"ጽውጽዋይ" 2ይ ክፋል " "ኤርትራ ብሓማሰን ትጽዋዕ ነይራ" "ኤርትራ ምድሪ ሓማሴን ኢያ" "ሰራየን ኣጎሎ ግዛይን ካብ ኤርትራ ክንሰጎም ኢና" ይብሃል ኣሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • ጽውጽዋይ ዘይሰማዕኻ ስማዕ
    ዝሰማዕካ ድማ ሸር በል

ความคิดเห็น • 393

  • @eritreawihagerawi6219
    @eritreawihagerawi6219 3 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ ሓሳዊ, ናይ ሓሶት ቅሽነት ተማሂርካ ንኣብነት ንስኻ ኣነ መበቆለይ ትግራዋይ አየ በል. ንሕና ኤርትራውያን አና ምስ ተጋሩ ዘራኽብ ዋላሓደ የብልናን. ንሕና ትማል, ሎሚ, ጽባሕ ክሳብ መወዳአታ ኤርትራውያን አና.
    Please explaine yourself, don't talking about all the Eritrean. Respect, Respect.

  • @beyenechandarge5058
    @beyenechandarge5058 3 ปีที่แล้ว +3

    Thank you Abona Keshi debas

  • @afeworkieritrea3137
    @afeworkieritrea3137 3 ปีที่แล้ว +6

    እንታይ የእትዩካ ብዛዕባ ኤርትራ ነቶም ኤርትራዊያን ግደፈሎም። ንስኻ ካብ ትቃወም ። ንምንታይ ስብከት ቤተክርስቲያን ዘይትገብር ።አብ ዘይእትወካ ጦብለቕ ጠብሌቕ ትብል ።ድቃስ ሲኢንካ ብዘይ ምልከተካ ናይ ሐሶት ቀሺ !!!

    • @user-cd6np2vo2e
      @user-cd6np2vo2e 3 ปีที่แล้ว

      ናይ ሓሶት ታርክ ይሕብረካ ኣሎ።ሓማሴን ታርክ የብላ ስልጣነ የብላን።ፍክ ማርጋታ ፍክ እልት መጽኹም ዕዕዕዕ ኣይትበሉ።

  • @tesfaytesfazgy6502
    @tesfaytesfazgy6502 3 ปีที่แล้ว +3

    እዚ ትግራዋይ ቀሺ ቀንዲ ካድር ናይ ወያነ ኢዩ ። ሕርቃን ኢዩ ሀተፍተፍ ዘብሎ።

  • @efremefrem4807
    @efremefrem4807 3 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ ዘሕዝን እዩ ናበይ መንገዲ ይከዱ ኣሎዉ ገሪምና ኣሎ ፡ዘረባን ኩውንነትን ግን ማዕረ ክንደይ ፍልልይ ኣሎዎ ክፈልጡ ይግባእ፡ኣቦና ቐሺ ማሪቖስ እቲ ሓቂ መሊስኩምሎም ስለ ዘሎኩም እግዛብሀር ዕድመ ይሃብኩም።

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 3 ปีที่แล้ว +13

    ጅግና ኣባ ቀሺ ማሪቆስ ደባስ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም ይባረኽ

  • @user-lt1fs1zh3f
    @user-lt1fs1zh3f 3 ปีที่แล้ว +19

    ብጣዕሚ ብልሒ ኣቦይ ቕሺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኣንበሳ ዉልደ ቡርርርርርር

    • @tekeateklehaimanot9485
      @tekeateklehaimanot9485 3 ปีที่แล้ว

      Haki Tezareb hawey schkor ewe wedi medre burr ewe ata seb sire kemzi higi keykone ❤❤😘😘🌹🌹😍😍

  • @sinit-sp2tr
    @sinit-sp2tr 3 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ መስሓቃት ኣቕሽቲ ሓማሴን ክክክክክክክክክክ

  • @meharithagos7133
    @meharithagos7133 2 ปีที่แล้ว

    Amlak ibakam aboi keshi

  • @Yonah2
    @Yonah2 3 ปีที่แล้ว +4

    አዚ ሓደገኛ ፖለቲካ'ዩ ስለዚ ኩልካ ወዲ ብር ህላውነትካ ሃይማኖትካ መንነትካ ንምዕቃብ ምስ ተጋሩ ሕጂ ሕበር ናትካ'ዩ ቲ ባሕሪ ናትካ'ዩ ሓወልቲ ካብ ኣድሊስ መጠራ ዝዓቢ ታሪክ የብልና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ኣቦና ቀሺ ማርቆስ!!!ትግራይ ክትዕወት'ያ።

