ካብ ኣኬባ ጌታቸው እዋናዊ ሓበሬታ | /tigray

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 83

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ብጌታቸዉ ብጌታቸዉ ረደ ሓደ ቡልቡል ሓሳዊ እንታይ ክንኣምን❤❤❤

  • @HaftomDesta-r5r
    @HaftomDesta-r5r หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ብሰላም መፃኻ ሃገር ሓውና

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤💛💛💛💛አጆካ ዘሓወይ

  • @fisshadesta
    @fisshadesta หลายเดือนก่อน

    እንኳን ሰላም ተመለስካ ክብል ይፈቱ።

  • @samiadisaba1268
    @samiadisaba1268 หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው አብ ስልጣን ንምፅናሕ ኢሉ ተፈናቐልቲ ከይምልስ አጀንዳ ይቕይር አሎ

  • @NeviDestaalem-sw9bs
    @NeviDestaalem-sw9bs หลายเดือนก่อน +1

    ብስሩ ደቅዓደይ ይቅርታ ደኣ እበር ገቹ ትክክል ኾይኑ ኣይስምዐንን

  • @KiduMebrahtu-t1c
    @KiduMebrahtu-t1c หลายเดือนก่อน

    ሃገር ተኽለ ብርሃን ደስ ዝብል ሓሳብካን ሚዛናዊ ዝኾነ ኣቀራርባኻ የድንቕ ።

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 หลายเดือนก่อน +3

    ናይግድን ናብጉባኤ ዘአትውል ምክንያት ከምሀዲሽ ስልጣን ኒማሃዚ እዮ

  • @MuuzMehari
    @MuuzMehari หลายเดือนก่อน

    እሞክራለሁ ሓመድ ዝለሓሰ መረሕቲ እናሰረቁ ንክነብሩ ዘ ወይኮነስ ህዝቢ ንምድሓን እዩ።

  • @surafelmesfin2237
    @surafelmesfin2237 หลายเดือนก่อน

    ንጌታቸው ዝኣመነን ማይ ዝሓቖነን ክስረት እዩ።

  • @MulualemTadese-h7p
    @MulualemTadese-h7p หลายเดือนก่อน

    ኣደዳ ፀላኢ ይገብና ለው

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛

  • @AbeGebre-hq7ly
    @AbeGebre-hq7ly หลายเดือนก่อน

    ብግልፂ ጌታቸው ደላይ ሰልጣን ንህዝቢ ዘይግደሽ ዝኮነ ውልቀ መላክነት ዝረኣዮ ከባብያዊ ሰብ ምካኑ ግልፂ እዩ እንበር ተባሪሩ ዝሓደረ እዩ።

  • @ZenebeNegash-yr2ns
    @ZenebeNegash-yr2ns หลายเดือนก่อน +2

    ንውዕሊ ፖርቶርያ ዝተኸተለ ሰብ ጌታቸው ጥራሕ እዩ

    • @MulualemTadese-h7p
      @MulualemTadese-h7p หลายเดือนก่อน +1

      እታይ ኣምፂኢላ ንስካ ከወ አብ ማኣከል ትግራይ ትህሉ ወሰን ወሰን ዘሎ እዩ ዝጨነቆ እበር ኘአካ ዊስኪ

  • @KirosHadish
    @KirosHadish หลายเดือนก่อน

    አታ ሐወይ ሰልፊ ዘይኮነሰ ንአኬባ ክአቱ እንከሎ ተወዲቦም ዝአተው ነይሮም ንዓአቶም እዩ ሰለዚ ሰልፊ ጌታቸው አይገበረን አኼባ እዩ ገይሩ ሰለዚ ፀጥታ ንኩሉ እዩ ክሕሉ ደብሪፅ እውን ፀጥታ ተከቢሩ እዩ ሰለዚ አዘራርባ እዩ ናዕቢ አይነበረን ነይ በይኑ አደራሽ የለን ናይተጋሩ እዩ አትፈላልዩ

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 หลายเดือนก่อน

    አብጉባኤ ተረኺብካ ሀሳ አቅሪብካ ምክታዕ ይገባዕ ነይሩ።

  • @MiyeBiyadgo
    @MiyeBiyadgo หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ዝተፈፀሙን ዝፍፀሙ ዘለውን ፀገማት ተጠየቕቲ መራሕቲ ህወሓት ኩሎም እዮም ሕዝ ኮነ ኢሎም ኣብ ክልተ ተመቂሎም ካብ ወንጀል ንምምላጥ ኣብ ከባቢነትን ቁሸታዊነትን በዓቲ ተሓቢኦም ከምልጡ ስለዝደልዩ እምበር ዋላ ሓንቲ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ናይ ዕላማ ፡ናይ ኣይደሎጂ (ስነ ሓሳብ) ኣፈላላይ የብሎምን ኩሎም ክፀርዩ ዝደልዩ እንተኾይኖም ካብ ባዕሎም ጀሚሮም ጉድለቶም ዘርጊፎም ንተሓታትነት ቅሩባት ይኹኑ እቶም ኣዐርዮም ብወንጀል ዝተጨማለቑ ተፈልዮም ኣብ ዝሃለዉ ይሃልዉ ናብ ሕጊ ክቐርቡ ይገበር
    እቶም ናይ ክልቲኡ ጉጅለ መራሕቲ እዚኣ ይግበሩዋ
    ምስኡ ውን እቶም ካብ ኤሜሪካ ክሳብ መቐለ ተዘርጊሖም ዘበፃብፁ ዘለዉ ቂመኛታት ብግልፂ የውግድዎም እየ ዝብል

  • @samiadisaba1268
    @samiadisaba1268 หลายเดือนก่อน

    እት ናይ ጌታቸው ዓላማ ሕወሓት ስሟ ተማሪሩ ሕወሓት ይጥፋእ ንኽበሃል እዩ እት ዓለማ

  • @AtakltiAbdela
    @AtakltiAbdela หลายเดือนก่อน

    እቲ ትማሊ ዝተገበረ ስብሰባ ከመይ ትሪኦ ልምንታ ካብ ዝተፈላለየ ቦታ አምፅእምዎም ናብ ልቦም ተዝምለሱ

  • @MuezTeklemariam
    @MuezTeklemariam หลายเดือนก่อน +1

    መርገፂኻማ ፍሉጥ'ዩ። ስኽ ኢልካ ቀፅል።

  • @SamiSami-jg3wi
    @SamiSami-jg3wi หลายเดือนก่อน

    ይአክለካ ውሽማ ደብረፅንተት

  • @SagolPagol-p3f
    @SagolPagol-p3f หลายเดือนก่อน

    መላእ ህዝቢ ትግራይ ክርድኦ ዘለዎ ጉዳይ ብወረዳ ዞባ ተኸፋፊሉ ክቀጣቀጥ እዩ ዝድለ ዘሎ ሉዑል ጥንቃቄ ክገብር ኣለዎ ግዝያዊ ምምሕዳር ካብ ስልጣኑ ክእለ ኣለዎ

  • @AskaleAskale-i5g
    @AskaleAskale-i5g หลายเดือนก่อน

    ሃገር ተክለብርሃን ካብ ኣከባ ዝሃድም ሓይሊ ፍፁም ህወሓት ኣይከውንን ህዝቢ ኣየድሕንን ካብ55 ማእከላይ ኮሜትየ 14ሰባት ኣይንእከብን ጉባእየ ኣይንካፈልን እሎም ብምክሓዶም ጥርናፈ ዘይፈልጡ ህግን ህንፃን ህወሓት ዘራክሱ ዘይበሰሉ ንከብዶም ዝነብሩ ህዝቢ ትግራይ ብዘይ መሪሕ ኣትርፎም መሬትና ከይምለስ ዝገብሩ ተመዛባሊ ናብ መረበቱ ከይምለስ ጌሮም ዓቅምናን ጉልበትን ተጋሩ በታትኖም ነብሶም ከድሕኑን ክካፋፍሉን ዝደልዩ እምበር ጉባኤ ነካይድ እዳበሉ ፀንሖም ኣይነካይድን ምባል ፀሊም ነጥብን ክሕደትን እዩ።

