ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ጻውዒት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ค. 2024
  • #ጻውዒት_ሓገዝ_ህይወት_ምድሓን ን ብሕማም ሳንቡእ ቡሩሴላ (BURUCCELOSIS) ብጽኑዕ ዝሳቀ ዘሎ ህጻን #ዩኤል_ሳሲኖስ_ሠረቀ
    #share_share_share_share_like'ውን ዓቢ ሓገዝ እዩ
    "ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩ ደገፈ፡ ንሓዉ ከኣ ኣጆኻ በለ" __ኢሳ 41፡6/፵፩፡፮
    💠ህጻን ዩኤል ሳሲኖስ ካብ ወለዱ ሳሲኖስ ሠረቀን ዘቢብ ክብረኣብን ኣብ ትውልዲ ዓዱ በለዛ ዝተወልደ ኮይኑ ኣብ'ዚ ንኡስ ዕድሚኡ ንሥርዓተ ምስትንፋስ ናይ ሳንቡእ ዘዳኽምን ረኽሲ ኣብ ሳንቡእ ዝፈጥርን ቡሩሴላ ወይ Buruccelosis ተባሂሉ ብዝፍለጥ ክሳዕ ሞት ውን ከብጽሕ ዝኽእል ብሓደገኛ ባክተርያ ተጠቂዑ ይርከብ። ኣብ ውሽጢ ሃገር ብዝተገብረሉ ሕክምናዊ መርመራታት ውን እዚ ሕማም ኣብ ከቢድ ደረጃ በጺሑ ብምህላዉ፡ ብሃገራዊ ላዕለዋይ ቦርድ ሕክምና ኤርትራ (Medical board) ናብ ወጻኢ ሃገር ከይዱ ሕክምና ክገብር ተነጊርዎም ኣሎ። ነገር ግን ንመሐከሚኡ ዝተሓተቶ መጠን ገንዘብ ልዕሊ 20,000 $ dollar ብምዃኑ፡ ስድራቤቱ ልዕሊ ዓቅሞም ኮይንዎም እንሆ ውሉዶም ብህይወት ንኸተትርፍሎም የእዳዎም ናባኹም ናብ ግዱሳት የሕዋቶም ይዝርግሑ ኣለዉ። ህጻን ዩኤል ሳሲኖስ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ናትኩም ጽላል የድልዮ ኣሎ ነዛ ንእስነቱ ማዕረ መሳትኡ ሓውዩ ክጎይን ራኢ መጻኢኡ ክበርህን ናይ ኩልና ኢደይ-ኢድካ ዝብል ሓገዝ ኣይፈለዮ። ንእትገብርሉ ሓገዝ በዚ ዝስዕብ ኣድረስ ተወከሱ።
    Tel number
    0046762505016 sweden
    ንወላዲኡ ሳሲኖስ ደዊልኲም ክትረኽብዎ ምስ እትደልዩ 👇
    +291 7500785
    #Eritrean_ifo #asmara #addis_ababa #eri_tech

ความคิดเห็น • 2

  • @EfiNatna
    @EfiNatna 2 หลายเดือนก่อน

    Mhret yewrdelka Amlak

  • @ERiIPtv
    @ERiIPtv  2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላምታ የቀድም ክቡራን
    ነዚ ንኡስ ህጻን ወድና ዩኤል ሳሲኖስ ካብ ሓሚምዎ ዘሎ ከቢድ ሕማም ሳንቡእ ብሩሴላ ( Buruccelosis ) ንኽሓዊ ብዝከኣለና ናብ ኩሉ ግዱስ ሓው ሓፍቲ ንኽበጽሕ ሼር ላይክ ንግበሮ ከምኡ ውን ኣብ ቦታ ዲስክሪፕሽን ኣድረስ ገዲፈልኩም ስለ ዘለኹ ክትሕግዙ እትደዩ ኣድረስ ካብ ዲስክሪፕሽን ቦታ ውሰዱ። ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደሉ።