ይክበር ይመስገን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 88

  • @tewahdochannl
    @tewahdochannl ปีที่แล้ว +5

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫
    ይክበር ይመስገን ቁፅሪ ፯🙏
    ብሙሉእ ልበይ ኣሚነ ዘፍቅሮ
    ሓደ እዩ ኣምላከይ ዘሚረ ዘኽብሮ
    ኣብ ሰማይን ምድርን ድላዩ ዝገብር
    ያህዊ ኤሎሄም ዘልኣለም ዝነብር
    ንእግዚኣብሔር ዝመስል ኣነስ ኣይረኸብኩን
    ምፍጣርን ምድሓንን ናቱ ' ዩ 'ሞ ይክበር ይመስገን
    ❤️🤲❤️
    ናይ ህይወት ፈልፋሊ ንስኻ በይንኻ
    ኣእላፍ ወለዶታት ኣቦ ኣቦ ይብልኻ
    ኣብ ዘይቕረብ ብርሃን ብክብሪ ትነብር
    ዘይትመውት ንጉስ ብፍቅሪ ትስዕር።
    ንጉስ ነገስታት ጎይታ ጎይቶት
    ኣምላከ ብርሃናት ኣቦ ምሕረት
    ብዘይወድቅ ፍቅሪ ኣቦይ ፈትኻኒ
    ወድኻ ልእኻስ ካብ ሞት ኣድሒንካኒ።
    ብደም እየሱስ ናባኻ ቀረበ
    ባርነት ተሪፉ ርስትኻ ረኺበ
    ከም ሃፍቲ ጸጋኻ ክነብር ኣብ ቤትካ
    ተኽልካኒ ንኽብርኻ ክባርኾ ቅዱስ ስምካ።
    ❤️🤲❤️
    ብኹሪ ህያዋንን ብዘይመኻሪ ዝሰረትኻ
    ሰማይን ምድርን ግብሪ ናይ ኣእዳውኻ
    ኩሉ ባኣኻ እዩ ብዘይካኻ የለን ዝኮነ
    ብሓይሊ ቃልካ ፍጥረት ጸኒዑ ቆመ።
    ንጉሥ ነገስታት ጎይታ ጎይቶት
    ናይ ኣብ ቃሉ ወረሲ ኹሉ
    ንዓይ ንኽተልዕል ወልድ ወሪድኻ
    ምሳኻ ክኽብር ዓርስኻ ኣዋሪድኻ።
    ነብሰይ ክትምልሳ ነብስኻ ሃብካ
    ወሰን የብሉን ጸፍሒ ልግስናኻ
    ንጹህ ደምካ ስለይ ኣፍሲስካ
    ብኽቡር ዋጋ ነፍሰይ ተዓዲጋ
    ❤️🙏❤️
    ፌማ ምዑዝ ቅብኢ ቅርጺ ኣትሒዝኻዮም
    ፍጥረታት ብጣበብካ ጽባቐ ወኒኖም
    ባርያኻ ብእስትንፋስኻ ህያው ገይርካዮ
    ወዲ ሰብ ኸቢሩ ምስትውዓል ሃብካዮ
    ንጉሥ ነገስታት ጎይታ ጎይቶት
    መንፈስ ኣምለኽ ሓይልኻ ዘይድረኽ
    ኣባይ ኽትነብር ሞጎስ ክለብስ
    ኣብ ልዕለይ ፈሲስኻ ፍጽም ውሽጠይ ንኽፍወስ
    መንፈስ ቅዱስ ቃል ሓቂ ሚህርኻኒ
    ንልበይ ለዊጥኻ ዳግም ወሊድኻኒ
    ምሕረትኻ ጢዒመ ኣብርሆት ረኺበ
    ፍጽም ኣጽኒዕኻኒ ዓለም ከይስዕረኒ
    ስብሃት ለእግዚአብሔር ይኩን ኣሜን፫

  • @teklehaymanotkiros1916
    @teklehaymanotkiros1916 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዘሐልኪ ሔዋን ሓፍትና🙏❤

  • @ሕቢእየዘተዋህዶ
    @ሕቢእየዘተዋህዶ ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ሂቢተይ ባዓልቲ ጥዑም ድምፂ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ወለላይ ❤🎤🥀❤

  • @Wedikeshi-v6d
    @Wedikeshi-v6d 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣማን ብኣማን ይክበር ይመስገን
    እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኪ ይባርክ ሔዋን ሓፍተይ ፈታዊኪ ካብ ኤርትራ

  • @SalemHadare
    @SalemHadare 11 หลายเดือนก่อน +2

    እስይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርተይ

  • @HaRaG-
    @HaRaG- ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሔር ኣምላከይ ይክበር ይመስገን አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሕልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 11 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉ቃል ህይዉት ዚማሬ መላአክት የሰመዘለና እግዚአብሃር አምላክ ❤❤❤🎉🎉ጸጎኡ የብዞሕሊኪ ዝሓፈተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉ደሰ ዘብለ እዩ

  • @gdvjuf4067
    @gdvjuf4067 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና 🙏🙏🙏❤

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሓልኪ ክብርቲ ሓፍተይ ዘማሪት ሂዋን ናይአገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ብጣዕሚ እየ ዝሰምዖ መዝሙራትኪ ኩሉ ሰሰሚዐ አይፅግቦን ናብ ልብካ ሰይሩ እዩ ዝአቲ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalemHadare
    @SalemHadare 11 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መልእክት ይስመዐልና ፀግኡ የብዛሕልኪ እግዚአብሔር አምላክ ክብርተይ

  • @muauzberihu
    @muauzberihu ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤ ዛሓፍተይ

  • @መንከምኣዶሓላል
    @መንከምኣዶሓላል ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ማዓረይ 🌿🍃🌷☘️🌹🌻🌿🌹🌾🌸🥀💐🌼🌼💐🌷🌷🌸🌸🌷🌸🌿🌿🌹🌺🌻🌾 ግጥማ እባ ፅሓፍልና

  • @selam7383
    @selam7383 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኪ ሃዋነይ ❤
    ብሙሉእ ልበይ ኣሚነ ዘፍቅሮ
    ሓደ እዩ ኣምላከይ ዘሚረ ዘኽብሮ
    ኣብ ሰማይን ምድርን ድላዩ ዝገብር
    ያህዊ ኤሎሄም ዘልኣለም ዝነብር
    ንእግዚኣብሔር ዝመስል ኣነስ ኣይረኸብኩን
    ምፍጣርን ምድሓንን ናቱ ' ዩ 'ሞ ይክበር ይመስገን 🤲

  • @Wedijorjo-i4e
    @Wedijorjo-i4e ปีที่แล้ว +1

    Zmara melaekti yesmalna hawiii

  • @ፍኖተረድኤትዩቱብ
    @ፍኖተረድኤትዩቱብ ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ሔዊዬ ጸግኡ የብዘሐልኪ
    በስመአብ ደስ ክብል አዕጽምቲ ዘለምልም ጥዑም ዝማሬ❤አብ ቤቱ የጽንዕኺ ሓፍተኒ

  • @Taemo767
    @Taemo767 ปีที่แล้ว +1

    *💞ዝማሬ መላእክት የስመዐና ፀግኡ የብዝሐልኺ ኂዋን ሓፍተይ*

  • @AaaSss-z1m
    @AaaSss-z1m ปีที่แล้ว +1

    ዝማራ መላእክት የስመኣልና ዝሓፍተይ ማዓረይ ኣማን ኣማን ኣማን 👏❤️🙏💞🌹👏👏❤️🙏

  • @እመብሪሃንምርሕኒመገዲቅድ
    @እመብሪሃንምርሕኒመገዲቅድ ปีที่แล้ว +1

    አሜን ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ኣብ ቤቱ የንብርኪ 😘

  • @mahleyt7694
    @mahleyt7694 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእቲ የሰመዐልና ሓፈተይ ናተይ በረትዕልና❤❤

  • @ተመስገን-ጀ7ረ
    @ተመስገን-ጀ7ረ 11 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ አብፅሓና 19 ታህሳስ ዓመታዊ ባዓሉ ንሊቀ መላክት ቅዱስ ገብርኤል ደቂ ተዋህዶ💕❤❤💐

  • @ቅዱሰሚካኤልአባቴእርዳኝ
    @ቅዱሰሚካኤልአባቴእርዳኝ ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመስገን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ፀጉኡ የብዘሐልኩሙ አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና ።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ሓብትና ንበረኸት ኩኒ።

