Dehay Eritrea ኤርትራ፡ ትጽቢትን ክውንነትን ግንቦት 1991 - 2024! ደሃይ ኤርትራ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ก.ย. 2024
- Dehay Eritrea ኤርትራ፡ ትጽቢትን ክውንነትን ግንቦት 1991 - 2024! ተኸታታሊ ሰነድ!!
ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ወርሒ’ዚ መበል 33 ዓመት ናጽነቱ ይጽንብል ኣሎ። ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ብዛዕባ ናጽነቱን ህሉው ኩነታት ሃገሩን ዘይሓስብን ዘየስተንትንን የሎን። ብፍላይ እቲ ንጽምብል ናጽነት ዝረአን ኣብ ጽምብል እቲ ብስራት ዝተሳተፈን ከኣ ፍሉይ ዝኽሪ ክህሉ ባህሪያዊ እዩ። ስለዝዀነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዓመት ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዕለትን ሰዓትን ብዛዕባ ኩለንትናዊ ጉዕዞ ሃገርና ክንግምግም ኣገዳሲ እዩ። ስለዝዀነ ከኣ እያ ደሃይ ኤርትራ ናይ ሓያሎ ገዳይም ተቓለስቲ ተመኩሮ ተቕርብ ዘላ። ሎሚ እምበኣር፡ “ኤርትራ፡ ትጽቢትን ክውንነትን” ዘርእስቱ ቀዳማይ ክፋል ተኸታታሊ ሰነድ ይቐርብ ክትከታተሉና ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
24 ግንቦት 2024
#bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
ሰእልታት ካብ ኣርካይብ ቴሌቪዥን ኤርትራ!!
ደሃይ ኤርትራ!
Thank you Samy and Dehai crew for organizing this, the price paid for independence is priceless, while honouring and celebrating independence, the dream is hijacked by a brutal dictatorship
You are 💯 Right be strong
This should be presented every independent day for everrrrrrrr!!!!!!
Great job 👏!!!!!!💥🌟💫⚡️✨
Well done. Beautifully designed, narrated, and edited. It summarised the importance, of independence, and captured the emotions of Eritrean people at the time, its hopes and aspirations for the future. I hope the next clip will show where the Eritrean people went wrong and failed. I also hope it will show or predict the way out shine the light that leads the people to get out of the tunnel to see the sun or the light.
Raised my hat and salute you all for your hard work and dedication.
Solomon W. Yohannes
⁉️ሳሚ ሓወይ ጽቡቕ ስራሕ። ድንቂ ጌርኩም ኣወሃሂድኩሞ💙💙💙⁉️ Why did we fail 😭😭😔⁉️⁉️⁉️
I'm so proud of these programs. Thanks, keep it
ኤረትራ ብጽኑዕ ቃልሲ ንዓበይቲ ሓያላን ስዒራ እያ ናፃ ኮይና የሕዋት ኢትዮጵያ እኳ ብኢንግሊዝ ንጥልያን ዝሰዓርሎም ዘይተገዘት ሃገር ኢሎም ከይሓፈሩ ይጀሃሩ ልዕሊ 50 ሺሕ ምሩኻት ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣምህራ ዝሰደደት ኢረትራ ሓበን ይስምዓና ኤረትራዊያን ርሑስ በዓል ነጻነት።
Great job sami,
እህ 😭ንስኹምዶ አያታትናን አቦታቴና አብደገ ምተቀመጥኩም,,,ዳሓን እግዚኣብሔር ኣምላኽ አሎ ንኹሉ ግዜ አለዎ,, አብ አምላኽ ተስፋ አሎና,, thank u sami
Emotional moments of joy!!
Thanks Sami🎉🎉🎉
Brilliant, brilliant This is brilliant. I am at a loss for words to express how I feel.
