New Eritrean Music 2022 - Michael Guesh - ንሳ'ያ ንሱ'ዩ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 19 พ.ค. 2022
- New Eritrean Music 2022 - Michael Guesh - Nsa'ya Nsu'yu
ምካኤል ጉዑሽ - ንሳ'ያ ንሱ'ዩ
© 2022 Copyright: Michael Guesh
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
© 2022 ምካኤል ጉዑሽ - መሰል ደራሲ ብሕጊ ዝተሓለወ እዩ። ብዘይ ፍቓድ ደራሲ ምቕዳሕን ምብዛሕን ብሕጊ ክልኩል እዩ። - เพลง
ኣብ ዘዘለኹሞ ሰላም ቕሳነት ናተመነኹ ንትህቡኒ ነቐፌታን ምትብባዕን ካብ ልቢ የመስግን 🙏 ዝጎደለ ከኣ ኣብ ዝመጽእ ይዕረ Thank you yehwat _Michael Guesh
Waw Good job 👍 keep going 👌👏
ክብሪ ይግባእካ ብሓቂ ቀጽሎ፡
ርኢቶይ ፡
1 ሓደ ሓደ ገዲፍካ clip nice.
ማለት ገለ ዘየሳማምዕ ኣብ ሞንጎኦም ወይ ብሰብ ወይ ብነገርታ ከምታ ዝጀመርኩማ ኣብ ቁርሲ ዘምጻቱሉ ከም ናይ ጻዓዱ ጻዕዳ ዝቀረበቱሉ ጹብቅ ከም ዘይየሳማምዕም ገለ ስሊ ትወስድ ፡ኣብ ታ ካላኣይቲ ዘላግን ብምንታይ ይዛረቡ ኣለዉ ገለ ኽፍጠር ኔርዎ ወይ ንሳ ና ማሓዙታ ክከይድ ኢየ ትብሉ ከም ምስሊ ማሓዛኣ እንዳደወለትላ ወይ part mesli ናይ ማሓዙታ፡ ከም ካልእ ዉን እቲ ወዲ(መራ) ኣምሲዩ ክመጺእ ኔሩዎ እሞ ንግዛ እሞ ምርድዳእ ይሱኑ ከምዚ መሳሊ ሲሊ ክንሪ ይግባእ ኔሩ ።well ክብሪ ይግባእኩም ኢዩ።
2nd ከም ምስሊ ክድሚ ብሓንሳብ ምንባሮም ከ ይፋቀሩ ደንበር ኔሮም ኢዮም ካብ ቀደሞምም ብባሲ ዝተጣራነፉ ኮይኖም ኢዮም ዝስሙዑኒ ክክክክክ ባሲ ኣብ ፍቅሪ ኑቡር ኢዩ ኣብዛ ደርፊ ግን ብፍቅሪ ዘይኮኑ ብጽልኢ ዝተኣከቡ ኮይኖም ክሳብ መወዳእታ።
ገለ ካብ ዝሓለፈ ፍቅሮም ክንሪ ምጸበቀ ።
3 ግጥምን ዜማን ናትካ ኣብ ናትካ channel just Wawwwwwww
ኣድኒቐካ ንርእይቶን ንሕቶን ፍቓደኛ ብሙኻንካ : ሚኪ ሓወይ ናተይ ሕውነታዊ ለበዋ ኢዩ ጥበብ ዘበለ ኩሉ ካብ እግዚአብሔር ኢዩ እና ንዘለካ ጥበብ ፍተዎን ኣፍቅሮን ከምኡ እንተጌርካ ሰላም ዘለዎ ህይወት ክትነብር ኢኻ ምክንያቱም ስነጥበብ ስነ ምግባር እንተዘይሃልይዎ ስነ ስዲ ኢዩ ዝኸውን : ሚኪ ሓወይ ብዙሓት ስነጥበበኛታት ኢና ብሃልቲ ካብ ባህልን ስነምግባርን ወፃኢ እንዳነበሩን እንዳሰርሑን ንስነጥበብ ከጋፍዕዎን ከፅርፍዎን ክርኢ እንከለኹ ይሓዝን ብዝኾነ ኣድናቂኻ ኢየ ሙሉእ ጥዕናን ሰላምን ኣብ ስራሕካ ዓወትን ይምነየልካ ሓውኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💕💕💕🌺🌺🌺👋👋👋ኤርትራዊ ርሑስ ብዓል ናፅነት
Nice music mafi kelam kab adnakikha rafa
ሓጺራ ግን ቁሩብ
እዛ ደርፍስ ንዓይ ዝተደረፈት ኮይኑ ተሰሚዑኒ ሚኪ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ
ሰሜዕ ምምናው ሲኢነያ ያ ጀምዓ
me too❤❤❤
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ሂወትካ ሙሉእ ተሓጎስ። ምስ ስድረካ ትራከበሉ: ትሕጎሰሉ ኣምላኽ ይሃብካ። ሓስብ ልብካ የስምረልካ። ቀጺለ በጃካ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ። pls ❤🇪🇷❤
kkkkkk ayslchwom senay qal ente semika wey teminkum xenihka subscrib kem zelo rdu koynu huket weqite aleku ka
