ሰበር ዜና! መቐለ ሓለፍቲ ተኣሲሮም? ጉዕዞ ንሑመራ ተጀሚሩ |ወረርቲ ድልድል ሰይሮም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ค. 2024
  • #ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit
    ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
    Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
    Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
    Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
    TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
    Thank you!

ความคิดเห็น • 163

  • @HamelmalHajjsb
    @HamelmalHajjsb 21 วันที่ผ่านมา +16

    ሰላም ደስ ዝብል ዜና አስምዕኽና ሰላም የስምዕኺ ሓፍተይ

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤እወ አምጽእዎ❤❤❤

  • @tadhaile2821
    @tadhaile2821 21 วันที่ผ่านมา +2

    ቅድሚ ሓደ ዜና ምዉፁኡ ቡዙህ ወገን መርሚርኹም አዉጽእዎ
    ንፀላኢዉን ሓበሬታ ከይኾኖ

    • @tbstig
      @tbstig  21 วันที่ผ่านมา +1

      ንሃነፃይ ሓሶቦም ነመስግን🙏

  • @tewoldesebhat9158
    @tewoldesebhat9158 21 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዜና ሐቂ ይግበሮ አብ ፍርዲ አቅርብዎም

  • @GirmayHaylu
    @GirmayHaylu 21 วันที่ผ่านมา +9

    ኣብዛ ፀባብ ግዜ ህዝቦም ረሲዕም ኣብ ቀንጠብጠብ ዝተዘፈቑስ ይተሓነቑ

  • @user-zj1gh2ow3w
    @user-zj1gh2ow3w 20 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ትግራይ ንዕኦም አድሒንዋም እንብር ነሳቶም እማ ንባዕሎም እዉን አብ ዘይድሕንሉ ደረጃ ሰጣሕ ኢሎም ወዲቆም እዮም ፡፡

  • @letina_gualT
    @letina_gualT 21 วันที่ผ่านมา +2

    The only Chanel i trust 🙏🥰🥰🥰 Thank you

  • @MashoKidanu
    @MashoKidanu 21 วันที่ผ่านมา +3

    ደስ ዝብል ዜና ኣስሚዕኹምኒ ፍስሃ ኢየ።

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame 21 วันที่ผ่านมา +4

    ድሕሪ ማህሌት ሞት😢 ቀታሊ ተአሲሩ ካብ ዝተፈተሐ ሕጊ የለን ሎሚ ይእሰሩ ፅባሕ ይፍትሑ😢😢😢

    • @fengebi9715
      @fengebi9715 20 วันที่ผ่านมา

      Tefetihu diyu?

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 17 วันที่ผ่านมา +1

      @@fengebi9715 😂😂😂.🎉❤❤.❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂❤❤❤🎉❤❤​ 🎉🎉🎉🎉🎉❤ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ደመ ኸልቢ ኾይኖም ዝረገፉ ምውታት፡መንግስተ ድያብሎስ ይዉርሶም፡ ኣሜን! ኣሜን! REST IN HELL❤❤❤🤣🤣🤣😂😂😂ሕልሚ ናይ ቀትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ😂😂😂😂 Republic ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንዉርደት ንሓዘን ንሞት ንስቃይ ንጥሜት ንቃንዛ ንቁዛመን ንከቢድ ሕማም ንከቢድ ሓደጋ ንመርድእ ንምልማን እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ፡ ብባሕላዊ ፀወታ ናይ ዘርኢ ድያብሎሳት ሕዝቢ ትግራይ ተጎቢሆም ለይቲ ቀትሪ ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ሓቀኛ ባሕላዊ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ነዉራማት ርጉማት ድኹማት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @TigstWeldu
    @TigstWeldu 17 วันที่ผ่านมา

    አምላክ ንቲ ውፁዑ ህዝቢ የኣክለካ ይበሎ😢

  • @HaileselassieNigussie
    @HaileselassieNigussie 21 วันที่ผ่านมา +1

    ስብሰባ ይ ጽል

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864 21 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤

  • @user-py3hv4vr5d
    @user-py3hv4vr5d 20 วันที่ผ่านมา +1

    ብላዕሊ ይጀመር ማለት ብአመራርሓ ግምት

  • @TsegayGebreyesus-ru4ss
    @TsegayGebreyesus-ru4ss 21 วันที่ผ่านมา

    ይቅረብ

  • @user-mi3sk4wn2t
    @user-mi3sk4wn2t 20 วันที่ผ่านมา

    ይፅናሕ

  • @user-fk9zv4nw5u
    @user-fk9zv4nw5u 20 วันที่ผ่านมา

    ደስዝብ ዜና ሓጎስ ሙሉ ሰላም ይግበረልና 🙏🙏🙏💔

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 21 วันที่ผ่านมา

    💛❤️

  • @HcV-l2y
    @HcV-l2y 20 วันที่ผ่านมา

    ይነበብ

  • @user-vh5ev7qw7r
    @user-vh5ev7qw7r 20 วันที่ผ่านมา

    እተጸንሐ ይሕሽ

  • @GzzhhmzohZhcifbo
    @GzzhhmzohZhcifbo 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @hadish9672
    @hadish9672 21 วันที่ผ่านมา +2

    If they think frist to solve the People's problem why they waste two years? Those leaders only they concern only there power. I didnt buy what they said and they didnt care about the People's problem and Tigray.