ዝኸበርካ ሳሚ ናይ ብሓቂ ብሉጽ መደብ ኣቕሪበካ። ኣብ
1991 ዝነበረ ህሞት ናጽነትን ሓጎስን ስምዒትን ጠፈር ዝትንክፍ ኢዩ ነይሩ። ብኽቱር ሓጎስ ደንዚዝና ኔርና። ሎሚ ድሕሪ 33 ዓመታት ክንዝክሮ እንጀለና ግን ብጓሂ ኩምትር ንብል ንሓዝን። እተን ንስኻን ዕዱማትካን
ዘልዓልኩመንን መሰረታውያን ነጥቢታት ብጽሞና ክንግምግመንን መፍትሒ ክንረኽበለንን ኣለና።
1, ኣበይ ኢና ተጋጊና ወይ ተዓንቂፍና?
2, ስለምንታይ ኢና ድኻማትና ክሳብ ሎሚ ክንፍውስ ዘይክኣልና?
3, እቲ ኣብ 1991 ዝነበረ ወኒ ሓጎስ ትምኒት ኣበይ በነነ?
4, ህዝባዊ ግንባር ስለምንታይ ናጽነት ኣምጺኡ ብባርነት ተኪእዎ?
5, ንምሸቱኸ እቲ ንናጽነቱ ክቡር ዋጋ ዝኸፈለ
ህዝብና ከም ህዝቢ ክቕጽል እንታይ ንግበር ዝብሉ ሕቶታት ክንምልስ ይግብኣና።
ርሑስ በዓል ምውላድ ኤርትራ
ትግራይ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ተዋህዶን ዘምሓርሓሩን ኣዝማሪኖን ምጻሕጽሑ
የቐንየልና ፡ነዚ መደብ ዘዳለኹም፡
ኩሉና እቶም ኣብታ ዕለት ዓቕሚ ኣዳም ኣኺልና ኣብ ዝተፈላለ ቦታን ፡ዝተፈላለ ንጥፈታትን ዝነበርና ፡ነታ ዕለት ተመሊስና ከም ንዝክራ ጌርኩምና ,,,,ብዙሕ ተዘክሮ እዩ፡
ኣዝዩ ብዙሕ ትዝታታት፡ነታ ዕለት ክትዝክር ,,,,ሰባት ትዝክር ,,,ነታ ዕለት ክውን ንምግባር ፡ዝሓለፉ ትዝክር ,,,,፡ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ
Thank you Samy
ኣይትብከ እንድዩ ዘብኪየኒ ዘሎ፡ ኣምላኽ የለን እንዳበሉ፡ ካልእ ዘምልኹዎ ውልቀ መላኺ ፍጡር ሒዞምልና መጺኦም። እግዚኣብሄር ንኤርትራ ይባርኽ።
Thank you Samuel
ምርኣይ ምእማን ፡ ሰነድ ብግጉቡእ ክስነድ እንከሎ ደስ ይብለካ ። እዚ ዶኩመንታሪ ፊልም እዚ በዛ ዕለት እዚኣ ን24 ስዓታት ኣብ ኩለን መድያታት ክቃኒ ምስተገብኤ ።
Empowering messages that captures the essence of what it means to be free even from remote places and spaces of the world.
Thank you, AkaAka for your tireless efforts.
ክንዪ መኸተ ነቲ ሰላም ብግብሪ ክንሪኦ ይትስፎ።
ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
ብጣዕሚ ዝነአድ ፖሮግራም::
Good job qexlo asfaheyo thank you
Thanks, Samuel
Very inspired me and made me emotional ❤😂😂 and very true of all reflections.
It will Go very soon our 2nd liberation with our new generation of blue Revolutionary
አቦና መስፍን ሀጎስ መራሂ ተዝከውን ኔሩ ኣበይ ምበፃህና ኔርና ምክንያቱም ኤርትራዊ እዩ....
...ምኽንያቱ፦ ምሉእ ሓላፍነት ዝስምዖ በዓል-ሕድሪ እዩ!
@@tsigeasfaha9942 ኣይምሰልካ ንሱ ምግደደ ኣብ ስልጣን ከሎ ( 1991-1999) እንታይ ዲዩ ጌሩ ንሱ እንዶ ኣይነበረን ሚኒስትሪ ምክልካል ሰራዊት ስንኩላን ክርሽን ከሎ ክሳዕ ለይቲ ሎሚ ምዝራብ ዓብዩ ዘሎ
@@yosefberhe5302ዘይተንብብ ፡ስንኩላን ብሰንኪ ምርሻኖም ብድሌተይ ካብ ምክልኻል ተሰነቢተ ዶ ኣይበለን ፡ኣብ ጉዳይ ስንኩላን ዝኸበረ ምስጋና ይግብኦ፡ እዚ ምስክርነት ሓላፊ ናይቶም ስንኩላን ዝነበረ ዶክተር ኣማኑኤል ምሕረትኣብ ዝበሎ እዩ ።
mechem kab iseyas zeihaish yelen @@yosefberhe5302
ሕጂ እዉን ህዝቢ ኤርትራ ታሪኸ ኪሰሪሑ እዮ
I can’t wait for the next video
With all respect bro...
ሳሚኤል ብሉጽ ጋዘጠይና ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ሓሳብ የምጽእ
ሳሚኤል ድማ ኩሉ ጊዘ ብሉጻት ሰባት
ከም እኒ ማርሻል መስፍን ሓጎስ Dr ase
Grande professor በረኸት ወዘተ ወዘተ
ሳሙኤል ቡሉጽ ስለዝኾነ ቡሉጻት ሰባት ዩ ዘምጽእ
የቐንየልና
Aka Aka Bravo
Tanks so much Sami I am so emotional right now this video could be video of the year unforgettable time was No words steal today after 33 years
ወዲ 20 ዓመት ኮይነ ብዘይ ልበይ ኣብ ኣካውሕ ዓራርብ እንዳጎየኹ ንመጀመርያ ጊዚየ ኣየር ተገምጢለ ተሲኤ ስጋብ እዛ ስዓት እዚኣ ኣይደገምኩዋን።
ናይ ብሓቂ ዲኻ ንበይነይ እንድየ ክስሕቕ ጸንሔ
Thank you Dehay good moment for Eritrea.
ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ሽዋ ሃዲሞም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም ኣየ
Historic Reflection of Eritrean Independence Day ...Blessings!
Teddy talk about sadistic Tigrayan ቐሺ ኺዳኑ ዝብኢ ዝቅየር ቡዳ ጠቢብ ኢሎም ሰብ ዘሳቅዩ ተዋህዶ ትግራይ እህህ !!
Excellent.
Thank you very much when I see Masfen I am so happy but the dictator Of ERITREA he destroyed our people and Eritrean we have to stand against the dictator ❤❤❤
Thanks Dehay Eritrea. It's the great day for Eritreans that i can't express my happiness the beautiful day of freedom!
ኣብዛ ዕለት ዘይተሓጎሰ ሰብ መን ኔሩ ኢልካ እንተዝሕተት: ደርጋውያንን ኢሰያስ ኣፈወርቅን እዮም:: ምኳን ምሕታት ኣየድልዮምን እዩ: ዓመታት ብዝወሰዱ ተግባራቶም ኣርእዮምና እዮም::
Abotatna harbegnatat ❤🎉
❤❤❤❤❤ ብዓል መስፍን ሓጎስ ኣቦታት ሰውራ ሕጂ እንደሞ ኣብ ባርነት ህግደፍ ወዲቑ ።
And God bless All our ARKANAT for their time and God bless Sami
Well done
ሙሽ ሊቃውንቲ ኢኹም
ኣምሓርኛ ከመይ ተማሂዙ ጠፊእኩም
ምሃዝቱ ሓሰውትን ሰረቅትን ሰብደምን ጠንቖልትን ተጋሩ ንሽዋ ሃዲሞም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም ! ሚልዮናት ህዝብታት ብኣምሓርኛ ዝዛረቡ ይሳቀዩ ኣለው ! ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ንሳቀ ዘለና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና ! ደምና ኣይሰደኩምንዩ !
