ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዘይንድይቦ ጎቦ ዘይንድይቦ ጎቦ ዘይንሰግሮ ሩባፍፁም ወይከ የለን መስመር ዩ ሓይልናህዝቢ ዩ ሓይልና ወይከ ኣይንሰዓርን ፪ሃሩር ፀሓይ ነዳድ ሆቦብላ ማይበረድማይማይ ትበል ነብሲ ኣብ ጭቃ ትረግረግደንጎላ ንተርኣስ በዓቲ ይኩን ቤትናለይትን ቀትርን ጉዕዞ ይድከም ይጥመየናመስመር ዩ ሓይልና ህዝቢ ዩ ሓይልና ወይከ ኣይንሰዓርን ክባታት ፀላኢ ክንፍንፅሖ ኢናዘይንድይቦ ጎቦ ዘይንሰግሮ ሩባፍፁም ወይከ የለን መስመር ዩ ሓይልናህዝቢ ዩ ሓይልና ወይከ ኣይንሰዓርንንከበብ በዛብእ መሬት ትፅበበናኣብ ስጋና ይቀርቀር ኣስናን ፀላእትናስጋና ንኣሞራ ደምና ውሕጅ ይኹንኣዕፅምትና ይድቀቕ ሕሩጭ ኮይኑ ይበተንመስመር ዩ ሓይልና ህዝቢ ዩ ሓይልና ወይከ ኣይንሰዓርንዘይንድይቦ ጎቦ ዘይንሰግሮ ሩባፍፁም ወይከ የለን መስመር ዩ ሓይልናህዝቢ ዩ ሓይልና ወይከ ኣይንሰዓርን ናፓል ምስ መርዛም ጋዝ ፋሽስታዊ ነዳድሚልዮን ቁምቡላታት ኣብ ልዕሌና ይንጎድመስዋእትን መቑሰልትን ኪሳራታት ንኽፈልዝኽፍእ መከራ ዉዲታት ይፍተልተልመስመር ዩ ሓይልና ህዝቢ ዩ ሓይልና ተዓወቲ ኢና ፫
It reminds me of my childhood in School. We use it sing it every morning.
ትግራይ ዓደይ ትስዕር❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏✊✊✊✊✊
ግጥሚ ይቀየር..ዝስማዕ ፅቡቕ መልእኽቲ ዘለዎ ይኹን ትብሉ ንዑ ኣብዚኣ ንተኣከብ🙏
እግዝኣብሄር ዩ ሓይልና ህዝቢ ዩ ሓይልና መስመር ዩ ሓይልና ታኣወቲ ኢና💪💪💪💪
Tigray tesear
Yes mesemer eyu ayilna
Bihere tigray hagere Tigrayy.
ብጣዕሚ ብፅቡቕ ተሰሪሑ ቡዙሕ መስርዕ ተወሲኽዎ ደስ ዝብል እዩ ፁቡቕ ምዕባለ ዕብየት እየ:: ናእዳይ ዕዙዝ እዩ:: ይቐልል ዕብየት ሙዚቃ::
We love tigray❤️🔥❤️🔥❤️🔥❤️🔥❤️🔥💔💔💔💔❤️🩹❤️🩹❤️🩹❤️🩹❤️🔥❤️🔥❤️🔥
ሃገረይ !!
ትግራይ❤❤❤❤❤❤
💊💊💊
Zeyndiyibo gobo zeynsegro ruba yelen emo deki Geganu mesmerna halina liulawineta Tigrayna kinimisrit nirebareb awetina naygidin eyu kiniewt ena ayekum nayna 🏗💕⛪
Tigray lezelealem tsenta tenur yegemana yebesebesew abiy ahmedena mutan agarochu lezelealem yiqeberu
I would like to get this song in English plse,
Zeynserqo YelenZeynhswo YelenZey'awarednayo Yelen
😐
I love it
💪💪💪💪💪💪💪
👍✌️✌️👌💪💪💪💪💪💪
❤️💛❤️💛✊🏾✊🏾
Hager tigray
🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 💪💪💪💪💪 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
Elgujtr
#IStandWithTigray
why you dont the lyric on your video?
Ok i will thank you for your comment
@@hadashtigray695 thank you for you response
@@hadashtigray695 don't forget to include the alphabet international in the lyrics like A,B,C and each other
❤❤❤❤❤❤
😍😘💛❤💋💊
❤️💛💪
💛❤️💊💊💊💋💋💋😘😘😘💪💪💪💪
🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪👈
እዚ ናይ ትግራይ መዝሙር ኣይኾነን ናይ ህወሓት እንበር፡፡
14uodhii
Q25ir90
❤❤❤❤
💪💪💪
❤❤❤
ዘይንድይቦ ጎቦ
ዘይንድይቦ ጎቦ ዘይንሰግሮ ሩባ
ፍፁም ወይከ የለን መስመር ዩ ሓይልና
ህዝቢ ዩ ሓይልና ወይከ ኣይንሰዓርን ፪
ሃሩር ፀሓይ ነዳድ ሆቦብላ ማይበረድ
ማይማይ ትበል ነብሲ ኣብ ጭቃ ትረግረግ
ደንጎላ ንተርኣስ በዓቲ ይኩን ቤትና
ለይትን ቀትርን ጉዕዞ ይድከም ይጥመየና
መስመር ዩ ሓይልና ህዝቢ ዩ ሓይልና ወይከ ኣይንሰዓርን
ክባታት ፀላኢ ክንፍንፅሖ ኢና
ዘይንድይቦ ጎቦ ዘይንሰግሮ ሩባ
ፍፁም ወይከ የለን መስመር ዩ ሓይልና
ህዝቢ ዩ ሓይልና ወይከ ኣይንሰዓርን
ንከበብ በዛብእ መሬት ትፅበበና
ኣብ ስጋና ይቀርቀር ኣስናን ፀላእትና
ስጋና ንኣሞራ ደምና ውሕጅ ይኹን
ኣዕፅምትና ይድቀቕ ሕሩጭ ኮይኑ ይበተን
መስመር ዩ ሓይልና ህዝቢ ዩ ሓይልና ወይከ ኣይንሰዓርን
ዘይንድይቦ ጎቦ ዘይንሰግሮ ሩባ
ፍፁም ወይከ የለን መስመር ዩ ሓይልና
ህዝቢ ዩ ሓይልና ወይከ ኣይንሰዓርን
ናፓል ምስ መርዛም ጋዝ ፋሽስታዊ ነዳድ
ሚልዮን ቁምቡላታት ኣብ ልዕሌና ይንጎድ
መስዋእትን መቑሰልትን ኪሳራታት ንኽፈል
ዝኽፍእ መከራ ዉዲታት ይፍተልተል
መስመር ዩ ሓይልና ህዝቢ ዩ ሓይልና ተዓወቲ ኢና ፫
It reminds me of my childhood in School. We use it sing it every morning.
ትግራይ ዓደይ ትስዕር❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏✊✊✊✊✊
ግጥሚ ይቀየር..ዝስማዕ ፅቡቕ መልእኽቲ ዘለዎ ይኹን ትብሉ ንዑ ኣብዚኣ ንተኣከብ🙏
እግዝኣብሄር ዩ ሓይልና ህዝቢ ዩ ሓይልና መስመር ዩ ሓይልና ታኣወቲ ኢና💪💪💪💪
Tigray tesear
Yes mesemer eyu ayilna
Bihere tigray hagere Tigrayy.
ብጣዕሚ ብፅቡቕ ተሰሪሑ ቡዙሕ መስርዕ ተወሲኽዎ ደስ ዝብል እዩ ፁቡቕ ምዕባለ ዕብየት እየ:: ናእዳይ ዕዙዝ እዩ:: ይቐልል ዕብየት ሙዚቃ::
We love tigray❤️🔥❤️🔥❤️🔥❤️🔥❤️🔥💔💔💔💔❤️🩹❤️🩹❤️🩹❤️🩹❤️🔥❤️🔥❤️🔥
ሃገረይ !!
ትግራይ❤❤❤❤❤❤
💊💊💊
Zeyndiyibo gobo zeynsegro ruba yelen emo deki Geganu mesmerna halina liulawineta Tigrayna kinimisrit nirebareb awetina naygidin eyu kiniewt ena ayekum nayna 🏗💕⛪
Tigray lezelealem tsenta tenur yegemana yebesebesew abiy ahmedena mutan agarochu lezelealem yiqeberu
I would like to get this song in English plse,
Zeynserqo Yelen
Zeynhswo Yelen
Zey'awarednayo Yelen