  • @user-zj1gh2ow3w
    @user-zj1gh2ow3w 20 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ እዩ ሰለዙይ ህዝብና አብ ጎኒ ሐቂ ኮይንካ ንሰላምን ፍትሕን ምስዝሰርሑ አካላት አብ ጎኖም ኮንካ ደግፍ ፡፡

  • @GebrehiwotGebremedhin-i2y
    @GebrehiwotGebremedhin-i2y 20 วันที่ผ่านมา

    Well

  • @user-ou2rd8oz1t
    @user-ou2rd8oz1t 20 วันที่ผ่านมา

    ከይተዘርገ አይፀርን። ክሕተት ዝግበኦ ይተሓተት፣ክተሓዝ ዝግበኦ ይተሓዝ።

  • @trhasberhe1818
    @trhasberhe1818 21 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉❤❤

  • @salamahsalamah4030
    @salamahsalamah4030 21 วันที่ผ่านมา

    ❤።።።

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 21 วันที่ผ่านมา +4

    ቀፅልሉ ብቅዕ ዜና ናብ ዓልና ናተጋሩ ሚድና ነዕቢ ኣሕዋት ❤

  • @GebrehiwotGebremedhin-i2y
    @GebrehiwotGebremedhin-i2y 20 วันที่ผ่านมา

    Good decision

  • @mogesabay1926
    @mogesabay1926 16 วันที่ผ่านมา

    ይቕረብ

  • @SelemunTeklay-l9s
    @SelemunTeklay-l9s 20 วันที่ผ่านมา

    ሰነድ ሕዉሓትይዉፃእ ምክንያቱ አበየናይ ዓለም ዘለና ክፈል ጥዎ

  • @GebrekidanTeklemichael-kb5cg
    @GebrekidanTeklemichael-kb5cg 20 วันที่ผ่านมา

    Hopefully, you will be responsible media.

  • @user-bg4is7bv7n
    @user-bg4is7bv7n 20 วันที่ผ่านมา

    ዋላዝተፈጠረ ፍፈጠር ዳሕድሕዎ።
    ዘይከምዚ እናበልና ድኣ ብኽመይ ኣብዚ ኣብፂሖሙና ፈንዉዎ ይኣክክክል።

  • @TigrayEthiopia
    @TigrayEthiopia 21 วันที่ผ่านมา

    classhed news.

  • @JonNati
    @JonNati 21 วันที่ผ่านมา +1

    ሕወሓት ናብስልጣን ተደኣ ተመሊሳ ትግራይ ኣይትድሕንን ምክንያቱ ንሶም ንስልጣኖም እምበር ንህዝቢ ትግራይ ሓልዮት የብሎምን ""ኣብዚኣ ንሕወሓት ብምድጋፍ ንንጌታቸውን ጽድቃንን ዛምሰሉ ፈላጣት ካብስልጣን ንክእለዩ ትገብሩዎ ዘለኹም ሓደ ሓደ ሰባት ናይሕወሓት ክፍኣትን ሕስድናን ጨካንነትን በይምርዳእ ኢዩ ካልኣይ ምስ ሕዋሓት ኮይንኹም ትትቀምዎ ረብሓ ስለ ዘለኩም ክኸዉን ይኽእል ፡፡ ስለዚይ ተጋሩ ኣስተውዕሉ ዓድኹምን ህዝብኹምን ብዘይ ኩይናትን ዕግርግርን ንምድሓን ምስጌታቸዉን ጻድቃንን ጠጠው ክትብሉ ይግባእ ከማኣ ተደኣ ዘይገይርና ግና ትግራይ ውዒሉ ሓዲሩ ናብ ጦርነት ምእታዋይ ኣይተርፍን፡፡
    መተሓሳሰቢ ንግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብስእነትን ሽግርን ዝበልዑዎን ዝሰትዩዎን ዝለብሱዎን ስኢኖም ዝሰረቁ ክእሰሩ የብሎምን ምናልባት ሃፍቲ ኣብ ል ዕሊ ሃፍቲ ከኻዕብቱን ክእምሩሩን ክብሉ ዝጎሓሉ ግን ናይ ግድን ክእሰሩ ኣለዎም ፡፡ናተይ ፍርዲ ኢዩ