Great job Samuel !
ሰማር ተስፋይ ኣመንቲ ኣምላኽ ካልኦት ተዋህዶ ዝሰረረኩም ኢኹም
ክንደይ ሚልዮናት ህዝብታት ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም
Thankyou samuel it is good job I hear it today I was in asmara my dear thankyo😂😂😂😂😂
The great Haile Menkerios God bless you and your family
❤❤❤❤❤
That how we should celebrate our independence day
Thank you Samuel
ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና !!
እዛ ቪድዮ ስምዒታዊ ከይኮነካ ክትውደኣ ኣዝያ ኣሸጋሪት ኢያ። ቃላት ይሓጸረኒ ክዛረብ። ተጋዳላይ ሳሙኤልን ደሃይ ቲቪ ምስጋና!
ተዋህዶን ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ተጋሩን ኣጽንዕዎም ፍጹም ረሳሓት ሳዲስት ኢዮም 4።
እቲ ኡንኮ ብናጵኗት ኤረትራ ዟይቷሓጎሴ እስያስ እዩ፥፥
ሕጂ ውን ጌና ህዝቢ ኤርትራ ሃገሩ ከየድፍር ይቃለስ እዩ ዘሎ።
ነጻነት ኤርትራ ዘየሔጉሶ ኤርትራዊ የለን ኩሉ ኤርትረዊ ዝጽበያ ዝነበረ ስለዝኾነት ።ተጋዳላይ ሀይለ ድሩዕ አድላይነት ረፈረንዱም ክገልጽ ከሎ ረፈረንዱም ዝገበርና ጽሉል መንግስቲ አሎ ዘይኮነስ አብ ኢትዮጵያ ጽሉል መንግስቲ ከይመጽእዩ ይብል።ብሐይልናን መስዋእትነት ዘምጻእናዮ ነጻነት አዊጅና እመኑልና ኢልና ኮለል ምባል አድላይነት አይነበሮን ዓለም አይኮነን ንናጽነት ንረፈረንደም ምግባርውን ብዙሕ ዕንቅፉታት ትገብር ከምዝነበረትዩ ዝግለጽ።ድሕሪ ናጽነት ዝተራእየ ተርእዮታት ብዝተፈላለዩ ስባት ዝተፈላለየ ትንተና ክቀርብ ይረኤ ብፍላይ አብ ቃልሲ ዝነበሩ ሰባት ።ገለ ሰባት ምምጻእ ነጻነት ከምተጸበናዮ አይኮነን ይብሉ ከም ተጸበኻዮ እንተዘይኮይኑ ከምተጸበኻዮ ንኽኸውን ቃልሲ ከምዘድሊ ይረዶኦምዶ ይኸውን?ድሕሪ ናጽነትውን ግድል አሎ (ሓርነታዊ ቃልሲ )ይብል ደራፋይ ።አብ ደገ ኾንካ ጌጋታት ምጽብጻብ ንኹነታት ናይውሽጢ ክፈትሕ ዝብል እምነት አለዎምዶ የኸውን?አብ ዝመጽእ ርክብ ትብሎ ዘለኻ ብዛዕባዚ ተመኩሮኦም ዝገበሩዎን ዝተረፎምን መብርሂ እንተዝህቡሉ ጽቡቅ ምኾነ።ደሀይ ኤርትራ ምድላዋትካ ብጣዕሚ ዝነአድዮ።
The broken drime of eritian peaple by fiwe evil alement particular not happy sadist iseas afwerki
እብለኩም ኣለኹ ዋላ ሽሕ መልሓስኩም እንተመዓረ ውሽጣዊ ዕረነትኩም ስለ እተጋህደ ሃገረይ ብኣኹም ዝመጽእ ጽቡቅ ነገር ከቶ ኣይክህልዋን ኣይክትጽበን እያ።
ምኽንያቱ ቶኽላ በጊዕ ኮይኑ ኣይፈልጥን እዩ።