  • @awetkidane3916
    @awetkidane3916 3 ปีที่แล้ว +2

    ምድሪ ኣግኣዚ ዝብሃል መፈጠሩ ታሪኽ ኣብ መሬት ኤርትራ እዩ ቅድሚ!! 4ክፍለ ዘመን 330ዓ'ም ብሄረ ኣግኣዚ ብሕጊ ኦሪት እዩ ዝመሓደር ኔሩ። ኣብ ጣኦት ዝኣምን ውን ኔሩ ድሓር ግን ኣቦና ኣብሰላማ ሓቀኛ ቁዱስ ቁርባን ጥምቀት ክህብና ክኢሎም እቲ ኣሎ ዝብሃል እምነት ኣብ ኤርትራ እዩ ጀሚሩ ኣብ ሃገረ ሓማሴን ኣብ ደብረሲና ኩሎም ቁዱሳን ኣቦታትና ኣብቲ ቁዱስ ስፍራ ሓማሴን እዮም ዝመጹ ኔሮም ብዓል ማርያም ጸላም ማርያም ቀያሕ፡ ሴይዛናን ኤይዛናን ዝብሃሉ ይሕዋት ኣብቲ ግዜ ናይ ኣክሱም ንጉሳት ዝነበሩ ኣብ ደብረሲና ሃገረ ሓማሴይ ጥምቀትን ቁርባንን ተቀቢሎ ስሞም ድማ ኤዛናን ሰይዛናን ዝነበረ ኣብርሃ ወጽብሃ ተባሂሎም። ብፍላይ ድማ ኣብ ዛግር ዝብሃል ዓዲ ብስም ኣቦባ ኣብሰላማ ውን ቤተክርስትያን ተሰሪሕሉ ኣሎ! ስለዚ ሃገረ ሓማሴን ዝብሃል ኔሩ እዩ ክብለኩም ኢለየ ኣቦና።

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 3 ปีที่แล้ว +5

    ህዝቢ ትግርኛ ብኣውራጃ እንተተመቃቂሉ መጻኢኡ ኣዝዩ ጸልማት ኢዩ፡ ነቶም ጸላእቱ ከኣ ብሩህ መጻኢ ኢዩ ዘለዎም፡ ባዕሉ ክጸንተሎም ኢዩ እዚ ህዝቢ።

  • @sabayebio5120
    @sabayebio5120 5 หลายเดือนก่อน

    Autumn sebat bawraja aytfelalu u na kuluna Eritrean people ena
    Aytbasuna kulukum hasewti Ekum

  • @user-pp6yi6co4z
    @user-pp6yi6co4z 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣቦይ ቀሺ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቃራርባ ቀጽልሉ ንሕናውን ሕማቅን ጽቡቁን ንቂሕናሉ ኢና ብሳላኩም
    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @NA-bb9cb
    @NA-bb9cb 3 ปีที่แล้ว

    Aboy keshi bezaiba mezait kerstos mezai zeytmhru politi intay amzeo yehefer iyou behayli tegaru ketegbrun aytfatnu 🇪🇷

  • @tekluaraya4722
    @tekluaraya4722 3 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ሰብ እዚ እንታይ እዩ ዕላምኡ እዚ ተስፋጽዮን ዝበሃል ሓሳዊ መደናገሪ ለኽባጥ፡ ግን ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ ብጣዕሚ ኢና ነምስግን ነዚ ትገብሩልና ዘለኹም ፡እግዘኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @desbelkidane4885
    @desbelkidane4885 3 ปีที่แล้ว +10

    ሃተፍተፍ ይብሎ ኣሎ እዚ ቆልዓ ፡ ዘየለ ታሪክ ዘይተጻሕፈዶ ትንብብ ኢካ ። ወይ ጉድ ። ከይተገረምና ኣይተርፈን ይሕዝን ዩ😔😔😕😕😱 እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ቀሺ ማርቆስ

  • @sabayebio5120
    @sabayebio5120 5 หลายเดือนก่อน

    Ember do wengel ekum temahirkum. Bejakum wengel sbeku

  • @Ghrmaymengstab
    @Ghrmaymengstab 3 ปีที่แล้ว +9

    Ajokum abona , neti himak ageb mbalkum des zbel eyu , amlak yhagzkum.❤️❤️❤️

  • @yosieftekle9153
    @yosieftekle9153 3 ปีที่แล้ว +2

    Aboy keshi thancks eti haki tnegruna alekum

    • @senaymehari8101
      @senaymehari8101 3 ปีที่แล้ว

      Halay temahirka malet du hji

    • @yosieftekle9153
      @yosieftekle9153 3 ปีที่แล้ว

      @@senaymehari8101 halay zbehal kulit nay seb zsheyt eyu kem deki dembya

  • @bibi1592
    @bibi1592 3 ปีที่แล้ว +1

    keshi dika, politician dika hwsws elka
    gele tkonu alekum akshti lomi (hakena keshi entekoinkas)

  • @abowatabowat3218
    @abowatabowat3218 3 ปีที่แล้ว +10

    ብሓቂ እዚኦም ከም ምሁራት ንህዝቢ ክምህሩስ ዘስደምም እዩ፣ ንጥፍኣቱ ኢሎም ዝተላእኩ እዮም፣ ኣምላኽ ንህዝቢ ልቢ ይሃቦ።

  • @danielniguse5321
    @danielniguse5321 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣቦይ ቀሺ ምዓረይ እዛ ግዜ ብሰላም የርህወልና ኣምላክ ምሳኩም ይኩን በቲ ኩሉ ተገብርዎ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም።
    እዚ ተሰፋጼን ዝባሃል ሰብ ኣይኮነን መቸም ኣምላክ ይፍረዶ። ከም ነፋሒቶ ከም ንፋስ ናብትን ናብትን ዝብል እዩ።ኪነሚን እዩ

  • @tigrayrimey6418
    @tigrayrimey6418 8 หลายเดือนก่อน

    Keep revealing the truth! We are glad to have such a brave and honest priest in our region. Many thanks, Keshi Markos.

