ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ክተባብዑ ዝግብኦም መንእሰያትና ነዓዶም ንህዝቦም ክጠቅሙ ዝኽእሉ ፉልይ ክእለት ናይ ምህዞን ምርምርን ዘለዎም ጀጋኑ ኣሕዋትና ሳፖርት ንግብሮም ኩሉልና።👏✊💊❤
❤❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ንጥበበኛ ሰሎሞን ዝሃበ ጥበበካ እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኻ ፈጣሪ❤❤❤
🥰🥰🥰 ኣንታ ኣነስ ከቕንኡኒ መዓት እዮም እዞም መሃዝቲ እስኪ በጃኹም ነዞም መሃዝቲ ዝኸዉን ካምፕ በዞም ኣብ ደገ ዘለና ኤርትራዉያንን ተጋሩን ተሓጋጊዝና ዝምወል ንፍጠረሎም ምኽንያቱ መጻኢ ክልቴና ህዝቢ ብምትሕብባር ጥራይ ኢዩ ክጽብቕ ዝኽእል ተዘይኮይኑ በዞም ሽዋውያን ዳተጣፋእና ከም ሩማንያዉያን ኣብ ኤዉሮጳ ዝተበተኑ ድኻታት ኮይንና ኣብ ኣፍሪቃ ክንበታተን ኢና ።
ንፉዕ በጃኹም ንከም እዚኦም ፉሉይ ክእለት ዘለዎም መንግሰቲይ ትግራይን ሙሁራት ትግራይ ቆላሕታ ግበርሎሞ
እንካዕ ናትና ኮንካ ጅግና ትግረዋይ ሓወይ ክሕገዝ ዝግቦኦ ወዲ እዩ ናይ ብሓቂ ተጋሩ ኣሕዋተይ ❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊💊
አየ ትግረዋይ ብቃላት ገሊፅኻ ዘይዉዳእ ጅግንነት ዝሓዘ ጅጋኑ 🌹🌹🌹🌹🥀🥀 እንካዔ ድኣ ትግረወይቲ ኾንኹ🥀🥀
Odi. Kuonti
ንዝኣ ተንቡ ኹልኹም ደቂ ዓደይ ደምርኹምኒ ሕለፉ ከይዕፀወኒ ፕሊስ ንቲሓጋገዝ ሓብርና ንዕበ❤❤
እዋይ ሎሚ ድማ ድንቅን ድንቅንቅ ዘሐጉስ ዝገርምን ምርምር ዝድነቅ ተፈጥሮ ንኹላትና ደቂ ሰባት እተዕድለና አይኮነትን ዮኒ በዚ አጋጣሚ አድናቂትካ የ
ትግራይና ንዚኦም ሒዛ እያ ክትልወጥ ዝትክእል ኩለና ንሓግዞም አሕዋት 💛💛💛❤❤❤🙏🙏🙏
He is genius….. plz support him financially and materially
ወይ ደቂ ትግራይ ዝገርም ጥበብ ዘሐዎ ዕሽላት ይፈርዩ አለው ክተባብዑ ይግባኣ ካብ ህዝቢ ኮነ መንግስቲ ❤️❤️❤️🕊🕊🕊ነዊሕ ዕድመን ይሃብኹም ፈጣሪ ተስፋ ትግራይ ኢኹም።
ትግራዋይ ኩሉ ግዜ ጅግና ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ❤👏🙏
ዋዉ ልገርም ክእለት #ያሬድ ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤ካብዚይ ብዝዀለፀ ንህዝብካ እተግልግለሉ ዘመን ይግበረልካ ዘሓወይ #ሰመረ ሓዉና ብጣዕሚይ ኢና ነምስግን ነዞም ተስፍ ትግራይና እተባራርትዖም ኣለኻ እሞ ቀፅለሉ❤🎉
አረ ኣብ ትግራይ ዘለው በላሕትኮ ኣለውና እዮም መንግስቲ የለን እምበይ መንእሰይማ ጅግና ነይሩዋ ብጣዕሚ ደስ ክብል ፈጣሪ ጥበብ ይወስኩም❤
ብጣዕሚ ዝገርም ምህዞ ተጋሩ ነዞም ተስፋ ተጋሩ ነተባበዐዮም ንሐግዞም
It was invested 4 z last 30 yrs
ተጋሩ ከማኻ ዛኣመሰሉ ክንደይ ተሰዊኦም ዓኽ
ዋው ዋው ዝገሪም ጥበብ እዩ አጆኻ አብ ዲላዓለ ደረጃ ከምትበፅሕ ድማ ሙኝተይ እዩ አጆኻ🙏🙏🙏
ዋዉ ጀግና እካ ብጣዕሚ ጎወዝ❤❤❤❤ኣጀካ ዝሓወይ ካብዚ ንላዕሊ ካሊእ ከትምህዝ እካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተጋሩ ጀጋኒ ብእነት ኮሪዐልኩም😍😍😍
ዋው ብሉፅ ትግራዋይ አጀካ ቀፅሎ ዝሓወይ ንፉዕ
ናይ ተጋሩ ቆሎዑ ኣብ ማህፀን ኣዶኦም ከለዉ እዮም ተማህሮም ዝወለዱ ዕድመ ያሃብካ ጀግና ሓውና❤🙏
ኣሰይይይ ብሉፅ ሓወይ ብጣዓሚ ፅቡቅ ክእለት እዩ እንዃዕ ናትና ትግረዋይ ኮንካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤
ዋውውውው ባዓል ቡዙሕ ተስፋ ንትግራይ❤❤❤
ኣሰይ ጀግና❤ፈጣሪ ይሓግዝካ❤🙏
ዕድመን❤ጥዕናን❤ይሃብካ❤❤❤
ነተባባዓዮ ተጋሩዋይ ኣጆካ ዝሓወይ በርትዕ እንካዕ ናትና ኮንካ እንካ ትግሮዋይ ኮንካ ❤❤❤❤❤❤❤💊💊
Unique show selam ezi hawey lomi kaliayey abzi media 👌 adnakitika eye kab Canada ...amazing job n GBU 🙏