እዚ ንብዙሕ ዓመታት ብዙሕ ሓጎጽጎ፣ ክሳዕ ክንድዚ ምሕቋንን ገልታዕታዕን... ንዓኹምን መሰልኩምን ስለ ዘጽዓየልና ንዓና ንኤርትራውያን ኣዝዩ ጠቃሚ ግዜ ኮይኑ ተረኺቡሎ። ከመይሲ ስውር ዘሳቂ ሕዱር ሕማማም ንኸነለሊ ጌርና ስለ ኣሎ።
እብለኩም ኣለኹ ንዓኹምን መሰልኩምን ነዚ ሕጂ ትመዓትዎ ዘለኹም ሃገር ዝመርሕ ዘሎ መሰታኹም ወለዶ ትናፍቅሉ እዋን ይመጽእ ከምዘሎ ክስወጠኩም ይግባእ።
ሕጂ ኣፍኩም ከይጨኑ ዝመስለኩም እንተበልኩም ዋላሓንቲ ኣይኮነን።
ሕጂ ዝስውድ ዘሎ ሓላፍነት መጻኢት ኤርትራ ዝሽከም መጻኢ ወለዶ ኤርትራ ግን ብመሓሓሕላ ልሳንኩም ዝተለል ከይመስለኩም።
ኣርትራ ንዝተንኪ፣ ንኤርትራ ዘይ ስማ ዘሰክም፣ ኮርዩ ታሪኽ ኤርትራ ዝኽሕድ፣ ምስቲ ቀንዲ ኣባይ ኤርትራ ብዝኾነ ይኹን ምኽንያት ዝተሓኻኸኽ ፣ ሓድነት ኤርትራ ክበታትን ኩሉ ዝከኣሎ ክፍኣት ክዘርእ ሓኾት ዝብል፣ ኣብ ምዕቡል ጫካ ኮይኑ ብስም ኤርትራ ዝሽቅጥ፣ ቦታ ዘይህብ ከሉ ድሕሪ ኤርትራ ዝብል ኣዝዩ ጨካን "ምእንቲ መጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ" ዘይንታይዩ ህላወ ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘየእቱ ሃዲድ ኣሰር ጽኑዓት ሒዚ ዝደልደለ ወለዶ ኣብ ቅድሜኹምከፈ ኮይኑ እጽበየኩም ከምዘሎ ፍለጡ።
Despite all the obvious things we all know these guys are telling us that we should have done differently - the Wisdom of the EPLF and president Issayas Afwerki have proven them all wrong. The political economy of nation and state-building is a long and ardous process with many pitfalls and not a romantic academic discourse as these remote papertigers pronounce it to be. In fact, our nation is very lucky to have the enormous resilience and farsightedness of PIA and the EPLF which has made Eritea's sovereignity rock-solid despite the vicious cycle of sanctions and demonization by traitors. If you and your guests where in the driving seat in our land, we would not only have lost our independence but the dignity and respect we have and will always have for our dear martyrs. Long live Shaebia and the resilient Eritrean peoples army aka. EDF.