  • @LetebrhenFisihe
    @LetebrhenFisihe หลายเดือนก่อน

    Gobz ketsilu

  • @negasiteklehawaria8871
    @negasiteklehawaria8871 หลายเดือนก่อน

    መርገፂ ኣልባ ኣይትኹን

  • @febengerie1166
    @febengerie1166 หลายเดือนก่อน

    ሃገር እዞም ሰባት ኩሎም ሓደ እዮም፡ ሓዲኦም ካብ ሓዲኦም ኣይሕሹን እዮም። ሕማሞም ስልጣን ጥራይ እዩ። ኮይኑ ግና እቲ ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ኣብ ስልጣን ዘሎ ጌታቸው ዝተዋሃቦ ሓላፍነቱ ክዋጻእ ኣይከኣለን። ውዕሊ ፕሪቶርያ እንተተፈጺሙ ጥራይ እዩ፡ ንረብሓ ትግራይ ክውዕል ዝኽእል። እንተዘይኮይኑ ግን፡ ቃል እግዚኣብሄር ከምዘይኮነ ምዝካር የድሊ። ክሳብ መዓስ እዩ ኸ፡ ቀሚሽ ኣደይ ሓንኮለኒ እናተበሃለ ህዝብናን መሬትናን ተበቲኑ ክጸንሕ? ስጋብ መረጻ በጺሑ ኣብ ገዛእ መሬትና ብናይ ካልእ ክልል ሰፋሪ ሪፈረንደም ዝግበር ድዩ?
    ኣነ መፍትሒ ዝመስላኒ ክልተ ነገራት እየን።
    1.ህዝባዊ ጉባኤ ተኻይዱ፡ ካብ ክልቲኦም ወጻኢ ዝኾነ ክሰርሕ ዝኽእል ኣካል እንተዝቋቋም።
    2. 1ይ እንተዘይኮይኑ ግን TDF ስልጣን እንተዝርከብ። ካብ ዞም ሕዚ ዘለዉ ናይ ፖለቲካ መራሕቲ፡ ወተሃደራዊ መራሕቲ ብዝሓሸ መልክዑ ክሳብ መረጻ ከሳግሩ ይኽእሉ እዮም ዝብል እምነት ኣለኒ።

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው አገበኛ አይኮነን ይኹዳአ'በር ምሰኡ ዘለው ጥይት ገዛዕቲ :ብ15ቅርሺ ገዚኦም ብ30ቅርሺ ዘረከቡ:አብእዋ መኸተ ብሱዳን ክጠፍኡ ዝተታህዙ ናብጉባኤ ዘይአተው ስለዝኾኑ ንትግራ ኢሎም ስልጣን ክለቁ ይግባ።

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 หลายเดือนก่อน

    አብ አኼባ እንተዘይተሳማዕኻ (ማዕኸላይ ኮሚቴ) መን ኢዩ ዝዳንዮም?

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 หลายเดือนก่อน +2

    3ይ ክፍሊ ከመይ አንቢብኪ ተረዲእኪ እዩ ? ወሪዱኪ !

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕም ዘህዝኒ ቃለመህቲቲ መንታአማኒ መንዘይታአማኒ ጥንቃቄ ዚጎዶሎ ሀሳብ ስሊጣን ከንመን እዩ ከረክቦ ይንገሩና ዋላ ፈደራል ባእሉ ከቀምጠሉ ዲዩ ዋላ እታይማለት እዩ ሀላፈነት ዚጎዶሎ ሀፈብ ይሰምዕ አለኹ ዋላታይማለትእዮ

  • @gabreKeros
    @gabreKeros หลายเดือนก่อน

    ሓዉናብጎጥ ትኸይድኣለኻ ኣስተዉዕል ሓዉና

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 หลายเดือนก่อน

    ህዋሀት አብ ክልተ ተኸፊላ መፍትሂ እንታ'ዪ?

