ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ፀጋ ኣብልዕሊ ፀጋ የብዘሓሎም ክቡር መምህርነ❤
ጸሎታ ለማርያም ወስእለታ ለሀገሪትነ ቅድልት ሀገረ ትግራይ ይዕቀባ እመዓተ ወልዳ አሜን፫
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ክቡር ኣቦዋይ ❤❤❤በአማን ግሩም ውእቱ ጥቀ ያስተፈሥህ እግዚአብሔር ይሴባኅ ለእንዘ አስመዐነ ጥዑመ ቃል " አቡነ ወመምህርነ ዳግማዊ ቅዱስ ያሬድ ❤✝️ ብንባብ ይሰምዖ ነይረ መልሰ በቲ ጥዑም ዜማ ምስ ሰማዒኩዎ ከመይ ድዩ ዝምስጥ ጸሎታ ለማርያም ወስእለታ ይዕቀበነ ለኩልነ ህዝበ ክርስቲያን ❤
ክቡር አቡነ ወመምህርነ ወልደ ያሬድ ጥዑመ ልሳን በረከቶም ይብፀሐና ኣቦዊትና እመብርሃን ከለላ ትኹኖም ኣብኩሉ ጉዕዞ ሕይወቶም ንዓናለ ዓይነ ልቦናና የብረሀልና ውዳሴኣ ብጥዑም ዜማ ከነመስግና ልእመብርሃን እኖና ብሓቂ ኣዕፅምትኻ ሰርሲሩ ይሕቁንቁን ይብለካ ክንደይ ይጥዕም ብሓቂ ዝተዓደለ እዩ ምስ ቃለ እግዚአብሔር ዝነብር
ጸሎታ ለማርያም ወስእለታ ለሕዝበ ክርስትያን ዕቀቦ እመዓተ ወልዳ አሜን ዕልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣቦዋና
እሺ እታዘዛለሁ ስለ አስተያየቱም አመሰግናለሁ
ክቡር መምህርነ ❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹
አሜን አሜን አሜን ቃለሂወተ የስመዓልና ክቡር አቦነወመምህረነ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሐልወልና 🙏🙏🙏☦️☦️🥰
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤ ክቡር መምህርነ መዝሙር ዘልደታ ፈንዉ ለነ ንሕነኒ ናጽምእ ❤
አሜን አሜን አሜን ክቡር መምህርና ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
የኔታ እድሜ እና ጤና ይስጥልን❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ክቡር አቦና እግዚአብሔር ዘመን አገልግለቶም ይባርኸልና ደው ይበሉልና
ቃለ ሕይወት የስመዐልና አቦና ጸግኡ የብዘሐሎም እግዚአብሔር
AmenAmenAAmen ❤❤❤❤❤❤
አሜን ቃለ ሕይወት የስመዐልና♥️
ኣምሳለ ቅዱስ ያርየድ ጡዑመ 😍😘ኣቡየ
🙏🙏🙏
መምህር መንክር, ንሴብሕ ቅድመ!ርእይቶይ ብትሕሕትና ብኸምዚ የቕርብ፥ ኪ ከምቲ ኣጸሓሕፉኡ ኪ ብምባል ተዝዝየም ዝብል ሓሳብ ኣሎኒ።ምሳሌ፥ ሰላም ለኪ ❤ሰላም ለቺ? ምባል ሰዋስዋዊ ይኹን ታሪኻዊ ቅኑዕነት ዘለዎ ኣይመስለንን።ምስለ አምኃ!
