CHURA MEDIA -NEW TIGRIGNA MUSIC OFFICIAL VIDEO 2022 BY KIFLOM YKEALO{ሕላይ ትግርኛ} //ንሓመዱ//
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 4 ต.ค. 2024
- / @churamedia355
/ churaband1
@ ዝኸበርኩም ፍትዋት ወገናትና ካብዚ ቻነል ዝኾነ ቭዲዮ ዳንሎድ ገርካ ምውራድ ወይ ከኣ ኣብ ካልእ ምዝርጋሕ፣ ንሰነ-ጥበባዊያን ሃስያ ስለ ዘለዎ ብኽብረትኩም ካብዚ ዘይሕጋዊ ስራሕ ንቆጠብ።
© Copyright: chura band. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
ካፉ ተባዕ ወዲ ህዝቢ i proud of you✊️ ዉጹዕ ህዝቢ'ዩ ጭርሖና ንዕወት ከኣ ወዲ ርስቲ ተሳዒሩ ኣይፈልጥን✅️ !!! እዛ ረሳሕ ጉጅለ ዓዲ ሃሎ ኣፋ ክጥመም'ያ ካብ ደም ህዝቢ ምምጋብ❗️
Natu jigna meniesey ankihkaya eika neaka keman kbri ygbeaka eyu.🥰🥰
@@wedieri4896 ዶ ትብል፡ እሙባይ ይብል ተረከበ ማይናስ ክክክ
Anabs chura band💪💪💪💪💪
ናቱየይ✅💙🖇👏
0000000¹qq
እታ ጎበዛይ ዛንታ ዝዛንቱኡ
ሰይ ሰይ ኣታ ነዚ ክፍሎም እስኪ ኣታባብዐለይ 🥰
"ክብርኻ ቀንጢጦም ክኸብሩ ዝሓስቡ፣
ደጊም ይቅበጽኻ ጸባ ብዕራይ ይሕለቡ"።!
B -------- ንሓመዱ፣
ከድሕን'ዪ ዓዱ
ጸላእቱ ኣስጊዱ
Keep going that nice conditions 🎶 music
ነዚ ሃዳሚ ጻሕጻሒ ወድዛ ጃሱስ ዋሒድ
ጆባእ ከምልበይ 👌
@@iwaywaywitt4541 deqis denzuz megaberay
Good job Kefali 👏👏 proud of you 💯✔💕🙏
ሎሚ ትሰማ ዘልካ አዝ ደርፊ like ሃበኒ ትከይፍ አየ ዘለኩ ብርጌድይ💪🏾✊🏾
Ane aleku
jo😢uikmnl😮kiik m..n.k.
m.jkkmmkn. n ,u@@mistirfikri4465
Yammmmmm aloo dongoola hezoo anjale 😂😂😂😂😂😂 kkkkkkkkkkkkk MOUSHMMOSH
ላይክ እስከ ሃብኒ ኣብ ናይ ከፋሊ ደርፊ መዋእለይ ኮሞንት ጺሒፈ ሓንቲ ላይክ ረኺበ ኣይፈልጥን ኢየ
Like and subscribe gerelika aleku❤
tewali
Adeka dihri 2 amet shermuta eya! 😂😂😂
hawey natey yeadeka aleku
@@Josephsol55 Mßa
ብርጌድ ንሓመዱ
እቲ ትርጉም ፍቅሪ ዝተረድኦን
ጽልኢ ዝመረሮን❤👌🏽
Kkkkkk ebni hizka kabedti axwar zehzka masilka be ketru tehlim
Great job Birged nahamedu headache of fascist Higdef. Hate is the source of all evil and love is the source of all goodness. Lets choose love over hate to live peacefully
ነዞም ከም ሰብ ኣይኮነን ፣ ከም እንስሳ ከማን ክትቆጽሮም እትስከፍ
ሓንጎል ኣልቦታት ፣ ብዙሕ ትርጉም ኣይትሃብዎም ፣ ቅሩብ ትዕግስቲ
ሓንቲኣ ክትጸሪ እያ ፣ ትግራይ ትበሃል ክልል ክትህሉ ድ'ያ ኣይክትህሉን
ዘገም ኢልና ንር'እዮ ጉዳይ እዩ
@@piealpha795 Tigray will come out victorious and will shine forever with no single doubt. If you want to know more about Tigray, just go back and study the history. The existence of Tigray is on the hands of her heroic children it’s not determined by her historical fascist enemies. Tigray is the land of history and symbol of heroism. Our real Eritrean brothers will be benefited from this upcoming glory of Tigray. Lie never win so stick to the truth and you will be set free for eternity. God bless and help Tigray people to go through this tough time🙏
@@Blessed-n4g ክክክክክክክክክግግግግግግግግግግ
ኣብ ሱዳን ኣለና ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ዓወት
Ü😢😢😅😅😮😂😅
😅😊
Kkkkkkkkkkkkkkkkk
ኣነ ከኣ ኣባልኩም የ ማለት ኣብ ሱዳን ከለኹ ያ ወጺያ ኣብይ ኣለኻ ሕጂ ኣባላትና ንጥርንፍ ስለ ዘለና ንሓመዶም
ብርጌድ ንሓመዱ ፍቱን መድሃኒት ሺፍታ ስርዓት ህግደፍ 💙✊️💪.
ክክክክክክክክ መሲሉካ ሐሺሽ ወሲድካ አምኒ ምድርባይ ክክክክክክክክ ሰብኡት ኩኑ ውረዱ ሜዳ አብእያ ስብእነት ። በአል ኮንቶ እሱባት ወያነ ከእ አብ ኤሮፓ ኮንኮ ሐሺሽ ወሲድካ አምኒ ምድርባይ አድጊ ንሐመዱ የንገርግር ንከብዱ ይሰግድ ንፀአዱ 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@@Sillysanriofan ህግደፍ ዩ ሓሺሹ ነዚ መንእሰይ ዝሓወይ
@@danik7767 ክክክክክክክ
@@Sillysanriofan ኣሙሊቅናያ ኣለና ሶኬት ሓወይ ናይ መን ያ ሞሊቃ ከኣ እዚ ዝሓለፈ መዓልታት መሊስዎ ዩ ።
ብርግጽ
ክፍሎመይ ጅግና መትከላዊ መርኣያ መንእሰይ💌💪
ሰብስክራይብ ግበርለይ ጋል ሪመይ
BA QR
för 1 sekund sedan
ትግራይ ትስዕር ናብ ትግራይ ትበኪ ተቐይሮ ኣሎ ገና ክትጽሕጽሓ ኢኽን
@@FRETUBE-oz4pm ሕራይ ዛምበይተይ
💪🏾🇪🇷ህግደፍ🇪🇷🇪🇷💪🏾
እንድያሞ በርገደይ ካብ ሊብያ ኢና ❤❤❤❤❤
ንናይ ግዜና ደረፍቲ በሊጹ ዝተርኣየ ቡሉጽ ደራፋይ ድምጺ ውጹዓት nska eka ❤️👑🦋
ክፎሎመይ ጅግና 💪💪💪ኣጆኹም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ስመሩ ክትዕወቱ ❤ፈጣሪ ሰላም የውርደልና ልውጹዕ ህዝበይ ደላይ ሰላም 🇻🇳🙏
Go to Tigray
He is not Eritrean he is agame
የቐንየልና 🙏❤️❤️🇪🇷
@@alenalkieritrea3862 Belaeti ahwatom manta kebdikim tekorexu.
Xeba bieray siteu tibahalu alekum deki eza Dikala 👽👺👹👿😈
ደቓሉ እርይራይ ናይ ዓጋመ ኩሉ ኤርትራዊ ነቒሕልኩምዩ
ኣብ ሒጺር ግዜ ከም’ ዚ ዓይነት ብሉጽ ስራሕ፣ብምቅራብካ፣ ክብርን ምስጋናን ይግበኣካ።
Berged nhemed
ብሓቂ ክፎሎም ነመስግን
yes ቀዳመይቲ ባዕለይ
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ክፍሎመይ
በዓል ሕልና❤
ስልማት ኣለዎ ዲዩ ዚ ቀዳማይ ምጽሓፍ?ክክክክክ
@@Habrom1988
ኣለዎ ወ ክክክ🤣🤣
Agame hawikum entay atwo bzaeba eritrea
wedi shrumuta kelbi agezayaen komal resahat tegaru entey adi sdatanata entay hager alekum
@@rgbe----tigraweyti- እንቋዕ ሓጎሰኪ በሊ ክክክክክ
eza derfi ksab haj 100 gize semaya aleku men alo kemay
Me
ኣነ ኣለኹ ግን ሚእቲ ኣይበጽሕን ዩ ግን 3 ዓመት ሰዐያ ኣለኹ ክክክክ
በርገድ ንሐመዱ 🦁🦁🦁🦁
💙💙💙
😊⁰😊😊😊😊😊😊😊😊😊@@fthawi32
ዋዉ ክፎሎም ኣምበሳ
👉ንጅግና ብርጌድ ንሓመዱ ይግበኦ እዩ።
❤❤❤💪💪💪
ብርጌድ ንሓመዱ ትድግፉ ደገፍኩም ኣርእዩኒ!!!! ንኺድ ንቃለስ
💪🏼❤️
ኪኪኪኪ ካካካካ ሃሃሃሃ ንዓመታ ዝጽለል ለዘበን እምኒ ይድርቢ መዓንጣ እንተላ ዘወር ናብ ግንባራት ኣረግቶትን ሕጻውንትን ሃሪምካ ኣይኮነን በዓል ብልስሽ
S A1
ክክክክክክ
አብ ወጻኢ አይኮነ 💀 ኪድ አብ ኤርትራ ተቃለስ ሰብአይ እንተኼንካ👻
🇪🇷💪🏾 ህግደፍ 🇪🇷💪🏾ዋርሳይ
ላይክ እባ ሃቡኒ በጃኹም ደልይቲ ፍትሒ💙💙🌿🤟
😅😅u 0:22 0:15. 0 ni😅😮
@@SiyoumSibhat😊
1:57 9
⁰
ክፍየይ ጅግና
ብሉጽ ስራሕ
መርኣያ ጽንዓት 💪♥️
ኣቦ መንእስያት
ኣቦ ሓቂ
ኣጆና ሓቂ ዝሓዘ ይዕወት 💪♥️😍
Hawiki eu agame
@@EriredDevils ሓውና እወ🙄
BA QR
för 1 sekund sedan
ትግራይ ትስዕር ናብ ትግራይ ትበኪ ተቐይሮ ኣሎ ገና ክትጽሕጽሓ ኢኽን
ንኹልና ጸገም ወሪድና ኣሎ ብሓንሳብ ኮና ንዚ ኣሪምን ስርዓት ክንግምጥሎ ኢና ጋል ትግራይ ሓፍተይ ሓውኺ ወዲ ሰንዓፈ
@@kalabtesfagergs7706 Akeleguzaee Haseka dembe 😜
ሰይ ብርጌድ ንሓመዱ ፎርሳ ጉዕዞኻ ቀጽል ሓርነትና ብቕልጽምና።
ኪድ ደንቆሮ ኣብ ከተማ ኣረግቶትን ስንኩላትን ሕጻውንትን ሃሪምካሲ ቅልጽም እስከ ዘወር በሉ ኣፍቲ ግንባራት ግንባርኩም ክትቅልዑ በዓል ብላሽ
@@freweynikiflay5353 ህግደፍ ተመንድሕሪ ሕጂ ዳውን የለን ክሳዱ ኢና ዳውን ክንገብራ ጉዑዞና ቀጻሊ እዩ ብርጌድ ንሓመዱ ሸቱኡ ከይሃረመ ቀሲኑ ማለት ዘበት ✅
ኣብ ትግራይን ኤርትራን ጩራ ነጻነት ይመፅእ ኣሎ።ህዝብና ብቅሳነት ዝነብረሉ ግዜ ርሑቕ ኣይኮነን።
❤❤❤❤❤❤❤❤
ብዘይ ኣደን ዓድን ውሽጥኻ እኳ እንተዘይሞቐ በዓል ሕልና ኮንካስ ምስ ህዝብኻ ትሳቐ፡
God bless you our beloved birged hamedu, and great job chura band , we are proud of you
ነዞም ከም ሰብ ኣይኮነን ፣ ከም እንስሳ ከማን ክትቆጽሮም እትስከፍ
ሓንጎል ኣልቦታት ፣ ብዙሕ ትርጉም ኣይትሃብዎም ፣ ቅሩብ ትዕግስቲ
ሓንቲኣ ክትጸሪ እያ ፣ ትግራይ ትበሃል ክልል ክትህሉ ድ'ያ ኣይክትህሉን
ዘገም ኢልና ንር'እዮ ጉዳይ እዩ
ኣምላኽ ንእስነትና ስድራናን ይርአ እዚ ውን ታሪኻዊ ፍጻሜ`ዩ ንኺድ ጥራሕ ብርጌድ ንሓመዱ💪💪💪🥰🥰
🥰🥰🥰🥰🥰💪
❤🥰🥰🥰
ጅግና ወዲ ህዝቢ ደላዪ ሰላም ኤርትራን ትግራይን ሓሳብ ልብና ይስመረና 🙏 : :
❤
Amen Amen Amen
ክፍሎም ይካኣሎ ኮኮብ ናይ ዘበና ኣብነታዊ መንእሰያ፥ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
Naybhaki smart and brave young man eyu
ጥዑም ድምጺ ምስ ከንቱ ግጥሚ
አብ መንጎ ክልተ ሀገር ኢትዮጵያ ኤርትራ ጠልጠል ኢሉ 🇪🇷🇪🇷 ቅበጻ
ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክግግግ
ኪድ ቁሉውላው መኒነት ትሳቀዩ ምሕረት የውርደልኩም
ይሃምም ኣሎ በርጌድ ንሓመዱ ንዓዱ
ድምጺ ይበል 💯
ግጥሚ ይበል 💯
ዜማ ይበል 💯
ከፋሊ ጅግና💙✊
BA QR
för 1 sekund sedan
ትግራይ ትስዕር ናብ ትግራይ ትበኪ ተቐይሮ ኣሎ ገና ክትጽሕጽሓ ኢኽን
ክክክክክክ🤮🤮🤮🤮🤮🤧🤮😇
ኪድ ድቃላ ናይ መነደኻ ኣከለ ኣከለ ሰብ ኣለዋ ጋሶት መጺኹም ኣከለ ገለመለ 3 ወለዶኹም ዘይትቖጽሩ ቆንዳፋት ኣከለ ሰብ ስረ እወ ኤረትራውያን ኣከለ ኢና ቦታኻ ድለ ዕሱብ
Yes moksi🍻🍺
ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ምስ ለውጢ ተመልስናያ ነዛ ደርፍና እዛ ደርፊ ድሕሪ ውድቀት ህግደፍ መእተዊ ዜና ክንገብራ ኢና ።ምሳይ ዝሳማማዕ ሰላም ኢልኒ ይሕለፍ ❤❤❤❤❤❤❤
Oiuyttrdfsfjlpuy
ኩፉሎመይ ደላይ ፍትሒ ሰላም ናዓካ❤😍❤❤😍❤😍❤❤😍❤
በርገድ ንሓመዱ ልዑል እግዚአብሔር ይሓግዞኩም😍❤😍❤😍
ሰላምን ምሕረቱን ይልኣከልና ንኩልና ❤😍😍😍
ነዞም ከም ሰብ ኣይኮነን ፣ ከም እንስሳ ከማን ክትቆጽሮም እትስከፍ
ሓንጎል ኣልቦታት ፣ ብዙሕ ትርጉም ኣይትሃብዎም ፣ ቅሩብ ትዕግስቲ
ሓንቲኣ ክትጸሪ እያ ፣ ትግራይ ትበሃል ክልል ክትህሉ ድ'ያ ኣይክትህሉን
ዘገም ኢልና ንር'እዮ ጉዳይ እዩ
ደቓሉ እርይራይ ትጋሩ ኩሉ ኤርትራዊ ነቒሕልኩም ኢዩ
@@africanhabesha9650ሜዓዝ እሞ ይርዳኣኩም ኮይኑ🤔
Kifali my hero
ክፍሎም ይክኣሎ 🙏🤩😍
ከምኡ ውን ጩራ ባንድ ኣብዚ ቃልሲ ትጻወትዎ ዘለኹም ተራ ንዘልኣለም ዘይርሳዕ ኢዩ 🙏🙏
ብርጌድ ንሓመዱ ንቕድሚት 😍
ብሩህ እዩ መጻኢና 🌍
ክፍሎም ጂግና እንካ ብደሓን መጻካ ነዓካትኪም ሒዝና ንቅዲሚት ምስጋም እዩ💪💪🥰🥰
ግጥሚ100%
ዜሜ100% ኩሉ ነገሩ አነስ ብዙሕ ሙዚቃ ይሰምዕን ይፈቱን እየዋ ኣይከምዚኣን 👌👌👌👌👌ክፍሎምይ ፈጣሪ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ
ዋው ይበል ኣብ ሓፂር ግዜ ሙቁርን ገላፅን ግጥምን ዜማን ኹሉ ውዱእ💟💟ኾሪዐልኩም ደለይቲ ፍትሒ ደቂ ጀጋኑ💙💪kifiye💟
ዋዉ ይበል❤❤❤
❤️💙 ተስፋ ኣልዋ አዛ ሃገር, በርጌድ ንሓምዱ መድሐን ሃገር, ❤️💙 ከፋሊ ብሉጽ ሰራሕ.
👍👍
Adgi nehamedu, Yengerger Nekebdu. Kintir Tegaru.
@@asmaerasmaer9441 ተምበል ጋውና ዓዲ ሃሎ
ኣይከነን ናዓኩም ኣዋፍራ ዶሩሁ ንካሊእ ኢና ንከዉን ሻዓቢያ ድማ ብቃል ዘይከነ ብተግባር ዩ ዘርኢ ሻዓቢያ ህግደፍ ኤርትራዊ ድማየ ዓወት ንሓፋሽ
@@ጹሩይኤርትራዊ ጎሐፍ ወልንታዊ ባርያ, ሰብ ነቅሑ አዩ ሎሚ ሽዓብያ ተበል ወድብ ካብ ኣትሓሳስባ መነስይት ወጸኡ አዩ ኣብ ቀጻሊ አሳን ኣታሕሳስብኣን ነባሕሪ ከም ካሮት ተማሕቃ ከትደርብይ አያ.
ክፍሉ ጅግና!!! ብርጌድ ንሓመዱ ዓወትና ኩሉ ግዜ እዩ።
ክፍሎሞይ እንካዕ ዳሓን መፃካ ጅግና ደላይ ስላም❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
ኪዲ ኣራይት ኩዕንቲ ቆንዳፍ ኪዲ ሕዝብኺ ኣድሕኒ ማለሊት ሕጻውንትኹም ተወድእ ኣላ
እርይራይ ደቓሉ ዓጋመ ኩሉ ኤርትራዊ ነቒሕልኩም ኢዩ
@@freweynikiflay5353 ቅንኢ ድዩ ዋላስ ታይ ኤርጥሪ🙄🙄😏😏😏
@@africanhabesha9650 ኤርትሪ ኣይትነቅሑን በፍፅም።
@@ቁሱጋልትግራይ-ኰ2ዘ
ዕጊም'ከ ምስ ዕሱባትን ደቓሉን ሉእላዊት ሃገረ ኤርትራ ክትደፍሩ ስለትሓስቡ ነቒሕኩም ማለት ድዩ
በርጌድ ንሓመዱ ፍቱን መድሓኒት ስሚ መንደላይ ዓወት ንዓካ ✊✊
Ata donqoro mendelay dea abey du zelo
ኪኪኪ እዋይ ክንደይ መጸባጽብቲ ዓለም እባእዩ ዘሎ መንደላይ ደኣኒ ኣብግንባራት ወይ ወይ የብላ ኣሎ ንማለሊት ስረ እንተላ ዘወር በሉ ሕጻውንትን ኣረግቶትን ደኣኒ መንደላይ ዘይኮኑ ብርዓል ብላሽ
አጆካ ስሚ ሰቲካ ጋሕ ክትብል ኢካ።
Smi mefentera mendelay brged nhamedu
@@freweynikiflay5353
Metebatibity deani kezikemaki endalu
ጅግና ኤርትራዊ ፣ መሬት ኣብ ምውግሓ እያ ኣጆኻ ኣጆና “ ንኪድ ጥራሕ "
Kiflom Jegna wedi Jegna ::👌👌💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙💙💙💙
Welcome 🙏. ዓወት ንህዝቢ ትግራይን ብርጌድ ንሓመዱን ❤️🇻🇳✊🏽
Ajona
@@nahommhretab4261 ሰብስክራይብ ግበረለይ ናሂየ
Wedi sharmta buda tgraway
Kiflom king abo haqi💙💙💙💙💙
ሕግን፥ሓይልን
መናቱ እየን።
ጭሩሖ ብርጌድ ንሓመዱ።⚒🌿⚘💪🏾✊🏽✊🏽
ክፍሎ እወ እቲ ፍጥር ክብል በዓል ሕልና ኣጆኻ ጥራይ ንሕና መንእሰያት ውን ወይ ከ ፈተኽ ካብ ጎድንኻ።
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ክፍሎመይ ጅግና😘💪👍👌❤❤❤ጩራዉያን ፍትውውውው እየ ዘብለኩም ❤❤👌ተጋሩ ኩልና አብ ጎንኩም ኢና አጆኩም ናትና❤
ስብስክራይብማ ግበርለይ ጋል ሪመይ
Xegemna balna alenayo tegaru edkumn egrkumn akbu
@@hanikesete1377 sukbel jeljal higdef weldegeba
@@marselowedibrihinmalet4802 ata seb men xerifu txaref aleka qedamnet tegaru edkumn egrkumn akbu ember kaleaybelkun hgdef endabelka aytxaref ኤርትራዊያ በቃ ካብ ዝኮነ ነጻ
@@hanikesete1377 ንዓኻ ንድቃላ ኣምሓራይ ኣይበልናን... ነቶም ዘርእና ኣካልና ዝኾኑ ኣከለ ጉዛይብኹለ መዳይ ኣብ ጎኖም ኣለና... ይኣክል ኣብ ልዕሊ ህዝብና ኣሽካዕላል 💪ኣከለ ጉዛይ ህዝብና ተጋሩ እዮም
ሓቂ ዝሓዘ ኩሉ ግዜ ይዕወት ።ህቡብ ሰነ ጥበባዊ
ክፍሎመይ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ❤
Well come well done ወገነይ !👌 ሰይ ሰይ ንኡሰይ ኣጆኻ ብርጌድ ንሓመዱ ኣገናዕ !መሪር ወጽዓ ዝወለዶ ፍኑው ህዝባዊ ናዕቢ ኣብ መላእ ዓለማት ኣስፋሕፊሑ ኣብ መሬት ወሪዱ ኩቆራርጾም ነዞም ርኩሳት ዳህግደፍ 👏👏👏👌👌...ብዝተቀናጀወ ወይ ዝተወሃሃደ መልክዑ ክቅጽል'ዩ ሕሰም ህዝብና ክቅንጠጥ.... ውድቀትን ሞትን ነዓመጽትን ቀተልትን ዓወት ንውጹዕ ህዝብና... 👌👏👏👏👏👍👍
Chura band bulusat ekum hawna kiflom yikealo edme mis tiena temeniyelka bulus derafay fetari misaka yukun amen tigray tiewet 🙏🏽👍💪🙏🏽👍💪💕🙏🏽👍💪💕🙏🏽👍💪
ክፋሊ ኣርማ ቃልሲ መናእሰይን መንነትን፡፡ መሉእ ዓወት ንብርጌድ ንሓመዱ
Jegena hjælp ykola ajoka
BA QR
för 1 sekund sedan
ትግራይ ትስዕር ናብ ትግራይ ትበኪ ተቐይሮ ኣሎ ገና ክትጽሕጽሓ ኢኽን
@@baqr4383 ሰክትት ጡስጡስ ለሓሲ
@@ygsay2993 Kintir Tegaru 😎
@@asmaerasmaer9441 ካብ ቅንጢር ናይ ኣምሓሩ ደኣ ናይ ተጋሩ ይሕሸኒ ወዲ ቆሳል
ብርጌድ ንሓመዱ ቐያሪ ማርሺ እምበር ስዊድን ተስፋ ኣቑሪፃ ነይራ ያ። በርትዑ ጩራ ባንድ❤❤🙏
ንዓይስ አብ ልበይ ኣቱ እዩ ዝፍሕረኒ እቲ ደርፉ 💘♥️ኩሉ ጊዘ ክነፍቅረካ ኢና ክፍሎመይ🥰😘
ኩራዕ ብርገድ ንሃመዱ መንእሰይ አንተሓቢሩ ኣጋቲ የብሉን ።ኣቦ ፍትሒ ከፋሊ ዓርከይ ኣጆካ ካባካ ብዙሕ ተስፋ ክንጽበ አና ኩሉ ብርገድ ንሃመዱ ከኣ ነተባባዓዮ ኣሕዋተይ ።ኣኮል ካቮድ ኣክሽሊ።
ክክክክክክክክክክክ መሲኪናይ ይሐልም እሎ አድጊ ንሐመዱ የንገርግር ንከብዱ ይሰግድ ንፀአዱ 🤮🤮🤮🤮🤮🤮
ኩራዓ 💙✊🏿
ሰይ ሰይ ብርጌድ ንሓሙዱ በል ኣታ ወዲ✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾🏃🏾♥️
ክፍሎም ጅግና መትከላይ መረእያ መንአሰይ ብዓል ሕልና ወገነይ 🙏💙💙💙❤❤❤❤👌👌👌👌
ዋዋውው ከፋሊ ኣቦ ውጹዓት፡ ኣብታ ውቅብቲ ሃገርና ሓቢርና ብሓደ ከነብዕሎ ኢወ ተራእይኒ
አሕዋት አሻብ ቀዲምኩምኒ 😘😘😘😘
እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ክፍሎም ይካአሎ ባዓል ቡሩህ ሕልና ይበል ስራሕ አጆኩም አጆና መፃኢና ቡሩህ እዩ
ብሃንቀዊታ ክጽበያ ጸኒሐ ካብቲ ዝተጸበኩዎ ንላዕሊ ኮይና ጸኒሓትኒ ከፋሊ ጂግና
BA QR
för 1 sekund sedan
ትግራይ ትስዕር ናብ ትግራይ ትበኪ ተቐይሮ ኣሎ ገና ክትጽሕጽሓ ኢኽን
@@baqr4383 ተጋሩ ምኳና እናፈለጥካ ወዲ ዘለቀች
@@teamegebre7293 ናይ ብሓቂ ሓቦ ተስንቅ ስራሕ
@@alefumekele3184 Wedi MELES like Seytan 😈 Sedomawi.
ክፍሎም ኣቦ ውጻዓት ከመ ወትሪ ብልጽ ስራሕ ኣጆና በርገድ ንሓሙድ ዓወትና ቀረባኣ እዪ
Kem Xelul Emni Selezederbek Keribna ina Tebel Aleka?? 🙈😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@@asmaerasmaer9441 kab afka melka tizrb men eyi emni geri seb kahrim jemri felt oky
@@asmaerasmaer9441 ስቅ በል ረሳሕ ደብያ🖕
ብርጌት ንሓመዱ ናይ ዘመና ታሪኻዊ ደጋኑ 🥰✌️ከፋሊ ጎኒ ውጽዓት የቀነልና🥰
ጩራ ባንድ ኣይተኸኣልኩምን ኩሉ ግዜ ነቲ ኩነታት ዘንጸባርቕ ኣብ ግዜኣ 💪💪💪
ዋውውውውውውውውውውውውውውውውውው።❤💕💕❤💕😍💕💕❤❤💕❤❤💕💕💕💕
መግለጺ የብለይን ኣታ ጀግና ናይ ጀጋኑ እንቃዕ ናትና ኮንካ በቃቃቃቃ💕❤❤
ኪኪኪ ወዲ ከንቲባ እዋይ ድቓላ ደኣኒ እንታይ ከንቲባ ወይ ጉድ ንዓመታ ዝጽለል ለዘበን እምኒ ይድርቢ
@@freweynikiflay5353 we dont have time for u bye bye
@@freweynikiflay5353 ጌና እምኒ ጌረ ገንበርኪ ክፈገኣኪ ምጺ ጥራይ ናብታ ጉጅለ ጽልኢ 😀😀😀
ክፍሎመይ ቅኑዕ ስብ ኣምላክ ምስ ውፁዓት ይኹን 💊💙❤️
ገና ኣብወጽዓ ሙሉእ ዕድመኹም ከተሕልፍዎ ኢኩም በዕል ብላሽ
@@freweynikiflay5353 መን ኣዛዚት ግይርኪ ኣምላክ ኣሎ ኣቲ ጓል ዳብሎስ ለይክፍኣት ካልእ ዘይትፈልጡ ምድረ ሓሳድ
ብረግድ ንሓመድ ፍታሓውን ፍትሕን ህዝብዋን ኣጀኹም ንስኹም ትዕወቱ ወገነይ 👌💙🙏💙❤❤👌👌❤💙💙
ዋውውው ኬፍ ሸኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኻ 👏❤️
ኣጆኹም ዓወት ንውፅዕን ንሓቀኛን እያ። ኪፈትወኩም እንኳዕ የሕዋትና ኮንኩም ምቃልኩም ትግራወይት💙💘❤️💛😘
Kab TEGRAWAY Haweka kekewen TEMEN Tetemtimka mehdar yehayesh 4.
ትግርኛኻ ኣርሞ ኣንታ ወዶ ገባ
@@asmaerasmaer9441 እንታይ ይምልከተካ ጠቦላቁ👎
ጅግና ክፍሎም ኣባል ብርገድ ንሃመዱ🇪🇷❤️
ክፍሎማ ጅግና ብዓል ምሉእ ሕልና ፣ ንብርጌድ ንሓመዱ ድማ ይግብአዮም እዩ ናይብሓቂ
ብርጌድ ንሓመዱ ኣጆኩም 💪ኣምላክ ይሓግዝኩም ኣሕዋት 🤗🙏
እንታይ ንኽገብሩ ኢዩ ኣምላኽ ክሕግዞም እርይራይ ደቓሉ ዓጋመ
እቲ ዘሕጉሰና ነገር ኩሉ ኤርትራዊ ነቒሕልኩም ኢዩ
እንታ አምላክ ትፈልጡ ከዳዓት👻💀
🤣🤣🤣😜
ተዓወት ከፋሊ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ነዚ መንእሰይ ሞራል ዩ ዘድልዮ እምበር ኣለኹ ዩ ዝብል ዘሎ ኣጆና በብዘለናዮ ቃልስና ቀጥ ነብል
👏🏽👏🏽👏🏽 John Black thank you very much.❤️❤️🌺🌺
ንኡስ ወሬዛ ድሙቕ እዚ ዘመን ከፍሎማ Proud of you bro
ብርጌድ ንሓመዱ ኣጆኩም ኣንቱም ኣናብስ ፃሓይኩም ክትበርቅ ቀርባ እያ::ክፍሎም ኣቦ ሓቅ ይበል ስራሕ ኣንካዕ ብሰላም መፃካ 👍👍👍😍
ሰብስክራይብ ግበረለይ ዮኒ ውዲ ሪመይ
@@FRETUBE-oz4pm ok😍
ክፍለምይ ዓለም 😌😍😍😍😍😍😍😍💊
ክፍሎመይ ሕልናዊ❤️😇ኣየኹም ለለ💛❤️💚💙
ሰብስክራይብ ግበርለይ ጋል ሪመይ
@@FRETUBE-oz4pm ጨለ ገይረልኺ
@@meazi_mizu የቀንየለይ ጋል ዓደይ ክብረይ 💊
እርይራይ ደቓሉ ዓጋመ ብፈኸራ ኣይንኽእለኩምን ኢና
ሓይልና ኣብ ግብሪ ጥራይ ኢዩ'ሞ ምጹና ብግብሪ
You know a talented and gifted artist when he bring such a nice in a short time.
ናይዚ ዘመን 2023ንቁህ ውላድ ፀሊም ዳይመንዲ ❤
I love the phrase 'ብርጌድ ንሓመዱ'
I want to express my sincere solidarity wz that movement💪
ኽፍሎም ይክኣሎ ብጣዓሚ ንፉዕ ባዓል ሕልና ኢኻ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
ክፍሎሞ ካብ ልቢ ኢና ልነመስግን ሰለ እቲ ዝት ገብሮ ኩሉ ነገረት ክብረት🙏 ይሃበልና ክፍልየይ😘😘😘😘😘😘😘💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ክፍሎም ጅግና ኣቦ ሓቂ
ኩራዓትና ደቂ እኖ ጀጋኑና
ኩፍሎም ከኮብ ሰሜን 💙🐅✊🏿
የማነ ባርያ ወሊዱ በሓቂ።
👍👍👍
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መቁር ደላይ ሰላምን ፍቕርን ጥዕም ድምፂ ሰላም ይግበርልና ንህዝብን ኤርትራን ትግራይን ሓፍትካ ካብ ትግራይ እግዜኣብሔር ኣምላክ ምሰኩላትና ይኩን ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን ክፍሎመይ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪💪💪👊👊👊👊👊👊👊👊👊
Mkrti haftey ajoki ab haxir gize
Thanks haftey
Attractive music kiflom hawey 🎹🎹🎼🎺❤️❤️ ብርገድ ንሓመዱ ዝተውደኦን ዝተረዶኦን
ኪዲ ድቓላ ባርያ ማለሊት እንታይ ክትገብሪ ዕድልኪ እዩ ካብቲ ሓኸለ ዘይምውላድኪ ምስ መኒነትኪ ተባኣሲ
@@freweynikiflay5353 ምስ መን እዩ እዚ ኩሉ ሰብ ተጋጊኪ ኣለኪ ሓፍተይ 🤣🤣
❤️❤️❤️❤️👍
ብርጌድ ንሓመዱ ጀጋኑ🇪🇷🤝💙💪👊
ከፋሊ ክብሪ ይሃብካ🤴🙌
👍👍👍
Ajoka ✊✊✊
There is hope for Tigrigna speakers if they unit. If not, the coming time for them will not be desirable, be smart. be be united. I appreciate this young man for his artistic and meaningful song. Bless you.
We 🇪🇷Are not only Tigrigna speaking !! All arab speaking are not united
@@lilymogess3081 Gual 9 bhier kkkkkk
@@lilymogess3081 hade libi hade kulit🤣😂🤣😂
@@lilymogess3081 kkkkk ezen haramu hmam 9 bher hzwen alo meslni
@@ruthh1755 your joke is pointlesss💀
ክፍሎምይ🥀💚🥀 ጎይታ ጥበብ እንካዕ በሰላም መፅአካ ዓውት ንውፃዓት ውድቕት ንኩሎም ፋሽሽቲ ስርዓት ✊️
Kiflom Ykealo, you are not just a singer, but a voice for the voiceless, a symbol of freedom and justice for the Eritrean people. Your music resonates with the stolen dreams and untold suffering of a nation under dictatorship. Let's stand strong, united against oppression, and ignore the negativity. Together, we strive for a free Eritrea. 💪 #Inspiration #FreeEritrea"
ብርጌድ ንሓመዱ 💙💙
በርጌዳውያን ደቂ ወዲ ፍላንሳ ንሓመድና 💙🌿💙✊🏿
💙💙💙💙💙💙💙
Edemen tenan selamn yehabkum 💖🌾🇪🇷🌹💖🌾🇪🇷💖🌾🌹❤️🙏
ብርጌድ ንሓመዱ ንቅድሚት፡ ብርጌድ ንሓመዱ ይዕወት ጽቡቅ ስራሕ ከፋሊ ጂግና
ኤርትራዊያን እሕዋትና ሰብ ህልና ኣጆኹም ክወግሕ እዩ ክብሪ ናዓኹም ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ውድቀት ንፍሽሽታውያ ን ኣብይን ኢሳይያስ ን🙏🙏💞❤💞
Kemaka lebamat ybzhu
ደብረጽዮን ከ ?
ትግራይ ትስዕር ናብ ትግራይ ትበኪ ተቐይሮ ኣሎ ገና ክትጽሕጽሓ ኢኽን
@@Robel-u4n ብክያትስ ናይ አባታትካ እዩ መእዎይ መንፀፍ ህግደፍ መንደፍ በላዕቲይ ስብ 👹👹👹👹👹👹👹👹👺👺👺👺👺
@@tadeylove1179 Oyyyyyyyyy Tegadalay President Debre joy Gebrebayden, Tewegirna, Teamixna ,Tedefirna, Genocide. 😂😂😂😂😂😂😂😂 Mengergerti.
Awet nafash 🇪🇷 ♥️, enka tigray,tigranes, tegre, awet nafash enka tigray, tigranes, tegre ,I'm Eritrea 🇪🇷 ♥️, I'm weyeen eyeye ,ageme tigray, I'm tigranes tigray, tegre, I'm 🇪🇷 ♥️, I'm abay tigray, Eritrea 🇪🇷 ♥️ I'm not amharay, 🇪🇷, enka tigray tawet 10,10 and 5000,10,10, 🇪🇷 ♥️ ,im Eritrea, awet nafash ,awet, nafash, I'm.
ከፋሊ ብጣዕሚ ገላጺትን ንግንባር ንሓመዱ መተባብዒትን እዋናዊት ደርፊ። Bravo
ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ምስ ትፈትዎም ወለድኩም የራክብኩም አጆኩም እግዚአብሔር ምስ ውፁዕ እዩ ዝከውን ♥️ ሰላም ንኩሉ ወድሰብ🌱♥️🌱
አቱም ክፋእ ትሓስቡ ግን ሕልና ይሃብኩም ንብዓት አይሰድድይ
ደለይቲ ጽቡቅና ከኣ ትመስሉ ኣቱም ጠላማት ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ካብ ጻጸ ዮውሃንስ ጀሚርኩም ጠላማት ጉዳይ ክልልኩም ጥራይ ግበሩ 🥹🥹
@@Redseafish-x4u ንዓካ አይኮንኩን ንቶም ብምስሊ ስላሴ ዝተፈጠሩ ሰብ ሕልና ደለይቲ ሰላም ሃገር ከለዎም ዝተወፅዑ እየ ዝፈልጦ የብለይ ሓወይ ንዓካ ግን እግዚአብሔር ልቦና ይሃብካ
@@Redseafish-x4u ኣንታ ጃልጃል ወዲ ማሓመድ መን ከም ሰብ ሓሲብካ ኡዩ ናዓካ😂😂
ንኤርትራን ህዝብን መንግስትን ሕማቕ ክሓልም ዝሓድር ዝውዕል ደላይ ፍትሒ ዘይኮነ ቀዳማይ ጸላኢ ኤርትራ ኢዩ። ኣብዚ ኮመንቲ ኣጆኻ ዝብሉ ኩሎም ናይ ክልላዊት ባንዴራ ትግራይ ዝገበሩ ኢዮም, ኩሉ ኤርትራዊ ነቒሕልኩም ዓኽ ጡፍ ኢልኩም ፈንፊንኩም ኢዩ።
Wow, Wow, Wow 👌 👏, What A Motivator Song, Job Well Done Chura Band As Always, This Will Inspiring Many Young Generation To Stand Firmly For Their Rights At Any Cost. PLUS Don't Forget That The 10 Million People Of Tigray Are Right Beside You In Your Fight Against The Ethnic Cleanser Dictatorial leadership In Your Country Eritrea. VIVA Brigade Nehamedu, Viva Real Justice Seekers Eritreans Around The World,
Bite Your Teeths And Keep Going The Way You Are Now, Cause The Change In Eritrea Is Nearest Than You Can Think. And Viva Chura Band Of Course.
Thank you ወገነይ
ክፍሎሞይ ኣታ ጅግና ወዲ ህዝቢ ብርጌድ ንሓመድ 👍👍👊👊✊✊💪💪💪💪🐅🐅🌍
ክፍሎም ጅግና great job 👏
👍👍
وووااا ي اخي ربنا يحفظك ابشركة 🇪🇷🇪🇷❤❤💪💪
ክፍሎም ኩቡር ሰብ ወዲ ህዝቢ በርጌድ ንሓመድ ኩሕሰኩም ኣሎ ኩቡር ሓውና ክብር ይግቦኦ እዩ ክፍየ ጅግና
ወትሩ ሓፍተይ ሓወይ ህዝበይ ምስ በልካ ኣብ ክፍሎም ዘሎ ፍቕሪ ኣብ ኩሉ ተዝህሉ ንምሉእ ኣፍሪካ ሰላም ጌርና ንዓለም ምተረፍና
ስብስክራይብ ግበርለይ ጋል ሪመይ
Ygermeki iu
ኪኪኪ ትግራይ ሓገር እዋይ ሞይተ ሃሃሃ ትግራይ ብቀትሩ ትሓልም ክልል ኣንታ ሕልሚ ደርሆ ዝበሃልሲ ለካ ከምዚ ናትኩም እዩ ኣይትሰኣኑ መዓልታዊ ኮመድያን ኣለኹሙና በዓል 0000
@@freweynikiflay5353 entadeka delika mexika geza ertrawyann tegaru n iu ezi nay amharu aykonen wxi
@@freweynikiflay5353 bHnjjkyubbn hh,huuuùpi
Ajokum ehwatey peribna ena ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kuflomey king🤴🏾✊🦁❤️
Proud of you Nhamedu.
Proud of Kiflom Ykaalo!
Proud of Gerye Getami !
BA QR
för 1 sekund sedan
ትግራይ ትስዕር ናብ ትግራይ ትበኪ ተቐይሮ ኣሎ ገና ክትጽሕጽሓ ኢኽን
@@baqr4383àa