ብሰንኪ መውቃዕተይ ሰበይተይ ኪሒዳትኒ ፡ ቀንዲ ዓርከይ ዝነበረ ንሰበይተይ ተመርዒይዋ ፡ ዘሐዝን ጥልመት ዝበፀሖ ተጋዳላይ 👉 ተጋ. ወልዱሽ 0919838018

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ก.ย. 2024
  • subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
    ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
    ብሰንኪ መውቃዕተይ ሰበይተይ ኪሒዳትኒ ፡ ቀንዲ ዓርከይ ዝነበረ ንሰበይተይ ተመርዒይዋ ፡ ዘሐዝን ጥልመት ዝበፀሖ ተጋዳላይ 👉 ተጋ. ወልዱሽ 0919838018
    Desta show 👉 (0940985113)
    Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

ความคิดเห็น • 307

  • @semhalhaftu4277
    @semhalhaftu4277 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +28

    ልምንታይ እዩ ግን ኣብዚ ሎሚ ሰዓት ቃል ኣምላክ ዝፍርሕ ተሳኢኑ 😢ኣጆካ ዝሓወይ መዓረይ ወይለኦም ንሶም ንሶም ዝሓሰሩ እምበር ንሰካሰ ክቡር ኢካ ጅግና ኢካ😘👑

    • @Masho-p6o
      @Masho-p6o 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Bhaki 😢😢

  • @bitigaltigray
    @bitigaltigray 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ኣጆካ ዝሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ እምበር ንፅቡቅካ እዩ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ 🙏 ❤❤

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    በእውነት ረሳሕ እያ 😢😢😢😢 ከምዚ ዶ ይግበር እዋይ ዙዓርካ እወን ጨምላቅ እዩ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ወልድሸይ ❤❤

  • @Haben-bo1bg3id8x
    @Haben-bo1bg3id8x 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +38

    ባዓለይ ክምረዐወካ ኣብ ስዑዱ ኣለኩ ድሕሪ ሓደ ዓመት ናዓደይ ክምለስ ያሓስብለኩ ዕድመይ ደሞ ጋል 23 እየ ፍቃደኛ ተኮይንካ ልዕሊ ማንም ኣሕንቅቅቅ ከብለካ❤❤❤❤

    • @KhanKhan-em1ju
      @KhanKhan-em1ju 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      👏🥰

    • @ሜሪጓልእመብርሃን
      @ሜሪጓልእመብርሃን 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መዓረይ❤

    • @HMA354
      @HMA354 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዝያዳይ😘

    • @Mengstab-m4f
      @Mengstab-m4f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ተባረኺ ዝሓፍተይ🙏

    • @mesijfgjvjcfzf6426
      @mesijfgjvjcfzf6426 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ማዓረይ❤😢

  • @TEzEkARl
    @TEzEkARl 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +65

    ባዕለይ ከምርዓዎኻ ጎየታዋይ❤

    • @محمدعلي-ش7ب5ث
      @محمدعلي-ش7ب5ث 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ትሓሳብኪ ንባዕሉ ልቦና ዝመለኦ ፍጣሪ ይባርኽኪ ❤❤

    • @Mengstab-m4f
      @Mengstab-m4f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ተባረኺ🙏

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ዊይ ወልድሸይ ለኸ ብዓል ሓዳር ኢካ ነይርካ ተጣላለም ዝኮነ ግዜ ኣጆካ ፈጣሪ ደው ኢልካ ትከድ ክገብረካ እዩ😢😢❤

  • @Salam-in7ct
    @Salam-in7ct 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣጀካ ዝሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኻ መፃእኻ ይባረኺ ብሓቂ ጆግና የኻ❤️❤️

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ እመ አምላክ ፅላልካ ትኩን አጀካ ንባዕላ ገደዳ እበር ንስካስ አምላክ ዝሓዝልካ አሎ እዩ ክዉር ሓወይ❤❤❤❤

  • @fderfeet7866
    @fderfeet7866 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +21

    ዋይ ኣጀካ ማረይ ❤
    ብጃኺን ባ ኣብ ስዑዲ ዘለና ኣዋልድ ባ ዓድና ኸይድና TDF ንምርዖ እዩ ዘለና 👏

    • @ትግራይዓደይሰላምኪየርእና
      @ትግራይዓደይሰላምኪየርእና 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      በየኑ ዕድልና ንረክበም

