ተጋዳላይ ሆቴል ኣብ ቀዛሕታ Kezahta

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 158

  • @kezahta
    @kezahta  5 หลายเดือนก่อน +13

    ገ/ፃድቅ ገ/ሂወት ኣባይ
    ንግዲ ባንኪ - 1000343237522
    ስልኪ ቁ. 0921373773

  • @user-sl1qu9lj6b
    @user-sl1qu9lj6b 5 หลายเดือนก่อน +11

    ሕቶ አለኒ ንሆቴል እንኳእ ናብዙይ አብፀሓካ እሞ ካብቶም የዎሃት ጥኡማት ውፍያት ተጋዳላይ እዩ ነይሩ አብዝሕጂ እውን ውፍይ ከምዝነበረ አየ ሰሚዒ እሞ አጀኳ ፅናዓት የሃብካ ክሳዕ ብአካል እንራከብ

  • @bisrattsegay7397
    @bisrattsegay7397 5 หลายเดือนก่อน +10

    አንታይ ዓይነት ታርክ አዩ አንዶ ዓድ ዘገልገለ ገዲፎም ዘዉደልደለ ይነብሩላ አለዉ 😭😭😭😭ናበይ ከይድካ አዩ አዉይይይ ዝበሃሎ ዝኩሉ ታርክ ሰርሕኩም አቦይ መዓረይ አብዝ ወድቅኩም ለያቡ ይዕንድርሉ አለዉ

  • @soloare4855
    @soloare4855 5 หลายเดือนก่อน +13

    ብሓቂ ጽኑዕ ተባዕ ጅግና ተጋዳላይ ኣቦና ኩሉ መስዋእቲ ስድራኻ ብውሽጢኻ ጌርካ
    ኣብ ቅድሚ ሚድያ መጺኻ ምዝራብካ ፍሉይ
    ፍጥረት ኢኻ።ሓወልቲ ጽንዓት ኢኻ ክብረት
    ይሃበልና።ኢደይ ኢድካ ኢልና ንሓግዞም
    ተጋሩ የሕዋተይ❤

  • @user-nx8pe6lt6b
    @user-nx8pe6lt6b 5 หลายเดือนก่อน +5

    NO words. proued to be tgrawayee✊✊✊❤💛
    ብጣእሚ ነመሰግን አቦይ ዘይተዘረበሎም ክንደይ ጀግና አቦታት አለውና🔉🔉🔉

  • @Tgrinya
    @Tgrinya 5 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ የሕዝን🥲😭😭😭ልበይ ተሰይረ😭😭😭😭!!!
    ፅንዓት ይሃብካ ክቡር ኣቦ😭😭😭!!!

  • @haftomdebeasy3749
    @haftomdebeasy3749 5 หลายเดือนก่อน +7

    በረኸት የቀንየልና ቀዛሕታ ፅብቅ አገዳሲ ቁምነገር ሐዘል እዮም ተቅርቦም ዘለኻ ከብረት ይሃበልና ፀፅብቁ ንዓኻን ንመላእ እስትድዮ

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 5 หลายเดือนก่อน +4

    ቀዛሕታ.ብሓቂ.እግዛቢሄረ.ይሀብካ.ተባረኽ.ከምዚ.ዝበለ.ዝተሓብኡ.ታረኸእናወፃኻ.ምምሀረካ..ፈጣረ.ይሓግዝካ...ዝሓወይ.ዝሓወይ.!!!ሆቴል.ተጋዳይ.ህዝቢትግራይ.ከምዚ.እዩ።❤❤❤

  • @user-vc6ip7re1x
    @user-vc6ip7re1x 5 หลายเดือนก่อน +2

    ቀዛሕታ ፕሮግራምካ ይካታተሎ እየ ብጣዒሚ ደስ ዝብል እዩብ 2013አ/ግ ብናይ ጎብሩ ፋኖ ደሪፊ ከላሽን ሒዛ ምሰ ባዓል ደብረፅዮን ትስዕስ ዝነበረት በሂወት እተሃልያ አቅርበልና ወናም እያ እታምሳኣ ትስዕስ ዘነበረት ግን አላ ይመስለኒ❤️💛❤

  • @user-du5yn3lh4d
    @user-du5yn3lh4d 5 หลายเดือนก่อน +1

    መግለጺ ኣልቦ ጅግንነት ንነብሰይ ዘይብል ንህዝበይ💪

  • @tigraihagerey8246
    @tigraihagerey8246 5 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ በሓቂ ወያናይ ጅግና ኣቦና ሳላኹም ብሂወት ኣለና::ኩነታት መንግስቲ ትግራይ ናይ በሓቂ ተስፋ የቑርፀካ 😭 ሙሉእ ሂወቱ ደሙ ኣፍሲሱ ዓዕፅምቱ ዝኸፈለ ትግራዋይ ተርእሲዑ :ሌባና ባንዳ ዘውደልድለላ ትግራይ ፈጢሮምልና ጠላማት ፓርቲ ህወሓት መንቀርሳ ዓኽ::

  • @sammysamila451
    @sammysamila451 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዝኸአልናዬ ንሐግዞ ደቂ ሪመይ
    አያና አዬኻ ብዙሐት አብ ጎንካ እኔና ❤💛🙏🏾

  • @danzkyboyvita6192
    @danzkyboyvita6192 3 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ግፍዒ ወያነ ተሓሕት አጆኻ ሓውና❤❤❤❤❤❤❤❤ደቅኻ አሕዋትኻ አብ ጎቦታት ተሪፍስ ክድብርዩኻ ሕራረት

  • @TeklayGesesew
    @TeklayGesesew 5 หลายเดือนก่อน +1

    እንትቕድም ገብሪሄት ኣባይ ብርሃነ ኣባይ ሓጎስ ኣባይ ምስ ዝናሮም ጀጋኑ ሕጂ ድማ ገ/ፃዲቕ ገብሪሀት(ሆቴል) ይርጋለም ገብሪሀትን ካልኦት ጀጋኑን ዘፍረየ ገዛ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ገ/ፃድቕ ሓወይ❤❤❤

  • @mulugetakide964
    @mulugetakide964 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ የሕዝን!በይዛኹም ዝኻኣልናዮ ንሓግዞ፡፡ ሓቀኛ ኣበርክቶ ብሓቂ ከም እነኽብር ነርእዮ።

  • @drr9142
    @drr9142 5 หลายเดือนก่อน +8

    ትግራይ ግን🤔😥 ናመን እያ 😭😭😭😭💔💔💔💔

    • @user-zp3ts9ji1v
      @user-zp3ts9ji1v 5 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ለያቡ😭☝

  • @sgebrese
    @sgebrese 5 หลายเดือนก่อน +3

    a classical example of a very heroic Tegadalay who scarified so much but throughn under the bus by TPLF. I feel so sad for this guy and all other who made sacrifices and got nothing in return!!

  • @jhi3325
    @jhi3325 5 หลายเดือนก่อน +6

    ሆቴል ናይ ትራንስ ኢትዮጱያ ጀግና ሺፌር

  • @samiunique
    @samiunique 5 หลายเดือนก่อน

    Biggest respect Bereket! ለባም ሐው❤ ንጅግና ተጋዳላይ ወላዲና ዕድመን ጥዕናን ይሀቦም!

  • @yirgalembeyene4396
    @yirgalembeyene4396 5 หลายเดือนก่อน +2

    3ተ ደቁ + ሰበይቱን ህጻን ወዱን ሲኢኑ ግን ከኣ ተደርብዩ ክትሪኦ ብጣዕሚ የሐዝን😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @samuelmulubrhan7578
    @samuelmulubrhan7578 5 หลายเดือนก่อน

    ጅግና❤️thank you for your a wonderful service

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 5 หลายเดือนก่อน +3

    ከጅግናው የትግራይ ህዝብ የተወለደ ትውልድ ሁሉ ግዜም ጀግና አኩሪ ታሪክ ያልፕው ነው:: ስለሆነም ያሁሉ ወራሪ ያለምንም ይውጭ ድጋፍ ያሽነፈ ኮራሁባቹሁ የትግራይ ጅግንች እንካዕ ከብ ትግራይ ተወለድና🙏🙏🙏🙏💪💪💪👍👍👍🌹🌹🌹

  • @user-en1zd1ev6c
    @user-en1zd1ev6c 3 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ ብሂወት ተረፍኩም ኩቡር ጀግና አያና❤❤

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣየ ትግራይ ናይ መን ኾን ኢኺ ንኸዋኒኺ ዘይትኾኒ 😢 ጀጋኑና ለዋሃትን ሓቀኛታትን ንሂወትኹም ዘይትስስዑ እዚ ኾይኑ ኢድኹም 😥

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 5 หลายเดือนก่อน +2

    በረኸት ናይ ሆቴል ቴሌፎን ኣብ ታሕቲ ኣቐምጠልና ክንሕግዞ።ንቕድሚት ኣብ ትገብሮ ቃለመሕተት ዉን

    • @abebaabraha2478
      @abebaabraha2478 5 หลายเดือนก่อน

      ኣሕዋተይ እቲቪድዮ ወዲእኩም ኣይራኣኹሞን ዲኹም ኮንኩም ቴለፎኑ ባንኪ ኣካውንቱን ኣብስክሪን ኣሎ

  • @user-hr5ms5jm2n
    @user-hr5ms5jm2n 5 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ጥራሕ ኣይገልፀኩምን ክቡር ኣቦና😢❤

  • @YohannesK-uk8dv
    @YohannesK-uk8dv 5 หลายเดือนก่อน +1

    በረኸት ክብረት ይሃብካ

  • @rona7755
    @rona7755 5 หลายเดือนก่อน +1

    ይሓልፈለይ እንተበልኩ መሊሱ ዝገደደ። ኣቤት ፅንዓት።

  • @DestaYbrah-tj5kf
    @DestaYbrah-tj5kf 5 หลายเดือนก่อน +1

    Long live the legend fighters of tplf ,sheabia was founded by tigreans blood,

  • @mebrahtukalayu1869
    @mebrahtukalayu1869 5 หลายเดือนก่อน +9

    ካብ እግሩ እስካብ ርእሱስ መፅሓፍ እዩ አቤት ጅግንነት

  • @eee5081
    @eee5081 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ያሃበኻ❤❤

  • @user-du5yn3lh4d
    @user-du5yn3lh4d 5 หลายเดือนก่อน

    ከብድካ ዝበልዕ ታሪክ😢😢😢

  • @FwwdFwdf-jg9te
    @FwwdFwdf-jg9te 5 หลายเดือนก่อน

    ተባረክ በረከት ሓወይ ኣየ ጀጋኑና

  • @ThThTh40
    @ThThTh40 5 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ጅግና ጅግና................. ጅግና

  • @selammeles2061
    @selammeles2061 5 หลายเดือนก่อน

    ተባረክ በረከት ሐወይ ጅግና ፈታዊ አዱ

  • @ejigayehumisgina5471
    @ejigayehumisgina5471 5 หลายเดือนก่อน

    ሕድራ ብፆት በሊዕና ተቓሊስና ለመንቲ ኾይና ። ጅግንኣ ዘይተኽብ ዓዲ ኣይትኸብርን ብፆቶም ዝርስኡ ኣመራሕቲ ውን ኣይመራሕትን

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908 5 หลายเดือนก่อน

    አየ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ነገር
    ኩሉ ና ልቦና ዝጐደለ ና

  • @MuluGermay
    @MuluGermay 5 หลายเดือนก่อน +1

    😢አቦዋይ እድመን ጥዕናን ይሀብኩም ህዋሐት ክሰብ ሕጂ ምምላካ😢 ዝገርም እዩ

  • @STAMA123
    @STAMA123 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግናና እንኳዕ ተረፍካልና❤

  • @selam801
    @selam801 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኡፍፍፍ ታይ ዓይነት ልብኻ ዝሰብር ታሪክ እዩ😢

  • @selammeles2061
    @selammeles2061 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኡፍፍፍ አያና 💔በጃኩም ይህዋተይ አቅሚ ዘለኩም አደይ ኢ
    ድካ በሉ ተጋርዋይ 🙏

  • @henigg
    @henigg 5 หลายเดือนก่อน +1

    መሕዘኒ እዩ ብጣዕሚ፣ ሂወቱን ሂወት ስድራቤቱን ዝኸፈለላ ትግራይ ዋርድያ እኳ ሰሪሑ ክበልዕ ኣይፈቐደትሉን። ትግራይስ ናይ መን ኢኺ ብስሩ💔😢

