ሮማን ባርዴ ንዙር ፈረንሳ ብድሙቕ ዓወት ምኽፋቱ // ጀርመንን ስዊዘርላንድን ብዋጋ ኢጣልያን ደኒማርክን ርብዒ ፍጻመ ዝረገጻሉን ጸወታታት...!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • #EMMA_TUBE

ความคิดเห็น • 19

  • @kflitzewelday8351
    @kflitzewelday8351 3 หลายเดือนก่อน +3

    ነዚ ብሉጽ ኣቀራርባኹምን ዕምቆት ዘለዎ ኣፍልጦኹምን ኩሉ ግዜ ሃንቆው ኢልና ኢና ንጽበየኩም።እሞ ኣብ እዋኑ ከትቕርብዎ ይላቦ።ብልቢ ከኣ ከመስግነኩም ይደሊ።ክብረት ይሃበልና ደቂ ኤሪ።

  • @zeromhabtemariam9587
    @zeromhabtemariam9587 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብሩኽ ሰምበት ንኹሉኹም ተኸታተልቲ ኤማ ቲዩብ ❤ ን ምኩራት ተቐዳደምትና ቱር ዲ ፍራንስ ዘለው የሕዋትና ክኣ good luck 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @emnettemesgen8551
    @emnettemesgen8551 2 หลายเดือนก่อน

    ኤማ ዩቱብ ንእሽተይ ጽሕፍቲ ኣላትኒ ብምንታይ ክሰደልኩም

  • @heri3588
    @heri3588 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብሩኽ ሰንበት ኤማ & ሄኒ" and ኩልኹም ዓወት ቢኒ ትጽበዩ ዘለኹም ❤❤❤

  • @yosieftesfamariam8149
    @yosieftesfamariam8149 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you 🙏 Ema and henri. Des zibil agelalixa.

  • @JohniJohniTsegay
    @JohniJohniTsegay 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Ama and Henoka good job ❤❤❤❤❤

  • @eliastesfay5278
    @eliastesfay5278 3 หลายเดือนก่อน

    ኤማ ከምኡ ሄኑ ብትሰርሕዎ ዘለኩም ብፍላይ ኣብዚ ዓውዲ ስፖርት ብጣዕሚ ነመስግነኩም ምኽንያቱ ዕምቆት ዘለዎ ሓሳብ ስለ ዘለኩም ። ፈረንሳዊ ተቀዳዳማይ ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ዝተዓወተ ፍጹም የለን ብ ቀረባ ክዕወተላ ዝኽእል ዝነበረ ሮማን ባርደት እዩ ። ኣብ ሓደ ግዜ 2016/2017 ካልኣይን ፥ ሳልሳይን ደረጃ ሒዙ ወዲኡ ።

  • @Mulugeta-bf3im
    @Mulugeta-bf3im 3 หลายเดือนก่อน

    welcome ❤❤😍

  • @modeleyabofikiri4169
    @modeleyabofikiri4169 3 หลายเดือนก่อน

    Well cone ema mis heni bitami mesati gant swirh
    Ente italy mkita eya
    Xubuk edle bini

  • @AsmeromTeklemariam
    @AsmeromTeklemariam 3 หลายเดือนก่อน

    Meglexi Ato Gray Itali kabten xubuq xeweta zeraiana elu neyru zegrim meglexi

  • @AsmeromTeklemariam
    @AsmeromTeklemariam 3 หลายเดือนก่อน +1

    Anxar meglexi Gray eza kopa kab Inglandn portagaln eya

    • @Abdalla..adulis
      @Abdalla..adulis 3 หลายเดือนก่อน +1

      Eza kopa shur nay Germany eya
      Win 2024 Germany

  • @bettytube2
    @bettytube2 3 หลายเดือนก่อน

    ገመጋሞ 😁😁😁😁😁😁😁

  • @ነጻሓሳብ
    @ነጻሓሳብ 3 หลายเดือนก่อน

    🇩🇪🇩🇪🇩🇪🇩🇪🇩🇪

  • @henokberhane8106
    @henokberhane8106 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @filmonhabtu8945
    @filmonhabtu8945 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @Messing2432
    @Messing2432 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @munir5489
    @munir5489 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you ❤

  • @simonmikeal3474
    @simonmikeal3474 3 หลายเดือนก่อน

    First ❤