  • @tuemzghibeyene5725
    @tuemzghibeyene5725 3 ปีที่แล้ว +14

    ብጣዕሚ አዩ ዘሕዝን ምስኪናይ ህዝቢ አርትራ ንመን ከም ዝኣምን ሉቡ ኣጥፊክምሉ ብሃይማኖት፡ ብቦሎቲካ ኣምላክ ደኣ ባዕሉ ምሕረቱ የዉርደልና።

    • @samsungsdaniel4708
      @samsungsdaniel4708 3 ปีที่แล้ว

      Hamasien eyom ezom kulom Tenqolti.

    • @tuemzghibeyene5725
      @tuemzghibeyene5725 3 ปีที่แล้ว +1

      @@selamgebre4802 ሓቅኪ አኪ ሰላም ሃፍተይ ንኩልና ተዛረብቲ ትግርያ ዘበልና ኣይጠዓመናን ዘሎ ፡ደሓን ከኣ ኩሉ ንጽቡቁና አዩ ጊዜ ኣሎዎ

  • @yonasabrha4017
    @yonasabrha4017 3 ปีที่แล้ว +6

    አንታይ ጽልኢ ኣንጻር ትግራይ ተዛሪቡ
    ከም ኤርትራዊ ብዛዕባ ኤርትራ ይዛረብ ኣሎ
    እንታይ ኣሕምምምካ

  • @weghta3315
    @weghta3315 3 ปีที่แล้ว +1

    You are right Abna kale hiwet yesmalna

  • @yonis5214
    @yonis5214 3 ปีที่แล้ว +4

    God blessed you Abona Qeshi Marqos! Tezaribka mkhad aykonen b tarikh kkhsesu eyom. Ezia nay mahbere rkhusan atehasasba meqetselta mbras Tarikhna eu.

  • @andesereke2041
    @andesereke2041 3 ปีที่แล้ว

    Nice thanx god blles you sle eti Haqi astemhroka

  • @eriblood803
    @eriblood803 7 หลายเดือนก่อน +1

    Anta cenawi agame ....ghena melhaska zeyesreka degal cenawi tewelige....b nebse mithat kitnewut ika....wedi mebelel

  • @user-lg3vz3dj8s
    @user-lg3vz3dj8s 3 ปีที่แล้ว +3

    ሓቀኛ ክዉር አቦና ቀሺ ማርቆስ እንጀራ ዓለም ብልዑ አቱም ብሩክ ሓቀኛ 👏👏👏👏👏

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 3 ปีที่แล้ว +10

    ኣንቱም ሰባት
    ነዞም በዓል ተስፋጽዮን
    እንተዘይተመለስኩሙሎም ይሓይሽ።
    ዋላ እቲ ሓንጎሉ እውን ብጉቡእ ዝሰርሕ ኣይመስለንን። ነዚ ጨርሹ መልሲ ዘድልዮ ኣይኮነን እየ ዝብል ብወገነይ።

    • @tegadalaygedli1836
      @tegadalaygedli1836 3 ปีที่แล้ว +1

      Nsu tray zeykone itom mexhaf zxhfu zelewn akeshtin ke znakayo yetnseka nhmak hasabay ikit zemnaku

  • @samuelhagos6785
    @samuelhagos6785 3 ปีที่แล้ว +7

    Social Science zieredakum azikum belih keshi Eritrea zibahal hizbi weledo yelen kulom biherat nenatom weledo alewo nenatom tarik alewom an hade hawisom tarik hizbi Eritrea ziblu filtet zigodolom hasewti eyom gega timrty endahabu seb yegagiu alewom

  • @user-rz1tu3pd9s
    @user-rz1tu3pd9s 3 ปีที่แล้ว +10

    ኣቦና ዕድመ ይሃብኩም ::
    ሓውላል ዓይኑ

  • @user-ns8ty2ml3f
    @user-ns8ty2ml3f 3 ปีที่แล้ว +13

    ሓቀኛ ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @selemunwedimemhr8760
    @selemunwedimemhr8760 3 ปีที่แล้ว +16

    ኣቦና ካለ ሂወት ysmeaelina ነውሕ ኤድመን ጤናን ይሃብኩም

  • @samsungsdaniel4708
    @samsungsdaniel4708 3 ปีที่แล้ว +7

    Abune Philopos & Abune Ewosatatieos tegaru eyom. They are from tigray.

  • @Rimna
    @Rimna 3 ปีที่แล้ว

    we thanks God poeple like you they don t leav in Eritrea tegaru midre hamassen kiblu kelewu gin ayneqfkayomin anber buzuh video alo mhurat ena diblu tegaru midre hamassen ayom dibluwa and thanks to God again that keshi markos is not my abat nebsey. ab zerfin kiten eka gizeka tehlifo .

  • @Seysey770
    @Seysey770 3 ปีที่แล้ว +3

    ኤረትራ ምድረ ሓማሴን 100%ትብሃል ኔራ። እዝንካ ክትዓጹ ደሊካ እምበር ብጭብጢ እካዩ ዘረድኣካ ዘሎ።

  • @weldeabtesfamaryam8916
    @weldeabtesfamaryam8916 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣቦና ተባረክ ልኡም ዝኮነ ዘረባ ነዞም መንቀርሳ ህዝቢ ዝኮኑ ቁመሎም ደኣ ህዝብና ክፈልጦም አግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

