ወላዲተኣምላክ ሓዘንተኛ ኮይና ሪኤያ። ነስተውዕል/ ንጠንቀቅ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 100

  • @onecantdietwicealexander6722
    @onecantdietwicealexander6722 2 ปีที่แล้ว +17

    @ሰላም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ክብርቲ ሓብተይ ኣነ ከም ከካፍለኪ ሓሰበይ ሕልሚ ኣብ ክልተ ይኽፍል ንሱ ካኣ ቀዱሰ ሕልሚ ኣሎ ናይ ሰይጣን ሕልሚ ካኣ ኣሎ ሕጂ ክትፈልዮ ኣለኪ ምኽኖያቱ ናይ ዘመና ዘሎው ኣነ ጸድቀ እየ ኣነ ምሰ እግዚኣብሔር ሓደረ መጸ ዝብሉ ኣሎ ኣምለኽ ገሊጽለይ ሎሚ ሓጣያት የለን እንዳበሉ ዝነግሩ ኣለው ሰለዚ ሓብተይ ኣነ ዝብሊ እነተሃልዩ ናይ ምላኽ ድዩ ወይሲ ናይ ሰይጣን መርመር ምኽንያቱ ሰይጣን ከምሰል መልኣከ ብርሃን ይመሰል ከምዝበለ ሃዋርያ ጳውሎስ ኪደነ ምህረት ከይኑ ክግለጽ ይኽእል እዩ ቅድስ ሚካኤል ኮይኑ ውን ይግለጽ እዩ ሰለዚ ኣዴና መርመርዮ።

  • @berekettesfamkael6952
    @berekettesfamkael6952 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣንቲ ሓፍተይ ጋኒን እያ ትራኣየኪ ዘላ ኣብ ሕልምኺ ናይ ሓዘንን ንብዓትን ምፍርራሕን ካብ እኩይ መንፈስ እዩ ካብ ቁዱስ መንፈስ ትብዓት ተስፋ ሓጎስ እዩ ዘሕልመካ መከራ ኣለኩም ግናኸ ኣጆኹም ይብለና ጎይታና ስለዚ ኣስተውዕሊ ሕልሚኺ ካበይ ምኻኑ ሓሊመ ሓሊመ እንዳበልኪ ደቂ ኣምላኽ ኣይተፋራርሒ ተባረኺ።

  • @zebibteklay3565
    @zebibteklay3565 2 ปีที่แล้ว +9

    ጎይታ ምሕረት ይግበረልኪ ብሓቂ ህዝቢ ኣይተጥፍኢ

    • @user-yl2sp4ul6q
      @user-yl2sp4ul6q 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣስተውዒልክላ ምሕረት የውርደላ ካብ ሓሊመ ዝብሉ ይሰውረና