  • @user-zc1ik6fo5x
    @user-zc1ik6fo5x 21 วันที่ผ่านมา

    ከይቀሪብ

  • @zeraygebreyohannis23
    @zeraygebreyohannis23 20 วันที่ผ่านมา

    Yikreb

  • @Ushu11-h5e
    @Ushu11-h5e 21 วันที่ผ่านมา

    ይቕረብ፡፡

  • @user-ou2rd8oz1t
    @user-ou2rd8oz1t 20 วันที่ผ่านมา

    እቲ ሰነድ ይቕረብ።

  • @KahsayAmare-e6c
    @KahsayAmare-e6c 21 วันที่ผ่านมา

    ተዝተርፍ ይሓሽ

  • @user-md6tu2vy9d
    @user-md6tu2vy9d 21 วันที่ผ่านมา

    Kem tegaru kab jemlawi akayda wetsina gebenegna zhtetelun Selam znegselun sirahti kinekedm ygbae,,,,

  • @mekonnengebreal8969
    @mekonnengebreal8969 20 วันที่ผ่านมา

    Once again when the document is exposed, you should present it selectively

  • @yohanneswabreha859
    @yohanneswabreha859 21 วันที่ผ่านมา

    ከዚ ግርም

  • @abrehaweldegebrial3741
    @abrehaweldegebrial3741 20 วันที่ผ่านมา

    ማንምይኩን ማንም ሌባቡ ናብ ህጊ ክቀርቡ አለዉ ።

  • @user-zc1ik6fo5x
    @user-zc1ik6fo5x 21 วันที่ผ่านมา

    እዚ ዝበስበሰ ሓይሊ አጥፍቶ ጠፍ ስራሕ ይሰሪሕ አሎ

  • @user-oz5rv9kv8c
    @user-oz5rv9kv8c 21 วันที่ผ่านมา

    መውዳእትኡ የርእየና 😅

  • @user-py3hv4vr5d
    @user-py3hv4vr5d 20 วันที่ผ่านมา

    ጉባኤ ምክያዱ ነዞም ቅድሚያ ንህዝቢ ዝብሉ እቲ ጉባኤ ንህዝቢ ዶ ኣይኮነን ዝካየድ? እዞም ጉባኤ ይፅናሕ ዝብሉ ሸቀጥቲ እዮም።

  • @gerezgiherberhe4623
    @gerezgiherberhe4623 20 วันที่ผ่านมา

    እቲ ሾሊኹ ዝወፀ ሰነድና ክትዝርግሑዎ ኣይግባእን። እቶም ዝዘርገሑ ግባት ፀላእቲ ህዝቢ እዮም ብመትከል ውድብ ዘይኣምኑ ፋሉላት እዮም። ካብኣቶም ደኣ ብምንታይ ትፍለዩ።

  • @user-py3hv4vr5d
    @user-py3hv4vr5d 20 วันที่ผ่านมา

    ክሳብ ሎሚ ኣበይ ኔሩ እዩ ሎሚ ሰበር ዝብለና ግምት ዓኳይ?

  • @hailee1036
    @hailee1036 21 วันที่ผ่านมา

    ሰነድ ይቕረብ

  • @GebrehiwotGebremedhin
    @GebrehiwotGebremedhin 20 วันที่ผ่านมา

    ፈሻኩል ኣይትኩኑ ፖለትካ ክድሕን እንተኮይኑ ህዝቢ ሙሉእ ብሙሉእ ይድሕን ጓሓላሉ ክትሓዙ ክግበር ኣለዎ።

  • @user-zc1ik6fo5x
    @user-zc1ik6fo5x 21 วันที่ผ่านมา

    በለፀኛ ሓይሊ ሕዚ ውን ውድብ ከፍሪስ ዝደል ጉብኤክግበርአይደሊን፡፡

  • @user-pc5fm4kv3g
    @user-pc5fm4kv3g 21 วันที่ผ่านมา

    ዝወፀ ስልዝኮነ

  • @meressatessema5365
    @meressatessema5365 21 วันที่ผ่านมา

    አንበሳ ሒዚ ግርም

  • @AradomBerri
    @AradomBerri 21 วันที่ผ่านมา

    እቶም ሰረቅትን : ዓፈንቲ መሰል ህዝብን : ካብ ጎሐላሉ መረሕቲ ኽጅመር አለዎ ::
    ኻልእ አነ ካብ ዝገርመኒ ዘሎ :
    ብስም ህወሐት ዝነግዱ : ጉጅለ አባላት ውድብ : ካብ ድሕነት ህዝቢ ቅድም ንቀዳድም ውድብና ንምድሐን ዝብሉ መረሕቲ ጉሐላሉ : ንውድቦት አድሒኑ ናብ ስልጣኖም ዘቀመጦም : ጀግና ህዝቢ ትግራይ እንበር አባላቶም አይኮኑን ።
    ብካልእ መዳይ ዘግርመለይ ዘሎ :
    ተወዳደርቲ ፓርትታት ዝበሃሉ : ፀገም ህዝቢ አብ ምፍታሕ ተዓቂቦም : አበይ ከምዘለዉ እካ ደሃዮም ዘይስማዓሉ : ኢዶም አጣሚሮም ስቅ ምባሎም ምክኒያት አይርድአንን : አብ ጊዜ መረፃ ግን ዋጭዋጭ ምባሎም አይተርፍን ::
    ናይዚ መርአያ ዝኸውን : ንስልጣን ምሐዝ እንበር ንህዝቢ ሐሲቦም አይኸዉንን ።
    ንህዝቢ ዝሐስቡን : ብፀገም ህዝቦም ዝጭነቁን ተኾይኖም : ካብዚ ሕዚ ዝኸፍእ ፀገም የለን እሞ : ኩለን ተወዳደርቲ ፓርትታት አእጃመን የበርክታ ይቃለሳ በሃላየ ።
    አብ ኩለን ሚድያታት ነዚ ናተይ ትዕዝብቲ ተዓዚቦም የልዕልዎ'ዶ ይኾኑ ኢለ ንኹለን ተፈተሽኩ ሐደካ የለን : ወላ ህዝቢ'ዉን ተኾነ ድምፂ የለን : ንምነታይ ? :
    ተወዳደርቲ ፓርትታት ዘድልየሉ ምኽኒያት እኮ : ገዛኢ ፓርቲ እንትዳኸምን ናይ ስልጣን ግዕዝይና እንትስፋሕፋሕ : መሰል ህዝቢ እንትዕፍን : ልዕልና ሕጊ እንትጥሐስ : ንምንታይ ኢለን ንክቃወማን : ንከቃልዓን ንኽቃለሳን ወዘተ እኮየን ዘድልያ :
    መረፃ እንትቃረብ ዋጭዋጭማ : ወጮ ተገልበጥካዮ ወጮ : ንሳተን'ውን ትርጉም አልቦ'የን: ስለዚ ድክመት ወይ ዕላማኻ ምስሐት አብ ጉጅለ አባል ውድብ ጥራሕ ዘይኮነስ : አብ ተወዳደርቲ ውድባት'ውን አሎ ።
    ምኽኒያቱ :
    ዓላማን ፖሊስአንን (አጀንደአን) ንፀገም ህዝቢ ንኽፈትሕ ዘይቃለስ ተኾይኑ : ከንቱ ውእቱ ።
    ጊዜ ለኩሉ ።

  • @haileelectronics
    @haileelectronics 20 วันที่ผ่านมา

    ab gonka alena gech fetawi hzbu
    nezom setyti dem ageb belom

  • @HagosGebreegziabher-ht2vw
    @HagosGebreegziabher-ht2vw 21 วันที่ผ่านมา

    ንክፀሪ ተኾይኑይረአ

  • @TaklyeTaklye
    @TaklyeTaklye 20 วันที่ผ่านมา

    ስብሰባ ክገበር አለዎ ተክላይ አረጋዊ

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 21 วันที่ผ่านมา

    This is horrible terror. Why the transitional government did not mention thier names.

  • @aklileymogos1113
    @aklileymogos1113 21 วันที่ผ่านมา

    ሀሰውቲ ሰለም ዘይፈትው ብጀካው ካልእ ዘይትፈልጡ ባአልትኩም አመጸቲ ደቀንስትዮ

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 21 วันที่ผ่านมา

    አታ እስይ። ወጊሕለይ ሎሚ ክዛርብ ናይ ልበይ።

  • @BrhaneKinfe
    @BrhaneKinfe 21 วันที่ผ่านมา

    ይቕረብ ህዝብና ይፍለጦ

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu6214 21 วันที่ผ่านมา

    ስለቲ ሞያዊን ጽፉፍን ኣቀራርባ ሓበረታኹምን ልዑል ምልኪ ቋንቃ ትግርኛኹምን ምስጋና ይግበኣኩም ኢዩ።

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu2541 21 วันที่ผ่านมา

    እሞ ብህፁፅ ንመሸማገልቲ ነጊርኻ ድልድያት ብ ምምሕዳር ትግራይ ይትሓሎ:
    መከላከያ ወንጀለኛ አምሓሩ ዝገበሩ ተገበሩ ሪኦም ከምዘይርአዩ ስቕ እዮም ዝብሉ: እንተ ምእሳር ወንጀለኛታት ፖለቲካዊ ከይኸውን ንጠንቀቕ:

  • @user-cv5pe8qe3u
    @user-cv5pe8qe3u 21 วันที่ผ่านมา

    ውዳበ ህዝቢ ከፍርስ ዝደሊ ፋሽሽት ኣምባገነን እዩ ክውገድ ይግባእ

  • @belaywelu8678
    @belaywelu8678 21 วันที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ ሒዘ ኣይበለን ክሕዝ እየሞ ተሓባቢሩ'ዩ ዝበለ😡

