ተስፋና መን እዩ? - ብዘማሪ መርሃዊ ጸጋይ - New Eritrean Orthodox Tewahdo mezmur 2020

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 273

  • @luwamhagos206
    @luwamhagos206 3 ปีที่แล้ว +60

    ተስፋና መን'ዩ
    ተስፋና መን'ዩ መድሃኒ ኣለም(2)
    ተስፋ ግበሩ ዘለኹም ኣብ ጸላም
    ስደት ነዊሑ እንተተሸገርና
    ምሳና እንድ'ዩ ዘሎ ኣብ ጎንና(4)
    ተግባር ጊዲልና ንፍቅሪ ክንሕረም
    ንትሕትና ሪሒቅና ቁሩባት ንመርገም
    ፍጹም ሃዲምና ካብ ጽድቂ ካብ ሰላም
    ተስፋና ንስኻ ኢኻ ኣታ ጎይታ ዓለም
    ተስፋ ናትና እንዲኻ መጋቢ ንኹሉ
    ሂወትና ኣይምቅርን ንስኻ ዘይብሉ
    ከይንነብር ንሕና ንስኻ ዘይብሉ
    ከይንስደድ ካባኻ ንነብስና ሓሉ
    ተስፋ ቆሪጽና ክንልምን ንዓኻ
    መዓስ እሚ ገዲፍካና ሓጥያትና ሪኢኻ
    ሎሚ ዉን ንጽበ ናይ ዘልኣለም ርስቲ
    ሰፈር ናይ ቅዱሳን ክንወርስ ምእንቲ
    ኣበሳና ብዙሕ ዘይከምቲ ዴገና
    ጻድቃናት ክንመስል ወላ እንተፈተና
    ልብና ተሪሩ እምብዛ ጨኪና
    ጎይታየ ምሕረትካ ፈኑ ከይንጠፍእ ንሕና ።
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ።

  • @samera7043
    @samera7043 3 ปีที่แล้ว +27

    ተሰፋና መን ዩ መድሃኔ አለም
    ተሰፋና መን ዩ መድሃኔ አለም
    ተሰፋና መን ዩ መድሃኔ አለም
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለአክቲ የሰመዐልና ኩቡራተ ኣሓዋት 🤲🤲🤲⛪️✝️🕊🕊🕊🕊🤲🤲🤲

  • @ChDc-vt1xh
    @ChDc-vt1xh หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተስፋና መንዩ መድሃኒ አለም እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ ምላእክቲ የስመዐልና❤❤❤

  • @Muradekal-tk4eo
    @Muradekal-tk4eo 9 หลายเดือนก่อน +3

    የሕዋተይ ኣብጨንቅን ጸበባን ዘለኩም መድሃኔ ኣለም ምሳኩም ይኩን ። ሊቀ መዘምራን መርሃዊ ሓውና ክኣ ዝመሬ መላኢክት የስምዓልና።

  • @Tsedihaftiyjeganu
    @Tsedihaftiyjeganu 4 ปีที่แล้ว +15

    ዝማሬ መላአክቶ የስመዐልና ክቡራተይ ናይ ብሓቂ ተስፋነ መድኃኒአ እዩ

  • @berihu2222
    @berihu2222 4 ปีที่แล้ว +20

    ዝማረ መላኽቲ የስምዓልና መርሃዊ ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ ንዓና ድማ በረከትኩም ከካፍለና ናይ ኣምላኽና ቅዱስ ፍቃድ ይኹን ኣሜንንን

    • @jaspercash7424
      @jaspercash7424 3 ปีที่แล้ว

      a trick : watch movies at flixzone. I've been using them for watching a lot of movies these days.

    • @taylorharlem4932
      @taylorharlem4932 3 ปีที่แล้ว

      @Jasper Cash Definitely, I have been using Flixzone} for since december myself :)

    • @mogosaregay
      @mogosaregay ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን
      ኣሜን ኣሜን ኣሜን
      ኣሜን ኣሜን ኣሜን
      ኣሜን ኣሜን ኣሜን
      ኣሜን ኣሜን ኣሜን
      ኣሜን ኣሜን ኣሜን
      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ ምላእኽቲ ይሰምዓልና መርሃዊ ሓወና እነዳ ዝመረካን እነዳ ወድሰካን ኣብ ቤቱ ይንብርካ እግዚአብሔር ❤❤❤✝️⛪️🙏❤️✅💪💪💪

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ 3 ปีที่แล้ว +17

    ተስፍና መን እዩ እግዚኣብሔር ናይ ብሓቂ ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 หลายเดือนก่อน +1

    May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️

  • @tsegagerensea6904
    @tsegagerensea6904 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣሰይይይይይይይይ አልልልልልልልልልል ኣሜን ((((3)))))ዝማረ መላኣክቲ የስምዓና ቡሩካት የሕዋትና አግዛኣቢሄር ኣምልክና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ቡሩካተይ

  • @YosiefTesfamariyam
    @YosiefTesfamariyam 3 หลายเดือนก่อน

    ተስፋና መን እዩ መዳሃኒ ኣለም ናይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ዘማሪ ሓውና መምህር መራሃዊ ጸጋይ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 หลายเดือนก่อน +1

    God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️

  • @AlonHagos
    @AlonHagos 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና

  • @ኣባይነሽ
    @ኣባይነሽ 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
    ተስፋና መንዩ መድሃኒአለም
    ተስፋና መንዩ መድሃኒአለም
    ተስፋና መንዩ መድሃኒአለም
    ፀግኡን በረከቱን የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሜን ( ፫ )

  • @ክርስቶስሂወተይ
    @ክርስቶስሂወተይ 3 ปีที่แล้ว +3

    ዕልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽት የስምዓልና ኩብር ሓውና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
    @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላአክት የስመዕልና ክብራት አሕዋተይ አምላክ ፅግኡ የብዘሐልኩም

  • @selamgebrihiwet27
    @selamgebrihiwet27 3 ปีที่แล้ว +3

    Egziabher xegeu yebzhalkum amlak
    Eza mezmur ba bexhuf zesdlay 🙏🙏🙏🙏❤️⛪⛪⛪

  • @saminguze2156
    @saminguze2156 4 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መራ ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ

  • @ውቤቴነሽማርያም
    @ውቤቴነሽማርያም 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጋኡ የብዝሐልኻ 🙏🙏✝️✝️✝️

  • @Mነኝየድንግልልጅ
    @Mነኝየድንግልልጅ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህዉትየሰሚዒሉና እግዚአብሔር አምላክና

  • @AdamAhmed-sv6tj
    @AdamAhmed-sv6tj 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen qaly hiwet yesmana 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @desatebyo8588
    @desatebyo8588 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🤲🤲🤲✝️✝️✝️💒💒💒

  • @محمدمحمد-ت9
    @محمدمحمد-ت9 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ክብር ሓውና ብሓቂ ተስፋና መን እዩ መድኃኒ አለም ተስፋ ግበሩ ዘለኩም አብ ፀላም ስደት ነዊሑ እንተተ ሸገርና ምሳና እንድዩ ዘሎ ወትሩ አብ ጎንና ተመስገን ብሓቂ ዝአመነ ዝሐፈረ የለን ክብሪ ይኩኖ ንእግዚአብሔር አምላክና

  • @samsungs8554
    @samsungs8554 4 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና መርሃዊ ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልካ ንሕና ድማ ሰሚዕና ተስፋ ኣብ እግዚኣብሄር ክንገብር ይሓግዘና

  • @tsgeenderitawitgaltewahedo5305
    @tsgeenderitawitgaltewahedo5305 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏📖📖📖📖💒💒💒💒💒

  • @kiflaygebreslasie6094
    @kiflaygebreslasie6094 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም

  • @TkTk-n7g
    @TkTk-n7g 10 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ፀጉኡ ያብዘሐልኩም ❤ተስፋና መንዩ መድሃንየ ኣለም ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ትግራይንዘላኣለምንበሪፈቅ
    @ትግራይንዘላኣለምንበሪፈቅ 3 ปีที่แล้ว

    ተስፋና መን እዩ መድሃኒኣለም እልልልልልልልልልልልልልልልል🤲👏🤲👏🤲👏🤲👏🤲👏🤲👏🤲👏🤲👏ዝማርየ መላእክቲ የስመዐና🙏🙏🙏❤️

  • @tesfaldetgerezgiher3654
    @tesfaldetgerezgiher3654 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @temsgne7752
    @temsgne7752 11 หลายเดือนก่อน

    ተስፋ ናይ መድሃኒኣለም ኣብልብና ይብርሃ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን(3)ዝማረ መላእክቲ ይስመዐልና🤲🤲💒