ኣብ ጎንደር ቕድሚ 300 ዓመት ኣምሓርኛ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ኣይነበረን ! ንምንታይ ትግራይ ሕዚውን ርኹስ ኣምሓርኛ ትዛረቡ ኣለኹም ! ንኣገው ኦሮሞ.. ክተሳቅይዎም
ስለዚ ኩልና ብኽንድዚ ትጽቢትን ብብዙሕ መስዋእትን ዝመጸት ሃገር ስለዝኾነትስ መጀመርያ ንህዝብን ንሃገርን ንኽብርን ንዓቅብን'ሞ እቲ ኣብ'ዚ ተገልጽዎ ዘለኹም ባዓል መስፉን፡ ባዓ ሕሩይ፡ ባዓል በረኸት ወዘተ ገለኹም ካባኻትኩም ኢዶም ምስ ወያነ ጠብሎቕ እብዳኣበሉ ዓላማኦም ከዐውቱ ዝተጸበዩ ስለዝነበሩን፡ ምስ ጸላኢ ኮይንካ ክትዕወት ካኣ ስለዘይካኣልን፡ ኣንቱም ኣብ ከምዚ ዝተቛማጣዕኩምን ዘይተቖማጣዕኩምን፡ ኣንቱም ምስ ወያነ ቀብጠርጠር ዝበልክምን፡ ወያነ ከም ዝዕወት መሲልዎም ናብ ወያነ ለኹሎኽ ዝበሉ ስለዝነበሩን፡ እዚ ካኣ ክሕደት ህዝብን ሃገርን ስለዝኾነን ካብቶም ከምዚ ዝገበሩ ካኣ ምሳኻትኩም ስለዘለዉን እየ ነዚ ዝጠቕሶ ዘለኹ'ሞ፡ ክሕደትን ጥልመትን ንህዝብን ንሃገርን ካኣ ይቕረ ዘይባሃሎ እዩ። ንቐደም ካኣ ንህጽብን ንሃገርን ድሕነቱ ይረጋገጽ። ኣንቱም ኣብ ከምዚ ዝተጠላቐኹም ካኣ ካብ'ዚ ከምዚ ህዝባውን ሃገራውን ጉዳይ ኣልግሱ፤ ምኽንያቱ ክሕደት ሃገርን ህዝብን ይቕረ ዘይባሃሎ ስለዝኾነ።
ሕጂ'ውን ዓወት ንሓፋሻ።
ብ2004 ኣረጊት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ንመንእሰያት ኤርትራ ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ክርእዩ ኣፍቂድሎም መታን መንፈሶም ሸይጦም ኩሉ ኽፋእ ክገብሩን ብፍርሕን ራዕድን ክሳቀዩን ግድንዩ
ሰላም ሳሚ ሓወይ ብ/ ጽቡቕ ሰራሕ።ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣብ መንጎ ሕጂ መርሓቲ ህግደፍ ዘለውን ፡ ዝነበሩን ፡ ክምኡ እውን ተሓኤ ዝነበሩን ዝኮነ ናይምቅርራብ(ምርድዳእ) ሰራሕ ተካይዱ ዶ ይፈልጥ፥
እስከ ተሓተቱ! ኣብ 24,05,1991 እታ ብ መዓር ዝተሸፈነት ስማዊት መርዛም ናጽነት ኣሕጒሳትኩም? ልቢ ወዲ መድህን በራድ ከ መግዛእቲ ኣምሓራ ምስ ተባረረ ተሓጉሳዶ ትኸውን? ብ ኸቢድ መስዋእቲ ኣብ 19,05,1991 ብርቱዕ ዕርዲታት ግምባር ደቀምሓረ ኣፍሪስና ዕለት 23-24,95,1991 ናይ ንግሆ ኣብ'ቲ ናይ ቀደም ዕርዲታትና ዕንቅፋት ናይ ጸላኢ ከየጋጠመና ደው ክንብልን ክንዓርድን ተኣዚዝና ኔራ፡ ስለምንታይ? መግዛእቲ ኣምሓራ ምስ ተባረረ ብዙሕ ከየዕረፍና ኣብ ውሽጢ ሱዳን ብምኽኒያት ጀሃድ ከነጥፍእ እናተባህለ ኣብ ቶኮር፡ ቶጓን፡ ማማን፡ ሓሽነይት,,,,ወዘተ ካልእ ኣስማቱ ዘይዝክሮን፡ ስለምንታይ ድሕሪ ናጽነት ኲናት ከየዕረፍና ንሓልፎ ጸኒሕናን ኣለናን?
Azyue betami,Xibuk,sirah Sami,hawey.nikulum,,dima,belibi nemsginkum.
Abalat shabia mis merhinetom bhaqi kubat nay kinat eyom neurologue. neaye
ብሱላት
Etidegerimi ane 1995 riaya misitemanewu abi mitilitali arikibe ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤.