ገረልካ ኣለኩ ግበረለይ ከኣ ንዓይ
ገረልካ ኣለኩ በል ዝዓርከይ 🤣
ኣሜን ንሕጎሰሉ ንኩልና ይሃበና ፈጣሪ ፡ እስከ በል እሲ ንደጋገፍ ነዛ ናተይ ውን ተውቃ ኢካ
Amenn zyaday 🙏🙏🙏🥰🥰 tum melhas abshrka hji subscribe ksen kndta tiemti mrqa aykewnn eyu thanks🙏🙏🙏🙏
ትጽብት ነውሑና መዓስ ኮን ኢዩ ዝቅልቀለና እንዳ በልና ኣድነቅቲኻ መጻኣና እባ ናፍቅናካ 🫶🇪🇷🙏
Miki hawey nay behaki xbkti srah
Keep up it ❤👍👍👍🇪🇷
Bravo 👏.
Sdetna yexrelna deqi Erey
ኣይከም ትጽቢተይይ ብሮ
1 ዜማ ኣይከም ቀደምካን
2 እለያ ኣይከም ትሕዝቶን
3 ኣቃናባሪ ሙዚክ ኣይ ገደን ጢን ጢን ኮይና
4 ጌና ኑኡስ ስለዘከኻ ብሕጂ ቡዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ እዚኣ ግን ኣነ ኣይዓገብኩላን ናዓኻ ብልጽቲ ትኽውን ናዓይ ግን ኣይከምተን ዝቐደማ 2 ደርፍኻ ።
comment mexihafa kemazi rieatu knxihafi eyom gerom agatami koyonu atakma abalashinayo ember Bizikone des zibel rieato eyu zihawiya kemazia hasbaya gelxikaya bro
@@nugusetedros7112 Cheers nakawen
ሳብስክራይብ ባ ተሓባበሩኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ
@@dameramedia4477 ሳብስክራብካ ናብ 30 00 ከብጻሓልካ ግን ቃል እተወለይ ህዝቢ ከምዘይ ትጸርፍ ኮስቶ ትዕወት ኩስቶ ትወድቅ ናበልካ ባሓጺሩ ከም ነሽነሽ ከይትኸውን ብስም ህዝቢ ይምሕል ኣለኹ በል ኣብ ቅድሚ እዞም ኮመንት ዝጽሕፉ ታዓዘብቲ እቲ ስብ ስክራይብ ምግባር ናባይ ግደፎ ሕጂ ሕጂ ኣብ ሓንቲ ለይቲ ኣስታት 2000 ሺሕ በጺሓ ከምትሓደር ክገብራ የ ቃለ ማሕላ ጥራይ ፈጸም ።
@@senayna196 ስለ ተገዳስነትካ የመስግን 3000 ሳብስክራይብ ከትብጻሓለይ ገለ ደይኮንኩ ናይ ፖለቲካ መደብ ኣይቅርብን የ ዓቅሚ ውን ይብለይን ኣዛናጋዓ መደብ ናይ ምብሃል መደብ ደርፍታት ዩ ደሎ ሓሳበይ ወዲ ኤርይ ምሓይል ስፖርተናታት ኤርትራ ከኣ ምክንያቱ ንምዓለይ ስበርታዊ ስለ ዝኮንኩ ካብዚ ወጻኢ መደብ የብለይን ክቡር ሓወይ ንረብሓ ኢለ ሕልናይ ኣይሸይጥን ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ይምሕለልካ ስለ ኩሉ እቲ ተገዲስካ ምሕታትካ የምስግነካ
ደርፍታት
THE MUSIC ON THIS SONG IS UNDERATED ❤💯
ኣይተኻኣልካን ወድኻ ብጣዕሚ ንፉዕ 🎤💯ዳይርክተር ኣማኒኤል ግን ቁሩብ ዝሒልኒ ጽቡቅ ጌይሩ ንሳያ ንሱ ከብሎም ኔይርዎ ብዝኾነ ቡሉጽ ስራሕ ነዞም ኣብ ንሳ ገለ ዘይበጽሓና ሰኪትና ዕንክሊል ኢንዳበልና ነሕልፎ ዘለና ኸኣ ኣብ ቀጻሊ ወስ በለና ኢኻ ነዛ ጨምላቅ ዓለም ደስ ከይብላ ምእንቲ😂😂
Arku aykem kedemkan gin abkexali kea bikalie kinxibe ena
ሳብስክራይብ ባ ተሓባረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ስራሕ❤👍
Team music miki ❤❤❤❤❤ 🇪🇷
*The more I listen, The More I love.*
This song perfectly tells about the real current relationship issue.
ሚኪ መቅሰን ኣነ ደርፍታትካ ብጣዕሚ እየ ድፈትዎ great job i love you this song perfectly
Qesel kubur hawey
Michel guseh my favorty artist ❤❤Hawey 🙏
ጅግና ይበል ጎሮሮ ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ዝሓወይ ❤
Miki beza hawey do belkni zkri Zima knserhala fkadka du😍😍
እዛ ወዲ ኣዝየ ኢየ ዝፈትዋ 🙏🇪🇷💕🌺🇪🇷
ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ። ሜስካ ድገመና ❤❤❤
Michel I'm waiting for you long time anyway that is great now music
ጽብቁ ስራሕ ሚኪ
Ezom nezia dika kndezi gele tblu zelekum ezia wun eka kndey wexaeitat eyu wexieiwa so tesfa nhabo qexlo miki bro❤🎵❤🎵
ሓፍተይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ
ወጻኢታት፣ጥበብ፣እዩ፣ዲኻ፣ትብል፣ዘለኻ?
Nay behaqi des zedle adman tenan yhabka fetari
Ajoki wedi ery xubq serha ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብልጽቲ ስራሕ ❤️❤️❤️
ብሰንኪ እዛ ቴማ እዚኣ ክዕርፍ ክትዕርፍ ቻው ክብላ ተገዲደ።ጽቡቅቲ ደርፊ ውድእቲ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Sey eza nay hmamey kea metsia 👍👍👍👍👍👍❤
Great song Michael lyrics and melody 💯💯👍👍
ጽቡቅ ጽቡቅ ጽቡቅ ሓዲሽ ስታይል
Nay. Hiwetey. Megedi
Miki desi zibli dimixika amalk yihagzika bravo continues ....
Wawwww eta ztsbeya deref metsa kef zelewo
ወዲ ባይረ ሳብስክራይብ ባ ተጃባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ
You are bast music 🎶🎵🎵 good job bro 🇪🇷🇪🇷💎💎💎👑👑👑💪👑💪
ya nay bhaqi
At a. Shikor. Teamer michey
Entay kwexo miki wedi jgna 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲካ
Great job miki asli
Betami xebuq serhi
ኣይጸላእክዋን! እንታይ ባ ገበርኩም መወዳእትኹ ተፈላሊኹም ዶ ተረዳዲእኩም፡ ከም ግምተይ ፍቅሪ የብልኩምን ንክልቴኹም
Girat job Miki arkey ♥️♥️♥️♥️ edmin tinan yahbka arkey natey ♥️♥️
Wedi ereyyy 🤝 🤝 🤝
ገና ወረገ ካባኻ ዳኣ ብሉጸይ ኣጆኻ💙💙💙😍 ❤♥️💙👑👑👑👑👑💯💯👈
Mikey shukor good job
ዜማ80%
ግጥሚ50%
ክሊፕ20%
ዘልዓልካዮ ኩርናዕ ጽቡቅ እኳ እንተ ኾነ ብፍኹስ ሕደማ ኢኻ ገሊጽካዮ…በርትዕ ኣጆኻ።
ሞራል ሰብ ዳሰበርካ ሲ ኣጆኻ ትብል ኣብ መወዳእታ ሕማቅ ሰብ ኢኻ ብሓቂ ልሑጽ
@@starking7144 nekefeta fletu atum hzbi metalati. Kulu gize ktwdsu tray enial Hamed bilae
nay behaqi
ፅብቅ ስራሕ ክሉ ትስሮሓ ስራሕ ይፍትወየ
Miki hawey❤❤❤❤❤
Love from wedi gash nwedi gashey miki🥰🥰🥰🥰😙😙
ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ጉዕሽ ግን ኣብ ዜማ ቅሩብ ፍቁስ ኢልካኒ ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ ቆጽሎ
Fuluy srah fkrawit Michael shukorrr thanks muqrey
Kemksi yelni sweet ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
I' always Love your music
Btami xbah srah kexlo bro
ናይ ባሓቂ ደረፋይ እካ ካብቲ ዝሕጉሰን ድማ ካብ ኩሉ ናጻ ምካንካ።
Waw Best music ewanawit 👏👏👏👏
Good job bro
Great job wedi adey 🥰🥰🥰
Nice music 🎶 👌
