Dehay Eritrea ደራሲ “ዓለም ዕዳጋ” ዳንኤል ዝምጒተሉ ኣገባብ ለውጢ እንታይ እዩ? ደሃይ ኤርትራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.ค. 2024
  • Dehay Eritrea
    ደራሲ “ዓለም ዕዳጋ” ዳንኤል ዝምጒተሉ ኣገባብ ለውጢ እንታይ እዩ?
    ዳንኤል፡ እዚ ኣብ ኤርትራውያን ደገፍትን ተቓወምትን እናተባህለ ዝረአ ዘሎ ምትፍናን ብዘተን ልዝብን ክጸብብ ብኢሂን ምሂን ክለዝብ፡ እቲ ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን፡ ንዓድን ዓውድን ዝበሓተ፡ ፖለቲካውን ባህላውን፡ ድኽነት፡ እንተስ ብሱቕታና፡ እንተስ ብጣቕዒትና ዝፈጠርናዮ ድኽመት ስለዝዀነ ካብ ቲፎዘነት ወጺእና፡ ኣተሓሳስባና ኣማእዚንና ንብድሆታትና ክንገጥሞ ኣሎና ንዝብል ሓሳቡ ምስ ደሃይ ኤርትራ ዘትይሉ ኣሎ ምክትታልኩም ንዕድም።
    ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት ( ዓካ ዓካ)
    04 ሓምለ 2024
    #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
    ደሃይ ኤርትራ!

ความคิดเห็น • 34

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 16 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you 👊🏿ሜ⚖️ሜዛናዊ ፣ብቁጴር ምሕሳብ።⚖️⚖️ℹ️ℹ️🤝🏿

  • @robsnet7976
    @robsnet7976 16 วันที่ผ่านมา +1

    Simply fantastique! More than the book( though still to read it) is the brilliant verbal narration . I pray and hope this book will open the eyes and perception of many Eritrean folks. Congratulations, Haw Danny!!

  • @TesfagebrielTesema-hd6od
    @TesfagebrielTesema-hd6od 4 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም
    ቃለ መጠየቃ
    መጽሓፍ
    ዓለም ዕዳጋ
    ብ ኣንክሮ ተኻታቲለያ
    ኩቡር ሓው ዳኒ ኤል
    ኣጻሓሓፍኻ ፍሉይ
    ትጥቀመሉ ቃላት ንጹርን ገላጺ ሚዛናዊ
    ጽሑፍካ ዕምቆቱ ልዕሊ ውቅያኖስ
    ኣብ ሓንጎልካ ጌና ክንማሃረሉ ንኽእል
    ውህሉልን ዑቁርን ፍልጠት ኣብ ኣእምሮኻ
    ከም ዘሎ ይራ ኣየኒ ስለ ዘሎ ንሕና
    መታን ክንረብሕ
    ኣድናቆተይ
    ኣብ ሃይማኖታዊ
    ፖለቲካዊ
    ማሕበራዊ
    ባህላዊ
    ታሪኻዊ
    ቈጠባዊ
    ካልእን ዝትንክፍ ጽሑፍ ኮይኑ
    ስለ ዝረኸብክዎ ዝተደመሮ ላዛ ኣገላልጻ
    ዝድነቅ እዩ
    ዕድመን ጥዕናን
    ይሃብካ

    • @danieltekle109
      @danieltekle109 3 วันที่ผ่านมา

      ክብረት ይሃበለይ።

  • @user-om4vw9tg2u
    @user-om4vw9tg2u 16 วันที่ผ่านมา +1

    Btaemi Xbuk, menfeska zehedsn agelalxa yu mo ab kalay kfalul ke bselam yerakbena.

  • @tesfazghibeyene7848
    @tesfazghibeyene7848 16 วันที่ผ่านมา +1

    Mihnxax dob eta meftih mejemerit selam eya, kalie dhri nenatka mflatka do aykenen enkan haban tbehahalelu. Abzia eske kurub hasabom knsemie ?

  • @habtomgebrengus-it1om
    @habtomgebrengus-it1om 15 วันที่ผ่านมา

    Good anlysis❤

  • @teclemariamkidane257
    @teclemariamkidane257 15 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @Rtt34567
    @Rtt34567 15 วันที่ผ่านมา +1

    ለባም ኣይጸነተን ማለት ኢዩ ካብ ቡሱል ጥረ ዝተረፈ ሓደ ለባም ሰብኣይ

  • @ben5115
    @ben5115 15 วันที่ผ่านมา

    He is my Teacher I have great respect for him and his valuable works

  • @YonasGebremariam-m8o
    @YonasGebremariam-m8o 16 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም፡ሓው፡ዳኒኤል፡ብዛዕባ፡ኣጠቓቕማ፡ቓላት፡ኣባጅጎ፡እግዚኣቢሄር፡ኣይኮነን።ግብጻውያን፡ናይ፡ማይ፡ኣምላኽ፡ኢሎም፡ዝኣምንዎ፡ናይ፡ጣኦት፡ኣምላኽ፡እዩ፡ነይሩ።እዚ፡ንእግዝኣቢሄር፡ዝትክእ፡ኣይኮነን።

    • @danieltekle109
      @danieltekle109 15 วันที่ผ่านมา

      ግርም ሕራይ!

  • @user-cx4vv6gv2q
    @user-cx4vv6gv2q 16 วันที่ผ่านมา +1

    Ezi sebay kulu negeru fictional eyu😂

  • @loli8ion
    @loli8ion 15 วันที่ผ่านมา

    “Ubuntu”!🙏🏽

  • @danieltekle109
    @danieltekle109 15 วันที่ผ่านมา

    ወላ ክሳዕ ዓዲ ሃሎ "like, share” ንበሎ!

  • @temporary995
    @temporary995 15 วันที่ผ่านมา

    ሓው ሳሙኤል ብሉጽ መደብ ከም ወትሩ

  • @teweldehabtesus9485
    @teweldehabtesus9485 15 วันที่ผ่านมา

    Deki Alula tbla zeleka kem isaias tisehter Aleka nueshtei wedi Berad

  • @teclemariamkidane257
    @teclemariamkidane257 15 วันที่ผ่านมา

    ❤😮0:21 0:26

  • @SHaile-xu9ub
    @SHaile-xu9ub 15 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ዳንን- ሳምን- ኤል (el = God or deity)፡
    ዳንኤል፡ ካብ ዝበልካዮ እምበር፡ መጽሓፍካ ኣየንበብክዋን።
    ናይ ተዋህዶ ትምህርቲ ሃይማኖት ከምዚ ኢሉ ይጅምር፣ መን ፈጠረካ? ስላሴ። ስላሴ ክንደይ ይኾኑ? ሓደ ይኾኑ ሰለስተ ይኾኑ (እዝጊን፡ ወለዝጊን፡ መንፈስ ቅዱስን።) ብናተይ ኣረዳድኣ ሰለስቲኦም ዝተፈላለዩ ሰለስተ እዮ። ኩሉ ሰብ መንፈስ ቅዱስ (ክሓስብ ዝኽእን ሓንጎል) ኣለዎ።
    ኣብ ምእማንን ዘይምእማንን ዘሎ ፍልልይ፡ ኣብ እዝጊን ወለዝጊን ዘሎን ዘለናን ኣረኣእያ እዩ።
    ዳንኤል ብዛዕባ ታሪኽ ብሉይ ኪዳን ከም ዝበሎን ዝተረዳእክዎን፡ ናይ ሓደ ህዝቢ ታሪኽ ከም ዝኾነ እዩ። ኣብ ክርስትና (ሓድሽ ኪዳን) ክሳዕ ሕጂ ዝበሎ ግና ናብ ሃይማኖትን፡ ጽድቅን ሓጥያትን፡ ጽቡቕን ሕማቕን፡ ገይሩ ዘቕረቦ ይመስለኒ። ብናተይ ኣረዳድኣ ሓድሽ ኪዳን'ውን ታሪኽ ሰዓብቲ ወለዝጊ ብሃልቲ (ክርስትያን) እዩ። ሰባት ንታሪኽ ብሉይ ኪዳን ዓመተ ዓለም ቢሎም፡ ነዚ ሓድሽ ዘመን ግና ዓመተ ምሕረት ሰይሞም፡ ወለዝጊ ተሰዊኡልና እዩ፡ ድሕሪ ደጊም ብደሙ ኣንጺሁና እዩ (ሃየ!) እንዳበሉ፡ ንባዕሎም ዘታልልሉ ዘመን እዩ። መስዋእቲ ከም ጽድቒ ምውሳድ ዝተጀመረሉ እውን ካብ መስዋእቲ ወለዝጊ እዩ።
    ዋላ እንተሓጥእና ይቕረ ሓቲትና ይቕረ ክገብረልና እዩ እንዳተባህለ ባዕልኻ ፈራዲ ዝተኾነሉ ዘመን እዩ። እምነት ልቸንሳ (ፍቓድ) ንሓጥያት ዝኾነትሉ ዘመን እዩ። ደሙን ስግኡን በሊዕና ነጺህና ኢና እንዳበልካ፡ ቅንዕናን ዘይቅንዕናን ኣብ ክንዲ ባዕልኻ መዚንካ፡ "ከምቲ ሕማቕ ክገብሩኒ ዘይደሊ፡ ሕማቕ ክገብር የብለይን" ዝብል መርሆ ምኽታል፡ ንእዝጊን ወለዝግን ተጠቕምካ ንባዕልኻ ምትላል እዩ።

