ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብ like እስኪ ዓጠቕ ኣብሉኒ ያ ጀምዓ❣️❣️❣️ተጋሩዋይ መዓረይ ካብ ኤርትራዊ ሓውኩም🇪🇷one love💛❤️❤️
ናይና ቡሉፅ ✍️
ዓጠቕ ኣቢለካ
@@ጓልሽረዕባይሃገርሰብ😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😊😊😊😊😊😅😅😅😅😅😅😅😅😅😊😊
❤🙏
😅❤
ተጓሩ ❤️የሕዋተይ ሰላም ይምነየልኩም። ኣዚዩ ዝፈትወኩ ሓዉኹም ካብ ኤረትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑
❤❤❤ ሐወይ ናተይ
❤❤
ንኹላትና ክብረተይ❤😢🎉
Thank you for your heartfelt words, the same to your people🙏
❤❤❤
ብሉጽ ስራሕ እዩ እፌ ጅግና 👏👏 ካብ ኤርትራዊ🇪🇷🇪🇷 ሓውኩም ደለዪ ሰላም
ይግርም ብጣዕሚ ❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉
@@d_dani_21 ደመይ❤️
❤❤❤❤🎉
ብሉፅ ስራሕ! 🎉🎉 powerful message!🔥🙌🏾
የቀንየልና እዋናዊ ነዚ ሐዚ ግዜ ዝገልፅ ስራሕ ስለዝረሕኹም 🥺🥰🙏
ኣቦይ ፍቃዱ ባዕሎም ይንኣዱ😂👉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@@AregawiHailu-r5b😂😂
❤❤❤🎉
💛❤️🥺✌️👍👌🙏
ኤርትራዊ ሓውኹም ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤ህዝበይ ወገነይ ክብረተይ ኢኹም
tnx broy ❤
Hasawi
ፍንፃሕ መሰንገልና እወ❤❤
ቀዱሙስ ኣይ የሕዋት እንዶ ሓወይ ናተይ
ስነ ጥበባዊ ጸግዒ ህዝቢ ኮይኑ ነቲ ሓቂ ኣብ ሳዓቱ ናብ ህዝቡ ከቅርቦ ከሎ ዩ ሰላም ንውጹዓት የህዛብ ድራሮም ዩ good job efi from Eritrea B.N🌿💙🌿
Thank you brother❤❤❤❤
ይበል ስራሕ ዋይ ናትና ነገር ኤፊ ብሉጽ ድምጻዊ ❤ like ጌርኩም ኣግርጭው አስከ ኣብሉኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👎🇪🇷👎🤮
ናይና ♥️
Barytat Mussolini get lost.
ዚኣ እስቲ ርገፁለይ ኣሕዋተይ
@@FthawiYaqob barya Mussolini get lost resah wedi ta beja
ኣቱም ሰባት ኣደይ ማርያም ብር ክትብሉ ሓጎስ ትሃብኩም ❤️❤️
አሜን ❤🙏
አሜን
amen!!
Amen
😢😢🇪🇷ከብድኻ ትበልዕ ደርፊ ኣጆኹም የሕዋት ኣጆኹም ኣጆኹም ኣጆኹም ......ሓውኹም ካብ Eri❤✌️
True ❤
ብለፅ ስራሕ ኤፊ ሓዉና👌 ጥንስቲ እየዋ 👍 ግጨዉኒ ደቂ ሪመይ💊💊💊🥰🥰🥰❤❤❤
መች ነው የምትወልጂው 😁😁😁
@@jamiendris9454😂😂😂😂😢❤
@@jamiendris9454 🤣🤣😋
ትርጉሙ ባይገባኝም አስለቀሰኝ! ሁሉም አልፎ አንድ የምንሆንበት ቀን እንደሚመጣ አምናለሁ🇪🇹🇪🇹 እግዚአብሔር ከኛ አይራቅ!
ትርጉሙ የህዝብ ደም ለፖለቲካ አይገበር በቃ! ነው ሀሳቡ
Thank you bini
ትክክል ፡ ትርጉሙ ፡ በይገባንም ፡ በጦርነት ፡ ሰላማዊ ፡ ህዝብ ፡ ማለቁ ፡ መቸገሩ ፡ ያማል ፡ ያሳዝናል ፡ እግዚአብሔር ፡ ወደ ፡ እሮው ፡ ሰላም ፡ ይመልሰን ፡ ድሮም ፡ የታወቀ ፡ ነው ፡ በጦርነት ፡ የሚጎዳው ፡ የሚያልቀው ፡ ደሃው ፡ ነው ያማል 😭😭😭😭
Amen ❤❤❤❤
ኤርተራዊ ሓውኩም በልጸትይ ሰርሓ ሰላም ኑኩሉ ሰብ ወዲ ሳሆ 😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤
@@TonduraTondura ታንክስ❤
ትርጉም ባላውቂም ትልቅ መልክት እንዳዘለ ይሰማኛል my ትግራይ pp♥️♥️♥️
ኣድነቅቲን ፈተዉቲን ኢፊ👍 ሰላም ንሃገርና🥰
ኣበይ ዘሎ ሰላም እዩ የሕዋትና እንዳቀተልኩምናስ ሰላም ካብ ሓፍትካ እዩ ዝጅመር 😢😢😢
😢ሰላምን ስኒትን የዉርደልና ፈጣሪ🥺 ተጋሩ ይሕዋተይ ካብ ሓውኹም 🇪🇷❤❤💘❤💛
🤍🤍🤍
@@ThomasMehari-x1j ናይና❤
ኣሜን ለባማት ይሕዎትና😢❤
ናይ መጀመርያ እየዋ 👍👍ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
"ነዊሕ እዩ ናይ ኣደይ ደበሱ 😭ወዝኩም እማ ድሮ ተመሊሱ"👌💪❤💛❤
Nay baki ❤
Nay behaqi 😭😭😭😭😭
Very true
ዝፈተኹዋ ግጥሚ ሓቂቂቂቂ
በጃኹም ላይክ ሃቡኒ ብስም ኤፋር ሓዉኹም ወዲ ኤረይ 🇪🇷
❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@@Tuemberihu ወገነይ❤️
ቋንቋው ባይገባኝም ትግርኛ ዘፈን በጣም እወዳለሁ ጥሎብኝ ዘወትር ምሰማው😢😢❤❤❤
ከግዜው ጋር የተያያዘ ነው በተለይም ስለ ጦርነት ከጦርነት ወደዚ ያለ ስለ ትግራይ ባለስልጣናት 😢😢😢😢😢
@@MelakuMuleyያስታውቃል አው ክሊፑ 😥💔ሰላሙን ያምጣን🙏🙏🙏🙏
❤
ተማር
@@kahassekahsay8531 በስደት ነኝ😥
ብሓቂ ናይ ልበይ ገሊጽዎ። ብፍላይ ዜማ ልበይ ሃሪምኒ ዋና ዜማ የመዝግነካ ሓውኹም ኤርትራዊ ኢየ በብዘለናዮ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ኣምላኽ።
Amen(3)haweyyyy❤❤❤❤❤
ብዘይ ኣፉላላይ ኩላትና ደቂ ሓደ እግዚኣብሄር ኢና ምዳና 🇪🇷 & 🇻🇳ነንሕሕድና መርገም ጸርፊ ክንጻረፍ ቁጥዓ እግዚኣብሄር ኣብ ስደት ከም ንበሊ ጌርና በጃኹም ኣሕዋተይ ዝሓለፈ ዉሑጅ ይዉሰዶ ኢልና ፍቅርን ሰላምን ቅሳነትን ከዉርደልና ንጸሊ ተጋሩ ኣሕዋተይ ክኣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦይ ቅሳነት ይሃብኩም ካብ ሓዉኩም ወዲ ኤሪ 🇪🇷❤️🥺☦️🙏☦️
Selam neklu wedi sb politica rasah eya fetari bealu selam ywredlna
@@MasaraAhmed-ku7fr 👏❤❤
