መደብ እንደርታ አብ ጣብያ ድድባ ዓዲቀላቅል❤❤❤❤🙏#

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 พ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 554

  • @WediKeshi-wc2ew
    @WediKeshi-wc2ew หลายเดือนก่อน +108

    ፀገም ህዝባ ይኹን ባህሊ ዓዳ እናፋለጠት ዘላ ጋል ራያ ክትምስገን ዝግባኣ እያ ከምኡ ድማ ናብ ኩሉ ከባብታት እናኸደት ትሓቢኡ ዘሎ ባህልታትናን ተፀጊሙ ዘሎ ህዝብናን ናብ መላእ ዓለም ከምተፋልጠልናን ብዓል ምሉእ ተስፋ እየ ኣጆኺ በርትዒ ክብል ይፈቱ

    • @medhin8187
      @medhin8187 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

    • @Samitrghh
      @Samitrghh หลายเดือนก่อน

      እኔ ወታደር ነኝ አብይ እና ኢሳያስ በሰሜኑ ጦርነት አሁን በአማራው ጦርነት ቢኖሩም አይጠቅሙም ብለው25ሺ በላይ ቁስለኛ ወታደር እረሽነው ገለዋል ግማሹን በመርዝ ገለዋል ለወታደር ምንም ክብር የላቸውም ለጄኔራሎች ጥሩ ገንዘብ ሰተው ተራ ወታደር እዴት እደሚሰቃዩ እዴት እደሚስገድዱ የሚበላ የለም ምንም ዘርፈ ብላ ይላሉ ምሳ የሚሰጥ ስንት ስቢል ገደልክ ስንት ቤት አቃጠልክ የሚከሱ ለምን ትምርትቤት ሳታፈርሱ ማሳ ሳታቃጥሉ መጣቹ ነው የሚሉት ፍት ለመከላከያው ሰራዊት😢🎉😂

  • @letshegidey2935
    @letshegidey2935 หลายเดือนก่อน +55

    ኣነስ እዚ እደረታ ደስ ክብለን እስቲ ደቂ እደረታ እታሃልክን ብሰላም መሬት ዓድና ይምለሰና ሞ ክተዛውራኒ ኣነ ድማ ሽረ ከዛውረክን እየ ምቁራተይ 🎉🎉❤❤

    • @user-li6ux7dw9p
      @user-li6ux7dw9p หลายเดือนก่อน +1

      ብሰላም ጥራሕ ንመለስ መዓረይ ኽነዛውረኺ ኢና❤

    • @letshegidey2935
      @letshegidey2935 หลายเดือนก่อน +1

      @@user-li6ux7dw9p እሽኒ

    • @user-ml8fs3xc4y
      @user-ml8fs3xc4y หลายเดือนก่อน

      ማዓረይ ባዕለይ ከዘውረክ እዩ❤

    • @user-qb3zc5ex6o
      @user-qb3zc5ex6o หลายเดือนก่อน

      ኣብሽሪ

    • @temesagenamalaka4511
      @temesagenamalaka4511 หลายเดือนก่อน

      ጨለ እምበይተዋይ ማዓረይ ላዉኡ የብቀዐና❤

  • @user-hb2lt8yv7r
    @user-hb2lt8yv7r หลายเดือนก่อน +106

    ታእይባ ላይክ ተውሕድላ ላይክ ግበርላ ተጋርዋይ ሰስክራይብ ለ ግበርላ ላኣ ጥቅምይ እዩ ላአናለ ምንም አንግዳእይ❤❤❤❤

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @Monliaz
    @Monliaz หลายเดือนก่อน +75

    ተጋሩዋይ ኖዒ እሰካ 50k ንብፅሕያ ንጋል ራያዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

    • @Eleni-bz5mm
      @Eleni-bz5mm หลายเดือนก่อน

      @@AbushEtanbetL-vemenay ewen demuruney eba tagarway please

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme หลายเดือนก่อน

      @@Eleni-bz5mm ደሚረኪ ናተይ

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme หลายเดือนก่อน

      @@Nebu1619 ደሚረኪ ናተይ

  • @medifentaw7513
    @medifentaw7513 หลายเดือนก่อน +15

    እኔ አማራ ነኝ ወላሂ አንዲም ትግሬወች በክፉ አይን አይቻቸው አላቅም እወዳችሁ አለሁ ምንም ቢሉ ደሞቻችን ናችሁ እወዳችሁ አለሁ❤❤❤