    • @afeworkitesfu572
      @afeworkitesfu572 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ናይ ሱዑዲ ዳኣ ዓረብ ዝውግሩክን ከመይ ንሶም ዝደልዩ ምስ ኦም ዘለዋ ዘይተቀጣዓ 😂

    • @gsgs2241
      @gsgs2241 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሰክት ደደብ​@@afeworkitesfu572

    • @مريم-غ1م4ظ
      @مريم-غ1م4ظ ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ፅያፍ ቃላት ምውፃእ ግን እንታይ ትርጉም ኣለዎ 😢ዓዲ ዓረብ ዘላ ኢልካ ምፅራፍ ልባዓልካ ውድቀት እዩ ዓዲ ዓረብ ዘላ ጋል ኣነስተይቲ መግለፂኣ ብዙሕ እዩ ጠንካራ ርህርህቲ ምኻና ክትፈልጥ ድማ ሕልናካ መርምሮ መጀመርያ ዝሓወይ✍️👌​@@afeworkitesfu572

    • @brhaneye9521
      @brhaneye9521 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@afeworkitesfu572 በቃ ካብዚኣ ወፃኢ ክትሓስብ ኣይትኽእልን ኣታ ድምሱስ 🌝

  • @مريم-غ1م4ظ
    @مريم-غ1م4ظ ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣይዞካ ዝሓወይ ኩሉ ንፅቡቅካ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ 🥲👏

  • @Fshamehari
    @Fshamehari 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ጅግና tdf ወልድሽ👌🥰🥰🥰

  • @mihrethagos8291
    @mihrethagos8291 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ንሳኸ ብምታይ አሚናታያ ታነብሳ ጽባሕ ብዙሕ ነገር ዘሎ አጀካ ዝሐወይ አምላኽ ምሳኻ ይኹን ንአካ ዝሐዘልካ አሎ ቶ ንስኻ ጀግኔ ኢኻ🙏🥰

  • @Fgj-u1m
    @Fgj-u1m 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዙረ ብጠዕሚ እካ ገበዝ ብደገካ ሑጉስ ኢካ ብውሽጥካእውን ሑጉስ ክተከውን እለካ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @tijitiji4532
    @tijitiji4532 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ከጦር ሜዳ ሲመለስ እናቱ ሙታ ሚስቱ ሌላ አግብታ ከጠበቀችው ወታደር በላይ ጠንኻራ ሁን ድዮም ዝብሉ ጠንኻራ ኢኻ👌💪እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ኣጆኻ ጅግና ሓወይ❤️😊💛

  • @Mire-u8y
    @Mire-u8y 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ኣነ ክምርዑካ እየ ኣጆካ ❤🎉

  • @soligualagame
    @soligualagame 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ካምዚ ካኣ ኣሎ ድዩ እሞ ካኣ በጃና ደሙ ዝከፈለ ጅግና እዚ ይግበኦ ድዩ ከመይ ኣክኢልዋ ዳሓር ካኣ እቲ ወዲ ኣቦ ወዳን ቀዳማይ ኣሜና ኣብ ፀገሙ ዝረሕረሐቶ ኣብ ፀገሙ ካምትርሕርሖ ብከመይ ርግፀኛ ኮይኑ ዓይንካ ትንቆር 😢ኣጆካ ጅግናና ንፅቡቅካ ኢዩ

  • @Biti504
    @Biti504 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣጆኻ ዝሓወይ ጅግና ንፅቡቅካ እዩ እንኳዕ ጥራይ ብሂወት ተረፍካ❤❤

  • @gdfx3728
    @gdfx3728 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዝሓወይ በርትዕ ጠንካራ ኩን ሰብ ዝአመነ ማይ ዝሓቆነ እንድዩ ለሙሰ ንአምኖ ካ ሰአና ፈጣሪ ዝፈርሕ ሰ ዘየሎ

  • @ቲቲስደተኛ
    @ቲቲስደተኛ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ምዓረይ አጀካ አምላክ ዝሓዘልካ ይህልዎ ክብረተይ😢❤

  • @KalayuAlemayo
    @KalayuAlemayo 24 นาทีที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሌካ ጅግና ተጋደላይ❤

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አጆኻ ጅግና ሐወይ ተስፋኻ ኣይትቑረጽ ናዕኻ ምጥላማ ጌጋ እዩ ግን ጌታ ባዕሉ ክፈድያ እዩ

  • @Mlash-p9i
    @Mlash-p9i 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጥቅመኛ ዝኾነት ጠላም ኣጆኻ ኣይነብርኪ ኣይእመንን ❤

  • @MebiMebi-ry5xx
    @MebiMebi-ry5xx 31 นาทีที่ผ่านมา

    ዕድል ኣይገበረትን አምበር መን ከም ትድኤፍ ዕድለኛ ያ ንዓኻ ትምርዐ ❤❤❤❤

  • @mesijfgjvjcfzf6426
    @mesijfgjvjcfzf6426 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀካ ማዓረይ እንካዕ ብሂወት ተረፍኻ ጅግና ሓወይ ንጽቡቀካ እዩ😢❤❤

  • @idhgydgc1654
    @idhgydgc1654 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ምሕረት የውርደልኮ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @hgyy2926
    @hgyy2926 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    የኔ ቆንጆ ኣነ ባዕለይ ክምርዕዋካ ፍቃደኛ እንተ ኮይንካ ኣብ ስዕዲ እየ ዘለኩ ሓንት ቆልዓውን ኣላትኒ እያ ❤❤❤❤❤❤❤

    • @Mengstab-m4f
      @Mengstab-m4f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ተባረኺ ዛምበይተይ🙏

    • @gamilahgamilah3329
      @gamilahgamilah3329 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ለባም

    • @Edrisawate
      @Edrisawate 32 นาทีที่ผ่านมา

      ቆልዓ ዘይብላ ኢዩ ዝደሊ ኢሎሞ

  • @علياحمد-ص4ف7ق
    @علياحمد-ص4ف7ق 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኻ ጅግና ተጋደላይ ❤

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መዓረይ ጅግና ጠንካራ ኩን❤❤

  • @tgrayadey-j1x
    @tgrayadey-j1x 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ዉይ ሓወይ መዓረይ ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት የዉርደልካ እንተ ንሳ ግን💔😥እግረ መንገድና ሳብስክራይብ ገይርና ንዉፃእ ተጋሩዋይ ኣሕዋትና ነዕቢ ኣነ ሳብስክራይብ ገይረ ኣለኩ❤

    • @Tsrhadesta
      @Tsrhadesta 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ናይ ባዕሉ ዩትፕ አለወ ድዩ

    • @tgrayadey-j1x
      @tgrayadey-j1x 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Tsrhadesta የብሉን🥺

  • @akilove3701
    @akilove3701 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ተጣላለም ዝኮነ ግዜ 😢አጆካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ወለላይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ አጆካ ዘይትጠቅመካ ስለ ዝኮነት እዩ ፈጣሪ አርሒቅልካ ናትካ ዝኾነት ፈጣሪ ይፍጠረልካ ጎታዋይ❤❤
    እንተ ንሳስ ክንደይ ከይጥዕማ ዋ ጠላም😡

  • @SsWw-e6w
    @SsWw-e6w 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣጆኻ እዚ ሓወይ እንካዕ ብሂወት ተረፈካ😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gygh7129
    @gygh7129 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ወይ ሓወይ ግን ስለ ምንታይ 😢 ኣጆኻ ኣምላክ ክሕግዘካ እዩ❤❤❤🎉

  • @GuDg-v8i
    @GuDg-v8i 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምሕረት የውርደልካ ማዓረይ ኩሉ ልፅብቅካ እየ

  • @እልሻዳይእካአምላከይ
    @እልሻዳይእካአምላከይ 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀካ ናይ ሰብ ነገር ኣመነት የብልይዋ ፈጣሪ ሓይሊ ይሃብካ ናይ ባዕልካ እግዚአብሔር ሕዝልካ❤❤❤

  • @DawitMezgebo-z9y
    @DawitMezgebo-z9y 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣምላክ ምሕረት የዉርደልካ ብፃይ ኣጆካ ክሓልፍ እዩ ❤❤❤❤❤

  • @GhFg-i2z
    @GhFg-i2z 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አጆካ ማዓረይ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩ ናዓካ ካኣ ዝበለፀ ሒዝልካሎ❤❤❤

