ንፍቕርን ሓዳርን ዝተኸፈለ መስዋእቲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024
  • ፍቕሪ ሂወት እዩ ሂወት እውን ቃለሲ፡፡ ገላፂ ሓሳብ ፡ ፍትዋት ፍቑራት ተሻለን ምልኣትን እውን ና ክልቲኦም ደሞዝ ተቓሪፁ ናብረኦም ዝቐልሉ መንገዲ ልገርም እዩ፡፡ ተኸታተልዎ ክትመሃርሉ ኢኹም ነዓና እውን#like #subscribe #share ብምግባር ኣበረታትዑና

ความคิดเห็น • 172

  • @shalomidf8022
    @shalomidf8022 5 หลายเดือนก่อน +27

    ርኡቶኹም ኣንቢበዮ ናይ ብሓቂ ሃናፃይን ተስፋ ዝህበን እዩ።ንኹሉኹም ድንን ኢለ በስመይን ብስም ስደራይን የመስግን። ሰናይ ብዓል።ፍቕሪ ኢንተርተይመነት ድማ ናበ ህዝቢ ክንበቅዕ ገይርኹም የመስግን።ንእሽተይ ተሞክሮ ክኾን ኢለ እምበር ንባዕለይ ኣግዚፈ ከይመስለኩም ምስ ዘለኒ ስክፍታ ክተርድኡለይ ይደሊ።ወሰናይኹም።

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน +7

      ንሕና እውን ጉንብስ ኢልና ኣመስጊና ክቡራትን ጀጋኑን ስድራ። ብሓቂ ዝለዓለ ክብሪ እዩ ዘለኒ መፃኢኹም እውን ይባረኽ። መቐረት ፍቕሪ ኢንተርተይመንት ኢኹም እሞ ኣዝየ የመስግን

    • @selam12121
      @selam12121 5 หลายเดือนก่อน +1

      Glad to see you tesheieway ewunet btaemi eye adnikeka ...egziabher hadarkum nabrakumn wuludkumn ybarkelkum ❤❤❤

    • @asoalasoal7642
      @asoalasoal7642 5 หลายเดือนก่อน +1

      egzabiher ymesgen

    • @تقرايحبشي-ل7ل
      @تقرايحبشي-ل7ل 5 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @TIRHASZere
      @TIRHASZere หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤
      ዋውውውውውው
      ብጣሚ ደስ ትብሉ ስድራ ዘበንኩም ይባረክ ኣጆኩም

  • @Muhammad-ch4bp
    @Muhammad-ch4bp 5 หลายเดือนก่อน +11

    ብሓቂ ክቡራት አሕዋት ስራሕ የክብር እዩ የኮነይዶ አብ ዓድካ.አብ ስደት ውን ስራሕ አይነዓቅን ዓዲ ማትካ አይኩራዕ ከይሰራሕካ አይብላዕ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน +2

      ብትክክል የቐንየልና ❤️❤️❤️

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
    @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 5 หลายเดือนก่อน +10

    ብሓቂ ደሰ በሃለት ኣብ ዓዲካ ሰራሕ ፅብቅ እየ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @TesakalgBerihu
    @TesakalgBerihu 5 หลายเดือนก่อน +9

    ጀጋኑ💛❤😍😍👌👌👌ፍቅሪ ማለትስ ኣብዚ እኒኦ እግዚአብሔር ፍቅርኩም የሰስነልኩም❤💛😍👌🙏🙏🕊🕊🕊

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @ሃዉልቲጓልትግራይ
    @ሃዉልቲጓልትግራይ 5 หลายเดือนก่อน +8

    ዋዉዉዉ ባሓቂ ዓበይቲ ሰባት ትሕት ዝብል አምላክ እዩ ልዕል እዩ ዘብል እሞ አምላክ በረክት የብዘሕሉኩም አብ ዝልዓለ ደረጃ ትበፂሑ ይምነየሉኩ ዕዉታት እኩም🙏🙏🙏❤❤❤🎉🎉🎉

    • @MaaanjJopnj-pg2bu
      @MaaanjJopnj-pg2bu 5 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @ሠላም-ጰ3ቸ
    @ሠላም-ጰ3ቸ 5 หลายเดือนก่อน +5

    ዋው ትገርሙ ቤተሰብ ፅቡቅ መርአያ ከማኩም ዝበለ ይብዘህልና ትግራይ አድና ክንደይ ክ ትፅብቁ ደስ ትብሉ እዞምእህዋተይ ህዳርኩምን ዝሀሰብኩምዋ ኪሉ እግዛብሄር ይባርኩልኩም ❤❤❤❤🙏👏👏👏💐

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 5 หลายเดือนก่อน +7

    ጌታይ ማዓረይ ከምዚ ዓይነት ወዲ ፍጠረለይ🙏😌

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @ድግልማርያምኣደይ
    @ድግልማርያምኣደይ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ስድራ ጀጋኑ ቀፅልሉ ኣብዓውይ ደረጃ በፅሕኩም ክንርኢኩም ተስፋ ንገብር

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኡፍፍ ትፍለዩ ኢኹም መምህራን ፍቅሪ ሓዳርኩም የባረኽ🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @emmaq1588
    @emmaq1588 5 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚአብሔር አምላክ ሓደርኩሞ ይባርከልኩሞ ደስ ክብሉ ትሕትኖኦሞ ደስ ዝበል መደብ እዩ ቀፅልሉ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน +1

      ክብረት ይሃበልና ነዓኹም ሒዝና ክንቅፅለሉ ኢና ❤❤❤

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 21 วันที่ผ่านมา +1

    ቃላት የብለይን በቃ ጀጋኑ ኢኹም ምኽንያቱ እቲ ዘለኩም ምያ ከየዕሸወኩም ናብራ ንምሽናፍ ትሕት ኢልኩም ሽግርኩም ንምፍታሕ ስለ ዝተበገስኩም ጀጋኑ በቃ ❤❤❤ ❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  21 วันที่ผ่านมา +1

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ኩቡሉ አሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @kmmh883
    @kmmh883 9 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መርአያታት ኢኹም

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  9 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @AutomotiveZhai
    @AutomotiveZhai 5 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ እግዚኣብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባረክ
    ❤❤❤❤❤❤❤
    አትን ትግራዋይ ፍቅሪ አይፈልጥን ትብላ ንዕነ ስምዖኦም ከም ትግራዋይ ፈቃርን መስተዉዓልን አብ ሓዳሩ ጠንካራን የለን

  • @zemedateka1891
    @zemedateka1891 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ስራሕ ኩርዓትካ እዩ። ክብራት የሕዋት ሓዳርኩም ይባረክ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6pi 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውውውው ብጣዕሚ ጀጋኑ ከማኹም ዓርሰ ኣምነት ዘለዎ የብዘሐልና ❤❤❤❤👌👌👌👌

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን። የቐንየልና ❤️❤️❤️

  • @FANAABRHA-bx1wt
    @FANAABRHA-bx1wt 5 หลายเดือนก่อน +1

    big respect, proud of you

  • @Monliaz
    @Monliaz 5 หลายเดือนก่อน

    ሰየየ ጅግኑ ኢኹም!!❤❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      የቐንየልና ❤️❤️❤️

  • @thecash_4219
    @thecash_4219 5 หลายเดือนก่อน +1

    እጅግ በጣም ጥሩ ስው ነህ ክአንተ ብዝ ስው ይማሀረ

  • @weynigaltewahdo2854
    @weynigaltewahdo2854 5 หลายเดือนก่อน +2

    ስራሕ ኽብሪ እዩ ኣብ ዓድካ።

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ብትክክል ❤️❤️❤️

  • @SebliBekele-q5n
    @SebliBekele-q5n 15 วันที่ผ่านมา +1

    Uffff wey yhwatay

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ፍቅራተይ ክንደይ ደስ ከበለካ ማዓረይ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @abedaberhan
    @abedaberhan 4 หลายเดือนก่อน

    በጣዕሚ ዘገሪም ታረክ ሕዳራኹም ይባረክ ሰለ እቲ ኩሉ ነገረ እግዚአብሔር ይመሰገን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ዘይ ሕልፍ ነገር የለን በጣዕሚ ለባመት🎯😘😘😘

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  4 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @tekhlithagos4656
    @tekhlithagos4656 หลายเดือนก่อน +1

    Teadilka mara eya tefkreka hadarkum ybarek

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @user-hc8in8kj4q
    @user-hc8in8kj4q 5 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይይ ቡሩኻተይ እግዚአብሔር አምላኽ ብፍቅሪ የንብርኩም ንዓና እዉን ከምዚ ዝበለ ሓዳር ይፍጠረና❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 5 หลายเดือนก่อน

    ኣስይይ ክንደይ ደስ ይብሎ ፍቅርኹም የብዘሐዮ ፈጣሪ❤

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 5 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ዘይሰርሕ አይብላዕ ይቡሉ ወለደና ሰራሕ ፀብቅ ሰራሕ አጀኹም አብ ላዕሊ ደረጃ ከምት በፅሑ ባዓልቲ ሙሉእ ተሰፊ እየ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @SmilingDominoes-sx1dh
    @SmilingDominoes-sx1dh 10 วันที่ผ่านมา +1

    በስመኣብ ብቃልኩም iqa ኣይከኣልኩን ብግብሪ ዝፍርሕ መከራ ኣሕሊፉ ህዝብና 😢😢ንምንታይ ታይ ስለዝገበርናዮም ብሰላም ከይነብር ከልኣምዎ ነይሮም ህዝብና.. ሕዚ ለ ዝኹሉ ሓሊፉ ተረሲዑ ትግራይ ይበኣሱላ ኣለዉ መንእሰይ መሪርዎ ስደት ክመርፅ ይግደድድ ኣሎ ኣብ ስደት ንዘለና ዓድና ንክንከድ ተስፋና ይጽልምት ኣሎ..😢ግን ንምንታይ?😢

  • @tsege531
    @tsege531 5 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውውውውውው ደስ ክብሉ ፍቅሮም መለዕዓል ስርሖም ደስ ክብሉካ መርኣያ ኩሉ ኢኩም 💟💟💟

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @LwamGebrekidan
    @LwamGebrekidan 5 หลายเดือนก่อน +1

    adorable couple and program. I really appreciate you. keep up

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      የቐንየልና ❤️❤️❤️

  • @ZweyniNegasi-to7hm
    @ZweyniNegasi-to7hm 2 หลายเดือนก่อน

    መጀመርያ ግዜ #እንኳዕ አብፀሐ ንማርያ
    #ፍቅሪ #ኢንተርቴመንት የቅንንየልና ለባማትን ፍቁራትን ሓትና ናብዚ መደብ ብምምፃአካ
    ሰደትና አብቁዑ ከም ናይኩም ፍቅሪ ካዓ ይዓድልና እግዚአብሔር አምላክ ተባረኩ ዞም ይሕዋተይ❤💛❤🙏🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐ ሓፍተይ ናተይ ሓሳብ ልብኺ ድማ የስምረልኪ 🙏🙏🙏❤❤❤

    • @ZweyniNegasi-to7hm
      @ZweyniNegasi-to7hm 2 หลายเดือนก่อน

      @@fkrientertainment አሜን ((3))ዝሓወይ❤❤🙏

  • @SesenMenasbo
    @SesenMenasbo 5 หลายเดือนก่อน

    wowwwww amazing. bhaki jeganu ekum

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      Thank you so much ❤️❤️❤️

  • @ytub8615
    @ytub8615 5 หลายเดือนก่อน

    ዋውውው ብሓቂ ብጣዒም ኢኹም ተቕንኡ ካባኻትኩም ብዝሑ ተምህረ
    በቃ ኣብ ሰደት ዘለና ንክድ ናብ ዓድና እባእ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @ክብሪንTDF
    @ክብሪንTDF 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዝሚድያ ክዓቢ ዘለዎ ሚድያ እዩ ❤👌

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበልና ኣብ ጎንና ስለዝኾንኩም ❤️❤️❤️

  • @fada3193
    @fada3193 5 หลายเดือนก่อน

    አውይ ደሰ ክቡሉኻ❤❤❤❤❤

  • @abyabby9886
    @abyabby9886 2 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምስ ደቅኩም ዞም ሓተይ🙏♥️

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏❤❤❤

  • @abebakasa349
    @abebakasa349 2 หลายเดือนก่อน

    bahaki des zebli tmharti kemzieom zebelu hantseti temharti zel tmtseluna betami eina nemsegen

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤

  • @ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ
    @ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ 5 หลายเดือนก่อน

    ደስ ክብሉ ዝኮነ ይኩን ሰራሕ ክብረት አዩ።
    ብሩኮት የሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ መናባብረኩም የባርክ♥️👏🥀
    ኣቅረብቲ ነዚ ቻናል ውን የቀንየለና ♥️👏

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ንሕና እውን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️ ኣይትፈለዩና

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብሽም እዞም ጀጋኑ ሰብስክራይብ ገይረ አለኹ በርቱዑ ደስ ዝብል

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @brhaneye
    @brhaneye 2 หลายเดือนก่อน

    በርትዑ 😊 ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረኽ 🙏😍 ዛሚድያ ክትዓቢ ኣለዋ ሸር በሉዎ🙌😊

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @plal7101
    @plal7101 5 หลายเดือนก่อน

    Wow edmen tinan yhabkum tsebuk lamdi ikum akafilkuma yekenyelna❤❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 5 หลายเดือนก่อน

    ፍቅሪ ማለት ሰደትና አሕፅሩ ከምዚ ዘበለ ሓደር የፍጠረልና❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ
    @ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውው❤️❤️❤️❤️

  • @salamaaa905
    @salamaaa905 15 วันที่ผ่านมา +1

    ስራሕ ዘይምንዓቅ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ እዮ ዘብፀሐካ ጀጋኑ ኢኩም ብሓቒ ኣብ ዓዲ ዘለኩም ከምዚ ዓይነት ሞራልን ተስፍን ዘለዎ ነገር ተሪአ ካብ ስደት ናብ ዓደይ እተዊ እተዊ ይመፀንሎ ❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  15 วันที่ผ่านมา

      ክበረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @abieltarik1907
    @abieltarik1907 5 หลายเดือนก่อน

    Yuo tup awxlom bejkum mhurat smart zkonu sdra from eri ❤❤❤❤❤🎉

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      እሺ ሓወይ ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ 5 หลายเดือนก่อน

    መደብኩም ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ነመስግን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @abrehetkeshp9742
    @abrehetkeshp9742 5 หลายเดือนก่อน

    ዋውው ♥️

  • @tsegabubairagabr1261
    @tsegabubairagabr1261 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ zgerm fkry astemhary eyu ketsllu

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @DhdHdhdhd-lf4oj
    @DhdHdhdhd-lf4oj 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤ ጅግና❤️❤❤🔥-

  • @medhin8187
    @medhin8187 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @Genettadese-j6x
    @Genettadese-j6x 2 หลายเดือนก่อน +1

    🎉❤❤❤

  • @rdffgg500
    @rdffgg500 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @حسينالحجوري-ع7ق
    @حسينالحجوري-ع7ق 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @hlftihaftu4062
    @hlftihaftu4062 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኩም ኣብ ዓድካ ኮይንካ ስራሕ ምንም ኣይብልን ዓዲማትና ዓዲዓረብተቀሚጥና እውን ሽቲበት ናፀረግና ደመወዝና ብልመና ኮይኑና ኣሎ😮እና ሓደርኩም ይባረከልኩም ኣሕዋተይ

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 5 หลายเดือนก่อน

    😢❤❤

  • @zemuybrhane365
    @zemuybrhane365 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ 🎉

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 5 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ማለት ከምዚ እዩ ዓርስ እምነቱ ከነደይ ደስ ይብለኻ👌 ሓዳርኩም ይባረክ🙏💗

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @SaraSara-ji6gr
    @SaraSara-ji6gr 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @EtanChanalዕጣንቤትL-veme
    @EtanChanalዕጣንቤትL-veme 5 หลายเดือนก่อน

    ንፉዓት ኣርኣያ ኽትኮኑ ኢኹም❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @fada3193
    @fada3193 5 หลายเดือนก่อน

    ነይ ባዕሎም ይቱብ አልዎም ዶ❤

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @TGgf-vr1ly
    @TGgf-vr1ly 5 หลายเดือนก่อน

    ♥️♥️♥️🥰❣️

  • @AhmedAhmed-kz9st
    @AhmedAhmed-kz9st 4 หลายเดือนก่อน

    ብፍቅሪ ያንብሪክም❤❤❤❤❤

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  4 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @midomi7537
    @midomi7537 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FshaArega-gp9zl
    @FshaArega-gp9zl 2 หลายเดือนก่อน +1

    💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @JjJj-qh2wd
    @JjJj-qh2wd หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @dilanasar1567
    @dilanasar1567 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hiwaen
    @hiwaen 5 หลายเดือนก่อน

    ብምክንያት ኣይኮነን መሁር እየ ዘፉቕር

  • @mirimiri-w7o
    @mirimiri-w7o 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 5 หลายเดือนก่อน

    💖💝❤💛💏

  • @hmkl2789
    @hmkl2789 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤😍😍😍💊

  • @اريامعبدالله-س3و
    @اريامعبدالله-س3و 5 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️

  • @fatimaMohammed-c7c
    @fatimaMohammed-c7c 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AzebMehoni
    @AzebMehoni 2 หลายเดือนก่อน +1

    💖💖💖💖💖💖💋💋💋💋💞💞💞💞

  • @اللالل-ج1د
    @اللالل-ج1د 5 หลายเดือนก่อน

    💕💞💕💕💞💞💞💞

  • @salamalamlam6786
    @salamalamlam6786 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤💏💍😘💐

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  2 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 5 หลายเดือนก่อน +1

    ፍቅሪ ኢንተርተይመንት ብጣዕም የቀንየልና ደስ ዝብል መደባት እኹም ተቕርቡ ዘለኹም ንሕና መንእሰይ ብጣዕም እና ንማሃረሉና ቀፅሉልና♥️ ንዞም ኣሕዋተና ዱማ እግዝያብሔር ሓዳሮም ይባርኸሎም ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቦም 👏♥️ተጋሩ ኣበይ ኣለኹም ኖዑ ናባራትዖም 😍

    • @fkrientertainment
      @fkrientertainment  5 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና እምበይተዋ ❤️❤️❤️ ነዓኹም ሒዝና ክንቅፅለሉ ኢና # big Respect❤️

  • @tmnitleul722
    @tmnitleul722 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Aezed-t9i
    @Aezed-t9i 11 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ifjvicic4630
    @ifjvicic4630 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @HkviG
    @HkviG 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @bege8567
    @bege8567 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፍረጋልትግራይ-ኸ6ሰ
    @ፍረጋልትግራይ-ኸ6ሰ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SelamSelam-u8s
    @SelamSelam-u8s 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @drftdefs
    @drftdefs 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @سارهالشهراني-ظ6ي
    @سارهالشهراني-ظ6ي 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @aaabbn1717
    @aaabbn1717 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @DiamondTube-cx4fe
    @DiamondTube-cx4fe 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @idhgydgc1654
    @idhgydgc1654 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ነብያትሃይሉ
    @ነብያትሃይሉ 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @እግዚአብሔርእረኛዬነ-ጠ9ጀ
    @እግዚአብሔርእረኛዬነ-ጠ9ጀ 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ትግራይኩሑሎ-ወ3ጨ
    @ትግራይኩሑሎ-ወ3ጨ 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