  • @weldekirosmiruts9887
    @weldekirosmiruts9887 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ መን እዩ ናይ ጌታቸው እና ናይ ደብርፅዮን ገይርዋ እቲ ወናም ተቃላሳይ ህዝቢ ናበይ ከይዱ። ጌታቸው እንተደልዩ ናይ ባዕሉ ፓርቲ ይመስርት እምበርሓሳብ ዘይብላ ዝብላ ህወሓት መሕብኢ ኣይግበራ ዓሪፉ ይቅመጥ።

  • @TesfsyTesfay
    @TesfsyTesfay หลายเดือนก่อน

    ኣበይ ኢያ ዘላ ኣዛ ራኢቶ እትህብላ ውድቂ እዩራኢቶኺ ብናተይ ርእቶ

  • @Matebkom
    @Matebkom หลายเดือนก่อน

    ናብ ደደቢት ትፅግኣለኻ ደብረፂዮን ተባሪሩ እዩ

  • @gebreslassiekasa461
    @gebreslassiekasa461 หลายเดือนก่อน

    ሕወሐት ንስብሐት ነጋ ብሐደ ሚልዮን ዶላር እናሕከመ ንወግዐት ቲዲፍ ግን ቀለቦም ይሰርቅ አሎ

  • @bibatigray4002
    @bibatigray4002 หลายเดือนก่อน +1

    Getachew hashs meritnan hizinan kimlis yghibo izi banda zeftat belahi sekran

  • @SamiSami-jg3wi
    @SamiSami-jg3wi หลายเดือนก่อน

    አነ ዝገረመና ሃገር መንን አንክመረሕ ህ ወ ሐ ት ዝከወን መነን አንከመርሕ ህ ወ ሐ ት ዘይከውን ኢዛአ መልስለይ

  • @fikadumekonnen-sw8ch
    @fikadumekonnen-sw8ch หลายเดือนก่อน

    ይልቅሰ ዘለወም አማራፂ ናይባዕሎም ፓረቲ መሰረቶም ምንቅሰቃሰ ይሕሻም ብግዚኢ እምበረ ጉዳይ ፅድቃን እናጌታቸዉ ግዚኢ ሐሊፈዉ አሎ ነገሩ ነቂሑ እዩ ህዝቢ ብልፀግና እንተዝቅበል ነይሩ ህዝቢ እዝኩሉ ወጣት ትግራይ አይምሞተን ነይሩ

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 หลายเดือนก่อน

    አብክልተ ብምኽፋሎም።

  • @bibatigray4002
    @bibatigray4002 หลายเดือนก่อน

    Miktil aikonen hiwhat tebarirus kalian mikt😊il Amaniel Asefa iu

  • @AbeGebre-hq7ly
    @AbeGebre-hq7ly หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው ማንታ መልሓሱ ምካኑ ልህዝቢ ብግልፂ የደናግር ኣሎ ካሕዳም እዩ ብግልፂ እንካን ንውድብ ህዋሕትን ኣባላትን ን መንግስቲ ሰራሕተኛ ማሃያይ ኢሉ ብግልፂ ብስርዓት ናይ 5ወርሒ ኣብ ኢድ ጌታቸው ዘሎ ማሃያና ድምፂና ብሰልፊ ንከይነስምዕ ተከልኪልና ጌታቸው ማለት ጠላም ህወሕች መሲሉ ኣትዩ ተልኢኩ ብበቀልን ብጥቅምን ዘፍርሰን ካሕዳም እዩ የሕዝን😅

  • @Mezgebealex
    @Mezgebealex หลายเดือนก่อน +1

    Please be neutral as before

  • @GerezgiherBeyene
    @GerezgiherBeyene หลายเดือนก่อน

    አታ አዊፃአሊናዶ

  • @KK-iv9gt
    @KK-iv9gt หลายเดือนก่อน

    ሐገር ጢኢናኻ ዳሐንዶ ህግንዶ ተኸተል ህወሓት ህገ ደንቢ ኣለዋ ብህገ ደንቢ መሰረት ጉባኤ ተገይሩ ዓለም ተኸታቲልዎ ኣበይ ዘሎ ጌተቸው ዕዩ ብህገ ደንቢ መሰረት ተባሪሮም ዕዬም

  • @AbrahaleyHadush
    @AbrahaleyHadush หลายเดือนก่อน

    B shimglna ema debretsion eco eyu sltan leminu!!!