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 5 หลายเดือนก่อน

    Tesfana men eyu medhanialem
    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna
    xegeu yebzhalka mera hawuna
    xegeu yebzhalka nay agelgulot zemenka yibarkelka 🙏🙏🙏
    ✝️✝️✝️🏩🏩🏩❤️❤️❤️🥰🥰🥰👍👍👍😇😇😇😇💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsegaabraha1428
    @tsegaabraha1428 4 ปีที่แล้ว +6

    Amen amen amen zmare melaekt yesmealna👏👏👏🕊🕊🕊💒💒💒

    • @rgathadgu574
      @rgathadgu574 3 ปีที่แล้ว

      Amen amen zmari melakti yesmalna

  • @sendayowlegebrial4195
    @sendayowlegebrial4195 4 ปีที่แล้ว +6

    አሜን፫ዝማሬ መላእኽቲ ያሠማዓልና ባሓቂ ጸጉኡ የብዘሐሕካ ሐወይ ማዓረይይ😘😘🌷🌷🌷🌷👏👏🌷

  • @ኣምላክሰላም
    @ኣምላክሰላም 4 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና አሜን

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 2 ปีที่แล้ว

    Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll zimare melaekti yesmealna kuburat yehwateyyy egziabher amlak xegue yebzehelkum

  • @wgtk3883
    @wgtk3883 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zimare melakti yesmalna
    Nay agelgulet zemenka. Yibarek mera hawey

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣይይይይይ እልልልልል ዝመሬ መላእኽቲ የሰመዐና

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg6692 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዝሐልካ እናዘመርካ የምብርካ

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 4 ปีที่แล้ว +2

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን!
    ተስፋና መን'ዩ መድኃኔዓለም/2/
    ተስፋ ግበሩ ዘለኹም ኣብ ጸላም
    ስደት ነዊሑ እንተ ተሸገርና
    ምሳና እንዲ'ዩ ዘሎ ኣብ ጎንና
    ተግባር ጎዲልና ንፍቅሪ ክንሕረም
    ንትሕትና ሪሕቅና ቅሩባት ንመርገም
    ፍጹም ሃዲምና ካብ ጽድቂ ካብ ሰላም
    ተስፋና ንስኻ ኢኻ ኣታ ጎይታ ዓለም
    ተስፋ ናትና ኢንዲኻ መጋቢ ንኹሉ
    ሂወትና ኣይምቅርን ንስኻ ዘይብሉ
    ከይንነብር ንሕና ንስኻ ዘይብሉ
    ከይንስደድ ካባኻ ንነፍስና ሓሉ
    ተስፋ ቆሪጽና ክንልምን ንዓኻ
    መኣስ ኢሞ ገድፍኻና ሓጥያትና ሪኢኻ
    ሎሚ'ውን ንጽበ ናይ ዘልኣለም ርስቲ
    ሰፈር ናይ ቅዱሳን ክንወርስ ምእንቲ
    ኣበሳና ብዙሕ ዘይከምቲ ዴጌና
    ጻድቃናት ክንመስል ዋላ እንተ ፈተና
    ልብና ተሪሩ እንብዛ ጨኪንና
    ጎይታየ ምሕረትኻ ፈኑ ከይንጠፍእ ንሕና
    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን አሜን አሜን! እግዚኣብሄር ጎይታ ሰራዊት ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሩካተይ የሕዋተይ

  • @sarasuliman3935
    @sarasuliman3935 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን🌾🌿🌿🌿🌾🌾🙏🌱🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌱🌱🌾🙏🌱🌾

  • @maazugebrihiwet536
    @maazugebrihiwet536 3 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️

  • @سارهساره-ش7و3ي
    @سارهساره-ش7و3ي 4 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና

  • @FirwayniTesgay
    @FirwayniTesgay 4 หลายเดือนก่อน

    Elllllllllll Ellllllllllll Elllllllllll amen zmare melakti yesmealna

  • @ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
    @ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ኣሕዋተይ❤

  • @masihuddinazmimasihuddinaz1933
    @masihuddinazmimasihuddinaz1933 3 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልክም እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae1406 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen igiziabiheri amilaki yibariki🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💜💜🙏🏽🙏🏽💒💒💒💒💒💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @twtgsgsg8789
    @twtgsgsg8789 3 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላአክቲ የሰመዕልና አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @galdengelmaryamsegen6557
    @galdengelmaryamsegen6557 3 ปีที่แล้ว

    Aseyyy Elllllll elllll ellllllll ezom yhwatey egzabhir nay agolglot gizekum ybark nay bhaki des zebel mezmur sle mezmru egzabhir aemlakna zkeberen ztemesgenen ykun amen amen amen 🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @salamkahase8342
    @salamkahase8342 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ዝማረ መላክት የስማዓልና ሓውና

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae1406 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zimare melakite yisimaalena 🙏🏽🇪🇷🇪🇷💒🇪🇷💒🇪🇷💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒💒💒💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @kidanetekle4757
    @kidanetekle4757 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zmare melaekti yesmealna

  • @grmawitgerhelasse1465
    @grmawitgerhelasse1465 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen amen zmare mlakte yesmalna❤❤❤💓💓💓💔💔💔💔💛💛💛💚💚💙💙💙💖💖💕💕💘💘💝💝💞💞💟💟❣❣❣💌💌

  • @natsinethabtegergs8757
    @natsinethabtegergs8757 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣቢሄር ይባርክ።

  • @ንኹሉግዜኣለዎመክ31ንኹሉግ
    @ንኹሉግዜኣለዎመክ31ንኹሉግ 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜንን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና 👏❤💒

  • @RutaTumuzgi
    @RutaTumuzgi 4 ปีที่แล้ว +2

    ዕልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ብሩኻተይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም🙏🙏💒💒💒💒❤🌺🌺🌺🌺🌺

  • @Eden-vr3nl
    @Eden-vr3nl ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤ bteami dese tbel mezmur zmare mlaketi ysmealna kborat yhwateyyy amlak xgeo ybzhlkom

  • @ኣቢኣዶመክሰብ
    @ኣቢኣዶመክሰብ 3 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና ክቡር ሓውና

  • @mooomkomm3435
    @mooomkomm3435 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜንንንንንንአልልልልልልልልልልልልልልልአልልልልልልልልልልልልልአልልልልልልልልልልልልልልልል ዝምራይ ምልክት ያሰምዓላካ ከበራ ሓዉነ

  • @awettberihu4404
    @awettberihu4404 4 ปีที่แล้ว +5

    "ዝማሬ መላእክት የስመዓልና መራ"
    ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባርኽ 🙏

  • @alemgere8149
    @alemgere8149 3 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ እልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ፍትዋተይ

  • @ኩሉብኣካኮነ
    @ኩሉብኣካኮነ 3 ปีที่แล้ว

    amen amen amen🙏🙏🙏zmare melakt yesmalna zemenkum ybarek egzabher amlak 🙏🙏tesfana men eu medhanalem ellllllll elllllllllllllll🙏🙏💝💘💝❤💘❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፌቨንጋልኢሮብ
    @ፌቨንጋልኢሮብ 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @ኩኾንእየዋናኒትነፃነት
    @ኩኾንእየዋናኒትነፃነት ปีที่แล้ว

    ምሳናን ድዩ ዘሎ ኣብ ጎንና
    ዝማሬ መላኣክቲ የሰዐየና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ፍቁሪተይ❤

  • @sarahsaa887
    @sarahsaa887 3 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ብሓቂ
    ተስፋና መን ዩ መድሃኒአለም
    ተስፋ ግበሩ ዘለኩም አብ ፀላም

  • @gbye4395
    @gbye4395 3 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ሓዉና ዘማሪ መርሃዊ

  • @emu1693
    @emu1693 3 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን❤❤🙏🙏🙏☦️

  • @fthifthi2556
    @fthifthi2556 ปีที่แล้ว

    Nay behaqi qal hiwet yesmelna amlak yebrka❤❤❤

  • @טיטיתחלה
    @טיטיתחלה 4 ปีที่แล้ว +2

    Zmare melaikt yesmealna zhawey ajoka beretie❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏

  • @rahwayeabyo2160
    @rahwayeabyo2160 2 ปีที่แล้ว

    Tesfana abaka naybehaki zemare melaakti yesmeana

  • @AdhnetFrehiwet
    @AdhnetFrehiwet 15 วันที่ผ่านมา

    Nay behaqi qal hiewt yesmalna ❤❤❤❤❤❤

  • @ጋልትግራይክሕሎ-ቨ7ቨ
    @ጋልትግራይክሕሎ-ቨ7ቨ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የሰመዐልና
    ተሰፊና መን ዩ መድሃኔ ኣለም🙏🙏🙏

  • @ساره-و1ن7ح
    @ساره-و1ن7ح ปีที่แล้ว

    ኣሜን(3)ቃለ ህይዋት ይስመዐሊና

  • @ማርያመይመዝሙረይ-ዀ8አ
    @ማርያመይመዝሙረይ-ዀ8አ 4 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ ዝምሰጠካ መዝሙር

    • @fitsumiassayas996
      @fitsumiassayas996 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላክቲ የስምዓልና

  • @fergidey4044
    @fergidey4044 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና

  • @Mebrahtey
    @Mebrahtey 4 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልክም እግዚአብሔር ኣምላክ ክብራት አሕዋተይ👏👏👏✝️✝️✝️🕯🕯🕯

  • @kmbhsjje8038
    @kmbhsjje8038 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መለኣኽት የስመዐልና ኽብራተይ

  • @ድንግለይእያኣዶፍቅሪ
    @ድንግለይእያኣዶፍቅሪ 3 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስምዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዝሕ

  • @hhdhdhdhdhhdhdhdhheheh3863
    @hhdhdhdhdhhdhdhdhheheh3863 3 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ
    ዝማሬ መላእክት የሰመዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @يسييستتت
    @يسييستتت 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ቃልካንእግረይመብራህቲንመ
    @ቃልካንእግረይመብራህቲንመ 4 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መልኣይት የስማዓልና ዝማሬ ቅዱስ ያረድ ዝተቀበለ ዝማሬኩም ይቀለልኩም።

  • @freweinikidane6920
    @freweinikidane6920 4 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melakti yesmalna amlak nay agolgulot zemenkum ybrk

  • @echech3518
    @echech3518 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋተይ 👏👏👏

  • @tsegayabrham7014
    @tsegayabrham7014 2 ปีที่แล้ว

    ተስፍና መን ዪ መድሃኔ ኣለም
    ተስፍና መን ዪ መድሃኔ ኣለም

  • @alekkahsay2950
    @alekkahsay2950 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስማዕልና ብሩኻተይ

  • @jgddhccc3011
    @jgddhccc3011 3 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዐና 👏👏👏

  • @ውቤቴነሽማርያም
    @ውቤቴነሽማርያም 3 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መለእክት ይሰማል ወንድማችን ዘማራ ይ መርሃዊ ፀጋኡ የብዝሐልኻ አሜን ፫🌺🌹🌹🌹

  • @meridesbele1187
    @meridesbele1187 4 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መኣእክት የስምዓልና ፍትዋት

  • @مريماسلام-ق1ل
    @مريماسلام-ق1ل 4 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ዝፈትወኩም ይሕዋተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ባሓቂ ተስፋና መዳሃኔ ኣለም ኣብ ቤቱ የንብርኩም

  • @ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ
    @ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ ปีที่แล้ว

    ዘማሬ መላእክት የስማዕልና ፀጉኡ የብዛሓልኪ ሓወይ🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @ኦጎይታንድካመይርእካአይት
    @ኦጎይታንድካመይርእካአይት 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ተስፍኡ ካብ ሉዕል ጎይታ እዩሞ ተስፋን ይምላእ

  • @SalemHadare
    @SalemHadare 5 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @ermiashabtom4509
    @ermiashabtom4509 2 ปีที่แล้ว

    AMEN AMEN AMEN ZEMARE MELAKITI YESEMANA

  • @ትግራይዛዓደይ
    @ትግራይዛዓደይ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐል

  • @temsgenamlakea6606
    @temsgenamlakea6606 3 ปีที่แล้ว

    amen amen amen bhaki kale hiwet yesmalna 🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀

  • @nseemalshahrani9250
    @nseemalshahrani9250 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት ይሰመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓሉኩም

  • @KokiKidane-e4v
    @KokiKidane-e4v 11 หลายเดือนก่อน

    NY bhaki tesfana egzabher u🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ
    @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ 3 ปีที่แล้ว

    እልልልልልል ዘማሬ መልኣካናት ይስምዓና amen amen amen 🤲🤲🤲🤲🤲

  • @meritesfay9348
    @meritesfay9348 4 ปีที่แล้ว

    Elllllllllllllllllllll Zmare MelaEkti Yesmealna Kuburat Ahwatey TsoguAu Yebzoholkum Amlak 🌷🌷🌷🌿🌿🌿🌿☘☘☘☘☘

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ኩቡራት የሕዋትናን ኣሓትናን።

  • @hhdhdhdhdhhdhdhdhheheh3863
    @hhdhdhdhdhhdhdhdhheheh3863 3 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን