ሚዛን ህዝባዊ ድጋፍ ህወሓት፣ ንስግኣት ወይስ ንዓወት?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • The future fate of the Tigray Interim Administration officials?
    መፃኢ ዕጫ ሓለፍቲ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ? Date [09/26/2024] © 2024 Tigrai Press
    Please join this channel to get access to perks: / @tigrai_press
    Please support TP via Zelle: 1 945-444-0102
    Please consider supporting Tigrai Press through Super Chat & Super Stickers!
    Email: TigraiPress@gmail.com
    Twitter Page: / tigrai_press
    Facebook page: / presstigrai
    Facebook Profile: / bisrat11
    #Ethiopianews #Eritreanews #SeifuOnEBS #Tigraitv #BBC #VOA #EAL #JawarMohammed #KushMedia #OMN #CNN #Somalinews #Somaliland #AsmaraEritrea #IsiasAfewerki #TheHeritageFoundation #GetachewReda #DebretsiyonGebremichael #Biden #GeneralWorede #GeneralTsadkan #AwrambaTimes #DawitKebede #DrShinn #LidetuAyalew #StalinZaraMedia #EthiopianAthleticsFederation #EphraimIsaac #RedSea #Asmara #Mekelle #DiasporaAgainstChildHunger #Canada #InternationalCommissionofHumanRightsExperts #TigrayanChurch #EOTC #OromiaChurch #TPLF #TigrayGovernment #IntremAdminstrationofTigray #TDF #DawitWeldegiorgis #OLF #ENDF #TDF #SudanWar #StateDept #WaElaTigray #TigrayGlobalProtest #AmharaProtest #FestivalTigray2023 #Ashenda2023 #Amhara #EthiopianParliament #Weyane #ZeresenayAlemseged #EmperorHaileselassie #MengistuHaileMariam #MelesZenawi #HaileMariamDesalegn #TigraiPress #UAE #SaudiArabia #KingCharles
    If you're interested in enhancing your social media experience with StreamYard software, please click the link below. Want to create live streams like this? Check out StreamYard: streamyard.com...

ความคิดเห็น • 56

  • @misginamusazgi6166
    @misginamusazgi6166 3 วันที่ผ่านมา +15

    ኣቶ ብስራት ጌታቸው ዝመርሖ ብቅጽበት ክወርዱ ኣለዎም እንተቀጺሎም ግን ንትግራይ ክበታትንዋ ኢዮም

  • @tsedalegher4705
    @tsedalegher4705 3 วันที่ผ่านมา +3

    ታይድኣ ልመና ኣብዚሕኻሎም ፃድቃን ይኹን ግምት ዝኸድዎ ዘለዉ ኹሉ እኹል መርትዖ እዩ ዘለዎም ንዕቐት ህዝቢ ኣርእዬሙና ገንዘብ ኣብክንድ ንፅጉማትን ውቕዓትን ምድጋፍ ንድጋፍ መእከቢ ገይሮምዎ

  • @getachewgebrekrstos2000
    @getachewgebrekrstos2000 3 วันที่ผ่านมา +4

    ካብ ተሕጉስንን ማእገር ሚድያ ዘለና ደደቢት ሚድያን ተግራይ ኘሬስን ዛህራ መድያን ኢኹም ወገን ህዝብኹም

  • @mulualemayehu6576
    @mulualemayehu6576 3 วันที่ผ่านมา +2

    ብጌታቸው ረዳ ገይሩ እዩ ትግራይ ክብትን እዩ ዝሰርሕ ዘሎ።አልጀርስ ውዕል አብዙይ ዘምፀኦ እንታይ አሎ?
    አብይን ጌታቸውን ሓቢሮም ይሰርሑ ዘለዉ ክሕደት እዩ

  • @eyob-h1r
    @eyob-h1r 3 วันที่ผ่านมา +2

    ጌታቸው ባንዳ ብልጽግና ዚሰረሖ ስራሕቲ (1)አጽዋር ዕጥቂ ሰራዊት ትግራይ አረኪቡ (2)ምምሕዳር ትግራይ ከይምለስ ጌሩ (3)ብስርቂ ተጠርጠሩ ጡርጡራት ከለላ ጌሩ ደቀ መዛሙርቱ ጌሪዎም (4)ንክሲ ጀኖሳይድ ዓጽይዎ(5)ነቶም አብ ህዝቢ ትግራይ ጆኖሳይድ ዚፈፀሙ ምስ ፋይሎም ሰዲድዎም (6)መሬት ትግራይን ተፈናቀልቲን በቶም ቀተልቶም ክማሐደሩን ክቅተሉን ጌሩ (7)ቀጽሉ ዲማ ሕዋሐት ካብ ስሩ ንምንቃልን ንምፍራስን ሽሞም ብምጽላምን ብቀበሌን ጎጥን ንምፍራስ ብሙሉእ ሐይሉ ይሰሪሕ አሎ ስለዙይ ናይ ባንዳን ዕሱቡን ተላአአኺን ተልእኾኡ ትግራይ ንምጥፋእ ካብዙይ ንላዕሊ ፀላኢ ደመኛ ካንሰር ትግራይ አብ ዓለም ደሊኻ አይሪከብን ስለዙይ ጌታቸው እንኳን ህዚቢ ትግራይ መሬት ትግራይን ብእምነት ኪሕሉ አይበቂዕን ፎእ ፎእ ፎእ ንበሎ ባንዳታት ክሳዓሩ ኢዮም ትግራይ አምላኽን ሰብን አለዋ

  • @GatachewYemen
    @GatachewYemen 3 วันที่ผ่านมา +2

    የሪዮት ፍትእ የሌለው የሚዳ ሰው መሰሎ የቀረበ ግለሰብ ሲሳደብ የሚውል ጭቅላቱም አይሙሮው የታወረ የትግሬው ሞጣ የቺ ጠካራ እናት የተናገረችው በብሸቀት ቢሆንም የማልጋራው መደምደሚያ ቢኖረኝም ሚዳ ነፃ ገለልተኛ ቢሆን መልካም ነው።

  • @MuluGeta-x4z
    @MuluGeta-x4z 3 วันที่ผ่านมา +2

    ዞም አካለት እዚኦም ናብ ህጊ ይቅረቡ ደጋጊምና ተዛሪብና ኢና።

  • @Daglas25
    @Daglas25 3 วันที่ผ่านมา +1

    ስየ አብርሃ ቂመኛ ንፃድቃን ቅድሚት አምሪሑ ዝማወት ዘሎ በረኻ ከለው እውን ብርሑቅ መፈንቅለ ዘተሓባብር ዝነበረ ሰብ እዩ.ናቱ ድርሻ አብቂዑ እዩ ከበላሹ እምበር ከዕሪ አይክእልን .ዕረፍ በልዎ

  • @TekaGebrekidan-y6b
    @TekaGebrekidan-y6b 3 วันที่ผ่านมา +1

    ጅግና ብሰራት ሃዉና ጀነራል ታደሰ ወረደ ገለ በለልና 400 ጆኖሳደራት ፈልጥና ዕና ልዕክናዮም ይብለና አሎ ????

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 3 วันที่ผ่านมา +2

    Gatachew & Tsadqan must go to Cort we don't need them

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ ሕጂ ኣብ ባይታ ዘሎ ፖሎቲካዊ ጽወታ
    ብወገን ግ.ም.ትን ጻድቃንን ግዚኦም ኣብ ክንዲ ልኡላውነትን ተፈናቐልቲ ህዝቢ ምምላስ ዝሰርሑ ፡ሕወሓት ንምስኳን ንምድቋስን ዝተዋህቦም ስልጣንን ግዜን ኣብ ዕንክሊልን ስለ ዘጥፍእዎ ክእለዩ ኢዩ ዝበለጸ ንህዝቢ ትግራይ ድሕሪኡ ክሳም ህዝቢ ሕጋዊ መንግስታዊ ምምሕዳር ዘቑውም ህዝብን ፖሎቲካውያን ውድባት ተኣኪቡ ይተክእዎም።
    እዚ ንኸይሳለጥ ዘሎ ስግኣት ብትብዓት እምበር ብልመና ዝመጽእ ለውጢ የለን ምቅላስ ከኣ ኢዩ ፈውሱ። ድሕሪ ሕጂ ኣጀኹም ኣቢ ብዘይ ፍቓድ ናይ ተጋሩ ትግራይ ዝበሃል ክረግጽ ኣይኮነን ክጥምታ ውን ግዜ የብሉን ነታ ትፈርሶ ዘላ ኢትዮጵያ ክጽግና ውን ኣቕሙ ወለል እናበሎ ኢዩ። ሰራዊት ትግራይ ጥራይ ካብ ተወላዋሊ መርገጽ ክወጽእ ኣለዎ ትግራይ መሊኡ ከድሕን።

  • @Birhanebbahare
    @Birhanebbahare 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናብ ጉባኤ ህዝብ ትግራይ ምእታው ዘይካአሉሉ ምክንያት ምጥያቅ ይካኣልዶ ??

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu2541 3 วันที่ผ่านมา

    ንሕውሓት ዝፀልኡ ዓበይቲ ሰባት ክህልው ይኽእሉ ግዝአታዊ መሬት ዘምልስ ውዕል ፕሪቶርያ ንትግራይ ብዘይጎድእ ዝፍፀም ግን በቲ ዝፈረመ ውድብ ሕውሓት እንበር ብጌታቸው አይኾነን :
    ደቅዒደይ እከለ ታይ በለ ከይኾነ ዘገድሰና በይዛኹም ብዛዕባ ሕጊ ውዕል መሬት ትግራይ ተፈናቐልቲ ታይ ጭቡጥ ስራሕ ተሰሪሑ? ወረርቲ ሰቦም አስፊሮም ምሕደርኦም ዘርጊሖም: ጌታቸው ንትግራይ አይሰርሐን ዘረባ ጥራይ እዩ ናይ ወረርቲ ጉዳይ አፈፃሚ እዩ: ካብስልጣኑ ይውረድ አይንለሳለስ! ናይ ሀገር ጉዳይ እዩ ስልጣን ክረክብ እየ ዝበለም ምስጥቕሚ ዘይራኸብውን ሀቂ ምዝራብ አብዩኩም ትላሳለሱ አለኹም: ብሀገር ምልስላስ አየድልን:

  • @Yilma-w5o
    @Yilma-w5o 2 วันที่ผ่านมา

    አብ ከምዚ ዓይነት ጨፍጫፍ ዋና ተሓተትቲ አዘዝቲ እዮም ስብእነት ድማ ነዚኦም ምሕታት እዩ ዋና ጉዳይ ድማ ውዕሊ ፕሪቶርያ ናይ ደብረፅዮን ጌተቸውን ካልኦቶምን እዩ ንመን ገዲፎምዎ ፀኒሖም እንታይ ከባኹዑ

  • @rona7755
    @rona7755 3 วันที่ผ่านมา

    ኣብቲ ዝነበረ ከቢድ ፈታኒ መኸተ መሪሕ ባእታ ኮይኑ ዝመከተ ኣካል መሪሕነት ህወሓትእዩ። ብፍላይ ድማ ኣብቲ ፖለቲካዊ ክንፊ። እቲ ወራር ክንድትድለ ንትግራይ ዓነውነው ከየብል ገቲሩ ዝሃዘ ውድብ ህወሓት፡ ሰላም ኢልካ ፀዊዕኻ ፡ኣብ ውሽጡ ዝፈረዩ ሓስኻ ደምበ መጊብካ፡ ሕነ ምፍዳይ ዝብል ወፍሪ ዝሓዘ ብልፅግና፡ ብመንገዲ እኒ ጌታቸው ረዳ ኣቢሉ ክዕወት ዳፋእፋእ ይብል ኣሎ። ኣሰር ዓወትናን ዝተኸፍለ መስዋእትነትን የጥፍእዎ ኣለው። ህዝቢ ትግራይ ክልተ ግዜ ከይውቃዕ ክነቅሕን ክበራበርን ኣለዎ።

  • @SolomonGebrekidan-fx3mj
    @SolomonGebrekidan-fx3mj 2 วันที่ผ่านมา

    ሕዋሕት ድጋፍ ንጌታቸው ተቃውሞ ትብሎ ሓሶት እዩ ንጌታቸው ዝድግፍ ይበዝህ ሕዋህት ኣኬባ ብደብዳቤ ንኣባላቱ ፀዊዑ መንክቃዋሞ ግደፉ ዶ እዛ ከባባዊነት

  • @GirmayMesele
    @GirmayMesele 3 วันที่ผ่านมา

    ብስራት ድምጺህዝብ ትግራይ ብምኾንኻ ንሕበነልኻ ከምኡ ገይርኻ አብረህሉ ልህዝብኻ ፅበሓ መን ለብ አብዩ ከምዝሽየጥ ንሪኢና መን ምስ ህዝቢ ትግራይ ከምዝውግን ንሪኢና።

  • @AbboWennbber
    @AbboWennbber 3 วันที่ผ่านมา

    ናማን ኣብ መከተማ ንሰራዊትና መሳርያ ኣዕቲይና፣ፀረ ድሮን ኣምፀና እናተባሓለ ትግራይ ብድሮን እንትሕመስ ሓደ ነባሪ ከተማ መቐለ ዝበለኒ እዝ ብኣውሮፕላን መፂዑ ዝተባሓለ ፀረ ድሮን ሳይንስ ዘይተረደኦ ደብተራዶ ይኸውን! መጀመሪያ ድሮን ኣይተፀበናን 2ይ ብድሮን ምክንያት ካብ ደብረብርሃን ተመሊስና 3ይ 10 ዘይመልዕ ዓረር ንሰራዊትና እናሓብካ ምስድሮን ጌጋ ኣብ ልዕል ጌጋ እናደጋገምካ ሚልዮናት ኣብ በርሓ ትግራይ ገቢርካ መኸተ ኣይግምግምን ናይ ጥዕና ዶ ትብልዎ! መኸተ ዘይምግምጋም ንደም ሚልዮን ተጋሩን መንእሰይ ዋጋ ዘየምሓብ ብቻ ዘይኮነስ...

  • @tigistberhe6424
    @tigistberhe6424 3 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MuluGeta-x4z
    @MuluGeta-x4z 3 วันที่ผ่านมา

    ሰማዕ ብስራት ሀውና ጌታቸውን ፃድቃንን ታደሰ ስለስቲኦም ዝመርህዎ ጉጅለ ማኸለይ ኩሚተ ከሙዑውን ቁፅፅር ከሙሽን ሀውስካ ናይ አብይ ተልእኾ ተሸኪሞም ንኸሳኽዑ ንውህዳት ገበነኛታት ዝነበሩ ታሀነፅቲ ገንዘብ በምውፋር ትግራይ ብዞባን ብወረዳን ብጣብያን ዝፈለለዩ ገበነኛታት ብምኻኖም ብዘይ ምውልዋል 3+18=21እዚኦም ህልም ዝበሉ ባዳታት ስለዝኾኑ ናብ ህጊ ይቅረቡ ካልእ መማረፂ የለን። 56:55

  • @yemanedesta.
    @yemanedesta. 2 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ከምዝትረደኣኒ ግን ኣብ ዩቱብ ኣይትቕረብ ዘይኮነስ ናብቶም ውግንና ሒዞም ሓሳብ እናቖረጹ መልእኸቲ ዘዛብዑ እንተዘይትቅርብ እዩ።

  • @abebugola7767
    @abebugola7767 3 วันที่ผ่านมา

    ንጌታቸው ሐግዝዎ ማለት ገበነኛታት ምስ ፋይሎም መሬት ትግራይ ነአምሐራ ንኤርትራ አሕሊፏ ስለዝሀበ ከብዱ ስለዝፎቱ ንትግራይ ግድ ስለዝይብሎም ኦዩ

  • @TekaGebrekidan-y6b
    @TekaGebrekidan-y6b 3 วันที่ผ่านมา

    ብስሬት ሃዉና ቁፅሪይ 1ሃደ ጌታቸዉ ረዳ ቁፅሪይ 2 ክልተ ፃድቃን ቁፅሪይ 3 ቁፅሪይ 4 ጀነራል ታደሰ ወረደ ብኮሮና ባይረሰ አብይ አህመድ ልተጠቁዑ ማህዉር እዮም አብ ሃገረ ትግራይ ዘሎዉ ደናቁር እዮም ገለስ ይበልሉና ????