  • @kiduteklebrhane62
    @kiduteklebrhane62 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    መድሃኒኣለም ከልቢ የውልዳ።

  • @medhanitgaltgraytgray2732
    @medhanitgaltgraytgray2732 15 นาทีที่ผ่านมา

    ጅግና ኢኪ ብሓቂ ወልዱሸይ ኣጆካ
    ናይ ሎሚ ሰብ ግን ኣብዛ ምድሪ ዝነብር እዩ ዝመስሎ መስተብዓሊ ልቢ ይፍጠረልና

  • @HMA354
    @HMA354 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልካ ወልድሽይ 🥀🥀💞💞💓

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምሕረት የውርደልካ ጎታዋይ ኩሉ ልፅቡቅካ አዩ ❤❤❤

  • @ተመሰገንተመሰገን-ቘ6ሸ
    @ተመሰገንተመሰገን-ቘ6ሸ 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጅግና ኢኻ መዓረይ

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +32

    ፍቃደኛ ተከኑ ኣነ ክምርዐወ እየ
    ኣብ ስዕዲ ኣለኩ ዕላማይ እውን ወዲአ እየ
    ልዓደይ ክኣቲ ወሲነ ኣለኩ ጓል19ተ
    ዕድመ እየ የወለድኩን ንውር የፈተንኩን ደሞ ኣጀካ በለለይ❤

    • @DhdHdhdhd-lf4oj
      @DhdHdhdhd-lf4oj 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣብተግባር ኣውዕልያ ዛምቤተዋኒኒ

    • @Mengstab-m4f
      @Mengstab-m4f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ተባረኺ ዛምበይተይ🙏

    • @gamilahgamilah3329
      @gamilahgamilah3329 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ተባረክይ

    • @Edrisawate
      @Edrisawate 33 นาทีที่ผ่านมา

      ሰልዲ ሒዝኪ ምጺ እንተዋሓደ 23 ዓመት ብጽሒ

    • @ليلى-ص9و
      @ليلى-ص9و 27 นาทีที่ผ่านมา

      @@Edrisawate እኩል ሒዘ እየ ገዛይውን ሰሪሐ ወዲኣ እየ ዕድመይ ግን ንኢሰ ድየ
      ጋል13ተሰዲተ

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እዙኩሉ ትጎንፎ ኣጋጠማኒ ግን ብጣዕሚ እየ ድሰተኛ ቃል ጀግና ኣምላክ ኩሉ ግዜ እናሓጎሰካ ንበረለና ዙሓወይ ማኣሪይ❤♥️

  • @BenjaminSolomon-vw5tj
    @BenjaminSolomon-vw5tj 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብፃይ ወልድሽ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ❤❤❤❤❤❤

  • @Wfcgcbj
    @Wfcgcbj 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጅግናዋይ አደካ ጎታዋይ አምላክ ምሕረት የዉርደልካ

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣይዘካ ዝሓወይ ዘይከደት ናትካ ኣምላክ ንኣካ ዝበላ ሒዚልካ ኣሎ ጅግና ሓውና ኣምላክ ኣይጥለምካ እምበይ ሰብ ድኣ ከምኡ እዩ ኣይዞካ ዝሓወይ💛❤ 🙏

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆካ ብፃየይ ንብዓላ ገደዳእንበር እንካዓ ብሰላም ወፃካ ዛሓወይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @adonay7097
    @adonay7097 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ንዓይ ኢካ ተወቂዕካ፡ ክቡር ተጋዳላይ

  • @Vip-j8f
    @Vip-j8f 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ስዲ ኮይና እምበር ናትካ መቁሰልቲ እዩ ካብፀልማት ኣውፂእዋ ግን ኣጆኻ ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ

  • @Mlash-p9i
    @Mlash-p9i 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጀግንነትኹም ተነቢቡ ዘይውዳዕ❤❤❤🎉🎉

  • @YwBs-zn5eg
    @YwBs-zn5eg 6 นาทีที่ผ่านมา

    ኣጀካ ጅግና እካ ከይትሓዝነን😢😢😢

  • @MariG-z3l
    @MariG-z3l 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆካ ጀግናዋይ ኩሉ መስዋእቲ ስለና እዩ ክብሪ ናዓኩም😢❤❤❤

