Long live the social, political and diplomatic Ethio - Eritrean solidarity for reginal peace , social harmony and political stability and economic growth and prosperity of the two sisterly nations of Ethiopia and Eritrea and brotherly peoples of the two countries. AMEN.!
Long live the social, political and diplomatic Ethio - Eritrean solidarity for reginal peace , social harmony and political stability and economic growth and prosperity of the two sisterly nations of Ethiopia and Eritrea and brotherly peoples of the two countries. AMEN.!
Peace for Eritrea and Ethiopia
ናቱ ኣንበሳ ደላይ ጽቡቅ👍🏿🇪🇷🇪🇷❤️
Great. Job Nathenael
Great job Natu✍️👏
Well come ❤❤❤Natti
ናቱ አይትረስዕ ዶክተር በረኸት ኢዩ ሐለቅኡ ከምኡ ገንዘብ ሞዋሊ ክትነግርም አለካ ንህዝቢ ትግራይ
Stalin & Haile dedeb zrebhu aykonun!! Alula xbuq mexilo
Dedeb is dedeb
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ሃይለ ደደብ❤❤❤❤❤❤ ናይ እንዳ ቡና ዕላሉ
ኣየ እን ዃሓሎ መሲሎም መንቋሮ በል ደቂ ትግራይ እበር ደቂ እንደርታ ዝበሃል የለን ካብ ወዲ እንደርታ ዝበለጸ ትግራዎይ የለን እኒ ባዐል ንሰኻ ዞትፈጥርዎ ምፍልላየይ ዝስዕቀቦ ወዲ እንደርታ የለን ኣይትድከም
Stalin is Hero of Tigrai, feel headache
እቲ ዝኸፍኤ ሓደገኛ ኣብ ትግራይ እንድርታ መቀለ ዓድዋዶ ራያ ገዲፍኩ ከም ሓንቲ ትግራይ እቲ ዝዓበየ ብሓንቲ ዓባይ ኢትዮጵያ ክሳብ ዘይተጠርነፍኩም ውጺኢቱ 0×0=0 😈😡 እዩ
ተበራበሩ
Hakika wedey dedeb eyu D/r aykonen isub alem &mojerino eyu
Natu ane eritrawit eye natka degafit eye hji gn ayteredaann slemntay n sadkan tdgfo aleka sasdkan ms abi koynom tay kezhasbu Anwar eritrea tfelt eka slezi?
ጻድቃን እኮ ንግዝያዊ መንግስቲ ብድሕሪት ኮይነ ክሕግዝ እየ ዝብለላ ምክንያት ዋና ናይ ኣብይ አህመድ ተንኮላት ተልእኮ ሒዙ ዝሰርሕ ዞሎ እዩ. ከምኡዉን ናይ ኤንባሲ ኣመሪካ ኣብ አትዮጵያ ልኡኽ እዮም ብዓል ጻድቃን ማለት ዕላምኡ ድማ ኣብ መንጎ ኤርትራን ትግራይን ሰላም ከይከዉን ዕንቅፋት ክገብር ዝተሓረየ ሰብ እዩ ጻድቃን ምስ ጉጅሉኡ
መሪሃባ ናቲ ሃውና ህጂ ግሪም ናይ ነብይ ሱሁል ሃሳባት እንተዚሰምኡ ነሮም መራህትኩም ቡዙሁ ኪሳራ ምቀነሲኩም
ነሪኩም እንተ ኪእልካ ደጋጊምካ ኣቅሪቦ ሰማኢ ዲሳኣነ ካብቶም ቡሉፁት በልህ መሲተውኣሊ ኣቀዲሙ ንዝመፂእ ዝተረዶኦ እንተሎ ( ነብይ ሱሁል) ❤
ነግሪኩም ነሩ እዩ ❤
ስታሊን ደንቆሮ ሾርት ሞመርይል ይብል አሎ ሾርት መሞሪ ማለቱ እዩ ወይ ጋዶ።
ሰላም ናቱ
በዓል እስታሊን ከምኡ ዘአመሰሉ አብ አሜሪካን ካልእን ዘለዉ ደቂ ዓድዋ ስለ ዝኾኑ ጥራይ አይመስለኒን ምኽንያቱ ብ ዓቢ ወለድ ክምለሰሎም ን TPLF
ግዜ ዉግእ ዘትሐዝዎ ገንዘብ አሎ ወላ እኳ ክቀብጽዎ እነተለዎም ግን ምናልባት ዶ ኢሎም ስለ ዘይቀበጽ ይኾኑ ኢለ የሐስብ ።
እስታሊን እዉን ሐደ ካብኦም ይኸዉን ።
ዕሱባት ሕልምኹም በርዒኑ
ኣይ ሓፍሩን ድዮም ..??? ብ ዶብ ሱዳን ብወገን በረኸት ሰራዊት መሪሕና ክንፍንጽሕ ኢና እዳበሉ ሰብ ኣወዲኦምሲ..ዓቀብቲ ሰላም ኢና ዶ ጥቕማ ጥቕሚ ዶ ሕጋውነት ዶ ን ኣቡሽ ለምኑልና ዶ 😂😂😂 ሼም የለም???
ቀሰም ድዩ ሎሚ ንሱ ኢኩምቭተጋሩ ውሑዳት እዮም ኣብትግራይ መቺእዎም ዝነበረ እንበር
ኣብ 27 ዕመት ህውሓት ኢትዮጵያ ክትመርሓ ከላ ካብ ምሉእ ኢትዮጵያ እቲ ዝበዝሔ ዝተሰደ መን ድዩ ትግርዋይ እንድዩ
ኣብ ዓድ ዕረቭ ኣብ ኣውሮጵያ ኣብ ኣነሪካ
ብስምና ትበብሩ
ኣብ ኩሉ ክፉእ ተግባራት ዝተዋፈርኩም
ሕጂ እውን
ገና ክትስደዱ ኢኩም
ዞባ ሰላም ይረክብ
ነቅዝ ኢኩም
የአይጥ ምሰክር ድንቢጥ ምሰክር ኢሉሰ ሀይለ ደደቢት ንመንዪ ሸሙ አምፂእዎ ሀይለ ደደብ ሓፃቢ መዓኮር አለም