  • @user-wv3ms4sj7z
    @user-wv3ms4sj7z 21 วันที่ผ่านมา

    እቲ ሰነድ ይቅረብ ።

  • @hailaytesfay1915
    @hailaytesfay1915 20 วันที่ผ่านมา

    ከባብያዉነት ሓደጋ ምብስባስ ዝብል ሓደብሓደ ይተንተን ኔትዎርክ ብዓሌትን ከባብያወነት እውን ከምኡ እትም ሓቂ ኣብኡ ክርከብ እዩ

  • @MedhinAbadi-qh3tl
    @MedhinAbadi-qh3tl 21 วันที่ผ่านมา

    አለም ገብረዋህድ ምስ መሳርሕቱ ክቕቑፈድ አለዎ እሱ እዩ ዝሐምዝጎ ዘሎ ህዝቢ ወዲ ረዳ ሓዞም

    • @user-py3hv4vr5d
      @user-py3hv4vr5d 20 วันที่ผ่านมา

      ኣታ በላዒ ንፋይ ከርፋፍ ኣድጊ ሽዋ። ዕስለ

  • @SelanlmatDimokracy
    @SelanlmatDimokracy 20 วันที่ผ่านมา

    እቲ ሸልኹ ዝወፀ ሰነድ ምሽጥር ዉድብ ሰለዘባኽን እንተይቀረበ ይፅናሕ

    • @tbstig
      @tbstig  20 วันที่ผ่านมา

      ንሃናፃይ ርእይቶኹም ነመስግን

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow 20 วันที่ผ่านมา

    ኣቲዮ ትግራዋይ ስለ ፍቕሪ ሰለ ፍትሒ ስለ ሳላማዊ ህይወት ይፈልጥ ድዩ ? ? ?
    በይዛኺ ለይኸውን ኣይተውግዒ እቱ እንኮ ፍታሕ ክኸውን ልለለዎ እዞም መራሕቲ ኣሸበርቲ ነሓድሕዶም ክቖራረጹ ኢኒኡዎም እምበይ ኣብ ክልል ዓጸቦ ትግራይ ሰላይ ኣይግነን !!!!!

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 20 วันที่ผ่านมา

    ኤረ አብልዕል ቀጣብጠብ አብልኢል መባሎም ካብሰጣኖም ከይወሰደ አወያትምልአሎም ይገርመኒ ህዚብትግራይ ዘይመዚን ዘይእዘብ መስሎዎም

  • @user-py3hv4vr5d
    @user-py3hv4vr5d 20 วันที่ผ่านมา

    ላዕለዋይ ኣመራርሓን ኣበል ውድብን ኮይንካ ውድባዊ ጉባኤ ኣይኮየድ ካብ ምባል ዘሕፍር የለን። ካብ ፒፒ ንላዕሊ ፒፒ ዝኾኑ ዕሱባት

  • @Estifanos-kt4lb
    @Estifanos-kt4lb 21 วันที่ผ่านมา

    አብ ኢ/ያ በሐሄራዌ በርድ ምርጫ ሕጋዊ ክኸውን እንተከኾየነ መጀመረየ የሰመዐመዐ

  • @user-zw2sd5rx7x
    @user-zw2sd5rx7x 19 วันที่ผ่านมา

    ብዛዕባ ዝሞተ ውድብ ምውራይ አየሕፍርንዶ? ህዝቢ ንኽድሕን ህወሓት እንትተጠፍእያ

  • @zeradawitGebrehiwet-e5l
    @zeradawitGebrehiwet-e5l 21 วันที่ผ่านมา

    ግዜኹም አይተጥፍኡ እቲ ሰነድ ፍሉጥ እዩ ናይ አብ ክልተ ዝተመቀለ ኮይኑ እቲ ሓደ ፀለመ አፀሊምካ ሰባት ካብህዝቢ ምንፃል, እቲ ካልአይ ዝግዕተኛ ሓይሊ ከም ኩችነ ኮይኑ ውድብ ንምፍራስ ዝገበር አዩ እናተበሀለ ሰባት መፅላም ,ካብ ደገ ሓይሊ እናተበሃለ ንካድረታት ሕወሓት በቢጀረጃኡ ምእማን ካሊእ ሓድሽ ነገር የብሉን እቲ ዝተለመደ ናይ ሕወሓት አበ ውሽጢ ዕትሮ ዝጠይሽ መዕጠና እዩ እንበር ሓድሽ ነገረ ካብ ዓለም እዩ ዝመፅእ ዓለም ደማ አይፈልጥዋን ህዝበይ ዓለም ግን ትፈለጦመ ግሪቢጥ ብምንታይ ተፈልጦም ከይትብሉኒ በለዕቲ ሰብ ብኻኖም ጥራሕ !!!!!😂😂😂😂😂 22:05