  • @Mengstab-m4f
    @Mengstab-m4f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆኻ ብፃይ ንባዕላ ቀሲና ኣይትነብርን።ብዙሓት ኣሕዋትካ ኣለዋ ንዓኻ ትኾን ኣላእያ

  • @ንግስቲጓልራያ
    @ንግስቲጓልራያ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣጆኻ ወልድሸይ ጅግና😢

  • @tigraweti6377
    @tigraweti6377 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤ኣጀካ ጅግና ሓወይ❤❤❤

  • @Tsedihaftiyjeganu
    @Tsedihaftiyjeganu 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ አምላክ አቦይ ካብ ፀላእየይ ዘይኮነስ ካብ ፈታውየይ ሓልወኒይ

  • @mulubrhantsigabumulubrhant8655
    @mulubrhantsigabumulubrhant8655 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሓወየ አጆካ አምላኽ አሎ ምሳካ እዛ ካሕዳም ኩሉ ጊዜ ናሓፈረት ክትነብር እያ ወላ እቲ ዘዕተዋ ሰብዓይ ሕለና ዘይብሉ ሩኩስ እዩ

  • @DanaytGebretekle920
    @DanaytGebretekle920 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣጆካ ዝሓወይ ጠንካራ ኢካ ማዓረይ😍🥰

  • @GgyyvFvgg
    @GgyyvFvgg 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጅጋና ዛሓወይ ኣጆኻ❤🎉

  • @mihretabyemane8847
    @mihretabyemane8847 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣየ ተጋሩ ሽግርኩም ኣይውዳእን ዩ ነዚ ጅግና ሲ እዚ ክረክብ

  • @NoraA-d5z
    @NoraA-d5z 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆካ ኣምላክ ኣሎ ዝሓወይ እንቛዕ ብሂወት ተረፍካ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @FfHrt
    @FfHrt 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጅግና

  • @HadidaRiee
    @HadidaRiee 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አዋይ ዘይስማዕ የለን አጆኻ ቲዲኤፈይይ ናይ ኢዳ ይሃባ

  • @kiflefisaha1841
    @kiflefisaha1841 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣጆካ እግዚአብሔር ኣለ ፈረዲ

  • @YewhansAmanial
    @YewhansAmanial 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣጆኻ እዚ ሓወይ እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ።

  • @Edrisawate
    @Edrisawate 30 นาทีที่ผ่านมา

    ኣንታ እዘን ተጋሩ'ስ ስዑዲ ጥራይ ኢየን ዝስደዳ መስለኒ ኤውሮጳ ኣሜሪካ ዘይትሰምዕ

  • @fdg761
    @fdg761 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዕ በሂደት ተረፍኻ ሓወይ ኹሉ ከማቻቸው እዩ ጎይታዋይ❤❤❤❤

  • @selamgebrekidan6956
    @selamgebrekidan6956 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጅግና ዝሓወይ ኣጆኻ 🥺😍

  • @እየሩሳሌም-የ9ጸ
    @እየሩሳሌም-የ9ጸ 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀካ ዝሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ያሓግዝካ

  • @lemigereziher8177
    @lemigereziher8177 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩሉ ግዜ ፈጣሪ ዘየድልየካ ሰብ እዩ ካባካ ዘርሕቀልካ እሞ ተመስገን ምባልለ ፅቡቅ እዩ አስካ ስለ መውቃዕቲ ሰለ ዝበፅሐኒ ተሊማትኒ ክትብል የብልካን ፈጣሪ ስለ ዘይትግበአካ እዩ ካብአ ዝፈለየካ ልአካ ትግበአካ ጋል ክህበካ እዩ አና ተመስገን በል አብ ግዜኡ ልአካ ትኮን ጋል ሂዋን ክህበካ እዩ ርግፀኛ አየ በፈጣሪየይ🙏

  • @Tsrhadesta
    @Tsrhadesta 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አጆኻ ዛሓወይ
    ኩሉ ግዜ አብ ልቢ ህዝቢ
    ትግራይ እኩም

  • @gualabaytigray
    @gualabaytigray 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዘይናትካ ኣይናትካን ኣጆኻ ኣብዚ ክንፈርድ ግን ከቢድ እዩ 🥲

  • @Fafa-us6cj
    @Fafa-us6cj 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ajeka marey jegna eka nrasa gededa❤❤❤

  • @ASDFGASDF-h8n
    @ASDFGASDF-h8n 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣጀካ

  • @GggCgcc
    @GggCgcc 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤ኣጀካ

  • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
    @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣጆካ ዛሓወይ

  • @امماممم-خ8ه
    @امماممم-خ8ه 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አጀኻ ማዓረይ❤❤❤

  • @waskan8288
    @waskan8288 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አጆኻ ዝሓወይ ፈጣሪ አይግደፍካ እምበር ሰብስ ሰብዩዋ❤

  • @samerhmahlet
    @samerhmahlet 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ምዓረይአጀካ አምላክ ዝሓዘልካ ይህልዎ ክብረተይ😂

  • @SegarTdf
    @SegarTdf 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣበይ ትኾን ኣብ ከባቢኻ ተዝኾን ከሕሪረልካ ነረ ብፃይ❤ ኣጆኻ ።

  • @ስለማዊትአለም
    @ስለማዊትአለም 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Aejeka zhawey ❤❤❤❤❤

  • @NigistyTesfay
    @NigistyTesfay 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጀግና TDF ፈታዊ ዓዲ ተሓበን ንሳ ግን ፍፁም ተጋጊያ ይቅር ይበላ ፈጥሪ ።

    • @NigistyTesfay
      @NigistyTesfay 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እዚህ ዓርኪካ ናይእማን ደቅሱዶ ይሓድር ይኮን? አቤትዙጊዜ ይምሐረና አምላክ።

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆኻ ጅግና ፈዳይ ሕነ ❤️💛❤️🙏

  • @drtt2855
    @drtt2855 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጅግና ሓወይ ኣይዘካ

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጅግናና ❤❤

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂ኣጀካ ንፅብቅካ እየ ዝሓወይ እንካኣ ብህወት ተረፍካ❤❤❤❤

  • @دانه-غ7د
    @دانه-غ7د 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆካ ኣምላክ ኣሎ ❤❤❤❤❤

  • @Segenlu
    @Segenlu 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eway Ajoka ze haway Amlak alo nekuluo zay telim ajoka ❤❤❤

  • @Rora112
    @Rora112 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ከደትልካ ሓደ ማዓልቲ ሂወትካ ተመዓራርዩ ኣብ ጽቡቅ ምስ ረኣየትካ ሕልና ክህልዋ እዩ ንስካ my hero ኢካ ✊

  • @tgyhgchggg9259
    @tgyhgchggg9259 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆካ ጅግና ሓወይ ናተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @VcDdd-w4x
    @VcDdd-w4x 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀኻ ዝሓወይ 😢😢

  • @ፅጌኃልውቅሮ
    @ፅጌኃልውቅሮ 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣጆካ ❤❤❤

  • @YeshuYeshu-e4l
    @YeshuYeshu-e4l 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    enkae terefka ❤❤❤❤❤

  • @የርዱጋልሃይልሽ
    @የርዱጋልሃይልሽ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ምንም ኣይምሰልካ ፈጣሪ ዘይትጠቅመካ ሙካና ፈሊጡ ኣርሒቁልካ ኣሎ

  • @mahamamdmahamam5576
    @mahamamdmahamam5576 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አጀኸጀገና❤❤❤❤

  • @nigistikalayu3619
    @nigistikalayu3619 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሙሉእ ምሕረት ይውርደልካ ዝያዳይ ❤❤❤❤❤❤ኣምልክ ምሳካ ይኹን❤❤❤❤

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እዝ ጂግና ብፃይ ዝሓለፈ ሂወትን ታርክን ተከፈለ እየ ግን እዛ ጓል ግን ናይ እዲ ክትረኪበ እያ ንስካ ግን መርኣያ ጀጋኑ እካ ማ ኣጀካ ራግፀኛ እየ ፅባሓ ሓዉካ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ክትበፅሑ እካ ሙቊረይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Kbsku
    @Kbsku 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ajoka 🎉❤hawey

  • @SalaamMk-uo8tt
    @SalaamMk-uo8tt 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤Goyiteway🎉🎉🎉🎉