    • @HiwotKidanemariam-bu6yn
      @HiwotKidanemariam-bu6yn หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

    • @user-ok1in4iu2e
      @user-ok1in4iu2e หลายเดือนก่อน +1

      ዘረኘነት። የውደም አድነት የለምልም

    • @liyagebretsadik
      @liyagebretsadik หลายเดือนก่อน

      ነበር እድሜ ለፖለቲከኞች ይህን ጀግና ህዝብ አዋረዱት የራሱ ታሪክ ያለው ጀግና ህዝብ ተገፋህ እያሉ የበታችነት ሰበኩት ከአማራ ጋር በሀይማኖት በባህል ተቀራራቢ አንድ የሆነ ህዝብ ነጣጥለው አዳከሙት ለዚህ ሁሉ ተጠያቂ ፖለቲከኞች ናቸው ህዝቡ ለራሱ ሆዱን ያልሞላ መከረኛ

    • @ruhamabarkot4802
      @ruhamabarkot4802 หลายเดือนก่อน

      አንች አሽቃባጭ እነሱ በጣም ይጠሉሻል ይጠሉናል ታውቅያለሽ ማርያምን ነው የምልሽ አታሽቃብጭ እርፊ😕😕😕

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ หลายเดือนก่อน +51

    ጋል ራያ ናይ ኣፅቢ ጥሕሎ እዉን ንፅበ ኣለና ❤❤❤❤

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 หลายเดือนก่อน +10

    እቲ ብፍንጃል ዝገበርክዮ ናይ ዝሃፀፀ እዩ እምበ ብኢድኻ እዩ ዝወፅእ እቲ ቅርፂ ካብኡ ለ እቲ መጣቅዕቲ ብኢድኻ ኣይኮነን ዝንገፍ ብመሓስስ ገይርኻ እዩ እቲ ኣላኩሸ ዝበልኽዮ ድማ ኣርጒድኽዮ ኣላኩሸ ርቅቅ ይብል እዩ ብዝኾነ ጎበዝ እኺ 🥰🥰

  • @user-li6ux7dw9p
    @user-li6ux7dw9p หลายเดือนก่อน +26

    እንደርታ ዓደይ ዓዲ ብላዕ ሰተ በሰመኣም ከብደይ ገልበጥበጥ ኢልኒ 😴
    ና ምንጣሮ ነገር ዘኪረለ በይነይ ስሒቀ😂 ኣሕዋተይ መዓረይ ቅዱስ ሚካኤል ናብ እንፈትዋ ዓድና ይኣክበና

    • @temesagenamalaka4511
      @temesagenamalaka4511 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን

    • @DhfggFudtft
      @DhfggFudtft หลายเดือนก่อน +1

      እንካዓ በሰላም መፃኺ ፅሪተይ ጓል ራያ

  • @gualEnderta
    @gualEnderta หลายเดือนก่อน +35

    እንደርታ ዓደይ ዓዲ ዓበይቲ ድድባ ደርግዓጅን❤❤❤❤❤

  • @tirutasfwu8258
    @tirutasfwu8258 หลายเดือนก่อน +6

    ዋውውው በርቺ ጎበዝ የማዘርን እንጎቻ አስታወሰኝ ከባህርዳ ነዉ እመከታተልሽ ❤❤

  • @selamhabeshawitselamhabesh3070
    @selamhabeshawitselamhabesh3070 หลายเดือนก่อน +6

    ኣርቱየ ብጥዓሚ ኢየ ልፈትየኪ ግን ዛ ደርፊ ማርያም ኢያ ስብኣያ ድማ ገብሪኤል ትብል ኣዉፅእያ ምረይ ኣይባሃልን በስምኣም😢😢

  • @kalu546
    @kalu546 หลายเดือนก่อน +24

    ብመጀመርያ ባህሊ ወለድኺ ልምፍላጥ ትገብርዮ ፃዕሪ ከይድነቕኩኺ አይሓልፍይ አርቱየ
    ብምቕፃል እቲ ጎጎ ትድምድምዮ ተለኺ ብኽልተ መንገዲ እዩ መጀመርያ አፃብዕቲ ኢድኺ ዓፂፍኺ ካልአይ አፃብዕትኺ ዘርጊሕኺ ትድምድምዮ 👌
    3 ጎጎ ጠቂዕኺ እስካብ ላብ ሞጎጎ ልአቲ ንፋስ ከይወቕዖ በዛ ሙጉዲ ትኸድንዮ👌
    4 ምስ አተወ መጣቕዕቱ ብማሕሰስ እዩ ልራገፍ ትሕሩፅ ይብለኪ ሓፍተይ ናተይ
    So አድቒትኺ እየ ካብ ደርጋዓጀን ዓደይ አራጉረ❤🎉

    • @Tigraweyti231
      @Tigraweyti231 5 วันที่ผ่านมา

      ገሚተያ ናይ ደርጋዓጀን ጎጎ ሃምዚ ልበልከዮ እዩ ልጥቃዕ እንደርታ ደርጋዓጀን ዓድና ❤

  • @user-ml8fs3xc4y
    @user-ml8fs3xc4y หลายเดือนก่อน +26

    ዛንቤተዋይ ክብረት ይሃብልና እንደርታ ዓደይ💜🦋

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ❤

    • @user-hw9ui3nx2t
      @user-hw9ui3nx2t หลายเดือนก่อน

      በበይ ካባቢ እዩ ኣንደረታ

    • @shraabraham8894
      @shraabraham8894 หลายเดือนก่อน

      መቐለ ከባቢ​@@user-hw9ui3nx2t

  • @mebrihitkidanu9362
    @mebrihitkidanu9362 หลายเดือนก่อน +10

    ዝዓበኩሉ ኣታዓባቢያይ ብህልና ጥዑም ማርያም ትጥልፊ ምሰ ረአኩ እኮ ኣደዋይ ተራኣያትኒ የቀንየና ጋራያዋይ❤🙏ተጋሩ ኣሕዋተይ ነታባበዐያ እሳኮ ደክምን ተይበለት ናብ ኩሉ ከባቢታት እናከደት ባህልና ናፍለጠትሰ ንምንታይ ለይነታባባዕ❤

  • @plmm816
    @plmm816 หลายเดือนก่อน +18

    ኣፅቢ ከድኪ ለ ጥሕሎ ምስራሕ ኣቅርብልና ጋል ራያ❤

    • @ኣፅቢ
      @ኣፅቢ หลายเดือนก่อน +2

      ሓቂኪ ጋልእኖ ❤❤❤

    • @user-pe5ei5fs3b
      @user-pe5ei5fs3b หลายเดือนก่อน +2

      እረ ናፍቅ ንሞት ኢልና ኣፅቢ ዓድና❤❤❤

    • @user-dq5kv7bz2q
      @user-dq5kv7bz2q หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ ኣፅቢ ዓደይ
      ኣነስ ጥሕኒ ደስ ይብለኒ እሞ ረኪበ ዘይፈልጥ 6ተ ዓመተይ ገይረ😥

    • @plmm816
      @plmm816 หลายเดือนก่อน

      @@user-dq5kv7bz2q ኣበይ ዲኪ እንየኪ ቃረባ ተኮንኪ ክሰደልኪ ክዓዲ ልመፀ እንየኒ

  • @FerFerFe
    @FerFerFe หลายเดือนก่อน +4

    ጋል ራያዊ የኔ ቆንጆ ዓድና 6ተ ዓመት ዝሓድግናያ አርእኪና መርሚእቲ ዓድይ ተናፋቅቲ 😢🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-sn1du4cp2
    @user-sn1du4cp2 หลายเดือนก่อน +14

    ዋውው ጓል ራያዋይ ዋሓላ ብኹሉ ምእዝንቲ ኢኪ

  • @MeazaAregawi
    @MeazaAregawi หลายเดือนก่อน +31

    ባህልና ጥዑም ጓል ራያዋይ ተፈታዊት❤

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @fhhjf9904
    @fhhjf9904 หลายเดือนก่อน +14

    አሰይይ ምሰሊ አደታትና ኩሉ ዝጥዕመልኪ ጋል ራያ ሽኳር አሰይ እንደርታ ዓደይ አናፍቅክና እምበይ ጎጎ አደዋይ❤❤❤❤

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg6692 หลายเดือนก่อน +1

    ቀፅልሉ ጓል ራያ ሓላል ብእውነት ብዙሕ አዘኪርክኒ ደስ ክአ ኢሉኒ ናይ አዴታተይ ናብራ ስለ ዘርአክና❤❤❤

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 หลายเดือนก่อน +9

    Thanks!

  • @user-be6zm5ik8h
    @user-be6zm5ik8h หลายเดือนก่อน +18

    እንደርቶት መጀመርታ ገዛና አሸላልሚ ቀይጢ ኢና ነውጽአሉ አደራሽ ገዛና ብስፌት ትሓንጺጹ ደገ አፍ ገዛና ተሸሊሙ መባትና ትሓባቢጽ አሰይ ኩሉ እንደርታ ከምኡ እዩ ❤።አጉደኩም ግን ጓል ራያ አይረርናይ😂❤

    • @user-ml8fs3xc4y
      @user-ml8fs3xc4y หลายเดือนก่อน +1

      እማንኽ ጓል ዓደይ እንደርታ ዓደይ❤😂

    • @jeirejeire8992
      @jeirejeire8992 หลายเดือนก่อน +1

      እንደርታ አበይ ከባቢ ዓደክን ❤

    • @user-ml8fs3xc4y
      @user-ml8fs3xc4y หลายเดือนก่อน +3

      @@jeirejeire8992 እንደርታ ደርጋዓጀን💜😍

    • @jeirejeire8992
      @jeirejeire8992 หลายเดือนก่อน

      @@user-ml8fs3xc4y 🥰

    • @user-be6zm5ik8h
      @user-be6zm5ik8h หลายเดือนก่อน

      @@jeirejeire8992 መሳኑ

  • @medhin8187
    @medhin8187 หลายเดือนก่อน +8

    ደስ ይብል ባህልና ❤
    ዓሳ ክፈቱ ኣነ ድማ 😍
    ስደት ኬድና የለን ቁኖ😎
    ይበል ቁኖ ኣዴና ❤
    ኣደዋይ ለ ትኽእል ከምዚ ዝበለ ብኣና #ስገም ቁኖ ንብሎ ስገም ብዓሳ ❤
    ባህልና ንዓቅብ ❤❤👍
    ናብ ዓጋመ ዉን ዘወር በሊ ጓል ራያ ዓይነይ ❤

    • @Hareg675
      @Hareg675 หลายเดือนก่อน +1

      መድየ ኒዒ ናብ ዲዛን ከተማ ክቁኒነኺ ዛናተይ ሕምሽክክ ከብለኪ🥰🥰🥰

    • @medhin8187
      @medhin8187 หลายเดือนก่อน

      @@Hareg675 ሃረገይ ዛምበይተይ ወለላ የቐኔየለይ 😍
      ዳርጋ ዝቖነንክኒ 😘
      ሳምጣ የ ዘለኹ ክትመጺ እንተለኺ ጀዉልለይ😂😂 ሹርጣ ያ ተፍርሐኒ ካብ ገዛ ወጽየ የፈልጥን 😁 በይነይ ድየ ግን ዝፈርሓ🙄

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm หลายเดือนก่อน +3

    እሰይይይይ ጓል ራያዋኒ ፅሪይቲ ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እረ ቀፅሉሉ ዝመደብ❤❤❤❤❤🌹🌹🌹

