ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሃውና
Amen Amen Amen kel hewet yesmaien
Amen 🙏 Kal hiwet yesmalina
ቃል ሂውት የስመዐልና ክቡር አቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሕልኩም ግን ሓንቲ ማርያም መግድላዊት ማለተኩም ድዩ ማርያም እንተእፍረት ኢለኩሙና ክቡር አቦና
Temesgen FetariQale hiywet yesmealna Abona 🤲🤲🤲⛪💙👁👂
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen(3) qal hiwet yesmialna abona nay agelglot semenkum ybarkk
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመአልና ጸግኡን በረኸቱን የብዘሐልኹም እግዚኣብሔር ኣምላኽ በረኸትኹም ይሕደረና ኣሜን ኣሜን ኣሜንክብራተይ ኣብ እትገብርዎ ጸሎት ሕሰብና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️
Amen amen amen abiona maray Kal hiwet yasmelna egzabher xageu yabzhelkum newhi edman tanan yahbkum fateri ab lebna yehderio
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ብዕድመን ጥዕናኖ ይሓልወልና ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላኽ አሜን፫🌹
ኣሜንንንንንንን ኣሜንንንንንንን ኣሜንንንንንንን ሽኩቡር ኣቦና ብሕቂ ቃለ ሂወት የስማዓል ና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም የንዉሓዮ
ባሓቂ ቃለህወት የስመዐና አሜን አሜን አሜን
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
አሜንንን አሜንንን አሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኹም እግዚኣብሔር ይባርኮ 🙏😍🙏🙏
አሜን ክብሪ ሰማይን ምድርን ይሃበለይ ፈጣሪ
Kale hiwet yesemaln Abona Edmen xenan yehabkum fexari
Amen Amen Amen kal hwet yesmalena
Kal hiwet yesmaalna
በፍቅሪ ማርያም ዝተወከለ ትሕቲ ጽላሎታ እንተ(2) ኣጽለለ ዘማዊ ወደነሳዊ ይከውን ድንግለ (2)ናባካ መጻኪ ይቅረ ክትብለለይ ስምካ እንዳ ጸዋዕኩ በቲ ሩኪስ ኣፈይእነኩ ይቆምው ሎሚ ኣብ ቅድሜካ ይክረታ ሀበኒ ብዓሚ ምሕርርትካቃል ሂይወት የስማዓልና ኣቦይ ቀሺ እግዚኣቢሄር ይመስገን ጥዑም ቃል ሰሚዕና ኣብ ተግባርቭየብቃዓና
አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓለና
ኣሜን ቓለ ህወት ይስማልና ኣቦና ንዓና ንድኹማት ክብል ጎይታ የዛይድልኩም ኣሜን ኣነ ኣብ ዓዲ ዓረብ እየ ዘለኹ ጾም ከጸዉም ዘይክእል እየ ማለት ዝበልዕዎ እንዳበላዕኩ ጸሎት ኣብ ምድቃሰይ ኾይነ እጽሊ ኣለኹ ንስሓ ዘይምውሳደይ ብጣዕሚ እየ ዝጉሂ 😭እሞ ጸሎት ግበርሎይ ኣቦይ ማረይ
አሜን ክብርቲ ሓፍቲ፡ብዝኮነ ግን ዓረባዊ ስደት ካብ ሃለኪ ግን ንስሓ ምውሳድ አይትሕመቂ
አጆኪ ዝሓፍተይ አብ ስደት ኮይንክውን ንስሃ ምእታውን ፆሙ ንክትፆሙን አየፅግመልክን ጥራይ ብሙሉእ ሕልናኪ ናብ ፈጣሪኪ ገስግስን ጠይቅን ዝሓፍተይ
Ajoki zhaftey nkrstos tray ab lbki bota habyo
Amien qal hiwet yesmealna .Ab lbna yhder.Fqri zrdaa lbi yhabena.
አቤት ሰናይ ዝኮነ ት/ቲ እግዚአብሔር አብ ፅላት ልብና የንብሮ
Amen Amen Amen qale hiwet yesmeana 👍👍👍👍
እሜን እሜን እሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦና
ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አምላኽ💖💖💖
"ክርስቶስ ዘይብላ ቤት ትርጉም የብላን" ብኡነት ኡነት ነው። ቃለ ሂወት የስምዓልና
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐለና🥰🥰🤲
Mihret egziabher amlak ayfeleyena, kalehiwet yesmalna, Abona, Amen.
Amen kal hiwet yesmialna abona keshi tewelde. Nay agelglot zemenkum ybarkk. 🙏😇🙏
Amen abona qal hiwet yesmialna amlak nay agelglot gzekum ybark
ቃል ህወት የስመዐና ኣባ ቀሺ ብሓቂ ምህሮኩሙ ሰራፂ እዩ ነዉሕ ዖድመ ይሃብከሙ ፈጣሪ
Amen amen amen qale hiwet ysmealna abona
ስም እግዚኣቢሂር ዝተመስገነ ይኩን ቃለሂወት የስማልና ኣቦና ደስ ዘብል ትምርቲ ጽቡቅ ኣራዳድእ ናብ ልብካ ዝኣቱ
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡረ አቦና
Amen amen amen Kal hiwet yesmalna abona bhaki krustos fkiri zebenkum ybark n Eritrea hagherna dma selamu ylak
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኩም ናዓና ከኣ ሰማዕቲ ጥራይ ዘይኮነስ ተግበርቲ ክንከውን እግዚኣብሄር ይደግፈና ኣብ ጸሎትኩ ዘክሩና ኣሜን።
አሜን አሜን አሜን ቃለሂወት የስምዓልና እግዝአብሄር ጸግእን በረኸቱን የብዝሐልኩም
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና አቦና
ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሐልኩም አቦና አብጸሎትኩም ዘክሩና ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሐቂ ዓቢይ አቦዮም ዘንብብ ኩሉ ይፈልጥ
ቃለ ሂወቱ የስመኣልና ዘደንክ ትምርት አዩ ክብር ይሃብኩም abona🙏⛪️🙏
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaelna egziabher amlak tsegeu ybzhalkum nayagolgulot edmekum ybark ✝️💒🙏💓
Amen amen amen❤❤❤
ብሃቂ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና ብዕድም ብጥዕና እግዚአብሔር አምላክ ይሓልወልና ጥዑም ቃል እግዚአብሔር ዝስማዕናዮ ኣብ ጸላት ልብና የሕድሮ አሜን
ናይ ብሓቂ ብዘይ ፍቅሩ ዝግበር የሎን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምህርቲ
Amen amen amen kal hiwet yesmalna 🙏🏼👏👏🙏🏼👏👏🙏🏼🙏🏼👏💒💒💒👏👏🙏🏼
Amiem,amiem,amiem,qal hiwet yesmealna,abona,nay agelglot,zebenkum,ynarkelku,egziabhier amlak ብሓቂ ሕልናኻ፡ዝረትዓካ ትምህርቲ ብሓቂ አምላክ ፍቅሪዩ።አምላክ ንድኽመትና ርእዩ ይተዓረቀና።
አሜን አሜን አሜን
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna behaki Egziabiher xega yebzehalkum Abona. Btaemi xubuk. Ab lbna yehdro ✝️ ✝️ ✝️ ✝️ ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️ ✝️ ✝️ ✝️ ✝️ ✝️ 💜💜💜💜
አምላኽ ሰናዩ የብዝሐልና!!ንሐውና ቃለ ሂወት የስማዓልና ንበል 3ግዜ!!!አምለኽ ይመስገን ኦርተዶክስ ዓምቢባ ተመስገን ፈጣሪ!! ደስ ዝብሏል ትምህርት ብተመስጦ ኢና ንከታተሎ። 1 2 ተኸታቲልና 3 ይን ቀጺሉ ዘሎ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ። አምላኽ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኩም።
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ክብር አቦነክቡር አቦና አነ ክርክበኩም እደሊ አለኩ አሞ ምክንያቱ አነ አብ ዓርብ ሀግር እይ ዘለኩ ንሳሃ አባት አደሊ አለኩ አሞ ከተተሓባበሩና ተክእሉ ዶ ነይ መምክሪ ልገሳ ክትህቡና አውን ንደሊ አለና እሞ ተሓባቡሩና ኩቡሪ አቦና
ሰላመ እግዚአብሔር ምስ ቅድስት አደብርሃን ምስ ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩንክብርቲ ሓፍቲ በዚአ messanger ክትረክብኒ ትክእሊ ኢኪfacebook.com/keshitewolde.ghebretinsae
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
ቃለ ሂወት የስማዓልና ደስ ዘብል ትምህርቲ
Amen (3)Kale Hiwet Yesmalna zedenk tmhrti Ab teslotkum zekuruna Abona Thank you!!!
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
ዘደንቅ ትምህርቲ
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna kubur Abona Nay agolguletkum zemen ybarkelkum 🙏🙏🙏
Amen🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kal hiwet yesmalna Abona!
ኽብርን ጥዕናን ይሃብልና ኣቦና ዘድንቅ ትምህርቲ ኩሎም ኣቦታተና ኽምዚ ናትኩም ኽውስዱ ኽስትምህሩ ፍቅሪ ኽብዙሖ ኣምላኽ ይሓግዝ ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ብሓቂ ደስ ዘብል ሰሚዕካ ዜይጽገብ ትምህርቲ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓና
Amen amen amen qal hiwet yesmealna Abona
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
Amen amen amen qale hiwet yesmealna abona nay agelglot zemenukum yibarkelkum egiziabiher amlak
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤🙏🙏🙏ቃል ሂወት የስመዓልና
Amen 🙏 ybehaqi abona qal hywet yesmalna abona lual amlak admin tanan yehabeley
amen kale hiwet yesmalna
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna
ቃለ ሂወት የስማዓልና ።ኣብ ፍቅሩ ክንነብር ክርስቶስ ይሓግዘና።
እዚ እዩ እምነትና ሃይማኖት ብምቅያር ንክርስቶስ ከነሐጉሰ ኣይንኽእልን ኢና ፡ኣብ እምነትና የጽንዓና መድሃኒኣለም(እግዚኣቢሄር ንተዋህዶ እምነትና ይሓልወልና፡
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ብጣዕሚ ብሉጽ ትምህርቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ሓይሊ ይሃብኩም
ቃለሂወት የስማዓልና( 3 )ናይ ባሓቂ ሂወት ዝህብ።
Amen 🤲🙏Amen🤲🙏 Amen 🤲🙏
Amen amen 🙏🙏🇪🇷
ቃለ ህወት ያስመዐልና
Amen amen amen qale hiwet yesmalna
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna amlak xgeu yebzhalkum aba keshi
Kale hiwet yesmalna abona egzabiher Amlak tsegu yebzahlkum
Asey Asey Nay bahaki hakina Abo.This what our orthodox church was missing. Thank you Abona 🙏🙏🙏
qal hiwet jsimalna amlak bereketon xeguon jebzahalkom sileti kidus megbi tmgbena zelekom🙏🙏🙏
Kal hiwet yesmealna aboye Beal kal kidanka zmut entefeximu ykre elkalu msue ktkxl wshtka mkbal enteabuyuka tfatah Emo kea abmenfesawi koinka hatyat do ykewn
አሜን እሺ አብ ቀጻሊ መልሲ ክንርእዮ ኢና
Amen amen amen kubur abona kale hiwot yesmelna
ዝማሃርኩሙና ስማዕትን ተግበርትን ይግበረና አምላኽ ቃለሂወት ሕቶ ሐደ ስብ ተመርዒዩ ምስ ቀዳመይቲ ሰበይቱ ይፋታህ ካለአይቲ ሰበይቲ የእትዩ ሐዳር ይገብር ገይገኡ አሚኑ ይንሳህ መቅጻዕቱ ወሲዱ ምሰአ ይቅጽልዶ ነስሑአኡ ኸ ቅቡል ዶ
አሜን ከም ፍቃዱ ናብ ሕቶ አስጊርናያ አለና
@@niestaliorthodox5249 ሰላም ክቡር ኣቦና ንእትህቡና ትምህርቲ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና እዛ ሕቶ ናይ ኣብዝሓና እያ ምስ ይቅርታ
qal hiwet yesmealna abona.
