Jstudio መልእኽቲ ህወሓት ናብ ኤርትራ። ሓጎስ ሻዕብያ ስቓይ ትግራይ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 35

  • @FishaFitsum
    @FishaFitsum 2 หลายเดือนก่อน +2

    Welcame,j,s,seb,nabsebu,zibea,nabgerebu❤

  • @angesomgebregziabher19
    @angesomgebregziabher19 2 หลายเดือนก่อน

    Btaemi gobez Yoseph. You have an excellent geopolitical analysis.

  • @Abberhe8768
    @Abberhe8768 2 หลายเดือนก่อน +4

    Thanks ጆሲ አንዳት ከምኩልጊዜ 🎉🎉❤❤

  • @mihretmihrrt335
    @mihretmihrrt335 2 หลายเดือนก่อน

    Welcome

  • @haftuzbelo1922
    @haftuzbelo1922 2 หลายเดือนก่อน

    Yosief good point 👍👍👍👍

  • @Justbsxg1358hk.
    @Justbsxg1358hk. 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጎይታ ጆሲ ምስ ዓንዳት ጽቡቅ መደብ 🙏ናይ ብሓቂ ቀዳማይ ክመጽእ ዘለዎ ረብሓታት ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ ነቲ ተፋናቂሉ ዘሎ ሕብረተሰብ ከይመለስካ ኣብ ሞንጎኻ ዝግበር ዘየለ ህልኽ ክወጹ ይግባእ።

  • @yemanetesfai6119
    @yemanetesfai6119 2 หลายเดือนก่อน +1

    Zegerm Tentena zehegus agelalsta

  • @barkidani
    @barkidani 2 หลายเดือนก่อน

    Jos❤🎉

  • @gitup7918
    @gitup7918 2 หลายเดือนก่อน +1

    According to Yemane TV, J STUDIO is working for HGDEF secretly.

  • @lemlemwerede9006
    @lemlemwerede9006 2 หลายเดือนก่อน

    Josi Nay bhaqi Ezi eyu eti haqi.

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 2 หลายเดือนก่อน

    Enka ertaway kunku I'm sure I'm ertaway enka tigray tawet 10,10 and 5000,10,10 adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️. Awet nahadu,ache awet nahemudu,berbed nahmedu..

  • @aemas3942
    @aemas3942 2 หลายเดือนก่อน +2

    እሞ ሰላጣ እንዳበልዐ: ንታ ትከላኸለላ ዝነበርካ ወያነን ንዓኻን ሰላጣ ጌርክን ፋራ ዋሒድ...
    ሓደ ምውሓጥ ዝኣበየካ ነገር ግን ኣፍካ ኣመንጊገ ከውሕጠካ:
    ረሲዕካዮ ዲኻ መለስ ዜናዊ ካብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ጥራይ ኢድኩም ከምዘይተእትው ምሓሉልና'ምበር : ሕጂ ባድመ ከነረክበኩም ኢና ምስ በለ: ኢሰያስ እንታይ ኢሉ ከምዝመለሰ?
    ባዕለይ ከዘኻኽረካ'የ ርእሲ ጠበቕ ዋሒድ:
    ኢሰያስ:
    ንባድመ መሬትና ተሰኪሙ ክወስዶ ዝኽእል ሓይሊ የለን: ወያነ ግን ኣብ መጻኢት ኢትዮጵያ ቦታ ስለዘይብላ: ኣብታ ነዋሕ መንገዲ የራኽበና ኢሉ'ዩ መሊስሉ: ከሎ ጌና ኣብ 2004 (መለስ 2012'ዩ ሞይቱ)!
    ኢሰያስ ኣብ ባይታ እንታይ ይገብር'ምበር: ናይ ዓለምን ዲፕሎማስን ምንጻልን ኣይግድሶን'ዩ!
    ከምታ ኣብ 2004 ንመለስ ዜናዊ ብንጹር ዝሓበሮ: ኣብታ ነዋሕ መንገዲ ንወያነኻን ንዓኻን ሰላጣ ጌርክን!
    ኣካይዳ መለስ ዜናዊ ናብዛ ሕጂ ወያነ ዘላታ ከምትወስዳ: ኣነጺሩ ዝነገረ ድዩ ሓያል ስትራተጂስት: ወላስ ኣሜሪካ ክትሕግዘኒ'ያ እንግሊዝ ከተጣቅዓለይ'ያ ኢሉ ናብ መውጽኢ ዘይብላ ህጉም ዝኣተወ?