  • @eyasuyonas5626
    @eyasuyonas5626 15 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ንኩሉኩም ሳሚኤል አቃራርባካን እተቅርቦም ሰባት ማሃርንት አላዘብቲ ብምኳኖም ደሰ እናበለኒ መደባትካ ይከታተሉ ኢየ የቀንየልና ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ❤❤ ሎሚ ድማ ፍልይ ዝበለ ምሰ ሐሳበይ ተሳማሚዑ ቡዙሕ ተማሂረ የቀንየልና❤❤ ደጋግምካ ክተቅሪበልና ንምሕነካ አና ዓሜቅ ትሕዝቶን ተመኩሮን አለዊ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ናዓይ እም ሕቶይ መጻሕፍቲ ምብርካት ከምዘለዊ ኮይኑ አብ መአዲ ዘተ ይቀርብ ዶ ይከዉን?

  • @nationalinterest6656
    @nationalinterest6656 15 วันที่ผ่านมา

    Bejaka eba degagmo

  • @loli8ion
    @loli8ion 15 วันที่ผ่านมา

    ሰራውርን ዕምቆትን ሕዱር ሕማም/ባህርያት/ስነ-አእሙሮ ናይ ስርዓታት ውልቀ-መለኽቲ/ሕሉፋት ጸጋማውያንን የማናውያንን ዘይግንዘቦ ኮይኑ ይስመዓኒ፣ ካስትሮን ኪምን ፑተንን ንህዝቦም ብሽቑጥቁጥ ዘንብርዎ ዘሎዉ ደቂ አሉላ ስለ ዝኾኑ አይኮነን፣ ስታሊን ንትሮትስኪ አብ እተዓቖበሉ መክሲኮ ቀተልቲ ልኢኹ ዘጥፈኦ ወዲ አሉላ ክይኑ አይኮነ።🙏🏽🕊

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 15 วันที่ผ่านมา

    The Father of Poverty is Mr .Isaias Afwerki and it's by plan . In A rebic well known Saying " Hang your Dog in Order to Follow you "
    And Isaias has Few Business collective .

  • @user-cx4vv6gv2q
    @user-cx4vv6gv2q 16 วันที่ผ่านมา +1

    ATO Samuel dehri gugle 15 , ezom deqi alula ab Eritrea teaquibom zeneberu seltan mes hazu kem Beal hagos Kesha bajet nay mulue Hager gebitom neti gujele 15 zetaqawemwo nay tegray tigrgne Elama nab hebreteseb Eritrea keetwewo herdeg yeblu alewu, keseltom Elka zey heseb eyu, eti wedebat neqihu eyu , lieli kulu kea eti 8 Niger Enda belu zeqalelwo hebreteseb zedeqese atomic bomb kekhwenu kem zekhelu ayfeletun zelewu nezi gashakha aytedkem Belo, rekhus menfes zelewu eyu

    • @danieltekle109
      @danieltekle109 15 วันที่ผ่านมา

      መናፍስቲ ኣለልዩ ዝፈልጥ ብርሃን ካብ ተዓደልካ: "ርኹስ መንፈስ" ዝባረረሉ መኣዲስራሕከ ደሃያዶ'ለካ? ምስ ሰላምታ።

    • @user-cx4vv6gv2q
      @user-cx4vv6gv2q 15 วันที่ผ่านมา

      @@danieltekle109 Eritreawi tezabay eyu

    • @user-cx4vv6gv2q
      @user-cx4vv6gv2q 15 วันที่ผ่านมา

      @@danieltekle109 series equa nenaxnet beqie, hji gedkhum eyu

  • @Rtt34567
    @Rtt34567 15 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሰባኣይ ቡሱል ኢዩ

  • @wediere2238
    @wediere2238 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቶ ዳንኔል ዓለም ዕዳጋ ዶ በልካ ትኽክል ኣሎኻ ምዕራባውያን ኣብ ዕዳጋ ኣውሪዶም ብኢድ ኣዙር መግዛእቲ ክእውጁልና ስቕ ኢልና ክንርእዮም ኣይንኽ እልን ኢና፡ ደሓር ከኣ ንሕና ኤርትራውያን እንበር ደቂ ኣሉላ ኣይኮናን ካልእ ዘየለ ታሪኽ ኣይትመድር ኣጋዝያዊ ዝኾነ ኣታሓሳስባ ዘማዕበልካ ኢኻ አስል። እዚ ትዛረቦ ዘሎኻ እንታዝኾውን ንዓና ኤርትራውያን መሓሸና ኣቦይ ዳኒኤል፡ ጸላኢ የብልናን ትብልሲ መሓፈርካ ንሃገር ክንሕሉ ዶ ኣይኮናን ኣብ 3ወራራት ልዕሊ 19፡000 ዶ ኣይሰዋእናን ዲና ንበሰልናን ብረብሓናን ሃገርናን ኣይንጓናብሕን ኢና ኣብ ምዕራባዊ ሃገራት ትቕመጡ ዘሎኹም ኤርትራውያን እቲ ሓቂ እንዳፈለጥኩም ክትዋርዘዩን ንዓና ንመንእሰያት ነንሕድሕድና ከተቃትሉና ብቃላትኩም ኣብ ሜድያ እንዳወርወርኩም ከተዳኽሩን እንበር ሰላም ዘሚርኩም ኣይትፈልጡን ብሕልፊ ኣብ ደሃይ ኤርትራ ትዕደሙ ኣቦታት፡ ሃገረ ኤርትራ ክንደይ ምሁራትን መስተውዓልትን ሽሓኒ ምዕራባውያን ዘይልምጹን ሃገር ዝመርሑ መንእሰያት ኣፍርያ ኣላ እቲ ንሃገር ዝተቕስለሰን ዝደመየን ከኣ ሃገር ምምራሕ ኣይኮነን ልዕሊኡ ምተገበኦ ኣብ ስደት ኮንካ ኣብ ጥጡሕ ሳሎን ኮፍ ኢልካ ከምዚዶ ከምዚ ክትብሉ ግን ዓገብ ዓገብ ብሕልፊ ቶም ኣቦታትና ብታሪኽ ትሕተቱ ኣብ ዓይንሉም ዘሎ ገፈል ቕድም ኣልግሱ ንዞም መንእሰያት ዘየለ ስእሊ ወልቂ ረብሓኹምን ሽግርኩምን ኣይትግበሩና ንብለኩም።

  • @solomonsebhabtu5486
    @solomonsebhabtu5486 15 วันที่ผ่านมา

    Are you a politician or a preacher you just mixed up things how grown every body knows funny 😂

  • @ttek9180
    @ttek9180 14 วันที่ผ่านมา

    ዋእ ሐውና ዳንኤል ብጽሑፍ አበርክቶኻ ንንእደካ። አብ ጉዳይ መጽሐፍ ቅዱስ ግን ናትካ አፍልጦ ድሩት ኢዩ ዝመስል። ሐዲሽ ኪዳን ሮማውያን አስፋሕፊሖሞ ዝብል ግጉይ ኢዩ። ንሐዲሽን ብሉይን ኪዳን ብግቡእ ዘንበብካ'ውን አይትመስልን። ንወንጌል አብ መላእ ዓለም ዘስፋሕፍሑ፣ እቶም የሱስ ክርስቶስ ብግቡእ ዘስተምሃሮም 12 ሃዋርያት ኢዮም። " የሱስ ክልእኮም ከሎ ዝበሎም ከአ፣ ብመሰረት ማቴዎስ 28:
    19-20: "ስለዚ ኺዱ ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥመቕኩም፡ ዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ኺሕልዉ ኸኣ እናመሀርኩም፡ ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም። እንሆ ድማ፡ ኣነ ኽሳዕ መወዳእታ ዓለም ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ። " ክብሎም ከሎ ብግልጺ ነንብብ። ሮማውያን ግደፍ ከስፋሕፍሕዎስ ይትረፍ ንዓታቶም ንምጥፋእ ይሃድንዎም ኢዮም ኔሮም። ነቲ አብ ሮማ ብሐላፍነት ዘስፋሕፍሖ ዝነበረ ሃዋርያ ጰጥሮስ ከአ ሮማውያን ከምዝሰቐልዎ ኢና እንርኢ። ወንጌል ምስፍሕፋሕ ተልእኾ አምላኽ'ምበር ተልእኾ ሰብ አይኮነን። ስለዚ አብ ተሞክሮኻ ተመርኲስካ ብዛዕባቲ እትርእዮ እትሰምዖ ምድራዊ አፍልጦ ጥራሕ አቶኲርካ ፍልጠትካ ከተበርክት ብትሕትና የተሐሳስበካ።

    • @danieltekle109
      @danieltekle109 12 วันที่ผ่านมา

      ሰላም ክቡር ሓው: ኣበሃህላይ: "ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ኣፍልጦ'ለኒ” ዝመስል ብድዐ ዘንጸባርቕ መልእኽቲ እንተ ሃልይዎ: ንስሓ ዘይሰርዮ ሓጢኣተይ ኢዩ። ክልተ ሸውዓተ'ኳ ዝኣኽለኒ ኣይመስልን!!
      ካብ በልካ ግን: ኣብ እዋን ሮማውያን: ኣብ ትሕቲ ሓደ መንግስቲ ዝመሓደር ዝንበረ ጂኦግራፊ ኣዝዩ ዓቢ: ኣብቲ እዋን ዝመርሕ ዝነበረ ፖለቲካን ጥበብ ኣጸዋውታን ዝጥንፎ ዝነበር ብዝሒ ደቂ ኣዳም ኣዝዩ ብዙሕ ስለዝነበረ: ክርስትና ንምስፍሕፋሕ ዘሳለጠ መድረኽ (plat form) ኔሩ ምባል: ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ኢዩ።
      ዘይምንባብ ወይ ድማ ዘይምርዳእ ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ ኣየስምዕን። ኣበሃህላኻ ግን ኣብ በዓቲ እናነበረ ጥራይ እግሩ ክኸይድ ትሕዝቶ ናይዛ ዓለም ዕዳጋ ዝመነነ ባሕታዊ ዝብሎ'ዩ ዝመስል። ስለዚ ናብዛ ዓለም ዕዳጋ ክትመጽእ'ሞ ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ድኽነት ንእዋን ብዘርብሕ ምኹስኳስ መኣዲ ስራሕ ክትዋሳእ ጽቡቕ ፍቓድካ ምስ ኮነ ደሃይ ግበር!

  • @meronsiumberaki4590
    @meronsiumberaki4590 4 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ምስ ተብሀለ አብ ወጻኢ ዝነብሩ ተቃዉሞ ኢልካ ። እቲ ሰላም ሐቀኛ ሰላም ድዩ ኔሩ Game over ኢሉ ዶኮይነን ተበጊሱ? እቶም አብ ወጻኢ ዝነብሩ ዝበልካዮ ዓቅሚ አሎዎም ድዩ ንክቅበሉን ክነጽጉን? ካብ ስርዕት ኢሰያስ ንብጾቱ ከይተረፈ ንዳርአዩ ዝቀትል ስርዕት ካብዚ ከመይ ጌርካ ሰላም ትጽበ? ማለት ሰላም ካብ ሸይጣን ትምጻእ ዝበልካዮ ንሐዉን ብጻይን ዘጥፍእ ስርዕት ከመይ ጌርካ ትቅበሎ? ከመይ ጌርካ ትአምኖ?

  • @fiory25
    @fiory25 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