  • @merahawittesfaxon772
    @merahawittesfaxon772 4 หลายเดือนก่อน

    mhret yewredrka

  • @tefaldetweldeyesus681
    @tefaldetweldeyesus681 3 ปีที่แล้ว +1

    አብ ቅድሚ እምላክ ብሐቂ እብለካ እቲ እስካ ናይ እምላክን እይኮነን አነ እዚ ክብሀል ብንእሽትይ ክለኩ ክልል ሻዕ እስምዖ ኔረ ይኩን እይኩን እዚ ዘረባ ግን ሐቂ እንተዘይስማዕካ ናትካ ጉዳይካ እዩ ግን እዚ ሐድሽ ነገር አይተዛረቡን፡፡እስካ ቀሺ አምላክ ፈጢሪ ዘይትኮውን ቀሺ ፕሎቲኮኛ፡፡

  • @hazzez1524
    @hazzez1524 3 ปีที่แล้ว +4

    ተስፋጼን ጅግና ኑኩላ ፈጥፈጥ ኣቢሉዋ ቀሺኩምን

    • @user-cd6np2vo2e
      @user-cd6np2vo2e 3 ปีที่แล้ว +1

      hahahahahah tiaxu neti kebti hibretesebu eba kabta hade libi ente awixiaom eilu eyu emo kebti ka kiare xegem eyu

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 3 ปีที่แล้ว +7

    Aboy Keshi Egziabher Amlak zemenkum yibarik

  • @selamnkulu3644
    @selamnkulu3644 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣቦይ ከሺ ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባረክ።ንሃገርና ሰላምን ፍትሒን የውርደልና።ንኩዱስ ፓትሪያሪክ ኣቡነ ኣንቶኒኦዮስ ድማ ፍትሒ ይውርደሎም

  • @samikahsai6679
    @samikahsai6679 3 ปีที่แล้ว

    Bahregas amenay,bahregas turkway,bahregas tsefena,bahregas zeresenay,bahregas esak,bahregas fantay nezom bahregashat tarikom habiekumo alekum.kulom kani deki akeleguzayom.

  • @abrahamsemere6089
    @abrahamsemere6089 3 ปีที่แล้ว +2

    Aynet asa zeyfelt Weledo medri bahri bsenki qoyqi kab bahri nzemenat kemzrehaqe tfeltudo bejakun nab wengiel adhebu nemenafeq gday tegebruna alekum nesatom eka yeheshu

  • @yonasabrha4017
    @yonasabrha4017 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣንታ izi ቀሺ ሓደ ኣፊቱ እቲ ልብሲ ቀሺ ኣውጽ ኣዮ ፖለቲካ ኣክትቪስት ኩን

  • @biniamhaile4548
    @biniamhaile4548 3 ปีที่แล้ว +7

    እግዝአብሄር ዕዲመን ጥዕናን ይሃብካ ሰሰናዩ ተዓደል ብጣዕሚ ዓጊብና

  • @medhaniefshay2602
    @medhaniefshay2602 3 ปีที่แล้ว +5

    Thanks God bless you keshi marikos

  • @GtGt2023
    @GtGt2023 3 ปีที่แล้ว +3

    ቀሺ እንታይ ዘኤቱ አለኩም ዘርእን ዓሌትን ፖለቲካን ንህዝቢ ተፈላለዩ በግልጺ ናይ ናይ አከለጉዛይ ቃልሲ እየ ዘካይድ ዘለኹ እንትብል መሓሸካ
    ቀሺ ክርስትናኻ ግበር
    ሽም አውራጃ ዘሔምም አለካ

    • @user-cd6np2vo2e
      @user-cd6np2vo2e 3 ปีที่แล้ว

      ሃሃ እንተ ኣካየደ ከ እንታይ ጸገም ኣለዎ? መርገታ ናይ ሓማሴን እልቲ ናይ ሓማሴን። ንኣውራጃ ይሰርሕ እንተ ህሉ።ካበይ ከ ታርክ ክተምጽኡ እኩም? ጥር ትብል ስልጣነ የብላን ሓማሴን ሕጂ ውን።እንትርፎ ድንቕርና ጽልኢ ኣስመራ።

  • @wedihalhale1802
    @wedihalhale1802 3 ปีที่แล้ว +3

    ትግራዋይ

  • @kbreabyikalo5947
    @kbreabyikalo5947 3 ปีที่แล้ว +4

    ብመሰረቱ ሓማሴን ሃገር ኢያ ኔራ ምባሎም ኣይኮነን እቲ ጸገም እቲ ዘረባ ግን ክፉእን ፈላላይን ተንኮል ዘለዎ ኢዩ ዝመስል።

    • @letigebrekristos3282
      @letigebrekristos3282 3 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ ፈላላይ እዩ
      ሕጂ እውን ኩላትና ክንልብም ኣሎና ከምዚ እንዳ መሃዙ
      ኣብነንሕድሕድና ከየባልዑና
      ኣንቱም ሰባት። ሙሁራት ዝመስሉ ደናቁር ከይንሰምዕ ነስተውዕል።

    • @filimonkahase5214
      @filimonkahase5214 3 ปีที่แล้ว

      Hager wala zeygebrwa entay xegemna

  • @fishaabraha9052
    @fishaabraha9052 3 ปีที่แล้ว

    Wawwww betaemi des zebel agelalexa Abokeshie

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 3 ปีที่แล้ว +2

    ( ዕድመ ይሃበልና ኩቡር ኣቦና ቐሺ ማሪቖን ደባስ ። )
    እግዚኦ መሓረና ኽርስቶስ (3) እንተ በዕል ኣቦይ ቐሺ ተወልደ ነጥብኩም ትጥፋእ ሓሰውቲ መማህራን ! ውግዘትኩም ኢዩ ዘዕነኒየኩም ዘሎ ፥ ተበራበሩ ሽዋዊያን ተፈሊጥኩም ኢኩም ።