  • @GhGh-oz4tf
    @GhGh-oz4tf ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዕልና
    ፀጉኡ የብዝኃልኪ እግዚአብሔር ኣምላኽ
    ዛሓፍትይ🙏🙏🙏⛪🌾🌾🌾🌾💐💐💐🌷🌷💐🌷❤❤❤

  • @ተመስገን-ጀ7ረ
    @ተመስገን-ጀ7ረ 11 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይይይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ሔዋን ሓፍትና💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐❤❤💐💐💐💐💐💐💐

  • @ድንግለይመራሒትመንገደይ
    @ድንግለይመራሒትመንገደይ ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn 11 หลายเดือนก่อน +1

    *_አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልናክብራተይ_*❤❤❤

  • @fevenmehari8574
    @fevenmehari8574 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሕልኺ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብርቲ ሓፍትና

  • @tewahdochannl
    @tewahdochannl ปีที่แล้ว

    ኣሜን፫ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ሔዋነይ ጥዕምቲ ልሳን

  • @1momona
    @1momona ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልል ክብር ምስጋና ንመድሐኒአለም 🙏🏽 ዝማሬ መላእክት ይስመዓልና ሓፍትና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️

  • @zamzam4140
    @zamzam4140 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ እሕዋተይ 🙏❤❤

  • @ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር
    @ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር ปีที่แล้ว

    ኣሜን (3) ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ብሓቂ ንእግዝኣብሄር ዝመስል እወ ኣነስ ኣይረኸብኩን እግዝኣብሄር ዝብል ስም ክሰምዕ ከለኹ ነብሰይ ፍስሃ ይዓስለኒ🙏🙏❤💙🌺☀️ እግዝኣብሄር ጸሓይና

  • @samirahalhomadi9346
    @samirahalhomadi9346 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @soshitube7215
    @soshitube7215 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኹም

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna brktey ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @HiluftiBerhe
    @HiluftiBerhe 4 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይይይይ እልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ፀጋ በረከቱ ይብዝሐልኪ❤❤❤❤

  • @RriyamF
    @RriyamF 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ

  • @shewithaylemaryam-b8q
    @shewithaylemaryam-b8q ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ሂዋነይ ጥዕምቲ ልሳን ደስ ዝብል መዝሙር 💚💙

  • @AsdrhGh
    @AsdrhGh 11 หลายเดือนก่อน +1

    Elllll temu mezmur zmare melaekti yesmealna

  • @tenetgerechal5546
    @tenetgerechal5546 ปีที่แล้ว

    ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርክህ ❤❤❤❤ ዝሜሬ መላእክቲ የስመዐልና

  • @emebrhanchannel
    @emebrhanchannel ปีที่แล้ว

    እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘማሪት ሄዋን ፍቅርቲ ሓፍተይ እግዝኣብሄር ዝማሬክን ምስጋናክን ይቀበል ስለ ኩሉ ነገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለማት እግዝኣብሄር ይክበር ይመስገን በረከትን ምሕረትን ናይ ኣጋእዝት ዓለም ስላሴ ምስ ኩላትና ይኩን እግዝኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርክኪ ናይ መንፈሳዊ ኣጎልጉሎት እግዝኣብሄር ይባርከልኪ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @jcgx9979
    @jcgx9979 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🤲❤❤❤

  • @sabaabrha
    @sabaabrha ปีที่แล้ว +1

    Zmare melaekti yesmealna hiwan haftey xegu yebzhalki EgzAbiher❤❤❤❤

  • @ZufanGeGe
    @ZufanGeGe ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክቲ የሰምዕኺ እምበይተተዋ መዝሙራትኪ ጥዑማት ብሓቂ❤❤❤

  • @ስንታዮህፊደለይኢኺድንግል
    @ስንታዮህፊደለይኢኺድንግል 2 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልል
    እል ልል ልል ልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና🙏🙏🙏

  • @DanielTsegay
    @DanielTsegay ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ቃለ ሕይወት፡ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @saraalshky4357
    @saraalshky4357 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜንኣሜንኣሜንኣሜን🌿🤲🌿🤲💚💚💚💚

  • @selamburuk6406
    @selamburuk6406 ปีที่แล้ว +1

    Amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️🌟

  • @tewahdochannl
    @tewahdochannl ปีที่แล้ว

    ሔዋነይ ምቅርቲ❤❤❤ ኣነስ ክፈትወኪ❤❤❤

  • @weldebrhanŵłđ
    @weldebrhanŵłđ ปีที่แล้ว +1

    Hewaney

  • @shishayabraha6119
    @shishayabraha6119 ปีที่แล้ว

    Zmare melaekti yesmalna zemen agolglotki ybarkn sqedsn zehaftey

  • @mazafrezghi7329
    @mazafrezghi7329 11 หลายเดือนก่อน +1

    Amen❤❤❤ ellllllllllllllllllll

  • @yerdanosamine944
    @yerdanosamine944 ปีที่แล้ว +1

    ❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥

  • @makdazebinok6789
    @makdazebinok6789 ปีที่แล้ว

    Kalehiwt ysmalna kbrti haftena tsbuk srah keslyo

  • @DeTe-j6b
    @DeTe-j6b ปีที่แล้ว

    Zmarye melaakti yesmealna kbrtey 🙏🙏🙏

  • @merhawitabraham9293
    @merhawitabraham9293 ปีที่แล้ว

    Xegueu yebzh zzmari melakt hiwan hafteyyy

  • @asterassefa5919
    @asterassefa5919 ปีที่แล้ว

    ዝምረ መላአክት ይስመዕልና ❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @makdazebinok6789
    @makdazebinok6789 ปีที่แล้ว

    Zmari melekti ysmaelna

  • @MelesHadgu
    @MelesHadgu ปีที่แล้ว

    ዝማረ መላእክት የስምዐልና!!!!

  • @Seare123
    @Seare123 ปีที่แล้ว

    Zmare melaekt yesmealna 🙏🙏🙏🙏

  • @Aslam-k5u
    @Aslam-k5u 11 หลายเดือนก่อน +2

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @HeriKiros-me4ps
    @HeriKiros-me4ps ปีที่แล้ว

    Hewaney tium zmare eyu 🥰🥰🥰🥰

  • @TekiaHluf
    @TekiaHluf ปีที่แล้ว

    Best hiwan ybel civilawit

  • @abbeyene
    @abbeyene 10 หลายเดือนก่อน

    ኣመን ኣመን ኣመን❤❤❤🎉🎉🎉

  • @natsnetgebretinsae3437
    @natsnetgebretinsae3437 6 หลายเดือนก่อน +1

    💌💌💌💌💌

  • @hufhhdh38
    @hufhhdh38 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏🙏❤

  • @nebitbelay7933
    @nebitbelay7933 ปีที่แล้ว

    Asey

  • @hermonabraham4875
    @hermonabraham4875 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤💐💐💐💐💐

  • @MakdaHabtemaram
    @MakdaHabtemaram หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @natsnetgebretinsae3437
    @natsnetgebretinsae3437 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤⛪⛪⛪

  • @FotoIsack-l5g
    @FotoIsack-l5g ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @natsnetgebretinsae3437
    @natsnetgebretinsae3437 6 หลายเดือนก่อน

    Elllllllllllllll

  • @HaRaG-
    @HaRaG- ปีที่แล้ว +1

    ናይ fb ሊንክ ኣቅምጥለይ ወይ ስልክኪ ሂዋነይ

  • @meseret_gebrehiwot
    @meseret_gebrehiwot 11 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ይሃበልና
    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዕኺ ሓፍትና

  • @dawitseyoum2189
    @dawitseyoum2189 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልኪ

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዕልና🎉🎉🎉

  • @ngsitweldebrhan7845
    @ngsitweldebrhan7845 4 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም አሕዋተይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @GA-781-w2o
    @GA-781-w2o 11 หลายเดือนก่อน +1

    እልልልል ዝማሬ መላክቲ የስመዐልና ❤❤🙏🙏🙏

  • @knvv3447
    @knvv3447 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልኪ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @negestyhaylu5321
    @negestyhaylu5321 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🙏🙏🙏❤❤

  • @Tsehy-q9s
    @Tsehy-q9s 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Aslam-k5u
    @Aslam-k5u 11 หลายเดือนก่อน +1

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @RahwaHaileab-zf8fv
    @RahwaHaileab-zf8fv ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @MusieTemesgen
    @MusieTemesgen 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @mulerjohn-qr1zj
    @mulerjohn-qr1zj 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @teklayhayle3255
    @teklayhayle3255 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @Eman-kq4bx
    @Eman-kq4bx 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