @gdh2905
      @gdh2905 5 ปีที่แล้ว

      ዕልልልል እሰይ ዝሓወይ እንኮዕ እዙይ ረአኻ

    • @angesetrussom1998
      @angesetrussom1998 5 ปีที่แล้ว

      aseyyyyy egzabher amlak mlue mhret ygberelka hawey mlue hawna ka egzabher amlak xegeu yebzahalka

  • @abetumaregn3443
    @abetumaregn3443 5 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን በእውነት ዘይሐልፍ የለን ኩሉ ሐላፊ እዩ። መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ሺ አመት ያኑርህ እግዚአብሔር አመቶቹ ከቶ አያልቁምና

  • @mikigebre7830
    @mikigebre7830 5 ปีที่แล้ว +35

    እንኳዕ ንባዓል ፋሽጋ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም!!!

  • @dfdf851
    @dfdf851 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ድንግል ማርያም ፅላላ ተንብረልካ

  • @MrMedha24
    @MrMedha24 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላኽ ዕድመይ ጥዒናይ ይሃቦም ንመ/ር ሙሉን ንለገስትን

  • @dhvvdvd6245
    @dhvvdvd6245 5 ปีที่แล้ว +11

    እግዚአብሔር ንሙሉ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንውሃብቲ እውን እግዚአብሔር ዘይዳእ ሃፍቲ ይሃብኩም

  • @ገርሂልበይምስጢርዩንጽባሕ
    @ገርሂልበይምስጢርዩንጽባሕ 5 ปีที่แล้ว +19

    ተመስገን ኣምላክ እንቃዕ ናብ ብዓል ፋስካ ብሰላም ኣብጸሕና
    ኣነ ብንብዓት ኣይክኣልኩን
    እንቃዕ ከምዚ በልኩም ኣምላክ ይመስገን

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +1

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም!!!

    • @gtfrf2064
      @gtfrf2064 5 ปีที่แล้ว

      ዜረማ ካብልበይ ለፍቅራ ሃገር አያ

  • @መርከብየሚኪሚስት
    @መርከብየሚኪሚስት 5 ปีที่แล้ว +2

    ፈጣሪ ዓስብካ ይሃብካ ፀፅብቁ ናዓካ ሕማቅ ኣይትረከብ. ዝተባረ ከ ሓዳር ናብራ ይሃብካ ብወላዳካ ተሓጎስ ኣሜን ኣማኒኤል ይሓልካ

  • @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ
    @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ 4 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልል እግዚአብሔር አምላክ መልኡ ምሕረት የዉርደልካ ተመስገን አምላከይይይ

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ኣቱም ለጋሳት ኣብ ከምዙይ ትሳተፉ ደስስስስ ይበልኩም እቲ ገፆም ርኢካ ፎናን ይስምዐካ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወፀ ይተክአልኩም መምህረይ ኣቦ ውፁዓት ንዓና ክትብል ንበረልና ሓላለይ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብሃ ሙልየ

  • @gebrihiwettesfazgi257
    @gebrihiwettesfazgi257 4 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ተመስገን ፈጣሪ ተማቂልካ ምንባር ክጥዕም ምዓት እዩ ።ደስ ይብለካ መምህር ምሉእ ድማ መንግስቲ ኣምላክ ብደዉካ ወሪስካ ኢካ ሞ ቀጽሎ

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 5 ปีที่แล้ว +6

    ደስ ክብል በማርያም በዕላ ታሓልውኩም

  • @waynigaberegzabeher1408
    @waynigaberegzabeher1408 5 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ዘይሳአኖ ይክብር ይመስገን ንዝሃበ አምላክ ይሃበ በእውነት ደስስስ ዝብል ምትህብባረ እዩ መምህር ሓውና ዕድመን ጥዕናን በረከትን ካብ ገዛካ አይፈለየካ አሜን

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +1

      ክብረት ይሃበልና!!!

  • @ኤልሚየኦርቶዶክስተዋህዶል
    @ኤልሚየኦርቶዶክስተዋህዶል 5 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ሙሉኡ ይምሓሪካ ሓወይ መዓረይ

  • @brhanegiorgs974
    @brhanegiorgs974 5 ปีที่แล้ว +27

    እንኳዕ ንፋሽጋ ብሰላም አብፀሐና ንመምህር ሙሉ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም!!!

    • @אתהא
      @אתהא 5 ปีที่แล้ว

      Thanks good

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 5 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ብጣዕሚ ደስስ ኢሉኒ እንኳዕ ደስ በለኩም ብሩኻተይ ጌታ እንታይ ይሰኣኖ ዝተረፈ ህይወትኩም ዘልኣለም እንዳተሓጎስኩም ንበሩ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብካ መምህር ሙሉ ሓውና ንበረልና።

  • @fjkdhbrjhrrjbdighrjnrnr2313
    @fjkdhbrjhrrjbdighrjnrnr2313 5 ปีที่แล้ว +5

    አስይይይይይይ እዋይ መምህር ሙሉ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ዝፅሕፎ እኳ ተፊኡኒ

  • @dyakonkeleme9992
    @dyakonkeleme9992 5 ปีที่แล้ว +23

    እንኳዕ ነበዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብጻሓና ኣብጻሓኩም
    መምህር ምሉን መሳርሕትኻን ከኣ እግዚኣብሔር የሓልኹም መገድኹም ብርሃን ይኹን
    ዝረገጽክምዎ ለምለም ዝተናገርክምዎ ቀለም

    • @lemlemkahsay8956
      @lemlemkahsay8956 5 ปีที่แล้ว

      Edmen tenant yehabkum atum tewefu zelekum

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም!!!

    • @rahelmicheale8543
      @rahelmicheale8543 5 ปีที่แล้ว

      Dyakon Keleme amen nay bahaki

  • @endehaftekeros4647
    @endehaftekeros4647 5 ปีที่แล้ว +3

    እፉፉ ቃላት የብለይ ድንግል ማርያም አብዘለኩሞ ኩሉ ያሓልኩም

  • @letumeksen2831
    @letumeksen2831 5 ปีที่แล้ว +6

    Mulue ajoka kexilo bravo
    Ajoka enqae hagosekum kuburat family 🙏🙏🙏
    🇪🇷🇪🇷 Ruhus Awdeament Like

  • @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ
    @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ 5 ปีที่แล้ว +11

    እንዳ ኣቦይ ገብረገርግስ ርሑስ በዓል ፋሲጋ ይግበረልኩም እንቃዕ ናብዚ ኣብቀዓካ እግዚአብሔር እንታይ ይሰኣኖ እግዚአብሔር ሙሉ ምሕረት ይግበረልካ

  • @ተመሰገንአምላኬተመሰገንአ
    @ተመሰገንአምላኬተመሰገንአ 5 ปีที่แล้ว +4

    በጣም ደሰ ይላል ቀጠለበት እግዚአብሔር ይጠብቅህ ወንድማችን እድሜና ጤና ይሰጥህ 👍👍👍👌👌

    • @AAAA-tn1ny
      @AAAA-tn1ny 2 ปีที่แล้ว

      ዕድመይ ጥዕና ይሃብከም እግዚብሔ ኣምላክ

  • @muzitambase3012
    @muzitambase3012 4 ปีที่แล้ว +3

    እልል አልል እልል አልል እልል አልል እልል 🙏🏽

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ሰማዕ እዩ እሰይ ደስ ክብል

  • @rozagabrehans3035
    @rozagabrehans3035 5 ปีที่แล้ว

    Munerye amlak edmen tenan yahabka.. egzaebihir yekbrelna kab buzuh haymanetawi medebye🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hailishhailish9317
    @hailishhailish9317 5 ปีที่แล้ว

    fetari mihretu yhabka ezi hagez etgebru kiburat ahwat kulkum tegaru kunu eritrawuyan amlak msakum ykun tebareku

  • @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ
    @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ 5 ปีที่แล้ว +48

    ክብራት ኣሕዋተይ ትግራወትን ኤርትራውያን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ርሑስ በዓል ፋሲጋ ይበረልኩም

    • @f_teame1807
      @f_teame1807 5 ปีที่แล้ว

      Egzabiher amlak mulue muhret ygberelka hawey

    • @sarasara9487
      @sarasara9487 5 ปีที่แล้ว +1

      ኤርትራዊያን የሕዋትና ኩፍእ አይትርከብ አብ ዘለኩሙዎ አምላክ ምሳኩም የኩን ንዋሐቢ አምላክ አብዚሑ ይሐብኩም ንኩሉኩ አብዙ ፅብቅ ምግባር ዝተሳተፍኩም የሕዋት

  • @merkebgaulertra966
    @merkebgaulertra966 5 ปีที่แล้ว +72

    Ata entay ztebarekka shkorrr wedi eka xegemat hzbka ktfeth laeln thtn tbl. bel eske xamaka kab geta rkebo ekaue xemo lgam fethalna rhus awdamet 👌👌👌👌

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +2

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም!!!