  • @BhflhkkCjgjkui
    @BhflhkkCjgjkui หลายเดือนก่อน +2

    ጓል ራያ ሽኮር የቀንየልና ብጣዕሚ ኢኺ ኣሐጊስክና ባህሊ እንደርታ ዓድና ጥዑሙን ሙቁርን እዩ ዓደይ ናፊቀ ነዚ ምስ ረኣኩ😢

  • @user-gj6rk3og4o
    @user-gj6rk3og4o หลายเดือนก่อน +1

    ይመ ቸኺ ንልራ ያዋ ❤❤🌿🌿🌿

  • @weynshetmarem5579
    @weynshetmarem5579 23 วันที่ผ่านมา

    ይችን ልጂ ስወዳት በማንነቷ የማታፉር ግን ቋንቋ አልችልም ዝም ብየ ነው የማያችሁ❤❤❤❤

  • @mettik1562
    @mettik1562 หลายเดือนก่อน

    you are so so beauful!

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይይይይ ጓል ራያ ፅሪቲ ባህልና ጡዑም እዩ አጀኪ በርትዒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤

  • @UfXy-hx3ws
    @UfXy-hx3ws หลายเดือนก่อน +5

    አፅቢ ወንብርታ እባ ሚካኤል እንባ ኪዲ እርእይና

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

    • @shraabraham8894
      @shraabraham8894 หลายเดือนก่อน

      ሚኪኤል እምባ ዲኺ

  • @SlB-bd2jy
    @SlB-bd2jy หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዑሚ ደሰ ባሃለ ጋል ራያ ጣዕማምዋ ቓፅልሉ ባህልና ጥዑም ጋል ዓድይ ዓሳድ ምኾኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይይ ፅብቅተይ ደስ ክብል❤❤❤❤❤

  • @user-lq2kj6yd5t
    @user-lq2kj6yd5t หลายเดือนก่อน

    ጓል ራያዋይ ሓቦኛ ትግራወይቲ❤❤❤
    ኣብዝሕና እና ንፈትወክን ነኽብረክን ኣይጀኺ ቐፅሊሉ ጓልነይ❤❤❤

  • @user-vh4ov2mx9j
    @user-vh4ov2mx9j หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ፅብቅተይ ደስ ክብል ❤

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh7176 หลายเดือนก่อน +1

    ጋል ራያ ሽኮር ገወዝ ❤❤ ድርማሞ ኣብ ዓድና ወጀራት ኣደታትና ከይተደርመማ ኣይከዳን።

  • @Aass-fj3lj
    @Aass-fj3lj หลายเดือนก่อน

    ኣደዎይ ኣዘኪርክኒ ስደትና ኣሕፅረልና ኣምላከይ❤❤❤

  • @user-lt6zo7mu6o
    @user-lt6zo7mu6o หลายเดือนก่อน +4

    ዋውው ጋል ራያ ሽኮር ደስ ክብል🥰
    ናኣደዋኒ ሕበሻ ኣናፊቅኽኒ😢❤

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @amlesetmuruts470
    @amlesetmuruts470 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይ ንዕነ እስኪ ደቂ እንደርታ ከማይ ዝተሓጓስክን አቤት ውሕልልና አሰራርሓ ገዛውቲ አደራሻት ሆዳሙ እንደርታ❤