  • @user-qv2gx1ix2k
    @user-qv2gx1ix2k 4 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ዝገርም እዩ ከምዚ ታሪክ ሰርሕካስ መግደፍ ለሚንና ንበልዕ ይበሃል ዝገርም እዩ

  • @abelsolomon8453
    @abelsolomon8453 5 หลายเดือนก่อน +2

    ናይዚ ጅግና አየና ተሎፎኑ በጃኻ እንባዓል እዚአቶም እዬም ታሪኽና ክሕብሖቡ እዬም ዝግብኦም

    • @mulugetakide964
      @mulugetakide964 5 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ላዕሊ ኣለካ!

  • @teklayhailu5977
    @teklayhailu5977 5 หลายเดือนก่อน

    ዘሐዝን ታሪክ አዩ ብሓቂ

  • @5eyffyfgdyrt303
    @5eyffyfgdyrt303 5 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ለካ ዳ ህወሓት ካብ ቀደሞም እዮም ድሕሪ ሰላም ተጋደልቲ ዝርስዑ የሐዝን

  • @hailaylegesse4269
    @hailaylegesse4269 5 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጅግና ብፃይ ነመስግን ኣጆኳ ኣብ ጎንኻ ኣለና

  • @welduhialu
    @welduhialu 5 หลายเดือนก่อน

    ህ ወሕት ከም ሸኮራ ሐየኩ ምደበራይ መሰረታዊ በሀሩኡ ኢዩ አበረ ከም ሆትል ዝመሰሉ ቡዙሕ አለው ናብ ሽዋ ፈንጂ ረገጹ አናተበሀለና ምስ ገዲና ምሰ ተመለስና መለሊየ ጨመነንት ተከለኪሊና

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበይ ኣሎ እቲ ቁፅሩ ኣካውንቱን?
    ጻሓፈልና ባ

    • @mulugetakide964
      @mulugetakide964 5 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ላዕሊ ኣሎ!

  • @Lwhatyitbarek
    @Lwhatyitbarek 5 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ኣያና ❤❤❤❤

  • @desawitsegay2286
    @desawitsegay2286 5 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ቀደማ ጀሚራ ንተጋድልታ ዘይትኮን ዓዲ😢😢😢😢

  • @GetachewKahsay
    @GetachewKahsay 5 หลายเดือนก่อน

    Hamak ykedela alo shabya kemzi geru eytfeleøio mzi hzbi ❤

  • @biniyamberhe8530
    @biniyamberhe8530 5 หลายเดือนก่อน

    ጅግና✊✊✊

  • @seyoummisgana2824
    @seyoummisgana2824 5 หลายเดือนก่อน +1

    መርአያ ፅንዓት ኢኹም አቦይ። እዚ ኩሉ ታሪኽ ሰሪሖም ግን ን ጥሮታ 'ውን ዶ ምተኸልኡ?

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v 5 หลายเดือนก่อน

    ኣያዋይ ጅግና ኣጆኻ ኣብ ጎድንካ ኣለና💔😭💝💝💝💝💝💝💝💝

  • @selam801
    @selam801 5 หลายเดือนก่อน

    ጅግና አቦና❤😊

  • @Fafa-us6cj
    @Fafa-us6cj 5 หลายเดือนก่อน

    Zey edkum ahhh😢😢😢

  • @user-ke1cp9jc6o
    @user-ke1cp9jc6o 5 หลายเดือนก่อน

    ቀዛሕታ በጣዕሚ ነመስግን ቀነየልና ሰለስቲኦም እዞም ነቅረብካዮም ብፃት ማለት ፃዕዱ ፋዘር ከምእውን ሆቴል ካብ ውድብ ጀሚሮም አባለት መጓዓዝያ እዮም ብሓቂ ትራንስ ኢትዮጵያ ነዚኦም መጥዋር ድዩ አብይዎ ጠይቅካ መልሲ ክትህበና ኢና ንደሊ

  • @user-du5yn3lh4d
    @user-du5yn3lh4d 5 หลายเดือนก่อน

    ንስካ ኢካ መርኣያ ጽንዓት 💪💪

  • @ephremgeberegzibher96
    @ephremgeberegzibher96 5 หลายเดือนก่อน

    God help tigray.