Deki tigrina ketfuna eyom tebegisom zelowu nenkahalom nezom arawit 🇻🇳🇪🇷
Tigaru Ajokum kunat yelen kab lomei
@@MIKIboy84men eloka kunat da Aleu hewetna kunat endyu
ኩሉ ትግራዋይ ክሰምዖ ዘለዎ ብሉፅ ምሩፅ ደርፊ ደጋጊምካ ዝስማዕ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Blikie zelo kunetat tigelix selam yewrdela hizbi alem (tig&eri) from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
selam yewrdelkum tegaru hawikum kab 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 efi jigna
1million views…Let’s Go ❤️💛💙💙
Nay tefetawi ❤️❤️❤️
Hji nseka Eritreawi dika tegraway seb tednger zelka atom medngarti felitkjm yu seb lomi
@@freweynikidane4943 Tigraweyti koyne kem Tefetawi and kemUziblu ertirawayan bitami eye ziftwekum 💙💙❤️💛
ተጋሩዋኒ ብታሚ ኣየ ዝፈትወኩም አፊ ሃውና god job l am from Eri like ኣይነውህድ ❤❤❤❤❤❤ቅቅ
ኤፍረም አታ ልሳን ውጽዕ ህዝቡ አብ ልቢ ነብሲወከፍ ሰብካ ዘላ ሐሳብ ን ቃንዛን በቲ ስሑል ድምጽኻ ኩላ ገሊጽካያ ::ት 🐆ግ 🐆ራ 🐆ያ 🐆ው 🐆ያ 🐆ን 🌷ሳባውያን 🌷አክሱማውያን 🌷አቱም ክልል ክንሶም ንበይኖም ብዘይ ዘራይ ምስ ሀገራት ገጢሞም ብዘይ ድሮን ምስ ድሮናት ገጢሞም ጠፊኦም ክብሀሉ ከም ወርቂ አብ ሐዊ ተፈቲኖም መመሊሶም ተኾሊዖም ዝደምቁ ትግራያውያን ጀጋኑ እኮ ኢኹም❤እንታይ ድአሞ ሕጂ ድሕሪ ዝኹሉ ንምእማኑ ዘጸግም ቅያ ምስራሕኩም እዞም ዝተረግሙ መራሕቲ መሊሶም ናብ መከራ ከእትውኹም ሱቅ ኢልካ ምርአይ??? ህዝቢ ትግራይ ክንደይ ግዜ ኢኻ ክትደሚ??ነዞም ቅርሱሳት መራሕቲ ንኹሎም አልጊስካ ሙሁር ግዱስ ፈታዊ ህዝቡ መራሒ ጌርካ ትግራይ ሀገረ ትግራያውያን መስሪቱ ዝኽሕሰካ እባ ተክእ። ንቓሕ ንቓሕ ንቓሕባታ አታ ህዝቢ።😢
Antum Lementi Zenekeze Sernay, Fafa, Tanika Zeyti, Fafa, Beshkoti Modis, Guzaee Muzaee, Deki Fetuhat Serre Serekti Rediet, Ayekum Layna. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@@Bereket-k7c wedi Mossulini kosovo lamani RefugeesSpaghetti yelen pasta yelen entay kunka??
@@Bereket-k7cአንጭዋ ሳዋ ወዲ ጀነራል ማንካ ወድዞም ምስ ክልል ንኽዋግኡ ብሀገራትን ድሮናትን ተሐዚሎም 😂😂መጽዮም በጂ ኢ/ተተደፊኦም ደመ ኸልቢ ዝኾኑ ኩይትዋረድስከ ካብዚ ውጻእ ዓይና ትውጸጻእ እታ ጋውኒን አዴኻ። አብቲ እንዳ ጎይታኻ ከይድካ ጭንን ሀነን በል ከልቢ ራሻይዳ።ተሐዛሊ ወድዞም ተሐንገርቲ ተሐንጋሪ ትብል ደርፊ ተጋበዝ
@selamselam7358 Akmi Enena ilom Amerarna Nab Hawi Yetemuna, Wayyy Wayyy SHAEWYA Ema Alaheyuna dokoney, Lewisum Embey. 1.5 Million Xaeda Aynom Tegelbitu, 750,000 Senkulat, Ewerat, Betukat, Lemusat, Guzaee Muzaee Hizka Terifka. 🤓🤓🤓🤓🤓
@@Bereket-k7cተሐዘልቲሐሳኽ ሐማሴን ምስ ጀብሀ ክትዋጋእ ብትግራይ ተሐዚላ፤ሐሳኽ ሐማሴን ምስ ደርጊ ክትዋጋእ ብትግራይን ብኦሮሞን ተሐዚላ፤ሐሳኽ ሐማሴን ምስ ክልል ክትግራይ ክትዋጋእ ብሀጉራትን ድሮናትን ተሐዚላ😂😂💪💪💪💪💪😂😂😂😂😂ተ ሐ ዘ ል ቲ 😂😂😂😂😂ሕጂ ከአ እቲ ትማሊ በጅኡ ዝተደፋእኩሙሉ ምስተጠቀመልኩም ዓሰበይ ናብዛ ኢደይ ኢሉኩም👌👌😂😂እቲ ሕቶ ግን ሐዘልቲ አሉው ድዮም??? መቸም በይንኽን ራስ በራስ እንተሞትክን አይትገብራአን ኢኺን።አሀ ሶማልያ ኢጂፕት እባ አሉዋ ለካ እንዶ ግዳ ፈንጠርጠር አብዚሕክን ሐዘልቲ ተአማሚንክን ኢኺን እምበር አብ ዝሐለፈ 30 ዓመት እኮ ብጭቅ ኢልክን አብ ማይ ዝአተወት አንጭዋ ኮይንክን ሽዑዑ ሐዘልቲ ምስ ረኸብክን ምስ ክልል ንኽትዋግአ ብሀገራትን ድሮናትን ተሐዚልክን መጺኺን 😂😂😂ተ ሐ ዘ ል ቲ ደቂ ተሐንገርቲ ትብል ደርፊ ተጋበዘለይ ጋውኒን🦍ወዲ ጀነራል ፍንጃል😂😂😂እቲ ጎይታኹም ብርሀኑ ጁላ ሊዘርፉ ነው የገቡት ኢሉ ይምስክረልኩም ኔሩ ምስተጠቀመልኩም😂😂😂😂
ትግረንኛ ባይገባኝ ክልፑ ልብን ያደማል የግዜ ጉዳይ ነዉ ሁሉም የእጁን ያገኛል ተጋሩዎች በርቱ 💚💛❤
ስለ ጨፍጫፊው የኦሮሙማ የአብዮት አሕመድ እንዴት መቀሌያቸውን እንደአወደመ ነው የሚዘፍነው። ጀግኖቹ ይሄንን ከሚያዩ መሞታቸው መልካም እንደሆነ
😢😢😢@@Badema1991
Men yaregal esu behone hizibu endehone beteyikew geday amhara new bilo mimelesleh lederesebachu neger betam aznalehu😢😢😢 @@Badema1991
ሰላም ሁኖ እናተም እኛም ይቅር የምንባባልበት ቀን ናፈቀኝ😢💔
Lik inda ane nesh
ተጋርዋኒ i love you ኣነ ሓዉኹም ብርጌድ ንሓመዱ💙🌿one love💛❤️🙏
Kid hamed biela
@@yordatesfay9055😂😂
ሓመድካ ዕደ ለማኒ🤮🤮🤮
One Love 🤍🤍🤍
We love you back ብርጌዳዊ ሐውና❤
ብሉጽ ስራህ እፊ ጅግና🇪🇷🇪🇷 ሰላም ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰማዓይ የለን እምበር ገሊፅካዮ ነይርካ ዕድሜ ይሃብ
ብጣዕሚ 😢😢
ወቅቱን የጠበቀ ስራ እውነት አሁን የሚሰማኝ ውስጤ ያለውን ስሜት ነው የገለፅከውና አመሰግናለሁ ሁሉም ሊሰማው የሚገባ ስራ ነው
ፍሉጥ ሕጂ ኮ ዝጻረፍ ኣይስኣንን ዩ 😢 ጽቡቅ ስራሕ ኤፊ ካብ ቡሉጽ ሰብ እዚ ኢና ንጽበ 👏👏👏
ሓቂ❤
ሰላም ራሕዋ ቅሳነት ትግራይ ዝናፈቆ like ተጋሩዋይ ❤
From Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 i love you tegaru yehwatey 😢😢😢
😂😂😂😂
ብስም ኣዶ ትግራይ እስከ like ሃቡኒ ኣዴታትና መወዳደርቲ ኣልቦ ኤፋየ ብሉጽ ስራሕ ❤️💛🥰
Www great job Efi selam ywrdelna nkulu wedi seb from Eritrea 💙💙🇪🇷
Amen Amen Amen
@@johnihabtay8717 ኣሜን (3),ናይና💙
ኣማራ ነኝ ብጣዒሚ ደሰ ዝበል አገላለፅ ❤ሰላም ንሃገርና❤❤🎉
ሰላም የውርደልኩም ኤፊ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤፊ ጽቡቕ ቪዶ Clip ምስ ደርፊ እንታይ ክወጾ ሰላም የውርደልና ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ🤍 🕊️
በችግር በርሐብ በጦርነት በሀይል አንገቱን ያልደፋ ያመልካም ትሁት ህዝብ አንገቱን በናተ አስደፋቹሁት !! ኤፍሬም አይዞን ❤
በትዕቢቱ አገርና ህዝብን የጨረሰ የወንበዴ ስብስብ
I'm Eritrean 🇪🇷 To be fair did a great song I like it and it matches the current situation.
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣፉ ወዲ ሪመይ እንኾዓ ብሰላም መፃካ ጅግና ♥️♥️♥️🌎💙💙💧💧💧
ናይ እፊ እሎማ ትብል ኣብ ድፋዕ ጭፍራ ብሬድዮ ንይሰምዓ ነርና ብጣዕሚ ትዝታ ኣለትኒ Tdf eye lik ተዉቑኒ ደቂ ብቴይ። ዕድመን ፍቕርን ምስድራኻ ይሃብካ እፊ
ስንጥበብ ከምዚ ኢዩ ንሰላም ጥራይ ዘሙሩ 😢 ኤርትራ 🥂 ኢቶጵያ
የሰው ደስታ የሚያስደስታችሁ በሙሉ 1000 ኣስገቡኝ ስውዳቹ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ላይክ እሚያስደስትህ ከሆነ ላይክ ገጭቻለው
Selam nkulu hzbi from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
First comment from eritrean🇪🇷🇪🇷selam yewurdelna ❤😢
Barya Mussolini get lost.
ደፊረዶ ክብል እንኳዕ ተሰዉኡ 😢ደዉ ኢሎም ሕመቅኩም ከምዚ ካብ ዝሪኡ ክብርን ሞገስን …..😢✊✊
😢😢😢
Este gedefina meary 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
💔💔💔💔💔
Good job 👏❤ from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፀገምና ልእሊ መንግስቲ ትግራይ AI እዩ ፈሊጥዎ ዋ።ግርም ስራሕ ኤፊ
😂😂😂
ብሓቂ 😂😂😂😂
❤💛❤ ናይ ብሉፃት ብልፅቲ ደርፊ ❤💛❤ሽሕ ዓመት ንበረልና ኤፋረይ !
Selam🕊 Selam🕊 Bejakum Liebi gebru Merahti Afrika Merahti Etiopia 🇪🇹 Merahti Tigrat 💊 Merahti Eritra 🇪🇷 bedem Mensay Aytxwetu Dem wexu kem may Aytstaywo.....Thanks Efirem 🇪🇷
መምህር ኤፍሬም ለባም ሓሪፍን እዋናዊትን ስራሕ እያ ክብሪ ይሃብካ።ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ!
Ybel gtmi ybel zema ybel mqnbar🔥 Selamkum ymne hawkum kab Asmara 🇪🇷Efoyta yewrdelkum
አሜን አሜን ሐወይ ናተይ ናዓኻ ምስ ስድራኻ ኸማን ሰላምኩም ይብዛሕ
ኤፊ ፅቡቅ ስራሕ ዩ፡ በርትዕ።
ዋውውው ኤፊ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ እንኳዕ ብዳሓን መፃካ ስላም ንህዝብና መቅተልቲ ደቀንትዮ ደው ይበል❗
እግዚኣብሔር ክፋእ ዘይስማዓሉ ግዜ ይመፅኣልና❤😢
Amen 😢❤
ኤፉ በጣም ምርጥ ዘፈን ለዚች ዘመን የሚመጥን ነውና እናመሰግናለን ኤፉየ ደጉ ሰው፡
የልባችንን ህመም ነዉ የገለፅክልን እፍሬም ወንድሜ 😢😢😢 ምታረገዋለህ ለባለስልጣኖች ስባል ይሁሉ እልቂት😢😢😢 አገራችን ወደ ሰላም ይመልስልን ይህ ነዉ የናፈቀን
ቡሉፅ ስራሕ ነዛ ዘለናያ ግዜ ትውክል😢
ኣነ ኢሪትራዊት እየ 🇪🇷🇪🇷🙌🙌 ግና ስርሓትካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ። ናይ ሎሚ ድማ ብ ትሕዝቶኣ ኣዝያ ፍልይትን ኣብ ግዚኣን ዝወጸት ጽፍፍቲ ስራሕ። ኣምበሳ 🤝ንቅድሚት ጥራሕ ሰጉም ይብለካ።👏👏👏👏👏👏።
እንኮዕ ዳሓን መፃካ ወዲ ረመይ ፅቡቅ ስራሕ💊
From Asmera I love you deqi Tigray 🕊️
Meary ❤
ሓወይ ናተይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ካብ መቐለ
This is the way supposed to be, stand up together not against each other❤️❤️❤️🌼🌼🌼
@AlganeshGebremeskel-pi7fv you are Right bro
Not bro. Sis.😂@@InformationDailyBelly
This can not be just a single song. For me, it is a great novel about yesterday, today and what shall be. WELL DONE HAWNA.
