ሑመራ እወታዊ ምላሽ/ መቐለ ምርድዳእ ኣዘዝቲ ሰራዊት |ኤርትራ ፀረ እስራኤል ቆይማ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 55

  • @FilmonBerihu-d2y
    @FilmonBerihu-d2y 2 หลายเดือนก่อน +6

    ቀፅልሉ ንፉዓት ሚድያ።

  • @MrkedrgemalEthiopian
    @MrkedrgemalEthiopian 2 หลายเดือนก่อน +3

    ይቀፅል።

  • @GirmayDrogba-i9v
    @GirmayDrogba-i9v 2 หลายเดือนก่อน +2

    ፅቡቅ ዜና

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤TBS❤

  • @Gotenagallerytube
    @Gotenagallerytube 2 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋኒ ኣቲኩም አስከ ኣበረታትዑኒ 🥰🥰🥰ኣቀዲመ ድማ የመስግን

  • @AdsalemFsaha
    @AdsalemFsaha 2 หลายเดือนก่อน

    ይቀፅል❤

  • @arayaselassie9390
    @arayaselassie9390 2 หลายเดือนก่อน +4

    ትፅሕፉዎ ኣርእስቲ ምስቲ ተንብብዎ ዜና ሓደ ይኹን።

  • @HdhHdh-wk6rk
    @HdhHdh-wk6rk 2 หลายเดือนก่อน

    ፅብቅ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤

  • @mikelife101-x9p
    @mikelife101-x9p 2 หลายเดือนก่อน +3

    bravo TBS

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 2 หลายเดือนก่อน

    1est we should stand for TG& it's people

  • @NelesAsgele
    @NelesAsgele 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፅብቅ ዜና ብጣዕሚ ፅፉፍ ግና ናፖለቲከኛታት ፀግዒ ኣይት ሓዙ ኣብ ጎኒ ህዝብኹም ኹኑ

  • @hailayteklu8140
    @hailayteklu8140 2 หลายเดือนก่อน

    Keep it up

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ዝዓሰላ ልኣላዊ ግዝኣታ ዝተረጋገፀ ህዝብና ኣብ ርስተ መረበቱ ብሓርነት ዝነብረላ ትግራይ ኣብ ምፍጣር መራሕትና ብዝዘመነን ዓለማውን ቀጠናውን ምዕባለታት እናተንበዩ ክኸዱን ፀገማትካ ብዝሰኸነ ምርድዳእን ኢህን ሚህን ብምባል ቅድምያ ንህዝቢ ዘቀድም ስራሕ ክዓሙን ይግባእ ፣ስልጣን ድሕሪ ህዝቢ ምዃኑ ዝርድኡ ፖለቲካዊ ብስለት ዘለዎም መራሕቲ ኢና ንጠልብ

  • @AbrahaGebreegziabherHailu
    @AbrahaGebreegziabherHailu 2 หลายเดือนก่อน +6

    ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ምምላስ ውራይ ኩላትና እዩ።
    ❤ ህድኣት ዝዓሰላ ምዕብልትን ተወዳዳሪትን ትግራይ ንህነፅ።❤

  • @TedrosBrhane-i2o
    @TedrosBrhane-i2o 2 หลายเดือนก่อน +1

    ይቅፅል

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጀነራል ፃድቃንን ሰናይ ድሌት ህዝብና ዝምነዩ ኩሎም ጀነራላትን ገለ ውሑዳት ፖለቲከኛታትን ብፍላይ TDF ክብረት ዝግብኦም ኣካላት እዮም we need modern administration

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሕርያና Tbs
    እቲ ምንታይሲ ዕግበት ፍልፍል ፅሩይ ሓበሬታ እናኾነት ባህጊ ቀፃሊ ዲሞክራታይዜሺን ኣብ ምዕንባብ ተስፋ ብዙሓት ደለይቲ ፅሩይ ሞክራሲ፣ዘላቅን ዘይናጋዕን ሰላምን ድልዱል ቁጠባዊ ዕብየትን ኣብ ምርግጋፅ ብዕቱብን ህዝባውነት ዕላማ ተሓንጊጠን ኪንዮ ናይ መንግስቲ ሚድያታት ናይ ግሊ ማድያታት ሰፊሐን ድምፂ ህዝብና ልሳን ሰናይ ምምሕዳር ክኾና ስለ ንፅበየን

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 2 หลายเดือนก่อน +1

    💛❤

  • @TiguhGera
    @TiguhGera 2 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቕ ቀፅልሉ

  • @kahsaygebremariam1087
    @kahsaygebremariam1087 2 หลายเดือนก่อน

    ቀፅልሉ ንፉዓት ኢኹም።

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 2 หลายเดือนก่อน

    Lebewakum dew ablu. Wesletti.

  • @birhaneniguse1068
    @birhaneniguse1068 2 หลายเดือนก่อน

    👑👍👍✅✅🇨🇦

  • @yhrahdesta7577
    @yhrahdesta7577 2 หลายเดือนก่อน +1

    አዚ ቻነል አዚ ክምዕብልን ክዓብን ዝግብኦ አዩ ልሳን ውጹዓት ብዘይ ሻራ ስለ ዝኾነ 🌹🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @tekestegebremariam6946
    @tekestegebremariam6946 2 หลายเดือนก่อน

    ይበል ዘብል ዕዮ መራኸቢ

  • @ganagana-d7m
    @ganagana-d7m 2 หลายเดือนก่อน +1

    Tsebuk zena eu ❤❤

  • @mikikahsay7758
    @mikikahsay7758 2 หลายเดือนก่อน

    ጉዳይ ተማዛበልቲ ጉዳይ ኩላትና እዩ

  • @Shishay-g2u
    @Shishay-g2u 2 หลายเดือนก่อน

    Hiii

  • @Hosaena806
    @Hosaena806 2 หลายเดือนก่อน

    Hideguna bejakum ahmimkumo ezi meskin hzbi 💔💔💔

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቀጽሊሉ ሞ እሙናት ኣብ ምንጭታት ከኣ ተመርኮሱ መታን ክትእመኑ ሕ/ሰብ ክዓስለኩም ።

  • @tesfayabraha5657
    @tesfayabraha5657 2 หลายเดือนก่อน

    ሠብአይን ሠበይቱን ናይ ፓርቲ አባላት ዝኾኑሉ ድርጅት ናይ ሕዝቢ ጥቅሚ አየኽብርን .

  • @tigrayfirst3162
    @tigrayfirst3162 2 หลายเดือนก่อน

    ብዘይ ሽራዊ ረፑርት እንተገበርኩም ይምረፅ

  • @petrosabraha7220
    @petrosabraha7220 2 หลายเดือนก่อน

    ኣብ'ዚ ኣኼባ ኣዝዮም ረዘንቲ ሓሳባት ዝተልዓሉ'ኳ እንተኾነ መራሕቲ ፖለትካ ትግራይ ????

  • @Yirgalem-tp8rk
    @Yirgalem-tp8rk 2 หลายเดือนก่อน

    መራሕቲ ሃይማኖት ትግራይ ትግራይና ክትኸዶን ክትቅበሎን ዝሕሰብ ዘሎ ፖለቲካዊ መገዲ ኣብ ሃይማኖትንባህልናን ዘስዕቦ ፅልዋ ክትድህስስዎ ይግባእ ።

  • @Bereket-w3t
    @Bereket-w3t 2 หลายเดือนก่อน

    Eritra ms zedeleyeto zemdena ketgebr mesela iu. Nemanem kea fqad aytehatetn,,,kezab.

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 2 หลายเดือนก่อน

    Tigary........ Broadcast........ MedIa........Tg......... Citly....... Country

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 2 หลายเดือนก่อน

    ትንታነኹመ ብቑዕዩ ኣብዑምቀት ዝተርፎሎ. ብኮሜንት ኣቢልና ክንልእከልኹም ከለና ተገዲስኩም ኣንብብዎ። ኣንባቢትኩምውን ብቕዕቲያ። ሚድያ ማለት ከምዚዪ። እቶምካልኦትውን ካባኹም ተዝምሃሩ ፅቡቕዩ።

  • @RegenMehari-f5j
    @RegenMehari-f5j 2 หลายเดือนก่อน

    ባራዩ ደገፍቲ ሻዕብያ ርኢቶ ክህቡ ትብዓት የብለሙን ድሓር ሻዕብያ መናውራ እዩ ንኢራንን ፍልስጤምን ከም ዝድግፍ ዝገልጽ ብግብሪ ግን ምስ እስራኤል እዩ

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 2 หลายเดือนก่อน

    H

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi 2 หลายเดือนก่อน

    አቅጣጫ ትግራይ ካበይ ናበይ ምካኑ ልምታይ እዩ ሸፍንፍን ዝብል አብዝረአ ን ዝተለመደን ፀገም ዙርያ እዩ ትዕንኪልል ዘሎ ????

  • @yemdos7222
    @yemdos7222 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ካልኦት ፍኑው ርኢቶ ግደፉ፣
    ዜናን ሓተታን ይፈላለ፣
    ትኽክለኛ ኦዲተርያል ሕጊ ይሃልኹም

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx 2 หลายเดือนก่อน

    ዜና ክትሰርሑ ከለኹም ለኽበጥበጥ ከይበልኹም ኣብ ትግራይን ተጋሩን ማእኸል ክትገብሩ ኣለኩም!!

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw 2 หลายเดือนก่อน

    TBS... ኩሉ ሰብ ይከታተለኩም ይሰምዓኩም ኣሎ.. ክሳብ ሕጂ ብጀካ ናይ ጋዜጠነት/MEDIA ብቕዓት : ተኣማኒ ምንጪ :ዘይሻራዊ/ጸግዒ ኣልቦ: ርጡብ ሓበሬታ : ፍጡን ዋሕዚ ሓበሬታን እንተ ዘይኮይኑ ትውቀስሉ የለን.. ኣነ ኤርትራዊ እየ ግን ንግሆ ምሸት ዜናኹም ይከታተል ንኹሉ ትህብዎ ሸፈነ ማለት ዳርጋ ንብምልኡ ከባቢና ስለ ተምጽኡልና ደስ እንዳ በለኒ እየ ዝሰምዓኩም..ኣጆኹም
    ሓደ ሓደ ግዜ ናይ ውልቀ-ሰባት እከለ ከምዚ ኢሉ..ምሁር እከለ ከምዚ ወሲኹ ዝብል ምንጪ ናይ ዘይጸለውቲ ሰባት ተምጽኡ ኢኹም:ኣብ'ዚ ተጠንቀቑ ዘይሰለውቲ ሰባት ኣብ media'ኹም ጽልዋ ከሕድሩ ኢልኩም ኣይትሕሰቡ..እንተ ካልእ ግን ኩሉ ጽቡቕ እዩ ...

    • @tbstig
      @tbstig  2 หลายเดือนก่อน

      ነመስግን። ዝእረም ክንእርም ኢና

  • @Solianasworld-lh2jy
    @Solianasworld-lh2jy 2 หลายเดือนก่อน

    Athasowi eki ne tigray serho not for like

  • @HailuAbreha
    @HailuAbreha 2 หลายเดือนก่อน

    75% ትሕዝቶኹም ሓሶት እዩ ሓሰውቲ::ርስኹምን ዘረባኹምን ነንበይኑ እዩ ናይ ልብኹም ክኸውን ትደልይዎ ኢኹም ትገልፁ::

    • @NelesAsgele
      @NelesAsgele 2 หลายเดือนก่อน

      @@HailuAbreha ተጋግካ

  • @HT-hg8fl
    @HT-hg8fl 2 หลายเดือนก่อน

    ነቲ ተንብብዮስ ትርድእዮ ዲኪ ይገርመኒ እዩ : ቅድም ነቲ ጽሑፍ ብዛዕባ ምንታይ እዩ ዝዛረብ ክትርድእዮ ኣለኪ :: ንኣብነት ናይ ሓሳብ ልዕልነት ኣይፍቀድን እዩ :: ማለት ንታይ ማለት እዩ ???? ንዓኪ ገዲፈዮ ቱቱላ ምንባብ ጥራይ ::

    • @tbstig
      @tbstig  2 หลายเดือนก่อน

      ክቡር ተኸታታሊና ርእይቶኦም ብዘይፀርፊ ክህቡ ንሓትት። ናይ ሓደ ኣካል ናይ ሓሳብ ዕበለላ ወይ Monopoly ኣብ ትግራይ ኣይፍቀድን እዩ። ናይ ኩሎም ደቂ ትግራይ ሓሳባት ብማዕረ ዘተኣናግድ ትካላዊ ኣሰራርሓ ኣብ ትግራይ ክህሉ ኣለዎ ማለት እዩ። ሓደ ጉጅለ፣ ውዳበ ወይ ካልእ ንናይ ሚልዮናት ተጋሩ ህይወትን ዕድልን ዝውስን ገባርን ሓዳግን ክኸውን የብሉን ማለት’ዩ።

  • @BerhaneWeldegebrial
    @BerhaneWeldegebrial 2 หลายเดือนก่อน

    እቶም ዘረኛታት ፣ ትምክሕተኛታት ወረዳ ምስ ወረዳ ሽማ ሽም ዝህቡ ስልጣን ርስቲ ስለ ዘይኮነ ዓው ኢልና ክዝረቦም ኣለዎ። ምሕደራ ኣባይ ወሉ ን ሰዓብቱን 1ፀረ ምሁራን ዩ። ሰሪሕኹም ብልዑ ሌያቡ።😅

  • @efremtewelde5052
    @efremtewelde5052 2 หลายเดือนก่อน +1

    Haye hasot ayequaretskumon kkk

    • @kidanehaddish
      @kidanehaddish 2 หลายเดือนก่อน +2

      እታሕሶት ተትሕብረልና?

    • @efremtewelde5052
      @efremtewelde5052 2 หลายเดือนก่อน

      Eritrea tekawemato neti tegbar ember tsere Israel dew aybeletin .
      (Hanti kal poletikawee turgum allowo)

  • @aarongmariam9611
    @aarongmariam9611 2 หลายเดือนก่อน

    You lie to much particularly about Eritrea - nothing is good coming out from evil Tegaru

  • @FilmonBerihu-d2y
    @FilmonBerihu-d2y 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቀፅልሉ ንፉዓት ሚድያ።