  • @Daniel-qi1yg
    @Daniel-qi1yg 2 หลายเดือนก่อน

    Hulkus tzarebo tefika weyane Ms eritrea keytgebr ferihka.

  • @semirtekle1014
    @semirtekle1014 2 หลายเดือนก่อน +1

    Tsbuq tintena josi

  • @BariyaGabirBari-cs9oq
    @BariyaGabirBari-cs9oq 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣእሚ ግርም ዝብል ፖለቲካዊ አገላለጽ እዩሞ ብጣዕሚ ነመስግነኩም፡ሕወሀትማ ከምበረድ እናመኸኸት ሕዝብና አብ ፀገምን መከራን አእትያ አደዳ ጸላዕትና መሖጎሲ ትገብረናላ።

  • @angosomhaile9845
    @angosomhaile9845 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ናይ ሕጂ ፍልልይ ፍልይ ዘብሎ ናይ ህዝብን ናይ ወገንን ዝሓዘ ይመስል።

  • @beletu7041
    @beletu7041 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጎዝ ጆሲየ አነ ዑሹ አነ አብቲ ቦታን ኩነት ሰለዝነበርኩስ እንተይ ወሰካን ቀነስካን ኒኒ አረጋዊን ግደይ ዘርአፂዮን ከምአ ያ ኔይራ ሐዚ ግዜን ኩነታትን ሐሊዮም ሐነክፈዲታ ምምላሶም ዩ

  • @Daniel-qi1yg
    @Daniel-qi1yg 2 หลายเดือนก่อน

    Natkum halewlew mewedata yeblun.

  • @beletu7041
    @beletu7041 2 หลายเดือนก่อน

    ተቅ 24:56 ርብዎ ኹሉ ግን ፅቡቅን ሐቅንን አለዎ ድማ ናይ ፅበሕ ተሰፋ አኹም አብዚ ዕድመ ነስነትኩም ከመዙይ ዝበለ ሐቂ ብሰለት በቅዓት ዝገርመኒ ግን አገላልፃ ጆሲየ
    መዘርባዕ ይበለዕ
    አዚ ቆበዕ ዘጥዕመሉ ካብስ አብ ነቂፁ ደው ዝበለ ኦም ዝሰቀልካዮ ዝአረገ ጓጉድ ይመስል ከምበልከ ዩ ዘሕሽ
    ቀጠፍ ሽኮር የማላልስ ኔይረ ዶ በለካ ለሙስ ፍቱሕ ቁለፉ ሰብ ረኺበካ ድ ዩ

  • @meharyg9190
    @meharyg9190 2 หลายเดือนก่อน

    ናትኩም ምግባር ስለ ዘይትኽእሉ ብትግራይ ተሕዙኑ

  • @haftuzbelo1922
    @haftuzbelo1922 2 หลายเดือนก่อน

    Nay sbhat nega tigrayin isayasn tkewn beka,

  • @wenshettamerate642
    @wenshettamerate642 2 หลายเดือนก่อน

    Tplf ena shabiya mawedader newre new😮

  • @sabasegid2481
    @sabasegid2481 2 หลายเดือนก่อน

    ጽ ሐ ይ ዓ ር ባ ት ኩ ም ሕ ው ሐ ት

  • @iamfree347
    @iamfree347 2 หลายเดือนก่อน

    አብ ትግራይ ናይ ሻዕብያ ሕዋሐትን ሕጂ ተፈጢሩ ዘሎ ናይ ትግራይ ሕዋሐትን ክፃረይ አለዎ አፍቀርቲ ሻዕብያ ካብ ትግራይ ብሱሮም ክማሐው አለዎም ሸዕብያ ንህዝቢ ትግራይ ታሪኽ ዘይልውጦ ውርደትን ሐፍረትን ሸሚምዎ ኢዩ

    • @simonmengstab2620
      @simonmengstab2620 2 หลายเดือนก่อน

      Shaebiya ms beal russia 🇷🇺 America 🇺🇸 eyu zelo kalsu ata komal agame kkkkkk

  • @tekiaegebremichaelhantal3158
    @tekiaegebremichaelhantal3158 2 หลายเดือนก่อน

    ጆሲ ተጋጊኻ ገላቢጥካዮ ኣረጋውን ግደይ ዘረኣጽየን እዮም ንብረት ሓረስታይ ዘለዎ ጸላኢና ዝበሉ

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 2 หลายเดือนก่อน

    ጆሲ ወደይ ! ን ኢሳያስ ጽቡቕ ገርካ ኢኻ ኣለሊኻዮ ! እቲ ጸገም እቶም ናይ ድግምቲ ከኒና ዓሶ ዝወሓጡ ፡

  • @jhontekeste
    @jhontekeste 2 หลายเดือนก่อน

    Ala enda tigray tesier hji ke dea mes ayeneyti weyane ikum ket konu😂

  • @hannahaile5669
    @hannahaile5669 2 หลายเดือนก่อน

    ብግምጥል ዲካ ትዛረብ ዘለካ ሰቃይ ኤርትራ አውድአመት ፈሰታ ናይ ትግራዋይ ሐደ ካብአኦም ንስካ ዘርኢ መርገም ወደ አርብዓ ዕባይ ኤርትራ ፈደይቲ ኩፉእ ተረፍና በሊዕኩም ዝዓበኩም🪱🪱🪱🪱🪱🐀🐀🐀🐀👎🏼

  • @biniamsolomon45
    @biniamsolomon45 2 หลายเดือนก่อน

    Kkkk ata hasawi meles kemewet kelo adi halo zebahal ayneberen suk elka tehesu

  • @Ibelong_too_jesus830
    @Ibelong_too_jesus830 2 หลายเดือนก่อน

    Hatewtew

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጆሴ ስላምኹቡራት እሕዋት እት ትብልው ዘለኹም መደንፀዌ እዩ እንታይ ዓላማኹም እይፍልጥን ብዛዕባ ህዝብ ትግራይ ይኹን ሕዋሕት ትፍልጡ ነገር የብልኻን ኽምኡ ኢሌም እማኽሮምኻ ዳ እንታይ ሃተፍተፎ እዩ ብዜኩም ናይ ራእስኹም ግበሩ ህዝብኹም ክመይ ነፃ ይወፃእ ሕስቡ ንትግራይ ተጋሩ እላናላ ህዋሕት ናዐልኹም ደያ ኽምኡ ኢላ እማኽሪታኹም እፍኹም ሐዙልና

    • @Haftomshow
      @Haftomshow 2 หลายเดือนก่อน +2

      ዓንቋልንስኺ እበር እንታይ ይምልከተኪ ንሶም ስለዝምልከቶም ይዛረቡ አለው ታብኡስ ጽሕፈትቂኪ ግዳ ዘይተስታኻኽሊ ደነዝ ሓደሓደ ኔኹም ተጋሩ ነቶም ድምጺ ህዝቢ ዝኾኑ እሕዋትና ኤርትራውያን ትጻረፉ ነቶም ስቓይ ህዝቢ ንኽናዋሕ ዝፅዕሩ ኤርትራውያን ምንም አይትብልዎምን

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 2 หลายเดือนก่อน

    ኣይትሓሱ