አዳም አበይ ተፈጢሩ፡መርከብ ኖህ አበይ የዕሪፋ፡እዋናዊ ትምህርቲ|niestali ortodox youtube channelኔስታሊ ኦርቶዶክስ youtube channel

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 491

  • @desalekibrom4936
    @desalekibrom4936 3 ปีที่แล้ว +65

    ኣሰይይይይ ካብ መዓር ወለላ ዚጥዕም ትምህርቲይ ኣነስ ዕድለኛ እየ እንቃዕ ናይ ኩርስቶስ ኮንኩ ዕንቃዕ ከኣ ኣቦታተይ ኮንኩም ኣምላኽ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኽ ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @fetyenmender
    @fetyenmender 21 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks I lord we have been learning about the Bible through the social media. Amen

  • @mulergg2105
    @mulergg2105 3 ปีที่แล้ว +16

    አስይይይይይ ማዓር ወለላ ዝመስል ቃል እግዚአብሔር ክትሰምዖ ደጋጊመ ዘይፀግብ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም አቦይ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ክስምዖ ተመስገን ፈጣሪ ሓጎስ እግዚአብሔር አትፊለይለይ ጎታይ ማዓረይ

  • @jgddhccc3011
    @jgddhccc3011 3 ปีที่แล้ว +12

    ኣሰይይይይይይይ ቃል እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ መዓር ወለላ ይጥዕም🤲🤲🤲 ቃል ህይወት የስመዐና 🙏🙏🙏 ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባረኽ ኣቦይ ቀሺ 💒💒💒✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️

  • @YordanosDebesay-o4d
    @YordanosDebesay-o4d หลายเดือนก่อน +1

    እዝግኣቢሂር ኣመስገን ቃሊ ሂወት የስምዕና ትምህርትኩም ክንሰምዕ ኣምላ ይቦርክሊና ኣባና 🙏🙏🙏

  • @selamawityemane6154
    @selamawityemane6154 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmeana ❤❤❤

  • @mhrettewelde720
    @mhrettewelde720 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓና

  • @meroomeroo8001
    @meroomeroo8001 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen 🙏 kale hwat yesmana gyeta

  • @plusservicse4484
    @plusservicse4484 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃልሂወት የሰመዐና አነዉን ሕልመይ ከፍተሓለይ ደልየ ሓዉና

  • @ተመስገንኣምላከይ-ቸ5ጨ
    @ተመስገንኣምላከይ-ቸ5ጨ ปีที่แล้ว +2

    ኣሜንንንን ኣሜንንንን ኣሜንንንን ኩቡር ኣባታችን ኣቦና ፀግኡ የብዘሐልኹም ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ቃል ሂወት የስምዐና ኣምላክና🙏🙏🙏

  • @ራሄልጓልገርዓልታ
    @ራሄልጓልገርዓልታ 3 ปีที่แล้ว +9

    አሰይይይይ🙏♥️♥️አቦዋና ጸጉኡ የብዘሐሐልኩም ደስስስ ዝብል ቃል እግዚአብሄር አንኳዕ ተዋህዶ ኮና ለባም መስተውዐሊ አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኹም እግዚአብሄር አምላክ ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም♥️♥️♥️🙏🕊ስለ አዳም ስለ ሕልሚ ሐጂ አጸቢቀ ተማሂረ 🕊ተመስገንንን

  • @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ
    @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ 2 ปีที่แล้ว +2

    _ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላኽ ክብር ኣቦዋይ_

  • @yohabarustu4137
    @yohabarustu4137 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይይይ ቃለ ሂወት የስማልና አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏🙏

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ክቡር አቦና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏

  • @tesfaymesqel1635
    @tesfaymesqel1635 3 ปีที่แล้ว +1

    Qal hiwet yesmealna
    Nay zemen Agelglot ybarkelkum.