Good job 👍
I like this song❤❤❤
ዮኒ ሓወይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብእ ፕሮፋይለይ
@@dameramedia4477 ere zhawey shigr yeblun ezi qelil , ahwat ajokum nhagzo nhawna🙏🙏🙏
Antai shekor wedi kexelo ajeka betamy xubk serah
100%🙏❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷gelaxit derfi ab hadar zelo chikichik
Betmi eu derfka teum from tigray
Ajoka,, Michael Guhseh qexilo,,xebuq Sarah 👍👍💯💯
I like you song and michael guesh all songs best livig jigjiga from somali Rigion Ethiopia capital city jigjiga
ብጣዕሚ ጹብቅ ስራሕ
Fqerena koynu cheqeche antay amo nfalele anber atefqerey hadena yteamo Mikie boy 👦♥bravo bro
ጆነይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ
Natey derifi lemi rekibe Thnaks bro 👊 ❤️🙏❤️
Wawwww mikey natey enqa bedhan mexike 😍😍😍
l like this song❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Good job ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋
Besttttt eritrean music
Great job miki
Waww Miki shikor nice music🥰🥰 txbit newihwa ksemie eye qenye bsenki neza derfi mxbay 😅😇🥰🥰🥰
ራኪ ሓፍተይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ
ሚኪ ጅግና ታኣምር ደሪፊ ቀጽሎ ሚኪ ጅግና ኣጆካ
ሳንድሮ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ
I am proud of you Mera natey
Wawww zfetwo derafay eske kemay zfetwo entelo like ygber
Bravo 👏 👏 👏 👏
Keep up miki hawey nkid nqdmit zearkey💪💪💪💪
My fov wedi ❤️enka besalam maxika 🇪🇷❤️
ብሉፅ ስራሕ ሚኪዋ❤❤
ኢቱ ሓወይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ
Nice miki hawey good work
Nice music bro, keep up it!
Nice miki hawey❤️👍🏾
🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷
Xbuk srah wedeney gn aresti kalay akal koynu malet ye
ኣጆኻ ንኡሰይ ቀጽሎ❤
Wawwww ybel music qexlo zarkey
Welcome back good job wedi Erey
ሳብስክራይብ ባ ተሓበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ
Good Luck ❤️😍
Anko bedhan meaxika 🇪🇷🇪🇷miko🇪🇷🇪🇷 kexilo keep up
Keep it up bro wegeney 💓💓💓👌👌👌
Meki Bro great Jobs 💯👍🥰🙌
Eritreaweyan mara ye zedenekekum tigrina kaunkauna akibkumo tekedu sel zelekum megzati wen aykeyerekumen turkey 🇹🇷 Egypt 🇪🇬 Italia 🇮🇹 British 🇬🇧Ethiopia🇪🇹 kelil aykonen mes kulu zehalefkumo shger qunqakum aytefakumn Tigrinya film ab Eritrea 🇪🇷 tray u teserihulu selezi yecnekekum
Good job bro❤🥰❤
ዋው ቀጽሎ ጽቡቅ ሰራሕ
Mikey heru des tbel
Love bro ❤️❤️❤️🌷🌷✌️
Keep going bro 💗
Wellcome Miki arkey shikorr 😍😍❤️
Kem wetru blux serah miki arkey weiter sebay hafti 🥰❤️👌🤛
Wedi adey sebiy❤❤❤❤