    • @berekettesfamkael6952
      @berekettesfamkael6952 2 ปีที่แล้ว

      ናይብሓቂ እቶም ቃል ሂወት የስምዓልና ዝብሉ ይሕዝኑ ብሓቂምስትውዓሎም ይከፈት።

  • @weyamlakeisrael1704
    @weyamlakeisrael1704 2 ปีที่แล้ว +11

    ብቀዳምነት ሰላም ንዐኺ ብምቅፃል ክሉ ግዜ ትሓልምዮ ሕልሚ መከራ ሕሰም ጥራይ ዲዩ እግዚአብሔር እኮ ለዋህን ምሓርን ኣምላኽ እዩ . እምበር ቁጡዕ ፈጣሪ ኣይኮነን ካብ ናትና ሓጥያት ክኣ ናቱ ምሕረት ይበዝሕ ካልኣይ ክኣ ከምዚ ትብልዮ ዘለኺ ብዙሕ ኢና ንሰምዕ እዚ ክሉ ትብልዮ ዘለኺ ኣበርቲዕኺ ምስ ጸለኺ ኣበርቲዕኺ ምስ ሰገድኪ ወይ ክኣ ምስ ቆሮብኪ ከ ትርእዩ ዶ ካብ እግዚአብሔር እንተኮይኑ እቶም ዝርእዩ ውሽጦም ሰላም እዩ ዝስምዖም ናይ ድያብሎስ እንተኮይኑ ግን ውሽጦም ሰላም የብሎምን ኣብ መንፈሳዊ ሂወቶም ውን ለውጢ ኣየምጽኡን እዮም ቁጥዕ ቁጥዕ እዮም ዝብሉ እምበር ምስ ሰብ ፍቅሪ የብሎምን .እንተዘይ ኮይኑ ሰይጣን ውን ኣሹንካይ ዶ እዚ ካልእ ከማን የርኢ እዩ ኩሉ ግዜ ሞት መከራ ጥራይ ዘርእየኪ እንተኮይኑ ናይ ድያብሎስ ከይከውን ከምኡ ክኣ ከምዚ ሪኤ ከምዚ ሰሚዐ እንዳበልካ ኣብ ሜድያ ምውጻእ ኮንቱ ውዳሴ እዩ እቲ መንፈስ ካብ መን ከምዝኾነ መርምርዮ ድያብሎስ ሰማዒ እንተረኺቡ ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ ጥንቃቐ የድልየና ንኣምላኽ ክንረኽቦ እንተኮይና መጀመርታ ንብጻይና ከምነፍስና ጌርና ክነፍቅሮ ይግባእ እንተዘይ ኮይኑ ንብጻይና ከየፍቀርና ንኣምላኽ ይፈልጦ የፍቅሮ እየ ማለት ሓሶት እዩ ።

  • @trhasefrem2167
    @trhasefrem2167 2 ปีที่แล้ว

    Amennnnnn egziabher amlak memelisu xegou yebzhalki haftena

  • @berhaneweldemichael6969
    @berhaneweldemichael6969 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዕልና ጸጋ በረክቱ የብዛሓልኪ

  • @edensereke7721
    @edensereke7721 2 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር ይመሀረና አመብርሀን ብጽላሎታ ተምብረና

  • @samuelgaber4974
    @samuelgaber4974 2 ปีที่แล้ว +3

    አግዝእቢሄር ልቦና የሃብኪ

  • @abrahatabraht5489
    @abrahatabraht5489 ปีที่แล้ว

    Amen.amen.amen

  • @iad-im7702
    @iad-im7702 2 ปีที่แล้ว +1

    ራእይ ዮሃንስ 1
    8፤ ኣልፋን ኦሜጋን ኣነ እየ፡ ይብል እቲ ዘሎን ዝነበረን ዚመጽእን ኵሉ ዚኽእል እግዚኣብሄር ኣምላኽ።

  • @hansuseyum4318
    @hansuseyum4318 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሽም የሱስ ምስትውዓልኪ ይከፈት ብርኽቲ ሐፍተይ ናብ ሰብ ዝውከል ርጉምዩ ኢልዎ መጽሐፍ ቅዱስ ነብያትን ሃዋርያን ዝጸሐፍዎ አንብቢ ትምክሕትኺ የሱስ ጥራይ ይኹን ሰላም አብኡ ጥራይ ዘሉ ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ጥራይ ይኹን

  • @iad-im7702
    @iad-im7702 2 ปีที่แล้ว +1

    1ይ ቆረንቶስ 1
    30-31፤ ግናኸ እቲ ጽሑፍ፡ ዚምካሕ ብእግዚኣብሄር ይመካሕ፡ ዚብሎ ምእንቲ ኺፍጸም፡ ንስኻትኩም ካብኡ ኣብቲ ኻብ ኣምላኽ ንጥበብን ጽድቅን ምቕዳስን ምድሓንን ዝዀነልና ክርስቶስ የሱስ ኢኹም።

  • @abrahamnatsinetnatsinet
    @abrahamnatsinetnatsinet 2 ปีที่แล้ว +1

    Nebyatn Hawarjatn zxahafw anbibyo brkti 💗Jesus aynkn lbkn i ykfetelki 🙌

  • @temnithaile5
    @temnithaile5 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen

  • @silvanagulizia9893
    @silvanagulizia9893 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen grazie

  • @user-rm4gw1mb8k
    @user-rm4gw1mb8k 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ብርኽቲ ሓፍትና፡ ቃለ ሂወት የስምዓልና።

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer7739 2 ปีที่แล้ว +6

    ከምዛ ትኸድያ ዘለኺ መገዲ እንተቐጺልኪ፡ ብንስሓ እንተዘይተመሊስኪ፡እቲ ብስምን ምስልን ቅድስቲ ማርያን ዘታልለኪ ዘሎ ናይ ሓሶት መንፈስ፡ከዋርደኪ እዩ። ቅድሜኺ ዝተታለላ ስለዘለዋ። ክብርቲ ሓፍተይ፡ ብዘይካ መንፈስ ቅዱስ ክመርሓና ዝተዋህበና ሓይሊ የለን። ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ከድኩ መንፈስ ቅዱስ ክሰደልኩም እየ በይንኹም ኣይገድፈኩምን እየ እዩ ኢሉ ፡ሃዋርያት መንፈስ ቅዱስ ዝተቀበልዎ። ዝሰርሕ መንፈስ ቅዱስ እዩ። ንፍጡር ፍጡር ክድሕኖ ኣይካኣሎን እዩ። ኣርዮስ መናፍቕ ተባሂሉ ዝተሶገ፡ ፍጡር ንፍጡፍ ከድሕኖ ኣይካኣሎን እዩ ኢሎም እዮም። ንርእሴኺ ተጋጊኺ ሰባት ኣይተጋግዪ።

  • @jesusislord2983
    @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว +5

    ዘጸአት 20 (Exodus)
    3፤ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
    4፤ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
    5፤ ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡

    • @jesusking7000
      @jesusking7000 2 ปีที่แล้ว

      Dehaney maeda ayedlan felitato terediewa tzarebala zedlaka tsemei ayedleyekan tgedfo nnbska teredaei mejemerta qdmi nfrdi mmtsaka aytfred keytfred

    • @mussietesfamariam1288
      @mussietesfamariam1288 9 หลายเดือนก่อน

      ኣየ ጥቅሲ ጠቀስቲ መናፍቃን ፣ ምዚ ኣዴና ወይኒ ዝዛረብኦ ዘለዋስ ፣ እንታይ የራክቦ ፣ ስእሊን ምስልን ዝተብሃለ ካልእ እዩ ፣ ትምህርትኩም ነዓኩም ንበይንኩም ተጠቀምሉ።

  • @hanagmedhin1705
    @hanagmedhin1705 2 ปีที่แล้ว

    ብሕይወተይ ከምሎም መሐልቲ ተሐጉሺ አይፈለጥንኢ አምላክ ይሀግዝኪ ደስ ኢልክኒ ከመጋጣሚእየ ነዚ ዩቲብ ረኪበዮ ድሕሪዪ ግና ካልዕ ክሰምእ አይካልኩን ብርክቲ ኩኒ

  • @azebatsbaha9663
    @azebatsbaha9663 2 ปีที่แล้ว +2

    መንፈስን ሁሉ መርምሩ እህት ወንድማቼ በጨረሻው ግዜ ክርስቶስ በዝህ አለ ይሎችዋል እባካችውን እባካችውን ማንም አይንዳችው።

  • @selamnbetekrstyan2014
    @selamnbetekrstyan2014 2 ปีที่แล้ว

    Medhanalem mhret yewrdelka zhaftey aykonen eaki netom bahtawyan eka lomi lekimnayom alena hlmi yelen raei yelen zhaftey nab aboki kidi zhaftey ezom AMEN AMEN etblu astewel

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብርኽቲ ሐፍትና ቃል ሂወት የስምዓና

  • @user-pf6nd6en9j
    @user-pf6nd6en9j 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣቤት ዕሽነት ይቅሬታ ዝሓፍተይ ንስኪ ቃል ወንጌል ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ከምዘየንበብኪ ካብ ኣዘራርባኪ ርዱእ ኢዩ።መሰረት እምነትኪ ኢየሱስ ክርስቶስ ዘይኮነስ እዛ ኣብ ኢድኪ ሒዝክያ ዘለኪ ምስሊ ብሓደ ርኩስ ሰብ ዝተሳእለት ዓይኒ ከላዋ ዘይትሪኢ እዝኒ ከለዋ ዘይትሰምዕ ምስሊ ትምክሒ ኣለኪ።ንመን ከምተምልኪ ዘይምፍላጥኪ ይሓዝን ቃል ወንጌል ኣንብቢ።በዚ ኣካይዳኪ መንገዲ ሓቂ ጠፊኣትኪ ኣላ ግዜኪ ተጠቀምሉ ዝሓፍተይ

    • @filifili7853
      @filifili7853 2 ปีที่แล้ว

      ዘሁልቊ 7 (Numbers)
      89፤ ሙሴ ምስኡ ንምዝራብ ናብ ድንኳን ምርኻብ ምስ ኣተወ፡ ካብቲ ኣብ ልዕሊ ታቦት ምስክር ዘሎ መኽደን መተዓረቒ፡ ካብ መንጎ እቶም ክልተ ኪሩቤል እቲ ድምጺ ኺዛረቦ ይሰምዕ ነበረ፡ ይዛረቦ ድማ ነበረ።
      2ይ ዜና 3 (2 Chronicles)
      5፤ ነታ ዓባይ ቤት ድማ ብሉሕ ጽሕዲ ኸደና፡ ንእኡውን ብጽሩይ ወርቂ ለበጦ፡ ኣብ ልዕሊኡ ኸኣ ስየታትን ሰንሰለታትን ገበረ።
      6፤ ነታ ቤት ኪስልማ ድማ ክቡር ኣእማን ገበረላ። እቲ ወርቂ ኸኣ ወርቂ ጳርዋይም እዩ ዝነበረ።
      7፤ ነታ ቤትን ነቲ ኣግማልን ንልዳውትን ንመንደቓታን መዓጹኣን ብወርቂ ለበጦ፡ ኣብቲ መንደቓት ድማ ኪሩቤል ቀረጸሉ።
      ****እዘአን ኣንብበን ዝሓወይ ምእንታን ክርዳኣካ ከኣ በብሓደ ቃል እንዳተርጎምካ ክሳብ መወዳእታ ረአየን።

    • @user-pf6nd6en9j
      @user-pf6nd6en9j 2 ปีที่แล้ว +1

      @@filifili7853ዘጸአት 20 (Exodus)
      3፤ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
      4፤ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
      5፤ ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡

    • @filifili7853
      @filifili7853 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-pf6nd6en9j ከመይ እሞ ተርጊምካዮ እዚ ዘሓወይ እዚ ማለቱ ሓቁ እዩ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣይሃልኻ ክብል ምክንያቱ ኣምላኽ ንሱ ጥራይ እዩ ናይ ኣምላኽነት/ኣምላኽነቱ ስግደት ንዕኡ ጥራይ እዩ ዝግብኦ። ሕጂ ኣስተውዕል ንሕና'ኮ ንጻድቃናትን ንድግል ማርያም ኣምላኽ ኢኹም ኢልና ኣይኮናን ንሰግደሎም እንታይ ደኣ ናይ ጸጋ ስግደት ይበሃል, ከመይ ቅልል ብዝበለ መንገዲ ክነግረካ ነብያትን ሃዋርያትን ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሖም መጽሓፍ ቅዱስ ኣነን ንስኻን ንኣምነሉ ጺሒፎሞ ስለዚ ንዓኻ ንዓይን እዚ ጸጋ ዘይተዋሃበና ንዕኦም ግን ተዋሂብዎም ጺሒፎሞ ከምኡ'ውን ናይ ኣዴና ቅድስት ማርያም እንተሪኢናዮ መድሓኒናን ኣምላክናን ንክትወልድ ንማንም ጸጋ ኣብቲ ግዜ ኣይተዋህበን, ከምኡ እንተኮይኑ ደኣ ኣዴኻ መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ክትወልደልና ምኻኣለት'ዶ?

    • @elk5824
      @elk5824 ปีที่แล้ว

      እቶም ሓሰውቲ ናብያት ክመጽኹም ዮም ነቲ ብርሃን ጸልማት ነቲ ጸልማት ብርሃን ነቲ ቅዱስ ርኹስ ነቲ ሩኹስ ቅዱስ ካብ ዝገርማ ደፋር መናፍቅ ነታ ኣደ ብርሃን በል ከማኻ ዝኣመሰለ ደፋር ሰሚዔ ኣይፈልጥን ነዚ ቅዱስ መልእኽቲ ክትሰምዖ እንተዘይ ደሊኻ ዝዓደመካ የሎን እዚ ነቶም እዝኒ ዘለዎም ኣዲኦም ዘይካሓዱ እዩ ተዳልዩ።ነቶም ዝኻሓዱ ንእግዚአቢሔርን ንቤቱን ንወላዲቱን ቅዱሳት መላእኽቱን ንዝፋኑን ንታበቱን ንመሕደሪቱን እግዚአቢሔር ይፍረዶም።

  • @rutagezehegn7407
    @rutagezehegn7407 2 ปีที่แล้ว +2

    “ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፡ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ፡ በሎም።”
    - ወንጌል ዮሐንስ 8፥32
    First of all, sister you have to know the truth.

  • @hansuseyum4318
    @hansuseyum4318 2 ปีที่แล้ว +4

    እቲ ትሐልምዯ ዘለኪ አጋንታዊዩ ሰይጣን ጎራሕ እዩ አስተውዕሊ ብተመን ዝግለጽ ሰይጣን ጥራይ የሱስ ይርዳእኪ

    • @mhretmhret270
      @mhretmhret270 2 ปีที่แล้ว

      ወይ ጉድ ክንደይ ናይ ገደማውያን ኮ ምንም ሪኢና ኪብሉ ኣይሰማዕናን ኣብ ጥዑም እናደቀስናን ጥዑም እንዳበላዕና ብሕልመይ ሪኤ ዶ ተገሊፁለይ ማለት ግቡእ ኣይኮነን ኣደይ ማርያም መከራኣ ከይኣኽላ ትብላ ሰሚዔክን ❓❓❓❓❓ ኣደይ ማርያም መከራ ዝበሃል የብላን

  • @user-wl4rh7ug8p
    @user-wl4rh7ug8p 2 ปีที่แล้ว

    አዋይ ኣታ ጎይታ ከመይ ዝበሉኻ በዓል ዓቢ ምሕረት ኢኻ ከመይ ዝበልካ ጸዋር ኢኻ ክሳበ ክድዚ ጼርካና ይገረም እዩ እቲ ምሕረትካ ልዕሊ ኣእሙሮና እዩ
    ነዚኹሉ ዝዓበየ ሲ ኣብ ዩቲብ ይውዕል ቆሎ ጥጥቆ ክዛረብ ዝንኣሰሲ ኮምኡ እሞ ክኣ ዘይጠቅም
    ካብ ሓቂ ዝርሓቐ ዘየለ ኣምላኽ እዚ ኣርኢኒ ዶ ወላስ ማርያም እዚ ኢላትን ዶ ዘየለ ሓሶት ምዝራብ ነውሪ እዩ ጽባሕ ንጎ ኣብቅድሚ ኣምላኸ ኣብ መበር ፍርዲ ክን ቀርበሉ ኢና ናይ ኣምላኽ ምሕረት ኣይ ንንዓቆ
    ፍርሓት ኣምላኸ ይሃልወና ዘይርኣናዩ ሪአዩ እንዳበልና ከምጠንቆልቲ ኣይንሓሱ ነዛ ሰበይቲ ክኣ አምላኽ ምሕረት ይግበረላ ኣምላኸ ይርዳእኺ ኣብቲ ሓቀኛ
    ቅኑዕ ዝኾነ መገዲ ኣምላኽ የምጽኺ አበር ሃተው ተው በዚሑ

  • @selambfkri6476
    @selambfkri6476 2 ปีที่แล้ว

    Fetari kulu alem meatna yekrrelna,,,,,,,, haftey natey sle hagere eritrea zreakyo rae kea amen amen amen 🙏!

  • @hyathyat9448
    @hyathyat9448 2 ปีที่แล้ว

    Amen kale hiwet yesmana

  • @tekleamine8871
    @tekleamine8871 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና!!

  • @salemmesfin5658
    @salemmesfin5658 2 ปีที่แล้ว

    Qale hiwet yesmealna goyt xegan menfes kuds yebzehalki Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @simontsegay8133
    @simontsegay8133 2 ปีที่แล้ว +5

    - 1ይ ቆረንቶስ 16,
    22: ንጐይታና ዘየፍቅሮ እንተሎ፡ ንሱ ርጉም ይኹን። ማራን ኣታ።

  • @rahwatesfaslase6648
    @rahwatesfaslase6648 2 ปีที่แล้ว

    Ewae, atum sebat bejakum ntenkek ezi gize hmek u zolo. Bejakum Nab amlak nmeles, Egzio EGZIO Meharena 🤲

  • @weldatgebremeskel2580
    @weldatgebremeskel2580 2 ปีที่แล้ว

    ኣሚን ኣሚን ቃል ህወት ይስማ ኣሎና

  • @kibreabghebremariam5820
    @kibreabghebremariam5820 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen amlak xegu yebzhalki

  • @negashnegashnegash7972
    @negashnegashnegash7972 2 ปีที่แล้ว

    Haftey bejaki meshafe kudus anbebi zedagem (5-8)zelwaweyan (26-1)aleki anbebeyo

  • @mhretmhret270
    @mhretmhret270 2 ปีที่แล้ว

    ንሕኒ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሚድያ ወፂእና ክንሰብኽ ውን ኣይፍቅደልናን ዩ ሕጊ ቤተ ክርስትያን

  • @senaitzerea4936
    @senaitzerea4936 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 2 ปีที่แล้ว

    Thank you, Waero Adena. Amlak misaakii Yikoun.

  • @lunatewald4812
    @lunatewald4812 2 ปีที่แล้ว

    🤲🤲🤲

  • @tensuhabtu4715
    @tensuhabtu4715 2 ปีที่แล้ว +1

    Mermeryo meglxlkiy mire than your dear if love God go to Bible more u can fine knowledge belive and can save only Jeuse dot mixe up blessu

  • @jesusislord2983
    @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว +1

    Bjaki absemay hazenn bkyatn yeln adena kdsti dingl maryam ab. Msganan amlkon zmrien eya zela

  • @trhastesfagergs5789
    @trhastesfagergs5789 2 ปีที่แล้ว +1

    Ata eziake men ybluwa traeuni thabiuni enda bela ahmimenana tenkolit gexkn trhak

  • @shalom7shalom953
    @shalom7shalom953 2 ปีที่แล้ว +1

    Bejaki kab kal Amlak wxae aytzarebi,

  • @shalom7shalom953
    @shalom7shalom953 2 ปีที่แล้ว

    Kal Amlak leili kulu

  • @afomiaafomias4950
    @afomiaafomias4950 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen ❤️🙏💐💐💐

  • @azebatsbaha9663
    @azebatsbaha9663 2 ปีที่แล้ว +1

    No No Big no ለሁሉም ነገር አሜን አሜን ተጠንቀቁ ተጠንቀቁ ተጠንቀቁ አባቶችን ጠይቁ ቤተክሲያን ሂዱ በተለይ የተዋህዶ ልጆች።

  • @nigistiengida1046
    @nigistiengida1046 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏🏽👏✝️💕💕🌿🤲🤲🤲👏👏🙏🏽✝️🌵

  • @Joe123_
    @Joe123_ 2 ปีที่แล้ว +1

    እህተማርያም ናይ ትግርኛ ድያ እዚኣ ከ? ጉድ እምበር ረኺብና ርኹሳት ንርኹሳት በዚሖም ኮሮናን ውግእን ከማን ክውሕደና

  • @senayselemun1665
    @senayselemun1665 2 ปีที่แล้ว

    Kele hiwet asmaalna kibrti weladitna.

  • @haregukesete3154
    @haregukesete3154 2 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏

  • @eritrea3560
    @eritrea3560 2 ปีที่แล้ว

    ዳግማይመጺኡ ዝወስደና ጎይታና መድሓኒና የሱስ ክርስቶስ ጥራይ ኢዩ ብርሃን መላኣኽ ተመሲሉ ዝመጸኪ ዘሎ ሰይጣን ሰይጣን ይጻወተልኪ ኣሎ ጊዜ ከሎ ተመለሲ ሒዙኪ ንሲኦል ከይወሰደኪ ኩሉ ወዲ ኣዳም ሞይቱ ተሪፉ ኢዩ ንሞት ሲዒሩ ዝተንስአኤ የሱስ ጎይታ ጥራይ ኢዩ እታ ማዐልቲ ምድሓን ሕጂ ኢያ ጽባሕ ናትካ ኣይኮነትን፨

  • @thekingofredsea
    @thekingofredsea 2 ปีที่แล้ว

    Amen

  • @ghinbarmihreteab1153
    @ghinbarmihreteab1153 2 ปีที่แล้ว

    ኣደይ ማርያም ባዕላ ብባርኖስ ወዳ ገራ ትሸፍነላ ""ማማ

  • @iad-im7702
    @iad-im7702 2 ปีที่แล้ว +1

    በጃኪን አደ ስለ ክርስቶስ ስበካ እዚ አጋንንታዊ ሕልሚ እዩ ተመለሳ ጊዘ ከሎ

  • @iad-im7702
    @iad-im7702 2 ปีที่แล้ว +1

    Ade bejakin tigageya alokin

  • @zebibteklay3565
    @zebibteklay3565 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋይ ዘዝገደደየ ዩ ዝመጽእ እንታይ ዝበለ
    መርገምዩ ዚ

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว

      Ajoki kabza nayza alem eza mekera aytfrhi kabti nayzelalem mekera frhi.kabu ka bkrestose eki tmliti
      ዮሃንስ 3 (John)
      16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
      ዮሃንስ 11 (John)
      25፤ የሱስ ከኣ፡ ትንሳኤን ህይወትን ኣነ እየ። እቲ ብኣይ ዝኣምን እንተ ሞተ እኳ፡ ብህይወት ኪነብር እዩ።

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 2 ปีที่แล้ว

    Iwe Eritrea is Kidiisti, Miirigti, Halal Meriet Iya.

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki300 2 ปีที่แล้ว

    Moma weini edmen tinann yhabin fetari

  • @iamthewitness658
    @iamthewitness658 2 ปีที่แล้ว +2

    Selam amlak neaki brkti habtey. Please bible anbbi nabsiol keytkedi brkti. Bhaki amlak yefkreki eu yesus ewun yefkreki eu brkti nab qalamlak temelsi .ዮሃንስ 3 (John)
    16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
    17፤ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን።
    18፤ ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ።ሮሜ 10 (Romans)
    17፤ እምብኣርሲ እምነት ካብ ምስማዕ እያ፡ ምስማዕውን ብቓል ክርስቶስ እዩ።

    • @mussietesfamariam1288
      @mussietesfamariam1288 9 หลายเดือนก่อน

      ንስኩም ኢኩም ኣንቶም ሓሰውቲ መናፍቃን ናይ ስኦል ምንጻፍ ደቂ ዲያብሎስ ፣ ናብ ተዋሃዶ እምነትኩም እንድሕር ዘይተመሊስኩም ፣ ካም ኣቦኩም ዲያብሎስ ክትኮኑ ኢኩም! ቅድስት ድንግል ማርያም፣ ዲያብሎስ ስለ ዝርዕድን ዝንቅጥቀጥን ንስኩም ስማ ክጽዋዕ ዘይትፈትዉ ፣ ደቂ ዲያብሎስ ! ንዓና ግን ንደቂ ተዋሃዶ ወሓስና ፣ ትምክሕትና፣ ወላዲት ኣምላክ እዩ ብጸሎታ ኢና ከኣ ዘለና፣ ኣቤት እወ እንተ ትፈልጥዋ ፣ ስለ ዘይዓደልኩም ግን ፣ ይዋኣኩም ! ዓይኒልቦናኩም የብረሃልኩም ! እቲ ዝረገመኪ ርጉም ይኩን ፣ እቲ ዝበረከኪ ብሩክ ይኩን ፣ ናይ ክልተ ድንግልናኪ ኣይረስዕ ይብል፣ ( ነገረተ ክልኤተ እይርሳዕ ልብኪ! )

  • @tensuhabtu4715
    @tensuhabtu4715 2 ปีที่แล้ว

    Mom mxhaf kudu tnbeba

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 2 ปีที่แล้ว

    Kemey Lebaam, Nifietii, Ada Tifetou Fekaar Ade Iki. Intay Imo kinielniye, Net Nihina Temahiirna Ilna Zeyterdeanayo, Negeraat, bin nay Ade, Tigisti Zelewo meliikti Silezihabkinaa Yekenielnaa. Kinberi, tekeberii.

  • @ebeshumay7405
    @ebeshumay7405 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሞአን

  • @kalifaahmadin7218
    @kalifaahmadin7218 2 ปีที่แล้ว

    HiHi HiHi Good job job today

  • @jesusislord2983
    @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว

    Bjaki eza adena kdsti dingl maryam aykonetn.
    Bjaki mxhaf kedus xbuk gerki anbibi hiwet b yesuse krestose tray u

  • @yohannesyonas8909
    @yohannesyonas8909 2 ปีที่แล้ว

    Er bejakum tetenikeku kem ehete mariyam eya ne Egiabeher teray teketelu nay Egiabeher kale teray semu.

  • @b4p2max82
    @b4p2max82 7 หลายเดือนก่อน

    Eway Hasoot eway hasot eway hasot mariam ekua Seb eya hassaawit

  • @senaitkidane7460
    @senaitkidane7460 2 ปีที่แล้ว

    antum sebat ngenzeb ilkado. zeyelen !
    zeytexahfen.tzareb ika. gdefu,gdefa.

  • @zufetatube
    @zufetatube 2 ปีที่แล้ว

    Tbeki we kemey dina balemawyan habtamatin ahwatnan nirekbo zelona. Bgeza ftretu kinqawemos ufffff kulu gize eyu zetehasasbeni.

  • @mehariatoshim1207
    @mehariatoshim1207 2 ปีที่แล้ว

    Eti hakin mengedin ane eye emo bizey beay wela hade ab mengesti amlak ziatu yelen emo eti enko medhanina eyesus kiristos tirah eu.

  • @Gual.Sereke
    @Gual.Sereke 2 ปีที่แล้ว

    Kale hwet yesmalna haftna Amen Amen Amen

  • @godislove34
    @godislove34 2 ปีที่แล้ว

    Nai zemena halemten tenqoten bezhkumna eko kemey kemey eyo Eti klu zekel fetari ab mexatu yezkerna. Mexatu zrqrbe eyo zemsel.

  • @zzzffffz4736
    @zzzffffz4736 2 ปีที่แล้ว +1

    በጃኺ ሕጂ ድማ ሰብ አይተደናግሪ ዘይትፈልጥዋ ሰለ ዝኾንኩም በጃኹም አይትስዐብዋ
    ካብ ኢንተርኔት አራርያ እያ ትዛረብ
    ንቕድም ነብስኺ ሕተቲ እሞ ደሐር ንኻልኦት ከተስተምህሪ
    መስምአም ወ መንፈስ ቅዱስ

  • @user-hc4zo6wu8j
    @user-hc4zo6wu8j 2 ปีที่แล้ว +1

    እዋ ኣብዚ 21 ክፍለ ዘመን ወይ ሃለውለው ሕማም ነብስኪ ይጻወተልኪ ኣሎ።

  • @negashnegashnegash7972
    @negashnegashnegash7972 2 ปีที่แล้ว

    Ati haftey ezi tebleyo zeleki ne hade derasi habeyo emo xebuk film keserho eu

  • @mikiareyame8757
    @mikiareyame8757 2 ปีที่แล้ว

    Way xnh eilikis ehte mariyam nay eitobiya kema eiya ktblna eiki

  • @mengstabaraya2837
    @mengstabaraya2837 2 ปีที่แล้ว +1

    እስከ ግደፍና ሓሳዊ ከሙ እዳበልክ ህዝቢ ኣተታልላ

  • @proud4577
    @proud4577 2 ปีที่แล้ว

    where is this as you say in bible? may i ask you, what bible do you read? you are from the darkness not from the light, you must not deceive people. turn on the right GOD, before something happens. To JESUS life right och way to HIM.

  • @proud4577
    @proud4577 2 ปีที่แล้ว

    I feel really sorry for you.turn to JESUS.

    • @biniamtedeos6940
      @biniamtedeos6940 2 ปีที่แล้ว

      Entay hmak tezariba tenasah nab Amlaka texegae slezbelet diu alem dea ezia nria zelena endiya

  • @tesfamaryamhadish6019
    @tesfamaryamhadish6019 2 ปีที่แล้ว

    በስመ ኣብ ኢልኪ ደቅሲ ሕልሚ ሕልሚ እንዳ በልኪ ሰብ ኣይትረብሺ

  • @merihthomas5318
    @merihthomas5318 2 ปีที่แล้ว +1

    ማማ ወይኒ በጃኺ ርኸብኒ ፍቃደኛ እንተ ኮይንኪ

  • @segenm950
    @segenm950 2 ปีที่แล้ว

    Kulu gezie huguse lebi hagose iyou zehalem huzun lebi hazen iyou zehalem