ገምጋም ህወሓትን ጀነራላትን ተቓሊሑ/ካብ ኣኼባ ማ| ኮሚቴ ህወሓት ዝሰማዕናዬ/ እዋናዊ ዜና ሕወሓትን ሻዕብያን/ tigray

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 27

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 4 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 4 หลายเดือนก่อน +3

    አንባሳደር ፍስሃ አሰገዶም ተሰማ በርትኢ ከም ወለዲኻ ታሪኽ ሰራሕ

  • @ethioteka6936
    @ethioteka6936 4 หลายเดือนก่อน

    ካብ ኩሉ ዶ/ር ደብረጽዮን ሰሪቁ ከትብሉኒ ብዚ እቢለ ዕልምልመይ ክይጠፍዕ ።

  • @Eritreaplus
    @Eritreaplus 4 หลายเดือนก่อน

    ናይ ሓቂ ቆዳር ኢኻ... ምዛናዊ ኣይኮንካን.. ሕውሓት እያ ዉልቀ መላክት

    • @JdvbDjut
      @JdvbDjut หลายเดือนก่อน

      ውድዛ ባንዳ ለይባ ሰራቂ

  • @nazrethmichael2332
    @nazrethmichael2332 4 หลายเดือนก่อน

    Nay zeom Akeba aywedan eu 😭😭😭😭😭😭

  • @MulugetaGirmay-dl3sr
    @MulugetaGirmay-dl3sr 4 หลายเดือนก่อน

    Merahina jigna eyu ametat kxenh eyu antum hasadat

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 4 หลายเดือนก่อน

    ኖኖ ሓጺን ክስረቕ ዋና ፈሪሙ ዝሃበ ገታቾው ረዳ ዋና ጥፍኣተኛ እዩ

    • @wadihaftu
      @wadihaftu 4 หลายเดือนก่อน

      ኣኮኻ ገብረ ጨያን ይኡ ዋና ናስርቅ ሓላፍ እምቢኣይ

  • @AmbachewFiseha-yv9mf
    @AmbachewFiseha-yv9mf 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዝጭበጥ ሓበሬታ ዘይብልኲም ወረ ጥራሕ

  • @Setandforget-iu4ry
    @Setandforget-iu4ry 4 หลายเดือนก่อน

    መዓዝ እያ እባ ትግራይ ናብ ዲሞክራሲ ክትሰግር እሞ ብቡቁዓት መራሕቲ ክትምራሕ ። ኣብ ትግራይ ሓቃዊ መረፃ ኩለን ውድባት ዝሳተፋሉ , ሓደ መራሒ ካብ 4 ዓምት ንላዕሊ ዘይመርሐሉ , ውድባዊ ዘይኾነ ትካላዊ መሰርሕ ንኽተለሉ ሓቃዊ ሰልጡን ዴሞክራሲ የምፀኣልና ። ንምታይ ኢና እባ ተጋሩ ከም finland , Estonia , Luxembourg ,Switzerland ዲሞክራቲክ ኮይንና ብቴክንሎጂ ዘይንምዕብል ውድብና ናበለሰና ድሕራት ተሪፍና ። ናይ ተጋሩ IQ ትሑት ድዩ 😦? መሉሰለይ እሰቲ ኣነ ክርደኣኒ ኣይከኣለን ?

  • @mezekrgashe3050
    @mezekrgashe3050 4 หลายเดือนก่อน

    ሓደ ካብቶም ዜናታትኩምን መደብኩምን ዝከታተል ኢየ ጽቡቕ ክንሱ ግን ክብርታት ደቂ ሰባት ዝትንክፍ ክኸዉን የብሉን ዉልቀ መላኺ ካብ ምባል ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ምስ እትብል ዝያዳ ፈለዎርስ ክስዕቡኻ ይኽእሉ

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  4 หลายเดือนก่อน

      ይቕረታ እንተጥፊእና። ንኢሳያስ ውልቀ መላኺ ተዘየልና ግን ንመን ውልቀ መላኺ ክብሃል ይኽእል። ውልቀ መላኺ ዝበልናሉ ምኽንያት ውልቃዊ ምልኪ ስለ ዝክተል እዩ፣ህውሓት እውን ከም ውድብ ውልቀ መላኺ ኢና ንብሎ።