  • @AftomAftom-yi8oo
    @AftomAftom-yi8oo 21 วันที่ผ่านมา

    ክግምት ሓጎስ ጎዶፋይ ፥ ኣለም ገብረዋሃድ፤ ኣቡኡ ንመዘክር ካልኦትክም እውን ገመቱ ዕድልክ ረኣይ😂😂😂😂

  • @user-bc8hn4cn2d
    @user-bc8hn4cn2d 21 วันที่ผ่านมา +2

    Viva

  • @girmayyohannes
    @girmayyohannes 21 วันที่ผ่านมา

    ኣቱም ሰባት ታይፕ ን ላፕቶፕ ኮር ኣይ ሰቨን ከመይ ገይርካ ተወዳድር ሕውሓት ታይፕ ኮይኒ ካብ ፃውቲ ወፃኢኮይኑ እዩ ።

  • @user-pm4rt4qz9d
    @user-pm4rt4qz9d 20 วันที่ผ่านมา

    አብ ቀይዲ ዝአተዎ ሽሞም ይገልፅ።

  • @DanielGebrekidan-n7i
    @DanielGebrekidan-n7i 20 วันที่ผ่านมา

    በጃኩም እዛዉድብ ጥቅሚ ዘየብላ ዓዋን መብረሲት ህዝባ ድያ

  • @negasiberhe8301
    @negasiberhe8301 19 วันที่ผ่านมา

    ዓያሹዲኹም እቲ ሰነድ እኮ ኣብኢድ ተጠቃሚ ማብራዊ ሚድያ ተጠቃማይ በፂሑ እዩ መን እዩ ክሰምዐኩም ነቕርቦ ዶ ኣይነቕርቦ ድምፂ ሃቡና ትብሉ ዘለኹም?

  • @zeradawitGebrehiwet-e5l
    @zeradawitGebrehiwet-e5l 21 วันที่ผ่านมา

    ይኾኖ ናይ ስብሓት ነጋ መፅሓፍ ተኾነ ነቲ ካብ መቃብር አፍ ዘውፀአኩም ህዝቢ ክንዲ ምክሓስ ንዛ እንባይ መን ይወርሳ ንዓመትን ፈረቃን ዘአክል አብ ዐንክሊል አሕልፈኽምዎ አቱም ሰባት እንበርኸ ናይ ሰብ ዘርኢ ኸ አወምዶ አነ እዞም ሰባት 80%ናይ ሰብ መከራን ሞትን ህልቂትን ጠለፋን ስደትን ዘይሓዝኑ ሰባት እኻደአስ እታ አፋፍታ ሰላም ከይትኹለፈና እቶም ብአኦም ስኪ ዝተፈናቀለ ህዝብና መሊኡ ብሰላም ከይምለስ ዝገብርዎ ዘለው ተንኮል ምኻኑ ምኽንያቱ እዚኦም ህዝብና እናተሳቀየ ንአኦም መናወሒ ንስዋኤኦም ክምችወሎም እዩ እንበር ካብዚኦም ህዝቢ ትግራይ ክስብኻ ህልቂትኻ እዩ ክስቦም ድማ ህልቂትኻ እዩ የአክል ዝፈሰሰ ደም ይድረቅ በለም አቱም ናይ ህዝብኹም ፀገም ብዝተወሰነ ደረጃ ናብ ሰማዒ ተቅርብለኹም በይዛኹም ሞያዊ ሓላፍነትኹም ተጠቂምኹም ንህዝብም ድምፂ ኹንሉ እቲ ሰነድ ዝበሃል ዘሎ መዳናገሪ ህዝቢ እዩ እንበር ሓድሸ ነገር የብሉን ካብ ዲያብሎሳት ነብሲ ምብላዕ እንበር ካሊእ አንፅበን ህዝበይ ንንቃሕ ይኾኖ ይኾኖ!!!!!

  • @GIDEY-tk1qw
    @GIDEY-tk1qw 20 วันที่ผ่านมา

    እቲ ጉባኤ ግዜ ክበልዕ ኣዎ ነቀደም ውዕል ፕክቶሮያ ነተግብር ወይ ህዝብና ናብ ቦትኡ ንምለስ ወዘተ ዝብል ሓሳብ ብወገነይ ኣይ ቅበሎን ምኽንያቱ ዓቅሚ ዜብሉን ኣግዕዝይናን ምሰ ፀላኢ ዝወገነን ፀረ ህዝብን ህወሓትን ዝኾኑ መራሕቲ እንዳሃለው ከመይ ጌሮም ተሰማምዖም መርሖም ከዕውትና ይኽእሉ? ህውሓት ቀልጢፉ ጉባኤ ኣካይዱ ፀርዩ እንተዘይ ወፂኡ ኣደዳ እቶም ኣውሽጡ ዘለው ሕማቃት መራሕትን ክብቱኑና ዝደልዩና ፀላእትን ክንከውን ኢና::ህዝቢ ትግራይ ሳኣን ኣመራርሓን ሰናይ ምምሕዳር ክስረቅ ክቅተል ደቁ ክጥለፋን ወዘተ እዩ ዝርከብ ስለዝኾነ ድማ ቁልጡፍ መፍትሒ ይደሊ እዩ

  • @user-vy5qz5bt7x
    @user-vy5qz5bt7x 21 วันที่ผ่านมา

    እቲ ሰነድ ኣንብብዎ'ሞ ንምዝርጋሕስ ንምግዳፍስ ባዕልኹም ወስኑ።ሰብ ድኣ ክፈልጦ ህንጥው እንድዩ።

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 21 วันที่ผ่านมา

    ጉባኤን ኣኼባ ዘፍርሖም ሰረቕቲ፣ ከደምቲ ሽዋ ጥራሕ እዮም። ጉባኤ ወግእ ከጀምር ይኽእል እዩ ዝብሉ ባቢሎናውያን ከዳዓት ን ሰረቕቲን እዮም። ቐንዲ ተጠያቒ ጌታቸው ረዳ እዩ ፣ ለኽበጥበጥ ገዲፍኩም ሓቂ ተዛረቡ።
    መን ዝበሃል ሓላፊ ተኣሲሩ እስኪ ሽም ፅርሑ?

  • @AmbachewFiseha-yv9mf
    @AmbachewFiseha-yv9mf 21 วันที่ผ่านมา

    አርእስትኹም ተጀሚሩ ,ትንተና ካሊእ አይትሓስውንዶ በጃኹም

  • @DanielGebrekidan-n7i
    @DanielGebrekidan-n7i 20 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸዉ ረዳ ልዕሊ ማንም ልዕሊ ዝኮነ ሰብ ዓቅሚ ዘለዎ እዩ በጃኩም ስሙ ኣይተጥፍእዎ

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 21 วันที่ผ่านมา

    ጋዕጋዕ ሓሳዊት ! ዝተኣሰሩ ምህላዎም እንተፈሊጥኪ እንመን ከም እተሰሩ ንምንታይ ምፍላጥ ኣብዩኪ ደነዝ

    • @JonNati
      @JonNati 21 วันที่ผ่านมา +1

      እንታይሞ የጻርፈካ ምጽራፍ እንተይተጸረፍካ ሓሳብካ ምሃብ መንከለካ?ጸርፊ ናይረሳሓትን ናይሕማቃትን መግለጺ እኢዩ

  • @arayaselassie9390
    @arayaselassie9390 21 วันที่ผ่านมา

    ኣርእስቲ ኣይትሽጡ።ከም ኣርእስቲ ዝጸሓፍኩምዎን ምስከፈትካ ዝስማዕ ዜና ሓደ ክኸውን ኣለዎ። ተዘይኮይኑ ተኣማኒነትኩም ኣብ ሕቶ ይወድቕ።

  • @HaftomGgiorgis
    @HaftomGgiorgis 21 วันที่ผ่านมา

    ህወሓት ከ እንታይ ይብል
    ተመዛበልቲ ኣይምልስን ኣይበለን
    ሚዛን ዜናኹም ዝምቡዕ እዩ

  • @Mr.LisaneWork-d1w
    @Mr.LisaneWork-d1w 20 วันที่ผ่านมา

    ሕወሓት ዝመርሑ ኣባላት ኩሎም ሌባታት እዮም

  • @aklileymogos1113
    @aklileymogos1113 21 วันที่ผ่านมา

    ሀሰውቲ ሰለም ዘይፈትው ብጀካው ወግእካልእ ዘይትፈልጡ ባአልትኩም አመጸቲ ደቀንስትዮ ባአልትኩም ወረርቱ አድታት ንኩሉ ክፉእ ዝጀመሮ TDF እዩ ክፈረስ አለዎ ሰላም እንተደለኩም ?

  • @user-re5hv9nz3d
    @user-re5hv9nz3d 21 วันที่ผ่านมา +3

    የዒስ የዒስ የዒስ ወዲ ረዳ ተስፋ ይገብር ቁፅሪ ሓደ ገባቲ # ኣለም ገብረዋሂድ ኽእሰር

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 21 วันที่ผ่านมา

      Well said and Well explained, those are living for their belly at the expense of innocent young tegaru who are paying the price

  • @YordanosYordanos-ew9mw
    @YordanosYordanos-ew9mw 21 วันที่ผ่านมา

    ናብ ኤርትራ ገፅኩም ምስ ትኸዱ ናይ መወዳእታ ምባርኩም ምስትፀልኡ ጥራይ ኢኹም ትዉሱኒ ቃዛ ዘክርዩ

  • @MeseleKinfe
    @MeseleKinfe 21 วันที่ผ่านมา

    ንፋሳት ኢኹም ንሳኻትኩም ባዕልኹም። እቲ ሰነድ ናብ ክንደይ ዝኸፈልኹም ሚድያታት ወይክኣ ውዳበተታት ኣታሓላሊፍክሞ። እንተዘርጊሕኩሞ እቲ ዝሃበኩም ምንጪ ክተገልፅዎ ይግባኣኩም።

  • @user-tt3py7nq2f
    @user-tt3py7nq2f 21 วันที่ผ่านมา +1

    ሚስጥር ድኹም ይኹን ጥንኩር ትግራዋይ ውድብ ናብ ሚድያ ምዝርጋሕ ንትግራይ ምውዳቕ እዩ !

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 17 วันที่ผ่านมา +1

      @@user-tt3py7nq2f .😂😂😂.🎉❤❤.❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂❤❤❤🎉❤❤​ 🎉🎉🎉🎉🎉❤ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ደመ ኸልቢ ኾይኖም ዝረገፉ ምውታት፡መንግስተ ድያብሎስ ይዉርሶም፡ ኣሜን! ኣሜን! REST IN HELL❤❤❤🤣🤣🤣😂😂😂ሕልሚ ናይ ቀትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ😂😂😂😂 Republic ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንዉርደት ንሓዘን ንሞት ንስቃይ ንጥሜት ንቃንዛ ንቁዛመን ንከቢድ ሕማም ንከቢድ ሓደጋ ንመርድእ ንምልማን እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ፡ ብባሕላዊ ፀወታ ናይ ዘርኢ ድያብሎሳት ሕዝቢ ትግራይ ተጎቢሆም ለይቲ ቀትሪ ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ሓቀኛ ባሕላዊ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ነዉራማት ርጉማት ድኹማት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @YemaneMebrahtom
    @YemaneMebrahtom 20 วันที่ผ่านมา

    tbs ተስፋ ህዝብና❤

  • @nanabelay2861
    @nanabelay2861 21 วันที่ผ่านมา +1

    Amen it’s ABOUT TIME ARREST ALL THOSE ENEMIES OF TIGRAY PEOPLE TIGRAY TSERE AMEN GOD BLESS YOU ALL . YEWALE YEDRE ENJE HULEM EWNETW TASHENFALCHE YES GOOD WORK OUR LEADERS

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 17 วันที่ผ่านมา +1

      @@nanabelay2861 .😂😂😂.🎉❤❤.❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂❤❤❤🎉❤❤​ 🎉🎉🎉🎉🎉❤ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ደመ ኸልቢ ኾይኖም ዝረገፉ ምውታት፡መንግስተ ድያብሎስ ይዉርሶም፡ ኣሜን! ኣሜን! REST IN HELL❤❤❤🤣🤣🤣😂😂😂ሕልሚ ናይ ቀትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ😂😂😂😂 Republic ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንዉርደት ንሓዘን ንሞት ንስቃይ ንጥሜት ንቃንዛ ንቁዛመን ንከቢድ ሕማም ንከቢድ ሓደጋ ንመርድእ ንምልማን እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ፡ ብባሕላዊ ፀወታ ናይ ዘርኢ ድያብሎሳት ሕዝቢ ትግራይ ተጎቢሆም ለይቲ ቀትሪ ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ሓቀኛ ባሕላዊ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ነዉራማት ርጉማት ድኹማት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 17 วันที่ผ่านมา +1

      @@nanabelay2861 .😂😂😂.🎉❤❤.❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂❤❤❤🎉❤❤​ 🎉🎉🎉🎉🎉❤ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ደመ ኸልቢ ኾይኖም ዝረገፉ ምውታት፡መንግስተ ድያብሎስ ይዉርሶም፡ ኣሜን! ኣሜን! REST IN HELL❤❤❤🤣🤣🤣😂😂😂ሕልሚ ናይ ቀትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ😂😂😂😂 Republic ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንዉርደት ንሓዘን ንሞት ንስቃይ ንጥሜት ንቃንዛ ንቁዛመን ንከቢድ ሕማም ንከቢድ ሓደጋ ንመርድእ ንምልማን እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ፡ ብባሕላዊ ፀወታ ናይ ዘርኢ ድያብሎሳት ሕዝቢ ትግራይ ተጎቢሆም ለይቲ ቀትሪ ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ሓቀኛ ባሕላዊ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ነዉራማት ርጉማት ድኹማት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @gebregziabherwoldu6739
    @gebregziabherwoldu6739 21 วันที่ผ่านมา +1

    ሰረቅቲ ምእሳር ሓደ ፍታሕ እዩ ግን ብፖለቲካ ስዕረትካን ስልጣንካ ንምክልኻል ተንኮል ተኾይኑ ንተጋሩ ዓብይ ውድቀት እዩ።ህወሓት ጉባኤ ኣይትግበር ዝብል ግን ናይ ህዝቢ ትግራይ ጥፍኣት ንክቅጽል ምርጫ ከይግበር ብዘይመረጾም ክማሓደር ንምፍቃድ እዩ ብጥቅልሉ ክረአ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስት ትግራይ ተሰግሲጎም ዝርከቡ ዝገበርዎ ወንጀል ንምሽፍን ካጥፍኣት ናብ ጥፍኣት ይሰጋገሩ ዘለዉ።

  • @user-cv5pe8qe3u
    @user-cv5pe8qe3u 21 วันที่ผ่านมา +1

    እንድያውም ብህፁፅ ክካየድ አለዎ ናብ ሓዱሽ ወለዶ ክሸጋገርን ምስግዚኡ ዝኸድ ፕሮግራምን ክማዓራረ ኣለዎ