Amen(3) Kale hiwet yesmealna abo keshi👌ጸጋ በዲበ ጸጋ የዓድልኩም ab libna yehdiro ኣምላክ ዓስብኩም ኣዕዚዙ ይክፈልኩም ርእስኹም እንዳ ጠበርኩም ሰማዕቲ ጥራይ ኣይትኩኑ ገበርቲ ቃል ኩኑ ብዝበለና ያእ 1:22🙏።ፈጣሪ ኣብ ምትግባር የሓግዘና የብቅዓና ሃረር ኢልና ኢና ንጽበ ወትሩ ኩሉ ግዜ ዝተፈላለየ ኣይነት ትምህርቲ ኣብ እዋኑን ኣብ ሰዓቱን ከተመሓላልፉልና ብትሕትና ንላቦ ምእመናን ከኣ እዚኣ ኣይንሕመቅ👍share com sub ኩሉ ምእንቲ ክነቅሕ ነስተውዕለሉ ነዚ ዘመን ወስብሐት ለእግዚአብሔር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!ቃለ ሂወት የስምዓልናክቡር ኣባ ቐሺ።ብሓቂ እዚ ብምስጢር ኣምላኽ ዝመሓላልፍ መንፈሳዊ ጣዕሚ ዘለዎ ማዕዳን፡ ተስፋ ዝህብ ቅዱስ መልእኽቲ ዝሓቆፈ ጻውዒት፡ ንጌና ኣብ መንፈሳውነት ታተ ትብል ዘላ ሂወት ዘይተመለሰላ ሕቶኣ መሊሱ እቲ ንሰብ ዝኸብዶ ጾር ንእግዚኣብሄር ግን ኣዝዩ ቀሊል ምዃኑን ኢዩ ዘረድኣካ። ንጽኸበደካ ጾር ዝስከም ኣምላኽ ክትጭነቕን ክትሳቐን ፈቓዱ ከምዘይኮነ ከኣ ትምሃር።
🎉
Kal hiwet yesmealna abona
Qalehiwet yesmialna
ሰላመ እግዚአብሔር ምስ ቅድስት አደብርሃን ምስ ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።ክቡራት ደቂ እዛ ጽንዕቲ እምነት።ናብ ኩሉ ክባጻሕ share በልዋ።Subscribe ምስ like ድማ አይንረስዕ።ንዘለና ሕቶ ኮነ ሪኢቶ ድማ አብ comment ነቀምጥ።አደብርሃን ብርሃን ተሃብኩም
ብዝዕባ ምንባብ እባ ገለበሉና ኣቦና
አሜንአሜንአሜን
Amen
እሸ
እሺ ህራይ
Amen 🙏🙏🙏🙏amen🙏 amen🙏
Qalhiwet Yesmialna.
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና አቦና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እሺ ሕቶ አላትኒ አነሲ አብ ስደት ዓለም እየ ዘለኩሞ ብዛዓባ ሃይማኖት አፍልጦ አይነበረንን ሕጂ ግን ካብ ቡዙሕ ኑኡሽተይ ይመሃር አለኩ ቅድሚ ምምሃረይ ብስልኪ ዝደዋወሎ ወዲ ነይሩኒ እሞ ክገድፎ ድዩ ዘለኒ ወይስ ምስኡ ክቅፅል እዩ ዘለኒ
በዚአ ርከብኒfacebook.com/keshitewolde.ghebretinsae
Amen...3
Kale hiwet yesmialna abona .fikiri kirstos ab libina kenesfr amlak yhagizena .abona ab tselotkum zekiruna abona.🙏🙏🙏
Amen Amen Amen
102.amen3
💚💚💚💚💚💚💚💚💚💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
ኣባ ኣነስ ንከባቢ ((7))ዓመት ኣብ ሰደት ዘለኩ እየ ግን እጭነቅ መሊሰ ግን ተመስገን ኣምላከይ እንኳዕ ክርስትያን ገርካ ፈጠርካኒ ኢ ካኣ እትንስ ካብ ጭንበተይ ተሐሰገን
❤
ኣብዛ ዓለም ከም ጎይታይን መድሓንየይ ኢዮሱስ ክርስቶስ ገሩ መስ በደለይ ሓጥያተይ ዘፍቅረንስ ይህሉ'ዶ ብምባል የማነይን ጸጋመይን ካብ ዘለዉ ደቂ ሰባት ክሳዕ ኣዝማደይ ስድራ ቤተይን ተመልከትኩ ነገር ግን ንጎይታ ዝመስልን ኮምኡ ገሩ መስ ኣበሳይ ዝከባከበኒ ወላ ሓደ እኳ ኣይ ረከብኩን ድሕርዚ መድሓንየይ ልዕሊ ኣዝማደይ ወለደይ ምኻኑ ስለ ዝፈልጥኩ እቲ ንሱ ዝፈትወ መድግደን ግብርታትን ክኽተል ወሰንኩ እኖሆ ከኣ ክሳዕ ሎሚ ናወደቅኩን ናተሳእኩን ሰለይ ናበልኩ ይርከብ ግና ኣባ ቀሺ መጨረሻይ ከስምረለይስ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ኢኹም ነዓኩም ከኣ እምና ማርያም ናይ ኣጎልጉሎት ዘምንኩም ትባርኽን ተሓግዝኩምን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሃውና
Amen Amen Amen kel hewet yesmaien
Amen 🙏 Kal hiwet yesmalina
ቃል ሂውት የስመዐልና ክቡር አቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሕልኩም
ግን ሓንቲ ማርያም መግድላዊት ማለተኩም ድዩ ማርያም እንተእፍረት ኢለኩሙና ክቡር አቦና
Temesgen Fetari
Qale hiywet yesmealna Abona 🤲🤲🤲⛪💙👁👂
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen(3) qal hiwet yesmialna abona nay agelglot semenkum ybarkk
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመአልና ጸግኡን በረኸቱን የብዘሐልኹም እግዚኣብሔር ኣምላኽ በረኸትኹም ይሕደረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ክብራተይ ኣብ እትገብርዎ ጸሎት ሕሰብና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️
Amen amen amen abiona maray Kal hiwet yasmelna egzabher xageu yabzhelkum newhi edman tanan yahbkum fateri ab lebna yehderio
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ብዕድመን ጥዕናኖ ይሓልወልና ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላኽ አሜን፫🌹
ኣሜንንንንንንን ኣሜንንንንንንን ኣሜንንንንንንን ሽ
ኩቡር ኣቦና ብሕቂ ቃለ ሂወት የስማዓል ና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም የንዉሓዮ
ባሓቂ ቃለህወት የስመዐና አሜን አሜን አሜን
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
አሜንንን አሜንንን አሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኹም እግዚኣብሔር ይባርኮ 🙏😍🙏🙏
አሜን ክብሪ ሰማይን ምድርን ይሃበለይ ፈጣሪ
Kale hiwet yesemaln Abona Edmen xenan yehabkum fexari
Amen Amen Amen kal hwet yesmalena
Kal hiwet yesmaalna
በፍቅሪ ማርያም ዝተወከለ ትሕቲ ጽላሎታ እንተ(2) ኣጽለለ ዘማዊ ወደነሳዊ ይከውን ድንግለ (2)
ናባካ መጻኪ ይቅረ ክትብለለይ
ስምካ እንዳ ጸዋዕኩ በቲ ሩኪስ ኣፈይ
እነኩ ይቆምው ሎሚ ኣብ ቅድሜካ
ይክረታ ሀበኒ ብዓሚ ምሕርርትካ
ቃል ሂይወት የስማዓልና ኣቦይ ቀሺ
እግዚኣቢሄር ይመስገን ጥዑም ቃል ሰሚዕና ኣብ ተግባርቭየብቃዓና
አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓለና
ኣሜን ቓለ ህወት ይስማልና ኣቦና ንዓና ንድኹማት ክብል ጎይታ የዛይድልኩም ኣሜን ኣነ ኣብ ዓዲ ዓረብ እየ ዘለኹ ጾም ከጸዉም ዘይክእል እየ ማለት ዝበልዕዎ እንዳበላዕኩ ጸሎት ኣብ ምድቃሰይ ኾይነ እጽሊ ኣለኹ ንስሓ ዘይምውሳደይ ብጣዕሚ እየ ዝጉሂ 😭እሞ ጸሎት ግበርሎይ ኣቦይ ማረይ
አሜን ክብርቲ ሓፍቲ፡ብዝኮነ ግን ዓረባዊ ስደት ካብ ሃለኪ ግን ንስሓ ምውሳድ አይትሕመቂ
አጆኪ ዝሓፍተይ አብ ስደት ኮይንክውን ንስሃ ምእታውን ፆሙ ንክትፆሙን አየፅግመልክን ጥራይ ብሙሉእ ሕልናኪ ናብ ፈጣሪኪ ገስግስን ጠይቅን ዝሓፍተይ
Ajoki zhaftey nkrstos tray ab lbki bota habyo
Amien qal hiwet yesmealna .
Ab lbna yhder.
Fqri zrdaa lbi yhabena.
አቤት ሰናይ ዝኮነ ት/ቲ እግዚአብሔር አብ ፅላት ልብና የንብሮ
Amen Amen Amen qale hiwet yesmeana 👍👍👍👍
እሜን እሜን እሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦና
ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አምላኽ💖💖💖
"ክርስቶስ ዘይብላ ቤት ትርጉም የብላን" ብኡነት ኡነት ነው። ቃለ ሂወት የስምዓልና
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐለና🥰🥰🤲
Mihret egziabher amlak ayfeleyena, kalehiwet yesmalna, Abona, Amen.
Amen kal hiwet yesmialna abona keshi tewelde. Nay agelglot zemenkum ybarkk. 🙏😇🙏
Amen abona qal hiwet yesmialna amlak nay agelglot gzekum ybark
ቃል ህወት የስመዐና ኣባ ቀሺ ብሓቂ ምህሮኩሙ ሰራፂ እዩ ነዉሕ ዖድመ ይሃብከሙ ፈጣሪ
Amen amen amen qale hiwet ysmealna abona
ስም እግዚኣቢሂር ዝተመስገነ ይኩን ቃለሂወት የስማልና ኣቦና ደስ ዘብል ትምርቲ ጽቡቅ ኣራዳድእ ናብ ልብካ ዝኣቱ
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡረ አቦና
Amen amen amen Kal hiwet yesmalna abona bhaki krustos fkiri zebenkum ybark n Eritrea hagherna dma selamu ylak
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኩም ናዓና ከኣ ሰማዕቲ ጥራይ ዘይኮነስ ተግበርቲ ክንከውን እግዚኣብሄር ይደግፈና ኣብ ጸሎትኩ ዘክሩና ኣሜን።
አሜን አሜን አሜን ቃለሂወት የስምዓልና እግዝአብሄር ጸግእን በረኸቱን የብዝሐልኩም
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና አቦና
ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሐልኩም አቦና አብጸሎትኩም ዘክሩና ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሐቂ ዓቢይ አቦዮም ዘንብብ ኩሉ ይፈልጥ
ቃለ ሂወቱ የስመኣልና ዘደንክ ትምርት አዩ ክብር ይሃብኩም abona🙏⛪️🙏
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaelna egziabher amlak tsegeu ybzhalkum nayagolgulot edmekum ybark ✝️💒🙏💓
Amen amen amen❤❤❤
ብሃቂ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና ብዕድም ብጥዕና እግዚአብሔር አምላክ ይሓልወልና ጥዑም ቃል እግዚአብሔር ዝስማዕናዮ ኣብ ጸላት ልብና የሕድሮ አሜን
ናይ ብሓቂ ብዘይ ፍቅሩ ዝግበር የሎን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምህርቲ
Amen amen amen kal hiwet yesmalna 🙏🏼👏👏🙏🏼👏👏🙏🏼🙏🏼👏💒💒💒👏👏🙏🏼
Amiem,amiem,amiem,qal hiwet yesmealna,abona,nay agelglot,zebenkum,ynarkelku,egziabhier amlak ብሓቂ ሕልናኻ፡ዝረትዓካ ትምህርቲ ብሓቂ አምላክ ፍቅሪዩ።አምላክ ንድኽመትና ርእዩ ይተዓረቀና።
አሜን አሜን አሜን
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna behaki Egziabiher xega yebzehalkum Abona. Btaemi xubuk. Ab lbna yehdro
✝️
✝️
✝️
✝️
✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️
✝️
✝️
✝️
✝️
✝️
💜💜💜💜
አምላኽ ሰናዩ የብዝሐልና!!
ንሐውና ቃለ ሂወት የስማዓልና ንበል 3ግዜ!!!
አምለኽ ይመስገን ኦርተዶክስ ዓምቢባ ተመስገን ፈጣሪ!! ደስ ዝብሏል ትምህርት ብተመስጦ ኢና ንከታተሎ። 1 2 ተኸታቲልና 3 ይን ቀጺሉ ዘሎ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ። አምላኽ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኩም።
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ክብር አቦነ
ክቡር አቦና አነ ክርክበኩም እደሊ አለኩ አሞ ምክንያቱ አነ አብ ዓርብ ሀግር እይ ዘለኩ ንሳሃ አባት አደሊ አለኩ አሞ ከተተሓባበሩና ተክእሉ ዶ ነይ መምክሪ ልገሳ ክትህቡና አውን ንደሊ አለና እሞ ተሓባቡሩና ኩቡሪ አቦና
ሰላመ እግዚአብሔር ምስ ቅድስት አደብርሃን ምስ ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን
ክብርቲ ሓፍቲ በዚአ messanger ክትረክብኒ ትክእሊ ኢኪ
facebook.com/keshitewolde.ghebretinsae
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
ቃለ ሂወት የስማዓልና ደስ ዘብል ትምህርቲ
Amen (3)Kale Hiwet Yesmalna zedenk tmhrti Ab teslotkum zekuruna Abona Thank you!!!
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
ዘደንቅ ትምህርቲ
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna kubur Abona Nay agolguletkum zemen ybarkelkum 🙏🙏🙏
Amen🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kal hiwet yesmalna Abona!
ኽብርን ጥዕናን ይሃብልና ኣቦና ዘድንቅ ትምህርቲ ኩሎም ኣቦታተና ኽምዚ ናትኩም ኽውስዱ ኽስትምህሩ ፍቅሪ ኽብዙሖ ኣምላኽ ይሓግዝ ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ብሓቂ ደስ ዘብል ሰሚዕካ ዜይጽገብ ትምህርቲ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓና
Amen amen amen qal hiwet yesmealna Abona
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
Amen amen amen qale hiwet yesmealna abona nay agelglot zemenukum yibarkelkum egiziabiher amlak
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤🙏🙏🙏ቃል ሂወት የስመዓልና
Amen 🙏 ybehaqi abona qal hywet yesmalna abona lual amlak admin tanan yehabeley
amen kale hiwet yesmalna
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna
ቃለ ሂወት የስማዓልና ።ኣብ ፍቅሩ ክንነብር ክርስቶስ ይሓግዘና።
እዚ እዩ እምነትና ሃይማኖት ብምቅያር ንክርስቶስ ከነሐጉሰ ኣይንኽእልን ኢና ፡ኣብ እምነትና የጽንዓና መድሃኒኣለም(እግዚኣቢሄር ንተዋህዶ እምነትና ይሓልወልና፡
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ብጣዕሚ ብሉጽ ትምህርቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ሓይሊ ይሃብኩም
ቃለሂወት የስማዓልና( 3 )ናይ ባሓቂ ሂወት ዝህብ።
Amen 🤲🙏Amen🤲🙏 Amen 🤲🙏
Amen amen 🙏🙏🇪🇷
ቃለ ህወት ያስመዐልና
Amen amen amen qale hiwet yesmalna
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna amlak xgeu yebzhalkum aba keshi
Kale hiwet yesmalna abona egzabiher Amlak tsegu yebzahlkum
Asey Asey Nay bahaki hakina Abo.
This what our orthodox church was missing.
Thank you Abona 🙏🙏🙏
qal hiwet jsimalna amlak bereketon xeguon jebzahalkom sileti kidus megbi tmgbena zelekom🙏🙏🙏
Kal hiwet yesmealna aboye
Beal kal kidanka zmut entefeximu ykre elkalu msue ktkxl wshtka mkbal enteabuyuka tfatah
Emo kea abmenfesawi koinka hatyat do ykewn
አሜን እሺ አብ ቀጻሊ መልሲ ክንርእዮ ኢና
Amen amen amen kubur abona kale hiwot yesmelna
ዝማሃርኩሙና ስማዕትን ተግበርትን ይግበረና አምላኽ ቃለሂወት ሕቶ ሐደ ስብ ተመርዒዩ ምስ ቀዳመይቲ ሰበይቱ ይፋታህ ካለአይቲ ሰበይቲ የእትዩ ሐዳር ይገብር ገይገኡ አሚኑ ይንሳህ መቅጻዕቱ ወሲዱ ምሰአ ይቅጽልዶ ነስሑአኡ ኸ ቅቡል ዶ
አሜን ከም ፍቃዱ ናብ ሕቶ አስጊርናያ አለና
@@niestaliorthodox5249 ሰላም ክቡር ኣቦና ንእትህቡና ትምህርቲ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና እዛ ሕቶ ናይ ኣብዝሓና እያ ምስ ይቅርታ
qal hiwet yesmealna abona.
Amen(3) Kale hiwet yesmealna abo keshi👌ጸጋ በዲበ ጸጋ የዓድልኩም ab libna yehdiro ኣምላክ ዓስብኩም ኣዕዚዙ ይክፈልኩም
ርእስኹም እንዳ ጠበርኩም ሰማዕቲ ጥራይ ኣይትኩኑ ገበርቲ ቃል ኩኑ ብዝበለና ያእ 1:22🙏።
ፈጣሪ ኣብ ምትግባር የሓግዘና የብቅዓና ሃረር ኢልና ኢና ንጽበ ወትሩ ኩሉ ግዜ ዝተፈላለየ ኣይነት ትምህርቲ ኣብ እዋኑን ኣብ ሰዓቱን ከተመሓላልፉልና ብትሕትና ንላቦ ምእመናን ከኣ እዚኣ ኣይንሕመቅ👍share com sub ኩሉ ምእንቲ ክነቅሕ ነስተውዕለሉ ነዚ ዘመን
ወስብሐት ለእግዚአብሔር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
ቃለ ሂወት የስምዓልና
ክቡር ኣባ ቐሺ።
ብሓቂ እዚ ብምስጢር ኣምላኽ ዝመሓላልፍ መንፈሳዊ ጣዕሚ ዘለዎ ማዕዳን፡ ተስፋ ዝህብ ቅዱስ መልእኽቲ ዝሓቆፈ ጻውዒት፡ ንጌና ኣብ መንፈሳውነት ታተ ትብል ዘላ ሂወት ዘይተመለሰላ ሕቶኣ መሊሱ እቲ ንሰብ ዝኸብዶ ጾር ንእግዚኣብሄር ግን ኣዝዩ ቀሊል ምዃኑን ኢዩ ዘረድኣካ። ንጽኸበደካ ጾር ዝስከም ኣምላኽ ክትጭነቕን ክትሳቐን ፈቓዱ ከምዘይኮነ ከኣ ትምሃር።
🎉
Kal hiwet yesmealna abona
Qalehiwet yesmialna
ሰላመ እግዚአብሔር ምስ ቅድስት አደብርሃን ምስ ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን።
ክቡራት ደቂ እዛ ጽንዕቲ እምነት።
ናብ ኩሉ ክባጻሕ share በልዋ።
Subscribe ምስ like ድማ አይንረስዕ።
ንዘለና ሕቶ ኮነ ሪኢቶ ድማ አብ comment ነቀምጥ።
አደብርሃን ብርሃን ተሃብኩም
ብዝዕባ ምንባብ እባ ገለበሉና ኣቦና
አሜን
አሜን
አሜን
Amen
እሸ
እሺ ህራይ
Amen 🙏🙏🙏🙏amen🙏 amen🙏
Qalhiwet Yesmialna.
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና አቦና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እሺ ሕቶ አላትኒ አነሲ አብ ስደት ዓለም እየ ዘለኩሞ ብዛዓባ ሃይማኖት አፍልጦ አይነበረንን ሕጂ ግን ካብ ቡዙሕ ኑኡሽተይ ይመሃር አለኩ ቅድሚ ምምሃረይ ብስልኪ ዝደዋወሎ ወዲ ነይሩኒ እሞ ክገድፎ ድዩ ዘለኒ ወይስ ምስኡ ክቅፅል እዩ ዘለኒ
በዚአ ርከብኒ
facebook.com/keshitewolde.ghebretinsae
Amen...3
Kale hiwet yesmialna abona .fikiri kirstos ab libina kenesfr amlak yhagizena .abona ab tselotkum zekiruna abona.🙏🙏🙏
Amen Amen Amen
102.amen3
💚💚💚💚💚💚💚💚💚
💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️