ናይ ሓርነት ባርያ
ክክክክክ ኩላ እዛ ከዳዕ ትእካኪባ መክደን ድስቲ ከማን ክትከፍት አይትክእልን እያ
ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ !
ዕድመ ተጋሩኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ላሊበላ ! ደም ደምና ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትንዎ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና 4።
Yibel Sirah Sami!
Sami Where is amb andebrhan ?
መሪሒነት ህዝባውግንባር ኣብ መዳ ብዝገበርኩሞ ገጋታት ካብ ካብ ተሓታትነት ንምህዳም ኣብክንዲ ንገጋኩም ኣሪምኩም ፍረጻዕሪ ኢቲ ህዝቢ ኣብ ክንዲ ትገብሩ ፡ ቁስልኩም ሓቢእኩም ዘይግለጽ መሲልኩም መላእ ህዚ ኢርትራ ኣዳአዳ ገርኩሞ፡ ሕማቅ ታሪክ ህዝቢ ኢርትራ ግን ናይ ግዜ ጉዳይ ኢዩ ኢምበር ክዕወት ኢዩ፡ ወዲቁ ክትስእ ኢዩ በር ከ እዛ ሃገር ዋጋ ተከፊልዋ ኢዩ። ኢቲ ክቡር ደም ረዚን ኢዩ ብርግጽ ዓወት ኣሎ።
😢እዚኢም ዘኣመሰሉ ገዳይም ኣርካናት ደቂ ሃገር ኣብ ስደት ተጉሒፎም ስደትና ክነውሕ ምዃኑ ይበርሃልካ።
ንሙዃኑ ኢሰያስ ክስብ ክንድዚ ሓያል'ሉ
ለማኒ ጀቭሃ ዶግ
ሕድሪ ሰወአት ተጠሊሞም ን 33 ዓመታት ንህዝቢ ከይሰርሕ : ከይገይሸ : ከይምማሃር : ከይወልድ አብ ማሰከራት ወታሃደር በረኻታት አሰፊሮም ሀገር አደሰኪሎም መንእሰይ ክሰደድ ገይሮም ምሰ ጎሮባብቲ ሀገር አብ ኵናትን ምትፍናን ክነብር ጌሮሞ መንግሰቲ ትግርኛ
The main affect our problem our character
There is a generational differences between the guests and the younger generation who is rising up against the regime who robbed them their youth and sent them back to the stone ages while living in the 21st century. It is an epic tragedy. I was hoping all of them if not some of them to say a thing or two about the emerging new reality with respect to Eritrea-the firebrand Bergade n’Hamedu-regrettably the guests are ossified in the past when the new generation is looking forward to reinvent Eritrea in its own image sans Higdef and its vulgar legacies. Happy Independence Day!
ሕዝቢ ኤርትራ ኣይተዓደለን
Still we are repitting the problems
Kla Tim bel
Tim bel Jassusss
Tim bel kiwininet .men kiserhalka Hamberger kitbeli niska .goduf
ሃገር ማለት ኣብ ስደት ኮንካ ኣይርድኣካን ኢዩ ።ብጃኹም ኣይተልግጹ ኣቲኩም ህነጹ ብስራሕ የእሙኑ።ሃላዋት ጠፋሻት
🎉 en
ወንጮ እንተሐጸብካዬ ወንጮ እዩ ዝርጋት:: አይትመርሑ : አይትምርሑ:: Useless!
