ሰበር - ተቃውሞ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ቀፂሉ፣ፈኸራ ምልሻ ኣብ ሑመራ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 22

  • @AronTesfatsion
    @AronTesfatsion 20 วันที่ผ่านมา +2

    ንሕና ዕጥቅና ንፈትሕ ፀላእቲ ዕጥቆም የስጥሙ የሕዝን

  • @MihretAdriha
    @MihretAdriha 15 วันที่ผ่านมา

    ገታቾዉ ቢደም ስዋኣት ተሓፀብ😭😭😭😭😭😭😭

  • @AzebTsegay-v5v
    @AzebTsegay-v5v 12 วันที่ผ่านมา

    ሕዝቢ ምዕራብ ትግራይ ብህጹጽ ክምለሱ ኣለዎ

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 20 วันที่ผ่านมา

    አበይ አለዉ መራሕቲ ኢና ዝብል እሊት!

  • @NegashGmedhin
    @NegashGmedhin 20 วันที่ผ่านมา

    ተምሃራይ ልዕሊ ሕጊ አይኮነን !
    አብ ንብረትን ሰብ መጉዳእቲ ምብፃሕ ገበን እዩ ።
    ሕቶ ምቅራብ መሠል እዩ ቅሬታ ብሠላማዊን ሕጋዊ መንገዲ ምቅራብ ይግባእ ።

  • @abubirhanu_21
    @abubirhanu_21 19 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢

  • @hasanliafa6857
    @hasanliafa6857 20 วันที่ผ่านมา

    መርሓቲ ህዌሓት ተላአላልኽቲ ምዕራቢያዊያን እዮም ንህዝቢ ትግራይ አይሓስቡን አዮም🇪🇷❤🇪🇷

  • @Becky.Tigray
    @Becky.Tigray 20 วันที่ผ่านมา

    ወይ ግዜ ኣምሓራይ ዶ ይፍከረልካ መራሕቲ ህወሓትስ ደሓን ዋ😢

  • @gushHangad
    @gushHangad 17 วันที่ผ่านมา

    ዉድብ ሕውሐት አድማቸው ለመራጀም እጅ ለህዝብ ትግራይ ጥቅም አስቦ አቅም

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 20 วันที่ผ่านมา

    ሓቆም ናይ መራሕትና ድክመት ሪኡ።

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 20 วันที่ผ่านมา

    ነጋዶ እምቢ እንተይሎም ይዓንው

  • @WeldieAmbaye
    @WeldieAmbaye 20 วันที่ผ่านมา +1

    To Amanuel would you tell us the enemy and friend of Tigris people shabia or pp party they are equal to the people of Tigray

  • @tigraydaily6493
    @tigraydaily6493 20 วันที่ผ่านมา

    ኣየ ትግራይ መዓዝ እዩ ክሓልፈልኪ ኣቱም ጀጋኑ ክንደይ ምዕራፍ እባ ገለባ ትብሉ እዙይ ከመይ ትሪኢዎ ኣለኩም

  • @EllenySisay-xn1xs
    @EllenySisay-xn1xs 20 วันที่ผ่านมา

    ህዋቶች አለቁና ምቸቶች ህዋት ሆኖ

  • @DadeBegze-sb1mi
    @DadeBegze-sb1mi 17 วันที่ผ่านมา

    ናይባዕላ እናሓረረ ናይሰብ ተሕብር(የራሷን እያረረባት የሰው ታማስላለች)ከምዝበሃል ፖሊስትግራይኣብዩንቨርሲቲ እንታይኣእተዎ ?ናይባዕሉ ስራሕ ዘይሰርሕ?ወይስ ናይብርሃኑ ነጋ ልኡኽ ፈፃሚእዩ ተቖፂሩ?ኣብትግራይ ዘሎ ፌደራል እንታይ ከዋጢእዩ ተመዲቡ?ትግራይንምብታን?ናይትግራይ ፖሊሰ ግና ኣብዘይምልከቶ ኢዱ ኣእቲዩ ናይትግራይ ዴሞ/ሲ እንታይ ከምዝመስል ኣሪኡ ትግራይ ኣፀሊሙ እዩ ክሕተት ይግባእ።

  • @ዳናጓልትግራይ
    @ዳናጓልትግራይ 20 วันที่ผ่านมา

    ብስሩ ተመዛበልቲ ክምለሱ ከለዉ ምስ ቲዲኤፍ እዮም ኪከዱ ዘለዎም

  • @bereketasgedom8381
    @bereketasgedom8381 20 วันที่ผ่านมา

    Way tekal hzbi 😢bejakum mergexikum anexru . Mesta Eritrea yu hji wn ni rebha ember ni hzbi zkewn halafi yeblan. Wake up please. Kesinka ktdks gorebietka ydeks koynina dkas kelikumna 😢😢😢

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 20 วันที่ผ่านมา

    ናይ ምዕራብ ትግራይ ጨፍጫፍ ናይ መን ኢድ ይህልዎ

  • @dlettesfayabraha
    @dlettesfayabraha 20 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ረዳ ሱቅ ኢልካ ስጉምቲ ውሰድ ወይ ከዓ ኣይካልኩን ኢልካ ኣረክብ በቃ ህዝቢ ደቁ መስዋእቲ ጌሩስ ኣብ ስግኣት ክነብር NO!

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 20 วันที่ผ่านมา

    ጋሕሻር ኢኪ።

  • @AsefaTafere
    @AsefaTafere 20 วันที่ผ่านมา

    ሐሳዊ