ናይ ብሓቂ እዋናዊት ደርፊ። ኤፍረም ጅግና ኢልናካ ኣሎኖ ሃየ ደኣ like, share ግበርዋ ናብቶም በላዕቲ ሰብ ክትበጽሕ መታን ገለ ልቦም እንተደንደነ።
ናትና ነገር 🖤💔እእእእእእእ ዓኽኽኽ ክልተ ግዜ ሞት እዋይ ናትና ነገር አይ ትግራይ ❤💛💊💔
Weqtu zitelbo sirah🎉Thanks, Epha!!!Fetary yitareqena embey.
ብሉፅ ስራሕ ኤፊ ሓዉና ምግዳልና ምቁሳልና ምድማይና ብፆትና ዝሰኣናሉ የናስሐናሎ ተስፋ ስኢናሉ መራሕትና ንወንበር ጉያ ጥራሕ ኾይኑ😢😢
💥ናይዚ ዓመት ብልፅቲ ደርፊ💥 🙏Thank you ephuye🙏
ልክዕ 😢
ቅዱስ ገብርኤል አባታችን በጥበቡ በቸርነቱ እቅፍ ድግፍ ስ የሀሳብና ይሙልላልና አሜን አሜን አሜን
እንታይ ክዎፆ !ጊዚኡ ዝሀለወ ናይ ለባማት ምክሪ!!Thank you Ephrem!!Nice job!!❤️💛
From the right person the right message at the right time. ኤፍሬም የቀንየልና❤
Amazing, you are advocating for True democracy, at the right time. This is really rationale. Thanks for standing on your people's side.
ኤፍሬም መቸም እግዜአብሄር ይባረኻ ጸቡቅ ሰራሕ ❤❤❤❤❤
ኤፊዋይ ደስ ልብል ስራሕ ናይ ተግባር ሰባት እንተኮይንናስ😢ሰላምኻ ይመለስ ህዝበይ❤
Good message
ናይ ብሓቂ ነዚ ዘለናዮ ሕማቅ ግዜ ወቅትን ሱሱዓት መራሕቲ ኣብ ክንዲ ንብዓት ህዝቦም ዝደርዙ ብስልጣን ዝዓወርሉ ንህዝብ ትግራይ ጥራይ ዘይኮነ ንዓና ንኤርትራወያን ዉን ትውክል ኢያ ኤፊ ሓወይ በርትዕ ቀጽሎ
ኤፊ ጅግና 🥰💙🫶🏻👍🏻 ሰላም ንህዝብና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ፅብቅ ሰራሕ ኢፊ ሓወይ ኩሉኩም ኣርቲሰት ድምፂ ህዝብኩም ኩኑ😢❤
ረዚን መለአኽቲ ዘለዎ ኤፍየ ፅቡቅ ስራሕ❤❤ደጋጊመ ይሰምዓ እሞ ውሽጠይ ትትንክፈኒ😢ህዝበይ መዓዝ ኮን እዩ ዝወግሓልካ እዚ ካብ ምርኣይስ ምስ እቶም ዝተሰውኡ ብፆቶይ ዘይምኸድኩ ተበዳሊ ህዝበይ ወጋሕታኻ እስከ የሪአኒ🙏🏼
Welcome efiyeፈትሕይ ልደቂ አንስትዮ ትግራይ
ኢፊየ Welcome ብሓቂ ገሊፅካዮ እቲ ዘሎ ኩነታት😥 ሰላም ንኩሉ ወድሰብ 🙏💜
ዘየምቲ ገጠምቲ ከምዚ ኣቢሉም ደኣ ቅስልና ግለጽልና እምበኣር ንሕና ሐሚምናስ ሐሪርና ኢና የቀንየልና ኤፌ 😌😌😌
ኤማከም ወትሮ ፅቡቅ ስራሕ ዘለናዮ የሕዝንዩ ዘመኑ ከዕረ እዩ ኩሉ ህዝበና ተሓቢሩ 💔💛❤
ኤፍረሚየ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ።
I am oromo from Finfinne. Even I didn't know tigrigna language I appreciated this music
Oromo from Madagascar, 💀
ዋይ ናትና ነገር pow ኣቤት ቃላት thanks efi
ፅቡቅ ስራሕ ኤፊ ❤አብ ትክክለኛ ሰዓት የቀንየልና 🙏
እወደችዋለሁ 💙💛❤ይሄ መሪ ነው ጉድ የሰራን ብቻ እግዝአብኤር ይፍርዳል ቀን አለው መሪ የተባለ !!!😢😢😢ኡፍፍፍፍ ምንታረቅበት ቀን ሁሌም ይናፍቀኛል ❤💛
ከመይ እባ ገለፅካያ ወደይ ❤
ጽቡቕ ስራሕ! የቀንየልና ድምጺ ውጽዓት ዝኾነ ስራሕ ስለዘበርከትካ 👍👍👏👏🙏🙏
ዋው! ይበል ግጥሚ፣ ዜማ፣ ድምፂ፣ ክሊፕ --- እንታይ ክወፆ። መራሕቲ ትግራይ ዝስቆሮም እንተኾይኑ ፅቡቕ መልእኽቲ እዩ።ኤፍሬም ፅቡቕ ስራሕ።
ዝሰምዕ እንተልዩስ ዓብዪ መልአኽቲ ዘለዋ ስራሕ ኤፍየ ጅግና ዌልካም ወዲ ሪመይ❤
welcome back efii 🎉ሰላምካ ይብዛሕ ህዝበይ
ናይ ብሉፃት ብልፅቲ ደርፊ ❤❤ህዝብካ እንዳነበዐ ስለ ወንበር ዶ ምተወገዐ😢
እንኮዕ ብሰላም መፃካ ኤፉየ ሰላማት ተጋሩ ኣሕዋተይ
ጽቡቅ ስራሕ አብ ግዜአን አብ ሳዓታን ኤፊ 😢
Thank you Ephrem! People's Voice!