    • @Eritreaplus
      @Eritreaplus 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@NatnaForumእሞ ንናይ ርዋንዳ ሱዑዲ.. ሞሮኮ ፑቲን ዉልቀ መለኽቲ በሎም... በዘልማድ ኢኻ ሕዝካዮ እዚ ሞያ

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  4 หลายเดือนก่อน

      ብፀርፊ ጀሚርካዮ(ምፅራፍ ብዙሕ ኣገዳሲ ኣይነበረን፣ግድን እውን ኣይኮነን ዘይምፅራፍ ይክኣል እዩ) ። ውልቀ መላኺ ማለት ፀርፊ ኣይኮነን መደብ መፀውዒ እዩ። ውልቀ (ብሕታዊ መራሒ ፣ካልእ ኣማራፂ ዘይፈቅድ ማለት እዩ)። ፑቲን ውልቀ መላኪ ኣይኮን መረፃ የካይድ ካብኡ ድማ ይዕወት። ኤርትራ ህዝባዊ ግንባር ግንባሩ ሂቡ፣ተሰዊኡ ዝወነና ሃገር እምበር ብዕድሎትን ፍቃድ ኣመራርሓ ገለ ኣካላት ዝተረክበት ኣይኮነትን። ስለዚ ድማ ንኤርትራን ኤርትራውያንን ኣማራፂ ስልቲ ኣመራርሓን መራሕቲን የድሊ።እዚ ማለት ህግደፍ ኣየድልን ማለት ኣይኮነን። ይቕንየልና!

  • @haileslaseasefa7945
    @haileslaseasefa7945 4 หลายเดือนก่อน

    ሃገር ተኽለብርሃን ሕሸት ኣይተብዝሕ ብጣዕሚ ካብተኣማንነት ወፃኣይ ትኾን ኣለኻ

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  4 หลายเดือนก่อน

      እቲ ሕሶት ዝበልካዮ ኣቀምጥ እሞ ሞግት። እቲ ሕሶት ዝበልካዮ ንገረና ፣እንተሓሲና ድማ ንእረም ።የቅንየልና!

  • @aaabbb-xx1tq
    @aaabbb-xx1tq 4 หลายเดือนก่อน

    ክላ ሓሳዊ

  • @ታራፊክ
    @ታራፊክ 4 หลายเดือนก่อน

    ቆፈቋፈ ዓጋመ በዛዕባ ኢረትራ ኣይመልክትካን

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  4 หลายเดือนก่อน +1

      ጣልያናውያንከ ይምልከቶም ዶ ይኾን?

    • @mulualemayehu6576
      @mulualemayehu6576 4 หลายเดือนก่อน +1

      ክክክክ አታ ዓስታኽ ሃማሳይናይ ዓጋመ እንድዩ ዘጉንበሐካ ዘሎ ኢሳያስ ጓሓፍ ዓለም

    • @Ilovegod-v3i
      @Ilovegod-v3i 4 หลายเดือนก่อน

      ድቓላ ደምብያ ትግርይና ዝለመደ ኣርጊ እንታይኖኻ ትገብር ኣሎኻ ኣብዚ ወድቶም ሓፀብቲ ማዓኮር ጣልያን

    • @ታራፊክ
      @ታራፊክ 4 หลายเดือนก่อน

      @@mulualemayehu6576 ትግረኛ ጻሓፈ ከመሊስልካ

    • @ታራፊክ
      @ታራፊክ 4 หลายเดือนก่อน

      @@Ilovegod-v3i ትግረኛ ጻሐፈ ከመሊሰልካ ከከ

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha9849 4 หลายเดือนก่อน

    ሓሶት በዚሑ ብኣካ

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  4 หลายเดือนก่อน

      መሲሉካ ከይኮን ሓው። እቲ ሓሶት ዝበልካዮ ፅሓፈልና (ግለፆ)።የቅንየልና!