ትምህርቱ ከምኡ እዩ ለኪ ናይ ኣፍ አከፋፍታ እዩምበር ለውጢ የብሉን ግን ለኪ ዝብል ንባብ ዋላኳ ናይ ባዕሉ ቃና የሃልዎ ብቤተ ጉባኤ ዘይሓለፉ ሰባት እዮም ለኪ ዝብሉ
🙏🏾🙏🏾🙏🏾
❤❤❤❤❤
Ke arib jemiro yalewu zema yizegajilin yeneta
ፀጋ ኣብልዕሊ ፀጋ የብዘሓሎም ክቡር መምህርነ❤
ጸሎታ ለማርያም ወስእለታ ለሀገሪትነ ቅድልት ሀገረ ትግራይ ይዕቀባ እመዓተ ወልዳ አሜን፫
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ክቡር ኣቦዋይ ❤❤❤በአማን ግሩም ውእቱ ጥቀ ያስተፈሥህ እግዚአብሔር ይሴባኅ ለእንዘ አስመዐነ ጥዑመ ቃል " አቡነ ወመምህርነ ዳግማዊ ቅዱስ ያሬድ ❤✝️
ብንባብ ይሰምዖ ነይረ መልሰ በቲ ጥዑም ዜማ ምስ ሰማዒኩዎ ከመይ ድዩ ዝምስጥ
ጸሎታ ለማርያም ወስእለታ ይዕቀበነ ለኩልነ ህዝበ ክርስቲያን ❤
ክቡር አቡነ ወመምህርነ ወልደ ያሬድ ጥዑመ ልሳን በረከቶም ይብፀሐና ኣቦዊትና እመብርሃን ከለላ ትኹኖም ኣብኩሉ ጉዕዞ ሕይወቶም ንዓናለ ዓይነ ልቦናና የብረሀልና ውዳሴኣ ብጥዑም ዜማ ከነመስግና ልእመብርሃን እኖና ብሓቂ ኣዕፅምትኻ ሰርሲሩ ይሕቁንቁን ይብለካ ክንደይ ይጥዕም ብሓቂ ዝተዓደለ እዩ ምስ ቃለ እግዚአብሔር ዝነብር
ጸሎታ ለማርያም ወስእለታ ለሕዝበ ክርስትያን ዕቀቦ እመዓተ ወልዳ አሜን ዕልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣቦዋና
እሺ
እታዘዛለሁ
ስለ አስተያየቱም አመሰግናለሁ
ክቡር መምህርነ ❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹
አሜን አሜን አሜን ቃለሂወተ የስመዓልና ክቡር አቦነወመምህረነ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሐልወልና 🙏🙏🙏☦️☦️🥰
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤ ክቡር መምህርነ መዝሙር ዘልደታ ፈንዉ ለነ ንሕነኒ ናጽምእ ❤
አሜን አሜን አሜን ክቡር መምህርና ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
የኔታ እድሜ እና ጤና ይስጥልን❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ክቡር አቦና እግዚአብሔር ዘመን አገልግለቶም ይባርኸልና ደው ይበሉልና
ቃለ ሕይወት የስመዐልና አቦና ጸግኡ የብዘሐሎም እግዚአብሔር
Amen
Amen
AAmen
❤❤
❤❤
❤❤
አሜን ቃለ ሕይወት የስመዐልና♥️
ኣምሳለ ቅዱስ ያርየድ ጡዑመ 😍😘ኣቡየ
🙏🙏🙏
መምህር መንክር, ንሴብሕ ቅድመ!
ርእይቶይ ብትሕሕትና ብኸምዚ የቕርብ፥
ኪ ከምቲ ኣጸሓሕፉኡ ኪ ብምባል ተዝዝየም ዝብል ሓሳብ ኣሎኒ።
ምሳሌ፥ ሰላም ለኪ ❤
ሰላም ለቺ? ምባል ሰዋስዋዊ ይኹን ታሪኻዊ ቅኑዕነት ዘለዎ ኣይመስለንን።
ምስለ አምኃ!
ትምህርቱ ከምኡ እዩ
ለኪ ናይ ኣፍ አከፋፍታ እዩምበር ለውጢ የብሉን ግን ለኪ ዝብል ንባብ ዋላኳ ናይ ባዕሉ ቃና የሃልዎ ብቤተ ጉባኤ ዘይሓለፉ ሰባት እዮም ለኪ ዝብሉ
🙏🏾🙏🏾🙏🏾
❤❤❤❤❤
Ke arib jemiro yalewu zema yizegajilin yeneta