  • @bsratbereket5853
    @bsratbereket5853 3 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen qele hiwet yesmealna Abona egziabhier nay agelglot zebenkum ybark ❤❤❤

  • @OkubaymichaelKidane
    @OkubaymichaelKidane 3 หลายเดือนก่อน +1

    መድኃኔዓለም ጸጋኡ የብዝሓልኩም ቀሲስ ተወልደ ነቶም ታሪኽ ዘዛብዑ ድማ ናብልቦም ይምለሶም

  • @lemlemwendm6402
    @lemlemwendm6402 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna byaemi des zebl tmhrti Abona egzabiher xegu yezhalkum

  • @RobelEfrem-n6i
    @RobelEfrem-n6i หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ❤ኣሜን ❤ኣሜን ❤

  • @mehariwedi7553
    @mehariwedi7553 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ
    @ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣቦና ክደይ ደስ ዝብል ትምህርቲ

  • @አብረሀትንጉሴ
    @አብረሀትንጉሴ 3 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ህይወት ያሰማል መምህራችን እድሜ እና ጤና ይስጥልን ፀጋው ያብዛሎት እግዚአብሔር ይመስገን አሜን አሜን አሜን

  • @ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ
    @ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ 3 ปีที่แล้ว +1

    Amennn Qale hiwet yesmeAlna nay agolglotkum zeben EgziabHier yebarkelkum Abona

  • @ተመስጌንፈጣሪአስፉመስረት
    @ተመስጌንፈጣሪአስፉመስረት 3 ปีที่แล้ว +18

    እዋይ ክጥዕም ሰምዕካ ዘይሙኖ አበይ እየ ነረ እዚ ቻናል ዘይ ረከብክዎ እንኳዓ እማ ሕጅውን ረከብክዎ አቦና በእውናት ፈጣሪ ካብ ኩሉ ሕማቅ ይሓልወልና ቃለ ሂወት የስምዓልና አሜን

  • @okbagabrteklit1320
    @okbagabrteklit1320 3 ปีที่แล้ว +2

    እግዛብሄር ንዝሃብኩምና ትምህርቲ ንድኩማን ደቁ ካብ መገዲ ጸጋም ናብ መገዲ የማን ንክንከይድ ነቲ ቁኑዕ ትምህርቲ ንክንሕዞን ክንፈልጦን ኣእምሮናን ልብናን ይክፈተልና ኣሜን መምህር ካብዚ ኣስተምህሮኩም መዳርግቲ ኣልቦ ትምህርቲ ቀሲመ ነዚ ንክንሰምዕ ዝፈቀደ እግዛብሄር ክብርን ምስጋናን ንዑዑ ይኩን ኣሜን
    ኣብዝሓለፈ ቅድሚ 2 ወይ3 ወርሒ እዚ ኣኮለግዛይ ዝብል ምስሰማዕኩ ቀንጢፈ ዓጽየዮ መንዩ ዘመሓላለፎ ስሙ ይኩን ዝኮነ ከምዚ እዩ ዝብሎ ሓበሬታ ኣይሓዝኩን ተዘይ ተጋግየ ግን ድያቆን ምድሲሉ ኢዩ ነዚ ሓበሬታ ኣመሓላሊፍዎ
    እዚ ናይሎም ዝሰማዕኩዎ መገደይ ሒዘ ከይወደኩ ወይ ከይኣንደልሃጽኩ ኮሪዐ መገዲ እግዛቢሄር ናብታ ቅድስቲ ቤተክርስትያነይ ከምዝመርሓኒ ክሳብ ሕጂ ነዛ ቻነል ከይረከብኩዋ ዝነበርኩ ግን ብጣዕሚ ጉህየ ኩሉ ግርግዜኡ ኣለዎ ከም ዝበሃል ነዚ ፍልጠት ሎሚ ንክፈልጦ ዝገበረኒ ልዑል እግዛብሄር ክብርን ምስጋናን ንዑዑ ይኩኖ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @nebugir1383
    @nebugir1383 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kalehiwet yesmalna abona ezi kab mear ztiem kal Amlak tesmeuna zelekum fetari tsegaeu ybzhalkum 🙏🙏🙏💒💒💒❤️❤️❤️

