"ኣብ ገዳም ደብረ ዳሞ 'ታይ 'ዩ ዝስራሕ ዘሎ?" ፃንሒት መ/ር ኣባ ብርሃነ መስቀል ካብ ገዳም ደብረ ዳሞ ኣሰናዳኢ መ/ጥበባት ይብራህ ካሳ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 54

  • @ርብቃጓልተዋህዶ
    @ርብቃጓልተዋህዶ 9 หลายเดือนก่อน +6

    እሞ ኣቦታትና ቤተ ክርስትያን ንኪሰርሑ ብሱባኤ ንእግዚአብሔር ሓትቶም እንተኾይኖም ፅቡቕ እዩ እንተዘይሓትቶም ግን ከም ኣነ ንእግዚአብሔር ምሕታት ፅቡቕ ነይሩ ይብል🙏🙏🙏

  • @eyerusalemtigray4164
    @eyerusalemtigray4164 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይትሓስዱ ሰፊሕ ቤተክርስትያን ክሰርሑ እንተደልዮም ይስርሑ ን ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣቦና ኣይትሓስድዎም ፈጣሪ ፍርሑ

  • @Gezae-k4k
    @Gezae-k4k 9 หลายเดือนก่อน +5

    ጥበብ ይብራህ ካሳ አጆካ በርትዕ እ/ሄር ምሳኻ ይኹን ።

  • @eyerusalemtigray4164
    @eyerusalemtigray4164 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ውርዴት ኤዩ ሊፍቲ እንድሕሪ ተሰሪሑ ኣብ ቅዱስ ስፍራ😢😢😢😢😢 ሓቂ እንተኾይኑ ብፍጥነት ክፈርስ ኣለዎ እቱይ ሊፍት😢😢😢
    ልዑል ኣምላኽና ን ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ቃልኪዳን ዝኣተወሎም ንፁህ ዝኾነ ብታ ገመድ ይደይብ ተባዕታይ ጥራሕ እዩ ተባሂሉ
    ሕጂ ግን ብድፍረት ናይ ኣምላኽ ሕጊ ተፍርሱ ኣለኹም ኣቡነ ኣረጋዊ ዘይፈቐዶ ኣይትግበሩ እግዝዮ እረ በጃኹም እግዝዮ ንበል ሰለልቲ ፀላእቲ በዚሖም ዋይ ትግራይ ዓደይ ሓሳዲኺ🎉 በዚሑ ኣምላኽ የድሕንኪ😢😢😢😢😢
    ሊፍት እንድሕር ዘይኮይኑ ግና ግደፍዎም ማቴርያል ንመቐበሊ ጊዚያው ንመስርሒ ክጥቀሙሉ እንተኾይኑ ግና ፀገም ዘለዎ ኣይመስለንን ስራሖም ምስወድኡ ከፍርስዎ ይኽእሉ እዮም።
    ኣይትሓስዱ ሰፊሕ ቤተክርስትያን ክሰርሑ እንተደልዮም ይስርሑ ን ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣቦና ኣይትሓስድዎም ፈጣሪ ፍርሑ

  • @zenimoges2834
    @zenimoges2834 9 หลายเดือนก่อน +6

    ሰብ እንዳጠመየ ቤተክርስቲያን ምህናጽስ ዓገብ እዩ። ህንጻ'ኮ ንሰብ ጥቕሚ እዩ ዝስራሕ ፡
    ህጻናት አዶታት ብጥምየት ይሞቱ ከንሕና እምኒ ገዛ ንሀንጽ? ኢየሱስ ክርስቶስ ሰብ ከድሕን'ዩ ተሰቒሉ'ሞ ነቲ ሓሳብ ክርስቶስ ክንሠርሕ ባዕሉ ይሓግዘና። በጀኻ ወንጌል ክርስቶስ አምህረና

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 9 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ትሕዝቶ ተጋሩ ኣሕዋተይ እወ ኩሉ ነገር እቲ ጥንታዊ ገዳማት ከይተንከፋካ ፍታሕ ምንዳይ ጽቡቕ ኢዩ'ሞ !! ኣነ ከም ኤርትራዊ እታ ምድሪ ምስ ወግሐት ቐዳመይቲ ጉዕዞይ ዙረት ጥንታውያን ገዳማት ኢዩ'ሞ ኣምላኽ ኣቦይ ያኣኽለኩም ይበለና 🎉

  • @abebaviard60
    @abebaviard60 9 หลายเดือนก่อน +4

    ትግራይ አደይ ለምልምለይ ❤❤❤❤

  • @lemlemgebremariam9484
    @lemlemgebremariam9484 9 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ኹቡር ሓውና ዲያቆን ይብራህ ቃለሂወት የስምውዕልና ኣሜን አሜን💝🙏 ኣሜንንን🙏🙏🙏 👏👏👏 ❤❤

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤🎉🎉እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡራት አቦና መምህርና መጋቤ ጥበባት ይብራህ 🎉እንኳዕ ብስላም መፃእኩም አሜን ብሓቁ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏💒💒💒

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 9 หลายเดือนก่อน +2

    ❤አብዚ ስፍራ ከንሳትፍ ኩላትና ድቂ ተዋህዱ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን❤

  • @ementseyon652
    @ementseyon652 9 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለህይወት የየስመዐልና ሓውና መ/ር
    ኣብኣግና ባህሊ ቱሪዝም ዝበሃል ዝምልከቶ ስራሕ ጥራይ እንተዝሰርሕ

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም የሕድረልና አቦና

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 9 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚአብሔር አምላክ ዓድና ሓደራ😢

  • @rishanbitow3197
    @rishanbitow3197 9 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🤲🙏🤲🙏❤️❤️❤️

  • @berihuteka8438
    @berihuteka8438 9 หลายเดือนก่อน +3

    ጥበብ ይብራህ ኣቀዲመ የመስግን ግን ናይ ኣቦናን ናይ ባህልን ቱሪዝምን ዘረባ ይፈላለ ኣሎ, ባህልን ቱሪዝምን ሊፍት ከም ዝስራሕ ዘሎ አሚኑስ ከበድቲ ንብረት ምስ ኣደየብና ክንድብርዮ ዝብል ስምምዕነት በፂሕና ዩ ዝብል ኣቦና ግን ሊፍት ኣይሰራሕናን ይብሉ ኣለው ከመይ ከመይ ዩ ዝከውን ዘሎ እስቲ ባህልን ቱሪዝምን ሕተቱልና ምስ ይቅርታ ሓውና !!

  • @freweniasfaha7452
    @freweniasfaha7452 9 หลายเดือนก่อน +1

    Aweni argawe diber damo Ezgbeher amelk aboy hadir🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kndahafti
    @kndahafti 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤💛💛

  • @tigray447
    @tigray447 9 หลายเดือนก่อน +1

    Amen, amen, amen .

  • @rosahaile445
    @rosahaile445 9 หลายเดือนก่อน +1

    Amen ❤❤❤

  • @መድስደተኛዋ
    @መድስደተኛዋ 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tigraweytieyegalzomjeganuz676
    @tigraweytieyegalzomjeganuz676 9 หลายเดือนก่อน +1

    Tgray ❤🙏

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 9 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏❤❤❤

  • @gdushsgsushs4212
    @gdushsgsushs4212 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @ephremgeberegzibher96
    @ephremgeberegzibher96 9 หลายเดือนก่อน +1

    God help tigray.

  • @ሀይልበሚሰጠኝበክርስቶስሁ
    @ሀይልበሚሰጠኝበክርስቶስሁ 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏

  • @ወለተመድህን-ደ1ጐ
    @ወለተመድህን-ደ1ጐ 9 หลายเดือนก่อน

    ዝጠየቀ የለን ሀህሾት ተግባርኬ ግደፍዎም አቦታትና አይተሳቅይዎም በፅልዒ በጥላቻ መርዚ አይምሮኹም ዝተበላሸወ

  • @mezekregetachew4340
    @mezekregetachew4340 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጌጋይ ይክለአለይ ባዕሉ ቶም አብኡ ዘለወ አቦታት ገንዘብ በጣዕሚ እዮም ዝፈትወ ኩልጊዜ አብርእሰይ ዝመላለስ

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲

  • @sesenberhe4440
    @sesenberhe4440 9 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏

  • @TewabechTesfaye-r6i
    @TewabechTesfaye-r6i 9 หลายเดือนก่อน

    Beseru lleft aydeleyon entekestle abe egru keserahe eyu zelewo tsenat ke tegirewo deyu

  • @GwahidFitsum
    @GwahidFitsum 4 หลายเดือนก่อน

    በስመ ኣብ ብጣዕሚ መሕዘኒ ኣብ ገዳም ደብረ ዳሞስ ሊፍቲ ይስራሕ ጌጋ ዓገብ በሉ

  • @abrehetatsbeha3858
    @abrehetatsbeha3858 9 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🤍🤍🙏🙏🤍🤍😘

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 9 หลายเดือนก่อน +1

    መንበረ ስላማ ዘወስኖ ክመይ ክኾን ይኽእል ብደብ ክረኤይ ኣለዎ

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 6 หลายเดือนก่อน

    ሐፂን አሎ ዝርኤ ተጀመመሩ እዩ መደያይቦ ክሰርሕ ዝበለ ብዓል ፀጋ ነይሩ እምቢ ዝበሉ ነይሮም አቦታት

  • @john7630
    @john7630 9 หลายเดือนก่อน

    Who is the engineer of church ????????????

  • @user-co4qv6nj7l
    @user-co4qv6nj7l 9 หลายเดือนก่อน

    ሕቶ እንተኾይኑ ?
    ህዝቢ የዕሽዉን የሳቕዩን ኣለዉ::
    እግዚኣብሄር ኣብ ሜዳ የሎን ኣብ ኮረብታ እምበር ዝብል ሓንኳል ትምህርቱኹም ትስፋሕፍሑ ኣለኹም::

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 9 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ኣይተ ትርዝም እዩ ካልአይ ብመንበረ ስላማ ከ እፍልጦ ክረክብ እለው ካብዝሓለፈ ክንመሓር

    • @BerhaneFrezghi-z8v
      @BerhaneFrezghi-z8v 9 หลายเดือนก่อน

      መንበረ አቡነ ተክለሃይማኖት ክፈልጥ እኔዎ ሐደ ሲኖዶስ ደኾነይ ዝግባእ አብ ሐደ ሃገር።

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 9 หลายเดือนก่อน +2

    Tourism zibehal yelen bizey haymanot tourism nay kontu mezemowin meshermotin eyu.

  • @MahbaryooBirahnoo
    @MahbaryooBirahnoo 4 หลายเดือนก่อน

    እቲ ናይ ቅድም አይትፍርሱ ካልእ ስሩሑሉ ልፍት አይትስሩሑ።።።

  • @AyalewAlemu-m5y
    @AyalewAlemu-m5y 9 หลายเดือนก่อน +1

    Priests or monks in the monastery they don’t seem to understand the value of debre damo gedam & the politics arround it.

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 9 หลายเดือนก่อน +1

    ክልተ ዘረባ

  • @StehaiGebreselassie
    @StehaiGebreselassie 9 หลายเดือนก่อน

    Mebtkum eko EU .Des ybl.

  • @john7630
    @john7630 9 หลายเดือนก่อน

    The water going up ?????????😂😂😂

  • @lilltedla669
    @lilltedla669 9 หลายเดือนก่อน

    Aren't you supposed to feed the hungry people in our country instead of building a road the human being life is way First supposed to be what would God say Aurora building or human life saving think about it if you got the money feed the other people they are hungry

  • @AbaGebremedhin
    @AbaGebremedhin 9 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ጥበብ ይብራህ ኣነ አየዳኛ መን ቢልኩም አዩ ማለትካ ድዩ ወይስ ኣብ ደብረዳሞ ቤተክርስትያን ኣትስርሑን ዲኻ ዝትብል ዝለኻ ምንማለትካ አዩ

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @-thebrons9king213
    @-thebrons9king213 9 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 9 หลายเดือนก่อน

      Edmen tienan yhabkum Fetari

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