    • @gualtigrina5944
      @gualtigrina5944 5 ปีที่แล้ว +2

      Merkeb haftey aygermekin hiwet haxar eya ezi hawena gina b ezgabiher kirekbo eyo.

  • @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
    @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 5 ปีที่แล้ว +1

    መ/ር ሙሉ ንዓኻ ዝኸዉን ቃል የብለይን ዊይ እንካዕ አቤፀሐካ ካብ ጭቅን ፀላምን ማርያም ፂኦን ትሓልዉካ ዓነብርክካ ይባረክ ወሊድካ ትሓጎስ😍😍😍😍😍😍😍💋💋💋💋💋💞💝💞💞💝👆👆👆👆👆👈👈👈👈👈👈👇👇

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይ ኣቱም ገበርቲ ሰናይ ሂወት ኣድሒንኩም ፈጣሪ ምሉእ ዕድሜኹም ይባርኽኩም ኤርትራውያን/ተጋሩን የሕዋተይ እዛ ትንሳኤ /ኣውዳእመት/ ከማይ ተሓጎሰ የለን ፈጣሪ ዕድሜኹም ይባርኸልኩም መምህር ሙሌ ከኣ ጅግና ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ!!!!

    • @ሰብኣውነት-ይበልጽ
      @ሰብኣውነት-ይበልጽ 5 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen n kulatna yehbiru

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +1

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና!!!

  • @hailuabreha9675
    @hailuabreha9675 5 ปีที่แล้ว +1

    I am so sorry for our brother Kahusu for his enormous suffering for along time but at this time thanks for those right brothers and sisters who contribute for this poor families your contribution is a bless and thank you for all especially for our brother who dig out this suffering citizens thank you

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว

      Thank you very much!!! If we unite and cooperate, we can make a difference.

  • @binilove8069
    @binilove8069 5 ปีที่แล้ว

    ንዝሃበ እግዝኣብሄር ይሃቦ እንቃዕ ደስ በለኩም።

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว

      ኣሜን!!! ክብረት ይሃበልና!!!

  • @selamdebas2033
    @selamdebas2033 5 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyyyyyy elelelelelelelelele amelaki teome memeher mula & hezibi tegeraye&hezibi eritera amelaki yebarikom yehalekom selamo yebezihalekom be kollo tehagosu

  • @almazweldu3914
    @almazweldu3914 5 ปีที่แล้ว

    እዝጌሔርብይሐግዝካ

  • @ንጹህፀጋይ
    @ንጹህፀጋይ 5 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ ሓወይ እግዚአብሔር ይሓልካ

  • @ኣባይነሽኣብርሃገብረኣብዝ
    @ኣባይነሽኣብርሃገብረኣብዝ 5 ปีที่แล้ว +9

    ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ 💔❤❤❤💖💖💗💗💟💟💟

  • @ኣባይነሽኣብርሃገብረኣብዝ
    @ኣባይነሽኣብርሃገብረኣብዝ 5 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይሃብኩም ቡሩካት 💗💟💟💟💟💟💕💕💕

  • @fretamebre1020
    @fretamebre1020 5 ปีที่แล้ว +1

    Egzabiher asbukum ykfelkum kuburat yehwat 🙏

  • @binikfle4682
    @binikfle4682 5 ปีที่แล้ว +1

    ከማኻስ ይወለድ ድኣ ሙሉ ሓውና ክብረት ይሃብካ ዕድመን ጥዕናን ወሲኹ ርሑስ ኣውድኣመት ንኩለኩም ህዝብታት ትግ&ኤሪ

  • @Eritreanqueen95
    @Eritreanqueen95 5 ปีที่แล้ว +103

    በጃካ መምህር ምሉአ ሓወይ አዚ ገንዘብ ኣብ ሂወትካ ብጣዕሚ ኣስጋኢ ኢዩ አቲ ንጹጉማት ትሕግዞ ዘለካ ዘይኮነ ዝርአዮ ነቲ ሒዝካዮ ዘለካ ገንዘብ ኢዮም ዝርአዩ ጥንቅቅ በል ኣቦ ውጽዓት መምህር ሙሌ ሓውይ