  • @GideyBrhane-ed7ck
    @GideyBrhane-ed7ck หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ኢኻ ትገልፅ ዘለኻ ቀፅለሉ ኣየኻ
    ግን እቲ ፕሮግራም በይንኻ ካብ ትገልፆ ካብ ኩለን ዞቦታት ወረዳታትን ካብ ገጠራትን ከተማታትን እናእተኻ ኣሳታፊ ብዝኾነ እንተትገብሮ ካፍቲ ሐዚ ዘለዎ ንላዕሊ ብዝበለፀ ብጣዕሚ ክመቅርን ክጥዕምን ነይሩ ሃገር ሓወይ ኣየኻ ፣ ካብኡ መርገፂኻን ዋና ሓይልኻን ህዝብኻን ሰራዊትን ግበር ህዝቢ እንተሒዝካ ክትዕወት ኢኻ ፣ ስሚዒታዊ ኣይትኹን ሓደ ሓደ ጊዜ ስሚዒታዊ ምዃንካ ይፍለጠልካ ኣሎ ።

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  หลายเดือนก่อน

      እሽኒ

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 หลายเดือนก่อน

    በጃኻ ናህዋሀት መታሀዳዳሪ ደምቢ ንህዝቢ ትግራይ አጋውህ። መን አገበኛ ምዃኑ ክፍለ'ዩ ።

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 หลายเดือนก่อน

    Game Over TPLF 100 Years home works

  • @WeldeGebremedhin
    @WeldeGebremedhin หลายเดือนก่อน

    ካሊእ ውድብ ምፍጣር ይኽእሉ ዮም። ክልተ ህወሓት ግን አይንፈልጥን ናይ ደበሪፅ ዘይሕጋዊ ናይ ጌች ሕጋዊ ውድብ ብምንታይ መለክዒ?

  • @WezamWezam-kc7cb
    @WezamWezam-kc7cb หลายเดือนก่อน

    ንገታቸውን ንአብይን ዝአምን ማይ ዝሐቆነ ማእረ እዩ ምኽንያቱ ማይ ሐቁንካ ዝወፆ ስለ ዘይየለ

  • @KabherKa
    @KabherKa หลายเดือนก่อน

    ጠፈኢኻ ቀኒኻ ናይ ዳሓንዶ በሻቂልና

  • @TedeyTbrhan
    @TedeyTbrhan หลายเดือนก่อน

    ንመንድኣ ትድግፍ ተባዕ አይሞተ ፈራሕ አይሞተ ላንጋ ላንጋ ሞተ ስለዚ ሃገር አቋምኳ ፍለጥ ሐቂ ዝበልካዮ ደግፍ ከምበዓል ሞያ አለበለዚያ ሚድየካ ዕፆ

  • @AbrahaleyHadush
    @AbrahaleyHadush หลายเดือนก่อน

    Akerakari bota eco ferm tebahilu eco eyu ferimwo!! Tesaeirna eco eina teferimu

  • @SamiSami-jg3wi
    @SamiSami-jg3wi หลายเดือนก่อน

    ወረዳ አሮብ መተከሉ ፉሉጡ አዩ ንህዝቢ ኢሮብ ኢእፓ አናበሉ ዘይሹሙ አናሃቡ ዘደነቀርው ዓዲ አዩ ጉጀለ ደብረ ፅንተት

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 หลายเดือนก่อน

    Hey brother! Don’t bottle it up, please. Tplf is one and it’s party members voted with sliding. Getachew is defeated. It is not justice to threat them equal. Getachew and his team should

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 หลายเดือนก่อน

    TDF ብግዚያዊ ምምህድዳ ምባሉ ዳርጋ ምፍራስ ኢዩ።

  • @GerezgiherBeyene
    @GerezgiherBeyene หลายเดือนก่อน

    ኢታ ምዲፊፋኢ ዝተባሃለት አብ አደራሺ ሐወሊት ካብምታይ ዝተበገሰት ኢያ

    • @EnanuEnanu21
      @EnanuEnanu21 หลายเดือนก่อน

      ትግራይ ከይትብተን ተደልዮም ተራዳዲኦም ክሰርሁ ከለዉ እዩ ክዲግፈ እተኮይኒና

    • @EnanuEnanu21
      @EnanuEnanu21 หลายเดือนก่อน

      ሀገርይ ትክእል እካ

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 หลายเดือนก่อน

    ስልጣን ምልቃቅ ደ

    • @weldeabmengesha1128
      @weldeabmengesha1128 หลายเดือนก่อน

      ስልጣን ይልቀቅ ዝባሀለሉ ምኽንያት ግዚያዊ ምምህድዳር ንኽኽው ዝወከሎ ህዋሀት ስለዝኾነ።

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin หลายเดือนก่อน

    ከም ትግራዋይን ጋዜጤኛን ኣባልነት ናይ ዝኾነ ፓርቲ ከይትኸውን ትኽእል ኢኻ።ንሕዝቢ ሓቁን ቁኑዕን ከተብርህን ግን ሓላፍነት እንተዘይ ተሰሚዑካ ደላላይ ነገር መደናጋሪ ካብ ምዃን ኣይክትሓልፍን ኢኻ።

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 หลายเดือนก่อน

    ካብ ልቡ አይኮነን ህጫጨ;ዪ።

  • @Matebkom
    @Matebkom หลายเดือนก่อน

    አታ ወዲ ትጥሕልለኻ

  • @DestaMekonnen-x3b
    @DestaMekonnen-x3b หลายเดือนก่อน

    Mikitel aboweniber tebahilu temeretse .kab tibel m.tel abo weniber tplf eilka zeyitigelitse,wey dima kemzifilet wugininaka anetser.

  • @fikadumekonnen-sw8ch
    @fikadumekonnen-sw8ch หลายเดือนก่อน

    አንታ ሐወይ ክንደይ ሀለወሎዉ ትብል ህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ነገረ ዶ የብልካን እዩ አብሚድያወፅካ ሀለወሎዉ ሰለዝተባህለ እኳ አይኳነን እቲሐቂ እኳ ህዝቢ ትግራይ ይፈልጣ እዩ ብዝኳነሰ ንህዝቢ ዝጠቅም ነገረ ዘይተቅረብ ኩሉግዜ ሰለሕወሐት,ሰለ ደብረጽን ዘረበ ኳይኑ ዘረባካ ናዓካ እወን የንዕቀካ እዩ

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  หลายเดือนก่อน

      የቅንየልና ኣዝዩ ወሳኒ ዝገርም መፍትሒ ፀገም ዝኮነ፣ወረጃ ሓሳብ ስለዝሃብካና። ቀፅለሉ!

  • @haileselassiearegawi2891
    @haileselassiearegawi2891 หลายเดือนก่อน

    😅❤😅❤😅❤😅

  • @bibatigray4002
    @bibatigray4002 หลายเดือนก่อน

    Getachew nai tsadkan papet kurkur iu

  • @gabreKeros
    @gabreKeros หลายเดือนก่อน

    እዛሰብእዚኣ እንታይእያትብል ዘላ ኣብኣላማጣከይዶም ሓሽከርኤርትራኢኹምተባሂሎምትብልዘላኣላማጣንኮረምንኣበይእያትፈልጠን ስምዐኒብደንቢዝሓወይእዚኣንሓደጉጅለእያትድግፍ ዘላ እዚኣሰብእዚኣዓገብኣነተወላዲከተማኮረምእንድየነገርግንእዛሰብዚኣኣብክንዲተረዳድኡትብልናብጎጥከይዳእዚኣባዕላካብቶምጎጠኛታትሓደእያ እዛሰብባበይሓሊፋንህዝቢኣላማጣ ትፀርፍካብኩሉፀገምንጌታቸዉጠቕሊልካምፅራፍፅቡቕኣይመስለናንከምመናእሰይራያ ሓደሕቶክሓተካሃገርሓዉናዶክተርደብረፅዮንጆነሳይድኣይተፈፀመንኢሉሓደ ምሌንዝበሃልህዝቢኣይተጨፍጨፈንማስረጃየብሉን መረጋገፂ የብሉክብልእከሎእንታይማለቱእዩ ብደምሓወይንብደምሓዉካንእዩ ቸቸዝብልዘሎእዚኣእንታይትብላ ሃገርተኽለብርሃንኣንሕናከምተወለድቲራያ ብጣዕሚይስመዐናምኽንያቱንተወለድቲራያምጥቓዕእዪምኽንያቱኣብከባቢራያፉሉይሽሙዳንደ ማቻረ ዳላተ ዓዲብደራዘሎህዝቢብሓይልታትዓፋርዝቕጥቐጥዘሎእዞምዝቕጥቕጡ ሓይልታትብጀነራልመዲድንወዲእምበይተይንብወደሸብርን ተላኢኾምራያቶትብምኻኖምብመንነቶምዝርሸኑህዝብታትዓገብኣይተብሃሉንንምንታይ