ሳምኤል ኩሉ ዝካአለኩም ጊርኩም አብደገ ኮይንኩም ግን ህዝቢ ኤርትራ ዓሻ አይኮነን ዘይጽዓት ምስኮነኩም ዓክ ትብል አለክ ሐዝን ስዕርኩም አክንዲ ሐጉስ ወወጽእኹም እይ እይ ኢልኩም ትብኽዩ አለኹም እሱ እዪ እቲ ሐቂ ቀቢጸ ተስፍ ድዩ መልስለይ
What's your expectation
You have no any intellectual capacity and moral to talk about this. What was your contribution to this country last 28 years as individual or as citizen. Can't you see all the obstacles and sanctions against our beloved country. Why can't you talk about
all the injustice of western power against Eritrea in the last 32 years. You are not patriotic
ንስኹም ዝኽርኹም ግበሩ ደቂ ሸራሙጥ፡ ኣብ ዘይነጻነት ነጻነት ኢልኩም ተሽክዕዎ ሰብ የለን።ንሕና ናጽነት ኣይንፈልጥን እንትርፎ ዘምጻእክሞ ባርነት። ደቂ ሸራሙጥን ሸራሙጥን!
ሃገርን ናጽነት ንክትሸጡ ብውሕዱ 30 ዓመት ተንቀሳቕስኩም። ኣብዚ ውሽጢ 30 ዓመት ዝገበርኩሞ ምንቅስቓስ ኩሉ ህዝቢ ተዓዚብዎ እዩ። ገሌዂም መንነትኩም ቀይርኩም፡ ገሌኲም ብገንዘብ ሰዲዕኩም ተዳናጊርኩም, ገሌኲም ጸቢብነት ውሒጥኩም። ገሌዂም ንስልጣን ስሚዒትኩም ምቁጽጻር ስለዝሰኣንኲም ንስልጣንኩም ክትብሉ ኣብ ምርባሽ ህዝቢ ተዓጢቅኩም። ገሌዂም ------------------- እንታይ እልና ሞ ክንገልጸኲም እና። ስለዚ ንስዂም ጠንቂ ስደት መንእሰያትናን ምብትታን ህዝብናን ፡ ንድሕሪት ምምላስን ንታሕቲ ምድቋስ ሃገርና ፍተው ጽልኡ ልዕሊ ጸላእትና ንስካትኲም እዂም መሳርሕቲ ጸላእትና ዝኮንኩም።
ሕጂ ውን ንህዝብን ሃገርን መንግስትን ኤርትራ መሬት ሕዝዂም እቕረ በልዎ። ምስ ነብስኲም ተነስሑ። ምስ ኣምላኽ ተዓረቑ!!
ክብርን ምስጋናን ነታ ርእና ከይንስእና ዝሓለወልና ሓይሊታት ምክልኻል ኤርትራ።
ኦ ኣምላኽናን ፈጣሪና እግዝኣብሄር ንሃገርና ባርኽ፡ ንህዝብና ሓይልኻን ምሕረትካን ጽጋካን ሃብ።
መን እዩ ሸይጥዊ
ኣፍ ልብኻ እናጠፍጠፍካ እሳኻ ኢኻ ትመርሓና፣ ኣይከሰርናን፤ ኢትዮጵያን ኤርትራ ሓደ ህዝቢ፤ ኣብ ዘይውዳእ ኵናት ሸሚሙና፤ ክንደይ መንእሰያት ኣህሊቓ፤ ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ፤ ተደምረናል ተጨሪሑ
እቶም ፍዉሳት ድማ ወያነ፤ ገንዘብ፤ ኣመሪካ ለለ ምባል ንኤርትራ ኣብ ዲቕ ዝበል ጸላም ሸሚምዋ፤፤
Jebha 1961~1981 🇪🇷Hizibwi Ginbar Deki Tigrinya Jeganu 1970~1991🇪🇷😇
ሙሽ ሊቃውንቲ ኢኹም
ኣምሓርኛ ከመይ ተማሂዙ ጠፊእኩም
ምሃዝቱ ሓሰውትን ሰረቅትን ሰብደምን ጠንቖልትን ተጋሩ ንሽዋ ሃዲሞም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም ! ሚልዮናት ህዝብታት ብኣምሓርኛ ዝዛረቡ ይሳቀዩ ኣለው ! ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ንሳቀ ዘለና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና ! ደምና ኣይሰደኩምንዩ !
ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና !!