መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, April 27, 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 เม.ย. 2024
  • ERi-TV, Eritrea - መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, April 27, 2024
    Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
    Follow us on Telegram t.me/DendenMedia
    Follow us on facebook: / dendenmedia
    To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedia.com/
    To access ERi-TV Official TH-cam Chanel visit / eritveritreaofficial
    To access DimTsi Hafash Official TH-cam Chanel visit
    / @dimtsihafash-official...
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 198

  • @samson-haile
    @samson-haile 28 วันที่ผ่านมา +27

    ሰላም ንዓኹም ዝኸበርኩም ኣዳለውትን ኣቕረብትን መደብ መልሲ ኣብ መስመር፣
    መደብኩም ብጣዕሚ መሃርን ኣዘናጋዕን ካብ ምዃኑ ዝተላዕለ ኣዝዩ ዝነኣድ እዩ'ሞ፣ ብዝተዓጻጸፈ ክትቅጽልዎ እላቦ። ብምቕጻል፣ ብዛዕባ እታ ናይ "ኣርሕዶ" ትርጉም፣ ምስ ብጾተይ ከተዘራርበና ጸኒሓ። ስለዚ ድማ፣ ጌጋ ደኣ ይኽልኣለይ እምበር ኣነ ብወገነይ ንማሕረድቲ ዝቐረበት ደርሆ ዘይኮነስ ንምውላድ ዘይበጽሐት ጤል (ከም መሓስእ) ምዃና እየ ዝፈልጥ። እዚ ከኣ ብዝሰማዕክዎ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ብዙሓት መጽሓፍትን ግጥምታትን እውን ዝነበብክዎ እዩ። እምበኣርከስ እዛ ሱለይማን ሓውና ዝብላ ዘሎ ንዓይ በዂሪ እዝነይ እያ'ሞ፣ ከምኡ'ውን ትበሃል እንተኾይና ክትምልሱልና ብትሕትና ንሓትት።
    ብተወሳኺ ንኣፍልጦ (ንኸምዚ ኸማይ ተኸታተልቲ)
    ለጋዕ => ጡባ ምስ ጸቐጥካዮ ልግዐ ዘውጽእ ካብ ዝብል ዝወጸ ቃል ኮይኑ፣ ንኽትወልድ ዝቐረበት መላእ (እትሕለብ) ላም ንምጽዋዕ (ንምግላጽ) እንጥቀመሉ ስያመ እዩ።
    ናይ ወትሩ ተኸታታሊኹም ሳምሶን እየ፣ ሰሰናዩ።

    • @semeresolomon647
      @semeresolomon647 27 วันที่ผ่านมา +3

      you are right

    • @yekalosereke4037
      @yekalosereke4037 27 วันที่ผ่านมา +2

      ኣነ ውን ምስ እዛ ናትካ እየ ዝሰማማዕ።

    • @fqadkaamlakey9489
      @fqadkaamlakey9489 27 วันที่ผ่านมา +2

      Anewn msza natka iye zsemamae

  • @Meksen.wedi22
    @Meksen.wedi22 28 วันที่ผ่านมา +3

    ሱሌማን ብጣዕሚ ኢና ንከታተሎ መደብ መልሲ ኣብ መስመር።ኣርሕዶ ዘይወለደት ጤል እያ።

  • @merhawiteklya5800
    @merhawiteklya5800 28 วันที่ผ่านมา +9

    ሰላም ደቂ ኤረይ ርሕስ ትንሳኤ ይግበረልና ፡ኣብታ ሕቶ ናይ ኣርሕዶ ዝበልካያ ኣርሕዶ ማለት ዘይ ተበኮረት (ዘይወለደት)ጤል ኢያ ።

  • @boy-hr9re
    @boy-hr9re 27 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ደቂ ኤረይ 🇪🇷❤️ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ::
    ኣብታ ኣርሕዶ ዝነበረት መልሲ ትክክል መልሲ እዩ::
    ግን ንደርሆ ዘይኮነስ ንዝጎበዘት ጤል ዘይተበኮረት/ዘይወለደት እዩ ዝብሃል
    ርሑስ በዓል ቅንያት በዓል ናጽነት ይግበረልና ደቂ ኤረይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷 ውሕስነት ሰላም ብመኸተ🇪🇷🇪🇷❤❤
    ምስ ሰላምታ
    ካብ ጀርመን

  • @tesfahiwitbahta3263
    @tesfahiwitbahta3263 28 วันที่ผ่านมา +5

    ሰላም ስሌማን ኢታ ኣርሕዶ ጓል ጠሊ ዝይተቦኮረት ኣርሕዶ ተባሃል ኢያ ቆኑ ኣሎ ።
    ንጓል ደርሆ ኢውን ቀቃውት ኣርሕዶ ኢያ ኢንዳበላ ኣዴታትና ኪሽጠኤን ከለዋ ካብ ዘዘውትሮኦ ቃላት ኢዩ ካብ ተካታተልኩም ሃገረ ነዘርላንድ(ሆላድ)

  • @user-kc1ew4pz5j
    @user-kc1ew4pz5j 28 วันที่ผ่านมา +2

    ልኡላ ገብረትንሳኤ
    ርሑስ ባዓል ፋሲካን ባዓል ናጽነትን ንመላእ ህዝቢኤርትራ ብፍላይ ሓይልታት ምክልካል ኤሪትራን ንዓኩም ካኣ ቲቪኤረ
    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷

  • @selamg3325
    @selamg3325 28 วันที่ผ่านมา +3

    ኣቅረብቲ ናይዚ መደብ ሰሌማን ከሞኡውን ጴጥሮስ ብዘለኩም ኣቀባብላ ምስ ደወልቲ ዝነኣድ እዮ ብፍላይ ኣበይ ኢኹም ክንደይ ኢኹም እቲ ሓበሬታ ኣዝዮ ደስ ይብለካ ቀጽልዎ 🇪🇷🌹🇪🇷

  • @efremefrem2400
    @efremefrem2400 28 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ዩ ደለኩም ክትሕግዝዎም ከለኹም ብጣዕሚ የ ድሕጎስ አሙ ቀጽልዎ ሓግዝኩም❤

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 28 วันที่ผ่านมา +2

    Merhaba deki Erey Tsaeda deki halal Meriet!!
    A big fan of the show !!
    myself and my kids are learning our present and past history of our Eritrea and its resilient people!!💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫

  • @zeeMe2323
    @zeeMe2323 28 วันที่ผ่านมา +5

    Welcome deki Eri jegna kulu gize Jegnau Eritrawinet Mennet 🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷

  • @user-lf9tp1uj9d
    @user-lf9tp1uj9d 28 วันที่ผ่านมา +3

    አዛ መደብ ቀልቲፋ ትውዳና ኣላ ደወልቲ ይውሕዱ ኣለዉ መስልኒ ❤❤❤ ደቂ ኤረይ ሓላላት

  • @nigistihadgu1819
    @nigistihadgu1819 28 วันที่ผ่านมา +3

    ያሰላም ብጣዕሚ ደስኪብል በርናምጅኩም ከላስ ቀጽልዎ አብሺርኩም ሐንዎስል ምሳኩም ንሻላ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🐪🐪🐪💪💪💪💪👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 27 วันที่ผ่านมา

    Proud to be Eritrea thank you deki Eri❤️🇪🇷💕❤️🇪🇷💕❤️💕💕

  • @nigistihadgu1819
    @nigistihadgu1819 28 วันที่ผ่านมา +3

    ሰናይ ምሸት ሰላም ደቂ ኤረይ አነ ካብ ሺወደን እየ ንሻላ ክከታተል እየምሳኩም ንሻላ ❤🇪🇷🌹💪👍🐪🙏🙏

  • @freweinialazar9782
    @freweinialazar9782 26 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ቀጺለ መደባትኩም ኩሉ ግዚየ ኢና ንከታተሎ ዘይንፈልጦ ንፈልጥ ኣለና ክብሪ ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ክብሪ ንህዝቢ ኤርትራ ኤርትራውነት ክቡር መንነት ኤርትራ ንዘላለም ትንበር ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tedrosataklti9137
    @tedrosataklti9137 27 วันที่ผ่านมา +1

    Good job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 27 วันที่ผ่านมา +1

    We proud to be Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yonaseyasu2674
    @yonaseyasu2674 27 วันที่ผ่านมา +1

    ናብ ዝከበርኩምን ኤሪ ትቪ ከመይ ትኮኑ ኩሉ ግዜ ተኻታታሊ ኢየ ኩሉ ተቅርብዎ ብጣኣሚ ጽቡቅ ኢዩ፡ብተወሳኪ ርእቶይ ኣብ ስደት ዝርከብ መንእሳያት ብብዝሒ ኣፍልጦ የቡሉን ኢሞ ብዛዕባ ሃገሩን ታርኩን ብብዝሒ ሕቶታት ኣብ ምቅራብ ካብ ደገ ንዝመጹ መንእሳያት ንመንእሰይ መንቅሒ ኢዩ ኢሞ Interview ኣብ ምግባር ወድሓንኩም፡ዮናስ ኢያሱ ካብ በልጅም❤❤

  • @asefaschbariagaber9093
    @asefaschbariagaber9093 28 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ደቅ ኤረ ረሑስ በዓል ንጻነት. መደብኩም ጸቡቅ ኤዩ 🌹🌹🌹🌹
    Asefasch ካብ Germen

  • @user-ng2gs6zv3b
    @user-ng2gs6zv3b 28 วันที่ผ่านมา +2

    Xbuk medeb deki halal mryet 💯💯
    ❤️❤️🌾🌾🇪🇷🇪🇷🕌⛪️❤️❤️🌿🌿🇪🇷🇪🇷

  • @nebiywelday3945
    @nebiywelday3945 27 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ደቂ ኤረይ ጽቡቅ መደብ ❤
    ኣርሕዶ ግን ናይ ጤል ኢዩ

  • @Aba-nebri
    @Aba-nebri 28 วันที่ผ่านมา +13

    ሱሌማን ሓወይ ጀዲዳ ዝበሃል ቲክቶከር ቡዙሕ ተኸታታሊ ዘለዎ ሃገራዊ ሓውና ካብ usa ኤርትራ ኣትዪ ኣሎ interview ግበረሉ መነቃቅሒ መንእሰያት

    • @rehasetesfalem8680
      @rehasetesfalem8680 27 วันที่ผ่านมา

      Selam bruk hawna xbuk Rieto u gn Jedida ab Maedo Entertainment Tbl Channel interview gieru alo Ktrio Tkel eka Eri tv Interview ente dea gieremulu keaa mo ezen Teqamerti Cherqen Kdrbya eyen Hafeshawi Kem Lebewa N Eri TV gn Kkatetelwo xbuk u mknyatu Jedida Nab Eritrea 🇪🇷 mkadu zehmmom bzuhat xelaeti Sle zelewwo

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 28 วันที่ผ่านมา +1

    Selame Merehba Eritrea 🇪🇷 Vivasabia Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷 Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷

  • @user-tq3nx3gj3h
    @user-tq3nx3gj3h 28 วันที่ผ่านมา +3

    ኣርሕዶ ቅኑዕ ኣሎ ዘይ ተበኮረት ጤል ኣርሕዶ ተባሂላ እያ ትጽዋዕ ምስ ደርሆ ዘራኽብ የብሉን ገሽገሽ እያ ትብሃል ደርሆ

  • @weldemikael3460
    @weldemikael3460 28 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም መደብ ኣብ መስመር ከመይ ኣለኩም መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣሎ ቀጽልዎ አንተኮነ ግን ኣርሑዶ መለት ዓሌት ጠል አያ

  • @HagerMebrahtu-nu6un
    @HagerMebrahtu-nu6un 28 วันที่ผ่านมา +2

    መርሓቤክ ደቒ ኤረይ ሩሑስ ቕኒያት ናጽነትና ህያብ ጀጋኑና ዓወት ንሓፋሽ!
    ብተወሳኪ ኒተሳተፍቲ ከም ቀዳመይቲ መእተዊ ሕቶ፡ኒዝነብርሉ ዓዲ ወይ ቦታ ኣስማት ሚስ ትርጉሙ ተዳልዮም እንተ ዚቅርቡ ኒ ኣፍልጦናን ሌላን ኒኩልና ጽቡቅ ሚበልኩ ከም ሪእቶ እያ።
    ካሊእ ሕቶ ኣርሕዶ ማለት ካብ ማሕሲእ ዝጎበዘይ ጤል ዘይ ኣከለት ዘይ ተበኮረት እዩ ሚናልባት በቢ ኣከባቢ ኣጸዋውዓ ዚፈላለ አንተ ዘይኮይኑ ወድሓንኩም ደቂ ኤረይ ❤

  • @yemanemogos9463
    @yemanemogos9463 28 วันที่ผ่านมา +3

    All of the above

  • @Festivalmedia1942
    @Festivalmedia1942 28 วันที่ผ่านมา +2

    Awesome

  • @danielmichael7290
    @danielmichael7290 28 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ሱሌማን ካብቲ እትሓቶ ሕቶ እቲ ኣብሞንጎ ሞንጎሞ እትገብሮ ሓውሲ ጆክ ማራ ኢዩ ኬፍ ዝህበኒ ቀጽሎ ንብልልልል❤

    • @Manutd76
      @Manutd76 28 วันที่ผ่านมา +3

      ከይትግረም ቀዲምካኒ ከምኡ ክብል ሓሲበ
      ግና ዝገርመኒ ተወዳደርቲ ቡዙሕ ዘየስተብህሉሉ ኣብመልሲ ጥራይ እዮም ዝሓስቡ መስለኒ እንበር ኬፍ ኣለዎ 😂😂😂

    • @rehasetesfalem8680
      @rehasetesfalem8680 27 วันที่ผ่านมา

      Mara eske wala Des u zbleni eti am Mongo zzarebo meshaq Hafeshawi gn Kulatom Muqlulat yom

  • @VeleroMedia4952
    @VeleroMedia4952 28 วันที่ผ่านมา +2

    ሎሚ ሲ ተወዳደርቲ ኣይተኽኣሉን

  • @kobimekonen9667
    @kobimekonen9667 28 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ደቅ አረይ መደባትኩም ጽቡቅ ኣሎ

  • @JemalAya-dr9ib
    @JemalAya-dr9ib 28 วันที่ผ่านมา +1

    Eritrean❤❤❤❤❤❤❤

  • @hagosamine7256
    @hagosamine7256 27 วันที่ผ่านมา

    ሰላም መደብ መልሲ ኣብ መስመር
    ኣዝያ ጽብቅቲ መሃሪት መደብ እያ ቀጽልዋ ይብለኩም።
    ቀጺለ ካብቲ ዝሓለፈ ሕቶታት ዝነበረት ብዛዕባ ኣርሕዶ፡ ማለት ኣርሕዶ ማለትሲ ንማሕረድቲ ዝቀረበት ደርሆ ዘይኮነት ጤል እያ ማለት ናብ ጤል ትገማገም ዘላ ካብ መሓስእ ትዓቢ በሓጺሩ ማእከላይ ዕድመ ዘለዋ ጤል ዶ ኣይኮነትን፧

  • @fiyoribrhane1262
    @fiyoribrhane1262 28 วันที่ผ่านมา +2

    Selam selam kemey alekum deqi erey medebkum btaemi xbuk eu zelo qexlwo zeynfelto felitna edmen tienan ymneyelkum ❤❤❤

  • @hawaeritrea441
    @hawaeritrea441 28 วันที่ผ่านมา +1

    Ferhat Gmbot my dearly ♥️ Brother,nicely done ✔️

  • @mussiemulusbhatu1587
    @mussiemulusbhatu1587 28 วันที่ผ่านมา +3

    Selam. Akrebti eri TV and ministri ziena ane kulu aynet medebkum ye ziketatelo.kab sirah mis ateku nay mejemertay sirhey eri tv medebat ye zikefir. Maletey ab TH-cam (denden media) gin ezi medeb melsi ab mesmer gin eza mihigaz wey shefef elka mihlaf ente ziterif bahalay ye.mikniyatu meqeret key sien yu shaklotey.mikniatu ane yikun ab zuriayay zinebru eritrawyan zelena rieto eyu.from Greece Athens

  • @berhanemekonnen5250
    @berhanemekonnen5250 26 วันที่ผ่านมา

    I admire eri tv presenters you are very tolerant. Tks go on keep like that

  • @tesfahiwetbelay9116
    @tesfahiwetbelay9116 25 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ደቂ ኤረይ ከመይ ቀኒኹም መደብኩም ጽቡቅ ኣሎ ቀጽልዎ።፡ናብ ርኢቶይ ክምለስ ፡ኣርሕዶ ዘይወለደት ጤል እያ ፡ካብ ማሓስእ ዝዓበየት እያ ።ስለዚ እቲ ወዲ ኣቆርደት ጽቡቅ ኣሎ ይብል ኣነ ፡ምስናይ ይቅሬታ ስሌ ዓቢ ሰብ።

  • @user-mh6hh1fq1p
    @user-mh6hh1fq1p 28 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome deqi ereyyy halalat selamikum ybizah biteam xubuk astemihuro kexiluwo Eritreawinet kubur meninet awet nihafash ✊🙏💪⛪🕌🐪💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zighenese3919
    @zighenese3919 28 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 28 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-gr9ld7tn3s
    @user-gr9ld7tn3s 28 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷

  • @user-gi2um6ib8u
    @user-gi2um6ib8u 28 วันที่ผ่านมา +2

    ሱልየ ኣርሕዶ ንደርሆን ጤልን ኢያ ትውክል ብዝኮነ ቀጽልዎ

  • @estifanosgebraytela4737
    @estifanosgebraytela4737 28 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ኩሉም ብሓበራ ደቂ ኤረይ ምዕባለን ብልጽግናን ንኤርትራን ህዝባን እንዳ ተመነኩ ኣብዚ ኢርተነት መዓስ ተጀሚሩ ትብል ዘላሲ ኣብ ጎግል ከም ዝረከብክዎ ጥሪ 1/1983 ትብል ረኪበ ኔረ እሞ እግረ መንገደይ ንምዝክካር
    ጽቡቅ መደብ ብሓቂ ቀጽልዎ
    ርሑስ በዓል ናጽነት 2024
    ካብ ካናዳ

  • @EsseyReka
    @EsseyReka 28 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሰላም መደብ መልሲ ኣብ መስመር ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም ቀጺለ (ፈርሓት ግንቦት)እዩ ሰርሓት ኣይ ኮነን ምክንያቱ ብብሊን (ሓጎስ) ክትርጎም ከሎ ፈርሓት እዩ ዝበሃል ብዝተረፈ ፈርሓት ዝኮነ ሂወት ይምነየልኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habtiega528
    @habtiega528 28 วันที่ผ่านมา

    Selam adalewti medeb melsi ab mesmer btaemi xbuq medeb qexlwo deki Eritrea abta nay arhdo zbelkuma GN giega yklealey mber ab mwlad zeybezhet Tel win tbahal ya ❤❤❤

  • @biniamghebsha192
    @biniamghebsha192 26 วันที่ผ่านมา

    Selam Nayzi medeb Kedamnet Selam nkulu Ezbi Eritrea bflay Nmklkal haylitat Eritrea Ezia Arhdo Derho zbelkaya Degimka htetela Isleman hawna
    Ane bwlqey Zeytebekoret Tell eye Zfelta
    Thank From 🇨🇭

  • @girmaykahsay9161
    @girmaykahsay9161 28 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላማት ኣዳለውትን ኣቕረብትን መልሲ ኣብ መስመር ከመይ ኣለኹ ብሩኽ ቅንያት መዓልቲ ናጽነት እንዳበልኩ የውሃና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ደገን ኣብ ውሽጥን ዘሎ ህዝብና ብፍላይ ድማ ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ እንዳበልኩ እዞም ኣብ ደገ እንነብር ኤርትራውይ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበየኩም እሞ ክብረት ይሃበልና ንዓይ ልዕሊ ኹሉ እትሕጉሰነ እቲ ቤተሰባዊ ተመላሊእኻ ዝምለስ ሕቶ ደስ ይብሊኒ ኣብ ቤተሰባዊ ዘለዎ ፍቕሪ ቀሊል ስለዘይኮነ ናይ ወትሩ ግዜ ተኸታታሊኹም ካብ ሃገረ ካናዳ የቐንየለይ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ::

  • @minasegebre9274
    @minasegebre9274 28 วันที่ผ่านมา +1

    ሱሌማን ጴጥሮስ አቀራርባኹም ብጣአሚ ጽቡቅን ምዃኑ ክገልጸልኩም እፈቱ (professional journalist)ጋዜጠኛታት ምዃንኩም በቲ ተህልፍዎ መልእክቲ ክርዳእ ኪኢለ ቀጽልዎ

  • @gebremeskelkiflay246
    @gebremeskelkiflay246 28 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ናዓኩም ደቂ እረይ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ይምነየልኩም ኣነስ ክፍትወኩም እዛ መደብ ብዝተካኣለ ክትዓቢ ክትክእል ኣለዎ ሓላፍነት ናይ ኩልና እዩ❤❤❤❤❤❤❤

  • @offiziellbratan1441
    @offiziellbratan1441 28 วันที่ผ่านมา +2

    Sule the best yahoo ... keep it up

  • @hawaeritrea441
    @hawaeritrea441 28 วันที่ผ่านมา +1

    Mashellah nicely done ✔️ 👏 Ferhat Gmbot and Kab Asmara Yonatan 😂😂😂😂😂 mashellah nicely done ✔️ 👏 👍

  • @LUULLuul-hn4vl
    @LUULLuul-hn4vl 24 วันที่ผ่านมา

    Selam Selam deki erey rhus knyat naxnet embar ezi medeb meharn azanagen slezkone qexlwo🎉🎉🎉❤❤❤

  • @medhaniegaraya9492
    @medhaniegaraya9492 25 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ኣዳለውቲ መደብ መድሃኔ ገብረሚካኤል ኢየ ካብ ሽካጎ ኣሜሪካ መስረትቲ ሕብርታት ኣብ ብርሃን ቀይሕ ቀጠልያ ሰማያዊ ኣብ ቀለም ከኣ ቀይሕ ብጫ ሰማያዊ ወድሓንኩም የቐንየለይ ቀጽልዎ ከኣ

  • @tekleweldegabr8114
    @tekleweldegabr8114 27 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ደቂ ኤረይ ከመይ ትኮኑ። መደብኩም ኣዚና ኢና ንፈትዊን ንከታተሎን ኣዝዩ ማሃሪን ኣዘናጋዕን።
    ሓንቲ ሒቶ ነይረ ካብዞም ዝስዕቡ ፍሉይ ዝብል እታ መልሲ ካ " ኣርሕዶ" ኣርሕዶ ማለት ካ ደርሆ እያ ኢልካዮም እሞ ምናልባት ንማረምታ ኣርሕዶ ማለት ንእሽቶ ጤል እያ። ምናልባት ንማረምታ ኢለ እየ ሰሰናዩ ንዓኩም።

  • @tttesfay8548
    @tttesfay8548 28 วันที่ผ่านมา +1

    መደብኩም ጽቡቅ አሎ ቀጽልዎ እንተኮነ አርሕዶ ዓሌት ጤል ኢያ ደርሆ አርሒ ኢያ ትባሃል

  • @alexam4781
    @alexam4781 27 วันที่ผ่านมา

    Selam deki er kemey aleku
    Mearemit kab hagazi dewilu zineber sirhat zekone shimu ferhat eyu sirhat ayikoneni ezia mearemita ❤❤ bitam xibuk medeb kexilwo selamikum yibzah deki eritrean ❤❤❤❤❤

  • @yekalosereke4037
    @yekalosereke4037 27 วันที่ผ่านมา

    መርሓባ መልሲ ኣብ መስመር ብፍላይ ኣዳለውቲ እዚ መደብ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ኣብ ዘለኹሞ ቀጺለ ናብ ሕቶይ ክኣቱ፡ ካብዘን ዝስዕባ ሓንቲ ንደረጃታት ከብቲ ኣይትገልጽን እያ እትብል ሕቶ ኣርሕዶ ንደርሆ እያ ትውክል መልሲ ሰሚዕ ካብ ስሌማን-ዓበ,,,, ኣርሕዶ ንዘይወለደት ጠል እያ ትውክል፡ ማሕስእ እንተኾይኑ ክኣ ንዝጠብ ወዲ-ጠል ማለት እዪ ተኻታታሊ መልሲ ኣብ መስመር ካብ ካብ NL Utrecht.

  • @hawaeritrea441
    @hawaeritrea441 28 วันที่ผ่านมา

    Mashellah xbuk medeb qexiliwo, happy 😊 independent day ❤❤❤❤

  • @mussieh6228
    @mussieh6228 11 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰብ መልሲ ኣብ መስነር። ጽብቕቲ ፕሮግራም እያ። ክትድገፍ ዘለዋ እያ። ሓደ ግዜ May 11-2024 ሓንቲ ንፍዕቲ ጓል ደዊላ ኩሉ እቲ መልሲውን መሊሳቶ ብዘይ ሓገዝ ከምዘይ ካልኦት። ኣነ ዘይተጸበኹዎ ዘረባ ሰሚዔ ካብ ሱለማን። ሽማ ኣይዝክሮን ነታ ጓል ኣብዚ ውድድር ምክፋል እንተቋረጽኪዮ ዝሓሽ እዩ ኢሉዋ።(ብሽም ንኻልኦት ዕድል ምሃብ ዝብል ምኽኒያት) (((ዓገብ))) እዚ ዝተባህለ ዋላ ብዘይ ፍላጥ ይኹን እምበር ሞራል ዝትንክፍ ዘረባ እዩ ሓንሳብ ዘይኮነስ ብተደጋጋሚ ኢኻ ኢልካያ። ይቕረታ ክትሓትት (ታ) ይግባእ። እንድሕር ደሊኹም ካብ 2-3 ንላዕሊ ምክፋል ኣይግባእን እዩ ኢልኩም ሓብሩ። ካብ ንተኻፈልቲ ኣብ ኣየር ምውራድ። ብሩኽ ማዓልቲ።

  • @user-ux6lp3hh8i
    @user-ux6lp3hh8i 28 วันที่ผ่านมา

    Thanks meslsi ab Mesmer hitotatey b meqrabkum yemesgenekum des eluni. Shemey ayteqeskun nere hji gen Eritrea ybhal kab USA…

  • @asrom7507
    @asrom7507 27 วันที่ผ่านมา

    ሰላም መልሲ ኣብ መሰመር ኣብታ ናይ ኣርሕዶ ጽበቅ ኣለው ዘይተቦኮረት ጤል እያ

  • @yohanaghebrihiwot6654
    @yohanaghebrihiwot6654 27 วันที่ผ่านมา

    ኣርሕ ዶ ዘይወለደት ጤል ያ ሽበን ከኣ ዘይወለደት በጊዕ ጽቡቅ ኔሮም ❤🎉

  • @user-ig5uq3zv7o
    @user-ig5uq3zv7o 28 วันที่ผ่านมา +1

    ኣርሕዶ ዘይወለደት ጤል እያ

  • @zantagezai1564
    @zantagezai1564 23 วันที่ผ่านมา

    Suleiman Abe, please invite King Jedida as special guest.

  • @teklemikaielaraya
    @teklemikaielaraya 27 วันที่ผ่านมา

    ሰላም መደብ ኣብ መስመር
    ኣብዛ ካብዘን ዝስዕባ ሓንቲ ንደረጃታት ከብቲ ኣይትገልጽን እያ እትብል ሕቶ መብርሂ ኣላትኒ ብልኽዕ እታ መልሲ ተመሊሳ እያ ኣርሕዶ ንምንታይ እያ ትገልጽ እሉ ስሌማን ምስ ሓተቶ ካብ ጤል እያ መስለን ምስ በለካ ኣይኾነትን ንመሓረዲ ዝቀረበት ደርሆ እያ እልካዮ ምናልባት ትበሃል ትከውን ግን እታ ቀንዲ መልሲ እቲ ተሓታቲ ምሊስዋ እዩ ደረጃታት ጤል ኮይና ድሕሪ ማሕስ ኮይና ኣብ መንጎ ማሕስእን ጤልን ዘላ ኣርሕዶ ትበሃል:: ከምዚ ክብል እንከለኩ ግን ካብታ ዝተወለድኩላ ክሳብ ካብ ኤርትራ ዝወጽእ ምስ ኣጣል እየ ዓብየ ተክለሚካኤል ካብ ስዊዘርላንድ::

  • @Robelgoitom-bf5oy
    @Robelgoitom-bf5oy 28 วันที่ผ่านมา +2

    Selam melsi ab mesmer xubuq kexaluwo 8:579:25 9:25

  • @danielalem6441
    @danielalem6441 28 วันที่ผ่านมา

    Selam deki erey ኣርሕዶ ዘይወለደት ጠል ኢያ

  • @user-ns3wq6rt7q
    @user-ns3wq6rt7q 28 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @eritreasweet4319
    @eritreasweet4319 28 วันที่ผ่านมา

    Selam nakum ykun deki Eri xbuq medeb gn hanti hto alatni ኣርሕዶ ን ክትስረር ዝቀረብት ወይ ንፈለማ (ዝጠሰት) መላእ ይብሃል አዩ። ኣብ ከባቢ ድባርባ ተዘይ ኮይኑ ሕጊ እንዳ ባ ክንከይድ ኢና 🇪🇷🇸🇪

  • @user-sf4fx1hd7d
    @user-sf4fx1hd7d 28 วันที่ผ่านมา +3

    ንዓ ስሎይማን ዓርከይ ኣርሕዶ ማለት ዘይተብኮረት ሜል ኢያ ኣጻርያ

    • @maekentsegay3481
      @maekentsegay3481 28 วันที่ผ่านมา

      መርሓባ ኩቡር ሓው ወይ ክብርቲ ሓፍቲ ኣርሕዶ ማለት እንቃቆሖ ምውላድ ዘይ ጀመረት ደርሆ ማለት እያ

    • @fesfalem
      @fesfalem 28 วันที่ผ่านมา

      Xbuk aleka wedey

    • @zeragabirhabtemariam7287
      @zeragabirhabtemariam7287 28 วันที่ผ่านมา +1

      ያ ዘይተበኮረት ጠል ኣርሕዶ ትባሃል ሱለማን ተጋጊኻ ኣሎኻ ኣርማ ጋሶት ኢና እሞ ብሞያና ኣብ ጉሰነት ከይበጻሓካ ኢኻ ናብ ኣስመራ ከድካ መስለኒ

  • @merhawimengisteab3745
    @merhawimengisteab3745 28 วันที่ผ่านมา +1

    ስላምታ ብምቕዳም!
    መደባትኩም ብጣዕሚ መሃርን ኣዘናጋዕንዩ፡ ሓደ ሓደ ግዜ ንሕቶታትኩም ግቡጥ መልሱ ሒዝኩም ክትቀርቡ ይግባእ፡ ኣብዛ ናይ ሎሚ ካብ ናይ ከብቲ ወጻኢ ዝኾነት ስም ኣየነይቲ'ያ ንዝብል ዋላኮ መልሳ ረኺብዋ ተኾነ፡ ብወገን ሓታቲ ኣርሕዶ ንውላድ ዝበጽሐት ደርሆያ ዝብል መልሲ ሂብክሞ፡ ልክዕዩ ኣብ ደርሆ ውን ይበሃልዩ፡ ዝኣኸለት ዘይተበኮረት ጤል ከኣ ኣርሕዶ'ያ ትበሃል፡ ስለዚ ንተዓዘብትኹም መኣረምታ ክትሁቡላ ንላቦ።
    ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነ ቀጽልዎ

  • @weresesenai7129
    @weresesenai7129 28 วันที่ผ่านมา

    ሱሌማን ኣርሕዶ ንዘይተቦከረት ጤል ዝውሃብ ስም'ዩ።

  • @hagereykebretey1962
    @hagereykebretey1962 27 วันที่ผ่านมา

    ኣባላ መልሲ ኣብ መስመር ብእተካይድዎ መሃሪ መደባት ኢዩ'ቀጽልዎ።ካልእ ካብተን ናይ ሕቶታትኩምልሲ ምርጫ ዝነበረት ኣርሕዶ እትብል:ደረጃታት ዕቤት ጓል ጥየል ኢያ። ማሕስእ (ኣርሕዶ) :ጤል ወይ ዳዓኛ ካኣ ትባሃል።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👈☝️👌🙏

  • @Slasie
    @Slasie 27 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ደቂ ኤረይ ሓላላት ጽቡቕ ክትህልው ብዓል ምሉእ ተስፋ ኢየ። እዚ ተዳልውዎ መደባት ብጣዕሚ ኢዩ ምሃሪ ቀጽልዎ።ሱሌማን ሓውና ኣርሕዶ ድኣ ዘይተበኮረት ጤል ኢያ ካብ ማሕሲእ ትጉብዝ ንምውላድ ዝበጽሓት ግን ዘይተበኮረት። ምስ ኣጣል ኢየ ዓብየ ናይ እንሳታት ኣስማት ሞያይ ኢዩ😂

  • @ZemuyKidane
    @ZemuyKidane 28 วันที่ผ่านมา +1

    Selam nakum deqi eri mdebkum das endabeleni eye zkatatelo kiltikum adalewiti nayzi medeb ka des kab zbluka eti fhshw gexikum eu hawukum zemuy kidane cab Winnipeg Canada nab dege zelena k kinsatef nkiel dina miss semay yeqireta

  • @meb66
    @meb66 26 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ኣቕረብቲ መደብ፣ መደብኩም መሳጥን መሃርን ስለ ዝኾነ ብዝበለጸ ክትቅጽልዎ እላቦ። ሕቶታትኩም ንሕጊ ትራፊክ ዝምልከት'ውን እንተዝውሰኾ ኣብ ሙግዳል ሓደጋታት መበርከተ እብል።
    መብራህቱ ተወልደ ኢየ
    ካብ ሽወደን።

  • @yemanekflom4130
    @yemanekflom4130 28 วันที่ผ่านมา

    ብእተቕብዎ መደብ መልሲ ኣብ መስመር ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ'ዩ። እታ ማዝያ 27_2024 ዝንአብረት ሕቶ ንከቲ ዘይትውክል ኣርሕዶ ዘይተቦክረት ጤል እያ።
    እታ ቅንዕቲ ፥ ደርሆውን ትበሃል ትኸውን።

    • @fesfalem
      @fesfalem 28 วันที่ผ่านมา

      Xbu aleka

  • @ermiashabtemariam4511
    @ermiashabtemariam4511 28 วันที่ผ่านมา

    ኣዝየ እየ ብልቢ ዝከታተላ እዛ መደብ ግና ምስጋና ብልቢ ዝፈትዎ ሓወይ ተኪላ ምኽንያቱ ሳልኡ እየ ክከታተላ ጀሚረ መልሲ ኣብ መስመር ❤

  • @teklunuguse1285
    @teklunuguse1285 23 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሱሊማን መደብ መልሲ ኣብ መስመር ብጥዓሚ ኢና ንካታተሎ ሞ መሃርን ኣዛናጋዕን ዉን ኢዩ ግን ሓንቲ ክንእርመካ ኢዛ ካብ ዓይነታት ከብቲ ዘይ ኮነት ዝበልካያ ኣርሕዶ ማለት ክሕረድ ዝቀረበ ደርሆ ዘይ ኮነስ ዘይ ተቦኮረት ጤል ኢያ ።ስለዚ መእረምታ ተገበርኩምላ ዝሓሽ ኮይኑ ይስማዓኒ ምክንያቱ ጌጋ ሰነድ ከይ ስነድ ይቀንየልና።

  • @natnaelandat400
    @natnaelandat400 28 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም መደብ መልሲ ኣብ መስመር ኣብ ሂውውትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ድማ ኣሳልጦ እንዳ ተመነኹ ኣብ እተቕርብዎ መደባት ብጣዕሚ ኢየ ዝከታተሎ ተማሃሮ ካብ ኣቑርደት ኣርሕዶ ናይ ጤል ኣይኮነትን ዝበልካዮ ስሌማን ንጤል ውን ትቅክላ ኢያ ስለዚ በብከባቢኡ ኣበሃህላ ይፈላለ ኢዩ እምበር።
    ስለዚ ንእሽቶይ ቴል መሓስእ ምስ ጎበዘት ከኣ ኣርሕዶ
    ንእሽቶ በጊዕ ዕየት ምስ ጎበዘት ድማ ሽበን
    ይጽወዓ እየን ስለዚ ስሌማን ነዞም ትማሃሮ ድሂልካዮም መስለኒ ናተይ ሪኢቶ ኢዩ ምስናይ ይቕሬትኡ።

  • @getk6062
    @getk6062 28 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ኣርሕዶ ማለት ዘይተበኾረት ጤልን ዘይተበኮረት ደርሆን ንክልቲኤን ትውክለን እያ

  • @drogbathegreat1169
    @drogbathegreat1169 28 วันที่ผ่านมา

    Sealm dekea eri I love this medebea abe Asmara mesea neyer dewealy fetean gean ketatewely ayklen kebea Australia hawkemewea.

  • @TeameGebru
    @TeameGebru 28 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmeromnrayo9670
    @asmeromnrayo9670 27 วันที่ผ่านมา

    ኣርሕዶ ዘይተቦከረት ጤል እያ። ምስ ደርሆ ዘተኣሳስር የብላን

  • @AlmazGhezai-eu7xo
    @AlmazGhezai-eu7xo 28 วันที่ผ่านมา

    💙💫💪👌🏻

  • @EdenTesfay-uo7ww
    @EdenTesfay-uo7ww 28 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @negasiemehari8857
    @negasiemehari8857 28 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ከመይ አለኩም ብመደብኩም ሒጉሳት እና ብለት 27 04 24 ዝነበረት ሕቶ መልሰምዎ እዮም ዘይ ወለደት ጠኤል አረሒዶ ቲበሃል እያ ነጋሲ መሐረ ካብ ነርወይ አብ ቀጻሊ አሰፊሐ ክጽሒፈልኩም ኢየ❤❤❤

  • @tsseb3236
    @tsseb3236 27 วันที่ผ่านมา

    The name of the guy who phoned from Hagaz, Eritrea is Ferhat, not Serhat.

  • @araia5277
    @araia5277 28 วันที่ผ่านมา

    ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷

  • @salmonalex2098
    @salmonalex2098 27 วันที่ผ่านมา

    Selam neakum deki eriey be zeyada ka sule & peter mesarhtukumen mahareten azanagaetin medebkum ajokum kexluwo ne dewelti ka xebuk tehguzwom alekum ❤👍

  • @ifesshaie9856
    @ifesshaie9856 24 วันที่ผ่านมา

    ብመጀመርታ ኣብ መሓርን ኣዘናጋዕን መደባትኩም ኣሳልጦ ይምነ ፡ ብምቕጻል እዚ ዝስዕብ መኣረምታ ክሰደልኩም ይደሊ። ኣርሕዶ ማለት ንደርሆ ዘይኮነ ንዘይተቦኮረት ጤል ዝገልጽ መጸውዒ ቃል እዮ ።

  • @SurprisedBirchForest-kv6gb
    @SurprisedBirchForest-kv6gb 28 วันที่ผ่านมา

    Welcome back ❤❤❤sulie shkor we,love u with petiii

  • @filimonweldetinsae6071
    @filimonweldetinsae6071 26 วันที่ผ่านมา

    Hello melsi ab Mesmer
    Medbkum Betami xebuk , darga i yelan eyi , please melsi ms temles neshty meglxi ent tegberulna just nay 1 dekik, for example hemame ደዌ entay Mukanu zefelto seb yelen , please ms temeles neshty meglexi geberulna

  • @teweldebrhannegassi6404
    @teweldebrhannegassi6404 27 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ዝኸበርኩም ኣቅረብቲ መልሲ ኣብ መስመር ኣነ ብተቅርብዎ መደባት ኣዝየ እየ ዝዓግብ ብዝያዳ ኣብ ዝሓለፈ ታሪኽ ኤርትራ ኪትሓቱ ኸለኹም ብዝያዳ ደስ ይብለኒ እዚ ናተይ ርእቶ እዩ ።
    ሱሌማን ብዕለት 27/04/2024 ኣርሕዶ
    ማለት ዘይተበኮረት ዝኣኸለት ጤል እያ
    ዶርሆ እልካ መልስካሎም እሞ ዝያዳ ምልስ እልካ ኣኣባ ኣጻሪያ ምስ ሰናይ ይቅሬታ

  • @teklughebrengus2161
    @teklughebrengus2161 22 วันที่ผ่านมา

    selam adlewit naz masmar ane hati heto aletn 1 kab alem znawha tlafrik abay hager yrkab bawlwo eza eba akrbwa ፧?

  • @negussiesamson3020
    @negussiesamson3020 27 วันที่ผ่านมา

    መርሓባ መደብ መልሲ ኣብ መስመር መጀመርታ ሩሑስ ኣውደኣመትን በዓል ነጻነትን ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ንመደብኩም ብሃንቀውታ እና ንጽበያ ቁሩብ ግን ግዜ ትሓጽረና ኣላ ምስ ጽቡቕ ኣቀራርባኹም እንዳመስ ገንኹም የቐንየለይ::

  • @user-wc6fb3jk9d
    @user-wc6fb3jk9d 28 วันที่ผ่านมา +1

    ክንጽበየኩም ቀኒና ብሃንቀውታ ኤረና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️☘️🌿☘️☘️☘️🇪🇷🇪🇷🌼🌼🌼🌼🌼

  • @ghebritonqay3783
    @ghebritonqay3783 28 วันที่ผ่านมา

    Selam meslsi ab mesmer Arhdo zey tebekoret tel u zigelx ndero trah ay konen

  • @berhanateklay2648
    @berhanateklay2648 26 วันที่ผ่านมา

    Hi dewiley erey ruhus qnyat beal naxnet endatemeneu haftikum brhana kab canada eye bezi tgebrwo medebat btami xbuq eyu qexilwo ruhus beal fasika ygberelkum ❤❤❤❤