    • @okbamichaelminet1322
      @okbamichaelminet1322 5 ปีที่แล้ว +2

      Ewe tsbuk aleka agziabher amlak alo musu

    • @merhawitesfagergsh5871
      @merhawitesfagergsh5871 5 ปีที่แล้ว +1

      Ya nay behaki

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +9

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና!!!

    • @nourq8107
      @nourq8107 5 ปีที่แล้ว

      igziAbher yfelt

    • @wellcom4227
      @wellcom4227 5 ปีที่แล้ว

      ናይ ባሓቂ ብውሽጠይ ኮማኡ ክሓሰብ ጸኒሐ ክሕስበሉ ዘለዎ ጉዳይ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉእ ጽላል ውጻዓት

  • @מאהרימאהרי-פ2ע
    @מאהרימאהרי-פ2ע 5 ปีที่แล้ว +6

    መምህር ምሉእ ሓውና ብጣዕሚ ክትምስገን ዝግበኣካ ኢካ። ኣስብኻ ድማ ካብ ፈጣሪ ተከፈል። ብዝያዳ ናትካ ተለፎን እንተትስደድልና ውን ብጣዕሚ ደስ ምበለኒ ካብ ኤርትራዊ ሓውኹም ተቐማጢ ሃገረ ኢስራኤል

  • @Tube-pl1wh
    @Tube-pl1wh 5 ปีที่แล้ว

    ጸጋ የብዝሕ

  • @shhsssgsgsy9621
    @shhsssgsgsy9621 5 ปีที่แล้ว

    Muleye keme sehemeka mulu
    Edemen tenane yehabeka ezi
    Neseka tegebero senaye negere
    Maneme kigebero ayekelene eyu
    Tedeleti fetari eyu emo medehani
    Aleme mesaka mese sedera betek
    A yekune dengele mareiame abe
    Kulu guzoka tekedeme zehaweye
    Buruke selame naka yekune amen

  • @fsahagebremedihn2643
    @fsahagebremedihn2643 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምሉእ ሓጎስ ይግበሮ

  • @ሃገረሰብናይሰብሃገር
    @ሃገረሰብናይሰብሃገር 5 ปีที่แล้ว +77

    ነዚ ሪኢና ኢና ህዝብና ኣብ ውግእን ወረ ውግእን ኣይተእትውዎ ንብል ዘለና፡ድኽነቱ ድኽነቱ ይኣክሎ፡ መዝሓሊ ፖሎትካኩም ኣይትግበርዎ፡ ግዳያት ምስኪን ህዝቢ መስብሒ ሰበስልጣን ዲክታቶራት ኮይኑ ህዝብና፡ ሰላምን ብልጽግናን ንህዝብና፡ ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ

    • @ፈቅርሲፈርድ
      @ፈቅርሲፈርድ 5 ปีที่แล้ว +3

      ትክክል እረ ተዋሊድና ኢና ዘየፈላልየና ደም ኣለና

    • @kesetegeresus5249
      @kesetegeresus5249 5 ปีที่แล้ว

      Bhaki zhawey love you for ever yehewatey tigaru ❤♥️❤🇪🇷

    • @robeleyasu7410
      @robeleyasu7410 5 ปีที่แล้ว

      Aba rgaxu ahiwat hawkum eritrawi kab canda

  • @iloveyoudad5243
    @iloveyoudad5243 5 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ
    ምሕረት የውርደልካ ሓውና
    መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ንበረልና
    ኤርትርራውያን የሕዋትና ብጣዕሚ እና ነመስግን

  • @abebagoshu9907
    @abebagoshu9907 5 ปีที่แล้ว +1

    What a blessing you , and your crew are to our people መምህር ሙሉ። እንኳዕ አበጸሓካ ን ብርሃነ ትንሣኤ ናዪ ጎዪታና መደሓኒና እየሱስ ክርስቶስ። it’s a wonderful feeling to see them in a better condition. Thank you for your hard work.

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላም፣ ፍቕርን ሓጎስን ሓቢሩ ኣብፀሐና!!!

  • @adenmedhana9338
    @adenmedhana9338 5 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን በጣም ደስ ይላል !!

  • @ፌቨንየድንግልማርያምልጅነ
    @ፌቨንየድንግልማርያምልጅነ 5 ปีที่แล้ว +4

    እዋይ እግዚአብሔር ይመስገን ኡፍፍ መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ይሃብካ ጅግናየ

  • @selamfeshye7762
    @selamfeshye7762 5 ปีที่แล้ว

    Aseyyy des zbl qudus srahemhr mulu edmen tenan yhabka fetari

  • @Robielm
    @Robielm 5 ปีที่แล้ว

    እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሰኣኖ ለእግዚኣብሔር

  • @azmeraasmelash7532
    @azmeraasmelash7532 4 ปีที่แล้ว

    Nzhbu genzebkum ybarek nmemhr kan edmen tenan yahbka

  • @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
    @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና 5 ปีที่แล้ว +1

    ተመስገን ኣምላኬ ንዙይ ዘርአካና ንዋሃቢ ይሃቦ ሙለይ ዓስብካ ብኣምላክ ርከቦ ሩሑስ ትንሳኤ ይግበረልኩም

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +1

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና!!!

  • @tedrostsegezgi2548
    @tedrostsegezgi2548 5 ปีที่แล้ว

    Mulye mearey. Edementenan yihabka. Anita Burk Des endabelka nier. Geberti senye. Abizihu yihabkum. Amen

  • @ilovemycountryethiopia3450
    @ilovemycountryethiopia3450 5 ปีที่แล้ว

    Kemy Dina tegaru wow igzabher bebizelekimu selam kuni tegaru

  • @gzhzgzghs3069
    @gzhzgzghs3069 5 ปีที่แล้ว +5

    እንካዕ ንብዓል ፍሽጋ ብስለም ኣብፅሕኩም ኣብፅሓና መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕና ይህብካ ብድቅካ ተሓገስ ፅፀብቁ ይምነይልካ ሓውይ ምዓረይ

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም!!!

  • @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
    @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 5 ปีที่แล้ว +3

    ንወሃቢ ይሃቦ ንመምህር ሙሉም ፀጋን ሽሻይን ማዕርግን ይሃቦ ሕያዋይ ወዲ ወሃባይ

  • @habeshaentertainment317
    @habeshaentertainment317 5 ปีที่แล้ว

    Egziher baelu yimeliselkum deki adey mearey

  • @ትግርኛናንቅድሚት
    @ትግርኛናንቅድሚት 5 ปีที่แล้ว +1

    አብ ዓለምሲ ክደይ ገባሪ ሰናይ ሰብ እዩ ዘሎ ብጣዕሚ ዝሕጉስ ነገርዩ❤

  • @selamsimon5357
    @selamsimon5357 5 ปีที่แล้ว +2

    ብሩክ ሓወይ አምላክ አብ ኩሉ መንገድካ ቅድሜካ ይሕለፍ።

  • @habibadana7122
    @habibadana7122 5 ปีที่แล้ว

    Egziabher edmen tienana yhabka
    Mulue mhret yigberelka

  • @hiwetlove2606
    @hiwetlove2606 5 ปีที่แล้ว +3

    መ/ር ሙሉብርሃን ሓውና እግዝኣብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ሓውና ድማ መሊኡ ይምሓርካ ንስድራካ ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም

  • @Gh-sj7yf
    @Gh-sj7yf 5 ปีที่แล้ว +4

    አሰይይይይይይይይይይይይይይ አታ ክንደይ ደስስስስስ ይብል አዩ አግዚአብሔር ዓስብኩም ይክፍልኩም
    መሉ ከማክስ ሽሕ ይወለዱ መለፂ እየ ሲኢነልካ አዘካ በርትዓ ሰአን ከምዚ እናገበር ፃማትካ ምርአይ አዩ ገበረ አቱ ህዝቢስ ለጋስ
    ከመይ ዘሓጉሰካ ርሑስ አዉዳአመት ይግበረልና ለመላእ ህዝቢ ክርስትያን አብ ዓድን አብ ደገን ዘለኩም

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +1

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና!!!