ደቂ ሪመይ ናይ ሰላም ፍቅሪ ሓድነት ዘመን ይግበረልና..!!!!🙏🙏🙏
ብ like እስኪ ዓጠቕ ኣብሉኒ ያ ጀምዓ❣️❣️❣️ተጋሩዋይ መዓረይ ካብ ኤርትራዊ ሓውኩም🇪🇷one love💛❤️❤️
ናይና ቡሉፅ ✍️
ዓጠቕ ኣቢለካ
@@ጓልሽረዕባይሃገርሰብ😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😊😊😊😊😊😅😅😅😅😅😅😅😅😅😊😊
❤🙏
😅❤
ተጓሩ ❤️የሕዋተይ ሰላም ይምነየልኩም።
ኣዚዩ ዝፈትወኩ ሓዉኹም ካብ ኤረትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑
❤❤❤ ሐወይ ናተይ
❤❤
ንኹላትና ክብረተይ❤😢🎉
Thank you for your heartfelt words, the same to your people🙏
❤❤❤
ብሉጽ ስራሕ እዩ እፌ ጅግና 👏👏 ካብ ኤርትራዊ🇪🇷🇪🇷 ሓውኩም ደለዪ ሰላም
ይግርም ብጣዕሚ ❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉
@@d_dani_21 ደመይ❤️
❤❤❤❤🎉
ብሉፅ ስራሕ! 🎉🎉
powerful message!🔥🙌🏾
የቀንየልና እዋናዊ ነዚ ሐዚ ግዜ ዝገልፅ ስራሕ ስለዝረሕኹም 🥺🥰🙏
ኣቦይ ፍቃዱ ባዕሎም ይንኣዱ😂👉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@@AregawiHailu-r5b😂😂
❤❤❤🎉
💛❤️🥺✌️👍👌🙏
ኤርትራዊ ሓውኹም ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤
ህዝበይ ወገነይ ክብረተይ ኢኹም
tnx broy ❤
Hasawi
ፍንፃሕ መሰንገልና እወ❤❤
ቀዱሙስ ኣይ የሕዋት እንዶ ሓወይ ናተይ
❤❤❤
ስነ ጥበባዊ ጸግዒ ህዝቢ ኮይኑ ነቲ ሓቂ ኣብ ሳዓቱ ናብ ህዝቡ ከቅርቦ ከሎ ዩ ሰላም ንውጹዓት የህዛብ ድራሮም ዩ good job efi from Eritrea B.N🌿💙🌿
Thank you brother❤❤❤❤
ይበል ስራሕ ዋይ ናትና ነገር ኤፊ ብሉጽ ድምጻዊ ❤ like ጌርኩም ኣግርጭው አስከ ኣብሉኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👎🇪🇷👎🤮
ናይና ♥️
Barytat Mussolini get lost.
ዚኣ እስቲ ርገፁለይ ኣሕዋተይ
@@FthawiYaqob barya Mussolini get lost resah wedi ta beja
ኣቱም ሰባት ኣደይ ማርያም ብር ክትብሉ ሓጎስ ትሃብኩም ❤️❤️
አሜን ❤🙏
አሜን
amen!!
Amen
Amen
😢😢🇪🇷
ከብድኻ ትበልዕ ደርፊ
ኣጆኹም የሕዋት ኣጆኹም ኣጆኹም ኣጆኹም ......
ሓውኹም ካብ Eri
❤✌️
True ❤
ብለፅ ስራሕ ኤፊ ሓዉና👌 ጥንስቲ እየዋ 👍 ግጨዉኒ ደቂ ሪመይ💊💊💊🥰🥰🥰❤❤❤
መች ነው የምትወልጂው 😁😁😁
@@jamiendris9454😂😂😂😂😢❤
@@jamiendris9454 🤣🤣😋
ትርጉሙ ባይገባኝም አስለቀሰኝ! ሁሉም አልፎ አንድ የምንሆንበት ቀን እንደሚመጣ አምናለሁ🇪🇹🇪🇹 እግዚአብሔር ከኛ አይራቅ!
ትርጉሙ የህዝብ ደም ለፖለቲካ አይገበር በቃ! ነው ሀሳቡ
Thank you bini
ትክክል ፡ ትርጉሙ ፡ በይገባንም ፡ በጦርነት ፡ ሰላማዊ ፡ ህዝብ ፡ ማለቁ ፡ መቸገሩ ፡ ያማል ፡ ያሳዝናል ፡ እግዚአብሔር ፡ ወደ ፡ እሮው ፡ ሰላም ፡ ይመልሰን ፡ ድሮም ፡ የታወቀ ፡ ነው ፡ በጦርነት ፡ የሚጎዳው ፡ የሚያልቀው ፡ ደሃው ፡ ነው ያማል 😭😭😭😭
አሜን
Amen ❤❤❤❤
ኤርተራዊ ሓውኩም በልጸትይ ሰርሓ ሰላም ኑኩሉ ሰብ ወዲ ሳሆ 😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤
@@TonduraTondura ታንክስ❤
ትርጉም ባላውቂም ትልቅ መልክት እንዳዘለ ይሰማኛል my ትግራይ pp♥️♥️♥️
ኣድነቅቲን ፈተዉቲን ኢፊ👍 ሰላም ንሃገርና🥰
ኣበይ ዘሎ ሰላም እዩ የሕዋትና እንዳቀተልኩምናስ ሰላም ካብ ሓፍትካ እዩ ዝጅመር 😢😢😢
😢ሰላምን ስኒትን የዉርደልና ፈጣሪ🥺 ተጋሩ ይሕዋተይ ካብ ሓውኹም 🇪🇷❤❤💘❤💛
❤❤❤
🤍🤍🤍
@@ThomasMehari-x1j ናይና❤
ኣሜን ለባማት ይሕዎትና😢❤
ናይ መጀመርያ እየዋ 👍👍ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
"ነዊሕ እዩ ናይ ኣደይ ደበሱ 😭
ወዝኩም እማ ድሮ ተመሊሱ"👌💪❤💛❤
Nay baki ❤
Nay behaqi 😭😭😭😭😭
Very true
❤❤
ዝፈተኹዋ ግጥሚ ሓቂቂቂቂ
በጃኹም ላይክ ሃቡኒ ብስም ኤፋር ሓዉኹም ወዲ ኤረይ 🇪🇷
❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@@Tuemberihu ወገነይ❤️
ቋንቋው ባይገባኝም ትግርኛ ዘፈን በጣም እወዳለሁ ጥሎብኝ ዘወትር ምሰማው😢😢❤❤❤
ከግዜው ጋር የተያያዘ ነው በተለይም ስለ ጦርነት ከጦርነት ወደዚ ያለ ስለ ትግራይ ባለስልጣናት 😢😢😢😢😢
@@MelakuMuleyያስታውቃል አው ክሊፑ 😥💔ሰላሙን ያምጣን🙏🙏🙏🙏
❤
ተማር
@@kahassekahsay8531 በስደት ነኝ😥
ብሓቂ ናይ ልበይ ገሊጽዎ። ብፍላይ ዜማ
ልበይ ሃሪምኒ ዋና ዜማ የመዝግነካ ሓውኹም
ኤርትራዊ ኢየ በብዘለናዮ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና
ኣምላኽ።
❤
Amen(3)haweyyyy❤❤❤❤❤
Amen
ብዘይ ኣፉላላይ ኩላትና ደቂ ሓደ እግዚኣብሄር ኢና ምዳና 🇪🇷 & 🇻🇳ነንሕሕድና መርገም ጸርፊ ክንጻረፍ ቁጥዓ እግዚኣብሄር ኣብ ስደት ከም ንበሊ ጌርና በጃኹም ኣሕዋተይ ዝሓለፈ ዉሑጅ ይዉሰዶ ኢልና ፍቅርን ሰላምን ቅሳነትን ከዉርደልና ንጸሊ ተጋሩ ኣሕዋተይ ክኣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦይ ቅሳነት ይሃብኩም ካብ ሓዉኩም ወዲ ኤሪ 🇪🇷❤️🥺☦️🙏☦️
❤❤❤
Selam neklu wedi sb politica rasah eya fetari bealu selam ywredlna
@@MasaraAhmed-ku7fr 👏❤❤