  • @RasAlula-q3h
    @RasAlula-q3h หลายเดือนก่อน

    ሃገር ተኽዝ ብ ኣለኻ ኣይተጋንን ኢኻ

  • @Tekle-lr6it
    @Tekle-lr6it หลายเดือนก่อน

    ከም ጋዜጤኛ ትዕዝብትኻ ክትነግረና ትኽእል ኢኻ

  • @negasiberhe9513
    @negasiberhe9513 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ምድያኻ ኣይተባላሹ ሃገርዋይ እዛ ትዛረብ ዝነበረት ሰበይቲ ነታ ኣብ ሽረ ዘጉረዐት ሰበይቲ ጓላ እያ ትመስለኒ ነፍሊፋ ዘይትመኑ ኣታ ነዚኣ ዘእተወ ሰብኣይ ኣብ ሓዊ ከምተሰኽተተ ይቁፀሮ ዋይ ጉድ ሃገር ዘይትጥይቃ አህ እናበልካ ምስማዕ እንታይ ኣምፅኦ እነድሕር ዘይትጥይቃ ደኣ ተጎሊትካ እንታይክገብረልካ ነበረያ ነበረ ምስማዕ እንታይ ክገብረልና እኒ ደብረፅዮን ድማ ዝጥይቆም ካብ ዳንሻ እስካብ ነበለት ካብ ዋጃ እስካብ ኮሮም ኣረኪብኩም እንታይ ክትብሉና ኢኹም ሰብሲብምና ኢለ መሓተትኩዎም

  • @dagimbirhan8919
    @dagimbirhan8919 หลายเดือนก่อน

    አንተ ልጅ ልጅ ሆነ እደግ እውነቱን ተናገር

  • @KokiKifle
    @KokiKifle หลายเดือนก่อน

    ዝም ብለህ አትዘብዝብ ወደ ገደለው አታሰልቸን ወሬ አታርዝም

  • @negasiberhe9513
    @negasiberhe9513 หลายเดือนก่อน +1

    ሃገር ምድያኻ ተወርድ ኣላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድህንነት ነይረ ዝበለ ወዲ ሪኢቶ ክህብ አይምትገብኦን ነይሩ አብ ኣዲስ ኣበባ ድህንነት አይነበረን ገዛ ገዛ እናዞረ ከስረካ እየ ገንዘብ ኣምፅእ እናበለ እዩ ዝዘውር ነይሩ ቄሮ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ዘአቱ እኳ ኣይፈልጥን ነይሩ እናተገፍጠጠ እዩ ምሳና ተኣሲሩ ንሱ ዝገብራ ዝነበረ እዩ ዝገልፅ ዝነበረ እንበር ጌታቸው ፈደራል እንቢ እንተይልዎ እንታይ ክገብር ኣለዎ ኢልካ ዘይተሓቶም ሃገር አነ ግን ክገብሮ ዘለዎ ልክዕ ከምደበረፂ መንእሰይ አኽቲቱ ግዝኣትና ምምላስ እዩ ግን ኣነ ኣይምነዮን ብሰላም ክውዳእ እምነ አቶም ስልጣን ይልቀቅ ማለት እቶም ን50ዓመት ተፃዒንዎ ዝመፀ ውድብ ተመሊሱ ክፀዓኖ ዝደሊ ዋላ ሓንቲ ዝደሊ ትግረዋይ የለን

  • @SolomonBerhane-m3i
    @SolomonBerhane-m3i หลายเดือนก่อน

    ቃላት አይትልቀም ወረኛ