  • @tekletekle8440
    @tekletekle8440 หลายเดือนก่อน +3

    ወይ ግርማ መጎስ ጋል ሪያ ፅሪቲ❤❤

  • @Yrgu692
    @Yrgu692 หลายเดือนก่อน +3

    ጎቦዝእኪ ቀፅልሉ ምክላስ ጠስሚና ምክላስዜቲ ኣምፅእልና ጋራያዋ

  • @temesgenkahsay2028
    @temesgenkahsay2028 หลายเดือนก่อน +1

    ጎረቤተይ ጎበዝ ኢኺ በርትዒ።

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr หลายเดือนก่อน

    ጋል ራያዋይ ፅርይቲ እዝውቲ ከምኣደታታ ኣፅቢ ድሕሪ መስቐል መፀመፀ ልደት ከይድኪ ኣገባብ ኣስራርሓ ጥሕሎ ኣቕርብልና

  • @lailamehari3800
    @lailamehari3800 หลายเดือนก่อน

    መሸለሚ ግን ካራ ጊዜ ዘምፀኦ እዩ.እታ ጎበዝ ጋጋሪት ሕባሻ ብኢዳ እያ ትሽልም ነይራ.ካብኡለ ኣብ ዒረ ጫፍ ዝወፅ ዕምጨቲ ኒግዚኡ ስሙ ጠፊኡኒ ኣሎ ብኡኡ እየን ዝሽልመኦ ነይረን ወለድና ,ካብ ሕባሻታት ዓይነት ንድግስ ዝሕበሽ ረቂቅ ሕባሻ ኣዝዩ እዩ ዝጥዕም ,ዋላካ መቐለ ተወሊደ ይዕበ ግን ሳላ ሓፍቶቦይ ሓገረሰብን ናብሮኦምን ብደቢ እየ ዝፈልጦ ብጣዕሚ እውን ይፈትዎ

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋል ራያ ሽኮር አደታትና እበር መስልኪ❤❤❤

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @brktihagos1925
    @brktihagos1925 หลายเดือนก่อน

    ንፍዕቲ ከም ኣዴታትና ናብ ኩሉ ከባቢታት ትግራይ ኬድኪ ስርሕልና ስልጠና ተባሂሉ ብዙሕ ዝሃስስ ዘሎ ባህልና ትውፍትና በርትዒ ዝሓፍተይ ❤❤❤

  • @atakltihaileselassiehagos4265
    @atakltihaileselassiehagos4265 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ገላፂ ምድላው እዩ:: በርትዒ!

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 หลายเดือนก่อน

    ክንደይ ደስ ይብል አደዋይ አዘክርክና ቃፅልሉ ጋል ራያ ❤

  • @user-hh6uj8op4s
    @user-hh6uj8op4s หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ከማክስ ሽሕ ይወለዳ መክበሪት ባህላ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asefutadese8145
    @asefutadese8145 หลายเดือนก่อน

    እንደርታ ዓደይ ጓል ራያ ናይ ኩሉ ግዜ ብልፅተይ ኢኺ መርአያ ብዙሓት ኢኺ😍😍😍

  • @fevenfeven-dv7xc
    @fevenfeven-dv7xc หลายเดือนก่อน

    እንደርታ ዓደይ ዓዲ ሳሓቅ ጫወታ ጋል ራያ የቀኒየልና ማዓረይ ❤

  • @ndgsr2892
    @ndgsr2892 หลายเดือนก่อน +1

    *_ሕምባሻ ብከተማ እዩ ብገጠርና ግን ጎጎ ኢና ንብሎ ጎጎ እንደርታ ናፊቀ😢😂_*

  • @user-gb5yh5fd7g
    @user-gb5yh5fd7g หลายเดือนก่อน +1

    የዒስ ፅሪቲ ዓለም ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኪ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @user-nk5dr7qp9j
    @user-nk5dr7qp9j หลายเดือนก่อน +9

    ጎጎ ዓድና❤❤❤❤ተናፋቂ

  • @user-bd9mj4eq6g
    @user-bd9mj4eq6g หลายเดือนก่อน +2

    ወሐለ

  • @reemal1725
    @reemal1725 หลายเดือนก่อน +3

    ክዳንኪ ደስ. ክብል❤

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ኢኺ ንፍዕቲ ።ከምዚ ጌርኪ ደአ ባህሊ ዓድና አፋልጥና።አጆኺ በርትዒ አብ ጎንኺ አለና።ላይክ ሳፕስክራይፕ እዚ ኸማን ክውሕደኪ ካልእ ምተገባአኪ።
    ዋዕሮ ጅግና ጋል ጀጋኑ ክብረት ይሃበልና
    ኩሉ የጥዕመልኪ
    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯
    ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @meazeatemesgn5872
    @meazeatemesgn5872 หลายเดือนก่อน

    Yeas aniderete adene gal reya ❤❤❤

  • @axumtsion9216
    @axumtsion9216 หลายเดือนก่อน +3

    Adwayi dess kibela wuhale❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 seamileyi ema asaduwaa❤❤❤❤