  • @nuranura7936
    @nuranura7936 3 ปีที่แล้ว

    Sky

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen 🙏

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 7 หลายเดือนก่อน

    ስሚዕኩሞ ዶ እዚ በላዕ ሳዕሪ ፡ አርትራ ማሌት ሓማሴን ጥራይ ኢያ ፡ ናኣከለጉዛይ ፡ ንሰራየ ፡ነጸላ ሂብና ንትግራይ ክንሰጎኩም ኢና ኢሉ፡ ዝገርምዩ ፡ህግደፍ ኣብ ኣቕሽቲ ኣትዩ መርዛም መልእኽቲ አመሓላልፍ እንከሎ ፡ ለካ ኣብ ዝሓለፈ ጊዜ ሻዕቢያ ንትግራይ ኣብ ዝወረረሉ ጊዜ እቶም ደቂ ሓማሴን ንተጋሩ ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ዝቐትሉን ዝዕምጹን ዝነበሩ ።

  • @manmano5085
    @manmano5085 3 ปีที่แล้ว

    Afaf agame

  • @muluehagos8344
    @muluehagos8344 3 ปีที่แล้ว +2

    ሃገረ ናግራን

  • @merci0961
    @merci0961 3 ปีที่แล้ว +3

    ህዝቢ ተስፋ ጽዮን ዝብልዎ ወዲ ናይ ሰይጣን መንፈስ ዝሓደሮ ሰብ ኮይኑ ከም ነፋሒቶ ሕብሪ ባህሪኡ እናቐያየረ ቀንዲ ዕላማኡ ከኣ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ምፍላስን ደም ምፍሳስን ክብሪ ወዲ ሰብ ምህሳስን 'ዩ. እዚ ሕሱር ባሕሪ መልኽቱ ከኣ ነቶም ግርሕታትን ዘይፈልጡን ከምኡ 'ውን እቶም ከምኡ ብኽፍኣት መንፈስ እሱራት ዝኾኑ ነፍሳትን ጥራይ 'ዩ ክስማዕን ክን ኣድን ዝኽእል. ቅድሚ ሕጂ ንህዝቢ ኣምሓራን ኦሮሞን ብሓፈሽኡ ከኣ ኢትዮጵያውያን ከም እንስሳ እዮም እስላም ዓድን ዓውድን የብሉን ትግራዋይ ጽሩይ መንነተይ 'ዩ, ንሕና ተጋሩ ኦሪታውያን እምበር ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ክርስትያን ኣይኮናን እናበለ ይምህር ከምዘይነበረ ሕጂ ከኣ መረብ ምላሽን ኪኖ ዛላ ኣንበሳን ናትና ኣይኮነን ኤርትራ ከኣ ሃገራዊ መንነታ ብሓማሴን እያ ትፍለጥን ትውከልን ምባሉ ክንደየናይ ጠገለ ዘይብሉ ናይ ህዝቢ ንህዝቢ ምንቑኣት መልእኽቲ የሕልፍ ከምዘሎ ርዱእ ኮይኑ ህዝቢ ምድረ ባሕሪ ማለት ህዝቢ ኣካለ ጉዛይ, ሰራየ, ሓማሴን, ዓንሰባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ይኹን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ነዚ እኩይን ሕሱርን ሰይጣናዊ መልእኽቲ ተስፋ ጽዮን ክነጽጎን ክኹንኖን ይግባእ.
    ንምዃኑ እቲ ካልእ ህዝቢ ትግርኛ ትውልዲ ኤርትራ ኣብ መላእ ትግራይ ፋሕ ኢሉ ዝነብር ህዝብን ኣብ ትግራይ ካብ ሽረ ክሳብ ከባቢ ሑመራ ዘሎ ህዝቢ ኩናማን ካብ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህዝቢ ሳሆን (ኢሮብ ) ይትረፍ ኣብ ሽረን ወልቃይትን ባድመን ከባቢኡን ዘሎ ህዝቢ ካብ ሓማሴን ፈሊሱ መጺኡ ምስፋሩ ብበረኸትን ሓፍትን ምኽንያት ዶ ይኸውን?
    ካልእ ህዝቢ እቶም ንበዓል ኣድዋ ዝመስረተ ዓንደ ተኽለ ሃይማኖትን ካልኦት ኣብ ናይ ሎሚ ኤርትራ ዝተወልዱ ትግርኛ ንኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ናይ መስፍናዊ ተናሕነሕቲ መሳፍንቲ ስዒሮም ንኹሉ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ትግርኛ ኤርትራን የመሓድሩ ከምዝነበሩ ኸ ብግቡእ መርሚሮም ክርድእዎ ምፍታን እንታይ ሕፍረት ኣለዎ?
    ብዓል ኣርዓዶም ኣብ ዓድዋ ጥሉል ስለያዊ ሓበሬታ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ብምሃብ ንወራሪ ጥልያን ከቢድ ወትሃደራዊ ስዕረት ክበጽሖ ምኽንያት ዝኾነ ኤርትራዊ ትግርኛ ምዃኑ ምዝካር ኣገዳሲ 'ዩ. ዓርዓዶም ምስቶም ናይ ትግራይ ዝነበሩ ተዋጋእቲ ሰራዊት ሓቢሩ ዝነበረ 'ዩ. ካልእ ናይ በዓል ኤርትራዊ ራእሲ ተስማ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ትግርኛ ኤርትራን ሓደ ዓይነት መንነት ህዝቡ ምዃኑ ስለዝፈልጥ ሓደ ገይሩ ከማሓድሮ ብዙሕ ፈተነ ይገብር እኩኣ እንተ ነበረ ኣብ ትግራይ ንባዕሉ ናይ መሳፍንቲ ምንሕናሕን ምክፍፋልን ስለዝነበረ ክሰምረሉ ኣይከኣለን. ስለዚ ኹሉ ብውነን ብምስትውዓልን ብርድኢትን እምበር ሓደ ጫፍ ታሪካዊ ክስተት መሪጽካ ብምምዛዝ ነቲ ኩለ መደያዊ ትሕዝቶ ታሪኽን ሓቅን ክትክሕዶ ምፍታን ተባላሕነት ዘይኮነስ ኣንጻር እግዚኣብሄር ዝሃበካ መሰረታዊ መንነትካ ምቅላስ 'ዩ.
    እቲ ኤርትራ ሓማሴን ተባሂላ ትጽዋዕ ነይራ ዝብል ከኣ ኣዝዩ ዝተጋነነ ትረኻ 'ዩ. ምናልባሽ ኣብ ዝተወሰነ ግዜ ኣብ ሓማሴን ዝነበሩ መሳፍንቲ ሓይሊ ኣብ ዝረኸብሉ እዋን ንኣውራጃ ሓማሴንን ብከፊል ከኣ ከባቢኡ ዘለው ህዝብታት ትግርኛ የመሓድሩ ነይሮም 'ዮም. ይኹን እምበር እዞም መሳፍንቲ እዚኦም ከም ሃገር ገይሮም ይርእይዎ ዝነበሩ ነቲ ንሳቶም ዘመሓድርዎ ዝነበረ ከባቢታት ዝሓቖፈ ድኣ እምበር ነታ ሕጂ ዘላ ካርታ ኤርትራን ኣህዛብን ሓንቲ መዓልቲ 'ውን ገዚኦምን ኣመሓዲሮምን ኣይፈልጡን.

  • @nardostecle5522
    @nardostecle5522 3 ปีที่แล้ว +3

    አማኒት አምላኽ ልበይ ብአኹም ይጉሂ። አምላኽ ንኹልና ምሕረት ይግበረልና።

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  3 ปีที่แล้ว +3

      ኣብ ምንታይኪ እዩ ዝጎጥየኪ ናርዶስ ሓፍተይ ሓኪም ክንደልየልኪ

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 3 ปีที่แล้ว +4

      ብነብስኪን ብሓጥያትክን እንተትጉህይስ ክንደይ ምሓሸኪ ካብ ብዘይ ናትኪ ትጉህዪ።

    • @desbelkidane4885
      @desbelkidane4885 3 ปีที่แล้ว

      Nardos tecle
      እንታይ ዳኣላ እዛ ዘረባ ክክክክክክክ ብነብስኪ ሓጥያት ዝገበርክዮስ ናብ ሰብ ከተላግብዮ ሓፋዉ ጠል ክይትሕልፈለይ ድዩ ዝባሃል ፡ ጾሎት ኣዘዉትሪ ሓፍትና

    • @nardostecle5522
      @nardostecle5522 3 ปีที่แล้ว +1

      @@desbelkidane4885 ነንሐድሕድና ብጸሎት ክንበራታታዕውን ይግብአና። ሐጥያት የብለይን ዝብል ነፍሱ ይቅሽሽ ነቲካብ ሐጥያት ዘድሕን ሐሳዊ ይገብሮ። ሐጥያት የብለይን አይበልኩን። ብጸጋን ምሕረት አምላኽን ዝነብር ሰብእየ። ካብቀሺ ግን መንፈሳዊ ትምህርትን ምኽርን ስለ ዝጽበ ብሀገረይን መንእሰይ ሀገረይን ከም ጎሳ ዝሰአና መጎሰ ኩሎም እኮ እንተዘይኮኑ ዋላ ሐደ እኮ እንተኾነ ስለ ዝጉሂ ቀሺ ኾንካ ጻውዕትካ ማለት እቲ መንፈሳዊ ጻውዕት ዘይ ምምሬሕ ነቶም ብመንፈስ ዘይደልደልና ዕንቅፋት ምኾን ሰንኪ ከይኮነና ስለ ዝፈርህ ነቶም ቀሽኹም እየ ርእይቶይ ጽሕፈ። ትምህርትን መተባብዒ ምኽርን እንተ ዝህብ ክንደይ ናይነፍሲ ህወት ምስከሰበብና። ሕጅውን አምላኽ ምሕረት ይግበረልና

    • @nardostecle5522
      @nardostecle5522 3 ปีที่แล้ว +1

      @@keshimarkosdebas9872 ሰላም አቦይ ቀሺ
      ብጣዕሚ እዩ ዘጉሂ እዚመልስኹም። እንተ ተጋግየ ከም ናይ አምላኽ ሰብ? ከተረድኡኒ ክትመኽሩኒ ካብ ጌጋይ ብምኽርኹምን ትምህርትኹምን ናብጸጋ አምላኼ ክመልሱኒ ንአይ ምሕረት ንአኹም መጎስ አብ ዐይኒ አምላኽ ምስኮነልና ነሩ። እቲ ቃልኩም የሕፍረኒ። አምላኽ ንኹልና ምሕረት ይግበረልና።

  • @yonasabrha4017
    @yonasabrha4017 3 ปีที่แล้ว +5

    ንስኻ ኤርትራውያን ክትፈላሊ ትሕሱ
    ንሱ ድማ ሓድነት ኤርትራ ክሕሉ ይሕሱ

  • @kiflemariamtesfahawariat8461
    @kiflemariamtesfahawariat8461 3 ปีที่แล้ว +5

    ተስፋጽዮን ደንቆሮ ለፍላፊ ኢኻ ታሪኽ ዘይትፈልጥ ሓቂ ዘይብሉ ትዛረብ ኣሎኻ። ሓማሴን ማለት ናይ ግእዝ ቃል እዩ ትርጉሙ "ሓም ወሴም" እዩ እዚ ማለት ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሰብ ካብ ካምን (ሓም) ሴምን ዝፈረየ እዩ ብግእዝ "ወ" ማለት "ን" እዩ። ንኣብነት በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን ንብል፣ ስለዚ ሓምወሴም ክንብል ከሎና ነቲ ህዝቢ ካብ ሓምን ሴምን ዝፈረየ ንምባል እዩ። ናብነት ተስፋሚካኤል ክንዲ ምባል ተስፋንኪኤል፥ ገሪንኪኤል እናበልና ንጽውዕ፥ ንሓምወሴም ድማ ኣሕጽር ኣቢሎም "ሓማሴን" ተባሂሉ እዚ ግን ንምድሪ ዘይኮነ ነቲ ካብ ካምን (ሓምን) ሴምን ዝተወልደ ወይ ዝመጸ ህዝቢ እዩ ዘመልክት።

    • @mohammdali9169
      @mohammdali9169 3 ปีที่แล้ว

      Iza natkawn giega iyu ita haqi hamet Husein iya niera ms gzieye hamasien koyna

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen aboy keshi Marockos edmen tinan yhabkum egziabher etom hasabat nay dyablos zesalaslu sebat kea yetfialna 🤲🤲

  • @temesgentemesgen2439
    @temesgentemesgen2439 3 ปีที่แล้ว

    እዞም ውክልና ዝሃቦ የለን ትብሉ ህዝቢ ሓማሴን ብሙሉእ ልቡ ኢዩ ዝድግፎን ዝርዕመሉን
    ዘይከውን ኣይትዛረብ
    ሰረቅቲ ሕብረተሰብ ኢዮም

  • @teklittesfamichael4157
    @teklittesfamichael4157 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣጎልጉለትኩም ይባረክ ኣባ ቀሺ።

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750 3 ปีที่แล้ว

    Btami zgerm . Entekone eti poletika npoletikeynatat mgedefkayo .eti hlmi eritrea tbehal hager yelan gn dengikum

  • @keseteyakob5895
    @keseteyakob5895 3 ปีที่แล้ว +1

    Amlak bialu mihrer yewrdelna keshi nab poltika mis atewe mewdata alem eiu

  • @tekleabgebrihwet6238
    @tekleabgebrihwet6238 3 ปีที่แล้ว +2

    Kale hewet yesmalna Amlak

  • @tsegayhaile3871
    @tsegayhaile3871 3 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eritreatigray4214
    @eritreatigray4214 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣብ መጠራ ኣብ ምድረ ብሑር( ቡር) ሓወልቲ ክንሰርሓልኩም ኢና ኣባ ቐሺ::

    • @Eruna1993
      @Eruna1993 3 ปีที่แล้ว

      ፊሽ ሓወይ ይግብኦም እዩ ኣቦና ስለ ሓቂ ዝጋደልዎ ዘለዉ ገድሊ ኣምላኽ ዓስቦም ይሃቦም 🙏 ፊሽ ሓወይ ውን ኩሩዕ ብመንነቱ ኢኻ 🙏 ካባኻ ውን ብዙሕ ኣእላፍ ዘይፈልጦ ኣፍሊካኒ ኢኻ እሞ ኣምላኽ ፍልጠትካ የሰስኖ 🙏

  • @frewiniabraha755
    @frewiniabraha755 3 ปีที่แล้ว +1

    Kale hewet ysmekum

  • @soyraemba4191
    @soyraemba4191 3 ปีที่แล้ว

    ርእሶም ጠምጢሞም ዝመጹ ኣኽላባት ህግድፍ ፖሎቲካ እምበር እምነት ይኹን ትሪኽ ከምህሩ ኣይክእሉን እዮም ።

  • @onelove7061
    @onelove7061 3 ปีที่แล้ว

    Tegaru n baelom n Eritrea hamasen eilom yxiwewa nerom ktkhdu delikum Ember

    • @sami4534
      @sami4534 3 ปีที่แล้ว

      ንሕናስ ንዝኾነ ትግራዋይ ዓጋመ እንዲና ንብሎም ግን ኣውራጃ ዩ ከም ሓማሴን።

  • @eriblood803
    @eriblood803 7 หลายเดือนก่อน +1

    Aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret....wala enda motkum tihisuwu 😅😅😅

  • @bbnaam9220
    @bbnaam9220 3 ปีที่แล้ว

    Wa !!! Aboy keshi keyrulu nay JESUS sbeku kerebu iyu kmetsi4 iyu n seb bgeru ms TGRAY ade koynu aynfeltn gorebet imber kali

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 3 ปีที่แล้ว

    Eritrea malet keyihi bahiri maletiu keyihi bahirina keyihi asa selezelewo eu. Hawe keshimarikos Ami zitsekoro seb eutesifa stifiat eu eziseb genizebiu hamanetu....