  • @teklitgherie6708
    @teklitgherie6708 3 วันที่ผ่านมา

    ንምንታይ አኩም ኣብ ዛ ሃንቲ ከተማ ዘጋጠመ። ኣብ መላአ ትግራይ ከምዘጋጠመ ተምስልዎ ገታቸው ኣብክንደይ ከተማታት ብሓጎስ ተቀቢሎምዎ ።ደብረጽየን ከ ክንደይ ይዛረብ ኣሎ? ጸግዒ ኣደመ ከንስካ ኣይኮንኩን ኣይትበል

  • @minneapaul804
    @minneapaul804 3 วันที่ผ่านมา

    ጉጅለ ዓድዋ ተሳዓርቲ ሙዃኖም ፍሉጥዩ በሶሮ ደብረፆን ስለዝመርሖምዘለ

  • @wewe5688
    @wewe5688 3 วันที่ผ่านมา

    ቆልዓ ይጎይይ እንበር አይቕድምን ዝባሃል አብ ሞንጎ ህወሓትን ጌታቸው ተራእዩ

  • @InnocentCheetah-hx4ki
    @InnocentCheetah-hx4ki วันที่ผ่านมา

    ስልጣን ወስዱና እልኩም ዕንቅፋት ኣይትፍጠሩ ማለት ኢዩ ዝመስል

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 3 วันที่ผ่านมา +4

    ብሥራት ዘዋፀአና ንህውሃት ምድጋፍን ናብታ መኸተና ምልልስ እዩ ህወሃት ይፍረስ ማለት እቲ ዝተገበረ ጆኖሳይድ እቶም ገበነኛታት ነፃ ምውፃእ እዩ ዝኾን ስለዚህ ለውጢካ ተተደለየ ኸዚ አይኮነን ንስኻትኩም ምድያታትውን ንውድብ ዝድግፍ ጎስጎስ ክትገብሩ ይግባእ ናይ ግዚያዊ መንግስት አካይዳ አብ ትኽቲ ፌደራል ኮይኑ ንፌደራል እዩ እዮም ዝሰርኹ አይንአሽው።

  • @getachewgebrekrstos2000
    @getachewgebrekrstos2000 3 วันที่ผ่านมา

    አታ ዘቅረብካያ ኹላ ትኽክል ኢኻ ክሳብ ሐዚ ተቅርቦ ይከታተለካ እየ ምንም ስሕተት የብልካን በርትዕ ጥራሕ

  • @lulaa1242
    @lulaa1242 3 วันที่ผ่านมา

    አብነት ሀደ ይኻ እተምፅዕ እምበር ኩሉ ክተማታት ምጥቃስ ናይ ግድን አይኮነን አህዋት

  • @lulaa1242
    @lulaa1242 3 วันที่ผ่านมา

    እቶም ዝፃረፍ ብሀሳብ ፍልልይ ዘይዓምኑ ናይ ሀደ ወገን ደገፍቲ ደካማት እዩም ሀቂ ክስምኡ ዘይደልዩ

  • @TeklayTareke
    @TeklayTareke 2 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ሸረ ግን ህዝባው ዋዕላ ኣነበረን ህባው ዝበሃል ንኩሉ ህዝብ ናብ መድረክ ቀርብ ናይ ህዝብ ሓሳብ ምስማዕ እዩ ኔሩ ኣብ ሸረ ወረቀት ዘለዎ ይኣቱ ወረቀተ ዘየብሉ ይክልከል

  • @DxbAjman-n1s
    @DxbAjman-n1s 3 วันที่ผ่านมา +1

    እዱሜ።ይስጡ ህ❤❤❤❤❤

  • @SolomonGebrekidan-fx3mj
    @SolomonGebrekidan-fx3mj 2 วันที่ผ่านมา

    ዘሻራዊ ተጠሊዕካ ተለጢፋካስ ዘይሻራዊ ትብል ፀበብቲ

  • @Jasmila-x5p
    @Jasmila-x5p 2 วันที่ผ่านมา

    In my point of view getachew & tsadkan must step dawn by any means for the sake of the people till COH being integrated fully. But as Tigreans they can come up with new parties of their own to be elected, till then sesenayu nihzbna!

  • @yemechachubetam5573
    @yemechachubetam5573 3 วันที่ผ่านมา

    Tigray know your enemy Gonder and Gurage. They behind and the main driver of #TigrayGenocide

  • @Frewg-tx2br
    @Frewg-tx2br 2 วันที่ผ่านมา

    First of all. reasonable & rational your judgement is sided only one. group.

  • @sahlegmichaelwkidan6919
    @sahlegmichaelwkidan6919 3 วันที่ผ่านมา

    ህወሓት ተናኢቃ መልሲ ዝህባ ሰብ የለን

  • @yitbarekt438
    @yitbarekt438 3 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ህዝዊ ጋፍ ምዛን ንናብ ህውሓት ኣዘንቢሉ ዝብል ጌጋ እዩ::ኣብ ስያትል ኮፍ ኢልካስ ከምኡ ትብል?እቲናይ ተምቤን:ዓጋመ:ራይ ድጋፍ ከ?ኣይሕስብን?መቐለ ገና እዩ ክትርእዮ ኢኻ::

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 3 วันที่ผ่านมา

      ድጋፍ ይሃልዎ ኣይሃልዎ ህወሓት ናይ እሊት ፓርቲ ኣይኮነን ናይ ህዝቢ ውድብ እዩ ሕድሕድ ትግራዋይ ዋጋ ዝኸፈለሉ እዩ ብዘይካ ባንዳታትን ደቃሉ ደርግን ስለዚ ህወሓት ህዝባን ደገፍታን ኣባላታን ሒዛ ክትድሕን እያ እቶም ኣብ ውሽጢ ህወሓት ኮይኖም ብሽም ህወሓት ዝሽቅጡ ፀግዖም ክትሕዙ እዮም ።

  • @tigistberhe6424
    @tigistberhe6424 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @MuluGeta-x4z
    @MuluGeta-x4z 3 วันที่ผ่านมา

    መዕተዊ ቴለፎን ሀብረልና 1:11:48

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 3 วันที่ผ่านมา

    Fascist gangs Getachew, Tadesse and Tsadkan managers of slow motion for Abiy Ahmed, Abune Abraham and Daniel Kibret.

    • @yemanekahsai1031
      @yemanekahsai1031 3 วันที่ผ่านมา

      Getachew, Tadessee, and General Tsadkan saved weyane from complete defeat by signing the Pretoria agreement with the central government of Ethiopia by the pressure of the USA against Ethiopia Please leave the Tigray people they don't need another senseless war. Please you are not neutral you support the anti-Getachew the president of Tigray. My friend Beserat Kibade you are propagating another war from your safety in the USA.

  • @husseinseffaro9875
    @husseinseffaro9875 3 วันที่ผ่านมา

    Bezacha Hager Mastedadar eska mache yehe yehon??

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 3 วันที่ผ่านมา

    tsegatat eyu Ayttarater Abiy kglbet eyu

  • @TeklayTareke
    @TeklayTareke 2 วันที่ผ่านมา

    ጌ ጋ ጌጋ ጋጌ 45:40

  • @coffeepulseexportingco.5207
    @coffeepulseexportingco.5207 3 วันที่ผ่านมา

    ግርም ባ

  • @husseinseffaro9875
    @husseinseffaro9875 3 วันที่ผ่านมา

    Tazuzulat nowa!

  • @BrhanuKiros-b7x
    @BrhanuKiros-b7x 3 วันที่ผ่านมา

    Wedi werede melsi hibu

  • @tirhaslegesse2499
    @tirhaslegesse2499 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BrhanuKiros-b7x
    @BrhanuKiros-b7x 3 วันที่ผ่านมา +1

    NATKA MEDIA MESAE ESA MEN EYU KIMIWULA

  • @kahsuberhanugebreslasie7299
    @kahsuberhanugebreslasie7299 3 วันที่ผ่านมา

    ብስራት እዳፈለጥኻ ተኾንኻ
    ሓሳዊ እናሓደረ ይፎክስ ይብሃል ዞርያ ጥምጥም ረአ ጉጅለ ስለ ዘጨብጨበ ደጊፉ ማለት ሕዚ ኣብቀረባ ትርኢ ኢኻ
    ዘሻራዊ ኣይመስለኒ ሉኡኽ ከምሃይለ ከይትኾን