Thanks
እንኳ ቢሰላም ትመለስካ ጀጊና ወዲህዚባ ሀምአካ ልበሉ ፈጣር ያቢዚሄስልና አምላኪ ምሳካ ይኩን አሜን❤❤❤❤
ኣሰይይ ዝሓወይ ጥበብካ የዳብረልካ🙏ፈጣሪ ኣብ እትደልዮ እትምነዮን የብቅዕኻ ጥበብካ እውን ንዓድኻ የብሎ😘🙏
በርትዕ ሃገርና ዘትሰኣ መሃዚ እዩ።
WOW ! Yared !! Yemane you are amazing !! good job !! 💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾👍🏾👍🏾✊🏾✊🏾✝️✝️✝️🤩🤩🤩🤩
Belih mensey Ajuka bayta balka ktfetr Aleka 🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍
ዋው ብጣዕሚ ልገርም ክእለትዘለዎ ቆልዓ ኣጆኻ በርትዕ
አረ ይመቸኻ ጅግና❤❤
ኣይ ንሕና ሞ ከምዚ ዝበለ ዘይንድግፍ ስሒብና ኢና ነዉድቖ ።ዝገርም ዩ ። ጥበብ ካብ ፈጣሪ ዩ ምጥቃሙ ዘይምጥቃሙ ናትና ዩ ።
እድመይ ጢዕናይ ይሓብኻ 🙏🙏🙏
ድሮን ስርሐልና መፈራር መፈራርሒ ልፀላእትና
❤❤❤❤❤❤ ብኣኩም እይ ትቅየር ኣፍሪቃ ኣጆካ በርትዕ ዝሓወይ
He iş genius I admire him that he invented his own words!!! Give him some opportunities for further education in foreign universities because he has capabilities to do something.
Egziabher. yemasgen. behake. Egziabher. Eyu. Nekulu.. Egziabher. mesakum. yekun. Ahwatey. Asey. 🙏🙏🙏❤️🌿🕊️💊🌿
ዋውውውው ዝገርም ጀግና ❤❤❤❤❤
Wow , truely genius guy ..keep on brother ❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዝገርም ብቅዓት እዩ ❤❤❤❤
ያሬድ ሓውና ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ግን እትን እናብዛሕኻ ምስ ይቅርታ ኣማርኛ ኣይነብዝሕ ቋንቋና ኣይንሓውስ❤
እሰይይይ ጎቦዝ ❤️❤️❤️ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ሓወይ ❤️❤️❤️
ዋው ጀግና❤❤❤❤❤
ጅግናዋይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እዋይ ብጣዕሚ በሊሕን ንፉዑን መሃዛይ ❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ከምዚኦም ዝመሰሉ መሃዝትን ካልኦት ተማራመርትን ኣቅርበልና ዓድና ሰላም ትኩነልና ❤❤❤
ጣዕሚ ጎበዝ ቆልዓ
እዋይ ብጣዕም ዝገርም ኣብትግራይ ዘለው በላሕቲ መንእሰያት ዓድኩም ሕዋሓት ጠፊኡ ብውናት ትምራሕ ትግራይ የርእኩም
ትግራይስ ብሉፃት ትወልድ አላዋ መራሒ ግን የብላን 😢
ዝናኣድ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ 👌👌👌
ክበሩልና መሃዝ ቲ ኣሕዋትና☝️🙏ሰመረ ብሱልን ወናኒ ጥጡዕ ኣእምሮ🙏እተቕርቦም ኣጋይሽ ማእገር ህዝቢ እዮም።
አጆካ ጎብዝ ነቶም ዳያኑ ቦታ አይትሃቦም
እሱስ አነ እውን ተገርመ እየ ካብ1_3 ተፀብየ ነይረ እየ
Aye tigray adey ah selamki ymeles eski
ዋውው ዝገርም ወሎዶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ኣጆካ ❤🎉🎉🎉
God bless you smart guy
👑🥰🥰 ነዞም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ዜጋታት መሃዝቲ መንግስቲ ንጸትትኦምን ንመነባብርኦምን ዘድልዩ ሓገዛት ደገበረ ኣብ ዉሑስ ቦታ ሒዙ ክኹስኩሶም ኣለዎ ህዝቢዉን ከይነዓቐ ከምዞም ኣብ ይብራህ ሜድያ ዝመጹ ዘለዉ መሃዝቲ ንኸይጠፍኡ ከም ብሌን ዓይኑ ክከላኸለሎም ኣለዎ 🙏።
Thank you Unique you’re the real unique.
ትግራይ ዓደይ ንፍዓት መናእስይ ኣፍሪኪ ግን ገበል ዝኮነ መንቀርሳ ህዝቢ መንግስቲ ዓብይ ድያብሎስ ኣቅሚጥኪ😢
tigray seb alewa!jigna
እሰይይይይ ኣድኒቀ ክፀግበካ ኣይከኣልኩን ኣነስ
ትግራይ ሰብ አለዎ ቀፀለሎ ምትቨባዓይደለዮ እዪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የኔ ቆንጆ🎉❤❤❤❤❤
❤❤❤ዋወወ ጅግና ተግራዋይይ🎉❤❤❤
ዋዉ ጅግና❤❤❤❤
Bertie ika zehawey
❤❤❤❤❤❤❤❤ ዋውውው
ዋዉዉዉዉዉዉ❤❤❤❤❤❤❤
bravo bless you bro
Ganzab hagezewa qaxelo teray ayi tebalu
ዋውውውው❤❤❤👌💪❤❤
Wawww ❤❤❤brabo zhawey
ንፉዕ ወዲ
አሰይይይ የኔ ጀግና❤❤
ጎበዜ VIVI TDF❤❤❤❤
wowwwwww❤❤❤❤❤❤
ሓደ ነገር ክሓተካ ማዓረይ ሰመረ ትባሃል ሓቀይ ቀደም ኣብ ትግራይ እንዳሃለኹ ኣብ ኩሓ ኣከባቢ ዝፈልጠካ እዩ ዝመስለኒ ኩሉ ግዜ ኣብ ዝራአኹካ ግዜ ድንግፅ ይብል በዛኻ መልሰለይ ዛሓወይ❤🎉
@@awaditv6632 ዋውው ሰመረ የዋህ ሰብ ኢኻ ነይርካ ዛሓወይ እግዚአብሔር ዕድመ ይሃብኻ🎉🎉
ዋውው የኔ ጀግና ❤❤❤❤❤❤❤
ሰብ ሃብቲ ከምንዙይ ዝበሉ መናእሰይ መሃዝቲ እንተ ሓጊዝኩም ንብራኸ ትግራይና አዚዩ ጠቓሚ እዩ እሞ ሃየ ንሓግዞም ማሃዝትና !!
Amazing
❤❤❤ይመችካ ሓላልይ
ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ኣንታ ሓጉዙዎም እንዶ
ስስነልና ልባመይይ🎉🎉❤
Woooww ❤💛❤
❤❤❤
Proud of you 👏👏👏👏
Keep it up brother!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawww ❤❤
Wawwwwww❤❤❤❤❤❤ kemaka yebzahalna
❤❤❤thank u seme🙏🙏🙏
ሰመየ❤❤❤💋
ዋውው❤❤🥰🥰👌
ይከኣል እዩ ፈረንካ እሓትት እምበር።
ዋውው👌❤
Great Job!!!!
🎉🎉🎉
🎉
♥️♥️♥️♥️♥️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤✊✊

ኣይ ንሕና ሞ ከምዚ ዝበለ ዘይንድግፍ ስሒብና ኢና ነዉድቖ ።
ዝገርም ዩ ። ጥበብ ካብ ፈጣሪ ዩ ምጥቃሙ ዘይምጥቃሙ ናትና ዩ ።

tigray seb alewa!
jigna