  • @user-gb9wc3gw4e
    @user-gb9wc3gw4e 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ጠጠው ኢለ የምከድኩይ 😢

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ayani edmen tienan yihabelna ❤❤❤

  • @genygen5351
    @genygen5351 5 หลายเดือนก่อน

    Ahhhh, eway miskinay 😪😪 painfull.

  • @user-si7wy1hc9l
    @user-si7wy1hc9l 5 หลายเดือนก่อน

    የሕዝን የሕርንውን ።

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 5 หลายเดือนก่อน

    Beki hawey tebarek❤❤❤

  • @tsehayyirgalem1068
    @tsehayyirgalem1068 5 หลายเดือนก่อน

    strategy system gin tlenageru tsibuk eue bereket hawaye

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 5 หลายเดือนก่อน

    Ajoka gena keneber ena 😭😭😭😭😭🙏🙏🙏💔💔💔

  • @msiltan8737
    @msiltan8737 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ 😢😢😢😢

  • @jhi3325
    @jhi3325 5 หลายเดือนก่อน

    Waw Hotell

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 4 หลายเดือนก่อน

    OMG TPLF neglected our heroes 😫😫😫😭😭😭😭 💔💔💔

  • @hadasg702
    @hadasg702 5 หลายเดือนก่อน

    Thank you I get it🙏

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506 5 หลายเดือนก่อน +2

    😥💔💔😥❤️❤️👍

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 5 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭😭😭
    Ayyy widib ahhhh

  • @user-fo3sl1vy2v
    @user-fo3sl1vy2v 5 หลายเดือนก่อน +1

    በረከት ሰብ ዘለዎ ብከምዚ ክስማዕ እዩ
    እቶም ሰብ ዘይብሎም ከ መን ድምፂ ይኩኖም
    ትሰርሖም ዘለካ ስራሕቲ ከየድነቅኩ ክሓልፍ አይደልን.............
    ግን ከምታ ንመኸተ ዝተቃለስናያ ህዝቢ ተወዲቡ -ዝሕከም ተዝሐክሞ
    -ዓቅሚ ዘለዎ እግሪ መትከሊ
    ተዝወሀብ
    -ዓቅሚ ዘይብሉ ተዝጥውሮ...................
    መንግስቲ ከምዚ ዓይነት ውዳበ ንክገብር ምቅላስ ዶ አይምሐሸን
    ንምንታይ ከምዚ ዘይግበር ኢልካ ንዝምልከቶ አካል አብ ሚድያ አቅርበልና
    አብ ህዝቢ ምልዓል ክፈጥሩ ዝኽእሉ አካላት አቅርብ
    ንዘላቂ ፍታሕ ንቃለስ

  • @astermarta4031
    @astermarta4031 5 หลายเดือนก่อน

    Btaemi yehzni 😭😭😭😭😭

  • @gualtigray6579
    @gualtigray6579 5 หลายเดือนก่อน

    በረከት የቕኔልና እዚ ጉድ እዚ ዘዉፃእኻ ካብያ ዘገልገለስ ዘወደልደለ ዝበሃል ጌታቸዉን ፃድቃንን ትግራይ ናይ መባልዕቶም ባንዳታትን ለያቡን ጌሮም ንባዕሎ ኣብ መድረኽ እናጎስዑ ይዛረቡ ይውዕሉ ኣለዉ ክፍግኡ ኢሎም ዓልዒሎም ህዝብናን ጀጋኑናን ግን ኣብዚ ከምዚ ዝበለ መከራይርከብ ፈጣሪ ባዕልኻ ፍረድ💔💔💔💔💔💔💔💔

    • @mulugetakide964
      @mulugetakide964 5 หลายเดือนก่อน

      ብኣኣቶም ዝተጀመረ ኣይተምስሊ፣ ብቐንዱ ናይ ውድብ ሕመቕ እዩ፡፡ንኹሉ ክንቃለሶ ይግባእ!