  • @Generalwechu
    @Generalwechu 3 ปีที่แล้ว +7

    ንጹር ትምህርቲ ቓል ሂወት የስምዓና ኣቦና ቀሺ ተወልደ 🙏❤🙏 ተስፋ ይገብር ኩሉኹም ሕማም ዓዲ ወዲ ዓዲ ዘለኩም ነዚ ደስ ዘብል ብሩህን ንጹርን ትምህርቲ ሰሚዕኹም ካብ ቐቢላ ሪሒቑም ምስ የሕዋትኩምን ኣሓትኩምን ተፋቒርኩም ብሰላም ንበሩ ኣሜን 🙏🙏🙏❤

    • @hvbvj5312
      @hvbvj5312 3 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen mailkaty yasmana

  • @ሄዋንየማነ
    @ሄዋንየማነ 3 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሕ ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና

  • @jxbdnn9536
    @jxbdnn9536 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ቀሺ ጸግኡ የብዘሐልክም

  • @walashezanwaye7556
    @walashezanwaye7556 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ብታዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ አዝጋብሄር ጸግኡ የብዛሕልካ ኣምላክ ይባርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @hanakifle9618
    @hanakifle9618 3 ปีที่แล้ว +1

    Nathbuna tmrti ab lbna nkahadr Egzabihier ayne lbonanana ykfetelna Amen

  • @fetengebrekal1213
    @fetengebrekal1213 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስማልና ኩቡር ኣቦና ኣምላክ ጸጉ የብዝሃልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @tsegagebreyonas814
    @tsegagebreyonas814 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏 መምህረይ🥰🥰🥰ቃል ሂውት 💒💒💒የስምዓና

  • @BrhaneOkm
    @BrhaneOkm 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amine Amine Amine kale hawet yesimaalena

  • @meriweldegbreal848
    @meriweldegbreal848 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሐቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና ክቡሩ አቡና

  • @gromtekle6606
    @gromtekle6606 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜንንንንን ኣሜንንንን ኣሜንንንንንን ብሓቂ ጸግኡ ምሳኹም እዩ እሞ ኣቦና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና

  • @atsedeabraha1644
    @atsedeabraha1644 3 ปีที่แล้ว +2

    መምህር እግዝአብሔር ፀጋ ጥዕና አብዝሑ ይሃብኩም ዓብይ ትምህርቲ ተመህርና

  • @ያቆብ-ገብረመድህን-ኣ.ዕ.ሰ
    @ያቆብ-ገብረመድህን-ኣ.ዕ.ሰ 5 หลายเดือนก่อน

    ቃለ-ህይወት የስምዓልና ኣቦና

  • @tigrayprevail7733
    @tigrayprevail7733 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህወት የስመዐልና መምህርና

  • @zidnago1046
    @zidnago1046 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይ ካብ መዓር ዝጥዕም ትምህርቲ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኩቡር ኣቦና

  • @meazabokretsion7583
    @meazabokretsion7583 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna abona 💒💒💒🙏🙏🙏❤❤❤

  • @tg6336
    @tg6336 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @TemesgenTadese-wy5oq
    @TemesgenTadese-wy5oq 6 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna abona ❤❤❤

  • @salehsaaaleh8557
    @salehsaaaleh8557 3 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቃለ ሂወት የስማዓልና ናዓናም ገሪምናዩ እቲ ወዲ ይቕረ ይበለሉ ትምኒቱ ኻኣ ኣይሃቦ ንዓና ድማ ልብና ኣብሪሁ ይቕረ ይበለልና ኣሜን መፈጸምትኡ የጽብቐልካ ወደይ

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ 3 ปีที่แล้ว +1

    Amennn kale hiwet yesmalna tsegu yebzhalkum Egziabher Amlak

  • @bnisandom9214
    @bnisandom9214 3 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyyyy egzabhir amlak kale hewat ysmalna amen amen amen 🙏🙏🙏💒🙏🙏🙏

    • @kibromhabti9864
      @kibromhabti9864 3 ปีที่แล้ว

      qal hawiet yasmalna Amen Amen Amen

  • @selemuntnsae1484
    @selemuntnsae1484 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን (3) ኣቦና ካልሂት የስምኣልና ❤❤❤❤

