ኣባላት 5ይ ምድብ ኣርባዕቲአን ማዕረ 3 ነጥቢ ምሓዘን // ሮናልዶ ብሸቶን ቀረብን ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ኤሮጳ ክብረወሰን ምሓዙ...!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • #EMMA_TUBE

ความคิดเห็น • 37

  • @tesfagabrmehari7661
    @tesfagabrmehari7661 3 หลายเดือนก่อน +3

    Azi wedi rekibwo zeloko Gud eyu. Goal entezetwa selfish, entezsihta arigu eyu, assist entegebera record kemzsebr felitu eyu. THAT’S WHY WE LOVE THE GOAT!

  • @YuelYohanes-b1q
    @YuelYohanes-b1q 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wc Emawi...Hegua, Bruno❤❤❤❤

  • @dejudeju4206
    @dejudeju4206 3 หลายเดือนก่อน +4

    Welcome Emma & Henoka❤🎉
    Why gn CR7 ab Portugal 🇵🇹 national team mhlawu azarabi Zaeba zkewn But not Messi, eg: Argentina 🇦🇷 vs Canada zneberelu xeweta 2 etwat shetotat shitu, but nobody talks about it, messi=fifa=media= against CR7😮😮
    Gena ksab wedi 48 kxawet eyu::

    • @Unknownsperson621
      @Unknownsperson621 3 หลายเดือนก่อน

      Cuz he's different

    • @Merike-ts5eo2nl4b
      @Merike-ts5eo2nl4b 3 หลายเดือนก่อน +1

      ከመኡ ዩ ብሉጽ እንተ ከንካ ብዝሑ ተጽብኦ እዩ ዝመጸካ CR7 KING

    • @Dania09082
      @Dania09082 3 หลายเดือนก่อน +1

      ይገርም ኢዩ ብፍላይ እዚ ኣማኑኤል ዝብሃል ፍሉይ ጽልኢ ኣለዎ ኣብ ሮናልዶ። ናይግድን ጽቡቕ ይጻወት ወላ ሕማቕ ይጻወት በቃ ሕማቕ ዘረባ ቅጭ ዘምጽእ ኢዩ ዝዛረብ። ኣብቲ ቶፕ ዝስቀለሉ እዋን ብፍጹም ክዛረብ ኣይደልን ወይ ሚሲ ኣብ ኣብዘይብሉ ንሜሲ እንዳ ዘከረ ንሮናሎ ሸፈፍ ይብሎ።ሕማም ኣለዎ ምስ ሮናልዶ

    • @Dania09082
      @Dania09082 3 หลายเดือนก่อน

      ኣብዚኣ መደብ እውን ራኣዮ እሞ ሪከርድ ከም ዘትሕዞ ፈሊጡ ኢዩ ሂብዎ ኢልካ ትንታነ ክትህብ እንከለኻ እኮ ጽልኢ ጥራይ ኢዩ ክብሃል ዝክኣል

    • @daniealzemuy4096
      @daniealzemuy4096 3 หลายเดือนก่อน

      Msaki aleku zerkey 😊😊

  • @yonasberhane5076
    @yonasberhane5076 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ዝመጽእ ጸወታ በልጂም ንዩክረን ክትድምስሳ ያ ፍሉጥ ዩ ሮማንያ ኻኣ ምስ ስሎቫካይ ወይ ማዕረ ወይ ካኣ ብጸቢብ ሮማንያ ትስዕር ኮይኑ ይስምዓኒ ብዝኾነ በልጂም ክሳብ እተን ኣርባዕተ ዝተርፋ ሓንቲ ክትከውን ያ እመኑኒ

  • @Amanuel123.
    @Amanuel123. 3 หลายเดือนก่อน

    Selam Selam Ema rasist eka men assist ms geberelu keatu ab texaweti zfetro xekti trah yakleka eu Ronaldo mhlawu.kab smit wxa kemzi kedem znebernayo ab ereftin xeweta ms tewede ab angolotat nay gezawtina nigebro zneberna aytmlesena neta zela kem zelata niwseda.

  • @hyab8835
    @hyab8835 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ሙሉ ጢዒና ይሚነየልኩም ሒቶ ኣለኒ ኣብ ናይ ፖርትጋልን ቱርኪን ጸወታ ፖርትጋል ብጸወታ ዘይኮነስ ብሺም ክሪስትያኖ ኣብታ ሃገራዊት ብሚሂላዉ ቱርኪ ኣብ ክጠቅማ ሚተገበኦ ኪጎዳኣ ምርኣይና ዝገርም ዩ •ብወገነይ ፖርትጋል ጺቡቅ ተጻዊታ ኢያ ሲዒራ ዝብል ኢምነት የብለይን ቱርኪ ሕማቅ ሲለ ዝተጻወተት ዝብል ኢምነት ኣለኒ ብወገንኩምከ ኢንታይ ትብሉ ትንታነኹም ናዓይ ከም ጋህዋ ሰባሕ ዝብሉዎ ስዳናዉያን ጋህዋ ሰባሕ ኢኹም ናዓይ❤❤

  • @habtezghitsegay9650
    @habtezghitsegay9650 3 หลายเดือนก่อน +3

    Dahaykum aytehabai Ema & heni👌

  • @Fili_Peace
    @Fili_Peace 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብ መቀየሪ ወንበር Portugal ዘይቕረብ ጫካ ኢዩ!

  • @WediShesha
    @WediShesha 3 หลายเดือนก่อน

    lomis abzihkumo ka nekefta ronaldo hasadadat

  • @mohammedhamie9325
    @mohammedhamie9325 3 หลายเดือนก่อน +1

    በሽቃጥ ዓቢ ቆልዓ ሮናልዶ ብዘይ ጥቅሚ ንፈርናንደዝ ኣሲስት ኣይምገበረሉን

    • @wedifinhas1071
      @wedifinhas1071 3 หลายเดือนก่อน

      Kemey Elika Sure Konika Tizareb ?

    • @SamuelEye1988
      @SamuelEye1988 3 หลายเดือนก่อน

      @@wedifinhas1071ezi dea fulut endyu kdmi hji dea assist zeygebr

    • @Dania09082
      @Dania09082 3 หลายเดือนก่อน

      ንስኻ እውን ብዘይ ጥቕሚ ነዛ ፖስት ኢልካያ ዘለኻ ኣምበልካያን። እቲ ጥቕሚ ትብሎ ዘለኻ ምዕዋት ኢዩ። ክዕወት ስለ ዝደለየ ኣሲስት ጌርሉ። ካብ ኣሲስት ክገብር ጎል እንተ ዝእቱ ማሓሾ ንዕኡ። ሪኢኻዮ እንተ ኮንካ ብሩኖ ኣብ ክንዲ ፓስ ዝህቦ ባዕሉ ፈቲኑ ዝሳሓታ ኔራ ። ከምቲ ናይ ብሩኖ ውሳነ ክወስድ ስለ ዘይደለየ ፓስ ሂብዎ። ስለዚ ናብ ካልእ ኣይትጥወዮ ዝዓበየ ተልእኽኦም ዓወት ኢዩ ብሓደ ወንጭፍ 2 ጨራሩ እንተ ሃረመ ጸገም ዘለዎ ኣይኮነን።

  • @mancheabay9257
    @mancheabay9257 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @LifeisLife-wk1yj
    @LifeisLife-wk1yj 3 หลายเดือนก่อน

    Neay Ezi Euro 24 Nab Spain 🇪🇸 or Germany 🇩🇪 koyna zesmeani

  • @wedifinhas1071
    @wedifinhas1071 3 หลายเดือนก่อน

    Viva Portugals ❤

  • @GhirmaySahle-u8z
    @GhirmaySahle-u8z 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abeltewelde6267
    @abeltewelde6267 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤😊😊😊

  • @tile864
    @tile864 3 หลายเดือนก่อน

    ❤ emawii hgawi crisawi manchawi the Goat is CR7😮

    • @SenayMichea
      @SenayMichea 3 หลายเดือนก่อน

      ተስፌኻ መጺኣትና ቶፖ ክሪስ ምስ በልክኒ ኣልጊበ ሳብ ምስ ላኩ ጌረልኪ❤❤❤❤

  • @johngherie9696
    @johngherie9696 3 หลายเดือนก่อน

  • @meronzafier5563
    @meronzafier5563 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @mikigebrhanns3392
    @mikigebrhanns3392 3 หลายเดือนก่อน

    Ama ka ataka end turkey europaweit hagare da

  • @SamuelEye1988
    @SamuelEye1988 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ በዓል ኣማኑአል እንታይ ኮንኩም ደኣ ብዛዕባ ኮፓ ኣመሪካ ወላ ሓንቲ ዘይተዛረብኩም በዚ ዝመሽመሸ ሰብ ሮናልዶ ክትዛረቡ ግን ጽሓይ ዓሪብኩም😊

    • @Dania09082
      @Dania09082 3 หลายเดือนก่อน

      ንስኻ ድማ ይዝልፍዎ እምበር ማዓስ ይንእድዎ ኣለዉ? ብዛዕባ ሚሲ ድኣ ክትሰምዖም ኢኻ ማዓስ ፍትሓአያን ኮይኖም ዘይ ከማኻ ኢዮም ።

    • @tesfagabrmehari7661
      @tesfagabrmehari7661 3 หลายเดือนก่อน +1

      Messi ab copa America himak sle zelo eyom askitom zelewu Ajoka.

    • @Mendelay_10
      @Mendelay_10 3 หลายเดือนก่อน +1

      ንስኻ ኢኻ መሽሚሽካ ጨና ቀቲልካና ዘለኻ ምሽሙሽ በዳን😂

    • @SamuelEye1988
      @SamuelEye1988 3 หลายเดือนก่อน

      @@Dania09082😂😂😂😂እዚኣስ ሓቅኻ ንሮናልዶስ ስሙ እዮም ባዓል ኢማ

  • @fnanmadridawi4071
    @fnanmadridawi4071 3 หลายเดือนก่อน

    WEll COme Ema & henok ❤❤❤

  • @goitomghebremariam215
    @goitomghebremariam215 3 หลายเดือนก่อน

    Welcome Emma and Henok.God bless you both!!

  • @modeleyabofikiri4169
    @modeleyabofikiri4169 3 หลายเดือนก่อน

    Well.come ema mis henog❤❤