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu1475 5 หลายเดือนก่อน

    👏👏🙏🙏🙏

  • @haftomdebeasy3749
    @haftomdebeasy3749 5 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ተጋዳላይ አያና አዮኻ

  • @rosahaile445
    @rosahaile445 5 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏😭😭😭😭💪💪💪💪

  • @jssllaa122ali7
    @jssllaa122ali7 5 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 5 หลายเดือนก่อน

    ክንደይ መስተንኽር ታሪኽ ሓርበኛታትን ተባዓትን ደቂ ህዝቢ ተነጊሩ አይውዳእን ! ናይዚ ውፃእ መዓት ሰለስተ ወለዶን ግምባርን ድማ ዘስደምም እዩ !!🤝💪✌️

  • @kalayutekle6832
    @kalayutekle6832 5 หลายเดือนก่อน

    Good job kezahta 😢

  • @user-sl1qu9lj6b
    @user-sl1qu9lj6b 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብዝኮነ አብመከናይዝድ እናሃለካ ኡራል ጋዝ መኪና ዘጋጥሙካ ዝነበሩ እንታይ እንታይ ነይሮም ካብ ብፃይካ ልዑል ሰዩም 22:09

  • @alexberhanu5159
    @alexberhanu5159 5 หลายเดือนก่อน

    ስልኮም ጠቅ እልና

  • @Burke698
    @Burke698 5 หลายเดือนก่อน

    💔💔💔

  • @Wedigebru1
    @Wedigebru1 4 หลายเดือนก่อน

    ጂግና ወላዲ

  • @edenzemicheal8719
    @edenzemicheal8719 5 หลายเดือนก่อน

    Ayzoka zehawey

  • @fisehaTDF
    @fisehaTDF 3 หลายเดือนก่อน

    ተኣምራት እዩ። ትግራይ ንዝሞተልኪ ዘይትኾኒ።

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 5 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌷💐🌷💐🌺🌷💐🌺

  • @user-pi5fn5dl7i
    @user-pi5fn5dl7i 5 หลายเดือนก่อน

    ሆቴል ኣጆካ ሻዕብያ ንህዝቢ ትግራይ ጥራይ ኣይኮነን ጨኪኑን ጠልሙን ንህዝቢ ኤርትራ ንስንኩላን ተጋደልትና ንስድራ ስውኣት ንብጾቱ ብጉንዱውን ነታ ሃገር ኢዩ ጠልምዋ ዘሎ ስለዚ ብሂወት ከለካ ሓመድ ድበ ሻዕብያ የርእካ
    ካልእ ተጋሩ ብፍላይ ጀነራላት ትግራይ ሰራዊት ኣብ ኩናት ጥራይ ኣይኮነን ዝድለ ድሕሪ ኩናት እውን ኣበይ ኣሎ ኢልኩም ደሃይ ሰራዊትኩም ሕተቱ ብዝተረፈ ኣጆካ ኣነውን ክድውለልካ አየ

  • @kahsagebredessylal7818
    @kahsagebredessylal7818 5 หลายเดือนก่อน

    beal.eziom do.bkemzi nabra mneberu kab zegelgeles zewdeldele kndey tegadalay teresiu kerfah nabra ynebr neyru yehzn

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 5 หลายเดือนก่อน

    Ayyy widib ahhhh

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 5 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭

  • @astermarta4031
    @astermarta4031 5 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @astermarta4031
    @astermarta4031 5 หลายเดือนก่อน

    Eway gin chekanat eyom tetekimom guhfemwam sgab hji gin hwaht ybly Alo

  • @user-hf2jx6fr5o
    @user-hf2jx6fr5o 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ክቡር አቦ

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 5 หลายเดือนก่อน

      Egziabher Amlak mexenani menfeskudus ysdedelkum

  • @user-fh4in7bt5u
    @user-fh4in7bt5u 5 หลายเดือนก่อน +1

    You should have understood
    A longtime a go that shaebia & some Eritreans are not friends
    A kin at all they have animosity toward Tigreans so Tigreans don’t believe in brotherhood with Eritreans you have to select who is who.

  • @astermarta4031
    @astermarta4031 5 หลายเดือนก่อน

    Nezuyn nsaedun hadeneger kgberelom alowam

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