  • @yacobhabtu375
    @yacobhabtu375 3 ปีที่แล้ว

    Tigraway eka bzaba Eritrea aytzarb

    • @user-cd6np2vo2e
      @user-cd6np2vo2e 3 ปีที่แล้ว

      ሃሃሃሃ ንስካ እበር እንታይ ይምልከተካ ብዛዕባ ኤርትራ?

  • @awetrezene3880
    @awetrezene3880 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና

  • @hwoldenigus
    @hwoldenigus 3 ปีที่แล้ว +1

    አቱም አቦታት ፡ ክርስቶስ እንታይ ኢሉ ድዩ ልኢኹኩም ። ሃጠው ቀጠው ጥራሕ ኮይኑ በቃ። ሞትን ትንሳኤኡን አበይን መዓስን ኢኹም ብድፍረት ትሰብኩዎ ?

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 3 ปีที่แล้ว +6

    እዛ ኣድሊስ ናይ ኣክሱማውያን ወደብዶ ኣይኮነትን ነይራ ናበይ ናበይ የብሎ ኣሎ እዚ ናይ ድያብሎስ ቀሺ

    • @user-cd6np2vo2e
      @user-cd6np2vo2e 3 ปีที่แล้ว

      ንመን እካ?ቕድሚ ኣክሱም ነራ ዳሓር ንግስነት ኣክሱም ክትስእ ኮሎ ካኣ ወደብ ምስ መጠራ ዝሎ ኣድሉስ ነሩ።

  • @eriblood803
    @eriblood803 7 หลายเดือนก่อน

    Keshi hatiat....anta donkoro tewelige....ghena kitsilel ika

  • @samiramohammed3285
    @samiramohammed3285 3 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕንናን ይሃብኩም

  • @neftalemghebretensaie3940
    @neftalemghebretensaie3940 3 ปีที่แล้ว

    Seraki. Keshi. Eika. Nay. Hasot. Meskel. Tesekimka. Tkeyd. Aloka. Lkbat

  • @yonastekle256
    @yonastekle256 3 ปีที่แล้ว +10

    ኣየ ተዛራባይ ትግሪኛ ትረክቦ ኣብ ኮለል ዝነብር ኣቦና ንጌጋ ዓገብ ምባል ኣይትሕመቁ

  • @rishangilay6527
    @rishangilay6527 3 ปีที่แล้ว

    እዚ ቀሺ ትግራይ ትግርኚ እዩ ኣጋዝያን
    ንቓሕ ህዝቢ ኤርትራ ኣይትተዓሾ

  • @user-mo2sz4vp3q
    @user-mo2sz4vp3q 3 ปีที่แล้ว +4

    🙏ጥዕና ይሃብኩም ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ🙏 ምሕላፍ ከሊእክሞም ነዞም ሰብ ነጸላ በራዩ ህግደፍ

  • @muluehagos8344
    @muluehagos8344 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣንታ ኣበይ ዛዓበዩ እዮም

  • @michaelt2927
    @michaelt2927 3 ปีที่แล้ว +1

    Why do you worry about ancient feudal history?

  • @henokabrham6106
    @henokabrham6106 3 ปีที่แล้ว +1

    Ayyy beal mergeta Amanuel sibahe mahlet do mihashekum neru Keshi markosmo bitaemi xbuk kexlo

  • @GtGt2023
    @GtGt2023 3 ปีที่แล้ว +3

    አግአዝያ ዊ እየ በል ትግርኛ ተዛረብቲ ካብ ኤሪተራ ሎሚ አይንፍለ ጽባሕ አይንፍለ እቶም ዝስዕቡኻ ሒስካ ንትግራይካ ኪድ

  • @samikahsai6679
    @samikahsai6679 3 ปีที่แล้ว

    Tesfatsyion kirits deabel emberi enayn legwaynsi alena kinhluw kaena akelen guzayn serayen alenan ferekan kinhuluw ena nizelalem welodo.lekbetbet zibele zereba eka tizareb .mergetsika zeyfulut.

  • @burhanorama
    @burhanorama 2 ปีที่แล้ว

    Truly a little reactionary priest!

  • @selamgirmay6110
    @selamgirmay6110 3 ปีที่แล้ว +1

    Tesfaxion higdef eyu ezi resah

  • @jetlicrist4261
    @jetlicrist4261 3 ปีที่แล้ว +2

    Nskub bruk hakegna keshi eikum

  • @abrahaleyasefaw427
    @abrahaleyasefaw427 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣቦ ፍትሕን ሓቅን ኣቦይ ቀሺ ዕድመ ይሃብኩም

  • @user-gp4qi9ws8k
    @user-gp4qi9ws8k 3 ปีที่แล้ว +4

    አቦ ቀሺ አብዚአ ግን ንምንታይ ማሕበር ቅዱሳን ኢልኩም ትጽዉዕዎም ማሕበር ቁርሱሳን ኢልኩም ዘይትጽዉዕዎም

    • @yonasabrha4017
      @yonasabrha4017 3 ปีที่แล้ว +1

      ንባዕሉ ቁርሱስ ኣይ ቀሺ ኣይ ፖለቲከኛ

  • @genetnegash8324
    @genetnegash8324 3 ปีที่แล้ว +3

    👍👍👍🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @yonatankelati2858
    @yonatankelati2858 3 ปีที่แล้ว +1

    Srahkum..zzengakum..merahti???lkmm..abilkumuna...