  • @ethiopiadubai2143
    @ethiopiadubai2143 5 ปีที่แล้ว

    እኔ እውነት እንዳንተ የተባረከ ሰው ይብዛ ተባረክ መልካም መስራት ለራስነው

  • @joybedioneszantua8165
    @joybedioneszantua8165 5 ปีที่แล้ว

    እግዝያብሔር ይባርኸካ መምህር ሙሉ

  • @merhawibelay4610
    @merhawibelay4610 5 ปีที่แล้ว

    Mlue mhret ygberelka Nzhabe ezgi yhabo ruhs awedamt ygberlna des
    zebl

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና!!!

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344 5 ปีที่แล้ว +2

    Thank you so much Teacher mulu for all you do for our ppl ! Thank you for all ppl who helps for those ppl god bless you all !!!

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว

      ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ብሰላምን ፍቕርን ንበዓል ፋሺጋ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና!!!

  • @teklemahari9821
    @teklemahari9821 5 ปีที่แล้ว +6

    ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሀብካ መምህር ዝሀብኩም ከኣ ሙሉእ ይሀቡኩም
    ደቂ ኣንስትዮ ከኣ ካብዛ ኣሚን ተማሀራ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 5 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ወናኒ ምዕቡል ኣእሙሮ ዋልታ ውጻዓት ወገን መምህር ሙሉእ ሃይለስላሰ

  • @zufanhadush3615
    @zufanhadush3615 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣይይይይ እዚህ ፍጣሪ ንወሃቢ ይሃቦ ተመስገን ፍጣሪ ኣይሳኣኖይ እሞ ሙሉእ ምሕረት ይሃብካ

  • @ቅዱስገብርኤልአቦይብመንገ
    @ቅዱስገብርኤልአቦይብመንገ 5 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ሙሉ ጎይታ መድሀኒአለም ይሓልኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @azizhagos486
    @azizhagos486 5 ปีที่แล้ว +2

    እዋየ መምህር ሙሉ ሲ መገለጺ ሲኢነልካ ኩሉ ጸቡቅ ትገብሮ ዘለካ ብረቢ ረከቦ

  • @ልቤበእግዚአብሔርፀና-ጰ6ኰ
    @ልቤበእግዚአብሔርፀና-ጰ6ኰ 5 ปีที่แล้ว

    ስለ ቲ ዘይነገር ቃልካ ልዑል እግዚአብሔር ይመስገን ብቻ እንድዒ ቃላት አይብለይን ጌታ ሆይ ተመስገን አቱ አብዘተፈላለየ ኩሩዓት ዓለም ዘለኹም ፈርሃ እግዚአብሔር ዘለኩም ብናይ እግዚአብሔር ፍቕሪ ዝተገዛእኹም አብ ዘለኽምዎ እመብርሃን ከለላ ትኹንኩም አሜን ፫

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 5 ปีที่แล้ว

    ኤርትሬውያንና ኢትዮጳውያን የሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
    ሰላም ኣምላክ ይብዝሓልካ

  • @ኣዶኤፍሬም
    @ኣዶኤፍሬም 5 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ተመስገን መልኡ ይማሓርካ ዝሓይ ማዓረይ

  • @enzeshenzesh5942
    @enzeshenzesh5942 4 ปีที่แล้ว

    ወለደይ ማዕረይ ❤️❤️

  • @saral600
    @saral600 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን እንኳን አሕብሩ አብፀሐልና ክብራት አሕዋተየ ጸጉኡ ይብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @ኢትዮጵያኣአዳዋናብአግዚኣ
    @ኢትዮጵያኣአዳዋናብአግዚኣ 5 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሲ ኢነ ኣነስ ኣምላኽ ብዝወፅ ይነለ ኣልኩ ኣሕዋተይ

  • @ዛይድየድንግልልጅእግዛቢሄ
    @ዛይድየድንግልልጅእግዛቢሄ 5 ปีที่แล้ว +27

    የኣጋእዝያን ልጅ ማለት እንዲህ ነው ኤርትራና ትግራይ የወገኑ ደራሸ ነው 🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹💕💕💕