  • @ድላይኻኣዝዘኒባቢተይ
    @ድላይኻኣዝዘኒባቢተይ 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ኣቦና

  • @luciamarikosketema9327
    @luciamarikosketema9327 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን፡ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦና።ስለ ዝመሃርክሙናን ዝገሰጽኩሙናን እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝተባረኸን ዝተመስገነን ይኹን።

  • @banadawit2098
    @banadawit2098 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና አግዚኣቢሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም 🙏🙏🙏

  • @filmonkahsayc7975
    @filmonkahsayc7975 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna abona

  • @mibraktesfay1195
    @mibraktesfay1195 2 ปีที่แล้ว +1

    AMEN AMEN AMEN qalehiwet yesmalna abona edmen tinan yehabkum fetari

  • @teklewelde3652
    @teklewelde3652 3 ปีที่แล้ว +3

    ናይ በሃቂ ደስ ዘበል ኣቦና አአግዘስበር ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሃልኮም ። ንአና ከኣ ኣብ አምነትና ክንጸነ ዘስትወል ኣይንተ ልቦና ይሃበና አግዘኣበር ኣምላክና ።
    ሰላም ናይ ኣበን ፥ ሰላም ናይ ወልደን ፥ ሰላም ናይ መንፈስ ቅዱስን መስ ኩልና ህዘበ ክርስትያን ይህደሩ።

  • @h-ly8cu
    @h-ly8cu 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኩቡር ኣቦና🙏❤❤❤❤

  • @Abielhabtemaram-xd5gb
    @Abielhabtemaram-xd5gb ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስብዓና በሓቂ ዓቢ ትምህርቲ እኩም ሚሂርኩምና ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዛኣቢሄር ኣምላኽ

  • @berhanehintsabahta2483
    @berhanehintsabahta2483 3 ปีที่แล้ว +2

    በሓቂ ሂወት ዝህብ ትምህርቲ
    ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @RaimokAmanuel
    @RaimokAmanuel 6 หลายเดือนก่อน

    Amen (3) kale hiwet yesmlana

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ✝️🤲💖🙏ዘቢብ ዝኮነ ቁዱስ ቃል ተመስገን ✝️⛪️💖🤲🙏

  • @semeretekile1124
    @semeretekile1124 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen qalihawet yesmaelina ✝️ 🙏 🟢🔴🔵✝️✝️

  • @RobelTeklehaymanot-ib3zx
    @RobelTeklehaymanot-ib3zx 7 หลายเดือนก่อน

    ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና❤❤❤

  • @rutamehari6080
    @rutamehari6080 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ካብ ዓዲ ዓልየት ዝፈልዩ ሓደ እዩ ከምዚ ዓይነት ዘረባ ዝዛረብ ሕቱኡ ንጹር እዩ ኣቦና ኣይ ትገደሰሎም

  • @AdhanomWedigerie
    @AdhanomWedigerie 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ⛪⛪⛪⛪❤❤❤

  • @kirosmebrehit4972
    @kirosmebrehit4972 ปีที่แล้ว +1

    ሙሉእ መልሲ ልኡል እግዚአብሔር አምላክ ክብሪ ይሃበለይ አቦና

  • @HhhHu-o2j
    @HhhHu-o2j 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🎉🎉

  • @samerasamer3870
    @samerasamer3870 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን.ቃለ.ሂወት.የሰምዐና

  • @banaart5915
    @banaart5915 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና አቦና ናይ ከምዚአቶም ትምህርት እንኳን ክትደግምስ ክትሰምዖ የብልካን ሰይጣን መንፈስ ዘለዎም እዮም ከምባዓል እህተማርያም ዝብላ እዩ

  • @ብርሃኔነሽማረያም
    @ብርሃኔነሽማረያም 3 ปีที่แล้ว +4

    ስላም ከቡረ ኣቦዋይ

  • @dejenteklehaimanoy4348
    @dejenteklehaimanoy4348 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና ኣቦና

  • @biniamhabtu6851
    @biniamhabtu6851 ปีที่แล้ว

    Amen(3) kale hiwet yesmalna abona

  • @גויתואלם
    @גויתואלם 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስምዐልና መምህርና

  • @Eriboy321
    @Eriboy321 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen ❤❤❤❤

  • @yonastsegay7804
    @yonastsegay7804 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት ዘዝስማካና ክቡር ሐወይ ዕድሜን ጥ ዕናን አምላክ ይዐድልካ ሐንቲ ሕቶ ክትበሀለይ ናይ ጎይታና የሱሱ ሙግላጽ ካብት ብዙህ ናይ ናይ እድ ፌርማ ዝቐደደልና ከመይ ምቆኑ ብስፉሕ ዝበለ ከተብረሀልና Thanks

  • @meronsemera8763
    @meronsemera8763 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen kale hiwet yesmealna abona kibri nigzeabher amlak ykun

  • @ብርሃኔነሽማረያም
    @ብርሃኔነሽማረያም 3 ปีที่แล้ว +5

    ብትኸከል ኸቡረ ኣቦና ቃለ ህይወት ይስመዕና ⛪️⛪️💒🕊🙏🤲❤️🤲🙏❤️🤲🙏 ኩሉ ናይ ኣምላኸ " ሓይሊ እዩ

    • @asteraster1838
      @asteraster1838 3 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰማዓና ፈጣሪ ኩሉ አለም ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ንዓኹም ከአ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @HabenAsmerom-p9p
    @HabenAsmerom-p9p 10 หลายเดือนก่อน +1

    AMEN AMEN AMEN KALE HIWET YESMEALNA

  • @shewitghilai2405
    @shewitghilai2405 ปีที่แล้ว +1

    Amen kal hiwet yesmeona xegu yebzhalka hawna kelsie

  • @weynizemichael7029
    @weynizemichael7029 3 ปีที่แล้ว +1

    Kalehiwet yesmalna 🙏🙏🙏

  • @teklesenbetsereke9356
    @teklesenbetsereke9356 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ብሓቂደስ ዘብል ትምህርቲ ግን ከምቲ ትምህሩና እምነት ብዘይ ግብሪ ምውቲ እያ እሞ ቤተ-ክርስትያንናከ ንደቃ ኣብ ምውዳብ ከመይ ኣላ ።ሕሙማትና ዝበጽሕዎም መናፍቃን ብኡሳትና ,ሽጉራትና ዝኣልይዎም መናፍቃን ገዛውቶም ከይዶም ዝምህሮዎም ክኣ መናፍቃ ዕሽሮም ዞኸፍሉ ክኣ መናፍቃን ንሕና ክኣ በንጻሩ መባእና ኣይንኸፍልን ዝሓመመ ዝተኣሳሰረ ዝተባእሰ ወላ ናብ ስራሕናን መነባብሮናን ጁባና ክንመልእ ጥራሕ ኩልና ማለት ምእመናን ቤተ ክህነትን ጽባሕ ሓዲግናዮ ንንኸይድ ንጎዪ ። ሱር ሓጥያት ገንዘብ ትውክልቲ ናትና ግርናዮ ዘሕዝን እዩ ገዳማት ክዓርቃ ኣቦታትመነኮሳት ጠምዮም ገሊኤን እውን ክዕጸዋ ቀሪበን ንሕና ክኣ ተረፍ ጽጋብና እንዳጉሓፍና ተረፍ መግቢ መሊኡ እቶም ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ንብሃሎ ንበዝሕ ነፍስወከፍና $20 ዶላር ብዝውሓደ እንተ ነወፊ ኣቦታትና ገዳማውያን ከምዚ ኣይምኾኑን ።ገዛና ጥርሑ ማዕጾ ዘይብሉ ስለዝኾነ ኣደዳ መናፍቃን ንኸውን እሞ ሕሙምና ክንበጽሕ ጥሙይና ክንረድእ ዝተባእሱ ክንዓርቕ ውዳቤታት ቤት ትምህርቲ ሰምበትን ቤተ ክህነትን ዲያቆናትን ከመይ ኣሎ ከምቲ መናፍቃን ደቅናን ምእመናትናን ዝምንጥሉና ዘለዉ ውዳቤታት ብግብሪ እንዓየሉ ክተሓይሉልና ይላቦ ከይተረድኣኒ ዘጉደልኩዎ ይቅሬታ ግበሩለይ

  • @user-lv6bb6fd1f
    @user-lv6bb6fd1f 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ናይ ዘመን ኣጐልጉሏትኩም እግዚአብሔር አምላክ ይባርክልኩም ይቀዲስልኩም ዝተማህሪናያ ኣብ ጺላት ልብና የሐዲረሊና እግዚአብሔር አምላክ

  • @ቲቲጋልሃገርትግራይ
    @ቲቲጋልሃገርትግራይ 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዐና ክቡር ኣቦና 🙏🙏🙏

  • @ሂወትጓልቅሺ
    @ሂወትጓልቅሺ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ይሰመዓልና ክብር አባይ ቀሺ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ ይበዝሓሉክም በዕድም ጥዕና ይሓልወለና እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን💝💝💞💞✅✅✅✅✝️⛪️

  • @abebanaizgi3516
    @abebanaizgi3516 3 ปีที่แล้ว +4

    ካለሂወት የስማአልና ኣቦና ኣብ ልብና የህድሮ

  • @ttfutrg3896
    @ttfutrg3896 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜንቃለህይወት ይሠመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ኣቦና

  • @ab7grb610
    @ab7grb610 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት ይስመዐልና ኩብር መምህርና ጸጉኡ የብዘሐሎም👏👏👏

  • @mesi7698
    @mesi7698 3 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏🙏ቃል ህይ ወት የስመዓልና

  • @sohidbd1234
    @sohidbd1234 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen amenamen
    🙏🙏🙏🙏💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @merhawisolomun7994
    @merhawisolomun7994 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qel hewte yesmean

  • @mesikidane7898
    @mesikidane7898 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃለ ሂወት ይስማዓና
    ክብሪ ምስጋናን ንእግዝኣብሄር ይኹን

  • @betelsolomon6919
    @betelsolomon6919 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna Abona

  • @tewenkifile8939
    @tewenkifile8939 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen qale hiwet yesimaAlna yeqeniyelna bejakum Abotatna nezi kemziom Aynet menafiqan qiltif eilkum melsi habwom mikiniyatu buzuhat yesihtu Alewu

  • @askaleschngusee5008
    @askaleschngusee5008 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona Egzabher amlak xegeu yebzhalkum

  • @embaygerecheal5859
    @embaygerecheal5859 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Abakeshi Ane kulu gziye nahalemku Ane gn naferahku

  • @ትግራይኣዓለመይናዓይ
    @ትግራይኣዓለመይናዓይ 4 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስማዐና

  • @maebeltsegay8314
    @maebeltsegay8314 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ኣቦና ቃል ሂወት የስማዓልና ነቶም መናፍቃን ክኣ እግዛኣብሒር ናብ ልቦም ይምለሶም

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
    @ትግራይኣምላክየሓልኪ 3 ปีที่แล้ว +11

    ናይ ብሓቂ ኣቦና ቃል ሂወት የስማዓልና 🙏🙏🙏

  • @kusukeshi9819
    @kusukeshi9819 3 ปีที่แล้ว +1

    Ellllll amlake esrael ykber ymesgen neakum zhabena
    Kal hiwet yesmealna amlak zemenkum ybark🙏👏🙏👏

  • @samerasamer3870
    @samerasamer3870 3 ปีที่แล้ว +1

    ብኡናት..ቃለሂወት.የሰመዐና

  • @ኪንዮውጸላምብርሃንኣሎ
    @ኪንዮውጸላምብርሃንኣሎ 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሃቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዪ
    ቃለ ሂወት የስማልና

  • @medhaniekesete4410
    @medhaniekesete4410 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen qalehiwet yesmalna abona nay agolguletkum edmiekumn zemenkumn ybarkelkumn yqedselkumn egziabhier amlakna Amen!!!!!!!!!

  • @aezibgebrehiwet523
    @aezibgebrehiwet523 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna egzabhr nay agelglot zebnlum ybark