  • @melatmelat4316
    @melatmelat4316 หลายเดือนก่อน

    መግለፂ ሰነልኪ ጋል ራያዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ😍

  • @HdjbHxjbih
    @HdjbHxjbih หลายเดือนก่อน

    ጓል ራያዋይ ድምቅቲ ኩሉ ዘጥዕመላ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-sf2tb1yd1x
    @user-sf2tb1yd1x หลายเดือนก่อน +1

    ከፀብቀልኪ በርቲዕኪ ቀፅልሉ🥰🥰🥰

  • @Awet355
    @Awet355 หลายเดือนก่อน

    ጓልራያዋይ ክብረት ይሃበልና እንደርታ ዓደይ

  • @alemalarm8788
    @alemalarm8788 หลายเดือนก่อน +1

    www nice job 💯💯💯

  • @user-di4lm9vc6w
    @user-di4lm9vc6w หลายเดือนก่อน

    ጓራያዋይ ፅሪተይ ዋሕሎ ኣደዋይ ኮንኪ ተሰሚዕክኒ 😢❤😍

  • @hbhf8927
    @hbhf8927 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውውው ጓል ራያ ዋሓሎ ከም አዴታታ 💘💚👸😘😘😘😘

  • @ShewitHadgu-hv9fw
    @ShewitHadgu-hv9fw หลายเดือนก่อน

    thanks

  • @aznerahaylay9815
    @aznerahaylay9815 หลายเดือนก่อน

    Kulu zexmela Asadiway ❤❤❤❤ 🍒

  • @mekisebmekiseb1626
    @mekisebmekiseb1626 หลายเดือนก่อน

    Eniderita adey❤❤🎉🎉🎉

  • @fghi2599
    @fghi2599 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ እዘውቲ ምቅሪቲ ታይ ገብረኺ❤❤❤

  • @GggGh-kh3jl
    @GggGh-kh3jl หลายเดือนก่อน

    ጋል ራያዋ ኣብ ቀጻሊ ዓድግራት ዓጋመ ከይድኺ ጥሕሎ ኣሰራርሓ ኣርእይና❤❤❤

  • @user-ks5ei4uf3h
    @user-ks5ei4uf3h หลายเดือนก่อน

    Gal raya nfeiti❤

  • @muhammedsofia7888
    @muhammedsofia7888 หลายเดือนก่อน

    Gal raia bhle tgraie mflatke adnkake ❤❤❤❤❤❤❤

  • @temesagenamalaka4511
    @temesagenamalaka4511 หลายเดือนก่อน

    እንደርታ ዓደይ ዒዲ ለዋሃት ጥዑማት ላዛ የቀኒየልና ጋል ራያዋ❤

  • @user-pb3hg1cm7q
    @user-pb3hg1cm7q หลายเดือนก่อน

    ዋሓለ ጓል ትግራይና ኣፅቢ ደራናለ ኪዲ

  • @HeranKbrom-wf3ss
    @HeranKbrom-wf3ss หลายเดือนก่อน

    ጓል ራያ ናይ ክሉ ግዜ ብልፅተይ ኢኪ ንፍዕቲ መርአያ ብዛሓት ወሓለ❤❤❤❤

  • @AdGg-jd3kp
    @AdGg-jd3kp หลายเดือนก่อน

    ዋው ደስ ባሃሊ❤🎉

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 หลายเดือนก่อน +1

    ክብርቲ ጋል ራያ ኣነ ስጋዕ ሎሚ ጋል ኮረም እየ ዝሓስበኪ ነይረ ለካስ ጋል እንደርታ ኢኺ ?
    ደስ ዝብል ሕምባሻ ስንኪትኪ ብሓቂ በዓል ሞያ ኢኺ :
    ዓዲ ዓረብ ገዲፍክዮ ይመስለኒ ?
    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ❤️❤️❤️

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ምንጣሮ ኣደዋይ ብሽንጣር ሽኩዕ ኣቢላ ትህበኒ ነይራ ኢደይ ከየሕረኒ ችላ ሕዝማ ብስደት ኣሪግና😢😢

  • @user-xh4dl7wf3h
    @user-xh4dl7wf3h หลายเดือนก่อน +2

    ጎጎ ዴስኣና🥀❤

  • @TkAdver-uh9hf
    @TkAdver-uh9hf หลายเดือนก่อน +2

    👍

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ጓል ራያ ዝፈትወኪ ሓፍተይ 💋💋ዋሓለ ከመይ ኣዴታታ👌👌❤❤❤❤

  • @lixmony1698
    @lixmony1698 หลายเดือนก่อน +1

    ጋል ራያዋይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ቀፅልሉ እ ኣጀኺ በሪትዕ ❤❤❤

  • @AziAzi-hs2yt
    @AziAzi-hs2yt หลายเดือนก่อน +1

    gal ray shkor 💗💗💗💗

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 หลายเดือนก่อน

    entay ketefeaky gual raya Bahleky endyu

  • @user-jx9jn9uo9b
    @user-jx9jn9uo9b หลายเดือนก่อน

    ዋውውው ደስ ክብል❤❤🥰♥️😊

  • @user-od9re7mc9c
    @user-od9re7mc9c หลายเดือนก่อน

    ጋል ራያዋይ ሽኮር ቀፅልሉ ናይ ኩሉ ኣብ ትግራይ ዞሎ ባህሊ ክተሪእና ተስፍ ይገብር❤❤🎉

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ጋል ራያ ኣደዋኒ ብንእሽተያ መስልኺ💗🙏💋

  • @user-xx8iv1cy5e
    @user-xx8iv1cy5e หลายเดือนก่อน

    ጓል ራያ ሸገ እንኳዕ ብሰላም መፃእኺ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤

  • @awaw868
    @awaw868 หลายเดือนก่อน

    ዋወወ 👌👌

  • @tarhastube9099
    @tarhastube9099 หลายเดือนก่อน +3

    እሰይ ጨለቆት ለማ ውረዲ ቀረባ እዩ ብኡ ዋ ዓዲ ተክሊ ዓደይ❤❤❤🎉

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @MraMra-mr9fe
    @MraMra-mr9fe หลายเดือนก่อน

    ጓል ራያ ዋሓለ ኩሉ የጥዕመልኪ

  • @user-nc2oq8eh8p
    @user-nc2oq8eh8p หลายเดือนก่อน

    አሰይይይ ክብርቲ ሓፍተይ

  • @user-jk3dt7nf6d
    @user-jk3dt7nf6d หลายเดือนก่อน +2

    ግን እተን ኣዳና ዘይምሰረሖኦ ምእቲ ባህለ ክትለማመዲ ማለተይ ኣቡኡ ከይዲኪ ዘስርሕ ኣይምነበረክን ኣብ ገዛኪ ከይንኪ ትሰርሑዮ ነይሪኪ ኢኪ ኣብ ትከዱዮ ሰሪሐን ከሪኣኪ ሕተቲ ምሰኣን ኮይንኪ ሓግዝየን ❤ብዙኮነ ኩሉ ግዘ እየ ዝከታተለኪ ማዓረይ ኣብ ባህሊ እትገብሩየ ዘለኪ እፈትወ እዮ ሰላም ብዘለኪየ ጋል ራያ ሽኮር❤❤❤❤

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

    • @user-jk3dt7nf6d
      @user-jk3dt7nf6d หลายเดือนก่อน

      @@Nebu1619 ደስ ይበልኪ ገይረልኪ ማዕረይ

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 หลายเดือนก่อน

      የቀንየለይ ማዓረይ

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @hymiyoutubechanel6651
    @hymiyoutubechanel6651 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @GG-tk9et
    @GG-tk9et หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Hanigualhagretigray
    @Hanigualhagretigray หลายเดือนก่อน

    Des behalet 🥰🥰

  • @user-js7dx7dh1k
    @user-js7dx7dh1k หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @kahnkhan4451
    @kahnkhan4451 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @aheehhw3058
    @aheehhw3058 หลายเดือนก่อน

    ❤❤🎉🎉