Deki tigrina ketfuna eyom tebegisom zelowu nenkahalom nezom arawit 🇻🇳🇪🇷
Tigaru Ajokum kunat yelen kab lomei
@@MIKIboy84men eloka kunat da Aleu hewetna kunat endyu
ኩሉ ትግራዋይ ክሰምዖ ዘለዎ ብሉፅ ምሩፅ ደርፊ ደጋጊምካ ዝስማዕ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤
Blikie zelo kunetat tigelix selam yewrdela hizbi alem (tig&eri) from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
selam yewrdelkum tegaru hawikum kab 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 efi jigna
🤍🤍🤍
1million views…Let’s Go ❤️💛💙💙
Nay tefetawi ❤️❤️❤️
Hji nseka Eritreawi dika tegraway seb tednger zelka atom medngarti felitkjm yu seb lomi
@@freweynikidane4943 Tigraweyti koyne kem Tefetawi and kemUziblu ertirawayan bitami eye ziftwekum 💙💙❤️💛
ተጋሩዋኒ ብታሚ ኣየ ዝፈትወኩም አፊ ሃውና god job l am from Eri like ኣይነውህድ ❤❤❤❤❤❤ቅቅ
ኤፍረም አታ ልሳን ውጽዕ ህዝቡ አብ ልቢ ነብሲወከፍ ሰብካ ዘላ ሐሳብ ን ቃንዛን በቲ ስሑል ድምጽኻ ኩላ ገሊጽካያ ::
ት 🐆ግ 🐆ራ 🐆ያ 🐆ው 🐆ያ 🐆ን
🌷ሳባውያን 🌷አክሱማውያን 🌷አቱም ክልል ክንሶም ንበይኖም ብዘይ ዘራይ ምስ ሀገራት ገጢሞም ብዘይ ድሮን ምስ ድሮናት ገጢሞም ጠፊኦም ክብሀሉ ከም ወርቂ አብ ሐዊ ተፈቲኖም መመሊሶም ተኾሊዖም ዝደምቁ ትግራያውያን ጀጋኑ እኮ ኢኹም❤እንታይ ድአሞ ሕጂ ድሕሪ ዝኹሉ ንምእማኑ ዘጸግም ቅያ ምስራሕኩም እዞም ዝተረግሙ መራሕቲ መሊሶም ናብ መከራ ከእትውኹም ሱቅ ኢልካ ምርአይ??? ህዝቢ ትግራይ ክንደይ ግዜ ኢኻ ክትደሚ??ነዞም ቅርሱሳት መራሕቲ ንኹሎም አልጊስካ ሙሁር ግዱስ ፈታዊ ህዝቡ መራሒ ጌርካ
ትግራይ ሀገረ ትግራያውያን መስሪቱ ዝኽሕሰካ እባ ተክእ።
ንቓሕ ንቓሕ ንቓሕባታ አታ ህዝቢ።😢
Antum Lementi Zenekeze Sernay, Fafa, Tanika Zeyti, Fafa, Beshkoti Modis, Guzaee Muzaee, Deki Fetuhat Serre Serekti Rediet, Ayekum Layna. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@@Bereket-k7c wedi Mossulini kosovo lamani Refugees
Spaghetti yelen pasta yelen entay kunka??
@@Bereket-k7cአንጭዋ ሳዋ ወዲ ጀነራል ማንካ ወድዞም ምስ ክልል ንኽዋግኡ ብሀገራትን ድሮናትን ተሐዚሎም 😂😂መጽዮም በጂ ኢ/ተተደፊኦም ደመ ኸልቢ ዝኾኑ ኩይትዋረድስከ ካብዚ ውጻእ ዓይና ትውጸጻእ እታ ጋውኒን አዴኻ። አብቲ እንዳ ጎይታኻ ከይድካ ጭንን ሀነን በል ከልቢ ራሻይዳ።ተሐዛሊ ወድዞም ተሐንገርቲ ተሐንጋሪ ትብል ደርፊ ተጋበዝ
@selamselam7358 Akmi Enena ilom Amerarna Nab Hawi Yetemuna, Wayyy Wayyy SHAEWYA Ema Alaheyuna dokoney, Lewisum Embey. 1.5 Million Xaeda Aynom Tegelbitu, 750,000 Senkulat, Ewerat, Betukat, Lemusat, Guzaee Muzaee Hizka Terifka. 🤓🤓🤓🤓🤓
@@Bereket-k7cተሐዘልቲ
ሐሳኽ ሐማሴን ምስ ጀብሀ ክትዋጋእ ብትግራይ ተሐዚላ፤
ሐሳኽ ሐማሴን ምስ ደርጊ ክትዋጋእ ብትግራይን ብኦሮሞን ተሐዚላ፤
ሐሳኽ ሐማሴን ምስ ክልል ክትግራይ ክትዋጋእ ብሀጉራትን ድሮናትን ተሐዚላ😂😂💪💪💪💪💪😂😂😂😂😂
ተ ሐ ዘ ል ቲ 😂😂😂😂😂
ሕጂ ከአ እቲ ትማሊ በጅኡ ዝተደፋእኩሙሉ ምስተጠቀመልኩም ዓሰበይ ናብዛ ኢደይ ኢሉኩም👌👌😂😂እቲ ሕቶ ግን ሐዘልቲ አሉው ድዮም??? መቸም በይንኽን ራስ በራስ እንተሞትክን አይትገብራአን ኢኺን።አሀ ሶማልያ ኢጂፕት እባ አሉዋ ለካ እንዶ ግዳ ፈንጠርጠር አብዚሕክን ሐዘልቲ ተአማሚንክን ኢኺን እምበር አብ ዝሐለፈ 30 ዓመት እኮ ብጭቅ ኢልክን አብ ማይ ዝአተወት አንጭዋ ኮይንክን ሽዑዑ ሐዘልቲ ምስ ረኸብክን ምስ ክልል ንኽትዋግአ ብሀገራትን ድሮናትን ተሐዚልክን መጺኺን 😂😂😂ተ ሐ ዘ ል ቲ ደቂ ተሐንገርቲ ትብል ደርፊ ተጋበዘለይ ጋውኒን🦍ወዲ ጀነራል ፍንጃል😂😂😂እቲ ጎይታኹም ብርሀኑ ጁላ ሊዘርፉ ነው የገቡት ኢሉ ይምስክረልኩም ኔሩ ምስተጠቀመልኩም😂😂😂😂
ትግረንኛ ባይገባኝ ክልፑ ልብን ያደማል የግዜ ጉዳይ ነዉ ሁሉም የእጁን ያገኛል ተጋሩዎች በርቱ 💚💛❤
ስለ ጨፍጫፊው የኦሮሙማ የአብዮት አሕመድ እንዴት መቀሌያቸውን እንደአወደመ ነው የሚዘፍነው። ጀግኖቹ ይሄንን ከሚያዩ መሞታቸው መልካም እንደሆነ
😢😢😢@@Badema1991
Men yaregal esu behone hizibu endehone beteyikew geday amhara new bilo mimelesleh lederesebachu neger betam aznalehu😢😢😢 @@Badema1991
ሰላም ሁኖ እናተም እኛም ይቅር የምንባባልበት ቀን ናፈቀኝ😢💔
Lik inda ane nesh
ተጋርዋኒ i love you ኣነ ሓዉኹም ብርጌድ ንሓመዱ💙🌿one love💛❤️🙏
Kid hamed biela
@@yordatesfay9055😂😂
ሓመድካ ዕደ ለማኒ🤮🤮🤮
One Love 🤍🤍🤍
We love you back ብርጌዳዊ ሐውና❤
ብሉጽ ስራህ እፊ ጅግና🇪🇷🇪🇷 ሰላም ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤❤❤
🤍🤍🤍
ሰማዓይ የለን እምበር ገሊፅካዮ ነይርካ ዕድሜ ይሃብ
ብጣዕሚ 😢😢
ወቅቱን የጠበቀ ስራ እውነት አሁን የሚሰማኝ ውስጤ ያለውን ስሜት ነው የገለፅከውና አመሰግናለሁ ሁሉም ሊሰማው የሚገባ ስራ ነው
ፍሉጥ ሕጂ ኮ ዝጻረፍ ኣይስኣንን ዩ 😢 ጽቡቅ ስራሕ ኤፊ ካብ ቡሉጽ ሰብ እዚ ኢና ንጽበ 👏👏👏
ሓቂ❤
ሰላም ራሕዋ ቅሳነት ትግራይ ዝናፈቆ like ተጋሩዋይ ❤
From Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 i love you tegaru yehwatey 😢😢😢
🤍🤍🤍
😂😂😂😂
ብስም ኣዶ ትግራይ እስከ like ሃቡኒ ኣዴታትና መወዳደርቲ ኣልቦ ኤፋየ ብሉጽ ስራሕ ❤️💛🥰
Www great job Efi selam ywrdelna nkulu wedi seb from Eritrea 💙💙🇪🇷
Amen Amen Amen
🤍🤍🤍
@@johnihabtay8717 ኣሜን (3),ናይና💙
ኣማራ ነኝ ብጣዒሚ ደሰ ዝበል አገላለፅ ❤ሰላም ንሃገርና❤❤🎉
🤍🤍🤍
ሰላም የውርደልኩም ኤፊ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🤍🤍🤍
ኤፊ ጽቡቕ ቪዶ Clip ምስ ደርፊ እንታይ ክወጾ ሰላም የውርደልና ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ🤍 🕊️
🤍🤍🤍
በችግር በርሐብ በጦርነት በሀይል አንገቱን ያልደፋ ያመልካም ትሁት ህዝብ አንገቱን በናተ አስደፋቹሁት !! ኤፍሬም አይዞን ❤
❤
በትዕቢቱ አገርና ህዝብን የጨረሰ የወንበዴ ስብስብ
I'm Eritrean 🇪🇷 To be fair did a great song I like it and it matches the current situation.
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣፉ ወዲ ሪመይ እንኾዓ ብሰላም መፃካ ጅግና ♥️♥️♥️🌎💙💙💧💧💧
ናይ እፊ እሎማ ትብል ኣብ ድፋዕ ጭፍራ ብሬድዮ ንይሰምዓ ነርና ብጣዕሚ ትዝታ ኣለትኒ Tdf eye lik ተዉቑኒ ደቂ ብቴይ።
ዕድመን ፍቕርን ምስድራኻ ይሃብካ እፊ
ስንጥበብ ከምዚ ኢዩ ንሰላም ጥራይ ዘሙሩ 😢 ኤርትራ 🥂 ኢቶጵያ
የሰው ደስታ የሚያስደስታችሁ በሙሉ 1000 ኣስገቡኝ ስውዳቹ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ላይክ እሚያስደስትህ ከሆነ ላይክ ገጭቻለው
Selam nkulu hzbi from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
First comment from eritrean🇪🇷🇪🇷selam yewurdelna ❤😢
Barya Mussolini get lost.
🤍🤍🤍
ደፊረዶ ክብል እንኳዕ ተሰዉኡ 😢
ደዉ ኢሎም ሕመቅኩም ከምዚ ካብ ዝሪኡ ክብርን ሞገስን …..😢✊✊
😢😢😢
Este gedefina meary 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
💔💔💔💔💔
😢😢😢
Good job 👏❤ from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፀገምና ልእሊ መንግስቲ ትግራይ AI እዩ ፈሊጥዎ ዋ።
ግርም ስራሕ ኤፊ
😂😂😂
ብሓቂ 😂😂😂😂
❤💛❤ ናይ ብሉፃት ብልፅቲ ደርፊ ❤💛❤
ሽሕ ዓመት ንበረልና ኤፋረይ !
Selam🕊 Selam🕊 Bejakum Liebi gebru Merahti Afrika Merahti Etiopia 🇪🇹 Merahti Tigrat 💊 Merahti Eritra 🇪🇷 bedem Mensay Aytxwetu Dem wexu kem may Aytstaywo.....Thanks Efirem 🇪🇷
መምህር ኤፍሬም ለባም ሓሪፍን እዋናዊትን ስራሕ እያ ክብሪ ይሃብካ።
ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ!
Ybel gtmi ybel zema ybel mqnbar🔥
Selamkum ymne hawkum kab Asmara 🇪🇷
Efoyta yewrdelkum
🤍🤍🤍
አሜን አሜን ሐወይ ናተይ ናዓኻ ምስ ስድራኻ ኸማን ሰላምኩም ይብዛሕ
ኤፊ ፅቡቅ ስራሕ ዩ፡ በርትዕ።
ዋውውው ኤፊ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ እንኳዕ ብዳሓን መፃካ
ስላም ንህዝብና
መቅተልቲ ደቀንትዮ ደው ይበል❗
እግዚኣብሔር ክፋእ ዘይስማዓሉ ግዜ ይመፅኣልና❤😢
Amen 😢❤
ኤፉ በጣም ምርጥ ዘፈን ለዚች ዘመን የሚመጥን ነውና እናመሰግናለን ኤፉየ ደጉ ሰው፡
የልባችንን ህመም ነዉ የገለፅክልን እፍሬም ወንድሜ 😢😢😢 ምታረገዋለህ ለባለስልጣኖች ስባል ይሁሉ እልቂት😢😢😢 አገራችን ወደ ሰላም ይመልስልን ይህ ነዉ የናፈቀን
ቡሉፅ ስራሕ ነዛ ዘለናያ ግዜ ትውክል😢
ኣነ ኢሪትራዊት እየ 🇪🇷🇪🇷🙌🙌 ግና ስርሓትካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ። ናይ ሎሚ ድማ ብ ትሕዝቶኣ ኣዝያ ፍልይትን ኣብ ግዚኣን ዝወጸት ጽፍፍቲ ስራሕ። ኣምበሳ 🤝ንቅድሚት ጥራሕ ሰጉም ይብለካ።👏👏👏👏👏👏።
እንኮዕ ዳሓን መፃካ ወዲ ረመይ ፅቡቅ ስራሕ💊
From Asmera I love you deqi Tigray 🕊️
Meary ❤
ሓወይ ናተይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ካብ መቐለ
This is the way supposed to be, stand up together not against each other❤️❤️❤️🌼🌼🌼
@AlganeshGebremeskel-pi7fv you are Right bro
Not bro. Sis.😂@@InformationDailyBelly
This can not be just a single song. For me, it is a great novel about yesterday, today and what shall be. WELL DONE HAWNA.
ናይ ብሓቂ እዋናዊት ደርፊ። ኤፍረም ጅግና ኢልናካ ኣሎኖ ሃየ ደኣ like, share ግበርዋ ናብቶም በላዕቲ ሰብ ክትበጽሕ መታን ገለ ልቦም እንተደንደነ።
ናትና ነገር 🖤💔እእእእእእእ ዓኽኽኽ ክልተ ግዜ ሞት እዋይ ናትና ነገር አይ ትግራይ ❤💛💊💔
Weqtu zitelbo sirah🎉
Thanks, Epha!!!
Fetary yitareqena embey.
ብሉፅ ስራሕ ኤፊ ሓዉና ምግዳልና ምቁሳልና ምድማይና ብፆትና ዝሰኣናሉ የናስሐናሎ ተስፋ ስኢናሉ መራሕትና ንወንበር ጉያ ጥራሕ ኾይኑ😢😢
💥ናይዚ ዓመት ብልፅቲ ደርፊ💥
🙏Thank you ephuye🙏
ልክዕ 😢
ቅዱስ ገብርኤል አባታችን በጥበቡ በቸርነቱ እቅፍ ድግፍ ስ የሀሳብና ይሙልላልና አሜን አሜን አሜን
እንታይ ክዎፆ !ጊዚኡ ዝሀለወ ናይ ለባማት ምክሪ!!Thank you Ephrem!!Nice job!!❤️💛
From the right person the right message at the right time. ኤፍሬም የቀንየልና❤
Amazing, you are advocating for True democracy, at the right time. This is really rationale. Thanks for standing on your people's side.
ኤፍሬም መቸም እግዜአብሄር ይባረኻ ጸቡቅ ሰራሕ ❤❤❤❤❤
ኤፊዋይ ደስ ልብል ስራሕ ናይ ተግባር ሰባት እንተኮይንናስ😢
ሰላምኻ ይመለስ ህዝበይ❤
Good message
ናይ ብሓቂ ነዚ ዘለናዮ ሕማቅ ግዜ ወቅትን ሱሱዓት መራሕቲ ኣብ ክንዲ ንብዓት ህዝቦም ዝደርዙ ብስልጣን ዝዓወርሉ ንህዝብ ትግራይ ጥራይ ዘይኮነ ንዓና ንኤርትራወያን ዉን ትውክል ኢያ ኤፊ ሓወይ በርትዕ ቀጽሎ
ኤፊ ጅግና 🥰💙🫶🏻👍🏻 ሰላም ንህዝብና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ፅብቅ ሰራሕ ኢፊ ሓወይ ኩሉኩም ኣርቲሰት ድምፂ ህዝብኩም ኩኑ😢❤
ረዚን መለአኽቲ ዘለዎ ኤፍየ ፅቡቅ ስራሕ❤❤ደጋጊመ ይሰምዓ እሞ ውሽጠይ ትትንክፈኒ😢ህዝበይ መዓዝ ኮን እዩ ዝወግሓልካ እዚ ካብ ምርኣይስ ምስ እቶም ዝተሰውኡ ብፆቶይ ዘይምኸድኩ ተበዳሊ ህዝበይ ወጋሕታኻ እስከ የሪአኒ🙏🏼
Welcome efiye
ፈትሕይ ልደቂ አንስትዮ ትግራይ
ኢፊየ Welcome ብሓቂ ገሊፅካዮ እቲ ዘሎ ኩነታት😥 ሰላም ንኩሉ ወድሰብ 🙏💜
ዘየምቲ ገጠምቲ ከምዚ ኣቢሉም ደኣ ቅስልና ግለጽልና እምበኣር ንሕና ሐሚምናስ ሐሪርና ኢና የቀንየልና ኤፌ 😌😌😌
ኤማከም ወትሮ ፅቡቅ ስራሕ ዘለናዮ የሕዝንዩ ዘመኑ ከዕረ እዩ ኩሉ ህዝበና ተሓቢሩ 💔💛❤
ኤፍረሚየ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ።
I am oromo from Finfinne. Even I didn't know tigrigna language I appreciated this music
Oromo from Madagascar, 💀
ዋይ ናትና ነገር pow ኣቤት ቃላት thanks efi
ፅቡቅ ስራሕ ኤፊ ❤አብ ትክክለኛ ሰዓት የቀንየልና 🙏
እወደችዋለሁ 💙💛❤ይሄ መሪ ነው ጉድ የሰራን ብቻ እግዝአብኤር ይፍርዳል ቀን አለው መሪ የተባለ !!!😢😢😢ኡፍፍፍፍ ምንታረቅበት ቀን ሁሌም ይናፍቀኛል ❤💛
🤍🤍🤍
ከመይ እባ ገለፅካያ ወደይ ❤
ጽቡቕ ስራሕ! የቀንየልና ድምጺ ውጽዓት ዝኾነ ስራሕ ስለዘበርከትካ 👍👍👏👏🙏🙏
ዋው! ይበል ግጥሚ፣ ዜማ፣ ድምፂ፣ ክሊፕ --- እንታይ ክወፆ። መራሕቲ ትግራይ ዝስቆሮም እንተኾይኑ ፅቡቕ መልእኽቲ እዩ።
ኤፍሬም ፅቡቕ ስራሕ።
ዝሰምዕ እንተልዩስ ዓብዪ መልአኽቲ ዘለዋ ስራሕ ኤፍየ ጅግና ዌልካም ወዲ ሪመይ❤
welcome back efii 🎉
ሰላምካ ይብዛሕ ህዝበይ
ናይ ብሉፃት ብልፅቲ ደርፊ ❤❤
ህዝብካ እንዳነበዐ ስለ ወንበር ዶ ምተወገዐ😢
እንኮዕ ብሰላም መፃካ ኤፉየ
ሰላማት ተጋሩ ኣሕዋተይ
ጽቡቅ ስራሕ አብ ግዜአን አብ ሳዓታን ኤፊ 😢
Thank you Ephrem! People's Voice!
ደቂ ሪመይ ናይ ሰላም ፍቅሪ ሓድነት ዘመን ይግበረልና..!!!!🙏🙏🙏